ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
በረኸት ረድኤትን ናይ ቅዱስ ዮውሃን ይሕደረና ኣቦታትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩምኣቅራቢ ሐውና ድማ የቀንየልና❤❤❤❤❤❤
ከምዚ እዳገበርኩም ታሪኽ ምቅራብኩም ክብሪ ይኹንኩም ክደይ መንእሰይ ክማሃረሉ እዩ ግን እዳ ቅዱስ የውሃንስ ቤተክርስትያን ኢልኩም ጽሓፍዎ ከም ታራ ሰብ እዳባ የውሃንስ ኣትበሎዎ ኣጆኹም❤❤❤
በረከትን ረዲአትን ልኡል እግዚአብሔር፡ ኣማላድነት ቅዱስ ዮዋሃንስ ኣይፈለየና
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ good job it’s amazing church and good history🌹🌹🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️🙏❤️ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ኣሜን ቃል ሕይወት የስመዓልና ቅዱሳን ኣቦታትና ካህናት። ጸሎቱን በረኸቱን ናይ ቅዱስ ዮሓንስ ወልደ ነጎድጓድ ፍቁረ እግዚእ ምስ ኩላትና ህዝቢ ክርስትያን ይኹን። ነዚ ናይ ቅዱሳን ዓዲ ናይ በረኸት ስፍራን ንኩሉ ህዝቢ ክሰምዖ ዝገበርኩም በርኸት ቅዱስ ዮሓንስን በረኸት ጻድቕ ኣቡነ ተኽለሃይማኖት ጸሎቶምን በረኸቶምን ረዲኤቶምን ኣምላኽ ቅዱሳን ኣቦታትና ይክፈልኩም።
@EriTv....Thank you for all the documentaries 🙏🙏🙏 Although I was born and grew up in Asmera, I Have awesome childhood memories of this Beautiful Town...❤️❤️❤️❤️❤️❤️
አምላክ ይባርክን ይሐልኪ ሀገረይ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️አብ ቀጻሊ ከምዚ ዓነት ታሪክ ከተቅርቡልና ተስፉ ንገብር
Its not just a church but a museum, library and Architectural gem🙏🙏🙏
ሓወይ ኣፍካ ኣደብ ግበረሉ ቅዱስ ዮሓንስ ገላጺ ምስጢር ይግለጸልካ ቤተ እግዚኣብሔር museum ክከውን ዝክእል ኣብ ዘይተማህረ ወልዶ እዩ።
ኤረይ ዓደይ ዓዲ ቅዱሳን🇪🇷❤🇪🇷🌼
Great history!Great work!Thank you!
MAEREBA adey❤❤❤
My beautiful Eritrean people! May Almighty God protect Eritrea!
Amennnnnnn❤
ዘደነቅ ታሪክ ኣቦታትና ማዕረ ክንደይ ንቁሓት ምዕቡላት ነይሮም ትድነቅ ኤር ቲቢ ግዜኩም ሰዊእኩም ታሪክና ክንፈልጥ ንትገብሩዎ ዘለኩም ዓቢ ስራሕ ቀጽልዎ ፈጣሪ ዓስቢ ጻዕርኩምን ድካምኩም ይክፈልኩም❤❤❤
