ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ዋዋዋዋ ድምጽኪ ደስ ዝብል እዩ ዛንታኩሙ ካኣ እሞ ዝገደደ ብጣዕሚ kef alewo ሕደ ካብ ሕደ ዘይበላለጽ እዩ ::ጽብቅቲ ዛንታ እዩ:: ኣድናቆት ካብ ሰላም::
ዓለም ይርእያ ኣለኹ, ንሩሁሩሃት ሰባት ኣይትከውንን እያ🥺
ጸባ ስተዪ
nay behaqi aytkewnn ya
😊😊
ከመይ ዝበልዎ ቃንዛ እዩ ወደይ ይይይይ
እዋይ ወዲ ዝረኽቦ ምበልኩ ኔረ ግን ከምዚኦም ዓነት ሰባት ሳሕቲ ኢዮም ዘጋጥሙ
😢
Zgeberka gerka wlfti mesten hashshn gbera sgab hiweta txeli sdraa wn nay zetaleluka nay edom krekbu 😢😢😢😊😊😊
ጅግና ዝኾነት ጓል
ዋይይ ንወዲ ኣዳም በዲላስ ጅግና ትብላ ካብዙይ ዳኣ ይምሓረና
😏😏😒🧐
Eza ke 😮😮gedad
ተስፋ ቖሪጽና ብፍቕሪ
Besmeam entay nekawn alena egzabiher yekre yeblelena ezas aye gebrin eya😢
ዝገርም'ዩ
❤❤❤❤❤ eway ya Latif SimhanAllah My godness
ዋእ ኢዘን ኣዋልድ ኢንታይ ይኮና ኣለዎ ግን🙊🙊
ኣቶም ሰባት ኣዋልድ ዝብልውን ጸሊእ ። ኣቲ ዘፍራሓኒ ሎሚ ግን ኣደይ ውን ከይጸልእ ኢዩ ። ገርሂ ሞኻን ከ ዕሽነት ዶ ይከውን ?????
Abzi gze zelewa deki hewan gerhi wedi ente rien fara zbl kxl sm eye zetemko😂😂😂😂
ገርሂ ምስ እትኮን 'ዉን ቡኡ መጠን በደልቲ ክበዝሑ እንድዮም
@@ኣቡሽሓፍቲፊሊ nski ke gerhi dki
ዝገርም ኢዩ። ወይ ሰብ ደቐይ
Eoooooooo kemzi Ke alo d u hew abet kuri
እዚ ዛንታ ሓቒ ተኮይኑ፡ ኣብ ሓበሻ እምነት ገዲፈዮ ኣለኩ ።
ሰበይቲ ዘይብሉ ቢዘን ስደደኒ ዝበለ ድራፊ ከምዚ ምስ ሰመዔ እዩሰበይቲ ማለት ሰይጣን ሰይጣን ውን ታሓቲቱ ስልጣነይ ንሰበይቲ ኣረኪበያ እየ ኢሉ ምኽንያት ታሓቲቱ ሰበቲ ትገብሮን ትሓስቦን ካብ ናተይ ዝሓሸን ዝጸፈፈን ኮይኑ ረኺበዮ ኣረኪበያ ኢሉ ጸብጻብ ጥራይ እዩ ዝርከባ ጀምዓ ወዳሓንኩም
🇪🇷❤️🇪🇷❤️
Hisumat fetret
ብከመይ ክረክበኪም ይኻእል
Esikia ke weldikal deica
ክክክ እዋይ እዚኣስ ንበይና ኢያ እንታይ ዲዩ ጌሩላ
Wey gud zeynsemo zeyblna 🤔🤔🤔
Iwayyyyy tsegem zhbaii mstir yelen imo NG hji k netsa dika
ለካስ ቤንች ናይ ሰይጣን ሰበይቲ እያ😅😅😅
🤣
ስእሉ ደኣ ኣብ ሞባይላ ከመይ ጌሩ ፈሊጥዎ ? ብvideo call ድዩ ዝድዉለሉ ኔሩ ስዉር ደዋሊ😮
እፍፍፍፍፍ
3 kolut alewa malet dyu?
Kelte qoleo Aalewa
Xibuq medeb eyu gn Hanti kitEre zelewa anebabiba kurub seHabi aykonen zelo emo abzia mitEray kitgebru nilabo ziterefe Xibuq medeb eyu
#tomasatm 👈🏻👈👈🏻👈🏻👈🏻
😾🙄🙄🙄
Nsa tiblo tenseme ka des mibelena ya jema
ብእዋኑ እንዳ ተነግረን ቀጺሉ ዓምያን ገ እንዳበሉኻ ዶ ትጋገ
Zefldet gal adngrto malet deyu!
