TBS TV| ሓዱሽ ድፍኢት ኣመሪካ ኣብ ጉዳይ ትግራይ/መሪሕነት ትግራይን መፃኢ ዕፃኡን/ትግራይ ሕዚ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 18 ก.ย. 2024
  • #tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ

ความคิดเห็น • 21

  • @kahsuberhanugebreslasie7299
    @kahsuberhanugebreslasie7299 4 วันที่ผ่านมา +2

    እቲ ኹነታት ዋላካ ውስብስብ እንተኾነ ውዕሊ ፕሪቶርያ ድሕር እቲኹናት ኣጣቃሊ ክንግምግም እዩ ተስማዕሚና ኢሎም ብሓፂሩ መኸተ ንገምግም ማለት እዩ በዚ መሰረት ቀዲምና ጉዋኤ ዝበለ ጉጅለ እዩ ፀላኢና ኣባሳደር ደር ድማ ንኣካፋ ኣካፋ ማለት ኣይበልፅን መን ታይ ክገብር ነይርዎ ግልፂ ክገብርዋ ነይሩ

  • @zemaryamboy6794
    @zemaryamboy6794 5 วันที่ผ่านมา +1

    you welcome helu shikor🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @zakitemalewzaki
    @zakitemalewzaki 4 วันที่ผ่านมา

    awraamba bravo. forward.

  • @almazyehdego4802
    @almazyehdego4802 4 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤️❤️❤️❤️

  • @adonay7097
    @adonay7097 2 วันที่ผ่านมา

    መንካዕ ጉጅለ ፃድቃን

  • @kibromhagos8895
    @kibromhagos8895 4 วันที่ผ่านมา +1

    Well come TBS TV❤❤❤🎉🎉🎉🫶👍

  • @Weyni-lm1hv
    @Weyni-lm1hv 4 วันที่ผ่านมา

    ❤ደብረፆን ጌታቸውን ስልጣን ይልቀቁ ን ግዛት ትግራይ ን ዝተማዛበለ ህዝብን ንዘይምልሱ ሰበ ስልጣን ብቶሎ ይልቀቁ❤

  • @Weyni-lm1hv
    @Weyni-lm1hv 4 วันที่ผ่านมา

    ❤አቢይ አህመድ ፦ ቅንዕና የብሉን ብጦሩነት ዘይፈፅሞ ዘየጠናቆቆ አብ ትግራይ ሕጂ ፕሩቶሩያ ውዕል ብዘይ ምፍፃም ትግራይ ይጎድእ አሎ ።❤❤

  • @adonay7097
    @adonay7097 2 วันที่ผ่านมา

    እማንካ አምባሳደር ወንድሙ፡፡

  • @kunama1170
    @kunama1170 3 วันที่ผ่านมา

    እቲ ጊዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ካብ 6 ወርሒ ካብ ሓደ ዓመት ዝብልዶ ኣይነበረን ንምንታይ ይቅፅል ኣሎ

