ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ብጣዕሚ ዘሕዝን፡ እዚ ታሪክ ሓቂ እንተ ኮይኑ ዝከበርካ ክብሮም ከምቲ ኣሚንካ ዝተቀበልካያ ሕጂ ውን ኣሚንካ ሉዋም ጓልካ ሙካና ተቀበላ ምክንያቱ ብዘይ ድሌታ ዘጋጠመ ሓደጋ እዩ ነቶም ደቅካ ከ ዘይትርኢ ካልእ እሞ ይትረፍ ጓል ብሙካና ጥራሕ ብዙሕ ዓመጽን ሽግርን ክገጥማ ከምዝክእል ኣሚንካ ድንጋጸ ግበር፡ ደቅካ ብዘይ ኣቦ ኣሚና ኩሉ ዝሃበትካ ሰበይትካ ብዘይ ሰብኣይ እታ ኣቡኣ ዘይትፈልጥ ግን ከኣ ከም ኣቡኣ ትፈልጠካ ልዋም ብዘይ ኣቦ ነዚ ኩሉ ሽግር ክስከሙ ከመይ ኣቢሉ ልብካ ጌሩልካ ከም ጓና ትርሕቆም ኣለካ፡ርግጸኛ እየ ጽባሕ ከጣዕሰካ እዩ ርህራሀ ግበር፡ ወላ እኮ ኣብ ኣስቴር ዘለካ እምነት ሞይቱ ምስኣ ንምንባር ድሌት ኣይሃሉካ ከም ኣደ ደቅካ ግን ኣብ ጎና ኮንካ ሽግራ ክትፈትሕ ግቡእካ እዩ እዚ ኩሉ ኣጋጢምዋ ዘሎ ኣብ ኣዴካ ወይ ሓፍትካ ከምዘጋጠመ ጌርካ እሞ ሕሰቦ ሽዑ ናይ ብሓቂ ሰብ እንተ ኮንካ ሕልናካ ክከሰካ እዩ በጃካ ንኩሉ ከምዘይ ነበረ ጌርካ ከም ቀደምካ እሞን ሰባይን ኣቦን ኮንካ ናብ ሓዳርካ ተመለስ ውላድ ህያብ ፈጣሪ እዩ መን ይፈልጥ ልዋም ንጽቡቅካ ኢላ ካብ ፈጣሪ ዝተዋህበትካ ናይ መንፈስ ጓልካ ትከውን ሓደራካ ንኩላትኩም ክጥዕመኩም ናብ ደቅካን ሰበይትካን ተመለስ፡ብዝተረፈ ክቡር ኣቅራቢ ነዛ ሓፍትና ብከመይ ክንሕግዛ ንክእል ተለፎና ወይ ንዓኣ ክንረክበሉ ንክእል መንገዲ ተሓባበረና ኢደይ ኢድካ ኢልና ንሓግዛ ሽግርን ራህዋን ኣብ ኩላትና ዘሎ እዩ በጃኩም ኣይንጨካከን ሰላምን ቅሳነትን የውርደልና
ድሕሪ ናትካ ምኽሪ ምጽሓፍ ትርጉም የብሉን ኣብ ልቡ ክምለስ ናይ ኩልና ጸሎት እዩ
ኣምላኽ ይባርኻ ጽቡቅ ሓሳብ ::
ነቲ ልዋም ጎለይ እንዳበለካ ዝዕበካያ ሕጂ ውን ጎልካ እያ ተራዳአላ ካሊእ አቦ የቦለን ነድአ ውን ተረዲአያ ዘሎዮቶን ዘይ ሐሰበቶ ዓመጽ ወርድዋ አይውረድ ሐብቲ ዶ የብልካን በጃካ ሕድገት ግበር ስለ ደቅካን ወላድትካን አምላኽ ከሐድገልካ
ነዛ ብኹሉ ሰብ ትደሃል ዘላ ሓብቲኣነ እዚ ጸገም ከምዘጋጠማ 100%እየ ዝኣምና። ምኽንያቱ ወዲ ተባዕታይ ንጓልኣንስተይቲ ኣብ በይና ጽምዋ እንተረኺቡዋ እታ ቀዳመይቲ ሓሳብ ትመጾ ክጋሰሳ እዩ።እዚ ንዓይ ኣብ መብዛሕትኡ እቲ ናይ ተፈጥሮ ስምዒት ዘምጽኦ ነገር ኮይኑ ይርደኣኒ።ግን ብኣመል ወይ ጠባይ ዓመጽቲ ሰባት የለውን ማለተይ ኣይኮነትን። ግን ነዛ ሓፍቲ ዘጋጠማ ሽግር እምበር ብዘበጥበጥ ወይ ዕብዳን ዝፈጸመቶ ስለ ዘይኮነ ይቕረ ክበሃለላ ምተገብአ ይብል። ግን እቲ ዝዓበናሉ ባሆልን ኣተሓሳስባን ስለ ዘይፈቕዶ መስኪነይቲሓፍተይ ትሳቕ ኣላ።እግዝኣብሔር ንዓኽን ንደቅኽን ዝሓሸን ዝበለጸን ህይወት ይፍጠረልኪ ኣጆኺ።ኣብ ነብስኽን ቅንዕናኽን ተመርኲስኪ ንበሪ። እዛ ዓለም ቃንዛ ግን ቁነዕ እንተኾንካ ወዮ ዙሩግ እንተኾንካ ውን ወዮ እያ እቶም ንዓለም ብቕኅዕና ክነብሩላ ዝፍትኑ ግን እቲ ዝዓበየ ቃንዛ ኣለዎም። ምኽንያቱ ነቲ ቅንዕናኦም ስለዝፈልጡ ስለምንታይ ንዓይ ከምዚ የጋጥመኒ እንዳበሉ ክሓርቁን ክጉህዩን እዮም ዝነብሩ።ኣጆኺ ንነብስኺ እመንያኣኽብርያፍተውያተኸናኸንያ ካባኺ ንላዕሊኣቦኺ ኣዴኺሰብኣይኪሓሙኺ ሓማትኪመሓዛኺ ክኽብረልኪ ኣይትጸበይሰሰናዩ ንዓኽን ንደቕኽን😢🙏🙏🙏💖💖💖
እዋይ ሐፍተይ 😢😢😢አጀኪ አምላክ ምስኪ ይኹን 🙏🙏🙏እዚ ሐቀኛ ታሪኽ እንተ ዀይኑ ንባዓል በታ አቶ ክብሮም ዓገብ እልካ ምዝርራብ ብፈተውትን መቅረቡኡን ምኽንያቱ ብዘይ ደለየቶ ሐደጋ ዓመጽ ስለ ዝወረዳ 😢😢ዘይ ሐሰቦቶ ዓመጽ😢😢😢
ኩለን የሕዋተይ ጹቡቅ ኣይረከባን 😭😭
😂😂😂😂😂
Kabzi meharena
መርመራ' DNA' 100% ቅኑዕ ኣይኮነን።ይኹን እምበር ሕድገት ዝባሃል ኣሎ ።John 8 (ትግ) - ዮሃንስ7: ደጋጊሞም ምስ ሐተትዎ ኸኣ፡ ቅንዕ ኢሉ፡ ካባኻትኩም ሓጢኣት ዜብሉ፡ ንሱ ቕድም እምኒ የውድቐላ፡ በሎም።
ዛ ሰብ ብኸመይ ክትርከብ ትኽእል ማራ ያ ከብድኻ ትበልዕ ሰባት ንዖኦምስክነይቲ ናይ ካልኣ ከይኣኽላ ኸ ታይ ዝገበረት ኣብ ርእሲ ሽግራ ምድሃልን ገለመለን
Thanks memhrey. Bhaki eza mexhaf anbibeya eye tarikna eyu sdet hsum. Gal trekbo shgr eyu.
