ፖለቲካዊ ዘተ ተጀሚሩ// ናይ መቐለ ወሳኒ መድረኽ// ኣብይ ንዶ/ፅዮን ደልዩዎ?

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 2 ต.ค. 2024
  • #tdf #somalia #ethiopia
    #ጌታቸው #ደብረፅዮን #ሑመራ #ፀለምቲ #ፖለቲካ #zena_tigrigna #ኣምሓራ #ፋኖ #ህግደፍ #eritreanews #tigraynews #ትግራይ #EriTVEritreaOfficial #ኤርትራ #ኢሮብ #ኢሳይያስ #ህወሓት #ብልፅግና #ምድማር #tdf #ወልቃይት #ፀገደ #selamawit #ታደሰወረደ #dollar #ፃድቃን
    ትግራይ ብሮድካስት ሰርቪስ ሚድያ ትስፍውቲ ሓዳሽ ትግራይ ንምግሃድ እጃሙ ክዓምም ዝንቀሳቐስ ዘሎ ትካል ሓበሬታ እዩ።
    Welcome to TBS, the official channel of the Tigray Broadcast Service. TBS is a new and independent media platform that aims to inform and entertain the people of Tigray and beyond. We cover the latest political news and current affairs in Tigray, Ethiopia, and the Horn of Africa. We also produce original and quality content that showcases the rich and diverse history, heritage, and identity of Tigray. Our vision is to contribute to the realisation of the new Tigray, a prosperous and democratic region that respects human rights, diversity, and peace.
    Join us and "subscribe" to our channel to get notified of our daily updates and live broadcasts.
    Thank you for your support and feedback. Together, we can make a difference.
    TBS: Your Preferable Newsroom and New Information" Please subscribe, watch, and leave your comments. We will use the comments as needed to build our organisation.
    Thank you!

ความคิดเห็น • 90

  • @DawitMengs
    @DawitMengs 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    እዋይ ትግራይ ዓደይ ተዋሪድኪ መፃወቲ ብልፅግና ኣብይ ኮንኪ😭😭😭

    • @semretgirmay5590
      @semretgirmay5590 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ናይ በሐቂ ዘሕምምምምምምምም

  • @Seb15
    @Seb15 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ምሩጻት ሚድያ ንኩሉ ማዕረ ዝስንዩ ቀጽልዎ።

  • @KflomGs
    @KflomGs 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ኣብዪ ን መራሕቲ ትግራይ ዝገብሮ ፀለመ ሎሚ ሓድሹ ኣይኮነን
    ዶ/ር ደብረፅዮን ህዝብን ሓቅን ሒዙ ይዕወት

  • @gebremedhinberihu1794
    @gebremedhinberihu1794 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ሓቃዊ ዜና ስርሑ ጌጋ ዘይቅንዕ መረዳእታ ከይተቅሩቡ

  • @NolawyRufael
    @NolawyRufael 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ብሰንኪ ስልጣን ኣይኮነን
    ኣፈላላይይ ዕላማ ዩ

  • @bereket-x8w
    @bereket-x8w 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ዘሎ መማረፂ መንግስቲ ትግራይ ደጊፍካ ምኻድ ጥራሕ እዩ።

  • @SelamMeles-lt8lz
    @SelamMeles-lt8lz 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ወገንተኛ አይትኩኒ ካብ ሕዉሃት ዝባሰ ጌታቸው ገደል የትወና አሎ ግን ንስኪ ጌታቸው ይከፍለኪ አዩ ንሕዝብኪ ደው በሊ

  • @genigebre2752
    @genigebre2752 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ንመምህር ተመሰገን ዓብዪ ክብሪ ኣለኒ ብጣዕሚ እየ ዝድንቆ ሓሳባትካ

  • @Muez_Gidey
    @Muez_Gidey 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    💛❤️

  • @kidanehaddish
    @kidanehaddish 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ትግራይ ቦድካስት ወትሮ ዘስደምም ትንታነ ኣብ ዓሚቕ ፍልጠት ዝተሞርከሰ። ተመስገን ካሕሳይ ቁልፊ ሰብን ኣማታይን ረብሓ ህዝብናንዩ።❤❤❤🎉🎉

