ኣብ ልደተይ ተመርዐዊ ተባሂለ:ምስ መን ክምርዖ?(ልደተይ ምስ ተፈናቐልቲ )

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 4 เม.ย. 2024

ความคิดเห็น • 503

  • @kidantube11
    @kidantube11 3 หลายเดือนก่อน +17

    እንኳዕ ተወለድኺ ሙናዋይ ጓለይ(ዊንየ ከያኒት) መንግድኺ ይባርኸልኪ ግን ሑመራይ 🎉🎈🎂👸ኢልኺ ብኽያተይ ኣምፂእኽለይ 🎉❤

  • @user-wt5gh5ub2l
    @user-wt5gh5ub2l 3 หลายเดือนก่อน +4

    መድሃኒኣለም መንገድኪ ሂወትኪ ቁኑዕ ይግበረልኪ ፅብቅ ናይ ሕሊና ሰላም ዝህብ ስራሕ

  • @user-sb5se7qd3l
    @user-sb5se7qd3l 3 หลายเดือนก่อน +3

    ዝተረፈ ዕዴመኺ ፈጣሪ ይባርኸልኪ ከምዚ ገይሪኺ ምስቶም ሰብ ዝሳኣኑ ብምውዓልኪ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ነገር እዩ ለባም❤❤❤

  • @user-bl9tg7ub6t
    @user-bl9tg7ub6t 3 หลายเดือนก่อน +3

    እንቋዕ ተወለድኪ ዊንታዋይ እግዚአብሔር አምላክ ዕድመ ምስ ጥዕና ይሃብኪ ዝያዳይ ሰናይ ስራሕ እዩ ቀፁሉሉ❤❤❤

  • @FanaYBRah-hq8cw
    @FanaYBRah-hq8cw 3 หลายเดือนก่อน +2

    እና እንካዕ ተወለድኪ ዊንታዋይ ጋልዛ ሽኪሪና መፃኢኪ ሲቂሉ ፅብቅ ዝበለ ይኩን ዛምበተይ ኣድናቂትኪ እየ

  • @TtYy-pi6wk
    @TtYy-pi6wk 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዝተረፈ ዕድመኪ ይባረክ ዊንታየይ❤❤❤ ህፃናት ለ ዕድመን ጥዕናን ይሃቡኩም ፈጣሪ👏👏👏❤❤❤

  • @trhastamesg2509
    @trhastamesg2509 3 หลายเดือนก่อน +3

    በለባመይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ዝተረፈ ዕድመኪ ይባርከልኪ ክብረተይ

  • @user-oo3lt2th9o
    @user-oo3lt2th9o 3 หลายเดือนก่อน +2

    ለባመይ እግዝኣብሔር ዝተረፈ ዕድመኪ ይባረክ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-kq1sy1nn1g
    @user-kq1sy1nn1g 3 หลายเดือนก่อน +2

    ብሓቂ ዝሓፈተይ ደሰ ዝብል ሰራሕ ሰርሕኪ አግዚአብሔር ዕድመኪ ዕድመ ማቱሰላ ንግበረልኪ ዛቤተይ ሙሉኡ ዘመንኪ ዝተባረከ ይኩን ዊንታየይ አነሰ በአውነት ብጣዕሚ ደሰ አልኒ❤❤❤❤

  • @user-di4lm9vc6w
    @user-di4lm9vc6w 3 หลายเดือนก่อน +2

    ዊንታየይ ዋዕሮ እንኳዕ ተወለድኪ መፃኢኪ ዝተባረከ ይግበረልኪ ብጣዓሚ ኢኪ ብለፅቲ ቃላት የብይን 👌💟😇💝

  • @Mebrahtey
    @Mebrahtey 3 หลายเดือนก่อน +3

    እንኳዕ ተወልኪ ዝትረፈ ዕድመኪ ዝተባረክን ዝተቃደስን ይኩነልኪ ማዓረይ ዓስብኪ ካብ እግዚአብሔር ርክብዮ ወለላይ🥰🥰🥰

  • @eyerusgaltgray8350
    @eyerusgaltgray8350 3 หลายเดือนก่อน +1

    Happy Berthedey Enkae Teweledki Muna Shekor Keri Zemenki Ybarek🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @nebiatamaha4606
    @nebiatamaha4606 3 หลายเดือนก่อน +1

