Mekane Hiwet || ምእዛዝ ህዝቢ ኣምላኽ [ንእግዚኣብሄር ምእዛዝ]፡ ብቀሺ ዶ/ር ተኽለኣብ መንግስተኣብ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 30 ก.ย. 2024
  • ስብከት፥ ብቀሺ ዶ/ር ተኽለኣብ መንግስትኣብ - ኣብ ጉባኤ ኦ.ተ.ቤ። መካነ ህይወት መድሓኒ ዓለም ቤተክርስቲያን፡
    ሰንበት 5 ሕዳር 2000፡ ኣስመራ፥ ኤርትራ
    ክቡራት ኣሕዋትን ኣሓትን፥ እዚ መልእኽቲ እዚ፡ ካብዚ ኣብዚ ዝተዘርግሓሉ ዕለት፡ ቅድሚ 12 ዕመት ዝተዋህበ መልእኽቲ ቃል እግዚኣብሄር እንተኾነ`ኳ፥ ኣብዚ ዘሎናዮ ናይ ህይወት ኩነታት፥ ናይ ቤተክርስቲያን፡ ናይ ሃገርናን ህዝብናን ኩነታት ዝዛረብ እዋናዊ መልእኽቲ እዩ። እግዚኣብሄር ኣብ ኩሉ ዘመናትን ወለዶታትን ንህዝቡ ዝዛረብን ዘጠንቅቕን ዝገንሕን እሙን ኣምላኽ ክነሱ፥ ብዘይምእዛዝ ሰብን ህዝቢ ኣምላኽን ግን ምሕረትን በረኸትን ኣምላኽ ካባና ርሒቑ ይነብር ጥራይ ዘይኮነስ፥ ዘይምእዛዝ ዓቢ ኣበሳ እዩ። ምናልባት ሕጂዉን እግዚኣብሄር ይዛረብ፥ ንምጥዓይን ምምላስን ነፍስና፥ ንምሕረትን ምፍዋስን ህዝብና። እግዚኣብሄር ኣምላኽና ንልብና ናብ ምእዛዙ የቕንዓዮ። ኣሜን!!

ความคิดเห็น • 131

  • @medhaneiemhatsion3576
    @medhaneiemhatsion3576 4 ปีที่แล้ว +34

    ጀጋኑ ስለቲ ትከፍልዎ ዘለኩም ዎጋ አብ ሰማይ ከም ከዎክብቲ ክትበርሁ ኢኩም

    • @IsaacAbraham-m7l
      @IsaacAbraham-m7l 3 หลายเดือนก่อน

      Nay bihaki God be with them

  • @embayeberhe
    @embayeberhe 4 ปีที่แล้ว +29

    ካብ ብዘይ እግዚኣብሄር ብህይወት ምንባር ምስ እግዚኣብሄር ኮይንካ ሙማት ይሓይሽ
    ብጣዕሚ ዘደንቕ ኣገላልጻን ጸጋ ኣምላኽ ዝመልኦ ህይወት ዝህብ ቃልን ጐይታ ሰንሰለት መቑሕኩም ይስበር

    • @tesfutekleab7357
      @tesfutekleab7357 2 ปีที่แล้ว

      ኣሜን 🙏 ኣሜን 🙏 ኣሜን 🙏.

    • @almazaskale7593
      @almazaskale7593 2 ปีที่แล้ว

      Amen amen amen 🙏

    • @bibisium1432
      @bibisium1432 ปีที่แล้ว

      ኣሜን

    • @nigistkidane5853
      @nigistkidane5853 5 หลายเดือนก่อน

      አሜን አሜን 🙏🏽 አምላኽ ይካአሎ አዩ ኢልና ንእመን☮️

  • @mizankeshi4276
    @mizankeshi4276 3 ปีที่แล้ว +9

    እግዚአቢሀር መዋጽኦ ይፍጠረልኹም !!! ዓለም ናይ መውደክደክትን ሓሰውትን እንበር ናይ ቕኑዓት ከምዘይ ኾነት ኣብዘመና ብዓይንና ሪኢና ።