  • @yemanetse4602
    @yemanetse4602 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    መፃወቲ ኣብይ ኮይኖም በቃ

    • @MemeKassa-o2e
      @MemeKassa-o2e 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@yemanetse4602 ይበሎም ህማቃት

  • @destagebrehiwot4556
    @destagebrehiwot4556 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    Hasewti badatat
    👎👎👎👎👎👎👎👎👎

  • @የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ
    @የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ገዲም ብዞም ዓለታውያን ሽረን ዓድዋን አይንመራሕን ፀረ መናእስይን ሰላምን እዩም ደብረ ሰይጣን ካብ ወንበር ክውገድ አለወ ህውሓት በላዒት ሰብ 😢😢😢😢

  • @cherkoskassa4054
    @cherkoskassa4054 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    አበይ ንነበርካ ኢኻ በልአይ ኽትኽፎ መኸተ ዶ ትቋወም አይነበርካን

  • @NigusHadis-cm8ru
    @NigusHadis-cm8ru 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Good voice and clarity be continue.....

  • @askaltesfa8383
    @askaltesfa8383 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Thank you

  • @manjussegen3654
    @manjussegen3654 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ብጽብጽ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሓቢእካ ነይርካስ ሕጂ ዝኣርገ ዉድብ ህወሓት ወራዳ ኣዚይ ዓለም Tdf ታይ ዶ መን ዶ ትብልሲ ብመስዋእቲ ይሕዋትና ዝመጸ ጭናጭል ሰላም ዝረከብና ንስካ ግን ወራዳ ,ካብ ንስካ ናብ ሚድያ ኪዳነ ኣመነ ብዓሰርተ ዕጽፊ ይበልጸካ ንሱ ክቀርብ ነይርዎ ንስካ ግን ኣብ ኣዉረፕ መጺካ ዉን ታይ ከም ዝገበርካ ተጋሩ ንፈልጥ ኢና😢

  • @slime12-so5mx
    @slime12-so5mx 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    TBS ❤❤❤

  • @habenhabtu6214
    @habenhabtu6214 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ሕወሓት ትሕቲ ዕድመ ደቂ 16 ዓመትናብ ኩናት ተሰልፍ ከምዝነበረት ትንስክር ከምዘሎኻ ይርደኣካ ዲዩ። ኣየ ፖለቲከኛታት ትግራይ!

  • @alguyonas3312
    @alguyonas3312 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Selam ❤

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ተአረሙ አይተዳሉዉ

  • @yohannesgebremeskel7368
    @yohannesgebremeskel7368 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    እዚ ወለዶ ሓሶኡን ምሕሳውን ብደምቢ እዩ ተማሂሩ

  • @semretgirmay5590
    @semretgirmay5590 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ተመስገን ካሕሳይ ጀግና ሐውና ነኽብረካ ክበረልና

  • @s0lovon
    @s0lovon 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    GETACHEW IS the number one enemy now for Tigray people

  • @YemanGrmay
    @YemanGrmay ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጨምላቃት መራሕቲ ትግራይ አዋሪዶምና እባ

  • @Lalba12
    @Lalba12 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣይተ ክብሮም ፅቡቕ ገለፃ እዩ ግን ምዝራብን ምትግባርን ይፋላለ እዩ።

  • @GedaBahelebi
    @GedaBahelebi 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    greet idea from Kbrom

  • @ShishayAkli
    @ShishayAkli 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ካውንስል? ኮልሳም ሃዳሚ

  • @Hmm-c8v
    @Hmm-c8v 32 นาทีที่ผ่านมา

    💛❤️💛💖🥰🥰

  • @gebremezgebetefnsrdum148
    @gebremezgebetefnsrdum148 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ባይቶና ኣብ ትግራይ ሕምምድ እንተተፈጢሩ ናብ መድረኽ ንክመፅእ ይሕግዞ ባዕሎም ግን ህይውት ይብሎምን:

  • @HagosKidanu-n4i
    @HagosKidanu-n4i 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    መር.ተመስገን ካሕሳይ ትኽክል ተዛሪብካ ኣለኻ።

