ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ዊንተይ ተባረኪ ብጣዕሚ እየ ለፈትወኪ ለክበረኪ ዓመት ለዓመት ይዕቆርኪ ዛበተይ 🙏🙏🙏🙏🙏
ጎቦዝ ዝሓፍተይ ጽቡቕ ምግባር ልነብስና ምዃኑ ከይዘንጋዕና ጽቡቕ ንግበር🥀🥀🥀
ተባረኩ ቡሩኳት ገዛ ዊንቲ ዶሞ ንእስነት ኪ ይባረክ ማዓረይ❤❤❤
ቀፅልሉ ድምቅቲ ሓፍተይ 2ይ ማዓልቲ ነቢዐ ኣብ ዝሰራሕክዮም ደስ ዝብሉ ቁዱስ ቅንኢ ዘቅንእ ስራሕትኪ ሓሳብ ልብኪ ሰሚሩ ሂብካ ዘይጎድል እንጀራ ይፍጠረልኪ ዊንታዋይ ትፍለይ ኢኪ ነዚ ቁዱስ ስራሕ ንክትቅፅልዮ ቁዱስ ሚካኤል ይሓግዝኪ ✝️🌹✝️👏
ዊኒታየይ ፅጉኡ ይብዘሐልኪ አብ ዝላዓለ ደርጃ የብፅሕኪ ምቅርቲ
ሙናዋይ ለባም ዓባይ ሰብ ብዝወፀ ፈጣሪ ባዕሉ ይተከአልኪ ዝሓፍተይ
እግዝኣቢሔር ኣምላኽ ብዝወፅአ ይተከአልኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩምፈጣሪ ምሰ ሰድራኺ ዊታይ ሸኮርር❤❤❤❤❤❤❤
ኢድኪ ይባረክ እግዛቢሄር ይምልአልኪ ❤❤❤❤❤❤❤
ተጋሩዋይ ኣብ ከምዚ ምትብባዕ ንፍቶ ዋው ተባረኪ ሙናየ ❤❤❤❤❤❤
ፈጣሪ አብ ድሓሰብኽዯ ያብፀሕኽ የኔ ማር አነሰ ዳአኽ ድኸን ቃላት የብለይይ❤❤❤❤
ለባመይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ይባርክኪ ክብረተይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ዘይውዳእ እንጀራ ይሃብኪ ብሓቂ ለባም ቃላት የብለይን ንምግላፅ ይሓፅረኒ በዓልቲ ሙሉእ ሕልና ቀፅሉሉ ህያበይ
ፀጉኡ የብዘሐልኪ ዛቤተይ♥️👏
አግዝአብሄር ዝይዉዳእ እንጀራ ያሃብኪ💗💗💗
መራቀ አም ይብፃሕኽ ወለለአይ❤❤❤
እንቋዕ ኣብፀሐኪ ሙናዋይ ተባረኺ 🙏❤
እዝገብሄር ይበርኪ ምነየይ እንካዐ አብፀሐኪ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰👏👏👏👏👏❤️❤️❤️❤️
ሳብስክራብ ማዓረይ❤❤
ሙናየ ሽኮር ብዝወፅአ ይተክኣልኺ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኺ ፈጣር❤❤❤❤
Tebareki wintaye mearey❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
ኣሰይ ተባረኪ ዛሓፍተይ ዘይውዳእ እንጀራ ይሃብኪ❤❤❤❤
እግዚአብሔር ኣምላክ ገዛክን ጥዕናክንን ብበረከት ይምላእ ወንታዋ ጓልዞም ዓበይቲ💚🙏
ዓስብኩም ካብ እግዚአብሔር ርክብዮ ዊንታዋይ ምቅርቲ ኩሉ ግዚ አብ ክምዚ ክትሳተይ እግዚአብሔር ኣምላክ ይሓግዚክ ሰናይ ኣውዳኣምት ምስ ስድራኪ💒🌿
❤❤❤❤❤❤❤ዕድመን ጥዒናን ይሃብኪ ዊንታዬ ተባረኪ❤❤🎉🎉
ኣምላኽ ብዝወፀ ይተከአልኪ ሙናዋይ ንሕናለ ሰብስክራይብ ገይርና ነተባበዓያ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ፈጣሪ ወሲኩ ሂወትኪይ ይባርክ ፅቡቅ ሰራሕ እዮ ቀፅሉሉ ዛሓፍተይ ል ቤተሰብኪይ ለ ክብሪ ይግቡኦም ❤
እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኪ ዛምበተዋይ❤🙏
ብኣምላክ ኩሉ ግዜ ተሓጎሲ ክብርቲ ሓፍተይ 🙏🙏🙏
መግለፂ ቀላት ስኢነልኺ ዊንታየ ለባም ኣብዚሑ ይሃብኺ ፈጣሪ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኽን ፈጣሪ ምስ ክብርቲ ወላዲትና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዊናታዋይ እግዚአብሔር ኣምላክ ይሃብኪ ጽጋበይ ቀጽልሉ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኣርኣያ እዩ ሓፍተይ ናተይ😢😢😢ብጣዕሚ ጎበዝ
