ኣወል ስዒድ ክብረት ይሃበለይ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 7 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 120

  • @christinemabratu5053
    @christinemabratu5053 วันที่ผ่านมา +3

    አቦይ ቀሺ ንአኩም ድማ ክብረት ይሃበልና❤🇪🇷🙏

  • @SabaMassawa
    @SabaMassawa 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Abou keshikebret yhabelna. Merahti. Haymanotna. ❤❤❤❤❤

  • @AA-xb7em
    @AA-xb7em 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Wo fetari kulu Alem Eritrea Hagerna halwelna Amen Amen Amen

  • @Hermon-co1wy
    @Hermon-co1wy วันที่ผ่านมา +2

    ስለምንታይ ግን ብሓንቲ እሞ ድማ ዝተኣረመት ነገር ደጋግምካ ከም ኣርእስቲ እንዳ ምጻእካ፡ ምስ ካልእ እንዳ ኣሳሰርካን ዝግበር ዘሎ ኣንጻር ኣወል ሲዒድ፡እዚ ሰብ እዚ ግቡእ መልሲ ሂቡ ዋላ ውን ጌጋ ዘይነበሮ ይቕሬታ ሓቲቱ ነቲ ጉዳይ ዓጺዎ ኢዩ፡ሕጅ ስለ ምንታይ ንዕኡ ንምውቃዕ ዝግበር ዘሎ ቅኑዕ ኣይኮነን ስለዚህ ሕጂ ውን ስብከትና ንፍቕርን ንሰላምን እምበር መመልስካ ምጉሁሃር ክተርፍ ነይርዎ ።

  • @berhaneweldemichael2683
    @berhaneweldemichael2683 2 วันที่ผ่านมา +2

    ኣቦይ ቀሺ ናይ ክህነትኩም ዘይትገብሩ

    • @MekealeTekabo-i9r
      @MekealeTekabo-i9r 2 วันที่ผ่านมา

      ካህን እንታይ ዲዩ ግብሩ ደንቆሮ ዘይ ትፈልጦ ኣይትዛረብ

    • @berhaneweldemichael2683
      @berhaneweldemichael2683 2 วันที่ผ่านมา

      @MekealeTekabo-i9r ጽርፊ እንታይነትካ ኢዩ ዝግልጺ ቀሺ ሓጥያት

  • @ወዲገዛ-ጠ8ዐ
    @ወዲገዛ-ጠ8ዐ 2 วันที่ผ่านมา +2

    ኣቦና ንሓቂ ምስዓብ ንሓሶት ምንዓቕ ዋጋ መስቀል እዩ ሞ ቃለ ህይወት የስመዓልና ።

  • @GirmayEssak
    @GirmayEssak 2 วันที่ผ่านมา +3

    ጽብቅ ተግሳጽ
    የቀንየልና

  • @Simon-pz1ey
    @Simon-pz1ey วันที่ผ่านมา +1

    ሓሰውቲ ነብያት ክምጹ እዮም ካብኦም ተጠንቀቑ ናይ ዩቱዩብ ኣቅሽሽቲ ስርሖም ረሲዖም ኣብቆይቁን ክትዕን ኣትዮም ወይጉድ

  • @ywarsay2357
    @ywarsay2357 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣስራት ስምንተኛ ክፍለ ዘመል ኣኺላ ክብሉና ይዝከረኒ ጎቦ ጎቦ እንዳገበርካ ዘድልየካ መልእኽቲ ሕጂ ኩሉ ብሰላም ክነብር ከምዘለዎ ተረዲእኩም ምቅናይ ጥራይ::

  • @bobsmart8302
    @bobsmart8302 2 วันที่ผ่านมา +6

    ኣነኳ ከኒሻየ ግን ኣስተምህሮኹም ከም ማይ ንግሆ ባህ ይብልዩ ኣባ። ዕድመን ጥዕናን የብዝሓልኩም፣ መሃሩና እስከ ከምዚ ኢሎም ዝግስጹና ኢና ሲኢንና ዘሎና ኣብ ስደት። ፈጣሪ ሓይሊ ይሃብኩም።

  • @ጸልዩበእንተሰላመቤተክርስ
    @ጸልዩበእንተሰላመቤተክርስ วันที่ผ่านมา

    ምስትውዓል ማለት እዚ ኢዩ እምበር ! ኣቦይ ቀሺ ኤፍሬም ናይ ብሓቂ እግዚኣብሄር ዘበን ኣገልግሎትኩም ባሪኹ ንቅዱሳን ኣብ ፍጻሜ ዘብጽሐ ጎይታ የፈጽምኩ።