ክላእ ክሳብ ጥምቀት ዝሓልፍ አቲ ስዉር ደዋሊ መን ምካኑ ከምዘይፈለጦ ክትብሉ ፀኒሕኩሙስ መሊስኩምከኣ ኣብ ግዜ ሕርሲ ነቲ ስዉር ደዋሊ ከምዝፈለጦ ትዛረቡለኩም ፋሕ ኢላቱኩም ተረክቲ
Ab Kalay hrsi eyom telalyom Xbuq gierka smayo eti tmqet ms halefe zbele abti qedamay wedom eyu
Tm beli hasawit
Ewwway kemzi kea alo
Kemzias film wela deyraku esewrena eu debl
🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣 entay aynet gorbab afkari u anta ezi, denkoro eleka aleku. Alalyena emo kemzi ente konka dea ane wun kgebra nska tebyo 🤣🤣🤣🤣🤣
#tomasatm 👈🏻👈🏻👈👈👈👈🏻👈🏻👈👈👈
ዋዋዋዋ ድምጽኪ ደስ ዝብል እዩ ዛንታኩሙ ካኣ እሞ ዝገደደ ብጣዕሚ kef alewo ሕደ
ካብ ሕደ ዘይበላለጽ እዩ ::ጽብቅቲ ዛንታ እዩ:: ኣድናቆት ካብ ሰላም::
ዓለም ይርእያ ኣለኹ, ንሩሁሩሃት ሰባት ኣይትከውንን እያ🥺
ጸባ ስተዪ
nay behaqi aytkewnn ya
😊😊
ከመይ ዝበልዎ ቃንዛ እዩ ወደይ ይይይይ
እዋይ ወዲ ዝረኽቦ ምበልኩ ኔረ ግን ከምዚኦም ዓነት ሰባት ሳሕቲ ኢዮም ዘጋጥሙ
😢
Zgeberka gerka wlfti mesten hashshn gbera sgab hiweta txeli sdraa wn nay zetaleluka nay edom krekbu 😢😢😢😊😊😊
ጅግና ዝኾነት ጓል
ዋይይ ንወዲ ኣዳም በዲላስ ጅግና ትብላ ካብዙይ ዳኣ ይምሓረና
😏😏😒🧐
Eza ke 😮😮gedad
ተስፋ ቖሪጽና ብፍቕሪ
Besmeam entay nekawn alena egzabiher yekre yeblelena ezas aye gebrin eya😢
ዝገርም'ዩ
❤❤❤❤❤ eway ya Latif SimhanAllah
My godness
ዋእ ኢዘን ኣዋልድ ኢንታይ ይኮና ኣለዎ ግን🙊🙊
ኣቶም ሰባት ኣዋልድ ዝብልውን ጸሊእ ። ኣቲ ዘፍራሓኒ ሎሚ ግን ኣደይ ውን ከይጸልእ ኢዩ ። ገርሂ ሞኻን ከ ዕሽነት ዶ ይከውን ?????
Abzi gze zelewa deki hewan gerhi wedi ente rien fara zbl kxl sm eye zetemko😂😂😂😂
ገርሂ ምስ እትኮን 'ዉን ቡኡ መጠን በደልቲ ክበዝሑ እንድዮም
@@ኣቡሽሓፍቲፊሊ nski ke gerhi dki
ዝገርም ኢዩ። ወይ ሰብ ደቐይ
Eoooooooo kemzi Ke alo d u hew abet kuri
እዚ ዛንታ ሓቒ ተኮይኑ፡ ኣብ ሓበሻ እምነት ገዲፈዮ ኣለኩ ።
ሰበይቲ ዘይብሉ ቢዘን ስደደኒ ዝበለ ድራፊ ከምዚ ምስ ሰመዔ እዩ
ሰበይቲ ማለት ሰይጣን ሰይጣን ውን ታሓቲቱ ስልጣነይ ንሰበይቲ ኣረኪበያ እየ ኢሉ ምኽንያት ታሓቲቱ ሰበቲ ትገብሮን ትሓስቦን ካብ ናተይ ዝሓሸን ዝጸፈፈን ኮይኑ ረኺበዮ ኣረኪበያ ኢሉ ጸብጻብ ጥራይ እዩ ዝርከባ ጀምዓ ወዳሓንኩም