  • @Weyni-lm1hv
    @Weyni-lm1hv 4 วันที่ผ่านมา

    ❤አቢይ አህመድ ፕሩቶርያ ውዕልል ክፍፅም ድሌት የብሉን❤tplf ነንባዕላ ትባላዕ ግን ህዝቢ ትግራይ መራሒ አያ ሲኢኑ❤

  • @tsegatsega1930
    @tsegatsega1930 4 วันที่ผ่านมา

    Denez baned adew

  • @focus.15
    @focus.15 4 วันที่ผ่านมา

    አብ ክንዲ ዕለታዊ ምዓልታዊ ዝሕንሸሽ ዘሎ ዕድል እንተትብሉዶ ዝያዳ ገላጽን ተመራጽን አይምኾነን

  • @hundesahundesa2479
    @hundesahundesa2479 4 วันที่ผ่านมา

    ነቲ ፈረስ ቅድሚ እቲ ጋሪ ስርዕዋ
    ውዕል ፕሪቶርያ ትግራይ አብ ትሑት ናይ ምድርዳር ዓቕሚ ኾይና ዝፈረመቶ ጽቡቕን ሕማቕን ውጽኢት ዘለዋ ውዕል እዩ።
    ሰራዊት ትግራይ ደብረብርሀን በጺሕሉ አብ ዝነበረሉ ግዜ ውዕል እንተ ዝፍረም ነይሩ ከምዚ ዓይነት ውዕል እምበይ ሙኾነን። ንሕቶታት ህዝቢ ትግራይ ንኹሉ ዘማልእ ውዕል ምስ ተፈረመ ነይሩ። ነይሩ እንዶ እሞ ኾይኑ ነገሩ።
    ንህዝቢ ትግራይ ብጉቡእ ዘይተነግሮ ሚስጢር እምበኣር " ምምላስ ሰራዊት ትግራይ ካብ ደብረብርሀን" እዩ።
    " ምምላስ ሰራዊት ትግራይ ካብ ደብረብርሀን" ዓው ኢልካ ዘይብከዮ ሞት ሑጹይ እዩ ንህዝቢ ትግራይ።
    ህዝቢ ትግራይ ነቶም ብግፍዒ ዝጭፍጭፍዋ ዝነበሩ ወረርቲ ንምብዳህ መላምል ጀጋኑ ደቁ ሂቡ ዓወት አብ ልዕሊ ዓወት እንዳ አመዝገበ አብ ዝምርሸሉ ዝነበረ እዋን ሀንደበት ካብ ደብረ ብርሀን ንኽምለስ ዝተገበርሉ እቲ ሐቀኛ ሚስጢሩ ብጉቡእ አይተነግሮን።
    በዚ ምኽንያት ህዝቢ ትግራይ ውዕል ፕሪቶርያ "ትግራይ አብ ትሑት ናይ ምድርዳር ዓቕሚ ኾይና ዝፈረመቶ" ሙኻኑ ዕረ እንዳ ጠዓሞ ኽውሕጦም ዘለዋ ብዙሐት ነጥብታት አብቲ ዓንቀጻት ናይቲ ውዕል ፕሪቶርያ ሰፊሮም ከም ዘለው ይፈልጥ እዩ።
    እንተ ኾነ ግን እቲ ንህዝቢ ትግራይ ዘገርሞ ዘሎ ናይ እዞም ዓንቀጻት ምህላው ዘይኮነስ ህዝቢ ትግራይ እንታይ ይብለኒ ከይበልካ እዚ ዝመስል ውዕል "ውዕል ፕሪቶርያ" ናይ ውሱናት ውልቀ-ሰባት ናይ ጅግንነት ውጽኢት ኢዩ ብምባል ዝውቃዕ ዘሎ ከበሮ ሐምሐም እዩ።
    ሙሁራት ተጋሩ አብ ትዕዝብቲ እቲ ከይተማሀረ ሙሁር ዝኾነ ሐፋሽ ህዝቢ ትግራይ ኸይትወድቁ ብዛዕባ ውዕል ፕሪቶርያ ኽትገልጹ እንከለኹም ጥንቃቐ ኽትገብሩ ይግባእ።
    ህዝቢ ትግራይ "ዓው ኢልካ ዘይብከዮ ሞት ሑጹይ" እንዳ በኸየ ዝተፈረመ ውዕል ነቲ አይትብከይ እንድዩ ዘብክየኒ ዘሎ ዝብል ስነ-ልቦና ሒዙ ዝሰምዓኩም ህዝቢ ሰላም አምጺእናልካ ኢልኩም አጋኒንኩም ንኽተዳናግርዋ ትጽዕርዋ ዘለኹም ጻዕሪ ኮንቱ ምኻኑ ኽትፈልጡ ይግባእ።
    ህዝቢ ትግራይ ዝሐቶ ዘሎ ድሕሪ እዚ ኹሉ ሽርሕን ጸገምን ምሕላፉ ውዕል ፕሪቶርያ ካብ ኮነ እቲ እንኮ ዝሐሸ ሕማቕ መማረጺና ምውዳቕ ምውዳቑ ብውሕዱ
    አቱም ሙሁራት፣
    አቱም መራሕቲ፥
    አቱም ፖለቲካውን
    አቱም አንቃሕቲ ኢና ትብሉ
    አንቱም ሰብ ሚድያ
