ፈተነ ካብ NAC መንገዲ ኣየር
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 9 ก.พ. 2025
- #eritreanmovie #eritrean #Eritreancomedy #Eritreanfilm #Eritrea
#Eri #ዜና
#eritrea #eritreanmusic #eritreanfilm
#መኽፈቲ #ፈስቲቫል #2024 #live #eritreanmovie #eritrean #Eritreancomedy #Eritreanfilm #Eritrea #TDF2024
#Eri #ዜና_ስፖርት_ትግርኛ #ቢንያም #ግርማይ #ቃለመሕተት #ቃለመጠየቅ #binyam #grmay #eritreansong
#binyamgrmay #ብንያም_ግርማይ #WEDI BRI
#TDF @YonasMaynas #YonasMaynas
#eritrea #eritreanmovie #eritreanmusic #eritreanmusic #eritreanfilm
"ድያና ቲክቶከር ሓዋ ኣብ ልብያ ዓሪፉ/ ጓለን ባሕሪ ሞይታ ዕዳ መንግስቲ ዝመጸን ኣደ/ ኣቦና ጠፊኦም ሼር"
"መኽፈቲ ፌስቲቫል ኤክስፖ 2024 ምስ ዝኽሪ መበል 50 ዓመት ፌስቲቫል ቦሎኛ Part 1"
"Waka TM: New Eritrean Series film 2024
#Tselim Mebxea #ጸሊም መብጽዓ #By Michael Eyasu Harmony Part 23"
"@g Drar Aug14 ድራማ ጥርዚ በጺሑ [ ኤረና ክትሕገዝ [ ጉዳይ ሱዳን ይሸንከር I UN on Eritrea & TPLF Collapse | HOA Crisis"
"ቓንዛ ሕቖ፡ 5 ክፍለጣ ዘለወን ዘሻቕላ ጠንቒ። #ዶክተርሻሮን"
"ህድሞና ሾው - ዘይድገም ዕላል ሓዳር | Artists Aynealem and Merih New Eritrean Show 2024"
"ቢኒ - ነዳሊ'ከውሒ ብ መብራህቱ ሰለሙን (መብሬ) | Nedali Kewhi - Mebrahtu Solomon - Eritrean Music - ERI-TV"
"ጆን ብላክ እታይ ይብለሎ ኣብ መርዕኡ ተዋሪዱ"
"ሓድሽ ቆልዓ ናብ ገዛና ክሕወሰና እዩ። ሙሉእ ቪድዮ"
"Saeyet Interview with Eritrean legends | COMING SOON | Official Trailer|ዕላል ምስ ኣርካናት ስነ ጥበብ ሃገርና"
"ሕማቅ ስማዕ/ ሽዱሽተ ኤርትራውያን ኣብ ኡጋንዳ ነብሶም ኣጥፊኦም / ጠንቒ ዝከውን ዘሎ"
"Agu 14/2024 ወቅቱ'ዩ ትብጻሕ ናብ ማዕበል ጎጆ………"
"Tigray Media Network ጆን ብላሽ ካብ 4 ዓመት ክሳብ 5 ዓመት ፍርዲ Aug 14, 224"
"New Short Interview Legend Michael Jende- ውሑጥ ኣይትረስዕ - ምስጋና ንህዝቢ YKAWAR TV ወዲ ሃይለ #eritrean #Eri tv"
"Arkan - ኣነስ የፍቅራ እየ by Amanuel Modosha New Eritrean Cover Song 2024"
"New Eritrean Video 2024 ሃኒ በለጾም ምስ ሶሊ
ሶሊ (ጽምብል ሓማውቲ)…HAMAWTI HANI BELTSOM WITH SOLI"
"ናይ ካድረታት ህወሓት ህልኽን ናይ ቃላት ውግእ ፕሪሚየር ሊግን"
"285: እዚ ወደሃንኩም - That's all - وسلامتكم"
"EMNA1 ዓሰርተ ክልተ ታንክታት ኣብ ሓንቲ ውግእ ዘቃጸለ ሓርበኛን ሰራዊት ኤርትራን፡ ኣብ ኩናት እግሪ መኸተ (2 ክፋል) ERITREAN HISTORY AND"
"Aybelnan Do - Biniam Girmay - Song by Yonas Maynas & Wedi Shawl - Eritrean
Music / ኣይበልናን'ዶ"
#Eritreanmusic#Dina Tekleberhan#PlusX #Eritreanyoungstar#musiclovers#Tedalo #Eritreanderfi#musicoferitrea#Eritreannewsong
"Dina Tekleberhan - New Eritrean Music 2024 - Kytegage (ከይትጋገ)"
