ተስፋይ ገብረዮሃንስ - ኣብ ቀዛሕታ ፓድካስት Kwzahta Podcast

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 18 ต.ค. 2024
  • © Copyright: Laza Tigrigna Media And Communications
    Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

ความคิดเห็น • 129

  • @tbtmidia7397
    @tbtmidia7397 4 หลายเดือนก่อน +11

    እንኳዕ ን30 ዓመት ምምስራት ሠርከስ ትግራይ አብፃሓና ብዝበለፀ ልንፉዕ መስራቲ ክኢላን ሰርከስን ስነ ጥበበኛን ተስፋይ ገብረዮውሃንስ(ሊፋይ)እንኳዕ አብፀሓካ ክብል ይፈቱ🙏ንእግረመገደይውን ልባዊ ሠላምታይ ይብፃሕኻ ሊፋይ ለባም ሰብ👏

  • @GenetEstifanos-y7p
    @GenetEstifanos-y7p 4 หลายเดือนก่อน +6

    መራሕቲ ትግራይ አብትግራይ ፅብቅ ስራሕ ዝሰርሕ እንተ ሪኦም ናብ ኢትዮጵያ እዮም ዝወስድዎ ትግራይ ማአእከልና ገርና ንስራሕ ክንክበር ተስፍሽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ🙏🙏 ❤❤

  • @DaniMeli-kp4gq
    @DaniMeli-kp4gq 4 หลายเดือนก่อน +10

    ታሪኽ ንበዓል ታሪኽ !

  • @01tigray
    @01tigray 4 หลายเดือนก่อน

    ዕድመን ጥዕና ይሀብኩሙ 🙏❤

  • @በረኸትዮ-ሕልና-ej5gs
    @በረኸትዮ-ሕልና-ej5gs 4 หลายเดือนก่อน +4

    እዋይይይይ ሊፈይ ዘ - ብሔረ ዞባ 7 ብዓል ራኢ ኣብነታዊ ኣፍቃሪ ናይዚ ወለዶ ጥዑም ዕላል 🙏 ዘመንካ ይባረኽ ❤️✨👍

  • @mablen2124
    @mablen2124 4 หลายเดือนก่อน +35

    ጊቱ ኢ ዩ መስራቲ ሰርከስ ትግራይ።

    • @gebruabay4587
      @gebruabay4587 4 หลายเดือนก่อน +1

      ብዘበን ዉቤ ልፀመመስ ብዘበን ውቤ ... ከማኻ ዓይነት ግግምና የለን።

  • @dawittesfay4185
    @dawittesfay4185 4 หลายเดือนก่อน

    Great Interview Tesfish ❤

  • @Mealtawi
    @Mealtawi 4 หลายเดือนก่อน

    How can I say this is only an interview? It is more than a lecture and life lesson. Long live TEsfay Lifay and Bereket Kezahta. The flow is super magnetic, memorable, experiential, and historical. keep it up!

  • @መቐለሽኮር
    @መቐለሽኮር 4 หลายเดือนก่อน +22

    ሐሽዊ ሉቑማፅ
    ጊቱ እዩ ጀማሪኡ

    • @MuluGermay
      @MuluGermay 4 หลายเดือนก่อน

      መንጃር ስምዓዮ

  • @henigg
    @henigg 4 หลายเดือนก่อน

    Great interview, Such a humble and passionate man💛❤

  • @brhanesium7335
    @brhanesium7335 4 หลายเดือนก่อน

    መትዓቢቲ ከምዚ ዓይነት ስብእናን ልቦናን ትዉንን ምኳንካ ኰሪዔልካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ proud of you 🎉

  • @WeresFitsum
    @WeresFitsum 4 หลายเดือนก่อน +10

    ሓሳዊ ኹሉ ወዲ መቐለ ዝኾነ ሰብ ዝፈልጦ ሰርከስ ትግራይ ዝመስረታ ጊቱ እዩ ኣይትሓስዉ ዋይ

  • @maryamtsionhizbeyhadera9233
    @maryamtsionhizbeyhadera9233 4 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤ good to see you lifay hawey❤❤

  • @iskatl1098
    @iskatl1098 4 หลายเดือนก่อน

    ኦተስፋይ ጠንካራ ያው ዝብላ ቃላት ያዕ በለን።

  • @gorfubitew6142
    @gorfubitew6142 4 หลายเดือนก่อน

    አዝካ ኩራዕን ተሓበንን ተስፋይ አቦ ፍቅርን ሓሊዮትን ታራኽ ሰራሕን ወዲ ህዝቢ !!❤💖💝👌✍️🤝💪✌️👏🙌

  • @sahayabray5699
    @sahayabray5699 4 หลายเดือนก่อน

    ATOME SEBAT HEJE EKHUME TENFASE REKHEBKUME ABE WEGE ZENEBER HEZEBI TEGERAY HALIKU MENESEY TEGERAY ABEY DEYOU NERU KESE BELU BEJAKHUME MENGESTEKHU AYTKALULU WAA ETI MENESEY ZEGEBREWO ZELEW BEKHARA HANG ENDAGEBERU NEATATOME A GEBE BELEWOME SELAME KESANET RAHEWA TENNA NE HEZEBI TEGERAY AMEN AMEN AMEN 🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼

  • @awoiye5486
    @awoiye5486 4 หลายเดือนก่อน

    Tesfay zenbiom bzuhat alewu / alewa
    Tshafu antum seb tarik.
    Tarik tsetsbuqu tray aykonen intelay hmaqu wn abal nay tarik iyu

  • @shalom5798
    @shalom5798 4 หลายเดือนก่อน +6

    ተስፍሽ ዓይነይ❤❤❤ ኣምባሳደር ሰርከስ❤❤ ትግራይና❤❤❤

  • @Habesha3789
    @Habesha3789 4 หลายเดือนก่อน

    Good interview

  • @yohaneshailemariam104
    @yohaneshailemariam104 4 หลายเดือนก่อน

    ተስፋሽ ወዲ ዓበይቲ እድመን ጥዕናን ይምነየልካ ምስ ምሉዕ ቤተሰብካ

  • @AshenafiGetachew-zi8mp
    @AshenafiGetachew-zi8mp 4 หลายเดือนก่อน +2

    Tesfay hashawi qetafi eka

  • @adugaltgray3831
    @adugaltgray3831 4 หลายเดือนก่อน

    ታሪክ ንበዓል ታሪክ ዘይናትኩም ታሪክ አይትስረቁ አጀካ ጌቱ ጅግና ማዕተብያ ሓቅስ ትምንምን እምበር አይትብተክን

  • @fanieluhenon2127
    @fanieluhenon2127 4 หลายเดือนก่อน +3

    ወድነዋይ ፃዕዳ ❤❤❤❤❤❤

  • @genettebeje1163
    @genettebeje1163 4 หลายเดือนก่อน +3

    Congratulations 🎊 Tesfish for 30 years anniversary ❤️ 💖 ♥️ 💕 💙 💗 ❤️ 💖 ♥️ 💕 💙 💗 ❤️ 💖 ♥️ 💕

  • @gorfubitew6142
    @gorfubitew6142 4 หลายเดือนก่อน

    ተስፋይ ተስፋ ፍቅርን ሓቦን ፅንዓትን ኢካሞ ተሓበን ወርቃዊ ዕዙዝ አበርክቶን ታሪኽን ስለ ዝወነንካ!!

  • @dinkineshgebresilase8874
    @dinkineshgebresilase8874 4 หลายเดือนก่อน +1

    እንቋዕ ንመበል 30 ዓመት ሰርከስ ትግራይ አብፀሐካ ተስፍሽ ብፍላይ ንዓካ፡፡

  • @eyasuberhe-xh3uy
    @eyasuberhe-xh3uy 4 หลายเดือนก่อน

    ብሓቂ ተስፋይ አብ መወዳእታ ዘቐመጠን መልእኽቲ አብ ትግራይ ዘሎ ጭቡጥ ሓቂ እዩ። አይንተሓላለኽ!!!

  • @lectureandentertainment7979
    @lectureandentertainment7979 4 หลายเดือนก่อน +3

    ቤኪ ፁቡቕ ፃንሒት ነዞም ብኣጉል ብከባቢያውነት ዝዓወሩ ወረቐቶም ናይ FB ድግሪ፣ Specialization ኝኝኝኝ ; ፍልጠት ኣልቦ፣ዕስለ ኮታስ ኩሉ ነውርታት ዝዓተረ ዓንጃል useless ጉጅለ ኣፉ ዘትሕዝ ፃንሒት salute 👏 Beki!

    • @BereketAsmelash-f2y
      @BereketAsmelash-f2y 4 หลายเดือนก่อน +1

      Getu eu mesritwo mbals alitawnwt du koylu liba tadeka eskale hadhawi liba tkon ham tesfay

  • @gorfubitew6142
    @gorfubitew6142 4 หลายเดือนก่อน

    ህዝባዊነት ተዓጢቁ ከይተሓለለ ዝጠንነሰሰን አብ ተግባር ተርጉሙ ሂወት ምሌዮናት ምሕብሓብ ስመስልዎ ወርቃዊን ዘለኣለማዊን ታሪኽን ሓወልትን እዩ ሞ ኽብሪ ንኩሎም አብ ማልትን ሰርከስን ዝዓሰሉን አበርኽቶኦም ዘወፈይን ዘለአለማዊ ኽብሪ ይግበኦም !!👌✍️🤝💪✌️👏👏🙌