እዋይ ሓፍተይ ከተድንግጸካ ጋል ትረክቦ ሽግር አዩ።ግን ክብሮም ክርድኣላ ነርዎ ዶ?ምክንያቱ ንዕኡ ክትረክብ አዩ እዚ ሽግር ኣጋጥምዋ ባህርያታ ከምኡ ከም ዘይኮነት ስለ ዝፈልጥ
ናይ ብሓቂ ጨካን እዩ ልብኻ ዝትንክፍ ዛታ
ብኸመይ ክምሕግዛ ንኽእል ነዛ ሓፍትና፧ በጃኻ ባ ቁጽሪ ተሌፎና ሃበና።
ኣነ ከማን ዓቅመይ ምሓገዝኩ ግን ብመይ ክንረክባ ንክእል
Kithigrz zgbea seb eya tehzneka.
ezi seb hsiyu kkewn alewo kndzi xegem endareaka nmntay qxri zeytbom
@@Natan0755 ኢመይልካ ጸሓፈለይ ምሉእ ስምን ተሌፎንን ክጽሕፈልካ።
@@MosaicBahli እምንታይ ክንድዚ ምስጢራዊ ኮይኑ ሓገዝ ዝድልያ ተኮይኑ ኣብ ፓፕሊክ ዘይተውጾ ኣድራሻ ንዓካ ከ ከመይ እየ ክኣምነካ ዘመናዊ ሰራቂ ኣይትኩን ሓወይ ስደት ሰብ ከምዘይ ንኣምን ገይርና እዩ
" ኣብ ሊብያ'የ ጠኒሰ "እትብል መጽሓፍ ኣንቢበ ወዲኢየ'የ ፡ኩሉ ኣብታ መጽሓፍ ተጻሒፉ ዛንታ ልብኻ ኢዩ ዝበልዕ ። ብጣዕሚ ኢዩ ዝሕዝንን ዘደንጽውን ።እግዛኣብሄር ንኩሎም ተጸጊሞም ዘለዉ ይሕዋትና ፡ሰላምን ፍቅርን ጥዕናን የውርደሎም ።
Hawey ab zkune krekba ykal
Abey krekba ykel hagzeni eba
@@liyagilagabir6751 dewlki adresski habeyo ab semun kitmetsaki eya
ኣነ ካማን ኣብ ሂወተይ ከንብባ ዝደሊ ፍሉይ ድልየትን ባህግን ኣለኒ ግን እታ መፅሓፍ ክረክባ ኣይካኣልኩን 😢
ብመጀምበርታ ምስጋና ንኣዳለዉቲ እዚ መደብ። ብምቅጻል ከኣ ናይዛ ሓብትና ሽግር ኣብ ክልተ ከፊለ ክርድኦ ከለኩ፡ ማለት ጠንቁን ሳዕቤኑ ኣራኢእካ እታ ናታ ጌጋ ሓንቲ እያ። ንሳ ድማ ዘጋጠማ ሽግር ኣቀዲማ ዘይምሕባራ ጥራዩ። ናይ ክብሮም ነገር ግን እዚ ዘጋጠማ ሽግር ካብ ክቱር ባህግካ ዝነቀለ እዩ እምበር ናይ ኮሙእ ድሌት ጥራይ ኔርዋ እንተትከዉን ልዕሊ 800 ኪሎ ሜተር ምጉዓዝ ኣይምሰድለያን ኔሩ ሓደ። ካልኣይ ድማ እቶም ዝተረፉ ደቅካከ ብዛዕብኦምን መጻኤኦም ምሕሳብ ኣዝዩ ከገድሰካዩ ጽባሕ ንግሆ ዝገድድ ዋጋ ከክፍለካዩ። ካብቲ ናታ ጌጋ ጌጋካ ምስ ዓበየ ዝተረፈ ትነብሮ ሂወት ቃንዛ ክኮነካ እዩ። ንዓኣ እንተተረዳእካያ ግና በደሎም ከምዝሓደግናሎም በደልና ሕደገልና ኢልካ ምጽላይ እኮ ትበቅዕ ናብ ጽድቂ ድማ ተምርሕ።
እዚኣ መጽሓፍ ኣብ ልብያ የ ጠኒሰ ትብል ብከመይን ኣበይን ክገዝኣ ይኽእል በጃኹም ተሓባበሩኒ❤❤❤❤❤❤ ዕድመን ጥዕናን ንዓኹም ፍትዋት ኣብ ሽግር ዘለኹም ኩልኩም ወገናት ድማ ኣምላኽ መዋጽኦ'ራህዋ ቅሳነት ይፍጠረልኩም ይፍጠረልና ርሑስ ሓድሽ ዓመትን ንኹልና❤❤❤❤❤❤
ኣበይ ሃገር ኣለኻ። ብኦንላይን www.semayat.com ala
@@MosaicBahli thankis you bro ane ab england aleku
@@wedikeshikesete893 online kteeziza entezeykeelka habreni
ነዛ መጽሓፍ ገዚአ ኣብ ምንባብ እንከለኹ'ዩ፡ በጋጣሚ ሓንቲ ካብተን ኣብታ መጽሓፍ ዘለዋ ዛንታታት ናይ ስንብታ ደብዳቤ ወዲአ ናብ ፊልም "ከውሊ" ምርኣይ ዝኣተኹ ፊልም ምስ ወዳእኩ፡ ነዛ ምስጢር 16 ዓመታት ኣብ ዩቱብ ተዘርጊሓ ዝረኣኹ። ብዘይቀለዓለም ከኣ ክሰምዓ ጀመርኩ፡ ሓደ ካብቲ ጽቡቕ ናይ ምስማዕ ካልእ እናሰራሕካ እትገብሮ ብምዃኑዩ። ደራሲ መጽሓጽ ኣብ ሊብያ'የ ጠኒሰ ከም ዝሕብሮ፡ ኩሉ'ቲ ዛንታታት ሓቄኛ ምዃኑ'ዩ፣ ብጣዕሚ መሳጢ ብዝኾነ ኣቀራርባ 'ውን'ዩ ኣቕሪቡዎ ዘሎ። ናብዛ ዛንታ ምስ ዝምለስ ዛንታ ኣስቴር ብሰንኪ'ታ ምሸት ምሉእ ህይወታ ተቐይሩ፡ ካብ እምንቲ ናብ ዘይእምንቲ ቀይርዋ፣ ንኹሉ'ቲ ክትገብሮ ዝነበራ ከይዘርዘርኩ ከምኡ ዓይነት ጌጋ ንኸይንፍጽም ዓቢ መምሃሪዩ። ንኣወዳት እትሕልፎ መልእኽቲ ከኣ፡ ኣዋልድ የሕዋትናን ኣዴታትናን ምዃነን ኣሚና፡ ኣብ ልዕሊአን ዓመጽ ንኸይንፍጽም እትምህር ጽብቕቲ ናይ'ቲ ሕማቕ ኣጋጣሚ ኣስቴር'ዩ። በዚ ኣጋጣሚ ሰብኣይ ኣስቴር ንኹሉ ወጽዓ ብዓልቲ ቤቱ ተረዲኡ ምሕረት ክገብረላን፡ ክሕብሕባን ብስም እግዚኣብሄር እምሕጸኖ🙏፣ የቐንየለይ❤️።
ሰላምታ ብምቕዳም ፡ መጽሓፍ ኣብ ሊብያ ኢየ ጠኒሰ ኣብ መስርሕ መሸጣ እንከላ ከምዚ ጌርካ ኣብ youtube ምዝርጋሕ ሕጋዊ ኣሰራርሓ ዘማልአ ዲዩ? ተስፋ ይገብር ምስ ደራሲ ተሰማሚዕካ ኣብዚ ትዝግሓ ክትህሉ።
ኣንባቢ ዛንታ ድምጹ ብጣዕሚ ጥዑም ፡ ብዙሓት ኣንበብቲ ዛንታታት ኣለዉ ግን ኣይ ከምዚ ሓውና እዚ። ስሙ ባ ንገሩና ❤🙏
ሰላም መን ክብል ኣንባቢ መኮነን ተስፋይ'የ ኣዳላዊ እዛ ቻነል። የቐንየለይ።
Nay behaqi tium dmxi aleka, yeqenyelna meharit zsnta ya
@@MosaicBahliselam abey krekba ykel eza mexhaf
ሞኮንን ተስፋይ
@zebib weldemichael 4
ጓል ትረኽቦ 😯 እዝስ እንታይ ይብሃል? ምስክነይቲ ኣጆኺ ንደቅኪ ክትብሊ በርትዒ ::
ኣሕ ከተደግጸካ፡ ሕምቅ ኣጋጣሚ።
ናይ በሓቂ ልብኻ ዝትንፍ ፍጻሜ`. እቲ ዘሕዝን ባዕልና ሓደጋ ንወድቀን ባዕልና ከኣ ንንጽለን. ኣየ ጓል ትረኽቦ