  • @AhmedMehamednor
    @AhmedMehamednor 34 นาทีที่ผ่านมา

    ናይ ደብረፅዮን ሽም ምጥፋእ ሓለቓታት ጌታቸው ረዳ ብልፅገና ንጌታቸው ንምሕጋዝ ተባሂሉ ዝተገበረ እዩ

  • @NurhsienWehab
    @NurhsienWehab 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    የመቻል

  • @የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ
    @የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ደብረ ፅንተት ክውከድ አለው ገዲም ብዓለታውያን ሽረን ዓድዋን ደቃሉ ሻዕብያ አይኒምራሕን መከራ ትግራይ ሕዙ ዝመፀና ፀረ መናእሰይ ዝኮነና ደብረ ዕክሊል ፀረ ሰላምን መናእሰይን እዩ😢😢😢

  • @gebregziabher3211
    @gebregziabher3211 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    በካዕ ከዳሚ ብልፅግና

  • @Dengolo-gf7dd
    @Dengolo-gf7dd 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Yewesek

  • @Ha27ylom21e
    @Ha27ylom21e 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    የጌቻቸው ብድን ከጥፋት እንከላከል የሄንን አሸባሪ ሃይል ነው

  • @Nathnahom
    @Nathnahom 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Do lottery ? OMG hagerka nikitgedef Tsbuq edil ????

  • @EbruAdem-bx5hw
    @EbruAdem-bx5hw 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ይነክ

  • @destagebrehiwot4556
    @destagebrehiwot4556 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Hadami blash Seb eka
    👎👎👎👎👎👎👎👎👎

  • @gebremezgebetefnsrdum148
    @gebremezgebetefnsrdum148 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ውዕል ፕሪቶርያ ወይ ብመስዋእቲ ወይ ብወፃእተኛታት ዝተመስረተ እዩ በል: ተዋቒዑካ ኣሎ:

  • @NigistTesfahungne-n4c
    @NigistTesfahungne-n4c 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ባዓል እዚአቶም እኮእዮ ንቶም ጸላእቲውን በሪ ዝኸፍቱሎም ዘለው

  • @JoyfulGramophone-gt7iv
    @JoyfulGramophone-gt7iv 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    መን ዝሓቦ መንግስትነት ባይቶና ኩርኩር ብልፅግናን ምኳን እዩ።

  • @ነውራምጻድቃን
    @ነውራምጻድቃን 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    100% ሃሳውትይ ባንዳ ታት ከህድትይ ይሁዳታት ወርዳ ታት ግጽኩም ይርሕቅ፣ በካዓት ርሳሃት፣ ተጋሩ አይኮንኩምን መህፈርቲ ፣ሁሱራት

  • @solkel62
    @solkel62 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ስርዓት ፈዴራሊዝም ክትከል ከሎ ሽኸት 100% ተጋሩ ጥራይ ይነብሩላ ነይሮም:ሐዚ ምናልባሽ ቁፅሪ ተጋሩ ላብ 70% ወሪዱ ክኾን ይኽእልእዩ

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዚማናጨት ዘሎ ጌታቸው ረዳ እዩ😮😮😮😮

  • @SelamMeles-lt8lz
    @SelamMeles-lt8lz 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ንሕዝቢ ዘይጠልም ዋዕላ ስብሰባ ኩላኩም ሓደ አይ ህዝበይ

  • @hagarawinet2088
    @hagarawinet2088 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Simimie iyu simieinet

  • @meazabeyene8485
    @meazabeyene8485 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Jibrom haswi leba since when do u like getchow reda or tsuskan??😂😂😂😂😂😂😂

  • @asmeromandeha8951
    @asmeromandeha8951 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Aytehaswu sheabya goytakum eyu akbrwo

  • @EagerBocce-vl1ri
    @EagerBocce-vl1ri 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሕጂ ውን እታ እንኮ ምርጫ ሕብረት ገይሮም ነብሶምን ትግራይን ምዳሓን እዩ
    እንተዘይኮይኑ ርዱእ እዩ ካብ ዝሓለፈ ታሪኽ ተማሃሩ ንህዝቢ ትግራይ ንምጥፋእ እንታይ ዘይኣከቡ እንታይ ዘይፈጸሙ ሕጂውን

  • @SuperMobly
    @SuperMobly 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Memhr Temesgen is from Tigray. Not eritrean.