  • @SolomonMehari-rf5vc
    @SolomonMehari-rf5vc 4 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ዘሕዝን ሰርከስ ትግራይ ክጠፍእ ዘይግበኦ ትካል ነይሩ ኣብ ዓዲግራት ነይሩ ከምኒ ተስፋይ ኪቦርድ፣ ሙሉ ብርሃን ዋሪ ፣ሳምሶም ገ/አሊፍ ዘፍረየ ሰርከስ ሰገናት ጠፊኡ ብሓድሽ መንፈስ ኣብ መላእ ትግራይ ክክፈት ኣለዎ❤❤❤

  • @TekleSolomon-zn8zf
    @TekleSolomon-zn8zf 4 หลายเดือนก่อน +1

    I hope ኣነ ክኣ ምስ➡️ ሓንቲ ትግራወይቲ ክምርዖ ይመነ'' እስከ ጸልም ኢልኪ ረጓድ እንተሊኪ ርከብኒ❤!!

  • @Beki_kidanee
    @Beki_kidanee 4 หลายเดือนก่อน +7

    Ere Getu eyu jemirwo

    • @lectureandentertainment7979
      @lectureandentertainment7979 4 หลายเดือนก่อน

      Feshfash hasawi kab 1ይ amet natekebre zmetses na orit mesilkum tsebebti

  • @kirosbeyene680
    @kirosbeyene680 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤Lifay Anbesa

  • @MedhnHagos
    @MedhnHagos 4 หลายเดือนก่อน

    Zahaway.❤❤❤❤❤❤❤

  • @ermiasaraya9939
    @ermiasaraya9939 4 หลายเดือนก่อน

    Hi Tesfay. ኣነ ሶሎሞን የ. ብሓንሳብ አብና. ልፋይ ሳጋ ዮሴፍ ጎእቶም ያ አንቅኤ ኣብጸሕ ካ አንዳ ደይ ጉአይ አደጋ ዓርቢ ዝተወልድኽኣሉ. ደስ ይብል

  • @saragezaw4834
    @saragezaw4834 4 หลายเดือนก่อน

    ሰርከስ ድሕሬ ኸዚ ናይስፖርት ትምሕርት ብግሊ ልማሓሩሉ ሙዚቛ እዉን ልማሓሩሉ ብግሊ ኸፊቶም ክስራሕ አለዎ እበር ትድኤ ክትሕግዞኦ ኣይግባዕን ስራሕ ክፍጠር ኣለዎ ዉሱናት ቆሉዑ ዝዓቡዩሉ ክኸዉን የቡሉን ባሓሊትዬ ዝዓረገ ኣታሓሳስባ እዩ።

  • @meronzeray5722
    @meronzeray5722 4 หลายเดือนก่อน

    ጊቱ ከምዝኮነ ኣየጠያይቅን ንዝበለፀ ነቶም ናየ መጀመርያ ናይ ጊቱ ሰልጠንቲ ይጠየቁ

  • @kndahafti
    @kndahafti 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤

  • @zeraihagoshailemariam5496
    @zeraihagoshailemariam5496 4 หลายเดือนก่อน

    lifay harif nmtay dea kme abnet accounting and management tetkimka

  • @gorfubitew6142
    @gorfubitew6142 4 หลายเดือนก่อน

    ወለድካ ንዝኩሉ ዓወታት ዘሪእኩም ፍሪያት ምርኣይኩም ዓብይ ሓበንን ሞጎስን ኽብርን ተላቢስኩም ተሓበኑን ቅሰኑንን !!!❤💖💝👌✍️🤝💪✌️👏🙌

