ከተማ ዛላምበሳ ካብ ማድያ መላሽ ናይ ኤርትራ እዩ ህውሓት ምስ ኤርትራ ከይንዕረቅ ብፈንጂ ሓፂሩና/ባድመ ናይ ኤረትራ እዩ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 6 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 112

  • @sawaserawur4808
    @sawaserawur4808 วันที่ผ่านมา +25

    ኣይትንባዕ ጂግና ሓወይ፥ ናይ ሰላም ጂግና ኢኻሞ ኩርዕ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @mussiedebrezion554
    @mussiedebrezion554 วันที่ผ่านมา +10

    I am from Eritrea 🇪🇷I am so happy to see a good start from tigrian people talking for peace.hopefully it will continue like this peace for Eritrean and Tigrain people.

  • @YohannesTesfu-d7f
    @YohannesTesfu-d7f วันที่ผ่านมา +23

    ኣብ ትግራይ ለባማት ክቀላቀሉ ጀሚሮም ኣሎው። ካብ ፕሮፖጋንዳ ወጺኦም ንክውንነት ተቀቢሎም ታሪኽ ናብ ቅኑዕ ኣንፈት ከትሕዝዎ ክንሕግዞም ኣሎና። ኲናት ይኣኽለና። መጻወቲ ምዕራባውያን ክንከውን ኣይነፍቅድ።

  • @ንኩሉሰብከምነብስኻአፍቅሮ
    @ንኩሉሰብከምነብስኻአፍቅሮ วันที่ผ่านมา +12

    እቲኦም ሰላም ህዝቢ ኤርትራን፡ትግራይን ትደልዩ፡ሰላምኩም ይብዛሕ።

  • @abrhamtareke6075
    @abrhamtareke6075 วันที่ผ่านมา +10

    ኣታ እዚ ሓዱሽ ዝብሃል ሰብ ኣብዘይ በትኡ እዩ ዘሎ ብጭራሽ ቅኑዕን ብሱሉን ሰብ እዩ ንሱ እንተዝመርሓ ንትግራይ ትግራይ ምሓለፈላ።

  • @melakeHadgu-sz6zx
    @melakeHadgu-sz6zx วันที่ผ่านมา +1

    ሰላም ዝዝምር ሰላም ዩ ዝረክብ አሞ ንሰላም ጥራይ ዘምር ኩቡር ሓውና ክብረት ይሃብካ ከይትዕንቀፍ ቀጽሎ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ibrahimidris5914
    @ibrahimidris5914 วันที่ผ่านมา +8

    Thank you Kewe tigrigna Zena for update information.
    Peace will prevail between the people of Eritrea and Tigray.
    There is a light at the end of the tunnel, we need to give a chance to the new generation of tigray to bring peace for the people of our region.❤🇪🇷🙏

  • @mezekrgashe3050
    @mezekrgashe3050 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብሓቂ ቁኑዕ ዘረባ ንኹሉ ዝጠቅም ሰላም ሂወትና ሙሉእ መፍቶ ባዕዳውያን ከይንኸውን

  • @sebirna7872
    @sebirna7872 วันที่ผ่านมา

    Waw btamie des zebel ajokum deqie tigray nselam zemru ajokum selam yehshena🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷

  • @gebrittewelde5183
    @gebrittewelde5183 วันที่ผ่านมา

    ናይ ባሓቂ ኑፋዕ ስነጥበባዊ ፍቅሪ ክልተ ህዝቢ ዝናፍቅ መንእሰይዪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ከማኻ ይብዙሑ ኣብ ትግራይ መንእሰያት

  • @hailehabte8854
    @hailehabte8854 วันที่ผ่านมา +1

    ሓታትን ተሓታትን ተጀምራ ጹቡቅ iyu👍

  • @biniyamhaghos5391
    @biniyamhaghos5391 2 วันที่ผ่านมา +7

    ትግራዎት የሕዋትና ፍትሓዊ ሓሳብዩ ቀጽልዎ ሰላምና ቀረባዩ እቶም ነዚ ኲናት ዝደልዩ እሶምን ደቆምን ኣይጥበስዎን ወዲ ድኻዩ ዝጸንት ዘሎ ነዚ ሕሰብሉ ።

  • @YohanesFerhiwet
    @YohanesFerhiwet วันที่ผ่านมา +3

    Nay behake jegna kamakum Tigaru eyom eritrae zedlya hakiye mezrabkum Thank so much