  • @timtemehri3533
    @timtemehri3533 2 วันที่ผ่านมา +1

    ቃለ ህይወት የስመዐልና በትክክልኛ ብሓቂ ከምዚኦም ዝበሉ አቦታት እና እንደሊ ብዛዓባ ሃይማኖቶም ዝግደሱ

  • @MehariWeldihwet-x5n
    @MehariWeldihwet-x5n 2 วันที่ผ่านมา +3

    እግዚኣብሄር ጸግኡ ይብዚሓልኩም ክቡር ኣቦና ከምቲ ቅዱስ መጽሓፍ ዝብሎ ንሕና ግና ሃገርና ኣብ ሰማያት አዩ

  • @aronhabte4754
    @aronhabte4754 2 วันที่ผ่านมา

    አቡን አይኮኑን መን ድአሎም አባ አይኮኑን መን ድአሎም

  • @KewaniSium-fn2iv
    @KewaniSium-fn2iv 2 วันที่ผ่านมา +3

    ክቡር ኣቦና ፡ ጳጳሳ ዝቐተለት ሃገር እኮያ ዘላትና። ብድሕሪት ኮይኖም ዝመኽሩዎ ካብቶም ዓበይቲ ኣጋንንቲ ኣለው ማለት እንደኣሉ።ክንድዚ ድፍረት ኣብ እምነት ብዘይ ገለ ተኣማሚኑ ኣይኮነን።

  • @eriadeinafike6567
    @eriadeinafike6567 2 วันที่ผ่านมา +5

    Entay dea emo kbret yhabelei elkmo.

  • @michealwolday8882
    @michealwolday8882 วันที่ผ่านมา

    በልዎ ነዚ ጀበሊ ❤ ተሰዲዱ መጺኡስ 😢ብእምነትና ክላግጽ😢

  • @meramerameramera849
    @meramerameramera849 2 วันที่ผ่านมา

    Tay dea kbret yhabeley .aresti bisnes

  • @David-wf4pd
    @David-wf4pd 2 วันที่ผ่านมา

    ይቅሬታ ኮ ኅቲቱ ዋላስ መዛረቢ አርእስቲ ተረኪቡ 🤭 አብዚ ጊዜ ቁስሊ ምሻጥ ልሙድ
    ኮይኑሎ አግዚአብሔር ከማን ከምዚ ናትኩም
    አይጸባጸብን ዘዘርከበ 😢

  • @Ghde-t3f
    @Ghde-t3f 2 วันที่ผ่านมา +1

    ብሓጺ ንፍትሓ ነገስን ቅዱስ ኣባ ተክለሃይማኖትን ንምህራም ዝዓለመ እዩ ነይሩ ሓሱ ንሱ ድማ እዩ እቲ ሓሱቡ ሕጂ ውን እሸፋፍን ስለ ዘሎ

  • @hasanliafa6857
    @hasanliafa6857 2 วันที่ผ่านมา +2

    አወል ሲዒድ ብዛዓባ ፋና ሚድያ ንመንግስቲ ብምቁንጻብ ዘሃቦ መልሲ እዩ ጌጋ ተለዎ ምምካር እዩ ሕጂ ጌጋ ተረኪቡ ኢልኩም አይተጋድዱ🇪🇷

    • @Ghindaemeley
      @Ghindaemeley 2 วันที่ผ่านมา

      Muhammed keman haymanot alowo😂😂😂😂😂

  • @amanuelhabtezghi3470
    @amanuelhabtezghi3470 2 วันที่ผ่านมา

    ግደፎ እሞ ብዛዕባ እቲ ኣወል ዝበሎ በዓል ጎጃም፡ ብዛዕባ እቲ ሓቀና ቅዱስ ተኽለሃይማኖት ኣብ ገድለን ተኣምራትን፡ ብዙሕ ሕቶ ዝፈጥረልካ ናብ ጽውጽዋይ ዘድህብ ሰብ ዝደረሶ ኣሎ፡ ናብቲ ጅማርን ደምዳምን ናይ ሂወትና እየሱስ ክርስቶስ ናብቲ ትኹል መጽሓፍ ቅዱስ ነቅለብ መታን ሂወት ክንረከብ። እዚ ክብል ከለኹ ቅዱስን ጻድቅን ኣይነበረን ማለተይ ኣይኮንኩ፡ ግናኸ እቶም ጽሓፍቲ ጽንጽዋይ ወሲኮምሉ እዮም።

  • @Rigat-k7z
    @Rigat-k7z วันที่ผ่านมา

    Behaqi beruk abona qale hiwet yesmealna. abta qeneti emnetna yexneana. edmen tienan yehabkum egziabher amlakna.