ብጠዓሚ ደስ ዘብል ታሪኽ በረኸቱ ለቅዱስ የሐንስ ይሐደረና
GREAT HISTORI THANK YOU
ቃል ሂወት የስማዓልናኣሜን(3)❤
ጸሎትን በረኸትን ናይ ኣቦና ቅዱስ ዮሃንስ ኣይጋደፈና ኣሜን🙏🙏🙏😢😢😢😢❤❤❤❤ እዞም ኣቦና ራእሲ ተሰማ ግን ኣብ ናይ ታሪኽ መጻሕፍቲ ጥራይ ዘይኮነስ ኣብ ናይ ቕስቲ ቤተክርስትያን ከማን ኣገልግለተም ክሰፍር ይግባእ ❤❤❤🤴🇪🇷 ኣብ ሕቑፊ ቕዱሳን ኣቦታት ኣብርሃም፡ ኢሳቕ፡ ያቖብ የንብሮም🙏🙏🙏 በጀካ ጅግና ምንባሮም ብዙሕ ኣብ መንፈሳውነት ኣበርክቶ ከም ዝነበሮም ይፈልጥ ኣይነበርኩን😢😢😢😢 ክንደይ ዝተጸቕጠ ብግብእ ዘይተነግረ ታሪኽ ከም ዘለና ይርድኣካ። በሉ ኣብዛ ናይ 100 ዓመት ወይ ሓደ ክፍለ ዘመን ክብረባዓል ናይዛ ቤተክርስትያን ኣብ መላእ ሃገር ዘለኹም ኦርቶዶክሳውያን በረኸት ክትካፈሉ ተስፋ ንገብር🙏🙏🙏🙏❤❤❤⛪
ብሩኻ አቦታትና ዕዲመን ጥዕናን ይሀብኩም። ሀይማኖትና ትሰስን ❤️🇪🇷🙏🏾
❤ Thanks TV Ere. Well done. The history off ower heros Who live in justice and dignity 🙏
EriTv tanks for the power full historic work and our grandfather’s amazing leadership and strength.🙏🇪🇷🇪🇷🥰🥰
ምቅራብኩም ጽቡቅ ኢዩ ግን እዳባ ቅድስ የውሃንስ ድኣ በልዎ ከም ታራ ሰብ እዳእባ የውሃንስ ኣይትበልዎ ናይ ቅዱስት ሰፈር ብኽብሮም ድኣ ንጸውዕ የቀንየለይ ኣጆኹም ቀጽልዎ ❤❤❤
ብጣዓሚ ዝናእድ ስራሕ ሰሪሒኹም ቀጽሉሉ ኩለን ገዳማት እዳኸድኩም ክትሰርሑሉ ተስፋ ይገብር ገዳማትና ምዓት ታሪኽ ሕጁ ኣሎ እሞ ፈትሽዎ ነዚ ሃይማኖት ከናሽውዎን ክቅይሩን ዝዋፈሩ ከለገና ክውገዱ ኣለዎም ሕሉፍ ሓሊፎም መላእኽቲ ዘናሽዉን እሞ ካኣ እታ ጥንታዊት ኦርተዶኩስ ምንጪ ክንሳ ክንሕድሳ ይብሉና ኣለው አዚ ክውገዝ እዩ ዘለዉ ።
Eritrea is simply beautiful! Weqyanos bechlefa.
ዋዉ፡ማዕረባ፡ሽኮሪ፡ምስ፡❤ተቀባሊ፡ጋሻ፡ህዝቢ፡ማዕረባ፡ዕዳመን፡ጥዕናን፡ኣዳለዉቲ፡ቀጽልዎ፡ደቂ፡ኤረይ፡ሓላላት❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ኤርትራ 🇪🇷 ሃገርና ሃገረ ቅዱሳን እግዚኣብሔር ህዝባን መሬታን ይባርኽ ኣሜን።
Yene MarichI love the elderly guys-they are so sweet! This is such rich history, filled with warmth and wisdom. Truly a treasure!