አሜን አሜን አሜን ❤❤❤❤❤❤❤❤
Tebarki muna edmen tena yehabki ab hiwetki awet yemneyelki❤❤❤❤
ኣሰይ ዊንተይ ማዓረይ ርሑስ ኣውደኣመት ይግበረልኪ
Tebareki mearey gin ab menfesawi bota kemishi giberi❤
ዊትንሽ ለባም ሰብ …ኾላይ ብዩትዩብ ትጋንጋ…….ላይክ …ሳብስክራይብ …ሼር ….ናፋልጠልኺ ደአምድ ፅቡቅ ስራሕ ……………እንኳዕ አብፀሓኪ
እዛ ጋለይ ኣምላኽ ይባርኸኪ ምስቲ ከባቢ ኣላሊኽና ተባሪኸ ዝበልክዮ ኩሉ ሰናይ ተግባራት ንፍጽሞ ናይ እግዚኣብሔር ክጥምቶ ብጸሎት ምሕታት ኢዩ
ፈጣሪ ብዝዎፀ ይተከአልኪ ተባረኺ ምዓረይ❤❤❤❤❤
Tebareki waeero haftna
ብልፅቲ ፍጥረት እንኻዕ ቡሩኽ በዓል
እግዚአብሔር አምላክ በረከቱ የብዘሐልኩም አብ ገዛኩም ስላምን ፀጋ አምላክ ይምላእ ❤❤❤
እግዚአብሔር አብዚሑ ያሃብኪ ሙናየይ❤❤❤
ፀጋ የብዘሐልኪ እግዚአብሔር ዛሓፍተይ❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እኳዕ ሓቢሩ ኣብፀሐና❤❤❤
እግዚአብሔር ኣምላክ ይባርኪ❤❤❤❤❤🎉🎉
ኦውውው ደስ ክብል፣ ኣቦና መጥምቀ መለኮት ቅዱስ ዮሐንስ ምስ ሙሉእ ስድራ ቤትኺ ብቃል ኪዳኑ ይሓልውኹም ዊንታዬ፣ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ናይ በረከት ስራሕ እዩ!
ኣሰይ ሙናየይ ተበረኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኺ❤❤❤
ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዊንትሸ ዛምበይተይ🙏🙏🙏💜
እግዜኣብሄር ይባርኪኪ halaley❤❤❤❤
እንኳዕ ደስ በለኪ ወለላይ ከማኽን የብዝሓልና ፅቡቕ ምግባር ንባዕልኻ እዩ ወሲኹ ይባርኽክን ❤❤❤
እግዚአብሔር ይባርኪ ፅቡቅ ስራሕ ልበዕልካ እዩ እሞ ቀፅልሉ❤
ብዝወፀ ይተከአልኪ እግዚአብሔር ኣምላክ ዊንታየ
ተባረኪ ዊንታየይ❤❤❤
ተባረ ኪ ዛፍተይ
ተባረኪ መዓረይ እግዚአብሔር ኣብ ፀበባ ዘለዉ ወለድናለ እግዚአብሔር ይረኣዮም ኣይ ናብራ😢
ሙናየይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ዕደመን ጥዕና ይሃብኪ❤❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምስ ስድራኪ ዊንታየ ኣምላክ ወሲኩ ይሃብኪ ❤❤
btaemi eyu des lbl Hasab lbki ysmerelki wintshey abay seb 🙏❤
እግዚኣቢሄር ይመልአልኪ ኢድኪ ይባረኽ ❤❤❤😂
ተባረኪ ዊንታየይ❤
እግዚአብሔርይባርኪ
ፅቡቅ ስራሕ ሙናየ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኪ🙏🙏🙏
ብጣዕሚ ደስ ይብል ሙናዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ አቶም ኣሕዋትና ድማ አግዛብሄር ፈውሲ ምሕረት የውርደሎም ፈጣሪ ❤️🙏😍😍😍😘😘
እግዚአብሔር ኣምለክ ይባርኪ ሙናየ ❤❤❤
እግዚአብሔር አምላክ ይባርክኩም ሙናየ ❤❤❤❤❤
ተባረኪ ሙናየ❤❤🎉🎉
ብዝወፀ ይተከአልኪ ክብረተይ❤❤❤
ፀጉኡ የብዝሐልኪ እግዚብሔርኣምላክ❤ ደምርኒ ኣስኪ ተጋርዋይ
እሰይይይይ ሙናየይ ለባም ብሓቂ እግዚአብሔር ይባርኪ ዛናተይ
ተባረኪ ምቅርቲ🙏
ኣምላክ ይባርኪ ዊንታ ሓፍተይ ❤️❤️❤🥰
ታዓደኪ ማርያምን🙏😘 ሙናየይ ለባም
God bless you munaye konjo.