  • @Biniam-o5t
    @Biniam-o5t 4 หลายเดือนก่อน

    በረኸት ሓወይ የቐንየለይ ለባም ኢኻሞ ለባማ ተቕርብ ንተስፋይ ውን የቐንየለይ ሰላም ንዓኹም ለባም ህዝበይ ቻው

    • @KirosAndom-jh6qn
      @KirosAndom-jh6qn 4 หลายเดือนก่อน

      ሓሸውቲ ጎጠኛ መስራቲ ጊቱ እዩ ዋሓጡዋ

  • @haftayatsbeha5556
    @haftayatsbeha5556 4 หลายเดือนก่อน

    Kill and pass ሓሪፍ እዩ👍 mr. Borat i like you😁

  • @Samsunga535G-we2pr
    @Samsunga535G-we2pr 4 หลายเดือนก่อน

    ታሪኽ ንባዓል ታሪኽ

  • @jonatandavid9136
    @jonatandavid9136 4 หลายเดือนก่อน

    👏👏👏 newih edme Ms tiena nmneyelka abona eti elamakum ewun egzabher ytahaweso

  • @fanieluhenon2127
    @fanieluhenon2127 4 หลายเดือนก่อน +3

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ተስፍሽ ሹኮር ሓወይ ❤❤❤❤❤❤

  • @melestesfay5687
    @melestesfay5687 4 หลายเดือนก่อน +2

    እውይ ጋልሓገረሰብ ብጥዕሚ ዝፈትዋ ደርፊ ሰላምኩም ይብዛሕ ደቂ ሓላል መሬት እንቋዕ ተጋሩ ኮንኩም በኪ ሓወይ አንበሳ ባንኪ ካብ USA ብናይ ደገ ሸርፊ አይቕበሉን ንምንታይ? ንግድ ባንክ እናተቐበለ አንበሳ ብንክ ዘይቕበለሉ ምኽንያት እንታይ እዩ ዓብይ ብዝነስ ይስእን አሎ

  • @freselamgualteklay8660
    @freselamgualteklay8660 4 หลายเดือนก่อน +1

    ተስፋይ ኣብ 2000 ናትካ መጺሒት ኣንቢበያ ነይረ በሓቂ ከኣ ታሪካ መሲጡኒ ብዘይ ወለዳ እያ ተመሪዓትኒ ዝብል ክሳብ ሕጂ ከኣ ናይ ሓዳርካ ፍሊም ዘይ ምስራሕካ በሓቂ ደንጉካ ምክንያቱ ፍቅርኩም መምሃሪ ሰብ እዩ ክከዉን ነይሩ ጽቡቅ ናይ ፍቅሪ ታሪክ እዩ ዘለካ
    ሓቀኛ ታሪክ ኢልካ በጃካ ፍሊም ስራሕያ

  • @HaftomAregay-ee9ez
    @HaftomAregay-ee9ez 4 หลายเดือนก่อน

    Taym lamahgzkyo nayrka madelka????

  • @HomeQatar-kb2hq
    @HomeQatar-kb2hq 4 หลายเดือนก่อน +2

    Leba kab asmera metsika ngitu keybeltseka benkirkayo nayu zneberu kolu habilka wesidkayo

  • @علمعلمعلم-د7ح
    @علمعلمعلم-د7ح 4 หลายเดือนก่อน +2

    ፍትሒ ንዝተበደለ ሓውና ጌቹ

  • @genygen5351
    @genygen5351 4 หลายเดือนก่อน

    Bereket bejaka Tigringa tezareb. Biziterefe tsibuk tsibuk sirehat.

    • @genygen5351
      @genygen5351 4 หลายเดือนก่อน

      @user-zu2dd7px2n yhawawiso alo, tsuruy tigringa eye zibil zeleku, amharinga firki firki koinu.

  • @mebratgebre6573
    @mebratgebre6573 4 หลายเดือนก่อน +9

    ተስፋይ ሌይባ ልምንታይ ብዘይ ስራሕኻ ትኾርዕ?

  • @jonmichael8595
    @jonmichael8595 4 หลายเดือนก่อน +1

    Ane Ertrawi Iye… Tesfay eta nay gual hagereseb ( hade ewanyu weride Adi… tibl derfika azya tiemti eya.
    Note: ezom hasawi elkum hawukum tixerfu tegaru gn lebimu. Hasawi Getu eyu jemirwo serkis aytbelu. ETA Hasawi Tibl Kal gedifkum, getu do aykonen jemirwo elkum kem hito Akrbulu.! Wedehankum.

    • @semharkahsay1946
      @semharkahsay1946 4 หลายเดือนก่อน

      መን ከምዝጀመሮ እንዳፈከጠ እኳ ኢዩ ኣነ ጀሚረዬ ዝብል ዘሎ ስለዚ ነዚ ሓሳዊ ኢዩ ዝበሃል።ከይፈለጠ ብጌጋ ንዝዛረብ ሰብ ኢኻ ከምቲ ዝበካዬ ጌርካ ትሓቶ ።

  • @grmaylemlem9951
    @grmaylemlem9951 4 หลายเดือนก่อน +1

    ሎቅማፃ ሰርክስ ትግራይ ናይ ጊቱ ዓለምሰገድ እዩ

  • @EmutiBintIslam4170
    @EmutiBintIslam4170 4 หลายเดือนก่อน

    Tesfay Betami eyu hasaw Betami geraman bhiak 😏😏🤔🤔🤔

  • @hafteab6188
    @hafteab6188 4 หลายเดือนก่อน +2

    ሙሉእ ቡመልእ ሕሾት

  • @gorfubitew6142
    @gorfubitew6142 4 หลายเดือนก่อน +1

    በረኸት ትግረዋይ እንተ ሓቢሩን ሰሚሩን ሓሪኑን ዘይሰርሖ አብ እዛ ዓለም የለን እሞ ብምሉእ ልቢ ብዝበለፀ ክዕንብብን ክብራክን ግድን እዩሞ ንሕበር ንስመር !!❤💖💝👌✍️🤝💪✌️👏