  • @selamnkulu2541
    @selamnkulu2541 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እዚ ናይጌታቸውን ጀነራል ፃድቃን ሽርሒ እዩ:ኸመይ እዩ ሚድያታት ናይ ስልጣን ባእሲ ገይሮም ዘቕርብዋ: ናይ መሬት ትግራይ ንፀላኢ ምርካብን ዘይምርካብን እዩ: ሕውሓት ሕማቕ ተነይራ እዞም ጉጅለ ጌታቸው ነይሮምሉ እንድዮም: እሞ መብዛሕቲኦም ወንጀለኛታት :

  • @getachewdesta1433
    @getachewdesta1433 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Kbrom banda hadame

  • @ShishayAkli
    @ShishayAkli 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ከዳሚ ሃዳሚ ክብሮም

  • @Ha27ylom21e
    @Ha27ylom21e 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ግዝየዊ ግዝየዊ እዮ መሸሚ መውረዲ የኮነይ ጭራሸ መንግሰትነት አይትመነይዋ አረቅኹም ፀንፈፉ

  • @habtezghitesfaldet7640
    @habtezghitesfaldet7640 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኢድ ሸናሒት ጸናሒ ኮይንኩም ፖለቲከኛታት ተጋሩ!! ንካልኦት እትምነይዎን እትሓስብዎን እከይ ሰይጣናዊ ሃቀነ ኣብርእስኩም ክወርድ ንርእዮ ኣለና!!
    ብፍላይ እቲ ምስ ህዝብን መንግስትን ሃገረ-ኤርትራ ዘሎኩም ዝንቡዕ ኣመለካክታን ገምጋምን ከይኣረምኩም እተምጽእዎ ፍታሕ ይኩን እተስፍንዎ ውሑስ ሰላም ኣይሁሉን!!

  • @abrahatsionbeyene2110
    @abrahatsionbeyene2110 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Ata baltomi zqmzekumnn k mes menetay kitglzdyou eki hsret

  • @lemlemasmelash2764
    @lemlemasmelash2764 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    My goodness you sound like your enemy your very sad Getachou is very sad he is doing the same propaganda like your enemy Tigray people I disappointed specially your elite and politicians you disgrace all those women got rapped all this people got killed and TDF lost their lives lost their arms

  • @GedaBahelebi
    @GedaBahelebi 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ትክክል እዩ ናይ ክብሮም ሐ ሳብ

  • @hailemariamgirmayabrha9849
    @hailemariamgirmayabrha9849 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ክብሮም ጀግና!!!!

  • @MebrihitGebre-o5y
    @MebrihitGebre-o5y 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ክብሮም ጋጥወጥ

  • @semretgirmay5590
    @semretgirmay5590 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዕድመ ንጌታቸው ጋና ንኹሎም አያታትና ክውደኦም ኢዩ ተላላአኺ

  • @ShishayAkli
    @ShishayAkli 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ጌታቸው ረዳ ንማእኸላይ ዞባ፣ ንሰሜን ምዕራብን ምዕራብ ትግራይን ኣግሊሉ ናብ ዓፋር ምኻዱ ንግዝያዊ ፖለቲካዊ ሃልኪ እምበር ቁምነገር ኣይኮነን

    • @JonNati
      @JonNati 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ንስኻትኩም ደኣ ምሳኻ ኣይንዘራረብንጉባኤ ኣየካየድካን ንስኻ ኣይትመሐድረናን ውጽኣልና ኢልኩምኮ ኣበባሪርክምዎ ስለዚይ ብጉጅለ ልምዓትኩም ተመርሑ ብተንዘእወያን ዝረበሻን ክትምረሑ መሰልኩም ኢዩ

  • @NahomHadera-cx4dk
    @NahomHadera-cx4dk 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብሄራዊ ዕርቂ ትብል ድማ ትፃረፍ ጋህታፍ

  • @iamfree347
    @iamfree347 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ደብረ ፅዮንን ጉጅለኡን ብጆኖሳይድ ህዝቢ ትግራይ ክኽሰሱን ናብ ዐለም ቤት ፍርዲ ክቀርቡ አለዎም

    • @AyalewAlemu-m5y
      @AyalewAlemu-m5y 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ጌታቸው ረዳ እውን በጀኖሳይድ
      ክህተት እዩ። አይተዳሊ