  • @yemanegebremedhin1841
    @yemanegebremedhin1841 วันที่ผ่านมา +5

    ኣጆኻ ኣይትብከ❤

  • @erinamedia9501
    @erinamedia9501 วันที่ผ่านมา

    ሓቂ ተቀቢላካ ሰላም ጽቡቅ ኢዩ! ነባሪ ሰላም ውን ይኸውን። ኣምላኽ ሰላም የውርደልና ኣሜን🙏🙏🙏

  • @WeiniOkbagabir
    @WeiniOkbagabir วันที่ผ่านมา

    ኣምላክ። ምስትውዓል የውርድልና❤❤

  • @michaelelias1824
    @michaelelias1824 วันที่ผ่านมา +5

    ትግራውት 2 ዓመት ዕጽዋ ከበባ የሕሊፍ ኩም
    ኤርትራ ግን 20 ዓመት መሬታ ተውሪሮ ትጋሮ ተርዲኢኮም ዶ?

  • @mendelaykurae2349
    @mendelaykurae2349 วันที่ผ่านมา +1

    Even though we had our bad days, Tigray is still our close neighbour. Having said that, it's high time to respect the Algiers agreement once and for all. As for the people of Tigrayan people, I feel sorry for them. From Eritrea 🇪🇷

  • @fitsumkflaikidanu558
    @fitsumkflaikidanu558 วันที่ผ่านมา +1

    እዋይ ህዝብታት ዝረኸቦ፡ ኣንታ ኣምላኽ ኣቦይ ሰላምካ እባ ሃበና❤

  • @Selamtesfazghi234
    @Selamtesfazghi234 วันที่ผ่านมา +1

    አጆኻ ሐወይ አባይካ ይንባዕ ጂግና ደላዪ ሰላም 🇪🇷❤️❤️❤️🙏

  • @habteabraham4049
    @habteabraham4049 วันที่ผ่านมา +1

    አጆና አሕዋት ኩሉ ክንወጥ ኢዩ።

  • @MrKeleta
    @MrKeleta วันที่ผ่านมา

    You are really honest 🙏

  • @yoisefabraham7336
    @yoisefabraham7336 วันที่ผ่านมา

    Thanks good advantage ❤❤❤

  • @sebhatzere9999
    @sebhatzere9999 วันที่ผ่านมา

    ብሓቂ ዝኾነ ይኹን ሽግር ብኺናት ዘይኮነስ ብዝርርብ ኢዩ ዝፍታሕ

  • @onelove.247
    @onelove.247 วันที่ผ่านมา +1

    Amlak selamawi gurbtna khbena habirna nselam nkaless.

  • @musaomar7058
    @musaomar7058 วันที่ผ่านมา +2

    Very good point ❤

  • @najohttube
    @najohttube วันที่ผ่านมา

    Thanks that ist teuer brother

  • @onelove.247
    @onelove.247 วันที่ผ่านมา

    Amlak edmen tienan yhabkum kemakum zbele ybzah.

  • @debesaydebesay5094
    @debesaydebesay5094 วันที่ผ่านมา +1

    Ajoka Aytnbae kexilo❤

  • @hannaalem19
    @hannaalem19 วันที่ผ่านมา +1

    ኣብ ልቡኩም ይምለስኩም ኣምላክ ።ካብ ኪናት ፈከራ ጃህራ ዝረከብ ረብሓ የለን ብጀካ ክሳራ። ርሑስ ሓድሽ ዓመት ናይ ሰላም ፍቅርን ከምድላዩ ህዝቢ ዝበጻጽሓሉ ንምእባሌ ናይ ሓባር ክኮነልና ንምነ 🙏🇪🇷❤🙏❤🇪🇷

  • @abdelaromodan6912
    @abdelaromodan6912 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤ selam yewrdelna

  • @yohannesarefayne7574
    @yohannesarefayne7574 วันที่ผ่านมา

    Oh seeker of peace be strong let your enemy cry heroic father of love

  • @TigistieFessehaie
    @TigistieFessehaie วันที่ผ่านมา +1

    Waw wise tegaru❤

  • @hadshadi607
    @hadshadi607 วันที่ผ่านมา +1

    Yesss 👍🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @MussieAbreham-se2sv
    @MussieAbreham-se2sv วันที่ผ่านมา

