ህድሞና ሾው - መሳጢ ዕላል ኣባዲት እዋን ጉስነትን ካልእን | Yonas Abraham with Abadit - New Eritrean Show 2024
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 8 ก.พ. 2025
- JOIN 👉 / @hdmonanebarit
ህድሞና ሾው - መሳጢ ዕላል ኣባዲት እዋን ጉስነትን ካልእን | Yonas Abraham with Abadit - New Eritrean Show 2024
/ @hdmonanebarit
Enjoy and Subscribe now bit.ly/2vIkX9f at HDMONA NEBARIT. "HDMONA NEBARIT" brings New Eritrean entertainment comedies, "New Eritrean HDMONA Drama", "New Eritrean HDMONA movie", "New Eritrean HDMONA film" and "New Eritrean HDMONA music" video clips for you. Enjoy!
All "Eritrean music", "Eritrean movie", "Eritrean film", "Eritrean comedy" are shared here.
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውንሎድ ምግባር ን ኣርቲስ ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ንዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
℗ © Copyright: HDMONA NEBARIT. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
TH-cam - / hdmonanebarit
Facebook - / hdmona-nebarit-2149397...
Instagram - / hdmonanebarit
TikTok - / hdmonanebarit
Twitter - / hdmonanebarit
Website - hdmonanebarit.com/
© HDMONA NEBARIT LLC 2024. All Rights Reserved.
#hdmonanebarit #hdmonaAbadit #hdmonaFilm
@HDMONANEBARIT @moreinfo22 @hdmonapromotion1119 @dankurshow1050
አባዲት ክትመጽእ እንከላ እዚ ሶሻል ሜድያ ሰላም ይዓስሎ ኩልና ብሐባር ንስሕቅ ንዓድና ንናፍቅ አባዲደት ከም ሽማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤❤❤❤❤
ዮናስን ኣባዲትን ብጣዕሚ
ስሓብቲ ኢኹም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
እዋይ ምቕሪቲ ፍጥረት ግርምቲ ናይ ብሓቂ ኣባዲት ሓብተይ መግለጺ ሲኢነልኪ ናይ ብሓቂ ሕጂ ትብርብር ዘላ ምዓድን ኢኪ ናይ ብሓቂ ክምዚልኪ እንደገና ምምጻኪ ብጣዕሚ ደስ ይብሎኒ ክብርቲ ሓብተይ።
ጋዜጠኛ ዮኒ ኩሉ ተቅርቦ መደብ
መሳጢ ደስ ድብል ቀንየልና
ኣባዲት ጥዕምቲ ዕላል የቀንየልና
ኣባዲትሲ ኣይትጥፍኢ ደኣ ካብዚ ሜድያ ብርኽቲ ኣደ❤
ዮኒ ዘድንቅ ላይክ ላይክ አይተውሕዱ❤❤
ደስ ዘብል መደብ ኣባዲት ግን ነዚ ኣብ ስደት ዘሎ ሰብ ሓጎስ ፈጢራትልና❤❤❤
Welcome አባዲተይ ብር ክትብሊ ተሐጎሲ ዮኒ GBU❤🎉❤🎉❤🎉
መድሃኒት ናይ እስትረስ አባዲተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ብሐቂ ብሐቂ አባዲት ዘይተሐተመት መጽሐፍ ኢኺ እዚ ብጉቡእ ክስነድ አለዎ የቀንየልና አባዲተይ ብዙሕ ሚሂርክና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ
ኡፍፍፍፍ ኣሰሓሓብ ገመድ ክሳብ ንስርነቕ ሲሒቅና ኣባዲት ሽኮር😂😂😂❤
I born and grew in Asmara. I really like to listen village life, it’s so pleasant to listen from Abadit with her actions. You’re Amazing❤️🤗
ኣበዲት ፎሲ ልብን ሓንጎልን ኣይትስኣኒ ነጻ ጨንቀት😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤😂😂😂❤❤❤
ዮኒ ብሐቒ ንአቢዲት ዓቢ ትሕትና ዝዒብለሎ መእረምታ ስለዝገበርካላ አተቐየረትናን እቲ ዝበለጸ ኩቡር ባህሊ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣታ ዛ ምቅርቲ ሰበይቲ❤❤❤❤❤❤❤
ኣባዲት ሽኮር፥ መቀረት😘 You really entertaining me after long day, ነዚ ድካም ዝርዝር ተብልልና ኣሎኪ. Thank you, Yonas for bring this beautiful lady to media. ❤
ኩሉ የጸብቀልኪ ኢዩ ኣብዲቶም ዕድመን ጥዕናን የሃብኪ ኣምላኽ 🌹🌹🌹🌹
ኣባዲት ሰሓቅ ድራራ❤ዮናስ ሓወይ ኣባዲት ኣብ ሞንጎ ዘረብኣ፡ንስኻ ነዳዲ ክትህባ ከለኻ፡ነቲ ዕላል ዝያዳ መቀረት ህብዎ።ዮናስ ንፉዕ ሙኩር ጋዜጠኛ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምስ ስድራቤትካ❤️👑👍
አብዲት ጻዕዳ ልባ እንኮዕ ናብዛ ክብሪቲ መደብኪ ተመለስኪ አብዝአ እያ ግሪማኽ
ሰላም አቶ ዮናስ ምስ አባዲት ሃፍተይ ዝከበረ ሰላምታይ የቅርብ።አባዲት ሃፍተይ ገርመኪ ኩሉ እላልኩም ከስሞ ከለኩ ፡ አደይ ተእልል ዝነብርቶ ምስመሃዙታ ዝገብሮቶ እላላት ይመሳሰል አደይ ነብሳይምሃር። አዲ ሃሙሽተ ከብቢ አሻጎልጎል ትወሊዳ አቢያ ጓል 17-18 ከባቢ ናብ አሰብ ተሰዲዳ ቡጊራ ተመሪያ አዲስ አበባ ክይዳ ። አብ 1999 ናብ አስመራ መፅእና። ሂጂ አብ አዲ ዘግብረቶ ምስመሃዙታ ተእልል ኔራ ። ይሰም ኔሬ ግን ናይነግር ንእስነት ረስዬ። አነስ ሂጂ ከተእልሊ ከለኪ ብዝክሪ ንድህሪት ተመልሴ አዘኪርኪ ግን አይካልኩን አደይ አቢቅድመይ ቅጅል እላቲኒ እንዳነባኩ መደብኩም ወዲኤዮ ። አደይ 1 አመት ን 3 ወርሂን ጌራ ካብተአርፍ ።ሂጂ አንታክብሊየ እዚከምዚ አይነት ታርኪ ተከባይ አይኮነን ንቅሃት ህሊካ ሰንድናዮ እንተንከዉን ፅቡቅ ኔሩ።አድይ ናይምዝካር ክእለታ ከምናትኪ ንቅህቲ እያ ነራ።። ከባቢ አድታት ወሎደታት ታርክ ናይቦታታ ናስዉ ሃዋ ታሪክ ትነግረና ኩልሳናይሃዋ ታሪኪ ንሃፅሪ ጊዜ ተመልሱ ናዲ ወላዱ ጋጊዎ የድሩኒ አሉ ዛተወ ተጋዳላይ መሲሎ አንዳበለት ከተእልከላ ፍፁም ናምዝካር ክለታ ልኡል ኔሩ ።አባዲት ሃፍተይ ናይምዝካር ክእለት ናይተፈጥሮ ክእለት ክከዉን አሎዎ ። አኔ ብዙህ እላል ሰሚኤ ግን አይዝክሮን አለኩ ።አ/አ ምስመፃእና ክፅፎየ እንዳብልኩ። ሃንቲ መአልቲ ከተአወትኩ ።ሂጂ ናትኪ እላል ክሰምእ ከለኩ ብህምቀተይ ይጣስ ።ነአኪ ብፍቅሪ እዬ ዝከታተለኪ። ንዚመደብ አዳለዉቲ አዚዬ ይመስግን ዝህፍ አብዚሄ ይቅርታ።
❤❤❤❤
ብጣዕሚ መሃሪትን መሳጢትን ኣደ: 🎉🎉🎉 ❤
ኣባዲተይ ብርሃን ገጻ እንቋዕ ናብ ቤት ክብረት ተመለስክና ❤❤❤❤
😂ካብቲ ናይ ወይዘሮ ኣባዲትሲ ናይ ኣቶ ዮናስ ዘረባ የስሕቀኒ ደቂ ኤረይ ሰላምኩም ይብዛሕ ደስ በሀልቲ❤❤❤❤
መራሰኒ እንድዩ ከይፈተካ፡ናይ ልብካ ይዕሊሎ ይመጸካ
ኣነስ ክፈትውኩም❤❤
ኣባደይ መሐጎስ ዕላልኪ ዘይምኖ ኣየ ክጥዕም!!!!!!!