ሙናይዕድመጥዕናንይሃብከፊጣሪ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤
ኣሰይ ብርኽቲ ሓፍተይ እግዚአብሔር ኣምላኽ ዕድመን ጥዒናን ይሃብኪ❤❤❤❤❤❤👸
ተባረኪ ዛናተይ❤💛❤😍😍😍😍🙏
ተባረኪ ዛሓፍተይ❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እግዚአብሔር ዘይውዳእ እንጀራ ይሃብኩም ከመይ ከም ዝተሓጎስኩ😍😍😍😍😍😍❤❤❤❤
Betami tsbuq sirah eyu wentay abay seb 🥰
ሙና ብጣዕሚ ንፍዕቲ ኣጆኪ በርትዒ ኣብዚ ሕጂ ግዜ ኣብ ትግራይ ምትሕግጋዝ ብጣዕሚ ኣገዳሲ እዩ ❤❤
ሳብስክራብ ማዓረይ
I did subscribe long time ago 👍
ቀጽልልሉ ዊንታየ🥀
❤❤❤❤❤
እግዜኣብሄር ይባርኺ ዝያዳይ
ሰናይ ተግባር እግዚአብሔር ብዝወፀ ይተከኣልኪ ሙናየ🙏ተጋሩ ተዋሳኢት ሙና 7 ሺሕ 8 ጥራሕ ኢና ንፈልጣ? ተጋሩ ነጠፍቲ ሚድያ ናባራታትዕ ሳብስክራይብ ንግበር 50ሽሕ ናብፀሓያ ኣይክፈሎን ዓዲ እማትና ሚድያ ኬድና ስንፈለል የንበል
ዊንታዬ የኔ መልካም ፈጣሪ እጅሽን ይባርከዉ አመት አመት ያድርስሽ ከነ ቤተሠብሽ🙏🙏🙏
ሙናየይ ለባም ተባረኪ❤🎉
Wintaye happy Eastern.🎉❤.You reached well those needy & suffering in mental & physical trauma.God bless you
ፅሪተይ እግዚኣብሔር ይባርክኪ ❤❤❤🙏🙏🙏
እግዚአብሔር ይበርኽይ ካብኡ በልዓልይ ንክትገበርይ አምላክ። ይሓግዝኪ ዝሓፍተይ🙏😍😍😍😍
ማዓረይ እ/ር ይባርኪ ❤❤❤🎉🎉🎉
ተባረኺ ዛሓፍተይ ለባም❤❤❤❤
እግዚአብሔር አብዚሑ ይዓድልኩም ሙናዋይ❤
ጎበዝዝዝዝ ❤️❤️❤️❤️
ዊኒታየይ ፅርይቲ💗👌
ዝደንቅ ስራሕ ኣምላክ ይባርኩም🙏♥️
እንኳዕ ኣብፀሐኪ ዊንታየ ሸኮር❤❤🥰🥰🥰
እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብዝሕ ይሃብኪ ዛሓፍተይ❤❤
ሓስብ ልብኺ ይፈፅመልኪ ፋጣሪ 💕💕💕🙏🙏🙏
ተባሪኪ ዝሓፈተይ ሙናዋይ ርሑስ ኣውደኣመት❤❤🎉
ፀጋየብዘሐልኪ እግዚብሔርኣምሌኪ❤❤❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ 🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️❤️
ተባረኪ ማዓረይ
እግዝብህር ኣምላክ ሓሳብ ልብኽ ያስምረልኽ ሙና ሸገ ❤❤❤ልባመይ

Wintaye happy Eastern.
🎉❤.
You reached well those needy & suffering in mental & physical trauma.
God bless you