መንእሰይ ሮቤል ታደሰ - ክኢላ ምምሻጥ ጨጉርን ምሩቕ ዓውዲ-ትምህርቲ ኬሚካል እንጂነሪንግን | ERi-TV

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 11 ต.ค. 2024
  • መንእሰይ ሮቤል ታደሰ - ክኢላ ምምሻጥ ጨጉርን ምሩቕ ዓውዲ-ትምህርቲ ኬሚካል እንጂነሪንግን | Robel Tadesse, professional hair dresser and a collage graduate in the field of Chemical Engineering | ERi-TV ማእገር

ความคิดเห็น • 223

  • @EriCoralo
    @EriCoralo 3 ปีที่แล้ว +30

    አንበሳ ኣጆኻ ቀጽሎ👍 እዚ ድኣ እቲ ዝዓበየ ሞያ ናይ 21 ክ/ዘመና እንድዩ።
    ዓለምና 99% ኣብ ዲኮረሽን ምንጽብራቕ ትኣምነሉ ዘላ ግዜ ስለዝኾነ ኣጆኻ ሜክኣብ ሞያ ዉን ቀጽለሉ።❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤

  • @azebhagos9374
    @azebhagos9374 3 ปีที่แล้ว +29

    ብጣዕሚ ኑፉዑ መንእሰይ መሃሪ ኢካ ኣጆካ በርትዕ ኣብዝልዓለ ደረጃ ከም ትበጽሕ ተስፋ ይገብር

  • @rozinaissak1845
    @rozinaissak1845 3 ปีที่แล้ว +32

    Very mature guy. It's a really good example for the next generation of young people. Love you 🇪🇷

  • @medhanegerye1564
    @medhanegerye1564 3 ปีที่แล้ว +36

    ብር ክትብል ተሓጎስ ቐአጹሎ ዛኣርከይ

  • @yordi1683
    @yordi1683 3 ปีที่แล้ว +30

    Adey Tegadalit eya!!!!! I love it
    Tegadelti muibulat eyom haki ambesa 💯💯💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾

  • @DLETEY291
    @DLETEY291 3 ปีที่แล้ว +23

    ናይብሓቂ ኣምበሳ ኣዝያ ዝያዳ ዝመሰጠትኒ ንመንግስቲ ብምምስጋንካ ( ብነጻ ዝመሃረኒ መንግስቲ ) ከም መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ዝዘርካ ዜርካ ዘይርከብ ክብርን ምስጋናን ንመንግስቲ ኤርትራ ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ ‼

    • @dawitgebrat1878
      @dawitgebrat1878 3 ปีที่แล้ว +5

      እንቃዕ ነታ ይከኣሎ ዋዕሮ ተጋዳሊት ክብርቲ ወላዲቱ ውን ፍረ ቃልሳ ኣርኣያ!

    • @ImproudbTigrinya
      @ImproudbTigrinya 3 ปีที่แล้ว

      ቅቅቅቅ

    • @akiyor3615
      @akiyor3615 3 ปีที่แล้ว

      ኣበይናይ ዓለም ዲካ ትነብር ኣብ ኤውሮጳ ብናጻ እንዲዩ ዝበሃር ዘሎ ሰብ ምምህር ጥራይ ዘይኪነስ መናባቢርካ ዝከውን ገንዘብ ከማን እንዳ ሃቡ የምህሩካ ህግደፍ ደኣ ነየናይ ኢንጅነርን ብሞይኡ የስርሕዎ ቕዞም ሸፋቱ ከተማ።

    • @fjjcdifth961
      @fjjcdifth961 3 ปีที่แล้ว +4

      @@akiyor3615 ኣብ አውሮፓ ብነጻ ዮም ዘምሁሩና እንተ ትብል ኾንካ ደንቆሮ ኢኻ ብነጻ ዝባሃል የለን ቃንቃ ከምሁሩካ ይኽእሉ እዮም ዩንቨርስቲ ክትቅጽል ብገንዘብካ ዩ,

    • @akiyor3615
      @akiyor3615 3 ปีที่แล้ว

      @@fjjcdifth961
      Ane ab Germany aloku kmehar zdeleye kea bnaxa u tray akmi yhalka kolel gfef ab alem kem hgdef shfta belae hzbu yelen aytexebabqyom ye ebyomna sle zkonu tarikom kea xbah nebereya nebere kkewn eyu

