MT|| ናይ ዕለቱ ትምህርቲ "ብመም ክነፈ ርግብ ማርቆስ) አብ ክብረ በዓል አቡነ ኤዎስጣቴዎስ ጎዳይፍ ኣስመራ 2022። MAHTOTE- TBEB
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 24 ก.ย. 2024
- ዝኸበርኩም ተኻታተልቲ መደብና ፡ ናይ ዝኾነ ኣብ ውሽጢ ሃገርና ዘሎ ኣድባራትን ገዳማትን ክበረ በዓል፡ ብደረቀን ተንቃሳቃስን ስእሊ ተሳኢሉ ክዝርጋሕ ወይ ድማ ከም ሰነድ ክትሓዝ ምስ እትደልዩ። በዚ ዝስዕብ ቁስሪ ስልኪ ወይ ኢመይል ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም።
Email - mahtotetb@gmail.com
Mobaile - 07222491
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna kudusan abotatna
ናይ ክቡር ጻድቕ ኣቦና ኣቡነ ኤዎስጣቴዎስ በረኸት ጸጋ ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኹን ።
ተመስገን ኣምላኽ ነዚኦም ዝኣምሰሉ
ሊቃውንቲ እግዚኣብሔር ዝሃበና
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
ቃለ ሂወት የስምዓልና አቦና በረከት ናይ አቡነ ኤዎስጣቴዎስ ናይ ኩሎም ጻድቃናት በረከቶም ይሕደረና❤❤❤
Amen amen amen kalehiwet yesmealna kubur Abona edmen tienan yehabkum 🙏💒🇪🇷
ቃል ሂወት ቸስመዓልና ኣቦናን መምህርናን ኣምላክ ናይ ዘመነ ዕድሜኩም ይባርክ ኣምላክን ቅሳነትን የዉርደልና
ቃለ ሂወት የስመዓልና ኩብር ኣቦና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ቃል ሂወት የስመዓልና ኣቦናን መምህርናን ኣምላክ ናይ ዘመነ ዕድሜኩም ይባርክ ኣምላክ ሰላምን ቅሳነትን የዉርደልና
Amen3 qal hiwat yesmalna Egzbhier Amlaky abuna
ኣሜን3
እግዝአብሔር ይመስገን ንአቦና አቡነታትዮስ ዝሃባና ኩሉኩም አገልገቲ ቃለሒወት ዮስማዓልና ዕድመን ጥዕናን ይሃበና ቁድስ እግዝአብሔር ቅደስተ ዉዱሳን ወላዲተአማክ ድንግል ማረያም ምስ ኩላታ ትኩን
ሰላም ይኩን ንኩሉ ዓለም
ሰላም ይሁን ንሃግረና
አሜን,,⛪⛪⛪⛪🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🌈🌈🌈🌹🌹🌹🌹🌹
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስመኣልና በረከቶም ረዲአቶም ናይ ኣቡነኤዉታቱዮስ ምስ ኩልና ህዝበ ክርስትያን ይኩን ኣቦታትና ክኣ እድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ከምዚ ገርኩም ቃል እግዚኣብሄር መታን ክትምግቡና🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤
ቃለ ሕይወት የስምዓልና ክቡር ኣቦናን መምህርናን የኔታ ክነፈርግብ፡ ነዊሕ ናይ ኣገልግሎት ዘመንን ምሉእ ጥዕናን ይሃበልና!!!
Aeseyyyy Elllll zmare melaekti yesmaena qal hiwet yesmaena Aebotatna edmen tenan yhebkum solotomn amaladnetn nayebona Aemnetatyus ms kulatna hzbi krstyan ykun 🙏🙏🙏🤲🤲🤲
qal hiwet yesmalena we need more video pls about godayfe.🥺
Amen Amen Amen!!! Xolotikani berektikini ayfeleyna Abona!!!!❤️❤️❤️❤️❤️❤️
❤❤❤❤❤
Aseyyy aseyyyy qale hiywet yesmalna abona memhrnan yeneta m/knefa rgb kemu wu liqawunti betekrstiyana
Foooo zeteraseh haymanot Eritrean orthodox in Eritrean
🙏😍🙏😍🙏