#eritreanmusic #Eritreanfilm #Eritrean #Martyrs #Martyrs_of_Eritrea #holiday #Eritreancomedy #aanmedia #jun_20 #Awel_Said #eridronawi #eritrea #erilink #eri_link #ኤሪሊንክ #eritreamusic #eritreanmovie #eritrea #eritreanmusic #Eritreanfilm #Eritrean #holiday #Eritreancomedy #aanmedia #eridronawi #eritrea #ethiopia
#eritrea#asmara #artist #dawiteyob #eritreanfilm
#eritreanfilmproduction #ertreanmovie
#eritreanphotography #eritreanbeauty #habesha
#haneshabeauty#africa #entertainment #drama
"ኣስመራ ንሻሙናይ መድረኽ ዓወት ብንያም ግርማይ ትጽምብል - ታሪኻዊ ካልኣይ ዓወት ቢንያም ግርማይ Eri-TV"
"ተቓዋማይ - ደጋፋይ / ኣወል ምስ ወዲ ባሻይ፡ ፊት ን ፊት PART TWO"
"ኣብዪ ኣሕመድ መጠንቀቅታ ን ኤርትራ / መሸሽ ተቃዋሚ ኮይኑ ድዩ ?"
"ነሹ መጸ መጸ/ ምሉእ ቪዶ ናይ ኣስመራ ሓጎስ ቢኒ ሰበይቱን ኣዲኡን/ ናይ ሰልጠነ ሓዳር/ ዳኒ ምስ መርዓቱ"
"Evening News in Tigrinya for July 6, 2024- ERI-TV, Eritrea"
"ቢንያም ግርማይ ሎሚ እውን ኣንጸባራቒ ዓወት ኣመዝጊቡ! ኣገናዕ ኣርሓ ቢንያም! #comshtatotube
#eridronawi #aanmedia #eritrea #ethiopia #sudan #egypt #somalia #china"
ANDEBERHAN #neweritreanfilm2024 #eritreannewcomedy #eritreanmovie2024"
#aanmedia #eritrea #eridronawi"
#HidmonaTV291 @HidmonaTV291
#hdmonanebarit #hdmonaKnfetHomDo
@HDMONANEBARIT
#aanmedia #eritrea #ethiopia #sudan
#tigrignamusic #eritreantiktok #tikokmusic
#eritrean #eritreanmusic #erey #erna
#NewEritreanMusic2024 #Eritreanmusic
#Eritreannews #ERITREA
#afar #afer #qafar #eritreanmovie #tigrignyamovie
#tigrignyafilm #eritreanfilm #eritreanmusic
#eritreansong
#eritreanmusic #erisat
#MusicTgirigna#EritreanBest #NewEritreanSongs
#NewEritreanMusic #BestEritrean #Eritreannewmusic #Tigirignamusic #Eritreanbestmusic #Eritriantigirgna
#tigirigna#besttigrignamusic #Eritrean Drama
#Eritreanbestfilms #Eritreanbestfilm
#Eritreandrama2024 #Eritreandrama2021 #ERISAT #eritreanprisoners
#eritreanesurat #ري ساتEritrean_music
#tigrgna_music #hyesa_music
#Eritreansong #Eritreannewsong
#EritreanAwdametguayla #EritreanAwdametsong
#NewEritrean Songs #NewEritreanMusic
#NewEritrean Songs #NewEritreanMusic
#BestEritreanguayla #Eritreannewmusic
#Tigirignamusic
#Eritreanguayla #Eritreanbestmusici
#Eritriantigirgnaguayla #tigirignaguayla
#Besttigirignaguayla