  • @yodittesfeaye5169
    @yodittesfeaye5169 3 ปีที่แล้ว +7

    ናይ ባሐቂ አድኒቀካ ነዚሕ ኩሉ በዲሒካ አብዚ ምብጳዕካ 🇪🇷♥️👍

  • @ኤሩኤርትራዊት
    @ኤሩኤርትራዊት 3 ปีที่แล้ว +4

    እታ ዋዕሮ ናይ ሳሕል ኣንበሳ ወሊዳ ጅግና ቀጽሎ በርቲዕ ወረስቲ ሃገር ንስኹም አኹም 🇪🇷♥️🇪🇷 proud of Robil 🌷

  • @helenaki18
    @helenaki18 3 ปีที่แล้ว +18

    Great work wedi Eri. We expect more from you using what you learned as chemical engineer to go in the since part of our hair and creat your own line shampoo and conditioner for our hair. Good luck anbesa wedi Eri💪❤

  • @safiyasafiya5671
    @safiyasafiya5671 3 ปีที่แล้ว +18

    ጽቡቕ ዕድል ይምነየልካ።

    • @fggu2446
      @fggu2446 3 ปีที่แล้ว +1

      ኣንበሳ

  • @ቅዱስኢዩሞቅዱሳንኩኑ
    @ቅዱስኢዩሞቅዱሳንኩኑ 3 ปีที่แล้ว +16

    ኣብ ሃገርና ልሙድ ኣይኮነን አንበር ኣብ eropa ወይ ኣብ ካልኦት ሃገራት ዝበዝሑ ኣወዳት ዮም ከሙኡ ዝሰርሑ ስለዚ ኣጆካ ቀጽሎ ንፉዕ👏❤

  • @yosanaman2774
    @yosanaman2774 3 ปีที่แล้ว +1

    ንፉዕ ናይ ብሓቂ ኣብ ስራሕካ ኣሳልጦ ይምነየልካ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹

  • @jonas1428
    @jonas1428 3 ปีที่แล้ว +10

    Robel Tadese, you are brillant. I really appreciate you

  • @sabavrederust
    @sabavrederust 3 ปีที่แล้ว +9

    አጆካ ምሻጦ ጥበብ እዩ አብ ዓለም እቲ ዝከበረ ሙያ እዩ ፤፤
    ቀደም አብ ግዜና አወዳት እዮም
    መሸጥትና ነሮም ሂወት ቀዳመትን
    ሐንቲ ጋለንሰተይ ነራ ካልኦት ወደ ተባዕትዮ የማነ ናይ መጀመርያ እዩ
    ሂወት ካብኡ እያ ተማሂራ እንተዘይተጋግየ አብርሃ ነሩ ጃኒ
    ነሩ ስጋብ ሕጂ አሎ እንዳ ጃኒ ጂና
    ስለዚ ፅቡቅ ዕድል፤፤

  • @ghebrihiwetshishay365
    @ghebrihiwetshishay365 3 ปีที่แล้ว +3

    ብጣዕሚ ንፋዕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @weinimaashio1545
    @weinimaashio1545 3 ปีที่แล้ว +5

    Good luck to you very smart young man. Proud of you anbesa!!!!!

  • @tsehaihadgu678
    @tsehaihadgu678 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣገናዕ ሮቤል 🤚🏽 ብናብራካን ስራሕካን ምስ ወላዲትካ ኣሰላልጦ ይምነየልካ🙏🏼 best wishes and success ❤️🌹🇪🇷

  • @samitihabte34
    @samitihabte34 3 ปีที่แล้ว +9

    Good job man you're very mature.