  • @Ghde-t3f
    @Ghde-t3f 2 วันที่ผ่านมา

    ቃልሂወት የስማዓልና ቀጽልዎ

  • @Neamn-ne5xp
    @Neamn-ne5xp วันที่ผ่านมา

    ቐሺ ኮንካ እንታይ ቲክቶክ ዘክይድ ነርካ

  • @kifleyesusdebessay2551
    @kifleyesusdebessay2551 2 วันที่ผ่านมา +1

    Niska win aythawtt

  • @MekealeTekabo-i9r
    @MekealeTekabo-i9r 2 วันที่ผ่านมา

    ቃለ ሂወት ኣቦና ነዚ ኣፍልጦ ዘይ ብሉ ስለ በቴክርስቲያን ምንም ተገዳስነት ዘይ ብሉ ምእመን ሕማቅ ኮመንት ብምጽሓፎም ከይ ረኣኩም ብኡ ንድሕሪት ከይ በልኩም ስለ ቤቴክርስቲያንኩምን ኣምላኩምን ደው በሉ ዝበልኩሞ ኩሉ ሓቂ ኢዩ ኣምላክ ምሳኩም ኢዩ ኩሉ

  • @wedieri8264
    @wedieri8264 2 วันที่ผ่านมา +1

    ጌጋታት ኣወል #ኣባ ዝብሎ ዘሎ ንጉስ ጎጃም ኣብ 16 ክፍለዘበን ኢሉና ግን ኣብ 18 መወዳእታ ዝነበረ ዩ ናይ 200 ዓመት ፍልልይ #ፍትሓ ነገስት ከም ሕጊ ሆሞራቢ ህዝቢ ክጭፍጨፈሉ ዝተጻሕፈ ክብረ ነገስት ክኣ ነገስታት ክሽየምሉ ኢሉ ነናቱ ሂብዎ ግን ብጌጋ የ ኢሉ ነዚ ክኽሕዶ ደልዩ እሞ ክኣ ብኣፉን በቲ ጌሩዎ ዘሎ ናይ ብራና ባግራውንድ ተጋግዩ ከሎ #የቐነልና ኣቦይ ቀሺ ክብረት ይሃበልና 🥰

  • @ሰላምንኹሉ-ጸ5ለ
    @ሰላምንኹሉ-ጸ5ለ 2 วันที่ผ่านมา

    ዝገርም እዩ, ኣብ ነንሕድሕዶም ዘሎ ሽግር ከም ኣቦታት ፈቲሖም ንህዝቢ ሓደ ኮይኖም ክመርሑ ዘይካኣሉ ሓደ ኣወል ዝባሃል ውልቀሰብ ተዛሪቡ ኢሎም በትን በትን ዉሕ ዉሕ ትኽክል ኣይኮነን. ጽረዩ ከተጽርዩ እተን ኣባጊዕ ፋሕ ኢለን ጋሳ ስኢነን ንስኻትኩም ነንስምዒትኩም ጉዛኣት ኮንኩም ኮለል ኢልኩም ህዝብኹም ናይ ቲፈዞ ጌርኩሞ. ይርዳኣኒ ደፊረ ኣለኹ እቲ ሓቂ ኣብ ባይታ ዘሎ ግን ንሱ እዩ ህዝቢ ፋሕ ኣቢልኩም ቤተክርስትያን ናይ ደጋፊ ናይ ተቃዋሚ ጌርኩሞ. ዘሕዝን

  • @dahlaksiceland6162
    @dahlaksiceland6162 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ABA ilka ABUN feleleyiu entay eyiu wala entekone betselot neti zetegageye seab t tseleyelu enber kem poleticegna atikum mezerabkum ageb Egziabher si etom ne Egziabher zeferhu betsuan eyiom eyiu zebel tsadqanaten melaktetaten mes Egziabher amelak aytmeararyuom tsadqanat ekua nerom eyiom kedemi kerstos eyiasus m metsu

  • @DawitMebrahtu-j6u
    @DawitMebrahtu-j6u 2 วันที่ผ่านมา

    ንቤተ-ክርስቲያን ካብቶም ፖሎቲከኛታት እቶም ኣገልገልታ ከፊኦማ ዘለዉሉ ግዜ

  • @brbibl
    @brbibl วันที่ผ่านมา

    Selam neakum bona n mntay eu negere dnhr eritrawi agebab athizkumo ekum emo etsewwa

  • @EritreanFEDAYN
    @EritreanFEDAYN 2 วันที่ผ่านมา

    Ertra nertrawyan bertrawyan amen.