    Naye Bhaki Neselame Nezemre ❤❤❤❤ Selame Eyu Deletena Nehena Ertraweyan

  • @MhretMehari-o4m
    @MhretMehari-o4m วันที่ผ่านมา +1

    ኣወ ዝወደይ ዝሰምዕ ኣዝንን ዘመዛዝን ርእስን ኣንተለዎም ንሱ ኢዩ እቲ ሓቂ

  • @ManaFikre
    @ManaFikre วันที่ผ่านมา +1

    ዋዉዉ ልቢ ዝትኽፍ መደረ በተለይ እቲ ኩንያት ዝጀመረ ይጀምሮ ምስ ወሰነ ዘይንለቅቅ ዝበላ ትኽኽል

    • @tyttyt1271
      @tyttyt1271 วันที่ผ่านมา

      💯%

  • @mosdses
    @mosdses วันที่ผ่านมา

    Peace for Eritrea and Tigray
    Tigray people, please be careful of Abiy’s trap
    Say no to war!

  • @romadanibrahim5163
    @romadanibrahim5163 วันที่ผ่านมา +1

    ዘረባ ንጹር እዩ ንዝርዶኦ

  • @debesaiande780
    @debesaiande780 วันที่ผ่านมา

    Yesssssssss

  • @woldegiorgist53
    @woldegiorgist53 วันที่ผ่านมา

    True 💯

  • @HabtomFessehaye-j5g
    @HabtomFessehaye-j5g วันที่ผ่านมา

    Ambesader Selam eka Ajoka

  • @naliru6096
    @naliru6096 วันที่ผ่านมา +4

    እስኪ ብዛዕባ ሰብኣውነት ክንሓትት ንምንታይ እዮም ተጋሩ ክጽገሙ ከለዉ ብማስ ሜድያ ኤርትራውያን ዝረድእዎም ብብዝሒ! ብኣንጻሩ ኤርትራዊ ተጸጊሙ ርድኡኒ እንተይሉ ጥር ዝብል ትግራዋይ ንረዲኤት ኢዱ ዘይዝርግሕ?

    • @berhanetesfay7756
      @berhanetesfay7756 วันที่ผ่านมา

      Ftretom kemu u kali Zanta yeblomn ha/haf

  • @ssolomon594
    @ssolomon594 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እዚ ኣተሓሳስባ ኣብ ትግራይ እንተድኣ ነጊሱ ፡ህዝቢ ኤርትራ ምስ ህዝቢ ትግራይ ብሰላም ጉርብትና ዘይነብረሉ ምኽንያት የለን ። ዶባትና ሓንጺጽና ፡ ሓረስታይ ሕረስ ነጋዳይ ንገድ ፡ዝብሃለሉ እዋን ጭራ እናኸፈተ እዩ ዝመስል ።❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷

  • @Hermon-co1wy
    @Hermon-co1wy วันที่ผ่านมา +1

    ከምዚኦም ዓይነት ንቑሓት ተጋሩ ክበዝሑ ኣለዎም፡ልክዕ ከም ዝበልዋ ብውዕል ኣልጀርስ ተቐይድናን ኣተግብርናን ብድሕርኡ ዘሎ ንሰላምን ፍቕርን ይኹን መዝሙርና፡ካብዚኣ ወጻኢ ከም ዝበለዊ ንውልድ ወለዶ ኣብ ኩናትን ሕሰምን ስደትን ኢና ክንነብር ስለዝዝህ ሕጂ ውን ንሰላም ይኹን መዝሙርና ።

  • @merhawigerealfa9204
    @merhawigerealfa9204 วันที่ผ่านมา +1

    Nay ajeres tekbelwa selam ena nedeli

  • @SulemanademHamed
    @SulemanademHamed วันที่ผ่านมา +1

    100%

  • @DanealTesfay
    @DanealTesfay วันที่ผ่านมา +1

    Yes das true❤❤❤ bravo

  • @habteabraham4049
    @habteabraham4049 วันที่ผ่านมา +1

    አጆ ክቡር ሐው ክሐልፍ እዩ።

  • @wolduaraya1489
    @wolduaraya1489 วันที่ผ่านมา

    Nifelema Haki dizarbu Tegaru yesmalku !!