Amlkina yebarek npo hagtatina debarokom nkulu hziebi eritrean🇪🇷❤🕊🤝debroko iyu
ERITREAN to ERITREAN only for us always 💯♥️♥️♥️💯💯♥️💯🌹🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷💯💯♥️🇪🇷🙏🙏🌹♥️💯
Great histori thank you🙏🏽🇪🇷❤️🇪🇷
❤❤Eritrea 👍❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🙏🙏🙏
Me and my younger brother baptized in this church 🇪🇷
Eritrea ❤❤
Amen Amen Amen ewe bhaki Kale 🥬🥬🥬 hiwet yesmalna EGZABHER AMLAXna kubur gezetena bmikixal nitarik harbena ,abonan Rasi tesma Asmero gedati deki Hager mesheketi yirkemilu neyirom hiji Gin Netom kerinetat deki Hager nuxuri gerkum bimikirabkum msganana wesen yeblu ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉 tewaredika gegae
❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏 ማዕረባ ዓዲ ጀጋኑ።
Beautiful small town ❤❤ incredible history kebren mogosen negotana rasi .redetomun berketemun nay abona kudus yewehanes ayfeleyena
በረኸት ቅዱስ ዮሃንስ ይኽፈለና ።
አሜን አሜን አሜን ❤❤❤
Maereba adey nafikeki biayney kitiwexi deliki God bless you Maereba 🙏🙏🙏🙏🙏
ታሪኽ ኤሪትራና ታሪኽ ወሎዶታት እዩ :: ጅግንነት ኤሪትራውያን ካብ ጥንቲ ጥቅምቲ እንዳ ተወራረሰ ዝመጸ ምኻኑ እዩ🙏❤🎉❤
Abotat admen tenan yhabqum❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️❤️⛪️⛪️🇪🇷🇪🇷🙏🙏
Waw ራእሲ ተሰማ ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ምስ ጀሚረ እዩ መይቱ🇪🇷💕🇪🇷✅💕🇪🇷✅💕
Maereba adey adi jeganu ❤️❤️❤️
❤❤❤
Amen Amen Amen.
Bereket luel rediet ezgabiher ayfeleyena amen amen amen
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤
Kexlwo kulu gedamat kemzi gerkum amxulna ❤❤❤❤
🙏🙏🙏🙏🙏
🎉🎉🎉Eritrea 🇪🇷
ደቂ ማዕረባ ዝኾንኩም እስከ like ጽቀጡ
Selam selam selam Maerebawyan ❤❤❤
ቃልሂወት የስማዓልና ተርኺ ጋዜጥኛ ልብኻ ዘረስርስ መሳጢ ታርኽ ልብኻ ዝትንክፍ እዩ እሞ እዚ ንቤተክርስትያን ዘሕደግ ዕቃበ ታሪክ ኑዋየ ቁድሳን ኩሎም ዝምልከቶም ኣካላት መንግስቲ ዕቃበ ታሪካዊ ቦታትን ኣባላት ቤተመዘክርን ናይታሪኽ ተመራመርትን ኣቃልቦ ክገብሩሉ ይላቦ ንዓዲ ማዕርባ ድማ ኣገናዕ ክብሎም ይፈቱ
❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
Deki Akele seb Tarik!
❤❤❤❤ ❤❤❤❤❤
Bereketn redieatn yhabena ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉Amen3
Deheb´n Tarich M´ss Inh´benelom Abotat..Abohagotat...