  • @brbibl
    @brbibl วันที่ผ่านมา

    Hzbawi gnba or mengsti eritrean tkbelwom tekonkum maletey eu

  • @aronhabte4754
    @aronhabte4754 2 วันที่ผ่านมา

    እሱኹም ጌጋ አለኹም ኤርትራ ዊ አጻፊፍ አብ መሬት እዩ ዘውርድ ብግምት አብ መሬት አየውርድን እዩ አስተውዕሉ ሓሶት አይናህናን ብሓሶት ሰብ አይነእምንን ሐቂ ትቀጥን እምበር አትስበርን ሕጂውን ካልእ አለና ዝባሃል አብ መጽናዕቲ አለና ታሪኽና ብሐሶት ተጠምዚዙ አይነብርን አባ ።

  • @ghenetmedhane9515
    @ghenetmedhane9515 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣወል ዙ 23 አስሊ ኤርትራዊ: ቀሽን ዓለምን ደይንፈልየሉ መስቀል ሒዞም ደም ከፋስሱ ዝውዕሉ ኣብነት ኣብ እስራኤል ሕማቕ ግዜ በጺሕና: ኣወል ኤርትራዊ'ዩ ንኤርትራውያን ግደፉልና ይኣክል 4:

    • @tabormedia111
      @tabormedia111  18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ዝሓፍተይ ስለቲ ዝሃብክዮ ርኢይቶ የመስግን ኣነውን ኤርትራዊ ዙ 17 /ዙር ማንጎ / እየ ክትፈልጢ ሰላም ወድሓንኪ

    • @ghenetmedhane9515
      @ghenetmedhane9515 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @tabormedia111 ሃየ!!

  • @medhaniebaire7840
    @medhaniebaire7840 2 วันที่ผ่านมา +1

    Dewlka hetato bedhru alweawu aytbl nay etiopia orthodox tewhdo mes nay eritrea zarkb yeblun mesna ketmseslo aytfatn kendy nay thadeso mamhran zelwu neom sebakom

  • @berhaneafeworki8804
    @berhaneafeworki8804 2 วันที่ผ่านมา

    እሞ ቀስ እልካ ኣርሞ ። ኦቲ ሓሳብ ኣበሃህላ እንታይ ከምዝኾነ ቀንዲ ትርጉሙ እዩ ወሳኒ ። መልሓስ ውን ክዕንቀፍ ይኽእል እዩ ።

  • @efriemafewerki8059
    @efriemafewerki8059 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤🎉❤❤🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @erinatey2165
    @erinatey2165 วันที่ผ่านมา

    Ezi mitiqas zeytigedfieo ekum, guday fiqri sibeku kemti kubur mesqel kirstos hizkimo zelekum

  • @YonasAbraham-g5r
    @YonasAbraham-g5r 2 วันที่ผ่านมา +1

    ንታሃድሶ ዝኸውን ግዜ የብልናን ንስካ ብዓል ጆን ብላኽ መጽሃፍ ቅዱስ ክቃጸል ኣለዎ ክብል ከሎ ኣበይ ኔርካ ዶስ ትግራዋይ ኢካ

  • @serenity777er
    @serenity777er 2 วันที่ผ่านมา

    እንታይ ኢኩም ኾንኵም,
    ቶንኮል ጥራይ ትብዕጡ::🫢

  • @merinamogoszemuy-j7l
    @merinamogoszemuy-j7l 2 วันที่ผ่านมา

    መን ኢካ ንስካ ሎቅማጽ

  • @simonhabtom9780
    @simonhabtom9780 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Kala qal amalak zinger do tesainu eyu aba tekle haymanot.

  • @Sleeplessless
    @Sleeplessless 2 วันที่ผ่านมา

    🙏🙏🙏🙏

  • @AA-xb7em
    @AA-xb7em 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Aye Ar istin wishtawi tihizton bebeyna Ane gin gerimuni zelo ni mintay iyom ab TH-cam kindizi gizie zetfiu meas dealu iti selot melsi kihibus meare kindey detaljer atiyom alewu???

  • @MusluyAykonkun
    @MusluyAykonkun 2 วันที่ผ่านมา

    ኣባ ፈጣሪ ኣዕዚዙ ይባርክኩም።
    ኣወል ብዕላማ ዝገበሮ ሙካኑ ዘጠራጥር ኣይኮነን፡ ግብረ መልሲ ሰብ ሪእዩ እዩ ሕጂ ብገርሁ ከምዘቅረቦ ክሕብር ፈቲኑ።እምነትና ግደፈልና። ሊቃውንትና ከምዘለዉ ፍለጥ

  • @tesfasnqey6690
    @tesfasnqey6690 วันที่ผ่านมา

    Amharay xadiq yelen sereqi ember.xnxway zkone hay manot.