#besttigrignamusic #besttigrignaguayla
#EritreanWeddingMusic #OldEritrean Music
#OldTghirignaMusic #Eritreanderfi #OldEritreanSongs
#Eritreanfilm #Eritreannewmovies #EritreanDramas
#Eritrean2024bestdrama #Eritreanbestfilms
#Eritreanbestfilm #Eritreandrama2020
#BestEritreandrama #EritreanBestdrama2020
#TigrignaDerfi
#TigrignaDrama #DerfiTigrigna Eritrea
#DerfiTigrigna Ethiopian #NewTigirignaDerfi
#Hadish TigrignaDerfi #TigrignaBahlawiDerfi
#TigrignaMeraDerfi #HadishDerfi Tigrigna
#eritreanmusic
#mezmurcatholic #eritreancatholicmezmur #addisababa #catholic #catholicchurch
#EritreanCatholicMezmur #SaintAntonioAsmara #Tigrigamezmur
#Ruthmezmur #TigrignaMezmur_ArayaYoseph #TigrignaMezmur #gospelsong #TigriniaMusic #gospelsong #RuthTigrinya
ንሓግዞም ህዝቢን መንግስቲን ድጋፍ የድልዮም ኣሎ ኩሉ ኤርትራዊ ናብዞም መንእሱያትና ኣበርክቶ ንግበር
dlyet Ente alewo mengsti khgzom ygibae tesfa Ms qorexu sdet kwexu eyom
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@@gulbetmsgna6452 ንስደት ይውጽኡ ኣይውጽኡ እቲ ናይ ፈጠራ ዓቕሞም ኢዩ እቲ ዝዓበየ ሞራል
ድሌት መንግስቲ 110% አሎ እቶም ኻብ ተረፍ አሳ ሳሙናን በረኺናን ሰሪሆም እቲምህርቲ አብ እዳጋ አሎ❤❤❤❤ 🙏🙏🙏🙏
@@gulbetmsgna6452ኣፍካ ከልቢ ይሽነሉ
Wawwww btaemi subuk jigna warsay malet kurat hager ajokum tesfa hager akrukana ❤🎉❤🎉🎉❤🎉❤🎉
ዋው ሳርፕራዝ ጌሮምና እዞም ብሩኻት መንእሰያትና እዛ ዓደይ ዕድለኛያ ካብ ባዕልና ዝወጹ ዓቢ ተስፋ ሃገር
ጌታ ይባረካቹ ጌተ ጥብ እዉቀታቹ ያብዛላቹ በርቱ ጀጋኑ🙏❤❤🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷😅
ዋው ዋው ጀጋኑ ብሓቒ ኲሉ ብጽፍርና ኤርትራዊ ዜጋ በሊሕን መስተዋዓልትን 🇪🇷🐪🇪🇷
ዕድመን ጥዕናን ያሃብኲም ፈጣሪ
🇪🇷🐪🇪🇷⛪🇪🇷🕌🇪🇷⛪🇪🇷🕌🇪🇷🙏🏻🇪🇷🌹🇪🇷💐🇪🇷
ዕድመን ጥዕናን ይሃበኩም❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉
ኣሰይይይይ ኣናብስ ባሓቂ ኤርትራና መጻኢኺ ብሩህዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪም ደቀይ ብሩኻት🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🎉🎉🎉🎉💪💪
These guys have some talent, I wish they get some training ( even online) in mechanical and electrical engineering. It is good to try on your own but if some training is provided from legit training center - they can accomplish their dream in much more shorter period of time. Time is critically important.
Wawwwwww❤❤❤❤❤ ajokum forsa
