ስብከት ፖፕ ሽኖዳ 3ይ ብትግርኛ ህይወት እንታይ እያ ? pope shinouda in tigrinya what is life ?

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 29 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 309

  • @beesea216
    @beesea216 4 ปีที่แล้ว +146

    እዚ ካብ መዓር ወለላ ዝጥዕም ቃልኩም ሰሚዕና ተግበርቲ ክንከውን እግዚኣብሔር ይ ሓግዘና።

  • @abraha4122
    @abraha4122 3 ปีที่แล้ว +29

    ናይ ኣቦና ሽኖዳ ትምህርቲ ኣዝዩ ዝምስጥ መንፈሳዊ ትምህርቲ ኣብ መሰረቱ ኮይኑ ተርጋሚ ግን አግዝኣብሔር መመሊሱ የብራሓልኩም ❤

    • @lixmony855
      @lixmony855 2 ปีที่แล้ว

      አሜነአሜንአሜን

  • @ሜሪየድንግልማርያምል-ቀ5ገ
    @ሜሪየድንግልማርያምል-ቀ5ገ 3 ปีที่แล้ว +37

    ክንደይ ዝጥዕም ናይ ነብሲ ምግቢ እዩ። እግዚአብሔር አምላክ አብ ልበ ፅላትና የሕድሮ ክቡር አቡና ቃለ ህይወት የስመዐልና ተስፋ መንግስተ ሰማያት የውርሰልና🙏

    • @MaryMary-wq9iy
      @MaryMary-wq9iy ปีที่แล้ว

      Amen Amen Amen Temsegen 🙏🏽➕️🙏🏽➕️🙏🏽➕️🙏🏽➕️🙏🏽➕️🙏🏽➕️🙏🏽🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲

    • @Wegatha
      @Wegatha ปีที่แล้ว +1

    • @godschild9020
      @godschild9020 8 หลายเดือนก่อน

      Amen 🙏

  • @lukasjonsson2886
    @lukasjonsson2886 4 ปีที่แล้ว +92

    ክንደይ ንልቢ ዘጥልል ቃል ኣምላክ እዩ ፥ ኣምላክ ልብና ይብርሃልና፥ ነቦና ፖፕ ሽኖዳ ከምኡ ውን ነቶም ናብ ቛንቛና ትግርኛ ተርጒምኩም ተቅርቡልና ዘለኩም ኩላትኩም ድማ እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም።

  • @million2784
    @million2784 4 ปีที่แล้ว +26

    እዚኣ መደብ ኣዚያ ጽብቅቲ ኢያ እሞ፡ቀጽሉዋ እግዚኣብሄር ይሓግዝኩም

  • @maki219
    @maki219 3 ปีที่แล้ว +17

    ንዝሞተት ነብሲ ዘተንሲእ ናይ አቡነ ሸነዳ ትምህርቲ እናተርጎምኩም ነዚ መዓር ዝኾነ ቃል እግዚአብሄር ክንመሃር ትደኽሙ ዘለኹም ኣሕዋት ብጣዕሚ ይቅንየልና። ዓስብኹም ካብ እግዚኣብሄር ርኸቡ።

  • @zeritadhanom6027
    @zeritadhanom6027 4 ปีที่แล้ว +19

    የሕወት ናይብሓቂ ከምዝገርኩም ተቅርቡልና ዘለኩም እግዛኣብሄር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዛሓልኩም።
    ንዓና ካኣ ኣግዛኣብሄር ኣምላኽ ኣብ ልብና ይሕድሮ።

  • @mezerberha5269
    @mezerberha5269 11 หลายเดือนก่อน +1

    እዚ ደሴ ዝብል ትምህርቲ እዩ ኣቦና ዝሰምዐናይ አብ ልቦና ይሕድረልና ቃል ህይወት የሰመዓልና

  • @AlaysolomunKeshi
    @AlaysolomunKeshi 17 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኩቡር ኣቦና ቃለ ሂወት የስማዕልና ጌታየ ኢየሱስ ክርስቶስ ይቅረ በለለይ ንዓይ ንሓጥእ ባርያካ ብመንገድካ ምርሓኒ