  • @BiniamGebre-c5n
    @BiniamGebre-c5n วันที่ผ่านมา

    100% true

  • @abdelaromodan6912
    @abdelaromodan6912 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤

  • @selamawitokubay-p1y
    @selamawitokubay-p1y วันที่ผ่านมา

    Ab natna weledo aytkewnn eya yeakl.hakha bruk ❤❤❤❤

  • @gaberhuruy2601
    @gaberhuruy2601 วันที่ผ่านมา

    Belahtie Tegaru aleu Ebayom 🙏🙏🙏🙏✅️✅️✅️✅️✅️⭐️⭐️⭐️⭐️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✅️✅️✅️✅️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏

  • @fitsumkflaikidanu558
    @fitsumkflaikidanu558 วันที่ผ่านมา +1

    እንታይ እሞ ክዓብስ እቶም ቅኑዓት ተጋሩ እንዶ ውሑዳት ኮይኖም።

  • @amanueltesfamariam5125
    @amanueltesfamariam5125 วันที่ผ่านมา

    I am so proud of you Tigrians youth. Change will not come easily but u are starting very good. Your brothers from the north also with you. We can prosper if we work together.

  • @Merebet-l3t
    @Merebet-l3t วันที่ผ่านมา +1

    ንዋጋእ ዝብል ወለዶ ኣሎ ዝበለ ሓደ ጀላዕ ኣፍ ካበይ እዩ ኣምፂእዎ?

  • @solomonzere4294
    @solomonzere4294 วันที่ผ่านมา

    Ezi seb tezarebo hakin lbonan merahti hwahat serihomulu entznebru kndey dem aymfesesen.
    Kemaka ybzhu nnebari selam

  • @selamawitokubay-p1y
    @selamawitokubay-p1y วันที่ผ่านมา

    Selam mesxiea ❤❤❤❤❤.

  • @ለምለምመሬትና
    @ለምለምመሬትና วันที่ผ่านมา +1

    ንሓቒ ሓቒ ዘይብሉ ኮይኖም መራሕትኲም ወያነ ሕጂ ዉን ይማሃሩ ብመቕጻዕቲ ሻዕብያ 🇪🇷🐪🇪🇷⛪🇪🇷🕌🇪🇷⛪🇪🇷🕌🇪🇷🙏🏻🇪🇷🌹🇪🇷💐🇪🇷

  • @selemunzereamariam6871
    @selemunzereamariam6871 วันที่ผ่านมา +1

    Higi Eyu Tgray tser zbahal serert bfkri,aytnbae we ar no longer apart!!!

  • @EdenGherezgihairLegas
    @EdenGherezgihairLegas วันที่ผ่านมา +1

    Nay behaqi enjera alem blu eta nay aljers wuel entezetgber ezi kulu mekera aymmexen

  • @SofiaKeren
    @SofiaKeren วันที่ผ่านมา

    በሉ ለብሙ ተጋሩ ናናትና ወሲድና ብጉርብትና ተኸባቢርና ምንባር ኢዩ ዘዋጸኣና፡።

  • @kidaneabraha9245
    @kidaneabraha9245 วันที่ผ่านมา +2

    Lomi tegaru meret ms sebebetkum tlbmu alokum

  • @isseyasgebremeskel5428
    @isseyasgebremeskel5428 วันที่ผ่านมา

    Keribkum alokum krdakum jeganu selam tkalakelu alokum

  • @TtTt-jp4
    @TtTt-jp4 วันที่ผ่านมา

    TDF💛❤ ጅግና 💛❤💪💛❤💪💘👍👍👍👍💊👍

  • @AbsbbShhssh
    @AbsbbShhssh 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Ambesa