ዋዉ አናብስ መንእሰያትና አጆኹም ካባና ካብ ሕዝቢ ክንገብሮ ዘለና ሐብሩና አብ ጎንኹም አለና አናብስ ደቂ ኤረይ ኩሉ ራኢኹም ከምተተግብርዎ እምነትና ወሰን የብሉን አብነታዊያን መንእሰያትና ከማኹም በላሕቲ የብዛሓልና ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሐብኩም አዚዩ ዘኸጉስ ዘገርምዩ ደቂ ኤረይ ጻዕራማት ዋዉ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏
በጣም ደስ የሚሉ ታዳጊዎች ናቸው የበለጠ ክፉ ያለ ደረጃ ላይ ያደረሳቸው ፈጣሪ 🙏🙏👍👍❤️❤️🎉🎉🎉🎉
ኣዝዩ መሳጥ መደብ, እሞ ክኣ ኣብዚ ዘለኹሞ ዕድመ, ኣምላኽ ሕልምኩም ባህግኩምን የስምረልኩም ኣጆኹም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 erilink aziyu des zbil medeb qexlwo 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏
ብጣዕሚ ዘገርም እሞ ከኣ ተመሃሮ 11 ክፍሊ ገሪሚኒ ኣብዚ ደገ ከኣ ምስዚ ኩሉ ዕድላት ኣብ ቢራን ዘይድልዩ ነገራት ተዋፊሮም ክትርኢ ከለካ ትግረም መንግስቲ ብዘለዎ ዓቅሚ ክሕግዞም ኣለዎ ከምዚኦም ዓይነት መንእሰያት ሰላምኩም ይብዛሕ ናይ ብሓቂ ኣናብስ።
እሾክ ብበላሓ ትፍጠር ናይበሓቂ ናይበሓቂ ንፉዓት ቀጽልዎ ብርግጽ ሕልምኩም ከኣ ክሳካዓልኩምዩ ❤
ብስራትኩም ይጥዓም ሰብሕልሚ !!!መንግስትን ህዝብን ኤሪትራ፣ወሸለ!! ናኹም ረኺብና!!ከማኹም ይብዙሑ !!!❤❤❤ናዓኹም ዘይከውን ኣይጠረ!!!❤❤❤ኣጆኹም ቀጽሉ!!! ዓወት ናትኩም ኢዩ።
ናይዞም ደቅና ብልሕን ታኣምርን ብቓላት ከማን ክግለጽ ኣይካአልን እዩ 🇪🇷💪 ዕድመን ጥዕናን ጥራይ ይሃቦም እግዚኣብሄር ኣምላኽ 🙏🙏🙏
ብሓቂ ብሓቂ ክነተባብዖ ዝግባእ መንእሰያት እዮም ብጣዕሚ ኢና ነመስግን Eri-link ጽቡቅ ፕሮግራም ቀጽልዎ I'am Proud to be Eritrea 💪 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
ዘገርም አዚዩ ዘገርም ዋው ዋው.... መግለፂ የብለይን ብጣእሚ ኩራት ይስማአካ እወ ድጋፍ የድልዬም እዩ
ንቅድሚት ደቅ ኤረይ
🇪🇷👏👏👏👏🇪🇷
ሃብሮማት ተስፋ መጻኢ ብልጽቲ ኤርትራ ዝኮኑ መንእሰያት ኣምላክ ኣብ ስርሓኩ ዓወትን
ሂወትኩም ነዊሕ ዕድመን ጥዕና ይብኩም ኤሪሊክን እወን ንህዝብኩ ንትገብርዎ ዘለኩም ኣፍልጦና ንቅሓት ሓድነት ርግኣት ንህዝብና ንቀጻልነት ንትገብርዎ ዘለኩም ዓቢይ ስራሕ ቀጽልሎ ሰላም ንሃገርና ኤርትራን ንዓለምና የውርደልና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብጣዕሚ ጽቡቅ ምህዞ መንእሰይ ኤርትራ እኩል ባይታ እንተተዋሂቡ ዓለም ክቅይር ዝኽእል ምህዞ ክምህዝ ይኽእል እዩ ቀጽልዎ ❤
ኣንታ እንታ ድበለ ዕሽነት እዩ?
ንዓለም ብምንታይ ክንልውጣ?
ዓቕምና ዘይንዛረብ
እምበርዶ ኣብ ምንታይ ደረጃ ኣለና ንፈልጥ እናስ
ዋላስ ስምዒት ጥራይ እዩ ንዘበና ክጉጽጉጾ ክነብር????
ምሕረት የውርደልና
ኣንታ እንታ ድበለ ዕሽነት እዩ?
ንዓለም ብምንታይ ክንልውጣ?
ዓቕምና ዘይንዛረብ
እምበርዶ ኣብ ምንታይ ደረጃ ኣለና ንፈልጥ እናስ
ዋላስ ስምዒት ጥራይ እዩ ንዘበና ክጉጽጉጾ ክነብር????
ምሕረት የውርደልና!!!!
ኣናብስ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣጆኹም ዝጸዓረ ይዕወት እዩ ኣብ ዓቢ ደረጃ ክትበጽሑ ፈጣሪ ይሓግዝኩም 👍👍👍👍👍
ዋው ዘገርም'ዩ ንፉዓት ኣብዚ ዕድመዚ ነዚ ምህዞ ምግባርኩም ብዓብኡ ከማዚ ትገልጽዎ ዘለኹም ዝድነቕ ኢዩ ዕደመን ጥዕናን የሃብኩም ሓሳብ ልብኹም ይስመረልኩም ደቂ ኤረ ጽቡቓት🇪🇷💪🇪🇷💯🇪🇷♥️🇪🇷👍🇪🇷🌹🇪🇷🌿🇪🇷🙏🇪🇷💥🇪🇷🌻🇪🇷🪻🇪🇷🌸🇪🇷🍀🇪🇷🍂🇪🇷
Two bright youngsters with high IQ.all the best and hope you pursue your dreams ..