ናይ ክልተኩም ዕላል ብሀንቀውታ የ ዝጽበዮ
Omg ane nay adi ayfelton eye but she is so humble ❤mkrti dgemuna hdmona thank u so much ❤
ፍልይቲ ፍጥረት አድመን ተአናን ይሃብኪ ፈጣሪ ኣባዲተይ 🇪🇷💕💐💐💕🇪🇷
ኣባዲት ቅጭን ዘይምኖ ዕላላ😍ኣቶ ዮናስ ከኣ ክእለትካ ከየድነቕክዎ ኣይሓልፍን፣ ነጻ ኴንካ ኢኻ ተዕልል፣ ከምዚ ኣብ ገዛ ኴንካ ተዕልል ዘለኻ ትመስል፣ interview ኣሰልቻዊ ኢዩ፣ ናትኩም ግን ፍኑው ዕላል ደስ ዝብል። ግርም ኢኹም ተሳንዩ ምስ ኣባዲት። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።💕🙏💕💐💚💝🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብጣዕሚ መሳጢ ዕላል ዮናስን ኣባዲት ዕድመን ጥዕና ይሃብኩም ❤❤❤❤❤❤
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዕላል ዮኒ በጃኻ ኩሉ ግዜ ኣምጻልና ኣባዲት ከም ሽማ ሕተተለይ እባ እንዳ ዑቁጭ ዶ ትፈልጥዮም ኢልካ ❤❤❤❤
ኣባዲተይ መቅሰን ብጣዕሚ ንፍዕትን በላሕን ሰብ ኮንፊደንስ ድማ ላዕሊ ናይ ንእስነት ዕድሚኣ ዘሕለፈቶ ጽቡቅ ናይ ምዝካር ብቅዓት ኣለዋ ብጣዕሚ ፍትውትን መዛናጊዕትንያ ❤❤❤
ሓውና ዮናስ ድማ ግርም መዛናግዒት ረኪብካ ተመሲጡ'ዩ ዝሰምዓ ከም ድላያ ክትዛረብ ድማ ምሉእ ናጽነትዩ ዝህባ ንፉዕዩ❤
Ato yonas መዝበጥ ኣለኩም ክክክክክ i am so happy today Abadit Ato yonas is my favoute program 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍😍
ጨንቂ ኢሉኒ ፀኒሑሲ ስድት ኩፍኡ 😢😢😢ንኣባድት ምስ ሰማዑኩ ሕሸኒ ክክክክ😂😂😂
አባዲት ሽኳር ንጽህት ልባ ከም ጻዕዳ ጸባ።❤🇪🇷❤️🌹
ናይ ጉስነት ምስ የዕለልኪ ኣተዓባብያና ኣዘኪርኽና ዋውውው 🌹🌹🌹🌹💯✅
❤🎉❤🎉❤ብጣዕሚ ደስ ዘብል ዕላል ተዘክሮታት ሓረስታይ ሃገርና፡ናይብሓቂ ጽቡቅ መደብ🎉❤🎉❤
አባዲት ናይ ሎሚ ዕላል መሳጢ አዪ ምስ ጥዑም ድምጽኺ ኬፍ አለኪ ❤
ኣባዲ መለኣካ ተመሊሱ ተመስገንካ ፈጣሪ
Yonas and Abbadit the best show I do really enjoy your conversation keep up the good job God bless!