    • @Meritey
      @Meritey วันที่ผ่านมา

      Wuxa ata ዓኳር

  • @andeghergiseyasu9036
    @andeghergiseyasu9036 2 วันที่ผ่านมา

    The problem is when he speaks about religion,why any member of arthodix passes the message..

  • @selamhagos9595
    @selamhagos9595 2 วันที่ผ่านมา

    ንሰካ መጀመሪያ መን እካ ተዋሃድ ምካንካ መን ይፍልጥካ ኤርትራዊ የጋገ ገጉእ አሙን ንምታይ ንባአስ ትጉጉስጉስ ዘለካ ኢትዩጵያዊ ዛካ ።

  • @SunnyEri-m4k
    @SunnyEri-m4k 10 นาทีที่ผ่านมา

    What's the point this guy is trying to make ??? May be this guy did not listen to Awel Said's details explanation of the confusion made by some people. It's an unnecessary comment that makes the viewers more confused. His job should be to bring peace and calmness to any situation, not to steer to the chaotic situation. As a priest, stay away from creating conflicting statements.

  • @misghinaghebre9419
    @misghinaghebre9419 2 วันที่ผ่านมา +1

    ኣቱም መስቀል ሒዝኩም ተንታኒ ፖለቲካ ኮይንኩም ዘለኩም ኣደብ ግበሩ።ወያነ ዝሃበትኩም መስቀል ሒዝኩም ሰብ ኣይትረብሹ።ይቕሬታ ክትብሉ ዝግብኣኩም ንስኹም ኢኩም።መስቀል ኣቐሚጥኩም ተንታኒ ፖለቲካ ወያነ ክትኮኑ ትኽእሉ ኢኩም።ኣባ ዝብል ኣሎ ቅሽነት ወያነ ዝሃበትኩም ኣይተማሃርኩሞን።

    • @AronGezai
      @AronGezai 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደንቆሮ ምዚ ምስ ወያነ እንታይ ዘራኽብ ኣለዎ

    • @misghinaghebre9419
      @misghinaghebre9419 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @AronGezai ግዕዘይ ወያነ ኣደብ ተማሃር።

  • @BiniamGirmay-u8c
    @BiniamGirmay-u8c วันที่ผ่านมา

    Natka giber , ezi tizarebo zeleka flet. Xbuk mahar kab ms awel zitezarebe tizareb. Awel ane yflit eye abelen. Awel kae Christian u.

  • @AbrehamTewelde
    @AbrehamTewelde 2 วันที่ผ่านมา +2

    eska beqat yeblkan keterm

  • @pherussemre8385
    @pherussemre8385 2 วันที่ผ่านมา

    እዚ ትሟገተሉ ዘለካ ንአምላክ እንድህሪ ኮንኻ
    "አምላክ ጠበቃ አየድልዪን"
    ካብቲ ናትካ ስልጣን ዝዓብይ መጽሓፍ ቅዱስ አሎ መምርሒ አምላክ ::
    ንኹሉዝፈርድ ::

    • @MekealeTekabo-i9r
      @MekealeTekabo-i9r 2 วันที่ผ่านมา

      ስለ ኣምላክ ምስባክ ኣየድልን ማለትካ ዲዩ ድንዙዝ ኣምባሳደራት ናይ እግዚኣብሔር ዶ ኣይኮኑን ደንቆሮ

  • @NebiyuDawit-f5i
    @NebiyuDawit-f5i 2 วันที่ผ่านมา

    እስላም እንደፈለክ የምትኖረው በሰራህው በራስህ ቤት ብቻ ሲሆን ነገርግን በስደት ምክንያት በቤቴ ምትኖረው እንደ ቤቴ ህግ ብቻ ይሆናል!!
    *እስላም እንደፈለክ የምትኖረው በሰራህው በሳውዲ ብቻ ሲሆን ነገርግን በስደት ምክንያት ወደቤትክ ከመጣሁ የምኖረው እንደቤትክ እንደሳውዲያ ህግ ብቻ ይሆናል!!