❤ I am proud of these two smart boys, the future of Eritrea 🇪🇷 is very bright no question. ❤❤❤❤❤❤.
❤❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እዞም ደቀይ ተስፋኩም ነዊሕ እዩ ❤❤❤❤💚💚💚💚❤❤❤❤💚💚💚🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👑ክከውን ኢዪ ከመይ ዘይከውን ዓደይ ተስፋኣ ካብ ውልዳ።
ፖው ኣቤት ብልሒ መጽኢት ኤርትራ ንስኩም ኣብ ዝለዓለ ደረጃ በጺሕኩም ክንርእየኩም ትምኒተይ ወሰን የብሉን❤❤❤
እግዝአብሄር ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ጥበብን ፍልጠትን ምስውዓልን ዕፊ ድርብ ገሩ ይሃብኩም ቡሩኻት የሕዋተይ
Great confidence, independence and self reliability ❤️🇪🇷🙏🇪🇷❤️
Bravissimi ragazzi, siete il futuro della nazione Eritrea.❤ 🇪🇷
ኣጆኹም ጀጋኑ ብጣዕሚ ጽፉፍ ስራሕ ቀጽልዎ❤❤❤❤
ምስቲ ዕድሜኹም ብዙሕ ክትዓዩ ትኽእሉ ኢኹም!!!! ኣብ ኤርትራ ኣዝዩ ብዙሕ ሓጺን ስለዘሎ ሕጽረት ሓጻውን ኣይከጋጥመኩምን እዩ!!!! Good job!!!!"
Ata Donkoro hatsin tbil aleka hitsret mengsti keytbil
@@DanielHaile-lc2ioንዓ ባ ዝሓወይ መንግስቲ ይሕግዘና እዩ ክብሉ ኮ ጸኒሖም.፧
😢😢😢😢
Wow, እግዚኣብሄር ይመስገን, ኣእምሮኹም ይባረኽ, እግዚኣብሄር ብሞገስ, ብጥበብ ፈጣሪ ብመፍራሕ የዕቢኹም❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዋው👏👏👏👏ንፋዓት ቻነል
እዘም መነአሰያት ብጣዓሚ ብጣዓሚ ብሉጻት ሰባት ኢዮም ክኾኑ ፋናሻል ክሕገዙ ይግባኣ
ዕድመን ጥዕናንን የሃብኩም ፈጣሪ ተስፋ ኣለዋ እዛ ቅድስቲ ኤሬና።
ብጣዕሚ ተስፋ ዘለዎም መንእሰያት 👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹♥️♥️♥️💪💪🙏🙏🙏
Waw waww I appreciate this the feature child's of eritrean please peoples support them
እዋይ ዞም ደቀይ ተባረኩ❤ ፈጣሪ ጸጋ አብ ልዕሊ ጸጋ የብዝሐልኩም ተቀበልቲ ሕድሪ ጽላልን 🌴 ፍረን ሃገሪ🇪🇷🌺
ኣኣብ ጽባሕ ሕጉስ ትብል ኤረና ሃፍትኪ ፡ ሃፍቲ ደቅኪ ኢዩ ❤ 10 ዓመት ኣበይ እሞ ባይታ ዘይርከብ ❤ እንታይ ከም ዝገብር ኣብ ሎሚ ኮይነ ብዙሕ ኣብ ኣእምሮይ ይስእሎ ዓወታትኪ ሂያበይ ኤሪ
❤❤❤ ሓጎስና ወሰን የብሉን ካብ ዓቀን ንላዕሊ ሽኮሪናታት አሕዋትና ዋው አብ ሃገርኩም ጸኒዕኩም ተገልግሉ ይግበርኩም አምላኽ ❤❤❤ ኤርትራ ሃገርና እግዚአብሔር ዓይኒ ሓሳዳት ይድፈነልኪ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብሓቂ ኣናብስ ኤርትራና ብሓቂ ሃብታም ያ
ኩሉ ዓይነት ኪኢላታት ዮም ዘለውዋ እዚ ድማ ህዝቢ ኤርትራ ማዕረ ክንደይ ኑቁሕ ህዝቢ ከምዝኾነ እዩ ዘመልክተልካ ሞ ኣጆኹም ዞም ደቀይ ኤርትራ ብናታ ነፈርታ ካብን ናብን ሃገራት ዓለም ብነፈርታ ትጓዓዘሉ ጊዜ ሩሑቅ ኣይኮነን ናዓኻትኩም ሒዛ ኤርትሬ ሓይላ ኣብ ዓቅሚ ሰባ እዩ።
🎉❤🇪🇷❤🇪🇷❤🎉❤🇪🇷❤🎉!!!