ኣባዲት ናይ በሓቂ ❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Out all interviews this one was the best, I can’t stop laughing ❤❤❤ Abadit you are a comedy legend ❤
Ato yonas mis abaditay welcome. Enjoy deki eri😂❤❤❤
❤😂
Yoni thank you neza sebeyti kab metsaweti nay Eri mama sile zedhankaya yemsgneka .❤
Abadit shekor melski ka shekurki ❤❤
ሕጂ ግርም ምስ ዮኒ🎉❤🎉❤
Abadit welcome 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯♥️🌹✅YONAS des des zeble medib 🌹🙏
ኣሰይይይይይኣሰይይይይይይይ ኣባዲት ኣቢቲ ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤🎉🎉
Wooo boy gezae 😂😂😂Abadit shkor, thank you Ato Yonas
Ajoka Yonas hawna btami xbuq medeb hizka aleka qexlo ajoka berte🎉❤
ኣባዲት ለባም እንቋዕ ብደሓን ተመለስኪ ❤🌹
በሃቂ ለባም ሰብ። ዋዛስ ብቁም ነገር ፕሮግራም። ብጣዕሚ በሃቂ ጽብቅ ትምህራታዊ ምስ ከቢድ ምክሪ።❤🌹🇪🇷✊
መርሓባ ኣባዲት ሽኮር ምስ ዮኒ ተፈታውቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ 😍❤👍
ናብትን ናብትን ክትብሊ ህቡብነትኪ ከይትጠፍእ አቢደይ ምስ ዮኒ ቀጽልያ ንጥቅሞም ክብሉ ከይጻወትልኪ ❤❤
ናይ ሎሚ መዓርግ ንበይኑ ❤❤❤
እቲ ኣዝዩ ተናፋቕን ጥዑምን ናይ ገጠርን መጓሰን ሂወት ኣዘኻርክኒ። ኩሉ አቲ ዝበልክዮ ዕላል ፥ ሸዊት ማሸላ ፥ዕፉን፥ ዓተር ወዘተ ከምኡ'ውን ምሕንባስ፥ ያታዊ ጸወታታት(ተወሰጥ፥ ያለኻ፥ ያለል፥ ኣሳብራ ቆቋሕ፥ ኩርባብያ፥ ፍትለ፥ ኣዝግነኒ ወዘተ)፥ ሸዊት ሞሮር ከም ጋባ፥ ዓየ፥ ኣውሒ፥ ዳዕሮ፥ ኣሽንጦ፥ ኹዕንቲ፥ ኣግሉም፥ ሑመር፥ ማሰቛን ካልእን ክንበልዕ፥ ኣብ በረኻ ምስ ወፈርና ጸባ ጤል ሓሊብና ብዕንጉለ ኣርጊኢና ጣዕሞትና ንበልዕ። ማርያም ኣደይ ሕጂ ኮይኑ'ኳ ተራኣየኒ:: I really miss the heydays ❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ክብርቲ ሓብትና ወ/ሮ ኣባዲትን ክቡር ጋዜጠኛ ኣቶ ዮናስን ብልቢ ነመስግን። ቀጽልዎ።
ከም ሎሚሚ ስሕቀ ኣይፈልጥን ከም ሎሚ ውን ኣብ ትዝታ ኣትየ ኣይፈልጥን ናይ ብሓቂ ንድሕሪት ተመሊስካ ዘይድገም ህይወት ሓሊፋ
ዋዛ ምስ ቁምነገር ዕላልን ታሪካዊ እዩ እሞ ጽቡቕ ቀጽልዮ አባዲት ሐፍተይ❤🇪🇷❤🙏ሰላም።
very nice, keep going. people are enjoying it.
thank you.