Thank You Teacher Mokonen tesfay Keep it up
Matthew 18 (ትግ) - ማቴዎስ21: ሽዑ ጴጥሮስ ቅርብ ኢሉ፡ ጐይታይ፡ ሓወይ እንተ በደለንስ፡ ክንደይ ሳዕ ክሐድገሉ፧ ክሳዕ ሾብዓተዶ፧ በሎ።22: የሱስ በሎ፡ ክሳዕ ሰብዓ ሳዕ ሾብዓተ እምበር፡ ክሳዕ ሾብዓተ ሳዕ ኣይብለካን።
ኦኦኦኦኦፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍኡኡኡኡኡፍፍፍፍፍፍፍኣታ ኣምላክ። አዋይ ካላአ ትስመዓዮ። ፕሊስ አዚ ታሪኽ ሃቀኛ አንድሕር ኮይኑ ኣነ ኣብ ኖርወይ የ ዝቕመጥ። በጃኹም ናይ ክብሮም ተለፎን ተሓባበሩኒ ንሱን ደቁን ሰበይቱን ከይጉደኡ ብዙሕ ክንተሓጋገዘሉ ንኸአል መገዲ ክንፈጥር።
Betame zehzen zanta 😭😭😭
Ajoki kbrti haftey amlak msaki ykun🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ኣብ እስልምና ጓል ኣንስተይቲ በይና ክትገይሽ ኣይፍቀደላን እዩ እቲ ምክንያት ድማ ከምዚ ናይዛ ጓል፡ዘጋጠማ ከጋጥም፡ስለዝክእል፡ኣዩ ቡዙሓት ኣወዳት በይና ጓል ተላ ን፡ስጋዊ፡ርክብ ክብለጸላ፡እዩ ዝሓስብ
Ab eslmna gele zeykone s bhafesha hadga aymkihn nska kea melsika aythrqena adgi wahid
@@paulosolo9735 ካፍር ዋሒድ እስልምና ሓቂ ስለዝኮነ ጸላዕላዕ እዩ ዝብለኩም ሓቂ ክትሽፍኑ ክትብሉ ኣዋልድኩም። ድቃላ ን፡ድቃላ ይወልዳ ኣለዋ
😭😭🙏💔🇪🇷
@@paulosolo9735 entay mo zehrq aleka brukh.. nsu hgi nay haimanotna u kem reyto aqribwo..neaka bmntay ytnkfeka reytou...mesakin awalid dey kulu nabana zwediq kekfeu..nkulen hmaq zegatemen ahwatna rebi akhaelo yihaben..neten zeyegatemena kea rebi yihalwena!
Agoki zehaftey ftah bfetari kmexeki eu hmak rekibki
እዋይ ኣደይ ድሓን ኣጆኪ ኣደይ ማዓረይ 💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔
ሰላም ሓውና ደራሲ እዚ ዛንታ ናይ ብሓቂ እንተኾይኑ ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ። እዛ ሰብ ብዘይ በደላ ኣዝያ ተጎዲኣ። ናይዛ ጓል ተለፎን ወይ ኣድራሻ እንተሃልዩካ በታዓቕመይ ንክሕግዛ ድሉው የ። መኽንያቱ ኣቦ 3 ቆልዑ በዓል ሓዳር'የ። ሽግር እዛ ጓል ከኣ ድቃስ ዝኸልእ ኢዩ። ስለዚ ተኺእልካ ኣድራሻኣ ጸሓፈልና
እዋይ ሓብተይ ዓኽ ኣጆኺ ኣስቴር ሓብትና
Way habtey zeirakyo yfterelki....Teraki zanta dima nfue.....Ente awedat emo eidkum aitsanu
ጓል ትረኽቦ💔😭
ኤህ ከብድኻ ዝበልዕ ዛንታ .ጠንቂ እዚ ኹሉ እዚ ረሳሕ ስርዓት ኢዩ .ዳሓን ግን ንኹሉ ግዜ ኣለዎ ።
Sirat dea entay arakebo mis izi! Wey god!
Ahkk gual trekbo eko😢😢😢aykealkun anes
አብዚ ግዜ ብዙሕ ፅገማት ይጉዋንፈና አሎ። ብዙሕ ተፈለየ ሽግራት ምናዳ ን ደቂ አንስትዮክስደዳ ዝግደዳሉ ምኽንያት ድማ ኢቲ ቅንዲ ንደቀን ስድራአን አሕዋተን ናብራ ከማሓይሻ ኢለን ኢየን።ብዚ ምኽንያት ኻኣ ንሕና አሕዋታ ደቂ ዕዳ ስድራቤታ ዝኾነ ሽግራተ ብዘጋጠምን እዋን ክርድአን ክንሰትረን ክንሕግዘን ክንሕብህበን አሎና ኢንታይ ዳኢዩምዕቡል ዐዲ ሞዕቡል ኢዩ ኢዚ ሰብ ንብል ጥራይ ግንዘብ ሒዝና ትምህርቲ ምምሃር ሽግር ናይ አሕዋትና ክንርዳ ክንሰትር ኢንተዘይ ካአልናኢንታይ ማለት ኢዩ አርትራውነት ቁሩዕ ዘጋ ኢዩ ምባል ትርጉም የብሉን።ንሕሰበሉ። አሕዋትካ አሕሊፍካ ምሃብ።ፅባሕ አብ ገገዛና ክርከብ ስለዝኽእል ንሕሰበሉ።
እዋይ ጓል ትረኽቦ መከራ። ብልቢ ዘሕዝን ዛንታ።
ኣነስ ካብዘን ኩለን ቻነላት ሎሚ እምበር ዝበለጸት ትሕዝቶን ኣቀራርባን ዘለዋ መደብ ረኪበ ፡ ኣዝዩ ብሉጽ ኣመራርጻ ዛንታ ብሉጽ ኣቀራርባ ( ኣናብባ) ዘለዋ መድብ ይርኢ ኣለኹ ፡ ብሩኽ ሓወይ ቀጽሎ ፡ ኣዚዩ ሓቐኛን ንኩልና ዝትንክፍን ሓቐኛ ታሪኽ ናይ ብዙሓት ሰባትን ዩ ፡ ነኣብነት ፡ ኣብ ዝሓለፈ ዝቐረበት ምልሶት እትብል ሲ መግለጺ የብለይን ከምኡ ውን ወዲ የማነ ፡ ብዝኾነ ኣጆኻ በርትዕ & ከማኻ ይብዝሑ ካብ ሃጠው-ቀጦው ምስማዕ ኣዚዩ እዚ ይበልጽ ።
ehhhh eway haftey bitaemi zehzin
፥
ቃለ ሂውት ያስማልን
ኣብዚ መጽሓፍ ዘሎ ኩሉ ዘሕዝን እዩ።ግና መሃሪ ድማ’ኒ።
ወዝቢ'የ ሃሰስ ክብል ኣብ እዋን ድቃሰይ እዛ ቻነል ከፊተያ ፡ ብጽሞና ክሳብ መወዳእታ ሰሚዔያ ፡ ብኡ ንብኡ ድማ ልበይ ተንኪፋትኒ ።ብዓል ቤታ ነቲ ዘጋጠመ ፡ከም ሓደጋ ወሲዱ ፡ ንልዋም ከም ጓሉ ተቀቢሉ ፡ ኣብ ሓዳሩ ክምለስ ድማ ትጽቢተይ ልዑል እዩ ።ኣይኮነን ከም ባህልና ፡ ኩልና ደቂ ዜጋ ክንሕግዛ እውን ኣይምተጸልኤን ። ሰላምን ፍቅርን በብዘለናዮ ፡ ኣይኽለኣና ።🙏🏿
Betami lebka zetnkef zanta.