  • @ንኩሉግዜኣለዎተመስገንፈጣ
    @ንኩሉግዜኣለዎተመስገንፈጣ 2 ปีที่แล้ว +3

    _ቃል ህይወት የስመዓልና ፀጉኡ የብዝሕ እግዚአብሔር አምላኽ_

  • @natnaeltedros9086
    @natnaeltedros9086 3 ปีที่แล้ว +3

    ናይ ኣቦና ብጹእ ኣቡነ ሺኖዳ በረኸቶም ረዲኤቶም ኣይፈለየና

  • @woldekidantekle5075
    @woldekidantekle5075 3 ปีที่แล้ว +7

    ቃለ ሂወት የስማልና
    እግዚኣብሄር
    ኣነ ኣዝዩ ዝገርመኒ ናይ ትርጁማን እዩ
    ፖፕ ሽኖዳ ባዕሎም
    ዝዛረቡ ዘለው ኮይኖም
    ይስማዓኒ
    ንቓንቓ ዓረብ
    ናብ ትግርኛ
    ዝቕየርኩም የሕዋት
    ጸግኡ የብዛሓልኩ ኣምላክ
    ኣነ ኣዝየ ካብ ዝስምዖ ትምህርቲ እንተሎ
    ናይ ፖፕ ሽኖዳ እዩ
    ነብሶም ኣብ ገነት የንብሮ
    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @drzeraygslassie5620
    @drzeraygslassie5620 4 ปีที่แล้ว +6

    ኣቦና ብፅእ ኣቡነ ሺኖዳ 3ይ በረከቶምን ረዲኦቶምን ኣብ ህይወት ኩላትና ይሕደር ኣሜን።

    • @Eli-qb3ud
      @Eli-qb3ud 2 ปีที่แล้ว

      Amen Amen

  • @MelatTsegazeab
    @MelatTsegazeab 4 หลายเดือนก่อน +1

    Amen 🙏 amen 🙏 amen 🙏 qali hyweti yesmaalna abona bereketom yhderena 🙏🙏🙏👏👏👏

  • @gghhh1320
    @gghhh1320 4 ปีที่แล้ว +5

    ብሓቂ ቃለ ህይወት ይስመዓልና ናአቦና በረከት ይራዳኣና ንህዝብ ክርሰቲያን

  • @teklit3568
    @teklit3568 4 ปีที่แล้ว +18

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስምዓልና ፡ኣሕዋትና ካኣ ክብረት ይሃበልና ከምዚ ገርኩም ብምቅራብኩም፡ ብርዕኩም ይሰስን

  • @thewayofjustice9466
    @thewayofjustice9466 4 ปีที่แล้ว +4

    ብጹዕ ወቅዱስ ኣቡነ ሽኖዳ ቃል ሂወት የስማዓልና ኣቦና ፡ነዝ ብዙሕ ድኻም ደኺምኩም ናብ ትግርኛ ተርጉምኩም ተቕርቡልና ዘለኹም የሕዋትና ካኣ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም ኣሜን ቀጽልዎ ኣይትጥፍኡና፡

  • @እግዚኣብሄርንኣቡነሰላማዝ
    @እግዚኣብሄርንኣቡነሰላማዝ 4 ปีที่แล้ว +6

    ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ብጹእ ወቅዱስ ኣቦና ፖፕ ሽኖዳ ||| ኣብ መንበረ ጻባኦት ብጸሎቶም ይሓጉዙና ፡ በረከቶም ይሕደረና

  • @ሚሊጋልትግራይ-ገ6ዀ
    @ሚሊጋልትግራይ-ገ6ዀ 3 ปีที่แล้ว +4

    ናይ ብሓቂ ሰሚዕኻ ዘይፅገብ ብሓቂ ቃል ሂወት ይስምዕና እግዛብሄር ኣምላኽ መስትዋሊ ልቦና ይሃበና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @senaitsenaitabadi4258
    @senaitsenaitabadi4258 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና በረኸቶም ይሕደረና ኣቦና🙏💒