    Enqaiu teweledki winti shukor wairo mis temezabelti hixanat afta wilderki mealti tehaguski miwialki desssss eluna ziterefe edimeki ybarek ❤❤❤🎉

  • @user-pv4fd9lh2x
    @user-pv4fd9lh2x 3 หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ ተመለድኪ ዊንታየይ ዝተረፈ ዘመንኪ ብፀጋን ጥዕናን የንብርኪ እግዚአብሔር ኣምላክ❤❤❤

  • @fanueldori9718
    @fanueldori9718 3 หลายเดือนก่อน +2

    እንቃዕ ተወለድኪ ሙና ,ንፍዕቲ ትውልዲ ትግራይና ኢኪ ሙሉእ ዕድመኪ ሰላምን ራህዋን ይምነየልኪ ጀጋኑ ኣብ ቀረባ ትግራይና ክትዕምብብ ያ ሰላም

  • @user-rl9db6hq8j
    @user-rl9db6hq8j 3 หลายเดือนก่อน +1

    እንካዕ ተወለድኪ መዓረይ ዝተረፈ ዕድሜኪ ብሰሓቅ ብደስታ ተሕልፍዬ ይግበርኪ እግዚአብሔር አምላክ ❤🎉🎉

  • @gjryftyftdenaytgalgeriye5603
    @gjryftyftdenaytgalgeriye5603 3 หลายเดือนก่อน +1

    WOW ዊንታዋይ ለባም እንኳዕ ተወለድኪ ዝተረፍ ዕድመኪ ደሞ ትምነዬ ትረክብሉ፣ ዝሓሰብኪዬተሳክዕሉ ፣ ብሉፁን ሰናይን ሰላምን ዝተሰከዐ ሂወት ፍጣሪ ይግበረልኪ 🙏🥰🎉🎉🎉🎉🎉

  • @amnaslama4484
    @amnaslama4484 3 หลายเดือนก่อน +2

    እንኳዕ ተወለድክ ዕድመን ጥዕናን ፈጣር ያሃብክ ወለላይ❤❤❤

  • @Abdollh-qv2dn
    @Abdollh-qv2dn 3 หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ ተወለድኪ ዊንታየ ዝተረፈ ዕድመኺ ይባረኽ ዶሞ ፅቡቅ ገይርኪ ማዓረይ

  • @user-xn5nt7mt5h
    @user-xn5nt7mt5h 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሙና ሸኮር ዝተረፈ ዕደመኪ ይባረክ በረክቲ ኣያዋና እውን ዕድመ ያሃብኩም ንከለኩም❤❤

  • @user-uz6pv1ol1q
    @user-uz6pv1ol1q 3 หลายเดือนก่อน +2

    እንኳዕ ተወለድኪ ዊንቲየይ መፃእኪ ቡሩህ ይኩን ዝሓፍተይ ደሞ ብጣዓሚ ደስ ዝበል እዩ❤

  • @rakirink5103
    @rakirink5103 3 หลายเดือนก่อน +3

    ዊንታ ሸኮር እንዃዕ ተወለድኪ ምዓረይ❤

  • @user-my3mm8sg9r
    @user-my3mm8sg9r 3 หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ ተወለድኪ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉ዊንታየይ ለባም ዋዕሮና ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኪ ዝተረፈ ዕድመኪ ፈጣሪ ይባርከልኪ

  • @titinotitino2910
    @titinotitino2910 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዊንታዋይ እንካዕ ተወለድኪ ዝተረፈ ዕድመኪ ዝተባረኸ ይኩነልኪ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ 🥰🥰

  • @mesigaltigray6783
    @mesigaltigray6783 3 หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ ተወለድኪ ዛምቤተይ .ብዝወፀ ይተከእልኪ ፈጣሪ❤

  • @Ngsti518
    @Ngsti518 3 หลายเดือนก่อน +2

    እንኳዕ ተወለድኪ ዊንታየይ ዝተረፈ ዕድመኪ ቡሩህ ይግበረልኪ❤🎉ሙቁራተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ

  • @user-hr5ms5jm2n
    @user-hr5ms5jm2n 3 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ተወለድኪ ሮዛዋይ መቀረት እሰይ ተባረኪ ዝሓፍተይ ቅዱስ ተግባር❤