    ነቲ ጋሪ ቅድሚ እቲ ፈረስ አይትስርዕዋ በይዛኹም ሕደጉ እዩ ዝብል ዘሎ።
    ካብዚ ውዕል ብዙሕ ኸሲርና ኢና እንተኾነ ግን ሕዚ እውን አይረፈደን እሞ በቲ አብቲ ውዕል ዘሎ መሰረት ገይርኩም ነቲ ፈረስ ቅድሚት ሰሪዕኹም ነቲ ጋሪ ብድሕሪት ስርዕዋ እዩ ዝብል ዘሎ።
    ህዝቢ ትግራይ መጀመርታ ነዘን 7 ነጥብታት ናይ ፈረስ ቦታ ዘለወን ብጉቡእ ፈጽምወን አሹዒተይ ነቲ ኸቢድ ረዚን ጽዕንቶታት ጋሪ ሐይልን ዓቕምን ሀልዩና መታን ኽንሽኮሞም ኽንጎቶምን እዩ ዝብል ዘሎ።
    1. ነቲ ብምልዮናት ካብ ቤቱ ተመዛቢሉ አብ ሱዳን ይኹን አብ ፎቖዶ ቦታታት ናይ ትግራይ አብ ቴንዳ ተዓቑይቡ ብጻሓይ ቁሪ ሕማም ዝሳቐን ዝመውትን ዘሎ ህዝቢ ናብ ቤቱ ኽምለስ ግበርዋ። ዳግም ኽጣየስ ድሕንነቱ ጸጥትኡ ውሕስናኡ ኽረጋገጽ ግበሩ።
    2. ነቲ ኽልተ ሲሶ ህዝቢ ትግራይ ተመጽዋቲ ረዲኤት ኾይኑ ዘሎ ብጥሜት ብሕማም ብስደት ዝጸንት ዘሎ ዝዓነወ መንበሪኡ ናይ ንግዲ ትካሉ ዝተዘርፈ ጥሪቱ ዝነደደ ዘራእቱ ዝበረሰን ክሐውይ እግሪ ኽተክል ድሕንነቱ ጸጥትኡ ውሕስናኡ ኽረጋገጽ ግበሩ።
    3. ነቲ ነዚ ናይ ጆናሳይዳዊ ወራር ጫፍ ብልሒ ኾይኑ ዝመከተ ሰራዊት ትግራይ ንአካል ጉድአቱ ንስድራ ስውአቱ ግቡእ ገንዘባውን ንዋታውን ሕክምናውን ኽንክንን እግሪ ምትካልን ግበርሎም።
    4. ነቶም መሬት ትግራይ ብሐይሊ ጎቢጦም መንነት ትግራዋይነት ክሐኩ ሀብቲ ትግራይ ኽዘምቱ ሕርጊድ ዝብሉ ዘለው ብደቡብ ብምዕራብ ብሰሜን ዘለው ወረርቲ ካብ መሬት ትግራይ ኽወጹ ግበሩ።
    5. ነተን ብዕስላዊ አረሜናዊ ናይ ግብረ-ስጋ ጥቕዓት ዝበጸሐን ብዓሰርተታት አሽሐት ዝቑጸራ አሓትና እኖታትና ዳግም ሕውየት አካይዱለን እግሪ አትክልወን።
    6. ነቶም ብዘይ ገለ ገበን ብትግራዋይ መንነቶም ጥራሕ አብ ፎቖዶ መሐዩር ዝሐቁን ዝሳቐዩን ዘለው ክፍትሑ ግበሩ።
    7. ነታ ጸላእቲ ህዝቢ ትግራይ ካብ አእምሮ ደቂ ሰባት ክሐክዋ ዝደልዩ ህዝቢ ትግራይ ን ሐምሳ ዓመታት ሽደናት ዋዕሮታት መላምል ደቁ እንዳ ሀበ ሂወት እንዳ ኸፈለ ዝሀነጻ ፖለቲካዊ ውዳበኡ ሕወሐት ኽትድሕንን አንጻራ ዝቐነዐ ተጻብኦ ደው ኽብልን ከም ሐንቲ ነባር ታሪኻዊት ውድብ ብምርጫ ቦርድ ኢትዮጵያ አፍልጦ ተዋሂብዋ ኽትምዝገብ ግበሩ።
    እዚ እንተይገበርኩም ከምቲ አብይ አሕመድ "ገንዘብ፣ ሐይሊ፣ ፕሮፖጋንዳ" ዘይቅይሮ ነገር የለን ኢሉ አሚኑ ነቲ ጋሪ ቅድሚ እቲ ፈረስ ዘቐደሞ እሞ ንህዝቢ ኢትዮጵያ ብገንዘብ፣ ብሐይሊ፣ ብፕሮፖጋንዳ የእሚኑ የዐሽዩ ሆይ ሆይ ዘበሎ። እስኹም እውን ነዚ ኸፊእዋ አብ ብርቱዕ ሕሰምን ኢኮኖሚያዊ ቅልውላውን ወዲቑ ዘሎ ህዝቢ ተበሊጽኩም ብገንዘብ፣ ብሐይሊ፣ ብፕሮፖጋንዳ የእሚንኩም ሆይ ሆይ ክተብልዋ እንተ ፈቲንኩም
    ርግጸኛ እየ ንቑሩብ ግዜ ሆይ ሆይ ክብሀል እንተ ዘይኮይኑ ከምታ አብይ አሕመድ በቶም የእሚንዋም ዝነበረ አህዛብ ካብ ሙሴ ናብ አረመኔ ንኽርአ ዝገበረት መነጽር ከም እትርአዩ ኽትፈልጡ ይግባእ።
    ስለዚ ነቲ ነባራዊ ፍታሕ ዘምጽእ አካይዳ ብምኻድ ነቲ ፈረስ ቅድሚ እቲ ጋሪ ስርዕዋ።