  • @meronkibrom2523
    @meronkibrom2523 3 ปีที่แล้ว +1

    የሕዋተየ ልብኩም ኣይተትርሩ፡ ኣምላክ ይኩሕኩሓና አዩ ዘሎ አሞ ማዕጾ ልብና ነርህወሉ፡ መታን ኣብ ግዜ ሓጢያትና ከርሕወና ናይ ዘላለም ሂወት ክህበና። ኣምላክ ምሳና አዩ ዘሎ ነስተውዕል አንተሎና፡ ንመንፈስና ነፍቕራ ልክዕ ከም መንፈስ ብጻይና፡ መታን ጽባሕ ንግሆ ከይረፍደና። ኣምላክ ምስትዉዓሉ፡ ጥበቡ ይዓድለና! ኣሜን! ካባኩም ኣዩ ናባኩም። የፍቕረኩም አየ💕

  • @HabtemariamHabteab
    @HabtemariamHabteab ปีที่แล้ว +1

    our Ortdoxe God blesss Amen Amen Amen❤❤❤❤❤ Qale hawit yesmale Abo shonda🎉🎉🎉

  • @saraasefaw3459
    @saraasefaw3459 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት ይስመዓና ነቦና ሽኖዳ ጽጋን በረኸት ኣምላክ ይውሕዞም ነዚ ተርጉምኩም ብእንስምዖ ቃንቃ ዘቅረብኩሙልናው ጸጋ ኣምላክ ኣይፈሌኩም ንኣና ከኣ ሰሚዕና ንትግብር ኣምላክ ይሓግዘና

  • @rishant9980
    @rishant9980 2 ปีที่แล้ว

    ናይ አቦና ሽኖዶ ትምህርቲ ክጥዕም ካብ መጠን ንላዕሊ ምቁር እዝዩ ጥዑም ክቡር ሐውና ብትግር ተርጊምካ ብምቅራብካ ክብረት ይሀበልና ልክዕ ባዕሎም ዝዛረብወ ዘለው እዩ ዝጥዕም ጸጉኡ የብዝሐልካ ፈጣሪ አሜን

  • @kibromyemane8218
    @kibromyemane8218 2 หลายเดือนก่อน

    ቃል ሂወት የስመዓልና ናይ ዘመን ዕድኹም ይብኣርኽ❤

  • @sabaghumbot5485
    @sabaghumbot5485 ปีที่แล้ว

    ቃለ ህይወት የስመአልና ብሀቂ ሀናፂ ትምህርቲ ህይወትና ነዚ ይመስል።

  • @dawitom439
    @dawitom439 ปีที่แล้ว

    ኣሜን አቦና ምንፈሳዊ መግቢ ሃናጺ ትምሀርቲ ቃል ሂወት የስምዓለና 🙏

  • @adonaydawit27
    @adonaydawit27 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜንን ኣሜንን ቃል ሂወት የስመዓና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ይባረኽኩም ኣቦና እቶም ናብ ትግርኛ ትትርጉሙና ዘለኹም ከኣ ኣምላኽ ዓዕዚዙ ይባረኹኩም ቀጽልዎ ብጃኹም፡።

  • @salmeyeg
    @salmeyeg 5 หลายเดือนก่อน

    ቃለ ሂወቱ ቃለ በረከት የስመዓልና ክቡር ኣቦና ከምኡ ድማ ናብዝይ ዘቅረብኩምላ እግዝኣቢሄር የክበርና❤❤❤

  • @godwithus2304
    @godwithus2304 4 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen kal hiwet yesmalna egzabihier nay agolglot zemenkum ybarkelkum ykedselkum

  • @samuelangosom6779
    @samuelangosom6779 2 ปีที่แล้ว

    ደጋጊምካ ሰሚዒካ ዘይጽገብ ትምህርቲ
    ቃል ሂወት የስምዓልና

  • @milenamehari2256
    @milenamehari2256 2 ปีที่แล้ว +8

    Thank you for taking the time for translating this beautiful teaching 🙏🙏🙏Amlak tsegu'u yebzahalka!!! 🙏 kale 'hiwot yesmalna!🙏🙏🙏