ኣንቢበያ ብልቢ ድማ ደንጊጸ ጋል ትረኽቦ ብዙሕ ዩ💔💔💔💔💔💔
Eway gal trekbo bhaqi hmaq rekibki haftey
Haftey 😭💔
እዋይ ሓፍተይ ጋል ትረክቦ መከራ ኣጆኪ ንስኪ ንፅህቲ ኢኪ ፈቲኪ ኣይኮንክን ፈጣሪ ይሓግዝኪ😢😢😢
እዛ መጽሐፍ አነ ለ ይደሊያ አየ ኣብ ሱዑዲ ኣሎ ዶ
Ezi da mo ab bzuhat ahwatna zewerede xegem yo😭amlak mesaki alo haftey 🙏🏻ezi zewrede xegem ka besenki sdet eyo 😭😭sdet waga ykflena alo
ሓቀና ዛንታይ ዲዩ ወላስ ትራጀዲድ ?ሓቀና ዛንታ እንተ ኮይኑ ኣቦ ልዋም ብከመይ ክርከብ ይክእል መወዳእታ ፍታሕ ከ እንታይ ኢዩ እተን ከምዚ ናይዛ ሓፍትና ዓመጽ ዘጋጥመን ሰባት ንታይ ኢና ክንርድኣለን ዘንክእል ! ትዓምጸ እንተ ኢላትና ሓንቲ ሓፍትና ማዕረ ክንደይ ተነጽሎ ከም ዘሎ ኣብ ሃገርና ንፈልጥ ኣሎና ስለዚስ ኣገናዚብና ነዚ ኩሉ ጸግዒ ንkuነን
ሰላም ሰመረ ኣድራሻ ክህበካ በዚ ኢመይል ጸሓፈለይ moka7842@gmail.com
Heart touching history Thanks memhr Mokonen
Wey Gal Trekbo Gal Snkti Enjera Zrekebe Zbela Enbaar Axemiwu Belieki Ezi Zbei
Ajoki zhabtey eti kulu zkealo fetari yexebqelki
abiet dmxi ybel ybel ❤❤❤
ከምዚ ዓይነት ዛንታ እቲ ክሰምዖ ዘይደሊ እዩ ግን ከኣ ይሰምዖ ምኽንያቱ ንቃንዝኡ ኣብ ልቢ ዝተሃስየ ሰብ ስለዘይጽወር እዚ ድርሰት ዝብልዎ ንገሊኡ ሓቂ ንገሊኡ ከኣ ወለዳዊ'ዩ
ብሓቂ ልብካ ይትንክፈ ኩሉ ይሓልፈ ብሓይሊ ፈጣሪ
Eway habtey btami kebdka teblea😭😭😭😓
Gal mkan wey wedi mkan feradi hade amlak eyu slezi Ata wedi tsbah ab leli wladka key dgem teftrawi tsegem Gal ansteti teredae
Eway hafetey😭💔💔💔😭
ኣየየየ ጓል ትረኽቦ ትብል ኣደይ😭😭💔💔
Hemaq rekiba eway haftey😭
እዋይ ሓፍተይ😢😢
Ydegma tray aleku 😢😢😢😢😢😢
ETA zanta xebuk niru gen azanatewaka xebuk aykonen eti zanta temeto koyneka sorry gen
ነዛ ምስኪን ሰብ ካልእ ይትረፍ ብውልቂ ክረኽባን ሕግዛን ዝኽእል ሰብ ክህሉ ስለዝኽእል ዝኾነ ተሌፎና ተትገድፉ ጽቡቅ ኔሩ።
💔💔💔
ዛንታ ብጣዕሚ ጥዑም ኣናብባ ግን ድቃስ የምጽኣልካ
ጽቡቕሞ ድቃስ ክኣብየካ ከሎ መጺኻ ስምዓያ።
😢😢😢😢
ኣጆኪ ሓፍተይ ሕማቅ ዕድል
ብጣዕሚ ልብካ ዚትንክፍ ልብወልድ ዛንታ ኢዩ ግን ጋል ትረክቦ ሽግር ንሕና ድቂ ትብዕትዮ ጸገም ኣልና ክንርዳለን ዘይንኪል ምካና ኢዩ ኢዝ ከ ኣትዕብያና ድክነትና ኢዩ ሃሲና
ልበወለድ ዛንታ ኣይኮነን፡ ሓቀኛ ፍጻሜ ኢዩ።
@@MosaicBahli ሓቀኛ እንተ ኮይኑ ድኣ ስልካ ዘይትህበና ክንሕግዛ መስክነይቲ ጋል'ዶ ይኽወን ነዚኣ ምስ ሰማዕኩ ቃንዛ ርእሲ ጀሚሩኒ ኣነ'ካ ከምዚ ዝኾንኩስ ንሳ'ኸ ከመይ ትህሉ!
@@ሆሳእናንወዲዳዊት ኣስቴር ኢልካ በዚ ደውለላ +2519423640032
@@MosaicBahli thanks
Sorry beal beta bitami tegagiy
እፍፍፍ ጓል ትረክቦ😢😢😢😢አሕሕሕ ካብድካ ትበልዕ ዛንታ😢😢😢ዋይ ሓፍተይ ካብዚይ ማሓረና አምላክ አቦይ ንስባኣያ ካዓ ፈጣሪ ልቦነኡ ካፍቱ ሕድገት ክገብረላ ይሓግዞ ብዘይ ሓሰቦቶ ካብ ወረዳስ አበራ ገድፍካ ሕቀፋ ምእንተ ደቅካ ንሳ ውን ፈትያ አከነትን
Egzeo meharna kerstose eway gale terkbo sebytka malte eko kulu entaynetka eyu yehewat ade dekika eta welodoka kekesel tegber kebrty gale hewan mote beseha kolu tehbeka xubuxkat kolu alem geza kery
Bejaka qexla kula eta mexhafe aqreblna ❤️❤️❤️🙏
ናይ በሓቂ ኣንባቢ
😢😢😢😢😢😢😢
ኣየ ዓለም ጠላም ኣይ ጒል ትረኽቦ😢😢😢
Hehzin zanta, zikxiel hiwetki Amlak yibarkelki.
አዋይ ሓፍተይ ሕማቅ ኣጋጣሚ 😭😭😭
Eza mexhaf anbibeya eye gn mara chekinila mehret zbhal alo ndequ keman ayhaseben.😢😢😢
Bhankewta nxbeyeka tesfa ngebr gal kazien aezien mukaney kae tegerime aegoka hawey
So sad history 😢
ብጣዕሚ ዘሕዝን 😂😂😂😂😂😂😂😂😂
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ዝገርም ዛንታ
ሰላም ሰላም ክቡር ሓውና ኣቀዲመ ዑዙዝ ሰላምታይ ይብጻሕካ ብምቅጻል ድማ ሓቂ ይሓይሽ ነዛ ዛንታ ምስ ሰማዕኹ ውሺጠይ ፉሉይ ስሚዒት እዩ ተሰሚዒን ክሳብ ትውድእ ድማ ብስሚዒት ሰሚዐያ
Well done
ልዋም ምስክነይቲ ሕጂ ውን ጓልካ ኢያ ካልእ ኣቦ የብላን ንክብሮም ዓገብ ዝብል ፈታዊ የብሉን ዲዩ
እዋይ ሓፍተይ እዚ ኩሉ ንዓክ ኣይ ግብኣክን ዩ ኣጆክ
Sakt metitkum aselchikumna
Amlak misaki yekun haftey anes wedi mukaney axlini ko
Emo sebeyti kun kkkkk
Ohhhh beal beta bitami chekan gol anisteyti shgra bizuh
ዓለም💔ቦሻዕ እያ በጃካ
Eway bosha nay tik tok🤣🤣
Hji zahaftna abey thlu
ናይ ባሓቂ ዝሕዝን ፍጻመ እዩ እዚ ዉን ንዘጋጥመና ጸገማት ብግልጽን ብንጽህናን ንሰባት ከነካፍል ከም ዘለና ማሃሪት ዛንታ እያ ብልቢ ነመስግነካ ንኣዘታዊ ንኣስቴር ሓብትና ዉን ኣምላኽ ምስኣ ዩኹን ሓቁኖቱ ሕዙ ዝቀረበ ኩሉ ግዜ ኣብ ሓቁ እዩ ዝነብር እቲ ሰብ ዘይርእዮ ፈጣሪ ኣሎ ዝርእዮ ኩሉ ንፈጣሪ ንግዶፎ ምስ ኩላና ኣምላኽ ምሳና ዩኹን ሰላም ኣይረሳዓኩን ደቂ ኤሬይ።
Bmejemrya Selam bmqxal anbabi bteami xbuq . Aster habtey amlak Masaki ykun ,kubrom hawey kea aytcekn ata neta okla rae bejaka nska ika abua teareq.