  • @saraftwikidane58
    @saraftwikidane58 3 ปีที่แล้ว +4

    Good job wedi Eri mearey ❤️❤️❤️ God bless you 🙏❤️

  • @dolcevitac.lassale9974
    @dolcevitac.lassale9974 3 ปีที่แล้ว

    ሰላም ።ቅድም ንመንእሰይ ሮቤል ኣገናዕ Bravo ,ከማኻ ጻዕራማት፣በላሕቲ፣ ንዕላማ ንሓጺር ጊዜ ተወጺዕካ ህይወትካ ብዝተደላደላ እትመርሓሉ ስራሕ ናይ ምስራሕ ኣብነት ዘለዎም የብዝሓዮም።
    ከምዚም ዝበሉኡ ፣ነዚኦም ዝመስሉ ብዙሓት መንእሰያት ኤርትራ ብዝተፈላለየ ምኽናት ኣብቲ መንእሰይ ሕብረተስብ ከምዘሉዉ ብምርዳእ ካብ ብውልቃኢ ጻዕርን ድርብርብ ስራሓትን ጥራሕ ዝኸውን ብመንግስቲ ነቶም ብሃንደበት ኣብ ከምዚ ዝበለ ትምህርትን ስራሕን ከድምዑ ይኽእሉዮም ክበሃሉ ዝኽእሉ መናሸይ ኤርትራውያን ዝምልምልን ዘዳሉን ኮሚተ እንተዝህሉ ኣብምምራጽ ዓውድታት ከኣ ደገፍ ክግበር እንተዝከኣል። ምኽንያቱ እቲ እንኮ መገዲ መለለየ ዝበሃል ኣብ ቤት ትምህርቲ ብፈተናታት ዝግበር ናይ ስኬል ምደባ እዩ። እዚ ከኣ ሓጋዚኳ ተኾነ ምሩጽ መለለዬ ክኸውን ኣይክእልን ፣ጎኒ ጎኒ እዚ ብኮሚተ ዝሕገዝ ኣሰራርሓ እንተዝህለው ፣ቅድም እቲ ዘሎ ኩፉት ስራሓት በቶም ናብቲ ኮሚቴ ዘኸዱ ተመሃሮ ክሕበር ስለዝከኣልን ካልእን ሓባራዊ ናይ ምቅብባል ኣሰራርሓ ኣንተማዕቢሉ ከም ደቂ ተባዕትዮ ናብ ሙያ ምምሻጥን ምምልካዕ ደቂ -ኣንስትዮን ደሓር ከ ደቂ ተባኦትዮ ክሰፍሕ ምኸኣለዶ?

  • @eri5506
    @eri5506 3 ปีที่แล้ว +9

    Bravo keep it up 💪👍

  • @efiteykm3832
    @efiteykm3832 3 ปีที่แล้ว +10

    Bravooooooo 🤝👍🏻✌

  • @timeisgold8615
    @timeisgold8615 3 ปีที่แล้ว +14

    ናይ ብሓቂ ዝገርም'ዩ፡ ምስ ነብሰይ ዘተኣሳስር ብዙሕ ነገር ኣለዋ 🤔 ኩላ እዛ interview ጽን ኢለ'የ ሰሚዐያ፡ ምኽንያቱ ነዓይ ዝስመዓኒ ዝነበረ ስምዒት the same ከምዚ ናይዚ ሓወይ ስለዝነበረ። ብዝኾነ ከሕጽረልኩም ኣነ ነዚ ሞያ ምምሻጥ ምቕምቃም ( for both sex) እሞ ኸኣ ናይ ጸዓዱ ጸጉሪ ጥራሕ 5 ዓመት'የ ተማሂረዮ። እዚ ማለት 1 ዓመት Praktical, 4 ዓመት ድማ ብስሩዕ Practical & theoretical ማለት'ዩ። ኣብ ደገ ብምዃኑ ናተይ ቁሩብ ፍኹስ ይብል እቲ ስክፍታ & ሹቕረራ። ብዓወት ድማ ወዲኤዮ 🇪🇷✊🏾፡ ኮይኑ ግን ብድሕሪ ምምራቐይ ተቖጺረ ክሰርሕ ኣይመረጽኩን፡ ናተይ " Barbershop " ከውጽእ ይሓስብ ኣለኹ፡ ንግዚኡ ግን ኣብ ካልእ ዓይነት ሞያ ይሰርሕ ኣለኹ። ሰፊሕ'ዩ ታሪኹ ከይስልችወኩም ንሕጂ ኣብዚ ይኣኽለኒ😀
    ንፉዕ ወዲ ጎበዝ ኣገናዕ🤝 ፡ ኣብ መርገጺኡ ጽኑዕ ✔
    ሰሰናዩ ንኹሉኹም።

    • @lloveyoumami7007
      @lloveyoumami7007 3 ปีที่แล้ว +2

      Bravo

    • @kamillclassic8714
      @kamillclassic8714 3 ปีที่แล้ว +2

      ብጣዕሚ ንፋዕ ስርሓሉ እኻ ኣበይ ዓዲ ኣለካ

    • @efremhalie3505
      @efremhalie3505 3 ปีที่แล้ว +2

      Emo hagezo hadde hade negerat bewetsai zeseded nay keletekum hasab keteebiwo sele tekelu