    • @EdomYeshegerua
      @EdomYeshegerua 4 หลายเดือนก่อน

      Ewe my queen👌👌

  • @AB-ov4hq
    @AB-ov4hq 4 หลายเดือนก่อน

    ዋይ ውርደት አታ😊😊😊

  • @iskatl1098
    @iskatl1098 4 หลายเดือนก่อน

    ሊፋይ ጺዒርካ ኣማዕቢልካዮ ጊቹ እውን ኣይካሓደን እቲ ሕቶ ግን ሰርከስ ትግራይ ጀማሪኡን መስራቲኡን ጌቹ ምኻኑ ብዙሓት ሰባት እምስክሩሉ ኣለዉ ስለዚ ሞራሉን ፍናኑን ተተንኪፉ ስለ ዘሎ ከም እተገፍዐ እራኣየኒ ኣሎ ስለዚ ተንሲኡ ከበርክት ምትብባዕ የድልዮ ኣሎ ጌቹ ከኣ ኣጆኻ ካብ ምስትምሳል ወጺእካ ጻዓር ክትዕወትኢኻ።

  • @محمد-ت1ش5ر
    @محمد-ت1ش5ر 4 หลายเดือนก่อน

    Hasahwe

  • @AshantiAshanti-qg9zs
    @AshantiAshanti-qg9zs 4 หลายเดือนก่อน +1

    ልኽልቲኦም አቅርበልና ገፅ ል ገፅ

  • @Goytam
    @Goytam 4 หลายเดือนก่อน

    የሰታውሰ ኣብ መርዓኻ ቆልዓ,ኾይነ, ምሰ,ሓውካ,ኦኒ,እና,ያቆብ,ክንርብሸ,ይዝክር

  • @AaAa-ki4zs
    @AaAa-ki4zs 4 หลายเดือนก่อน

    Atum hasewuti tarik nbeal tarik habwo

  • @yikdemabu681
    @yikdemabu681 4 หลายเดือนก่อน

    ጏዕፃፂ ናይ እማቱ ታሪክ ጨውዩ ናቱ ንምግባር ዘይፍንቅሎ ነገር ዘይብሉ ዓማራሪ

  • @agona4373
    @agona4373 4 หลายเดือนก่อน

    Fix your sound system Bereket.
    ተስፍሽ ዓብዪ ሰብ!

  • @ገድሊህዝቢትግራይ
    @ገድሊህዝቢትግራይ 4 หลายเดือนก่อน +1

    ሰራቂ እዬም ዝብልዎ ዝሰብ ሐቂ ድዩ ናይቲ ሰርከስ ገንዘብ ጊሂፅዎ እዩ ዝበሃል

  • @goitommeressaashebr8629
    @goitommeressaashebr8629 4 หลายเดือนก่อน

    1,ኣነ ሰርከስ ለስታዉስ በዓል የካቲ ልምኽባር ካብ ት/ቲቤት ተሰሊፍና ባሎኒ ኣቲና ጊቱ ሒዙዋሙ እንትጋላበጥ ኣብዙ ሜዳ እዮ።
    2, ከዚ ሰርከስ መበል 30ዓመቶሙ የኽብርለዉ
    ዝገረመኒ ግን ተስፋይ ካብ ወንበር ምግልባጥ ካብዘቃፅ(ካብስልጣን ካብለይወርድ) ህንዱዙይ ምፅንሑ እዩ
    3,
    ……….?