Eway zehizn zanta eu effff
አጀኪ ምቃለይ
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
Pls kula eta mexhaf kem zanata ktzrhah emo knwuda bakbrot yhatt..
Eway hafty kbide yu gal anestety tetekebo gen ka ebtezereda hawena xubke neyru hji win galy enteze la kami abo yeblan lebka yetenkif
ብጣዕሚ ዘሕዝን፡ እዚ ታሪክ ሓቂ እንተ ኮይኑ ዝከበርካ ክብሮም ከምቲ ኣሚንካ ዝተቀበልካያ ሕጂ ውን ኣሚንካ ሉዋም ጓልካ ሙካና ተቀበላ ምክንያቱ ብዘይ ድሌታ ዘጋጠመ ሓደጋ እዩ ነቶም ደቅካ ከ ዘይትርኢ ካልእ እሞ ይትረፍ ጓል ብሙካና ጥራሕ ብዙሕ ዓመጽን ሽግርን ክገጥማ ከምዝክእል ኣሚንካ ድንጋጸ ግበር፡ ደቅካ ብዘይ ኣቦ ኣሚና ኩሉ ዝሃበትካ ሰበይትካ ብዘይ ሰብኣይ እታ ኣቡኣ ዘይትፈልጥ ግን ከኣ ከም ኣቡኣ ትፈልጠካ ልዋም ብዘይ ኣቦ ነዚ ኩሉ ሽግር ክስከሙ ከመይ ኣቢሉ ልብካ ጌሩልካ ከም ጓና ትርሕቆም ኣለካ፡ርግጸኛ እየ ጽባሕ ከጣዕሰካ እዩ ርህራሀ ግበር፡ ወላ እኮ ኣብ ኣስቴር ዘለካ እምነት ሞይቱ ምስኣ ንምንባር ድሌት ኣይሃሉካ ከም ኣደ ደቅካ ግን ኣብ ጎና ኮንካ ሽግራ ክትፈትሕ ግቡእካ እዩ
እዚ ኩሉ ኣጋጢምዋ ዘሎ ኣብ ኣዴካ ወይ ሓፍትካ ከምዘጋጠመ ጌርካ እሞ ሕሰቦ ሽዑ ናይ ብሓቂ ሰብ እንተ ኮንካ ሕልናካ ክከሰካ እዩ በጃካ ንኩሉ ከምዘይ ነበረ ጌርካ ከም ቀደምካ እሞን ሰባይን ኣቦን ኮንካ ናብ ሓዳርካ ተመለስ
ውላድ ህያብ ፈጣሪ እዩ መን ይፈልጥ ልዋም ንጽቡቅካ ኢላ ካብ ፈጣሪ ዝተዋህበትካ ናይ መንፈስ ጓልካ ትከውን
ሓደራካ ንኩላትኩም ክጥዕመኩም ናብ ደቅካን ሰበይትካን ተመለስ፡
ብዝተረፈ ክቡር ኣቅራቢ ነዛ ሓፍትና ብከመይ ክንሕግዛ ንክእል ተለፎና ወይ ንዓኣ ክንረክበሉ ንክእል መንገዲ ተሓባበረና ኢደይ ኢድካ ኢልና ንሓግዛ ሽግርን ራህዋን ኣብ ኩላትና ዘሎ እዩ በጃኩም ኣይንጨካከን
ሰላምን ቅሳነትን የውርደልና
ድሕሪ ናትካ ምኽሪ ምጽሓፍ ትርጉም የብሉን ኣብ ልቡ ክምለስ ናይ ኩልና ጸሎት እዩ
ኣምላኽ ይባርኻ ጽቡቅ ሓሳብ ::
ነቲ ልዋም ጎለይ እንዳበለካ ዝዕበካያ ሕጂ ውን ጎልካ እያ ተራዳአላ ካሊእ አቦ የቦለን ነድአ ውን ተረዲአያ ዘሎዮቶን ዘይ ሐሰበቶ ዓመጽ ወርድዋ አይውረድ ሐብቲ ዶ የብልካን በጃካ ሕድገት ግበር ስለ ደቅካን ወላድትካን አምላኽ ከሐድገልካ
ነዛ ብኹሉ ሰብ ትደሃል ዘላ ሓብቲ
ኣነ እዚ ጸገም ከምዘጋጠማ 100%
እየ ዝኣምና። ምኽንያቱ ወዲ ተባዕታይ ንጓልኣንስተይቲ ኣብ በይና ጽምዋ እንተረኺቡዋ እታ ቀዳመይቲ ሓሳብ ትመጾ ክጋሰሳ እዩ።
እዚ ንዓይ ኣብ መብዛሕትኡ እቲ ናይ ተፈጥሮ ስምዒት ዘምጽኦ ነገር ኮይኑ ይርደኣኒ።
ግን ብኣመል ወይ ጠባይ ዓመጽቲ ሰባት የለውን ማለተይ ኣይኮነትን። ግን ነዛ ሓፍቲ ዘጋጠማ ሽግር እምበር ብዘበጥበጥ ወይ ዕብዳን ዝፈጸመቶ ስለ ዘይኮነ ይቕረ ክበሃለላ ምተገብአ ይብል። ግን እቲ ዝዓበናሉ ባሆልን ኣተሓሳስባን ስለ ዘይፈቕዶ መስኪነይቲ
ሓፍተይ ትሳቕ ኣላ።
እግዝኣብሔር ንዓኽን ንደቅኽን ዝሓሸን ዝበለጸን ህይወት ይፍጠረልኪ ኣጆኺ።
ኣብ ነብስኽን ቅንዕናኽን ተመርኲስኪ ንበሪ። እዛ ዓለም ቃንዛ ግን ቁነዕ እንተኾንካ ወዮ ዙሩግ እንተኾንካ ውን ወዮ እያ እቶም ንዓለም ብቕኅዕና ክነብሩላ ዝፍትኑ ግን እቲ ዝዓበየ ቃንዛ ኣለዎም። ምኽንያቱ ነቲ ቅንዕናኦም ስለዝፈልጡ ስለምንታይ ንዓይ ከምዚ የጋጥመኒ እንዳበሉ ክሓርቁን ክጉህዩን እዮም ዝነብሩ።
ኣጆኺ ንነብስኺ እመንያ
ኣኽብርያ
ፍተውያ
ተኸናኸንያ ካባኺ ንላዕሊ
ኣቦኺ ኣዴኺ
ሰብኣይኪ
ሓሙኺ ሓማትኪ
መሓዛኺ ክኽብረልኪ ኣይትጸበይ
ሰሰናዩ ንዓኽን ንደቕኽን😢🙏🙏🙏💖💖💖
እዋይ ሐፍተይ 😢😢😢አጀኪ አምላክ ምስኪ ይኹን 🙏🙏🙏እዚ ሐቀኛ ታሪኽ እንተ ዀይኑ ንባዓል በታ አቶ ክብሮም ዓገብ እልካ ምዝርራብ ብፈተውትን መቅረቡኡን ምኽንያቱ ብዘይ ደለየቶ ሐደጋ ዓመጽ ስለ ዝወረዳ 😢😢ዘይ ሐሰቦቶ ዓመጽ😢😢😢
ኩለን የሕዋተይ ጹቡቅ ኣይረከባን 😭😭
😂😂😂😂😂
Kabzi meharena
መርመራ' DNA' 100% ቅኑዕ ኣይኮነን።ይኹን እምበር ሕድገት ዝባሃል ኣሎ ።John 8 (ትግ) - ዮሃንስ
7: ደጋጊሞም ምስ ሐተትዎ ኸኣ፡ ቅንዕ ኢሉ፡ ካባኻትኩም ሓጢኣት ዜብሉ፡ ንሱ ቕድም እምኒ የውድቐላ፡ በሎም።
ዛ ሰብ ብኸመይ ክትርከብ ትኽእል ማራ ያ ከብድኻ ትበልዕ ሰባት ንዖኦምስክነይቲ ናይ ካልኣ ከይኣኽላ ኸ ታይ ዝገበረት ኣብ ርእሲ ሽግራ ምድሃልን ገለመለን
Thanks memhrey. Bhaki eza mexhaf anbibeya eye tarikna eyu sdet hsum. Gal trekbo shgr eyu.