ናይ ኣቦታትና ጥበብን ራኢን ብቃላት ክትገልጾ ኣይካእልን ። ኤርትራውነት ማዕረ ክንደይ ክቡር ምኳኑ እዩ ዘረድእ እቲ ምእንታይ ንህዝቦምን መሬቶምን ዝወደቑ ኣላፍ ጀጋኑ ስለ ዘለዉ ፡
Des zbl yeqenyelena Eritv ❤❤❤
Amen Amen Amen ⛪️⛪️⛪️🙏🏻🙏🏻🙏🏻
❤❤❤🙏🏼🙏🏼🙏🏼🇪🇷
❤️🙏❤️🙏❤️🇪🇷💯🇪🇷🎁💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉
معربا مدينة العقل والحكمة كانت وطنية راسي تسماء
🙏🙏🙏⛪⛪⛪❤❤❤🙏🙏🙏
Des zebil bezbuk gerca zehascao nebert Cab welude nab welude zegelge eu❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🌹🌹
مدينة الكفاح مدينة الوحدة بلادي إريتريا
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🙏🙏
Maereba adey
💖💖💖💖💖💖💖💯💯💯💯💯💯💯
Aboy Raesi Tesma enkoe temelisom ayrieywo btami mihazonu meyrom ahhhhh
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
My god even the animals enjoying the weather 😍 🐑🐐🐪🐃🐄🐃🌿🌿🌳🌻🌦
🙏 🙏🙏❤️🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🎉🎉🎉🎉
❤🎉❤❤🎉❤❤🎉❤🎉❤
EgziAbHier ymesgen, Dinqi zkone tarik eyu.Amlak neza kbrti hagerna wetru yhalwelna
🙏🙏🙏⛪️⛪️⛪️❤️❤️❤️🌹🌹🌹
በረኸቶም ረዲኤቶም ምሳና ይሕደር
Amennnn❤
Niamlaknan nihagernan knsegid nay gidn eyu
Nay behaqi exub dnqi bereket nay qdus yohans ayfeleyena nkulna hzbekrstyan
ዝከብርካ ኣቅሪቢ ካብ ተቀሚጢ ተወለድቲ ኢይ ዝብሃል መስለን
ጽሕፈትካ ኣዐርዮ ኣይንበብን እዩ ዘሎ
ድንቢያ ዳኣ ክሕመሱ እዮም 😂😂😂
ኣብዚ ኣተሓሳስባ ኣሎካ ክሳብ ሕጂ።ድሕሪ 2000 ዲካ ተወሊድካ
Anta qodar agame tefalitna alene ab mongona atietewu
አታ ዓጋመ አብመንጎና ዝአትወና አይነፍቅድን ኢና
@@dawita2865 ኢትዮጵያ ትስዕር ተደምረናል 🤣🤣🤣🤣
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዓዲ ቀጽልዎ። ግን ን ሰራየ ገጽኩም እባ ተዛወሩ ዞባ ደቡብ ኣከለጉዛይ ጥራይ ድዩ እንዳ ዜና ሰብ ይዕዘበኩም ኣሎ ሚዛናውያን ኩኑ !!
እንታይ ኣሎ ሰራየ ታሪክ ጀብሃ ክገልጹልኪ ደሊኪ ወላስ ታሪክ ምልሻ ስርናይ 😂😂
ኩሉ ንሕበነሉ ሃገርናን ዞባናን እዩ ብልቢ ኤርትራዊ ተኾንካ ትሓበን እምበር ጌጋ ዝኾነ ነገር ኣይትዛረብ
ብናተይ ኣተሃሳስባ ሰራየ ዓደይ ኣኮለጉዛይ ዓደይ ኮታስ ካብ ራስቀሳር ክሳዕ ራስ ዱሜራ ኩሉ ኣብ ግዝዩኡ ድማ ከቕርቡዎ ሙዃኖም ድማ ኤሪ ትቪ 100%። መን ካበይ ኣይኮናን ንብል ብዝሰርሑዎ ነድንቕ ቅንኢ ሒዙና ድማ ኮሞኦም ታሪኽ ክንሰርሕ ንበገስ ይብል ኣነ።
@@yordanosmehari3470 ሕብንቲ ጓል ኤረይ ንሱ እዩ እቲ ሓቂ🇪🇷❤🇪🇷
😂
Eri tv 😂😂😂😂 medenagerit 📺 . Chew zeybla megbi 😂😂
never politicize this is religion,Christianity is dying in Eritrea
ድርባይ ረሳሕ
Go away AGAME
Meareba is not Eritrea eritrakum ab meakorkum wetufuwa
Tifelto tezyb3lka 🤫🤫🤫 bel.