  • @hffgtt9869
    @hffgtt9869 ปีที่แล้ว

    ቃለ በረከት ቃለ በረከት የስመዕና ክቡር ኣቦና በረከትኩም ይሕደረኒ 🙏🎉

  • @awettsegay7214
    @awettsegay7214 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን በረከት ኣቦና ኣይፈለየና ተማህረ ኣልኮ የሕዋት ኣዳለውተይ ዛ መደብ ተርግሞኮም ዘዳሎኮማ ኣምላኽ ይባርኮም 🙏✝️⛪️❤️❤️❤️❤️

  • @ሕልናቲዩብ
    @ሕልናቲዩብ 2 ปีที่แล้ว

    ብሓቅ ቃለ ህይወት የስመዐልና 👏👏ዝሰማዕናዮ አብ ፅላተ ልብና ይፅሓፈልና ናይ አቦና ሾኖዳ በረከቶም አይፈለዮና👏👏👏👏🌻🌻🌻🌻

  • @jonmarry7587
    @jonmarry7587 2 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ቃል ኣምላክ ብሓቂ ቃል ህይወት ይስመዐልና ንአኩም ድማ ፍረ ፃማኩም ይሃብኩም

  • @tesfalemkibreab767
    @tesfalemkibreab767 4 ปีที่แล้ว +4

    እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም ።ሰሚዕካ ዘይጽገብ ትምርቲ ።

    • @bereketmebrahtu7349
      @bereketmebrahtu7349 3 ปีที่แล้ว

      Behake megbe nehewet zekowin pale hiwet yesmalna abona dima edme yehabom for all

  • @beredula1237
    @beredula1237 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን (3) ኣቦና ቓሊ ሂወት የሲመዓልና ጸጋኩሜ የብዘሓልኩም

  • @solomonhailemicael7582
    @solomonhailemicael7582 4 ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ህይወት የስማዓልና አቦና ናይ አገልግሎት ዘመኖም እግዝአብሔር ይባርከሎም ዕድመን ፀጋን ያብዛሓሎም ከምኡ እውን ሓውና ቃለ ህይወት ያስማዓልና ናይ አገልግሎትካ ፣ እግዝአብሔር ኣምላክ ይባርከልካ ፣ ዕድመን፡ ፀጋ ያብዛሓልካ ዛሓወይ በርትዕ አጆካ ።

  • @yafetyafu7551
    @yafetyafu7551 ปีที่แล้ว

    ፍሉይ ጸጋን ጥበብን ዝተመልኦ ቃል ኣምላኽ

  • @ማርያምይኣደጎይታ
    @ማርያምይኣደጎይታ 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ቃለ ሂወት የስመኣልና በረከት ናይ ቁዱሳን ኣቦታትና ኣይፈለየና ካብ መዓር ዝምቅር ቃል ኣምላክ ሰሚዒና

  • @zefanhaile7731
    @zefanhaile7731 2 ปีที่แล้ว +1

    አንታ ናብ ትግሪኃ ዝተርጎምካ ኤግዛአቢሄር ይባርኽካ, እቲ ዘደንቕ ድማ አብና ባዕሎም እቲ ትግሪኃ ዝዛረብዎ እዩ ዝመስል.🙏

  • @fenanghirmay9475
    @fenanghirmay9475 4 ปีที่แล้ว +1

    amen amen amen Qle hiwet yesmaelna. abona amelak nezi kengebre xegue yebzhalna temesegen nezi Qle kensemea zebkaena amelak!!!

  • @ftwi9191
    @ftwi9191 2 ปีที่แล้ว

    እግዛብሔር በረከትኩም ይሕድረልና እቶም ኣገልገልቲ ድማ ዘመን ሂወትኩም ይባረኽ

  • @robelmtrd
    @robelmtrd ปีที่แล้ว

    Kal hiwet yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.