  • @habtomredae2833
    @habtomredae2833 7 ปีที่แล้ว +37

    ኣሚን ኣምላክ ካብቲ ዘለካዮ ዓዘቅቲ የውጽእካ ገድልካ ገድሊ ቅዱሳን ሃዋርያት ይግበረልካ ንጴጥሮስ ሃዋርያ ካብ ማእሰሪኡ ዝፈትሐ ጎይታ ሕጂ ውን ምሳካ ይኩን። ኣብ ሂወትካ ሰላም ናይ ጎይታ ይምነየልካ ሃወይ። ኣነ ድማ ንዝሰማዕክዎ ክእዘዘሉ ንኣምላከይ ይልምኖ

  • @solona2000
    @solona2000 11 ปีที่แล้ว +34

    " ፍርቂ ለይቲ ምስ ኰነ ድማ፡ ጳውሎስን ሲላስን ንኣምላኽ እናለመኑ ብዜማ የመስግኑ ነበሩ። እቶም እሱራት ከኣ ይሰምዕዎም ነበሩ።
    26 ብድንገት ድማ፡ መሰረት እታ ቤት ማእሰርቲ ኽሳዕ ዚናወጽ፡ ብርቱዕ ምንድቕዳቕ ምድሪ ዀነ። ብኡብኡ ኸኣ ኲሉ እቲ መዓጹ ተኸፍተ፡ ናይ ኲላቶም መቓውሕውን ተፈትሔ።
    27 እቲ ሓላው እሱራት ምስ ተበራበረ ኸኣ፡ መዓጹ እታ ቤት ማእሰርቲ ተኸፊቱ ረኣየ። እቶም እሱራት ዝመለቑ መሲልዎ ድማ፡ ሰይፊ መሊሑ ርእሱ ኪቐትል ደለየ።
    28 ጳውሎስ ግና፡ ኲላትና ኣብዚ ኣሎና እሞ፡ ኣብ ርእስኻ እከይ ኣይትግበር፡ እናበለ ዓው ኢሉ ጨደረ።
    ( ግብሪ ሃዋርያት 16:23-28 )

    • @hermonghebremichael7635
      @hermonghebremichael7635 6 ปีที่แล้ว +3

      samri smith thank yu kidmi 5 amet share gerikiyo eziqal amilak bi etsifitata nabaki yiqreb

    • @akberetyemane7641
      @akberetyemane7641 3 ปีที่แล้ว +2

      Ata hawey buru amlak zbarekeka ab zelekumo selamn tsnatn yahebkum nakum zasere mokuh aseber bselam btanakum ktwetsu neti lewaa amlakna nlmuno

    • @solona2000
      @solona2000 3 ปีที่แล้ว +1

      Ameenn..!!! The same blessing goes to you abundantly . Praying is the solution of every bondage ..

  • @maranata893
    @maranata893 3 ปีที่แล้ว +7

    ኣገልገልቲ ኣምላኽ ተዛሪቦም ነይሮም ሰማዒ ሲኢኖም ፡ ብሓቂ ንሕናን ኣቦታትናን በደልና፡ ሓጥያትና ገጽካ ከወለና ስለ ስም ወድኻ መድሓኒና ጎይታና ኢየሱስ ክትብል ገጽካ ምለሰልና ኣቦ፡ ተኽለኣብ ኽም ስምካ እግዚኣብሄር ምሳኽ ይኹን።

  • @nahom9192
    @nahom9192 6 ปีที่แล้ว +18

    ብሓቂ ኣምላኽሲ ተዛሪቡ ኔሩ እዩ፥ ሰብ ግን ምእዛዝ ኣብዩ፥ ኣምላኽ ዘቕልብ ልቢ ይሃበና ነጺ ጽሩይ መልእኽቲ ቃል ኣምላኽ ሰሚዕና ክንእዘዞ።