  • @genetakiliu3819
    @genetakiliu3819 4 หลายเดือนก่อน

    ጔቱ እዩ ዠመስረታ ታሪክ ንባአል ታሪክ ደንደንቲ

  • @AlemuKassie
    @AlemuKassie 4 หลายเดือนก่อน +4

    ነበር ዳይሬክተር ሰርከስ ትግራይ ንኢስዎስ መስራቲ እውን እዬ እንተይሉ እዚ ኣይሰብን።
    ተስዳይ ካብ ኤርትራ ተሰዲዱ ኣብ መቐለ ስራሕ ስኢኑ እናሃለወ ጊቱ ቆልዑት ኣሰልጢኑ ኣብ ባሎኒ መቐለ ትርኢት ከቕርብ ይዝክር። ሓደ ምዓልቲ ምስ ዓርኹተይ ከቢብና ንኒ ጊቱ ኣናረአና እናሃለውና ተስፋይ ምስና ኸቢቡ ንጊቱ ክርእይን ሓደ ሓደ ርኢቶታት ክህብን ይዝክር።
    ካብ ኣስመራ ተሰዲዱ እንጀራ ኣብዝደለየሉ ኣዋን ንጊቱ ጓዕጺጹ ዝረኸባ ዕድል ሞራል ብዘለዎ መገዲ ተጠቒመ፥ ኣብ ሃገርን ዓለምን ተፈሊጠሉ እየ ኢሉ "ኣክነውሌጅ" ኣብ ክንዲ ምግባር ካብ ኤርትራ ምስዘምጻእኩዎም ቆልዑት ግዛዕ ምዛዕ ምባል ሌብነትን ሕስረትን እዩ።

    • @lectureandentertainment7979
      @lectureandentertainment7979 4 หลายเดือนก่อน

      ጓሓፍ መሃይም ሓሳዊ ሓሳድ ትግራዋይ ኝኝኝኝኝኝ ሓደ ተኣምራዊ ሰብስ ምስ ተራ ቆማላት ተጋሩ ተወዳድሮ ድርባይ።

    • @AlemuKassie
      @AlemuKassie 4 หลายเดือนก่อน

      @@lectureandentertainment7979 "ቀዲምኪ ሓባል በልያ" ዓይነት ደርፊ ደናቁር እያ እዚኣ።
      መንዩ እቲ ሓሳድ? እቲ ካብ ኤርትራ ተጓሒፉ ዝመጽአ ብመንፈሱ ግን ኣብ ኤርትራ ዝነብር "ወዲ ሹቕ" ዶ ኣይኮነን ግዲ ሓሳብን ዝተጣየሸን ማሕበር ሰሪቑ ዝወራዘ ዘሎ?
      መኻን ርእሲ እያ ኣብ ሕስድና ትርከብ እምበር ጊቱስ ኣብ ሓንቲ ሰርከስ ኣይምኣረገን። ሰረቕትን ጉሓልትን ነታ በቲ መፍረያይ ርእሲ ዝተጣይውሸት ማሕበር ሰርከስ ትግራይ ምስዘሰልጠነቶም ደቁ ጨውዮም ን30 ዓመታት ፍርኣ እናሓንጠጡ እንጀራ ቆሪሶም በሊዖም ። ሰሪቖም ምብልዖምስ ጸገም ኣይነበሮን፥ ሰሪቖም ቁሩብ ሕፍር ዘይምባሎምን መስራቲ እውን ክብሃሉ ምህንቃዎም ግን የሕዝን።
      ንስኻ ለሓሲ ድስቲ ሓሽከር /ዓስካሪ :-) ስለዝኾንካ ኣባኻ ጊዜ ኣየጥፍእን።

  • @LemlemGdey-m4j
    @LemlemGdey-m4j 4 หลายเดือนก่อน

    Hade ewan eyu werife adi zfetwa derfi

  • @salammokonen7173
    @salammokonen7173 4 หลายเดือนก่อน +1

    😮😮😮

  • @DANIK-ETH
    @DANIK-ETH 4 หลายเดือนก่อน +3

    ሰራቂ ናይ ሰብ ርሓፅ ቁጥሚ

  • @almazeyassu6532
    @almazeyassu6532 4 หลายเดือนก่อน +1

    👍💜🤎💖❤️💐🌹🌷

  • @سارةهواياتي
    @سارةهواياتي 4 หลายเดือนก่อน +2

    ፍትሒ ንጊቹ

  • @mychannel89608
    @mychannel89608 4 หลายเดือนก่อน

    ኤርትራዊ ድዩ ኢትዮጵያዊ ቤኪ?

    • @agona4373
      @agona4373 4 หลายเดือนก่อน

      ወደስመራ ትግራዋይ።

    • @jonmichael8595
      @jonmichael8595 4 หลายเดือนก่อน

      Haha. 😆 Eway Melsi… kef zelewa melsi.