    • @semharkeleta9717
      @semharkeleta9717 3 ปีที่แล้ว +1

      Habtom teklai azika nfue eka kexlo

  • @BellaAbraham-gu9zb
    @BellaAbraham-gu9zb 3 ปีที่แล้ว +2

    Brilliant!! We are proud of you. God bless you.🙏 🇪🇷❤

  • @DLETEY291
    @DLETEY291 3 ปีที่แล้ว +13

    ኣምበሳ ተዓወት

  • @soloesey
    @soloesey 3 ปีที่แล้ว +5

    Good job guys. Keep it up and good luck 👍

  • @adhanomnegusse6517
    @adhanomnegusse6517 3 ปีที่แล้ว +3

    VERY INTERESTING YOUNG MAN KEEP IT UP. I WILL GIVE A STORY BACK IN 1950 majority hair dressers for women were male in asmara,by riding a bike they go house to house to perform their professionals they were professionals so keep going this is a great profesion

  • @stigheghebreyesus
    @stigheghebreyesus 3 ปีที่แล้ว +2

    መርሓባ ነሮም ኢዮም ቅድመኻ ዕድመ ኣቦታትካ ዝኣኽሉ ኣሕዋትና እንዳ ወልድስይ ኢድሪስ ሓድሽ ነገር ኣይኮነን ኣጆኻ ሞያ ብማዕረ ኢዩ ዝምልከተን ኣብ ስደት ስካላ ምሕጻብ ሙዝኩስታር ካባኻ ዝዓቢ ድስትታት ምሕጻብ ኢያ ኣብ ዓድኻን ክብረትካን ምስ ህዝብኻ ተፈጥራዊ ኣየርካን ሽንዳኣስተማቀርካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓደ ክንድሽሕ

  • @hagoshagos4410
    @hagoshagos4410 3 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ንፉዕ ኣብነታዊ መንእሰይ መርኣያ ናይኩሎም ሕብረተሰብ ብፍላይ ንሓደስቲ ዎሎዶታት መምህር ኢኻሞ ቀጽሎ ኣጆካ በርትዕ ኣንበሳ

  • @merkebselam6456
    @merkebselam6456 3 ปีที่แล้ว +4

    ናይ ብሓቂ ንፉዕ መዝማዚ ኢካ ንፉዕ ✌️👍

  • @phillymuhammad4170
    @phillymuhammad4170 3 ปีที่แล้ว +4

    Good job you are smart 🇪🇷👏👏👏

  • @genetteklemengesha9164
    @genetteklemengesha9164 3 ปีที่แล้ว +3

    Egzeabhar tsegeu yebzhalka. Nfue Eritreawi mqan habenyu. 🙏

  • @ፌሩዝ1ነዲኣ
    @ፌሩዝ1ነዲኣ 3 ปีที่แล้ว

    Waww ብጣእሚ በሊህ ሰብ! ክገርመካ ኣብ ህብረተሰብና ብዙህ ክእረም ዘለዎ ነገራት ኣሎ ሃደ ካብኡ እዚ እዩ: ኣብዚ ዘለክዎ ሃገር ብሃፈሻ ኣብዚ ምእራባዊ ኣለም ናይ ጋል ንይ ወዲ ዝባሃል ስራህ የለን ብፍላይ እዚ ሞያ እዚ 70% ኣወዳት እዮም ዘድምእሉ🥰🥰🥰🇪🇷

  • @phillymuhammad4170
    @phillymuhammad4170 3 ปีที่แล้ว +8

    He's good at it with the hair fixing 👏👏👏👏👏❤️🇪🇷

  • @freweynihanes5171
    @freweynihanes5171 3 ปีที่แล้ว +1

    ሮቢ ሓወይ ኣጂካ ቀጽሎ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈታሪ ምስ ስድራቤርካ

  • @yeebyotesfa3694
    @yeebyotesfa3694 3 ปีที่แล้ว +4

    Wel came eri tv

  • @beylulgebrelul9624
    @beylulgebrelul9624 3 ปีที่แล้ว +5

    Ab serahka awet ymneyelka . Never be ashamed follow your dreams 👍

  • @nnnnnnnnn5290
    @nnnnnnnnn5290 3 ปีที่แล้ว +4

    Bravo ajoka nfetari entay yseano

  • @habtemariamtabot3938
    @habtemariamtabot3938 3 ปีที่แล้ว +2

    You are so smart just go a head and you said to the gavarment thanks coz of you educated with out paidment