  • @robrahk1432
    @robrahk1432 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤ 🎉🎉🎉

  • @danisemere8936
    @danisemere8936 วันที่ผ่านมา

    Sikbel lemaniy menfeletlika aerkey

  • @AbrehamTewelde
    @AbrehamTewelde 2 วันที่ผ่านมา +1

    menka eska neawol termo

  • @berheasmalash4075
    @berheasmalash4075 วันที่ผ่านมา

    ሱቅ አስከ በል ኣፍካ ሓዝ

  • @demmetgarza3618
    @demmetgarza3618 2 วันที่ผ่านมา +1

    ካብ ሓደ ትግራዋይ ቀሺ ደኣ እንታይ ትጽበዩ ነገራት እንዳጠማዘዙ ንዓና ንኤርትራዊያን ንምብላዕ ኢዩ ሕልሞም የግዳ ህዝቢ ኤርትራ ነቂሑልኩም ኢዩ ካብጥንቲ ጥቅምቲ ስለ ዝኾነ ንስኻ ቀሺ ኢየ ባሃሊ ግን መፋለሲ ናትና ናይ ኤርትራውያን ንዓና ግደፈልና ጉዳይ ትግራይካ ግበር🥱🥱🥱
    ኣወል ሓውና ኣይተጋገየን እንዲዩ እንተተጋግዩ ኸኣ ንዓና ንኤርትራዊያን ይምልከት 🇪🇷🥰🇪🇷🥰🇪🇷🥰🇪🇷Eritrea only to Eritreans 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @MekealeTekabo-i9r
      @MekealeTekabo-i9r 2 วันที่ผ่านมา +2

      ሃይማኖት ናይ ትግራዋይ ኣይኮነ ናይ ኤረትራዊ ኣይኮነ ኩሉ ኣብታ ርትዕት ተዋህዶ ሃይማኖት ዘኣምን ሕጋን ስርዓታን ከይ ፈርስ ክጣበቅ ግቡእ ኢዩ ባዓል ንስካ ደንቆሮ ስለ ሃይማኖት ዋላ ሓንቲ ሓሳብ የብልኩምን ኢዩ እሞ ኣብኣ ዝምልከተኩም ኣይኮነን መናፍቅ ኢድካ ሓዝ ኣብ ሃይማኖት

    • @demmetgarza3618
      @demmetgarza3618 2 วันที่ผ่านมา

      @ ደንቆሮስ ደንቆሮ ኣይበልካ ናይስጋ ቆንጥያትካ ሳሕሳሕ ቆማል ዓጋመ ኪድ ጉዳይ ዓድኻ ግበር 😵‍💫😵‍💫😵‍💫😵‍💫🥱🥱🥱🥱🥱

    • @danielhabte7100
      @danielhabte7100 วันที่ผ่านมา

      ኣብዚ ኣርእስቲ ጉዳይ ሃገር ኣይተልዓለን ኦር መንነት፡ ኣይተሓዋውሶ ዶ ብምጽራፍካ national service ኢዩ ዝሕሰበልካ ዝመስለካ። እቲ ቅልውላው መንነት ሃገር ዘይብሉ ኢዩ ከምዝናትካ ዝገብር, ኣጁካ ብውሽጥካ ኣይትሸበር።

    • @demmetgarza3618
      @demmetgarza3618 วันที่ผ่านมา

      @@danielhabte7100 ናይስጋ ቆንጢያትካ እዚኹሉ ዝዓፈርካዮ መግለጺኻ ስለዝነገርካኒ ይርዳእካ ቆማል ሳሕሳሕ ዓጋመ ኪድ ነታ ጋሕባ ኣዴኻ ኩዑንቲ ተኣሪላ ኣላ ኣልዕላ ወዲ ሓረም😵‍💫😵‍💫😵‍💫😵‍💫😵‍💫😵‍💫😵‍💫😵‍💫😵‍💫😵‍💫😵‍💫😵‍💫😵‍💫😵‍💫😵‍💫😵‍💫😵‍💫😵‍💫😵‍💫😵‍💫😵‍💫😵‍💫😵‍💫😵‍💫😵‍💫😵‍💫😵‍💫😵‍💫😵‍💫😵‍💫😵‍💫😵‍💫😵‍💫😵‍💫😵‍💫😵‍💫😵‍💫😵‍💫😵‍💫