  • @user-jz9ti8dm9s
    @user-jz9ti8dm9s 3 หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ ተወለድኪ ዝተረፈ ዕድመኪ ዝተባረከ ይኩን መፃኢኪ ብሩሁ ይኩን ምናየይ❤❤

  • @khjh8891
    @khjh8891 3 หลายเดือนก่อน +1

    እንካዕ ተወለድኪ ዊናየይ ፅብቅቲ ለለ ብጣዕሚ እየ ፍትውውውው ለብለኪ ዛምበይተይ❤❤❤❤❤

  • @mmn7636
    @mmn7636 3 หลายเดือนก่อน +2

    ሕውሰውሰ ዝበለ ሰሚዒት ተሰሚዕኒ ኣነሰ የካኣልኩን😢😢 ዊታየ እንካዕ ተወለድኪ ዝተረፈ ዕድመኪ ዝተባረኽ ይኩን❤❤❤🎉🎉

  • @user-cr5ul9ls2x
    @user-cr5ul9ls2x 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉 እሰይይይይይ እንኳዕ ተወለደኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብልይይ ፈጣሪ አምላክ የኔ ልበምይይይ ናተይይ

  • @user-fg8xc4xx7r
    @user-fg8xc4xx7r 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣንኻዕ ተወልደኪ🎉🎉ምጽእኪ ይባረክ ማዓርይ🎉💜💛

  • @SmilingDinosaurFossils-oi3jx
    @SmilingDinosaurFossils-oi3jx 3 หลายเดือนก่อน +2

    እንካዕ ተወለድኪ ዊታየ ዝተረፈ ዕድመኪ ይትባረክ
    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ እዩ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @Milimiraaa
    @Milimiraaa 3 หลายเดือนก่อน +2

    ዊንተይ እንኳዕ ተወለድኪ ዝቀረየ ዘመንኪ ይባረኽ ብጣዕሚ ደስ ይብል🙏🥰🥰🥰

  • @AbrahamGebrehewot
    @AbrahamGebrehewot 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዝተረፈ ዕድሜኪ ይባረክ ሙና ለባም 🎉 ካብ ምዕራብ ትግራይ እየ

  • @user-lh5xm9ct2t
    @user-lh5xm9ct2t 3 หลายเดือนก่อน +3

    ቆንጅተይ ብጣዕሚ ጽቡቅ ጌርኪ ዶሞ አንቃዕ ተወልድኪ

  • @user-jy5pl7fu6h
    @user-jy5pl7fu6h 3 หลายเดือนก่อน +1

    H.B.D🎉አሰይ ምቅርቲ ደስ ዝብል ኣካባብራ ልደት ኣምላክ ዝተረፈ ዕድመኪ ይባረክ❤

  • @user-kf1xp8dg5e
    @user-kf1xp8dg5e 3 หลายเดือนก่อน +3

    እንኮዓ ተወለድኪ ዊንታየይ ዝተረፍ ዕድመኪ ኣምላክ ይባርክ ብሓቂ እግዚኣብሄር ዝፍትው ገይርኪ ግን ምስ ይቅርታ ክዳውንትክን ሓፅሩ ኣብ ቅድሚ ቆልዑ ንሰን እውን ምስ ዓባያ ክሙኡ ክይገብራ ፈጣሪና ኣይፍቅዶን

  • @user-on5mf2vn9p
    @user-on5mf2vn9p 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሙናያየይይ ለባመይይ እንካዕ ተወለድኪ እግዚአብሔር አምላክ ዝተረፈ ዕድመኪ ይባርከልኪ ፅቡቅ ስራሕ ለባመይይ❤❤❤❤

  • @Abrhet_tube19
    @Abrhet_tube19 3 หลายเดือนก่อน +1

    አሰይይይ ዊንታየ happy berthdey to you እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዝሓፍተይ ለባም ኢኪ ብሓቂ ከማኪ ዝበለ የብዝሓዮ❤❤❤

  • @user-vw4bh2xz1d
    @user-vw4bh2xz1d 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዕድመኪ ዕድመ ማትሳላ ይግበረልኪ ልባመይይይ🥰