  • @ghenetmedhane9515
    @ghenetmedhane9515 3 ปีที่แล้ว +1

    ዋው! ተውለ ዋርሳይ ኣንበሳ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣብነታዊ መንእሰይ: ሞያ ክእለት'ዩ ጸወታ ኣይፈልን'ዩ ቀጽሎ 💖🇪🇷::

  • @zecheredaberhane7226
    @zecheredaberhane7226 3 ปีที่แล้ว +4

    Selamat nikolokom, betami Jigna wedi Hayt Nebri, ydmen tiynan yhabka zi wedey, koriat ysemaka bekolo moyaka. 🙏❤💥✍

  • @teweldetadese6656
    @teweldetadese6656 3 ปีที่แล้ว

    Good job deki ER xaeda GBU 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤👍👍👍

  • @michaelembaye9273
    @michaelembaye9273 3 ปีที่แล้ว +10

    There is no life with out Discipline .We need discipline in many ways at many stages of our life

  • @habtegabirneaminizgi7519
    @habtegabirneaminizgi7519 3 ปีที่แล้ว +1

    Bravooo brother keep it up .u r smart &u r talented person

  • @abelnegasi1828
    @abelnegasi1828 3 ปีที่แล้ว +2

    Smart young man; to think and try out of your comfort zone brings sweet results like Robel's. Since our society is very conservative, Robel truly broke the barrier, and he will for sure an example for all youth. Good job Robel!!

  • @Aba-Gobyee
    @Aba-Gobyee 3 ปีที่แล้ว +4

    ለካ እንዶ ወዲ ተጋዳላይ ኮይኑ እዪ በሊሕ በዓል ርእሰ ምትእምማን ኮይኑ

  • @behonest7199
    @behonest7199 3 ปีที่แล้ว

    Really powerful boy! Great bro! Specially your confidence and mindset!!

  • @luliagebere8280
    @luliagebere8280 3 ปีที่แล้ว +2

    You are very smart i really want to appreciate you and i wish you to be successful in everything

  • @askalupetros860
    @askalupetros860 3 ปีที่แล้ว +3

    Ambesa 🐆🐆🐆🐆🐆👏🇪🇷♥️👍🤗🌞🏵💐

  • @sarakidane7544
    @sarakidane7544 3 ปีที่แล้ว +2

    God bless you. You will be successful. Your chemical Engineering degree will help you develop your own beauty products, 'MADE IN ERITREA'. Keep up the good work, you are the future of Eritrea.
    We are very proud of you.

  • @ruthhagos6792
    @ruthhagos6792 3 ปีที่แล้ว +13

    አምበሳ እካ አብ 21 ክፍለ ዘመን ናይ ወድን ናይ ጋል ዝባሀል የለን ቀጽሎ እቲ ዝበለጸ መሻጣይ ከንካ ከብረ ወሰን ክትወስድ እካ አዴካ ድማ ብአካ ክትኮርዕ እያ ዳሐር ካአ አብ አስመራ አወዳት መሻጦ ኔርም እዩም ዓብዱ ዝባሀል ተወለደ ዝባሀል አብቲ ሙዕቡል ዐለም እኮ ጽፍሪ ከይተረፈ እዮም ዝገብሩ አወዳት ቀጽሎ ጥራሕ

  • @brkhtinaadkeme6043
    @brkhtinaadkeme6043 3 ปีที่แล้ว

    You are amaizing Robel keep it up 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏Amlakh yhagzka

  • @SabagualEri
    @SabagualEri 3 ปีที่แล้ว +10

    ቀጽል ተመራሚርካ ዝበለጸ ናይ ጨጉሪ ሴሩም ክትፈጥር ተስፋ ይገብር።

  • @aruaru2608
    @aruaru2608 3 ปีที่แล้ว +3

    Good Job bro

  • @tsigeredaocubamiceal1671
    @tsigeredaocubamiceal1671 3 ปีที่แล้ว

    Great job wedy Eri your hard working is worth keep up 👍♥️🇪🇷

  • @merontesfalem4781
    @merontesfalem4781 3 ปีที่แล้ว +2

    It's nice job 👍 you are smart boy

  • @nghistyokbagabir7426
    @nghistyokbagabir7426 3 ปีที่แล้ว

    ኣምላክ ይሐግዝካ ኑፉዕ ፍረ ኤርትራ።
    መገድካ የቅናዓልካ ኣምላኽ።

  • @fthawitmengstab7906
    @fthawitmengstab7906 3 ปีที่แล้ว

    ኣጆካ ቀጽሎ ጉኑ ጎኑ ካኣ በቲ ዝተማሃርካሉ ስራሕ

  • @eritrea6227
    @eritrea6227 3 ปีที่แล้ว +2

    Bravo bravo keep up 💪👍

  • @zufanghermai7459
    @zufanghermai7459 3 ปีที่แล้ว +7

    ሓወይ ንእሽቶ ድኣ ኮይንካ እምበር ኣብ ዓድናውን ባዓል ኣብርሃ: እድሪስ ዝብሃሉ ነይሮም ሌሚእንድዕምበር

  • @DeluChanel
    @DeluChanel 3 ปีที่แล้ว +8

    ህዝብና ዝሒሩ ስለ ዘሎ ኢዩ እንበር ኣብ 21 ክፍለ ዘመን ናይ ጋል ናይ ወዲ ዝብል ሞያ የለን ።

  • @ማዕዳዝልቦምሎጎጭዋ
    @ማዕዳዝልቦምሎጎጭዋ 3 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ብሱል መንእሰይ

  • @titiweldu813
    @titiweldu813 3 ปีที่แล้ว +1

    How can I contact this brilliant Eritrea? Help please.

  • @stigheghebreyesus
    @stigheghebreyesus 3 ปีที่แล้ว +3

    መርሓባ ቀደም እውን ነሮም ኣጋጣሚ ዘይተነግሮም መሻጦ ነሮም እንዳወልዳይ ኡድሪስ ዝባህስሉ ዝረሰዕኩዎም ክህልው ይኽእሉ ኢዮም ምስናይ ይቅረቱኡ ሓድሽ ነገር ኣይኮነን ብራቮ ብዝኾነ ሞያ ደቂ ኣንስትዮ ኣይኮነን ሓደ ክንድሽ ኢኻ ኣጆኻ

    • @JESUS-711
      @JESUS-711 3 ปีที่แล้ว +1

      Fly zgebro eko (Engerner)eyo::yrdaka alo dyo ember beal Ebrahem neyrom kulna nfeltom,ezi Mhur eyo

    • @stigheghebreyesus
      @stigheghebreyesus 3 ปีที่แล้ว +1

      @@JESUS-711
      እንታይ ኩፉእ ደሞ ኢለ ኢየ ስለ እተረዳኣኒ ተወሳኺ ሞያ ጸገም የብሉን ማለተይ ኢየ ጸግሪ ምምሻጥ ቡኡ ኣይተጀመር ማለት ኢየ ሙሁራት ኣብ ኤውሮጳ ኣብ ጛሓፍ ምጽራግ ከማን ኣለው

    • @JESUS-711
      @JESUS-711 3 ปีที่แล้ว

      @@stigheghebreyesus ewe hakka nkebrhalka ele zbelkwo eyo ✌🏽👊🏽

  • @sz8028
    @sz8028 3 ปีที่แล้ว

    Jegna elka alku wedi Erieyy abzi wexae ko lemud yu habibi amlak xega yebzehalka mesta kibrti weladitka. Ajoka berte haweyyy natyyy.

  • @liatella8385
    @liatella8385 3 ปีที่แล้ว

    ንፋዕ ዝወደይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክማካ የብዝሐዮ

  • @brhaneselam577
    @brhaneselam577 3 ปีที่แล้ว +1

    Kab seb zekedos seb zegedfo mengedi mekad yebelets🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏
    Neay wen mara des elateni
    Yeweteka eu wen agoka ketselo edmen tenan yehabka azina ina nemesgenekum Eri TV kemzieo belutsat hiza Eri tekono yebelan💪💪💪💐💐💐 ane megletsi ayrekebkulkan beka nemama dema yekenyelna belelna neaka zeweledet teadila eya kurei tehabeni belelna

  • @alemaraya4000
    @alemaraya4000 3 ปีที่แล้ว

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ብጣዕሚ ንፉዑ ከማኻ የብዝሓዮም ዝኾነ ይኹን ስራሕ የኩርዕ እበር ኣየሕፍርን እዩ ኣብ ወጻኢ ነዛ ንንዕቃ ናይ ጽርየት ዲፕሎማ ትሕተተላ ኢኻ ስለዚ ኣጆኻ እዚ ስራሕ እዚ ኤርትራውያን ኣወዳት ኣብ ወጻኢ ወን ይሰርሕሉ እዮም ኣማዕብሎ ነቶም መዛኑኻ ድማ ናይ ጽቡቕ ኣብነት ከም እትኸውን ኣይንጠራጠርን ኢና ኤርትራዊ ማለት ሓበን ማለት 💪💪💪🌹🌹🌹❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @lul7086
    @lul7086 3 ปีที่แล้ว +2