  • @BiniamGirmay-u8c
    @BiniamGirmay-u8c วันที่ผ่านมา

    Etai hatewtew wedei. Qeshi kae timesil. Suq bel

  • @biniamtesfay5235
    @biniamtesfay5235 2 วันที่ผ่านมา

    Entay da kbret yhabelna tblwo dhan dikum? Ane si gerimni 🤔

  • @mesgennagenet-hz8ej
    @mesgennagenet-hz8ej 2 วันที่ผ่านมา

    Kab kale amelak zekone kulu kab seytan eyu

  • @prouderitrewit4923
    @prouderitrewit4923 2 วันที่ผ่านมา

    Eway Eza.eskel rekibato zela kdmhji Abeynerkum

    • @Tesfieguesh
      @Tesfieguesh 2 วันที่ผ่านมา

      ቲ ሸጣን ፕሮፋይልካ ሞ፡ኣውርዶ ሹዑ ክትጥመቅ እካ ኣምላክ ምህረት የውርደልካ

  • @monayohannes2303
    @monayohannes2303 วันที่ผ่านมา

    Seb enber sirah sienu ab mass media minikkas koynu keshi enkolokas abzi entay tigebir aloka? Botaka aykonen gega ennterieka mixlay eyu zediliy tikikel ente koynu kea namlak mimisgan eyu zedily.

  • @LetenkielTeklebrhan
    @LetenkielTeklebrhan 2 วันที่ผ่านมา +1

    Kale hiwet yesmalna egzabiher zeben agelglotkum ybarek rediet emebrhan bereket kudusan ms kulna ykun bereketom yhderena semaet zenbele dem bxuu wekudus wekudus entenyos amen amen amen ❤❤❤

  • @abrahamkidane7582
    @abrahamkidane7582 2 วันที่ผ่านมา

    should you be happy because he reading 📚 bailbl

  • @y0hannesbereket607
    @y0hannesbereket607 2 วันที่ผ่านมา

    Hakikum ekim abona neyi poletika bahri hizom hayimanotna kebalaschiwu nitikimom kiblu zizarebwo eyu nigeriwom hadara

  • @whabtom8935
    @whabtom8935 2 วันที่ผ่านมา

    Please do your on job 😅

  • @demmetgarza3618
    @demmetgarza3618 2 วันที่ผ่านมา +1

    ካብ ሓደ ትግራዋይ ቀሺ ደኣ እንታይ ትጽበዩ ነገራት እንዳጠማዘዙ ንዓና ንኤርትራዊያን ንምብላዕ ኢዩ ሕልሞም የግዳ ህዝቢ ኤርትራ ነቂሑልኩም ኢዩ ካብጥንቲ ጥቅምቲ ስለ ዝኾነ ንስኻ ቀሺ ኢየ ባሃሊ ግን መፋለሲ ናትና ናይ ኤርትራውያን ንዓና ግደፈልና ጉዳይ ትግራይካ ግበር🥱🥱🥱

  • @bereketezra9207
    @bereketezra9207 2 วันที่ผ่านมา

    Its not necessery to reply him from you !!!

  • @tesfaytesfay908
    @tesfaytesfay908 2 วันที่ผ่านมา

    Abo emo ngus gojam ayneberen dika tbl zeleka? Walas Entay yu natka tmhrti? Nmkuanu aba matet entay malt yu? Dos eti nay gojam nugus qudus yu eka tblena zeleka?

    • @tabormedia111
      @tabormedia111  2 วันที่ผ่านมา +1

      ንጉስ እዩ ንጉስ ተክለሃይማኖት ተሰማ ። ንጉስ ኣይኮነን ኣይበልኩን ኣወል ስዒድ አባ ኢሉ ምጽውኡ ጌጋ እዩ ።
      እቲ ናይ ጎጃም ንጉስ ቅዱስ እዩ ኣይበልኩን ።

  • @joni-b2f
    @joni-b2f 2 วันที่ผ่านมา

    Egam ek

  • @tesfayzewde7638
    @tesfayzewde7638 2 วันที่ผ่านมา

    Ane zegrmone gen Natom zay keblwo alewu zeblkmom da zay tetkswom farhkom mis meknytu mesatom hebrit sale zalkoum sab aye tedngru

  • @mesgennagenet-hz8ej
    @mesgennagenet-hz8ej 2 วันที่ผ่านมา

    Plsssss plsssss plsssss plsssss nab amelak nemles

  • @AdamaAsmera
    @AdamaAsmera 2 วันที่ผ่านมา +1

    👎👎👎👎

  • @whabtom8935
    @whabtom8935 2 วันที่ผ่านมา

    ኣቶም ሰባት እንታይ እዩ ዝብል ዞሎ ሓደራ ጽፈት ኣሰራርሓ ዘይ ሰርሑስ ንመን ከደናግር እዮም ወይ ጉድ😢

    • @danielhabte7100
      @danielhabte7100 2 วันที่ผ่านมา +1

      ናይ ምርዳእ ጸገም ከይ ህልወካ ንበዓልካ ፈትሽ። Nameless 😮

  • @Fqrimskulu
    @Fqrimskulu 2 วันที่ผ่านมา

    Bejakum abotat nemnetna zmexana texawarnet kemzeyblna gesgusu

  • @amaramarsaho390
    @amaramarsaho390 2 วันที่ผ่านมา

    Entay adeka yimlketeka agame komal wedi lemanit hjis abzihkumo deki weyane lementi kusumka wedi atarit😊