  • @Richo_Habeshawit.
    @Richo_Habeshawit. 4 หลายเดือนก่อน

    ታሪኽ ንበዓል ታሪኽ ሃቦ ንዝሓልፍ ግዜ ዘይሓልፍ ቃል ኣይትዛረብ ጊቱ እዩ መስራቲ 😏😏 ብስራሕኻ ንፎትየካ ነይርናዋ ክብርኻ በዓልኻ ኣይተውርዶ ዘይናትካ ኣይናትካን 😉😉

  • @Habesha3789
    @Habesha3789 4 หลายเดือนก่อน +2

    ቤኪ ሕቶ ኽትጅምር ክለኻ ድሕር ባይታ ጀምር

  • @binyamygizaw6680
    @binyamygizaw6680 4 หลายเดือนก่อน +2

    Ezi wedi wana gujle seb yfelto eye wana eyu 1989 seb gize eyu bhwehat ltewekele

  • @hayelomhagosyiheys9825
    @hayelomhagosyiheys9825 4 หลายเดือนก่อน +1

    አታ ቀዛሕታ አይተሓሱ ንኢትዬጵያዩ ዝሰርሕ ዝነበረ

  • @ethiopiawitabraha330
    @ethiopiawitabraha330 4 หลายเดือนก่อน +1

    ተሰፉይስ ከመይ ኢሉ እዩ ኤርትርኛ ተዛራባይ ኮይኑ ሰልጢኑ ማለት ድዩ ?

  • @abrahamleakemariam6502
    @abrahamleakemariam6502 4 หลายเดือนก่อน +1

    ማንም ይጀምሮ መን ኣዕብዎ እዩ እቱ ኣገዳሲ።

  • @brhanesium7335
    @brhanesium7335 4 หลายเดือนก่อน

    ነቲ ካብ ኣርእስቲ ወጻኢ ፖለቲካዊ ዝመስል ሕቶ ኤርትራን ትግራይን ጽቡቕ ጌርካ መሊስካዬ ካልኦት ከማኻ ለባም ዝዀነ መልሲ ክምልሱ ካባኻ ክመሃሩ ተስፋ ይገብር

  • @KirosAndom-jh6qn
    @KirosAndom-jh6qn 4 หลายเดือนก่อน

    ጊቱ እዩ መስራቲኡ

  • @gebruabay4587
    @gebruabay4587 4 หลายเดือนก่อน +3

    እዚ ገለፃ ዘይርደኦ እንተሃልዩ ሃገርን ወዲ ዓደይ ምባል ንመፈላለይን ንፅልኢ መስፋሕፍሒ ጥራሕ ልጥቀመሉ ፀማም ጥራሕ እዩ።
    ሰርከስ ትግራይ ማለት ብተራ አክሮባት ከለውለው ምባልን ብስፕሊት ፎቶ ምስኣል ማለት ከምዘይኮነ ካብዚ ንላዕሊ መረዳእታ የለን። ካብ ትግራይ ሓሊፎም ኣብ ዓለም ሙሉእ ዘለዉ ኮኾባት እዚ ሓቂ ስለዝርደኦም ብተግባሮም ይምስክሩ አለዉ።
    ጉዕዞ ሰርከስ ትግራይ ዝተፈላለየ ዕድመ።፣ ሃይማኖትን ፀባይ ዘለዎም ሰባት ብፍቅርን ስነምግባር ኣሊኻ ናይ ጥበባትን ኢንዱስትሪ ምዃን እምበር ተቀሚጥኻ ሓሜትን ሃለውለውን ኣይኾነይ።

    • @mablen2124
      @mablen2124 4 หลายเดือนก่อน

      Melhas leba yedli mehzeni

  • @equarenderta7521
    @equarenderta7521 4 หลายเดือนก่อน +2

    ዘመነ ቲፎዞ ኣዕብይካ ተስፋይ .......................... ንቱ ሓቃዊ መስራቲ ዝኾነ ጊቱ ኽኣ ስኣን ቲፎዞ ደርብያቶ ......

  • @desawitsegay2286
    @desawitsegay2286 4 หลายเดือนก่อน +4

    አረ ሰብ ታይ ይብለኒ በል በረከት ሰርክስ ትግራይ መን ድዩ ጀሚርዋ ጊቱ እዩ መሰሪትዋ ኢልካ አቅሪብካዮ ኔርካ ሕይ ተስፋይ ትብል ሸም

  • @gorfubitew6142
    @gorfubitew6142 4 หลายเดือนก่อน

    እዛ ታሪካዊትን ንአሻሓት ሂወት ዝቀየረት ማልትን ሰርከሰን ትግራይና ቀፃሊ ክትዓብን ብሩህ መፃኢ ክህልዋን ንወለዶ ተሓላሊፋ አዶ ልምዓትን ፍቅርን ኪነጥብብን ክትኮውን ኩሉ አብ ማልት ንዕሰል ትግራይና ክትበርኽ !! እንተ ተስፋይ ግዳ ካልኣይ አቦ ልምዓትን ዕብየትን አርኣያ ዘሪሁን ኢካሞ ተሓበን ። ንቲ ጥንስስ ሓሳብ መፍለቂ ድማ አነዉናን አዝየ ይኮርዕን ይሕበንን !! ህዝባዊያን ዘለኣለማዊያን እዮም !!✍️👌🤝💪✌️👏🙌