  • @ghirmaykidane8220
    @ghirmaykidane8220 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣምላክ ሰማይን ምድርን ዝኮነ ጎይታ እየሱስ ፡ይባርኩም ፡ ብትርጉም ተርጊምኩም ነዓና ዓይነ ልቦናና ክክፈት ዓቢ ኣስተዋጽኦ ዝገበርኩም ፡ኣዝዩ ኣገዳስን ትርጉም ምንባርናን ሕጂ ተረዲኢኒ ፡፡ልቢ ዘጥልል ጥራይ ዘይ ኮነ ህላዉነት ኣምላክና ክንርዳ ሓጊዝኩሙና ፡ኣምላክ ይባርኩም ዘመንኩም ይባረክ

  • @geni2251
    @geni2251 2 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዝሕ

  • @salamsa4185
    @salamsa4185 2 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ክብር ኣቦና

  • @asmaithabteghiorghis3060
    @asmaithabteghiorghis3060 3 ปีที่แล้ว +14

    I am addicted to these sermons! Thank you so much for bringing it to us in Tigrigna! Amlak xeguu yebzhalkum🙏 Kale hiwet yesmialna abona!

  • @Wedifish
    @Wedifish 4 ปีที่แล้ว +3

    Tsegan Bereketkn nay Abona ykfelena Amlak.🥰 💒🥰
    Kale Hywet yesmialna. Ftuwat yehwat dma amlak tsegeu yebzhalkum xbuk srah ✝️✝️✝️

  • @ሓጥያተናኢየናይእመብርሃን
    @ሓጥያተናኢየናይእመብርሃን 4 ปีที่แล้ว +6

    Willkommen Muqratey Edemen tenan yhabkum fetari xeg Ab Resi xegu Yebzhalkum Kab Areb Nab Tigerna Sele tetrgmlna ka Betami eyu des Zebel blani

  • @hopeyohanes
    @hopeyohanes ปีที่แล้ว

    ኣሜን qale ሂወት የስማልና

  • @trhasmeharihagos9666
    @trhasmeharihagos9666 3 ปีที่แล้ว

    እግዚኣቢሄር ይመስገን።ከምዚ ገርና ብቃልካ ክንጸናናዕ ዝፈቀድከልና አምላክ ስምካ ይባረክ።እቶም ኩሉኩም ኣብዚ ሰራሕ እጃምኩም ተበርክቱ ኣምላክ ይክፈልኩም

  • @yodit526habtu3
    @yodit526habtu3 3 ปีที่แล้ว

    ብዙሕ ነገር ንምሀር እለና ልብካ ዘጥልል አምላ ልቦና ይሀበና እግዝእብሄር ዝተመስገነ ሕያው አቦና ምሳና ይኩን ብዙሕ ግድለተ ይተማህረ

  • @BsratTeklu-h4i
    @BsratTeklu-h4i 7 หลายเดือนก่อน

    Qal hiwet yesmalna
    Semina knebrelu goyta ydegfena
    Nezi ztergomkum dma amlak ybarkkum❤

  • @fygghagos3208
    @fygghagos3208 3 ปีที่แล้ว

    ናይ ኣቦና ፓፕሽኖዳ ፆሎቶም ኣይፈለየና ምሕረቱ የብዘሐልና እግዚኣብሔር ይኽበር ይመስገን

  • @NahomHailu-q6d
    @NahomHailu-q6d 9 หลายเดือนก่อน

    ካብዚ ዝጥዕም እንታይ ኣሎ ካብ መዓር ወለላ ዝጥዕም ቃል ፡ ቃል ሂወት የስምዕልና ሰሚዕና ከኣ ተግበርቲ ክንከውን እግዚኣቢሔር ይደግፈና🙏፡ በረከትኩም ኣይፈለየና ኣቦና ኣሜን 🙏።

  • @merhawitgoje2967
    @merhawitgoje2967 4 ปีที่แล้ว +1

    Kale hiwet yesmalna edmen tenan yhabkum fetari nezi ztergomkumlna xegeu ybzhalkum

  • @HhGg-kk6hx
    @HhGg-kk6hx 4 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት ይስመዐልና ብርከቱክም ይሕደርና ኣባና

  • @betielyohannes8653
    @betielyohannes8653 2 ปีที่แล้ว

    Qual hiwot yesmaalna. Well said. It make sense. Egziabhier eyne lbonana ykfetelna 🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @MohamedERF-t2h
    @MohamedERF-t2h 5 วันที่ผ่านมา

    ቃለ ሂወት የስመዐልና ኣቦይ🙏🙏

  • @semharhagos8346
    @semharhagos8346 4 ปีที่แล้ว +5

    Bhakie kale hiwet Yesmalna nat Abona seltom berktom misana Yhalu nezelalm!❤🙏

  • @erisweetheart8156
    @erisweetheart8156 2 ปีที่แล้ว +5

    Thank you my Lord Jesus 🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @adhanethabte1115
    @adhanethabte1115 4 ปีที่แล้ว +3

    Amennnn Amennn txelotn bereketn abona pop shnoda misana ykun.