ምህዞኹም ተመዝጊቡ ብሽምኩም ላይሰንስ ከይተዋህበኩም ከመይ ከምዝሰርሕ በደቂቑ ሓበሬታ ኣይትሃቡ ተጠንቀቑ ሰረቕቲ ጎረቤት ኣለዉና ጋዜጠኛታት እውን ቅድሚ ምቅላሕኩም እቲ ብምስጢር ክታሓዝ ኣለዎ ትብሉ ቆሪጽኩም እንተተማሓላልፍዎ ጽቡቕ ሙኾነ
🤣🤣🤣🤣🤣
😂😂😂 entay tibil wedey trade secret malet dyu
😂😂😂😂
ኣንበሳ ሓቅኻ ኢኻ😂😂😂😂😂
ናይ ብሓቂ 👌
ብሐቂ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም አምላኽ።❤
👏👏👏👏👏👏👏💪🍀🌹🌹🇪🇷❤️🇪🇷💪
ኤሪ ሊንክ ብጣዕሚ ጀጋኑ ፉሉያት ኢኹም ከምኡ ጌርኩም ሃገርና ህዝብና ኣርኡይኑና ❤❤❤❤
ብጣዕሚ ትስፍዋት ኣጉባዝ ተማሃሮ ደቂ ኤረይ ኢግዛብሄር ይሓግዘኩም
ኣስይ ዕድምን ጥዕናን ይሃብኩም ኣጆኹም ዝጻዓረ ይዕወት እዩ ኣጆኽም እሞኻኣ ጋና ድቂ ዓስረተ ሽውዓተ ዓመተ ናይብ ሓቂ ድስ ዝብ ኣጆኹም
We love you ❤ERITREA keep up this amazing project ❤ make ERITREA great again
ርሑስ ቅንያት በዓል ኤክስፖ ኣብ ውሽጥን ወጻእን፡ዘለኩም
ዋውውውውው ኣብየት ብልሒ❤❤ቅቅቅቅ🎉🎉🎉😢
ኣናብስ ዕድለኛታት ኢና ናትና ምዃንኩም፡ሞራል ንሃቦም ደቂ ኤረይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኩሉ ክብሪ ንአምላኽ ይኹን ፡ እዛ ብርኽቲ ሀገርና እዞም ጀጋኑ ደቃ አፍርያ፡❤ ሀለሉያ❤ ሐገዝ ሞራል ይኹን ማተሪያል የድሎምዩ። ብጣዕሚ ባህ ዘብልዩ።❤
Thank you for your great job. I am so happy to see brillant young generation 🇪🇷❤️
Erie ዕድመን ጥዕና ይሃብኩም
ሃበርም ብሩኻት ኣጆኹም ንቕድሚት ጥራይ።❤
ብመጀርያ ኤሪ ሊኪ ነዞም ቡሩህ መጻኢ ዘለዋም መንሰያት ዘምጻኩምልና ብልቢ ነመስግ።ብምቅጻል ብደረጃ መንግስ ቆላሕታ ተዋሂብም ንዝያዳ ትምህርትን ኣቃልቦ ክግበረሎም ኣለዋ ።ብዝተረፈ እግዛቢሄር ኣምኣኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏🏼🙏🏼🙏🏼
ሰይ ጀጋኑ ደቀይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ
Wow Thank you so much Eri Link from Germany 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