    Betami nefu

  • @user-ht1wn6bl3k
    @user-ht1wn6bl3k 3 ปีที่แล้ว +1

    ንፉዕ ዝወደይ: እንቃዕ መፈጸምታ በጻሕኻ: ዝኾነ መያ ምህላው አዝዩ ጽቡቅ እዩ።አብ ግዜና ብዙሐት ነይሮም: ነዋሪ የብሉን ።አንበሳ እየ ዝብለካ ።

  • @bisrattsegzeab4200
    @bisrattsegzeab4200 3 ปีที่แล้ว +2

    Nefue robi bro 💞💞

  • @dividivora6874
    @dividivora6874 3 ปีที่แล้ว

    Bravo ab europa zblxe moya eyo meke up ka meso ameblloo kime retoo bravo😍😍😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @praise8413
    @praise8413 3 ปีที่แล้ว +2

    Hassab libkan hilmikan yesmrelka.🇪🇷🙏🙏

  • @mislalmaashow3533
    @mislalmaashow3533 3 ปีที่แล้ว +1

    Good job brother 💕🇪🇷🥂🍾

  • @akbirsium9730
    @akbirsium9730 3 ปีที่แล้ว +2

    Wow robiel hawey btaami nfaa srah ayu ab sdet zbelexe hiwet kthlf hika Good job ,
    Ab sdet bflay ab America nfaat ayom Amlak msaka ayu ❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🙏🙏🙏🙏💪💪💪💪👏👏👏👏

  • @laylaelyas8063
    @laylaelyas8063 3 ปีที่แล้ว

    አሰይ ሐየት ሰራሕ ክብረት እዩ ሐቢቢ ማአላህ

  • @elsazeray1585
    @elsazeray1585 3 ปีที่แล้ว

    Agoka anbesa qexlo bezuhat sehabti alewuka❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @asmeralove4327
    @asmeralove4327 3 ปีที่แล้ว

    Kuxlo Egzabiher Amlak yehgeka shikor wedi ab zelale ketbxeh eika 💐☘️💐🍀💐🍀💐🍀💐🍀

  • @freweiniberhe6905
    @freweiniberhe6905 3 ปีที่แล้ว

    Bravo kexilo aeb wexai henger nay gual wedi zbahel yele moya kexilo

  • @rim735
    @rim735 3 ปีที่แล้ว

    Kbelh ezi wedi mashallah (eshok b belaha tfter) zbehal kemzi eyu

  • @senaitamanuel227
    @senaitamanuel227 3 ปีที่แล้ว +2

    Bravo 👏👏👏🥰

  • @mercikevin253
    @mercikevin253 3 ปีที่แล้ว

    Tebarek bruk jigina ajoka ♥️

  • @haniissak6852
    @haniissak6852 3 ปีที่แล้ว

    Woww fantastis very interssent good job my sweet brother robel and god belss you

  • @gebrielabayre4483
    @gebrielabayre4483 3 ปีที่แล้ว +1

    Wawwww God blessd u 🤲👌👍👍💞

  • @Erilove-1962
    @Erilove-1962 3 ปีที่แล้ว

    Good job wedi erey ajoka bertie

  • @efremestifanos5329
    @efremestifanos5329 3 ปีที่แล้ว

    I really appreciate you ma friend keep it up bro!!!!!!!!!! Kemaka aynet ab elamue xunue ayrakun 1st year yeeminkani eka anbesa .......

  • @danaitflawlessdelina1384
    @danaitflawlessdelina1384 3 ปีที่แล้ว

    Bravo just keep it up the good work 💞🌷🌷🌷

  • @mehari16
    @mehari16 3 ปีที่แล้ว +1

    Good job bro!