እዋይ ሓፍተይ ከተድንግጸካ ጋል ትረክቦ ሽግር አዩ።
ግን ክብሮም ክርድኣላ ነርዎ ዶ?
ምክንያቱ ንዕኡ ክትረክብ አዩ እዚ ሽግር ኣጋጥምዋ
ባህርያታ ከምኡ ከም ዘይኮነት ስለ ዝፈልጥ
ናይ ብሓቂ ጨካን እዩ ልብኻ ዝትንክፍ ዛታ
ብኸመይ ክምሕግዛ ንኽእል ነዛ ሓፍትና፧ በጃኻ ባ ቁጽሪ ተሌፎና ሃበና።
ኣነ ከማን ዓቅመይ ምሓገዝኩ ግን ብመይ ክንረክባ ንክእል
Kithigrz zgbea seb eya tehzneka.
ezi seb hsiyu kkewn alewo kndzi xegem endareaka nmntay qxri zeytbom
@@Natan0755 ኢመይልካ ጸሓፈለይ ምሉእ ስምን ተሌፎንን ክጽሕፈልካ።
@@MosaicBahli እምንታይ ክንድዚ ምስጢራዊ ኮይኑ ሓገዝ ዝድልያ ተኮይኑ ኣብ ፓፕሊክ ዘይተውጾ ኣድራሻ ንዓካ ከ ከመይ እየ ክኣምነካ ዘመናዊ ሰራቂ ኣይትኩን ሓወይ ስደት ሰብ ከምዘይ ንኣምን ገይርና እዩ
" ኣብ ሊብያ'የ ጠኒሰ "
እትብል መጽሓፍ ኣንቢበ ወዲኢየ'የ ፡
ኩሉ ኣብታ መጽሓፍ ተጻሒፉ ዛንታ ልብኻ ኢዩ ዝበልዕ ። ብጣዕሚ ኢዩ ዝሕዝንን ዘደንጽውን ።
እግዛኣብሄር ንኩሎም ተጸጊሞም ዘለዉ ይሕዋትና ፡
ሰላምን ፍቅርን ጥዕናን የውርደሎም ።
Hawey ab zkune krekba ykal
Abey krekba ykel hagzeni eba
@@liyagilagabir6751 dewlki adresski habeyo ab semun kitmetsaki eya
ኣነ ካማን ኣብ ሂወተይ ከንብባ ዝደሊ ፍሉይ ድልየትን ባህግን ኣለኒ ግን እታ መፅሓፍ ክረክባ ኣይካኣልኩን 😢
ብመጀምበርታ ምስጋና ንኣዳለዉቲ እዚ መደብ። ብምቅጻል ከኣ ናይዛ ሓብትና ሽግር ኣብ ክልተ ከፊለ ክርድኦ ከለኩ፡ ማለት ጠንቁን ሳዕቤኑ ኣራኢእካ እታ ናታ ጌጋ ሓንቲ እያ። ንሳ ድማ ዘጋጠማ ሽግር ኣቀዲማ ዘይምሕባራ ጥራዩ። ናይ ክብሮም ነገር ግን እዚ ዘጋጠማ ሽግር ካብ ክቱር ባህግካ ዝነቀለ እዩ እምበር ናይ ኮሙእ ድሌት ጥራይ ኔርዋ እንተትከዉን ልዕሊ 800 ኪሎ ሜተር ምጉዓዝ ኣይምሰድለያን ኔሩ ሓደ። ካልኣይ ድማ እቶም ዝተረፉ ደቅካከ ብዛዕብኦምን መጻኤኦም ምሕሳብ ኣዝዩ ከገድሰካዩ ጽባሕ ንግሆ ዝገድድ ዋጋ ከክፍለካዩ። ካብቲ ናታ ጌጋ ጌጋካ ምስ ዓበየ ዝተረፈ ትነብሮ ሂወት ቃንዛ ክኮነካ እዩ። ንዓኣ እንተተረዳእካያ ግና በደሎም ከምዝሓደግናሎም በደልና ሕደገልና ኢልካ ምጽላይ እኮ ትበቅዕ ናብ ጽድቂ ድማ ተምርሕ።
እዚኣ መጽሓፍ ኣብ ልብያ የ ጠኒሰ ትብል ብከመይን ኣበይን ክገዝኣ ይኽእል በጃኹም ተሓባበሩኒ❤❤❤❤❤❤ ዕድመን ጥዕናን ንዓኹም ፍትዋት ኣብ ሽግር ዘለኹም ኩልኩም ወገናት ድማ ኣምላኽ መዋጽኦ'ራህዋ ቅሳነት ይፍጠረልኩም ይፍጠረልና ርሑስ ሓድሽ ዓመትን ንኹልና❤❤❤❤❤❤
ኣበይ ሃገር ኣለኻ። ብኦንላይን www.semayat.com ala
@@MosaicBahli thankis you bro ane ab england aleku
@@wedikeshikesete893 online kteeziza entezeykeelka habreni
ነዛ መጽሓፍ ገዚአ ኣብ ምንባብ እንከለኹ'ዩ፡ በጋጣሚ ሓንቲ ካብተን ኣብታ መጽሓፍ ዘለዋ ዛንታታት ናይ ስንብታ ደብዳቤ ወዲአ ናብ ፊልም "ከውሊ" ምርኣይ ዝኣተኹ ፊልም ምስ ወዳእኩ፡ ነዛ ምስጢር 16 ዓመታት ኣብ ዩቱብ ተዘርጊሓ ዝረኣኹ። ብዘይቀለዓለም ከኣ ክሰምዓ ጀመርኩ፡ ሓደ ካብቲ ጽቡቕ ናይ ምስማዕ ካልእ እናሰራሕካ እትገብሮ ብምዃኑዩ። ደራሲ መጽሓጽ ኣብ ሊብያ'የ ጠኒሰ ከም ዝሕብሮ፡ ኩሉ'ቲ ዛንታታት ሓቄኛ ምዃኑ'ዩ፣ ብጣዕሚ መሳጢ ብዝኾነ ኣቀራርባ 'ውን'ዩ ኣቕሪቡዎ ዘሎ። ናብዛ ዛንታ ምስ ዝምለስ ዛንታ ኣስቴር ብሰንኪ'ታ ምሸት ምሉእ ህይወታ ተቐይሩ፡ ካብ እምንቲ ናብ ዘይእምንቲ ቀይርዋ፣ ንኹሉ'ቲ ክትገብሮ ዝነበራ ከይዘርዘርኩ ከምኡ ዓይነት ጌጋ ንኸይንፍጽም ዓቢ መምሃሪዩ። ንኣወዳት እትሕልፎ መልእኽቲ ከኣ፡ ኣዋልድ የሕዋትናን ኣዴታትናን ምዃነን ኣሚና፡ ኣብ ልዕሊአን ዓመጽ ንኸይንፍጽም እትምህር ጽብቕቲ ናይ'ቲ ሕማቕ ኣጋጣሚ ኣስቴር'ዩ። በዚ ኣጋጣሚ ሰብኣይ ኣስቴር ንኹሉ ወጽዓ ብዓልቲ ቤቱ ተረዲኡ ምሕረት ክገብረላን፡ ክሕብሕባን ብስም እግዚኣብሄር እምሕጸኖ🙏፣ የቐንየለይ❤️።