እወ ብሐቂ ገተግብሩ ዝክእሉ መንእሰያት እዮም ንትሕልሞም ሐሳባቶም ከተግብሩ ዝክእሎ ተግባራት አለዋም ብሐቂ አድናቆት የበስሩ አለዎ እወ ዕላማኩም አጆኩም ንሐጎልካ መልእክቲ አለው ባህግኩም ክትዕወትሉ ኢኩም ❤❤❤እወ ኤርትራዊ በሊሕ እዮ ዜግበር የለን አጆኩም ክትግበር እዮ እወ አየር ክትፈጥሩ ኢኩም ❤❤ምንየት ይሐትት ተገሪምና ብሐቂ እወ ደቂ መን ድኩም ሐያላት እወ ጰዕሩኩም ቀጳሊ ይኩን ብተስፋ ወሳኒ ❤❤❤🇪🇷🐆🇪🇷🐆🤝🤝🌹🌹👍👍🤝🤝🇪🇷🇪🇷
ማሽኣላህብጣዕሚደስትብሉጀጋኑ ኣገናዕደቂእረይ።ዕድመንጥዕናንይሃብኩም ሓሳብልብኩምይስመረልኩም ልዕሊሰብሕድሩዞምደቀይጻዕራማት🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
ተስፋ ንገብር እዞም መንእሰያት ነዚ ዘበገስዎ ብልሂ ሓሳብን ሒዞሞ ደለዉ ዓርሚሽሽ መደብን ብናህሪ ክቕጽልዎ። ዝምልከቶ ኣካል ድማ ምትብባዕ ጥራይ ዘይኮነስ ዘድልዮም ማተርያላውን ፊናንስያውን ሓገዝ ክገብረሎም ምሕጽንታና ዩ።
ERILINK ድማ የቐንየልባ ነዚ ብሉጽ ሓሳብን ስራሕን ዘርኣኹምና። ምዕባሊታቶምን ዝበጽሕዎ ደረጃን ድማ እናተኸታተልኩም ክትሕብሩና ንምሕጸን። ህዝባዊ ሓገዝ ኣብዝደልይሉን ናይ ሓገዝ መደብ ኣብ ዘበግሱሉን ድማ ቅልጡፍ ሓበሬታ ናብ ህዝቢ ከተብጽሑሎም ዳግማይ ምሕጽንታና ዩ።
ንሕጂ ግን ካብ ግዝያዊ ሓጎስ ንላዕሊ ልባዊ ዕግበተይ ክገልጽ ይፈቱ
ሰ ላ ም ዎ ሰ ና ይ
ፖው!!! ዕድመ ይሃብኩም ፈጣሪ🇪🇷👍🏽 ኤረና ብኣኻትኩም ሓደስቲ ወለዶ ትካሓስ ኣላ። ኣምላኽ ይሓልኹም በረከቱ ድማ የብዛሓልኩም ንኤርትራን ህዝባን ወሲኹ 🇪🇷🙏🏽🙏🏽🙏🏽።
እዋይ ሽኮሪናታት ዕድመን ጥዕናን ይሃቡኩም።
በጣሚ ዝነጠቐ ሓንጎል ኤርትራውያን ደሊኻ ዝርከብ ኣያኮነን ግን ድማ ምስጢርና ንደገ ኣይ ነውጻዮ ኩሉ ኣብ ውሽጥና ድኣ
አሰይ ጽቡቓት አምላኽ ይሐግስኩም። I'm really proud of you!
Thank you. Good luck to the young Eritreans.
ፓው በሉስከ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ኣብድሓጸረ ግዜ ኣብ ድለዓለ ደረጃ ክትበጽሑ ኢኹም ❤❤❤❤
ዋውውውውውው ተዓዲልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ዞም ደቀይ።
ጀጋኑ ኮቴተታት በሓቂ ባይታ ተዝህልወኩም ደገፍ ተዝህሉ ከመይ ክትኮኑ ከምእትኽእሉ ኣርኢኹምና ኣምላኽ በረኸቱ የብዝሓልኩም ኣእምሮኹም ይባርኽ!😮
ዐድመን ጥዐናን ይሃብኩም ዞም ደቀይአብ ንኡስ ዐድመኩ ስጋዓ ክንድዚ እቲ ትምነይዎሰ አብ ግብሪ ከተሪኡዎ ደቅና አጆኩም አኩሪዕኩምና ደቂ መን ዲኩም ዋርሳይ ወረስቲ🎉🎉🎉🇪🇷🙏🇪🇷👍🏽🇪🇷💪🏼💪🏼🌻🌺🥰🥰🥰
Talk about high IQ. Eritreans should take a first place.
We are proud of you, our young Eritreans.