  • @sabasimon4736
    @sabasimon4736 3 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen 🙏 kale hiwet yesmalna abona

  • @rutatekle8457
    @rutatekle8457 3 ปีที่แล้ว

    Nay bhaqi nlbi zeresrs qal . Egziabhar nezi qdus qalu testewiel lbi yadlena, bdgame qal hiwet yesmalna 🙏🏼

  • @MikeTw-d8o
    @MikeTw-d8o ปีที่แล้ว

    ቃለ ህይወት የስምዕልና ኣቦና

  • @Ghebrhiwethabtay
    @Ghebrhiwethabtay 2 ปีที่แล้ว

    💒💒🌹🌻ቃል ሂወት የስምዓልና ጻድቅ ኣቦና ሽኖዳ ብጸሎትኩም ኣብ ቅድሚ ፈጣሪኩም ዘክሩና በረኸትኩም ኣይፈለየና ኣሜን⛪️⛪️😍💒💒🌹🌻ቃል ሂወት የስምዓልና ጻድቅ ኣቦና ሽኖዳ ብጸሎትኩም ኣብ ቅድሚ ፈጣሪኩም ዘክሩና በረኸትኩም ኣይፈለየና ኣሜን⛪️⛪️😍

  • @robelmtrd
    @robelmtrd ปีที่แล้ว

    Egziabher Amlak tsegiu abzihu ybarkum Amen Amen Amen.

  • @RujHii-oi3qs
    @RujHii-oi3qs ปีที่แล้ว

    Bahaki kalehiwet yesmaelna Egzaebiher xegue yebzahalkum ftari nezi medeb ezi tdalwwu kae❤❤❤🎉🎉🎉

  • @nugusemebrahtu8762
    @nugusemebrahtu8762 ปีที่แล้ว

    Amen kale hiwet yesmealna egziabher kemti nisu zidelyo kinkeyd senay fikadu ykun

  • @Deepfocus0228
    @Deepfocus0228 ปีที่แล้ว

    አዚስ መን ይረክቦ፡ተመስገን።ተገዲስኩም ተርጉምኩም ነዚ መግቢ ሂወት ተቕርቡልና ሰባትሲ ኣመስጊነ ን ኣመስጋኖ ሂቦኩም ኣለኩ።እምላኽ ይባርኽኩም፡ብሩኻት።

  • @AlmightyGOD812
    @AlmightyGOD812 3 ปีที่แล้ว +7

    We need more videos from pope shinuoda's preaching.

  • @Lifeishardwork
    @Lifeishardwork ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen kalehiwet yesmealna amlake kdusan ab lbna yehdro

  • @ንብጻካከምነብስኻኣፍቅር
    @ንብጻካከምነብስኻኣፍቅር 4 ปีที่แล้ว

    እግዚእቤሄር ጽጉኡ የብዝሓልኩ ኩቡርት እሕዋት ነዚ ማሃሪ ዝኮነ ቃል አምልክ ዝተርጎምክምልና

  • @asterkidane1840
    @asterkidane1840 2 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen kale hiwet yesmalena

  • @searegoitommenghisteab
    @searegoitommenghisteab 3 หลายเดือนก่อน

    Amen Amen Amen!!! qale hewet yesmalna

  • @tekleabmelake3453
    @tekleabmelake3453 4 ปีที่แล้ว +2

    Qale hiwet ysemealna. 🙏

  • @hallohallo5872
    @hallohallo5872 3 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen kale hiwet yesmelna abona