ሰላምታ ብምቕዳም ፡ መጽሓፍ ኣብ ሊብያ ኢየ ጠኒሰ ኣብ መስርሕ መሸጣ እንከላ ከምዚ ጌርካ ኣብ youtube ምዝርጋሕ ሕጋዊ ኣሰራርሓ ዘማልአ ዲዩ? ተስፋ ይገብር ምስ ደራሲ ተሰማሚዕካ ኣብዚ ትዝግሓ ክትህሉ።
ኣንባቢ ዛንታ ድምጹ ብጣዕሚ ጥዑም ፡ ብዙሓት ኣንበብቲ ዛንታታት ኣለዉ ግን ኣይ ከምዚ ሓውና እዚ። ስሙ ባ ንገሩና ❤🙏
ሰላም መን ክብል ኣንባቢ መኮነን ተስፋይ'የ ኣዳላዊ እዛ ቻነል። የቐንየለይ።
Nay behaqi tium dmxi aleka, yeqenyelna meharit zsnta ya
@@MosaicBahliselam abey krekba ykel eza mexhaf
ሞኮንን ተስፋይ
@zebib weldemichael 4
ጓል ትረኽቦ 😯 እዝስ እንታይ ይብሃል? ምስክነይቲ ኣጆኺ ንደቅኪ ክትብሊ በርትዒ ::
ኣሕ ከተደግጸካ፡ ሕምቅ ኣጋጣሚ።
ናይ በሓቂ ልብኻ ዝትንፍ ፍጻሜ`. እቲ ዘሕዝን ባዕልና ሓደጋ ንወድቀን ባዕልና ከኣ ንንጽለን. ኣየ ጓል ትረኽቦ
Thank You Teacher Mokonen tesfay Keep it up
Matthew 18 (ትግ) - ማቴዎስ
21: ሽዑ ጴጥሮስ ቅርብ ኢሉ፡ ጐይታይ፡ ሓወይ እንተ በደለንስ፡ ክንደይ ሳዕ ክሐድገሉ፧ ክሳዕ ሾብዓተዶ፧ በሎ።
22: የሱስ በሎ፡ ክሳዕ ሰብዓ ሳዕ ሾብዓተ እምበር፡ ክሳዕ ሾብዓተ ሳዕ ኣይብለካን።
ኦኦኦኦኦፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍ
ኡኡኡኡኡፍፍፍፍፍፍፍ
ኣታ ኣምላክ። አዋይ ካላአ ትስመዓዮ።
ፕሊስ አዚ ታሪኽ ሃቀኛ አንድሕር ኮይኑ ኣነ ኣብ ኖርወይ የ ዝቕመጥ። በጃኹም ናይ ክብሮም ተለፎን ተሓባበሩኒ ንሱን ደቁን ሰበይቱን ከይጉደኡ ብዙሕ ክንተሓጋገዘሉ ንኸአል መገዲ ክንፈጥር።
Betame zehzen zanta 😭😭😭
Ajoki kbrti haftey amlak msaki ykun🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ኣብ እስልምና ጓል ኣንስተይቲ በይና ክትገይሽ ኣይፍቀደላን እዩ እቲ ምክንያት ድማ ከምዚ ናይዛ ጓል፡ዘጋጠማ ከጋጥም፡ስለዝክእል፡ኣዩ ቡዙሓት ኣወዳት በይና ጓል ተላ ን፡ስጋዊ፡ርክብ ክብለጸላ፡እዩ ዝሓስብ
Ab eslmna gele zeykone s bhafesha hadga aymkihn nska kea melsika aythrqena adgi wahid
@@paulosolo9735 ካፍር ዋሒድ እስልምና ሓቂ ስለዝኮነ ጸላዕላዕ እዩ ዝብለኩም ሓቂ ክትሽፍኑ ክትብሉ ኣዋልድኩም። ድቃላ ን፡ድቃላ ይወልዳ ኣለዋ
😭😭🙏💔🇪🇷
@@paulosolo9735 entay mo zehrq aleka brukh.. nsu hgi nay haimanotna u kem reyto aqribwo..neaka bmntay ytnkfeka reytou...mesakin awalid dey kulu nabana zwediq kekfeu..nkulen hmaq zegatemen ahwatna rebi akhaelo yihaben..neten zeyegatemena kea rebi yihalwena!
Agoki zehaftey ftah bfetari kmexeki eu hmak rekibki
እዋይ ኣደይ ድሓን ኣጆኪ ኣደይ ማዓረይ 💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔
ሰላም ሓውና ደራሲ እዚ ዛንታ ናይ ብሓቂ እንተኾይኑ ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ። እዛ ሰብ ብዘይ በደላ ኣዝያ ተጎዲኣ። ናይዛ ጓል ተለፎን ወይ ኣድራሻ እንተሃልዩካ በታዓቕመይ ንክሕግዛ ድሉው የ። መኽንያቱ ኣቦ 3 ቆልዑ በዓል ሓዳር'የ። ሽግር እዛ ጓል ከኣ ድቃስ ዝኸልእ ኢዩ። ስለዚ ተኺእልካ ኣድራሻኣ ጸሓፈልና
እዋይ ሓብተይ ዓኽ ኣጆኺ ኣስቴር ሓብትና
Way habtey zeirakyo yfterelki....
Teraki zanta dima nfue.....
Ente awedat emo eidkum aitsanu
ጓል ትረኽቦ💔😭
ኤህ ከብድኻ ዝበልዕ ዛንታ .ጠንቂ እዚ ኹሉ እዚ ረሳሕ ስርዓት ኢዩ .ዳሓን ግን ንኹሉ ግዜ ኣለዎ ።
Sirat dea entay arakebo mis izi! Wey god!