  • @UnknownOne-d1g
    @UnknownOne-d1g วันที่ผ่านมา

    Ezia eya eta haqi Tegaru temeharu, hi dhri ezia kula 20 amet temeharu

  • @WeiniOkbagabir
    @WeiniOkbagabir วันที่ผ่านมา

    ሰላም። አንተሎ ምዕበለ። ሕረስ። ሓረስታ። ንገድ። ነጋዳይ ይኸውን።

  • @negassiber1651
    @negassiber1651 วันที่ผ่านมา

    ህዝቢ ኤርትራን ትግራይን ዘዋግእ ዘሎ መራሕቲ ጥራይ እዮም።

  • @amanuelkidane168
    @amanuelkidane168 วันที่ผ่านมา

    ካብ ህዝቢ ትግራይ ሓቂ ክወጽእ ይጅምር ኣሎ ህዝቢ ትግራይ ዉሑስ ሰላም ክረክብ እተኾኑ ናመወዳእታ ዑዱሉ ምስ ኤርትራ ሰላም ምግባር ጥራይ እዩ ከም ብዓል ጻድቃን ዝኣመሰሉ ቀጠፍቲ ግን ህዝቢ ትግራይ ሰላም ክረክብ በፉጹም ኣይደልዩን ሎምስ ጽል ኦም ምስ ኤርትራ ድዩ ምስሕዝቢ ትግራይ እዩ ገሪሙና ኣሎ

  • @TeshaleAraya-j7r
    @TeshaleAraya-j7r วันที่ผ่านมา

    ትግራወት ኣይኮንኩሙን

  • @debesaiande780
    @debesaiande780 วันที่ผ่านมา

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @mezekrgashe3050
    @mezekrgashe3050 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣነ ካብ ኣስመራ ጻዕዳ ኢየ ከምሎሚ ተሓጉሰ ኣይፈልጥን ሰላም ሰላም ንሕዝቢ ኤርትራ ንህዝቢ ትግራይ ንኣዳለውቲ እዛ chanel ይመልእልና ጽቡቕ ተበግሶ ሰገናት

  • @TsehayeTeklay
    @TsehayeTeklay วันที่ผ่านมา

    ሒማቅ ምዝራብ ትርጉም የብሉን ሰላም ንዝደሊ ሃይማኖትና ሰላምዩ እቶም ሰላም እትዝምሩ ሐሳብ ልብኩም የስምረልኩም እቶም ዄናት ዝጽሕትሩ ካኣ ብኢዶምን እግሮምን ፈጣሪ ይሐዞም ዓዲ ዊዒል ይግበሮም፡፡

  • @TayeTessema-cs5lr
    @TayeTessema-cs5lr 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣታ ዘይትፈልጦ ኣይትዛረብ ብዛዕባ ኣይሀድን ፍልስጤም ኣይትፈልጥን እሞ ኣፍካ ዕፆ ።

  • @SulemanademHamed
    @SulemanademHamed วันที่ผ่านมา

    إذا رجعتم على قانون هذا إجابي هو

  • @SimonFilimom
    @SimonFilimom วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @FekreWeldeslasie-cf1ig
    @FekreWeldeslasie-cf1ig วันที่ผ่านมา

  • @meritemn2520
    @meritemn2520 วันที่ผ่านมา

    Tigrians Lebam zereba, we have to go back to the rule of law.

  • @AmanuelSeyuom-z9l
    @AmanuelSeyuom-z9l 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Because of not your land.

  • @MajorGhirmay
    @MajorGhirmay วันที่ผ่านมา +1

    እዚ ሰብ እንታይ እዩ ኮይኑ ካብ ሓድሽ ክዳን ወጺኡ ቡሉይ ኪዳን ምጥቃም ጀምሩ ዲዩ ማለት እዞም ኣብዚ ኮሞንቲ ትጽሕፉ ዘለኹም? ሰላም ንዝደሊ ወትሩ ቅሩባት እና ስርዓታት እንበር ህዝብታት ተጻልኦም ኣይፈልጡን።እንተ እቶም ብጽልኢ ዝኸረሽኩም ግን ካብ ኣፍንጫኹም ሓልፍኩም ትሓስቡ? ካብ ሓዉኩም ኤርትራዊ

  • @BerhaneSium-ox1so
    @BerhaneSium-ox1so วันที่ผ่านมา

    Antum tegaru haqi tkbdekum eya selam gberu entezykoynu eta kurmaj ab bota ala

  • @kelifahmed
    @kelifahmed วันที่ผ่านมา

    idmen tena yahabka zahawena iza hawena bekheiyu anem bekheye alokhu

  • @BiniLove-u3c
    @BiniLove-u3c วันที่ผ่านมา

    ajeka kubur Hawu niska jugina eka amulak zufetwho suraha ni selam tuzimuar hujiy ka yhuwat ena