You are simply geniuses
💕🌹🙏🏽🇪🇷💕
ኣምላኽ ይሓግዝኩም ኣጆኹም በርትዑ ጀጋኑ
አምላኸ ዕደሙን ጥዕናን ይሃብከም
Bitaemi Tegerime,Ajekum Amlak hasab libkum yesmirelkum.💪💪🇪🇷💰
ዋውውውውው ኣናብስ ኣናብስ ቀጽልዎ፡ዋላ ሃገርን ህዝብን❤❤❤❤❤
ብጣዕሚ በላሕቲ የህዋት እድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ
ዋውውውው ንፉዓት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዝኣብሄር።ከማኻትኩም ይብዝሕዋ ኤሬ !
ኣምላክ ይባርኩም ተባረኩ።
ዘገርምዩ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም ኤርትራ መጻኢአ ቡርህዩ አጆኩም ተስፋ ዘለኩም መንእሰይ ❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉
ኣምላኽ ይሓግዝኩም ባዕሉ፡ ኣናብስ።.
I am mesmerized
No word to explain
ኣናብስ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
Wow! It is amazing boys God bless you to fulfil your dreams
I pray for you 🙏
God bless
❤❤❤❤❤❤❤ ሃገረይ
Aseeeyyyy nifuat yhwatey egziabiher amlak hlmukum yefeximelkum ajokum yehwatey erey niakum hiza kulu kitibexiho eya egziabiher amlak yhagzikum ❤❤❤ thanksss eri link bluxat menieseyat zemxakumlina
God/Allah bless Eriteria and Eriterians!!!amazing 👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌
Wowwww ደቂ ኤረይ ጀጋኑ❤❤❤❤
ደቂ ኤረይ አናብስ ወረስቲ ሕድሪ፡ ይበል ስራሕ ቀጽልዎ ሃገርን ህዝብን አባኹ ብዙሕ ተስፋ አለዎ፡ ንኺድ ጥራሕ ብርሃን እዩ ቅድሜና። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
ኣታ'ዛ ሃገር ክሓልፈላ'ዩ ግዲ ❤❤❤
ዋው ራኢኩም ብሉጽ እዩ ተባረኹ
Good job my Younger brothers Amazing effort keep it up.
ክንሕግዞም ኣለና😍👌🇪🇷👍
Thanks 🙏 for sharing this. I wonder and proud of you both. Congra and wish you all the best in the future.❤🎉🙏👍🏾👍🏾🇪🇷
አጆኹም ደቂ አረይ🇪🇷🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪
Wow this is amazing, great vision. Good job keep up the good work
ማሽኣላህ ሊቃዉንቲ መጻኢት ኤርትራ
ብጣዕሚ ነፉዓት👏👏👏👏🏆💚🏆🇪🇷 ሕልምኹም ኣብተግባር ከምዝረኣይ ጥርጥር የለን ኣጆኹም ጥራይ🎉🎉🎊🎊🕯🎂🕯💚
እወ ብጣዕሚ ዘደንቅ እዪ እወ እወ ሕድሪ ተወራረስ አዓብር እዮ እወ አለናልኪ ሃገረይ ዝብሉ መንእሰያት ሸውት አለና ይብሉ አለው አጆኮም ሕልምኩም ቀጵልዋ ❤❤መን❤ከም ❤ኤርትራዊ❤ አብ ተግባር ውድድርኩም ❤ዓወትትኩምእዮ❤እወ ናበዓልና አየር ክህልውና እዮ ❤ናይ ውሽጥካ ሕሽኩታ ተስፋ አብ ተግባር እወ ክትሰርሕዋ አኪም አጆኩም ጥዕና ዕድመ ሐሳብ ልብኩ ይሀግስኮም ተገሪመ ብዐሽላት ❤❤❤♥️🇪🇷🐆🐆🤝🤝🌹👍🤝🤝🐆🇪🇷🇪🇷🐆🐆🤝🇪🇷♥️
ዋው ዋው እዚም ደቀይ 🇪🇷💪ብሩህ መጻይት ኤርትራ💪
ዋው ቀጽልዎ ደገፍ ኣይትስእኑን ኢኺም
ጀመይ ዝበለ ፍልጠት ክድገፍ ዝግብኦ እዩ፡ አምላኽ ፍልጠቶም የማዕብሎ። ተባረኹ።
Amazing!
“Teamwork make Dreamwork”
You’re making a better & brighter future!
GOD bless you and Eritrea!