❤❤❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🤲🙏🤲🙏🤲🙏🤲🙏🤲
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
👏👏👏👏👏👏👏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💐💐❤️❤️❤️❤️❤️💐💐💐💐💐
❤🎉❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤
በረኸት ረድኤትን ናይ ቅዱስ ዮውሃን ይሕደረና
ኣቦታትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
ኣቅራቢ ሐውና ድማ የቀንየልና❤❤❤❤❤❤
ከምዚ እዳገበርኩም ታሪኽ ምቅራብኩም ክብሪ ይኹንኩም ክደይ መንእሰይ ክማሃረሉ እዩ ግን እዳ ቅዱስ የውሃንስ ቤተክርስትያን ኢልኩም ጽሓፍዎ ከም ታራ ሰብ እዳባ የውሃንስ ኣትበሎዎ ኣጆኹም❤❤❤
በረከትን ረዲአትን ልኡል እግዚአብሔር፡ ኣማላድነት ቅዱስ ዮዋሃንስ ኣይፈለየና
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ good job it’s amazing church and good history🌹🌹🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️🙏❤️ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ኣሜን ቃል ሕይወት የስመዓልና ቅዱሳን ኣቦታትና ካህናት። ጸሎቱን በረኸቱን ናይ ቅዱስ ዮሓንስ ወልደ ነጎድጓድ ፍቁረ እግዚእ ምስ ኩላትና ህዝቢ ክርስትያን ይኹን። ነዚ ናይ ቅዱሳን ዓዲ ናይ በረኸት ስፍራን ንኩሉ ህዝቢ ክሰምዖ ዝገበርኩም በርኸት ቅዱስ ዮሓንስን በረኸት ጻድቕ ኣቡነ ተኽለሃይማኖት ጸሎቶምን በረኸቶምን ረዲኤቶምን ኣምላኽ ቅዱሳን ኣቦታትና ይክፈልኩም።
@EriTv....Thank you for all the documentaries 🙏🙏🙏 Although I was born and grew up in Asmera, I Have awesome childhood memories of this Beautiful Town...❤️❤️❤️❤️❤️❤️
አምላክ ይባርክን ይሐልኪ ሀገረይ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️አብ ቀጻሊ ከምዚ ዓነት ታሪክ ከተቅርቡልና ተስፉ ንገብር
Its not just a church but a museum, library and Architectural gem🙏🙏🙏
ሓወይ ኣፍካ ኣደብ ግበረሉ ቅዱስ ዮሓንስ ገላጺ ምስጢር ይግለጸልካ ቤተ እግዚኣብሔር museum ክከውን ዝክእል ኣብ ዘይተማህረ ወልዶ እዩ።
ኤረይ ዓደይ ዓዲ ቅዱሳን🇪🇷❤🇪🇷🌼
Great history!
Great work!
Thank you!
MAEREBA adey❤❤❤
My beautiful Eritrean people! May Almighty God protect Eritrea!
Amennnnnnn❤
ዘደነቅ ታሪክ ኣቦታትና ማዕረ ክንደይ ንቁሓት ምዕቡላት ነይሮም ትድነቅ ኤር ቲቢ ግዜኩም ሰዊእኩም ታሪክና ክንፈልጥ ንትገብሩዎ ዘለኩም ዓቢ ስራሕ ቀጽልዎ ፈጣሪ ዓስቢ ጻዕርኩምን ድካምኩም ይክፈልኩም❤❤❤
ብጠዓሚ ደስ ዘብል ታሪኽ በረኸቱ ለቅዱስ የሐንስ ይሐደረና
GREAT HISTORI THANK YOU
ቃል ሂወት የስማዓልና
ኣሜን(3)❤
ጸሎትን በረኸትን ናይ ኣቦና ቅዱስ ዮሃንስ ኣይጋደፈና ኣሜን🙏🙏🙏😢😢😢😢❤❤❤❤ እዞም ኣቦና ራእሲ ተሰማ ግን ኣብ ናይ ታሪኽ መጻሕፍቲ ጥራይ ዘይኮነስ ኣብ ናይ ቕስቲ ቤተክርስትያን ከማን ኣገልግለተም ክሰፍር ይግባእ ❤❤❤🤴🇪🇷 ኣብ ሕቑፊ ቕዱሳን ኣቦታት ኣብርሃም፡ ኢሳቕ፡ ያቖብ የንብሮም🙏🙏🙏 በጀካ ጅግና ምንባሮም ብዙሕ ኣብ መንፈሳውነት ኣበርክቶ ከም ዝነበሮም ይፈልጥ ኣይነበርኩን😢😢😢😢 ክንደይ ዝተጸቕጠ ብግብእ ዘይተነግረ ታሪኽ ከም ዘለና ይርድኣካ። በሉ ኣብዛ ናይ 100 ዓመት ወይ ሓደ ክፍለ ዘመን ክብረባዓል ናይዛ ቤተክርስትያን ኣብ መላእ ሃገር ዘለኹም ኦርቶዶክሳውያን በረኸት ክትካፈሉ ተስፋ ንገብር🙏🙏🙏🙏❤❤❤⛪
ብሩኻ አቦታትና ዕዲመን ጥዕናን ይሀብኩም። ሀይማኖትና ትሰስን ❤️🇪🇷🙏🏾