  • @amam5408
    @amam5408 3 หลายเดือนก่อน +2

    እንኻዕ ተወለድኪ🎂😘ዊንተይ ደስ ዝብል መፃኢኪ ብሩህ ይግበረልኪ ኣምላክ🙏🙏🙏❤️❤️❤️🎉🎉🎉🎉

  • @meserettekle468
    @meserettekle468 3 หลายเดือนก่อน +2

    Enkae teweldki winta haftna❤❤❤❤❤ zteref zebenki ybarek

  • @MeronAndom-tp2nm
    @MeronAndom-tp2nm 3 หลายเดือนก่อน +1

    Wintiye marey gale abeyti lebamey enkaei teweldeki zemneki yebarek zanbeytey❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-lq2kj6yd5t
    @user-lq2kj6yd5t หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ ትወለድኪ ዝተረፈ ዘመንኪ እግዚአብሔር አምላክ ይባርኸልኪ ምቅርተይይይ🙏❤❤❤❤ኣሰይይይ ደስ ክብሉ ስድራኪ ተዓድልኪ ዕድምን ጥዕናን ይሃብኹም ፈጣሪ ምስ ሙሉእ ስድራኪ ዋንታየ ለባም ሰብ❤❤❤❤❤

  • @sratasrata5383
    @sratasrata5383 3 หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ ትወለድኺ ምጅናዋይ ሽኮር ኣነ ክፈትወኪ ምዓት ።ምስመምህር ልሎም ትመልዐዊ

  • @user-ob2tl5ym3y
    @user-ob2tl5ym3y 3 หลายเดือนก่อน +1

    እንካዕ ተወለድኪ ዝተረፈ ዕድመኪ ኣምላክ ይባርከልኪ❤🎉

  • @world12209
    @world12209 3 หลายเดือนก่อน +1

    እንካዕ ተወለድኪ ዊንታየ❤ ፅቡቅ ተግባር አዮ ቀፅሉሉ ❤

  • @user-wc7vo5xn2v
    @user-wc7vo5xn2v 3 หลายเดือนก่อน +2

    እንኻዕ ተወለድኪ ሙናዋይ ዝተረፋ ዘመንኺ ይባረክ❤❤❤❤

  • @Channel-qe9mn
    @Channel-qe9mn 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዝተረፈ ዕድመኪ እግዚአብሔር ይባርከልኪ ሙናዬ❤

  • @tarhslove4629
    @tarhslove4629 3 หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ ተወለድኪ ማዓረይ🎉❤❤❤

  • @user-po6hw9ws1k
    @user-po6hw9ws1k 3 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ተወልድኪ🎂 ዛምቤተይ❤️😍
    ጎበዝ ብጣዕሚ!😊

  • @salmaarga1877
    @salmaarga1877 3 หลายเดือนก่อน +2

    አንካዕ ተወለድኪ ሙናየ መፃኢኺ ብሩህ ይኹነልኪ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-uv9rw3zv1l
    @user-uv9rw3zv1l 3 หลายเดือนก่อน +1

    እንኾዓ ተወለድኪ ህያበይ ❤❤❤ ዝተረፈ ዕድመኪ ይባርከልኪ እግዚአብሔር ኣምላክ 🎉🎉🎉❤❤❤ ብጣዕሚ ፅቡቅ ገይርኪ ግን ቲክዳንክን ሕፅር ኢሉ ንውሕ ዝበለ ትክደና ነይርክን ኣሕዋተይ ማዓረይ ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Abrht
    @Abrht 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዋው ሰልዋይ ብጣዕሚ ደስ ዘብልኣምላኽ ዝፈትዎ ሰናይ ተግባር እዩ 🙏❤️🙏ኣምላኽ ዝተረፈ ዕድሜኪ ኣምላኽ ይባርኸልኪ ምቅረተይ ደሞ ኣድናቂትኪ እየ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ምቅርተይ ጋል ሪመይ

    • @user-uy4ek2zj3s
      @user-uy4ek2zj3s 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስኽራይብ ግበሪለይ ማዓረይ❤❤❤

  • @user-or5rn3eg3k
    @user-or5rn3eg3k 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኺ ውንታየ

  • @fissehabeyene1558
    @fissehabeyene1558 3 หลายเดือนก่อน +1

    Wintaye🎉😊
    Happy Birth Day.
    Great Humanity & symbolic to share with those lovely unfortunate & displaced kids. & hope your wish realize soon all to return safe to their home