I Love ጥሽ ከስፋሕፍ ኣለዎ ኣብ ሃገርና ፍጡን ጥዕና ጥሽ ❤🇪🇷👏❤❤
አባዲት ሽኮር ኩሉ ጊዜ ምስ ዮኒ ምጽና ናይ ባሐቂ አብ ዕላልኪ መቀረት ዝዉስከሉ ዮኒ እዩ።❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣባዲት ሽኮር ❤️🌹 ዮኒ ዓቢ ሰብ ክኣ ክብሪ ይሃብካ 🙏🇪🇷
ኣሰይይይ እንቃዕ ድሓን መጻኺ Doctor ኣባዲት!!!❤❤❤❤❤😍😍😍😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚
Thank you Yonas dear brother for bringing Abdit beautiful 😍God bless you and your beautiful family ❤❤❤❤you are amazing person ❤♥🇪🇷🇪🇷🇪🇷
I am an RN 12hr shift on my feet. I found it recently Abadit Show, really love it & helping me to relieve physically and mentally.
አንታ ዮናስ ሃወይ በሃቂ ንፊዕ ተዋሳአይ እባ ኢካ ።አሰይ እንቋዕ እባ አነስ ኤርትራዊት ኳንኩ ኤርትራውነት መክሰብ እዚ ለዋህን ሙሁሩን ፈቃርን ህዝብና ❤እዮ።👆❤️👆🇪🇷👆🌹✊💪🦁👑🫶
❤her memory so so amazing
💋💋💋💋💋ኣባዲት ዓበይ ሰብ ናይ በሓቂ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Abaditey mekerti anes Kefetuki edmen tenan yhbki fetari🙏❤️🇪🇷🌹
Kiltiom elalom tium ato yonas kitiblo kela michiwiti❤❤❤ yonas ka weyzoro abadit kibla kelo desyblukha
ኣብ ግዜ መርዓ ዝድረፍ ደረፊ
ሎሚ እንደሞ ተሪፉ ጠጥዕሙ ምስለይ የለ ገለየለ ኣባዲት ሓፍተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ❤❤❤❤❤❤❤
❤❤🎉🎉ደስ ዘብል አላል
We are happy to see you again my dear. You are really gifited. Today's is the best
ኣቶ ዮናስ ብጣዕሚ ኩሉ ነገሩ ውድእ ❤❤❤❤
❤🎉ሰይ ጽቡቅ ዕላል❤🎉 ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤🎉
Waw ato yoni brilliant meraseni kef aleka mara❤❤❤
😂😂
መርሓባ እብዲት ዕድመንጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ጽቡቃት ኣዴታት ስነጥበኛታት እቲ ቁኖን ኣዋርቅን ደኣ ክንደይ የጸብቀልክን እዩ።ዋው ዋው ዋው ❤❤❤🇪🇷🌹🌹🌹
Ato yonas wezero abadit❤❤ በለስ ናፊቅና ኣቱም ሰብ😢 በለስና ጡዑም ዝበልዖ ሲኢኑ ይወድቅ ይህሉ
Entay koynu zibeliO kisien ayiakilenan keman...Ayreakiyon dika ezi kulu seb n Bini zitekebelo...ajoka Nebsi zibeliO aysienin eyu
Exactly
ህድሞና ብጣዕሚ ጽቡቕን መሳጢ ዕላልኩም ❤ ደቂ ሓላል መሬት፡
አቶ ዮናስ እዚ ብጣዕሚ ረዚንን አብሓቅን ዝተሞርኮሰ ( ሓቀኛን ንባህልና ዝውክል'ዩ፡ እሞ ብሓቀኛ ታሪኽ ኣባዲት ፊልም ጌርኩም እንተተቕርብዎ ምኽንያቱ እቲ ትብሎ ዘላ ናይባሓቂ'ዩ ዝስሕበካ ዕላላ ❤
ወይዘሮ አባዲት ብጣዕሚ ንፍዕቲ ግሉጽነት ዘልዎ ተባዕ እያ❤።
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ🙏❤🙏
👍💯✅🇪🇷🕌💒🇪🇷🐪🇪🇷🐪💐🇪🇷
ናይ ባሓቂ ብብዝሒ ንበልዕ ደቀንስትዮ ኣቶ ዮና ስ እዝጊ ኣፍለጠካ ❤️❤️❤️
Mama Abadit ilalen btami meharn azenagain iu kulu gzya amxilna ikom
Yonas really good job 👏🏽 👏🏽👏🏽👏🏽🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼❤️❤️
ኣባዲት ሽኮር ዕላልኪ ደስ ከብል ❤❤
Wonderful show!!!