❤ Thanks TV Ere. Well done. The history off ower heros Who live in justice and dignity 🙏
EriTv tanks for the power full historic work and our grandfather’s amazing leadership and strength.🙏🇪🇷🇪🇷🥰🥰
ምቅራብኩም ጽቡቅ ኢዩ ግን እዳባ ቅድስ የውሃንስ ድኣ በልዎ ከም ታራ ሰብ እዳእባ የውሃንስ ኣይትበልዎ ናይ ቅዱስት ሰፈር ብኽብሮም ድኣ ንጸውዕ የቀንየለይ ኣጆኹም ቀጽልዎ ❤❤❤
ብጣዓሚ ዝናእድ ስራሕ ሰሪሒኹም ቀጽሉሉ ኩለን ገዳማት እዳኸድኩም ክትሰርሑሉ ተስፋ ይገብር ገዳማትና ምዓት ታሪኽ ሕጁ ኣሎ እሞ ፈትሽዎ ነዚ ሃይማኖት ከናሽውዎን ክቅይሩን ዝዋፈሩ ከለገና ክውገዱ ኣለዎም ሕሉፍ ሓሊፎም መላእኽቲ ዘናሽዉን እሞ ካኣ እታ ጥንታዊት ኦርተዶኩስ ምንጪ ክንሳ ክንሕድሳ ይብሉና ኣለው አዚ ክውገዝ እዩ ዘለዉ ።
Eritrea is simply beautiful! Weqyanos bechlefa.
ዋዉ፡ማዕረባ፡ሽኮሪ፡ምስ፡❤ተቀባሊ፡ጋሻ፡ህዝቢ፡ማዕረባ፡ዕዳመን፡ጥዕናን፡ኣዳለዉቲ፡ቀጽልዎ፡ደቂ፡ኤረይ፡ሓላላት❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ኤርትራ 🇪🇷 ሃገርና ሃገረ ቅዱሳን እግዚኣብሔር ህዝባን መሬታን ይባርኽ ኣሜን።
Yene Marich
I love the elderly guys-they are so sweet! This is such rich history, filled with warmth and wisdom. Truly a treasure!
Amlkina yebarek npo hagtatina debarokom nkulu hziebi eritrean🇪🇷❤🕊🤝debroko iyu
ERITREAN to ERITREAN only for us always 💯♥️♥️♥️💯💯♥️💯🌹🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷💯💯♥️🇪🇷🙏🙏🌹♥️💯
Great histori thank you🙏🏽🇪🇷❤️🇪🇷
❤❤Eritrea 👍❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🙏🙏🙏
Me and my younger brother baptized in this church 🇪🇷
Eritrea ❤❤
Amen Amen Amen ewe bhaki Kale 🥬🥬🥬 hiwet yesmalna EGZABHER AMLAXna kubur gezetena bmikixal nitarik harbena ,abonan Rasi tesma Asmero gedati deki Hager mesheketi yirkemilu neyirom hiji Gin Netom kerinetat deki Hager nuxuri gerkum bimikirabkum msganana wesen yeblu ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉 tewaredika gegae
❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏 ማዕረባ ዓዲ ጀጋኑ።
Beautiful small town ❤❤ incredible history kebren mogosen negotana rasi .redetomun berketemun nay abona kudus yewehanes ayfeleyena
በረኸት ቅዱስ ዮሃንስ ይኽፈለና ።
አሜን አሜን አሜን ❤❤❤
Maereba adey nafikeki biayney kitiwexi deliki God bless you Maereba 🙏🙏🙏🙏🙏
ታሪኽ ኤሪትራና ታሪኽ ወሎዶታት እዩ :: ጅግንነት ኤሪትራውያን ካብ ጥንቲ ጥቅምቲ እንዳ ተወራረሰ ዝመጸ ምኻኑ እዩ🙏❤🎉❤
Abotat admen tenan yhabqum
❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️❤️⛪️⛪️🇪🇷🇪🇷🙏🙏
Waw ራእሲ ተሰማ ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ምስ ጀሚረ እዩ መይቱ🇪🇷💕🇪🇷✅💕🇪🇷✅💕
Maereba adey adi jeganu ❤️❤️❤️
❤❤❤
Amen Amen Amen.