  • @tesgategrewyti6347
    @tesgategrewyti6347 3 หลายเดือนก่อน

    ቅዱስ ቅንኢ ሒዙኒ ሙናየይ ደስ ኢሉኒ ምስዞም ተመዛበልቲ ህፃዉንቲ ብምክባርኪ ዝተረፈ ዕድመኪ ይባርክ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @tesfahiwotlijalem
    @tesfahiwotlijalem 3 หลายเดือนก่อน

    Waaaaw edimen tienana yimneyelki ! Anes temerie do nab Europa kexaki Eritreawi da zeytifetiwi keytkone enber ane yehiwat ena eleye zeamin so i love you so much

  • @hhhgvg4542
    @hhhgvg4542 3 หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ ተወለደኪ ዌንታየይ ፅሪቲ H b d ዝተረፈ ዒድመኪ ይባርክ❤❤

  • @brllabay3842
    @brllabay3842 3 หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ ተወለድኪ ዝተረፈ ዒድመኪ እግዚአብሔር አምላክ ይባርከልኪ ዊንታ ሓፍተይ❤❤❤❤❤❤❤

  • @drtt2855
    @drtt2855 3 หลายเดือนก่อน +3

    እንካዕ ተወለድኪ ዊታየይ ሽኮር መፃኢኪ ቡሩህ ይኩን❤❤❤🥀🙏

  • @Mimizer.
    @Mimizer. 3 หลายเดือนก่อน +1

    ለባም ዓባይ ሰብ እንኳዕ ተወለድኪ ፅቡቅ ገይርኪ ዛማዓረይ

  • @user-pp5dz6pi1l
    @user-pp5dz6pi1l 3 หลายเดือนก่อน +2

    ዊንታየ ማዓረይ እንኳዕ ተወለዲኪ ዛምቤተይ ዝተረፈ ዕድመኪ ይባርከልኪ ፈጣሪ ዝፈትወኪ ዘድንቀኪ ❤❤💘💘💞💞💞💞💞💖💖እግዚአብሔር አምላክ ክብሪ ይሃብኪ ወለላይ💕💕❤❤❤

  • @seyumhaile4711
    @seyumhaile4711 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዊንታ ሽኮር እንኮዕ ተወኤድኪ ዝተረፈ ዘመንኪ እግዚኣብሔር ይባርክ

  • @tsegagebre368
    @tsegagebre368 3 หลายเดือนก่อน +1

    Happy birthday to you ,great job

  • @user-cm8tg4zg1l
    @user-cm8tg4zg1l 3 หลายเดือนก่อน +2

    እንኳዕ ተወለድኪ ዊንታየይ🎉🎉🎉

  • @user-oh1nu1em7p
    @user-oh1nu1em7p 3 หลายเดือนก่อน +1

    ተባረኪ ❤❤❤

  • @user-xe3vw5ij8w
    @user-xe3vw5ij8w 3 หลายเดือนก่อน +1

    እንዃዕ ተወለድኪ ህያበይ❤

  • @user-od1nc4fd8e
    @user-od1nc4fd8e 3 หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ ተወለድኪ ማዓረይ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤🎉🎉

  • @edon7537
    @edon7537 3 หลายเดือนก่อน +3

    እንኮዓ ተወለድክ ወንታ ሹኮር ባ ሓቂ ላባም እክ😢🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @SalamSalam-du3pl
    @SalamSalam-du3pl 3 หลายเดือนก่อน +2

    አንካዕ ተወለድኪ ዊንታየይ መፃኢኪ ብሩህ ይኩን❤❤🎉🎉

  • @samrawitamanuel6784
    @samrawitamanuel6784 3 หลายเดือนก่อน +1

    Happy birthday munaye betami des zbel tegbar 🎉❤

  • @slmaeSLMA
    @slmaeSLMA 3 หลายเดือนก่อน +1

    እንካዓ ተወለድኪ ዊንታ ሽኮር ዝሓሰብክዮ ዘበለ ኩሉ እግዚአብሔር ይፈፅመልኪ🎉❤❤❤

  • @user-bo6eg8dv2b
    @user-bo6eg8dv2b 3 หลายเดือนก่อน +1

    እንቃዕ ተወለድኪ ዊንታ ሸኮር መፃኢኪ ብሩህ ይኩን❤❤❤🙏 ደስ ዝበል ሰራሕ እዩ ምዞም መቁራት ኣሕዋትና ዘዉዓልክዮ😍😍😍

  • @user-fk6nz1iq2y
    @user-fk6nz1iq2y 3 หลายเดือนก่อน +2

    Enqae teweldki keri zemenki ztebareke ykunelki❤❤❤❤❤❤❤

  • @rozar227
    @rozar227 2 หลายเดือนก่อน +1

    ተባሪኪ ሙና ምቅርቲ

  • @merysaleh461
    @merysaleh461 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዊትየ ከኮብ ትግራይና❤ እንኻዓ ተወለኪና❤