Thank you Yonas and Abadit.
ኣቶ ዮናስ ብዘለካ ፕሮቶኮልን ደረት ዘይብሉ ኣፍልጦን ኣዚየየየየ ኢየ ዘድንቐካ፡ ብቑዕ ጋዜጠኛ!!!ብሪልያንተ ኢኹም። ክክክ ንስኻ ተቕርቦም መደባት መሰጥቲ ኢዮም
ኣባዲት ሓፍትና ድማ ኣዚያ ጅግና ኣደ፡ እቲ ንጥፍቲ ሙዃና ኣዚየ የድንቓ፡፡ ዕድመን ጥዕናን፡ ሓጎስን ሰላምን ይምነየልኩም ኣሕዋተይ። ህድሞና ነባሪት የቐንየልና!!!
መርሓባ መርሓባ እንቃዕ ብሰላም መ ጻእኩሙና ❤️❤️❤️🌹🌹🌹🙏🙏🙏
👍🌹👍🌹👍🌹👍Enqaney Metsaekumena Ato Yonas Mes Haftena Abadiet ❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤ዮኒ ምስ ኣባድት ቀጽልዎ ኣዛካክርኪና
ጽቡቃት ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ኣቶ ዮናስ ጽቡቅ መደብ ዝነኣድ ኣባዲት ሓፍትና ድማ ኣዚዩ መሳጢ ዕላል ገጽልዮ ግን ኣነ ዝብለኪ ካብ ሕጂ ምስ ካልእ መድያተ ከይትከዲ ምስ ኣቶ ዮናስ ለባም መሃርን ይሕሸኪ ❤ንሕና ኣብ ደገ ዘለና ብዙሕ ነገራት ንመሃር ኣለና ❤
ንክልተኩም ዕድመን ጥዕናን ንምነየልኩም ከሙ ድማ ህድሞና ነባሪት ሰስንልና❤
Eritrea neritreawyan ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇦🇿❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇦🇿❤️🇪🇷❤️🇦🇿❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
Very nice i feel you both in my living room ፕኡም እላል ቅንእና ዘለዎ that’s why people can’t get enough of you both❤❤❤❤❤
Yonas we love you
ዮናስ ምስ ኣባዲት ሽኮር 👍🏾👍🏾👍🏾💯💯💯❤🇪🇷❤🇪🇷
Eilllllllllll Eilllllllllll enqae bdehan mexakum beal fewsi libi ❤❤
በጃኪ ኣባዲት ናይ ምህለላ ዝነበረ. ክንድምንታይ ተማህሊልና ማይ ነዝንብ ከምዝነበርናን ባርኖሳዮ ነጥፍኦም ከምዝነበረናን እሞ ከኣ ጥራይ እግርና ዓዲ ዓዲ ክንዘውር ከምዝነበርናን ኣዕልል ❤❤❤❤
Ato yonas best journalist 👌
Iwey beles yehrifkumna , 👍🇪🇷❤🇪🇷
ምስ ዮኒ ግርማ ዘለዎ ዓቢ ሰብ ክብረት 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉ዘለዎ እዮ ዕድለኛ ኢኪ ምስቶም ንባዕሎም ፈኪሶም ዘፍኮስኪ ከይትደግምያ