Bereket luel rediet ezgabiher ayfeleyena amen amen amen
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤
Kexlwo kulu gedamat kemzi gerkum amxulna ❤❤❤❤
🙏🙏🙏🙏🙏
🎉🎉🎉Eritrea 🇪🇷
ደቂ ማዕረባ ዝኾንኩም እስከ like ጽቀጡ
Selam selam selam Maerebawyan ❤❤❤
ቃልሂወት የስማዓልና ተርኺ ጋዜጥኛ ልብኻ ዘረስርስ መሳጢ ታርኽ ልብኻ ዝትንክፍ እዩ እሞ እዚ ንቤተክርስትያን ዘሕደግ ዕቃበ ታሪክ ኑዋየ ቁድሳን ኩሎም ዝምልከቶም ኣካላት መንግስቲ ዕቃበ ታሪካዊ ቦታትን ኣባላት ቤተመዘክርን ናይታሪኽ ተመራመርትን ኣቃልቦ ክገብሩሉ ይላቦ ንዓዲ ማዕርባ ድማ ኣገናዕ ክብሎም ይፈቱ
❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
Deki Akele seb Tarik!
❤❤❤❤ ❤❤❤❤❤
Bereketn redieatn yhabena ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉Amen3
Deheb´n Tarich M´ss Inh´benelom Abotat..Abohagotat...
ናይ ኣቦታትና ጥበብን ራኢን ብቃላት ክትገልጾ ኣይካእልን ። ኤርትራውነት ማዕረ ክንደይ ክቡር ምኳኑ እዩ ዘረድእ እቲ ምእንታይ ንህዝቦምን መሬቶምን ዝወደቑ ኣላፍ ጀጋኑ ስለ ዘለዉ ፡
Des zbl yeqenyelena Eritv ❤❤❤
Amen Amen Amen ⛪️⛪️⛪️🙏🏻🙏🏻🙏🏻
❤❤❤🙏🏼🙏🏼🙏🏼🇪🇷
❤️🙏❤️🙏❤️🇪🇷💯🇪🇷🎁💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉
معربا مدينة العقل والحكمة كانت وطنية راسي تسماء
🙏🙏🙏⛪⛪⛪❤❤❤🙏🙏🙏
Des zebil bezbuk gerca zehascao nebert Cab welude nab welude zegelge eu❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🌹🌹
مدينة الكفاح مدينة الوحدة بلادي إريتريا
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🙏🙏
Maereba adey
💖💖💖💖💖💖💖💯💯💯💯💯💯💯
Aboy Raesi Tesma enkoe temelisom ayrieywo btami mihazonu meyrom ahhhhh
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
My god even the animals enjoying the weather 😍 🐑🐐🐪🐃🐄🐃🌿🌿🌳🌻🌦
🙏 🙏🙏❤️🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🎉🎉🎉🎉
❤🎉❤❤🎉❤❤🎉❤🎉❤
EgziAbHier ymesgen,
Dinqi zkone tarik eyu.
Amlak neza kbrti hagerna wetru yhalwelna