  • @abelgidey7170
    @abelgidey7170 2 ปีที่แล้ว

    Amen kale hiwet yesmealna 🙏❤❤❤❤🙏

  • @samuelangosom6091
    @samuelangosom6091 4 ปีที่แล้ว +1

    ቃል ሂወት የስምዕልና ተባረኹ ወገናተይ

  • @efrempersonal2030
    @efrempersonal2030 4 ปีที่แล้ว

    Amen qale hiwet yesmialna mehderi menfeskidus kinkewin Amlak senay fkadu ykun. Nay wetru teketateli

  • @robeltekle1596
    @robeltekle1596 2 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen kalehiwet yesmealna

  • @letensaeokubazghi6327
    @letensaeokubazghi6327 3 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen kalhiwet yesmana

  • @saranegash12
    @saranegash12 4 ปีที่แล้ว +3

    Thank you for interpreting this video, God bless you!!!

  • @ብሪጓልተዋህዶ-ፐ9ለ
    @ብሪጓልተዋህዶ-ፐ9ለ 4 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክቡር አቦና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዝአብሔር ኣምላክ👏👆👈

  • @medhanieande9872
    @medhanieande9872 2 ปีที่แล้ว

    qal hiwet yesmalna. Kbri negzabhier amlak ykun

  • @danielzeru
    @danielzeru 4 ปีที่แล้ว

    አሜን፫ ቃል ሂወት ይስመዐና በረከቶምን ጾሎቶምን ኣይፍለየና

  • @selamnirayo6454
    @selamnirayo6454 ปีที่แล้ว

    Thanks so much for teaching to people. Ab libi seb yehdiro kulu tezarebkimo

  • @abhiweteyeyezeneber
    @abhiweteyeyezeneber 3 ปีที่แล้ว

    AMLAK edmen tenan yehabkum abona tselotkumen bereketkumen ayefeleyena neakum yehwatey dema kale hiwet yesmealna nay agelglot zemenkum yebarekelna

  • @Fekarkun
    @Fekarkun ปีที่แล้ว

    Amen kalehiwet yesmialna nezi knlabeso kea egziabher ydegfana 🤲

  • @selamgebretnsae6880
    @selamgebretnsae6880 2 ปีที่แล้ว

    Kal nay hiwet yesmaelna 🙏

  • @YonasTesfaldet-gl9vx
    @YonasTesfaldet-gl9vx 11 หลายเดือนก่อน

    ቃል ህይወት ይስማዐና

  • @ኣክሱምዩቱብ
    @ኣክሱምዩቱብ 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት ያሰማዕልና ናይ ኣቦና በርከት ና ተረዳእነት ኣይፍለየና ዝስማዓክዎ ንፍሪ ንበርከት ግበረለይ ኦ ጎታና መዳሓኒትና እዩስስ ክርስቶስ ሆይ ልበይ ኣንፀሃለይ ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏

  • @selamawitgetachew6511
    @selamawitgetachew6511 2 ปีที่แล้ว

    Kale hiwet yesmeaulna 🙏 🙏 🙏

  • @mulyemalet9777
    @mulyemalet9777 4 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ሃሌ ሉያ ቤት ፍቅሪ የሕዋተይ ብዙሕ ተባረኹ ጎይታ የሱስ ክርስቶስ ይባርኩሙን ይቀድስኩሙን ፍቁራት ማሕበርና

  • @danieltesfaldet8967
    @danieltesfaldet8967 3 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmalena abona 🙏🙏🙏💒💒💒

  • @Eritrea-First177
    @Eritrea-First177 4 ปีที่แล้ว +2

    ቃል ህወት የስመዓልና ናይ ብሓቅ ዓብ ትምህርት ኢዩ የሕዋትና ክኣ ብጣዕም ከምዝ ገርኩም ዝመሃርኩምና ኣምላኽ ኣብ ኩሉ ጉዕዞኹም ኣሳልጦ ይሃብኩም ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን

  • @Blessed-n4g
    @Blessed-n4g 3 ปีที่แล้ว

    በሃቂ ሰላም ይስማኣኒ ቃለህይወት የስምኣልና ኣቦና

  • @dejenkidane1735
    @dejenkidane1735 4 ปีที่แล้ว

    Qalhiwet yesmealna Egziabher Amlak nay Agolglet zmenkum ybarkaekom