  • @Mise713
    @Mise713 3 หลายเดือนก่อน

    Hbd ሙናየ ማዓረይ❤🎉🎉🎉ዝተረፈ ዘመንኪ ይባረክ❤❤🎉ብእሮብ ከዓ ኩክሕዮ🔥

  • @user-rb7yu5bv2l
    @user-rb7yu5bv2l 2 หลายเดือนก่อน

    ተባረኪይ

  • @fhdfxhgfy2230
    @fhdfxhgfy2230 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣንቃዕ ተወለድኪ ማዓረይ❤❤

  • @mesi-ug5di
    @mesi-ug5di 3 หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ ተወለድክይ ዊንታ🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ተባረክይ

  • @user-hh3ib9hj4x
    @user-hh3ib9hj4x 24 วันที่ผ่านมา +1

    እንካዕ ተወለድኪ ማዓረይ❤❤❤🎉🎉

  • @fayaz3598
    @fayaz3598 3 หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ ተወለድኺ ዊንትሸይ❤
    ተባረኺ ወለላይ😘

  • @user-wd2dk6di7g
    @user-wd2dk6di7g 3 หลายเดือนก่อน +2

    እንኳዕ ተወለድኪ ዊንታየይ❤🎉

  • @jhonkifle
    @jhonkifle 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዊንታ ዓባይ ሰብ! Keep the good job!

  • @user-cx8yj3md6z
    @user-cx8yj3md6z 3 หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ ተወለድኪ ዛናተይ ፅብቅቲ ትግራውታ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @user-kp5nl8uj1j
    @user-kp5nl8uj1j 3 หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ ተወለድኪ ዛምቤተይ❤❤🎉🎉

  • @BirkitBirkit
    @BirkitBirkit 3 หลายเดือนก่อน +1

    Enkua teweldki wintye keri zemenki yibarek🎉

  • @UjJh-yw9hi
    @UjJh-yw9hi 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዊንታ ሽኮር ለባም እንኳዕ ተወለድኪ ዕድመኺ ዕድመ ማቱሳላ ይግበረልኪ❤❤❤❤

  • @RozaTadele-jl9yc
    @RozaTadele-jl9yc 3 หลายเดือนก่อน +1

    happy birthday winta

  • @tsehaygidey9991
    @tsehaygidey9991 3 หลายเดือนก่อน +2

    Happy barisday yen konjo ❤❤❤❤❤

  • @SleepyApron-cs2dx
    @SleepyApron-cs2dx 3 หลายเดือนก่อน +3

    እንካዕ ተወለድኪ ውንታየይ🎉🎉❤

  • @MeazaTube12
    @MeazaTube12 3 หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዓ ተወለድኪ ዊንታየ❤🎉🎉🎉ዝተረፈ ዕድመኪ ፈጣሪ ይባርከልኪ🤲🙏❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @Haftom-wk9uh
    @Haftom-wk9uh 3 หลายเดือนก่อน +2

    ቀሪ ዕድመኺ እግዝአብሔር ይባርኸልኪ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @belayneshabebe5461
    @belayneshabebe5461 3 หลายเดือนก่อน +1

    Enkae teweledki wienta shkor btaemi ye zfetweki❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-lt8fp4yi1p
    @user-lt8fp4yi1p 3 หลายเดือนก่อน +1

    እንካዕ ተወለድኪ ዛምበይተይ ብዙሕ ዓመት ንበሪ ❤❤❤

  • @Dolar1219
    @Dolar1219 3 หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ ተወለድኪ ሙናዬ ሽኮርርር

  • @user-vc1dc3zm1f
    @user-vc1dc3zm1f 3 หลายเดือนก่อน +2

    Happy birthday ዊንታየይ መዓረይ 🎉🎉❤

  • @user-gg6ul8rp1q
    @user-gg6ul8rp1q 3 หลายเดือนก่อน +2

    እንዃዕ ተወለድኪ ዊንተይ ጥብቅቲ😘💟