  • @samrawit7808
    @samrawit7808 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Great job Robi hawey qexlo Customer kkoneka ye na Eritrea mis mexaku wedi Eritrea 🇪🇷 shkore❤

  • @sabarussom2255
    @sabarussom2255 6 หลายเดือนก่อน

    I’m impressed 👏🏽👏🏽

  • @brktimulubrhan582
    @brktimulubrhan582 3 ปีที่แล้ว

    Wawwwwww very nice job God bless you brother 🙏

  • @terhasalula4685
    @terhasalula4685 3 ปีที่แล้ว

    Good job 👏 keep it up💪🏾

  • @alessia9780
    @alessia9780 3 ปีที่แล้ว +1

    I admire you.🤩🤩🤩😍

  • @mebratbelay6966
    @mebratbelay6966 3 ปีที่แล้ว

    I am so proud of you Robiel.
    Great job it does matter about working hair salon . Boys can do girls job. Nothing is shame . Job is job . Boy can do girls jobs.
    I want to tell you Robiel. This is true story
    10 years ago I went to Rome Italy for vacation.
    I went hair salon some one to fixed my hair. Do you believe who was the boy. The boy is from Eritrean . First he washed my hair by shampoo after he put conditioner. I never thought he is from Eritrean. I talk to him by Amharic the conditioner is smells good . You now what he told I am not speaking Amharic very well. When I heard his accent I knew it he is from Eritrean. Are you from Eritrean he told me yes . I am too from Eritrean. I asked him?
    Where did you learned how to fixed hair women
    He told I learned in Rome . How ?
    In this the same place I am working right now first I was working house cleaners for one years. One day the guy working fixed hair he quite the job. For a month we close we didn’t find employees. One day the owner he called me he asked me working with him fixed woman hair. First I told him No? . Because Hair salon job in my country Eritrea is only for women not men job . Again he called me I will pay you good I will teach you how to do it.
    The payment amount money is five times much from my payment a month I made it . First it takes me two days to thinking and then I decided I called him I said okay.
    Now l am working for 5 years . I am his partner this beauty salon is We are both owners. The business is for both of us.
    After he told me all his story. I encourage him I told him I am so proud of you . Nothing is shame for job it doesn’t matter women or men job . Job is job . Just thinking how you made money. If you are satisfied with your job. Who cares about people what they are thinking.
    Robiel I am so proud of you . Enjoy with your job. I hope many Eritrean they can learn from you. ❤️❤️❤️❤️🌹🌹💕

  • @tesfismertaeb6295
    @tesfismertaeb6295 3 ปีที่แล้ว +7

    ብመጅመርታ ጽብቅ መድብ ስራሕ ወዲ ጋል ኣይብልን አዩ ቀጽሎ ዝሓወይ
    ግን ካብ አንጅነር ካብ ምባል ምሃንዲስ ሮቤአል ምባል ይሓይሽ ናትኩም ከለኩም ካልአ ቆንቆ ኣይትለቅሑ ምስ ሰናይ ይቅራታ

    • @መንክርሓውሰሊናChanel
      @መንክርሓውሰሊናChanel 3 ปีที่แล้ว

      😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

    • @tesfismertaeb6295
      @tesfismertaeb6295 3 ปีที่แล้ว

      @@መንክርሓውሰሊናChanel ራኢቶ ተለካ ሓሳብካ ዘይትህብ ካብ ትነብዕ አዝኣ አያ ራአስካ በቓ

    • @መንክርሓውሰሊናChanel
      @መንክርሓውሰሊናChanel 3 ปีที่แล้ว

      @@tesfismertaeb6295 shike eye ab eritrea mengsti yelen sriat enber
      ab eritrea kab meas eyu tmhrti bnaxa zkone

    • @tesfismertaeb6295
      @tesfismertaeb6295 3 ปีที่แล้ว

      @@መንክርሓውሰሊናChanel አቲ ሕቶይ ተራደአካ ድዩ ዝሓወይ peሎቲካ አንታይ ኣምጸኦ

    • @መንክርሓውሰሊናChanel
      @መንክርሓውሰሊናChanel 3 ปีที่แล้ว

      @@tesfismertaeb6295 aha ykreta bro nab milion zbehal ksedd tegagye nabaka sedideyo

  • @tamrat7
    @tamrat7 3 ปีที่แล้ว +1

    Ajoka ab kalot hagerat buzuhat eyom kemaka amaeblo tray😍🇪🇷🇪🇷

  • @natnaeldebas5004
    @natnaeldebas5004 3 ปีที่แล้ว

    Aseyy Robi hawey xbuk serh ajoka qexlo So edman tenan yehbka fetari

  • @media4163
    @media4163 3 ปีที่แล้ว

    ጎበዝ ቀጽለሉ

  • @senaitpetros537
    @senaitpetros537 3 ปีที่แล้ว

    Keep it bro good job

  • @senujenay8799
    @senujenay8799 3 ปีที่แล้ว

    Good chance wedi Eri halal go ahead