  • @ሸረኒ
    @ሸረኒ 4 หลายเดือนก่อน

    ተስፍሽ ኣነስ ክፈትዋ❤️🤌🏻

  • @gorfubitew6142
    @gorfubitew6142 4 หลายเดือนก่อน

    ካብ ህዝባዊያን ትካላት ትግራይና ማሕበር ትግራይ እያ እዛጥንስስ ድማ ብ1985 አብ ሀገረ ስዊድን ጥጅእ ኮይናን ብማሕበር ኪኢላታት ተጋሩ ዝብል ስም ጥጅእ ሓሳባ ናተይ ኮይና ምንምኳ ብዙሓት ሓሳዳት ተፃብኦ የብዙሑላ እምበር ተስፋይ ቸንቶ ካብ ጀርመን ረዚን ሓሳብ ኢሉ ብአኬባ ስቶክሆልም 9 ዘኣባላታ እያ ተመስሪታ ታሪክ ከምዘለዎ ክቅመጥን መርትዖ ክህልዎን ግድን እዩ እሞ ታሪካ ይሰነድ ። እዚኩሉ ህዝባዊ ስራሕትን ናብራ ብዙሓትን ንምቅያርን እዩ ነይሩ እሞ ማልት ከም ህዝባዊ ውድብ ህወሓት አብ አፍሪቃ መዳርግቲ ዘየብላ አዶ ብዙሓት ኢትዮጵያ እዩ ብዙሓት አብ ኢትዮጵያ ስለዘፍረየት ። ብምሉእ ተወፋይነትን ህዝባዊነትን አብዚ ዓብይ ዘላ ዘብፀሐ አቦ ልምዓት ነብሲሄር አርኣያ ዘሪሁን እዩ እሞ ክብሪ ይግበኦ ። ማለት አዶ ውፅዓትን መዳርግቲ አልቦ ማሕበር ፅሪቲ ህዝባዊት ትካል ተጋሩ ስለዝኮነት ኩሉ አባኣ ይረሳል!!✍️👌🤝💪✌️👏

  • @Samsunga535G-we2pr
    @Samsunga535G-we2pr 4 หลายเดือนก่อน

    ኣቤት በረከት ቆልወጥወጥ ክትፎቱ ሳላ ከምኡልካ ኣይሓመቐካን ናባዓል ፃዕዳ ኮይንካ ተሪፍካ

  • @sahayabray5699
    @sahayabray5699 4 หลายเดือนก่อน +6

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂

  • @Asefaalsa
    @Asefaalsa 4 หลายเดือนก่อน

    ይንበርስቲ ኣሎ ድዩ ኣብ አረጢሪን 🤣🤣🤣🤔🤔🤔

  • @BetiBabuedu
    @BetiBabuedu 4 หลายเดือนก่อน +8

    አቱም ሓሸውቲ ሰርከስ ትግራይ መስራቲ ጊቲ ይበሃል

    • @gebruabay4587
      @gebruabay4587 4 หลายเดือนก่อน +2

      ዕሙት " ዓሻ ሓደ ደርፉ" ሰሚዕኻኳ አይተዳምፅን?

  • @musiefessehass3741
    @musiefessehass3741 4 หลายเดือนก่อน

    እዚ አኮ ንስብሐት አዋልድ ዘቅርብ ነበረ ድቃላ ረሳሕ ሰብ እዩ

  • @hadasmirats
    @hadasmirats 4 หลายเดือนก่อน

    Leba

  • @salemsalem2511
    @salemsalem2511 4 หลายเดือนก่อน +1

    ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇻🇳🇻🇳🇻🇳❤️❤️❤️

  • @sabatadesse-lee2596
    @sabatadesse-lee2596 4 หลายเดือนก่อน

    "Bank Lion" that means the Bank is lazy but good-looking :).

  • @ሚያቻናል
    @ሚያቻናል 4 หลายเดือนก่อน +1

    ለቃሙጽ🙃

  • @qwEr-e7s
    @qwEr-e7s 4 หลายเดือนก่อน

    ሎቕማፅ

  • @habteabtekest7412
    @habteabtekest7412 4 หลายเดือนก่อน

    በረከት ግን ጊቱ ወየሰትፈልጦ ዲኻ ኾንካ "ጊቱ "ኢልኻ ደጊምኻያ!? ጊቱ አለም ሰገድ መስራቲ ሰርከስን ሰብ ስኢኑ ብወገናውነት ልፍዓቱ ዝተመንጠለን.. ብዞም ከባብያውያን ሐሰውቲ ተልካሳት ኽፉአት ተግባሮም ብፅልአት ደቂ መቐለ ስርሑ ዝተመንጠለ ሰብ እዩ።