  • @nigistkidane5853
    @nigistkidane5853 5 หลายเดือนก่อน +2

    በሐቂ ትኽ ዝበለመልእኽቲ እዩ:: ናብአምላኽ ንጠምት::ክዕረቀናውን አዩ! እንተንስኻ ግን አምላኽ ምሳኻ ከምዘሎ እአምን እዩሞ ማዕጾኻ ክኽፈትዩ ! ተባረኽ
    አሜን አሜን 💕🙏🏽💕

  • @meharikfle4087
    @meharikfle4087 5 ปีที่แล้ว +12

    ብሓቂ ጎይታ ደጋጊሙ ብዝተፋላለየ ተዛሪቡና ንሕና ግን ኣይተኣዘዝናን: ጎይታ ተኣዛዚ ልቢ ሃበና።ፍቁር ኣቦና ቀሺ ዶ/ተኽለኣብ ኣብቲ ዘለኻዮ ረዲኤት ጎይታ ኣይፈለኻ።

  • @Solo980
    @Solo980 6 ปีที่แล้ว +15

    May God bless you more dear Doctor tekleab bror, May lord be with you! Thanks god.

  • @tesfuasgodom159
    @tesfuasgodom159 2 ปีที่แล้ว +5

    ቓል ሂወት የስማኣልና ዶ/ ፍጹም ኣብ ዘለካዮ እድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @aliosman5367
    @aliosman5367 ปีที่แล้ว +5

    Glory to Heavenly Father, Glory to Lam and Glory to Holy Spriti. God bless you.

  • @abrhethabtemariam2359
    @abrhethabtemariam2359 6 ปีที่แล้ว +17

    ኣንታ ቡሩክ ናይ ኣምልክ ሰብ ጎይታ ኢየሱስ ይባርካ ኣቢ ሰራህ ጎይታ ሰርህካ ኢካሞ ሰንሰለትካ ይብተክ

  • @abrhethabtemariam2359
    @abrhethabtemariam2359 6 ปีที่แล้ว +12

    ተከላኣብ ሃወይ ብፍቃድ ጎይታ ተፈትህካ ዳግም ንጎይታ ከተገልግሎ ኣብታ ዝኣበናላ ምስኩሎም ኣህዋት ምሳካዘለዉ ኩሎም ጎይታ ይባርክካ

  • @temesgenyesus4140
    @temesgenyesus4140 2 ปีที่แล้ว +8

    I feel the presence of the holyspirit 🙏

  • @hailemaryammehari5530
    @hailemaryammehari5530 5 ปีที่แล้ว +7

    ኦኦ እግዝኣብሔር ኣምላኽ ብምሕረትካ ንልምነካ ኣለና ስለዞም ንጹሃን ምሕረትካ ኣዝዘልና። ተኽለኣብ ሓወይ ካብዚ ዘከካዮን ዘለኩሞን ጸልማት መዋጽኦ ይፍጠረልኩም እግዝኣብሄር ይኣክል ይበለልኩም

    • @almazteclemariam8314
      @almazteclemariam8314 5 ปีที่แล้ว

      😬😬☺😍😍☺🤣😍😅😅🤣🤣🤣🤣😅😅🤣🤣🤣🤣

  • @girmawieagle7183
    @girmawieagle7183 9 ปีที่แล้ว +24

    simply amazing,wonderful&powerful preaching.
    may the Lord our God bless Eritrea!

  • @skufseb1skufseb118
    @skufseb1skufseb118 5 ปีที่แล้ว +5

    ሓውና Dr. Tekleab ጎይታና የሱስ ይባርኽካ። ኣብ ዝሃለኻ ሀሉው እቲ እሙን የሱስ ጎይታና ወዲ ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን። ኣምላኽ ይመስገን ። ኣሜን ።

  • @tsegatewolde7592
    @tsegatewolde7592 3 ปีที่แล้ว +3

    Betami zeftowo menfsawi aboy goyta yeberka ❤️❤️ salkum ksab hege be hiwet aloku nay Lomi wengel.... Eigeden

  • @mogosgerea709
    @mogosgerea709 7 ปีที่แล้ว +11

    Oh almighty Lord bless our country your preaching is realy touched me father Teklab May the grace of our Lord be with you.