  • @mebrattesfay5436
    @mebrattesfay5436 วันที่ผ่านมา

    🇪🇷🇪🇷❤️❤️⚘️⚘️👍👍

  • @gebrittewelde5183
    @gebrittewelde5183 วันที่ผ่านมา

    ከተማ ዛላበሳ ሻዕቢያ ምልቃቅ ጥራሕ ዲዩ ሕዋሓትከ 20 ዓመት ንባድመ ዝተቀመጠቶ ናበይ ከተቀምጦ ደሊቃ

  • @redeiatoy4594
    @redeiatoy4594 วันที่ผ่านมา

    Anta yneqhu alew. Texeqitom ember nfuat alew

  • @hailetecleselasie5983
    @hailetecleselasie5983 วันที่ผ่านมา

    Bitaemi ziduneku sebat hakegatat iyom gerimuni

  • @mengstaeb925
    @mengstaeb925 วันที่ผ่านมา

    እዚ ኣብ ጎንኻ ዘሎ ሕማቅ ኣጣማምታ ይጥምት ኣሎ። በላሕቲ እንተሊኹም ገለ በልዎ

  • @asgedombaraki9965
    @asgedombaraki9965 วันที่ผ่านมา

    ለኽባጥ ኩሉ ወሲድካዮ።

  • @TayeTessema-cs5lr
    @TayeTessema-cs5lr 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዕንዝ ዝኾነ ሰብ ዘይትፈለጦ ኣይትዛረብ እንዶ በልዎ ፈታዊ ሻዕብያ እንተኾይኑ ናብሻዕብያ ስደድዎ ።

  • @ጎላጉልሳዋሽኮርናፊቐ
    @ጎላጉልሳዋሽኮርናፊቐ วันที่ผ่านมา

    Kubur hawe wana cahnel eza nayzom meneseyat texaenulu zelo cahnel eba habrena mulue knkatetelo xbuq hasab eyu zelewom kab hawuKa eriterawi yeqenelna ata jgna hawuna ka aytnbae ajoka❤❤❤❤

  • @wolduwoldu8241
    @wolduwoldu8241 วันที่ผ่านมา

    Nay 2 zereba hakie eyu men emo ysmayom haleftom bxgab teseriekom

  • @DanielBerhane-n7w
    @DanielBerhane-n7w วันที่ผ่านมา

    ነያካ፡መለስ፡ርገም፡ብነጻ፡ኢካ፡ትትቀመሉ፡ኒርካ፡ኢድኩም፡ረኪብኩም

  • @AmineGoitom-s9l
    @AmineGoitom-s9l วันที่ผ่านมา

    ሎቕማጽ ስዲ ንህዝቢ ኤርትራ ኢዩ ዝበሃል ንሻዕብያ ኢዩ ዝውሃብ ዘይኮነ
    ልዕሊ 20 ዓመት ጠንቀላላዕ ኢልካ ብሓይሊ ሒዝካዮ እንዲኻ ነይርካ ስዲ ንህዝቢ ኤርትራ ብእገዳን ኣብ ምብታን ህዝቢ ኤርትርራ ተዋፊርካ
    ንህዝቢ ኤርትራ ደም ድፋጭኡ ኣንቢዕካዮ ሕጂ ተረዲኡካ ኣቱም ጎፍጓፋት

  • @danielabraham7491
    @danielabraham7491 วันที่ผ่านมา

    🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️🇲🇱🇲🇱🇲🇱🌍🌲🌲🌲🌲🌲🌲🌲🌲🌲🌲🌲🌲🌲🌲🌲🌲🌲

  • @hb2418
    @hb2418 วันที่ผ่านมา

    enka abzi abxakum tgrwaya 20 year dxskui lomi tsikum enka abzi abxakum eirxi zkktnoa grm eyou

  • @bitanyahadasalem6878
    @bitanyahadasalem6878 วันที่ผ่านมา

    እዚ ዳ ዲሒሪ መረጻ ሓድ ኣ ላ ዝብል ዝነበረ እንድዩ

    • @Rs-jh8rk
      @Rs-jh8rk วันที่ผ่านมา

      Tegaru skinmi kiwhidom kelo melhas eyom zelemlmu ybekiyu yehiwatna kiblu ygimru. Deli Erey aynthamel. God bless Eritrea.

  • @amanuelbahta6475
    @amanuelbahta6475 วันที่ผ่านมา

    ሽሕ ግዜ ተኾነ ሕያዋይ ኣይትእመን ትግራዋይ ...
    ልቢ ትግርዋይ ጥዉይዋይ እዩ !!!!