  • @Zenebe-f7o
    @Zenebe-f7o 4 วันที่ผ่านมา

    ቅቡል ሓሳብ እዩ ።

  • @Weyni-lm1hv
    @Weyni-lm1hv 4 วันที่ผ่านมา

    ❤አቢይ አህመድ tplf አፍልጦ ዘይምሀብ ውዕልል ፕሩቶርያ ምፍራስ እዩ ብተዘዋዋሪ ።ግን መራሕቲ tplf ነንባዕሎም ይባልዑ የሕዝን❤

  • @مرفدصالح
    @مرفدصالح 4 วันที่ผ่านมา

    ደብረፆን ዝበሃል ጉሃፉልና

  • @brightfeature89
    @brightfeature89 5 วันที่ผ่านมา +1

    ደብረፅዮን ዝበሀል ብጣዕሚ ህልከኛን ሚልዮናት ህዝቢ ትግራይ ዘብልዓ ድኹም መራሒ እዩ ። ሐዝውን ብህልክን አነ ተዘይመራሕኩ ኢልካ ናብ ሕንፍሽፍሽን ውልቃዊ ናይ ስልጣን ድልየት ናብ ውድቀት ትመርሑና አለኹም አደብ ግበሩ። በዓል አለም ገብረዋህድ ናይ ታሪኽ ተሓተቲ ኢኹም አንቱም ናይ ደም ነጋዶ ፀረ ህዝቢ ኢኹም። ርጉማን ነዓኹም ከድሕኑ ግንበሮም ዝሀቡ መላምል መናዕሰይ ረሲዕኹም ብመስዋዕቶም ትቅልዱ አለኹም።

    • @tsegatsega1930
      @tsegatsega1930 4 วันที่ผ่านมา

      Behiki e dber tentet end melike Barry sbheti