  • @hailekidanetesfai8814
    @hailekidanetesfai8814 2 วันที่ผ่านมา

    ንስኻ ኣይጸብቀልካን ጽልኢ ዘለካ ሰብ ኢኻ ቅርሕንቲ ዘላኸ ክፍእት ዝመልኦ ፈላሲ ኢኻ

  • @Aman80770
    @Aman80770 2 วันที่ผ่านมา

    እስኻ ንባዓልኻ መን ይብልኻ ነኻል ተኒካ ንምታይ አወል ኮኑኡ ኢሉ እስኻ ንባዓልኻ መን ኢኻ ቖናጫት ሩኹስ

    • @johni7071
      @johni7071 2 วันที่ผ่านมา

      ግደፍ እባ ብስምካ አይትጸዉዓዬ ንአወል ንፈትወን ነኽብሮን ምኽንያቱ አብቲ ሃገራዊ ንቕሐት ናብ መንእሰይ ዝገብሮ ስራሐት ነድንቖ ክጋገ ኸሎ ድማ ዓገብ ምባል ንልመድ ጸርፊ ገደፍ

    • @Aman80770
      @Aman80770 2 วันที่ผ่านมา

      @johni7071 አነዉን መሰንገለይ አወሊኖ

    • @johni7071
      @johni7071 วันที่ผ่านมา

      @@Aman80770 😂😂😂 ክትጻረፍ ኢልካ ክትጽሕፍ ምስ ጀመርካስ ድንቁርናኻ ቀዲምካ ተራእዩ

  • @saidshifa2387
    @saidshifa2387 วันที่ผ่านมา

    Seb nexele bhager xeweta yelen tekle haymanot tunqali neru ya neru ab jubuu shugut ab eduka mesqel nerwu so nskan xhfetkan kaman ktenexaxr aykalkan hji wun inte kelka nhzbi krstiyan zteqem mahar no aykunen ab guday political edey kutu eye inteelka gin eznka degfna knsmeaka ena 4

  • @AbdelaRomodan-w6g
    @AbdelaRomodan-w6g 2 วันที่ผ่านมา

    ሱቅ በል ኣታ መራሒ ግብረ ሰዶም ገይ ገፊሕ መዓኮሩ ኣምቸ ኣድጊ ኣምሓራ ናይ ዓድካ ግበር ስዲ በዓለገ ኒና ዕዋላ ኤርትራ ናይ ኤሬትራውያን እያ ኣስላማይ ክስታናይ ኣይንፋላለን ኢና መራሕቲ ግብረ ሰዶም ግን ኣፍኩም ሓዙልና

    • @johni7071
      @johni7071 2 วันที่ผ่านมา +1

      እዚ ትጻሮፎ ዘለኻ ናይ ምፍልላይ መንፈስ ዘይኮነን ሩኹስ ትዛረቦ ፍለጥ አንታ አምጽኦ ጸርፊ ሙኻን ናይቲ ቀታልን ዘማዉን ተጻራፍን መሐመድ ስዓቢ ድአ እንታይ ክንጽበ ነጅስ ከም መራሒኻ መሐመድ

    • @AbdelaRomodan-w6g
      @AbdelaRomodan-w6g 2 วันที่ผ่านมา

      @johni7071 ኣንታ ወዲ ሸርሙጣ ወድታ ተጌራ ዘይትጸግብ ኣድጊ ኣንታ ዘርኡ ዘይፍለጥ ኣንታ ሰዓቢ ግብረ ሰዶም ኣንታ ሓሳኽ መዓኮሩ መዓኮርካ ተበሊዒካ ዘይትግበረሉ ኣንታ ናይ ዓሰርተ ኣሰቡት ዘለዎ ዘሪኢ ኣቡኡ ዘይፈልጥ ኣንታ ኣዲኡ ክትግበር ከላ ጮግራ ዝሕዘላ ወድታ ዉዳቅ ማርሾ ጸርፊ ተዊሒድካ መልሰለይ ካብዚ ዝኸፍእ ታሪኽካ ክነግረካ እየ።

  • @MikiSbhat
    @MikiSbhat 2 วันที่ผ่านมา

    qal hiwet syesmaoalna abona

  • @MikiSbhat
    @MikiSbhat 2 วันที่ผ่านมา

    qal hiwet syesmaoalna abona