Ahkk gual trekbo eko😢😢😢aykealkun anes
አብዚ ግዜ ብዙሕ ፅገማት ይጉዋንፈና አሎ። ብዙሕ ተፈለየ ሽግራት ምናዳ ን ደቂ አንስትዮ
ክስደዳ ዝግደዳሉ ምኽንያት ድማ ኢቲ ቅንዲ ንደቀን ስድራአን አሕዋተን ናብራ ከማሓይሻ ኢለን ኢየን።
ብዚ ምኽንያት ኻኣ ንሕና አሕዋታ ደቂ ዕዳ ስድራቤታ ዝኾነ ሽግራተ ብዘጋጠምን እዋን ክርድአን ክንሰትረን ክንሕግዘን ክንሕብህበን አሎና ኢንታይ ዳኢዩ
ምዕቡል ዐዲ ሞዕቡል ኢዩ ኢዚ ሰብ ንብል ጥራይ ግንዘብ ሒዝና ትምህርቲ ምምሃር ሽግር ናይ አሕዋትና ክንርዳ ክንሰትር ኢንተዘይ ካአልና
ኢንታይ ማለት ኢዩ አርትራውነት ቁሩዕ ዘጋ ኢዩ ምባል ትርጉም የብሉን።
ንሕሰበሉ።
አሕዋትካ አሕሊፍካ ምሃብ።
ፅባሕ አብ ገገዛና ክርከብ ስለዝኽእል ንሕሰበሉ።
እዋይ ጓል ትረኽቦ መከራ። ብልቢ ዘሕዝን ዛንታ።
ኣነስ ካብዘን ኩለን ቻነላት ሎሚ እምበር ዝበለጸት ትሕዝቶን ኣቀራርባን ዘለዋ መደብ ረኪበ ፡ ኣዝዩ ብሉጽ ኣመራርጻ ዛንታ ብሉጽ ኣቀራርባ ( ኣናብባ) ዘለዋ መድብ ይርኢ ኣለኹ ፡ ብሩኽ ሓወይ ቀጽሎ ፡ ኣዚዩ ሓቐኛን ንኩልና ዝትንክፍን ሓቐኛ ታሪኽ ናይ ብዙሓት ሰባትን ዩ ፡ ነኣብነት ፡ ኣብ ዝሓለፈ ዝቐረበት ምልሶት እትብል ሲ መግለጺ የብለይን ከምኡ ውን ወዲ የማነ ፡ ብዝኾነ ኣጆኻ በርትዕ & ከማኻ ይብዝሑ ካብ ሃጠው-ቀጦው ምስማዕ ኣዚዩ እዚ ይበልጽ ።
ehhhh eway haftey bitaemi zehzin
፥
ቃለ ሂውት ያስማልን
ኣብዚ መጽሓፍ ዘሎ ኩሉ ዘሕዝን እዩ።
ግና መሃሪ ድማ’ኒ።
ወዝቢ'የ ሃሰስ ክብል ኣብ እዋን ድቃሰይ እዛ ቻነል ከፊተያ ፡ ብጽሞና ክሳብ መወዳእታ ሰሚዔያ ፡ ብኡ ንብኡ ድማ ልበይ ተንኪፋትኒ ።
ብዓል ቤታ ነቲ ዘጋጠመ ፡ከም ሓደጋ ወሲዱ ፡ ንልዋም ከም ጓሉ ተቀቢሉ ፡ ኣብ ሓዳሩ ክምለስ ድማ ትጽቢተይ ልዑል እዩ ።
ኣይኮነን ከም ባህልና ፡ ኩልና ደቂ ዜጋ ክንሕግዛ እውን ኣይምተጸልኤን ።
ሰላምን ፍቅርን በብዘለናዮ ፡ ኣይኽለኣና ።🙏🏿
Betami lebka zetnkef zanta.
ኣንቢበያ ብልቢ ድማ ደንጊጸ ጋል ትረኽቦ ብዙሕ ዩ💔💔💔💔💔💔
Eway gal trekbo bhaqi hmaq rekibki haftey
Haftey 😭💔
እዋይ ሓፍተይ ጋል ትረክቦ መከራ ኣጆኪ ንስኪ ንፅህቲ ኢኪ ፈቲኪ ኣይኮንክን ፈጣሪ ይሓግዝኪ😢😢😢
እዛ መጽሐፍ አነ ለ ይደሊያ አየ ኣብ ሱዑዲ ኣሎ ዶ
Ezi da mo ab bzuhat ahwatna zewerede xegem yo😭amlak mesaki alo haftey 🙏🏻ezi zewrede xegem ka besenki sdet eyo 😭😭sdet waga ykflena alo
ሓቀና ዛንታይ ዲዩ ወላስ ትራጀዲድ ?
ሓቀና ዛንታ እንተ ኮይኑ ኣቦ ልዋም ብከመይ ክርከብ ይክእል መወዳእታ ፍታሕ ከ እንታይ ኢዩ እተን ከምዚ ናይዛ ሓፍትና ዓመጽ ዘጋጥመን ሰባት ንታይ ኢና ክንርድኣለን ዘንክእል ! ትዓምጸ እንተ ኢላትና ሓንቲ ሓፍትና ማዕረ ክንደይ ተነጽሎ ከም ዘሎ ኣብ ሃገርና ንፈልጥ ኣሎና ስለዚስ ኣገናዚብና ነዚ ኩሉ ጸግዒ ንkuነን
ሰላም ሰመረ ኣድራሻ ክህበካ በዚ ኢመይል ጸሓፈለይ moka7842@gmail.com
Heart touching history
Thanks memhr Mokonen
Wey Gal Trekbo Gal Snkti Enjera Zrekebe Zbela Enbaar Axemiwu Belieki Ezi Zbei
Ajoki zhabtey eti kulu zkealo fetari yexebqelki
abiet dmxi ybel ybel ❤❤❤
ከምዚ ዓይነት ዛንታ እቲ ክሰምዖ ዘይደሊ እዩ ግን ከኣ ይሰምዖ ምኽንያቱ ንቃንዝኡ ኣብ ልቢ ዝተሃስየ ሰብ ስለዘይጽወር እዚ ድርሰት ዝብልዎ ንገሊኡ ሓቂ ንገሊኡ ከኣ ወለዳዊ'ዩ
ብሓቂ ልብካ ይትንክፈ ኩሉ ይሓልፈ ብሓይሊ ፈጣሪ
Eway habtey btami kebdka teblea😭😭😭😓
Gal mkan wey wedi mkan feradi hade amlak eyu slezi Ata wedi tsbah ab leli wladka key dgem teftrawi tsegem Gal ansteti teredae
Eway hafetey😭💔💔💔😭
ኣየየየ ጓል ትረኽቦ ትብል ኣደይ😭😭💔💔
Hemaq rekiba eway haftey😭
እዋይ ሓፍተይ😢😢
Ydegma tray aleku 😢😢😢😢😢😢
ETA zanta xebuk niru gen azanatewaka xebuk aykonen eti zanta temeto koyneka sorry gen
ነዛ ምስኪን ሰብ ካልእ ይትረፍ ብውልቂ ክረኽባን ሕግዛን ዝኽእል ሰብ ክህሉ ስለዝኽእል ዝኾነ ተሌፎና ተትገድፉ ጽቡቅ ኔሩ።
💔💔💔
ዛንታ ብጣዕሚ ጥዑም ኣናብባ ግን ድቃስ የምጽኣልካ
ጽቡቕሞ ድቃስ ክኣብየካ ከሎ መጺኻ ስምዓያ።
😢😢😢😢
ኣጆኪ ሓፍተይ ሕማቅ ዕድል
ብጣዕሚ ልብካ ዚትንክፍ ልብወልድ ዛንታ ኢዩ ግን ጋል ትረክቦ ሽግር ንሕና ድቂ ትብዕትዮ ጸገም ኣልና ክንርዳለን ዘይንኪል ምካና ኢዩ ኢዝ ከ ኣትዕብያና ድክነትና ኢዩ ሃሲና
ልበወለድ ዛንታ ኣይኮነን፡ ሓቀኛ ፍጻሜ ኢዩ።
@@MosaicBahli ሓቀኛ እንተ ኮይኑ ድኣ ስልካ ዘይትህበና ክንሕግዛ መስክነይቲ ጋል'ዶ ይኽወን ነዚኣ ምስ ሰማዕኩ ቃንዛ ርእሲ ጀሚሩኒ ኣነ'ካ ከምዚ ዝኾንኩስ ንሳ'ኸ ከመይ ትህሉ!
@@ሆሳእናንወዲዳዊት ኣስቴር ኢልካ በዚ ደውለላ +2519423640032
@@MosaicBahli thanks
Sorry beal beta bitami tegagiy
እፍፍፍ ጓል ትረክቦ😢😢😢😢አሕሕሕ ካብድካ ትበልዕ ዛንታ😢😢😢ዋይ ሓፍተይ ካብዚይ ማሓረና አምላክ አቦይ ንስባኣያ ካዓ ፈጣሪ ልቦነኡ ካፍቱ ሕድገት ክገብረላ ይሓግዞ ብዘይ ሓሰቦቶ ካብ ወረዳስ አበራ ገድፍካ ሕቀፋ ምእንተ ደቅካ ንሳ ውን ፈትያ አከነትን
Egzeo meharna kerstose eway gale terkbo sebytka malte eko kulu entaynetka eyu yehewat ade dekika eta welodoka kekesel tegber kebrty gale hewan mote beseha kolu tehbeka xubuxkat kolu alem geza kery
Bejaka qexla kula eta mexhafe aqreblna ❤️❤️❤️🙏
ናይ በሓቂ ኣንባቢ
😢😢😢😢😢😢😢
ኣየ ዓለም ጠላም
ኣይ ጒል ትረኽቦ😢😢😢