  • @bereketkidane1980
    @bereketkidane1980 6 ปีที่แล้ว +6

    ኣመን ኣመን ኣመን ቓልሂወት የስማልና ናይብሃኪ ኣምላክ ጸጓኡ የብዝሃልካ ነዚ ቪዶ ኣኪብካዮ ብምጽናካ ኣምላ ኣብ ኩሉ እትገብሮ ኣወት ይምነየልካ ሃወይ !!!

  • @tesfaymichael2917
    @tesfaymichael2917 3 ปีที่แล้ว +4

    Right now after 21 years,we have that problem.
    We are really under difficult situations
    Pray for Eritrea
    Amlak mlesena bejaka

  • @aronhidray69
    @aronhidray69 11 หลายเดือนก่อน +1

    ዶር እስኩም ብትከፍልዎ ዘለኩም ዋጋ ነዚ ህዝቢ እዚ እግዚኣብሄር የዕርፎ?😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @filmonme-lf7uu
    @filmonme-lf7uu ปีที่แล้ว +1

    ኣብየት ናይ እግዚኣብሔር ስብ ምካን ክጥዕም፡ ኤርትራየ ክንተይ ትሓስሚ ካብ ማሕጸንኪ ዝወጹ ሊቃዉንት ኣሲርኪ ትቀትሊ፡ እንታይ እዩ መክሰብኪ፡

  • @disciplesofjesusbelux4232
    @disciplesofjesusbelux4232 4 ปีที่แล้ว +3

    ሰላም ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን፡ ዝኾነ ሰብ ናይ ሓው ተኽልኣብ ስድራቤቱ ከራኽበኒ ዝኽእል እንተ ሃልዩ ኣምላኽ ሰማያዊ በረኸቱ የውሕዘልኩም

  • @adyamtedros1548
    @adyamtedros1548 2 ปีที่แล้ว +3

    Our beloved and blessed father may God be w u all the hole time we love you u are hero 😇😇😇🤞❤❤❤❤❤

  • @hiwetwolderaphael6578
    @hiwetwolderaphael6578 ปีที่แล้ว +2

    Amen amen Amen Amlak mskulkum ysber kuburat likawnti

  • @zewdimengesha6742
    @zewdimengesha6742 3 ปีที่แล้ว +2

    Dmsti igziabiher lomi tesfayusedidu meqawhkum ysbero gota amennnnnnnn

  • @ኢዚውንኪሓልፍኢዩኢዚውንኪ
    @ኢዚውንኪሓልፍኢዩኢዚውንኪ ปีที่แล้ว +1

    ኢዋይ ቡሩኻት ኣቦታት ንሕና ኢና ተበዲልና እስኹም ዘይምህላውኩም ኣብዚ ኣሎ ስብከት ገሪምኒ ተመሲጠ ሰሚዔዮ ኣምላኽ ኣብዘለኹሞ እቲ ዝተአመንኩሞ ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ጸጋ የብዛሓልኩም ኣቦታተይ

  • @Biemnet-e8t
    @Biemnet-e8t 9 หลายเดือนก่อน +1

    ሓደ ካህን ዝበለኒ ዕላል ዘኪረ ናጽነት ምስ መጸ ቤተክርስቲያን ምስ ከድኩ ፈርሓ ሰብ ስእነ ተመሊሰ እልኒ በሓቂ ኣምላኽ ይቅረ ይበለልና ቃለ ሂወት የስመዓልና

  • @kemermulue5698
    @kemermulue5698 ปีที่แล้ว +2

    ❤❤❤❤

  • @robelmichael5794
    @robelmichael5794 4 ปีที่แล้ว +4

    God bless you kibue kal

  • @IbelongtoJesus123
    @IbelongtoJesus123 หลายเดือนก่อน +1

    Abona Qall hiwet yesmalna egziabher amlak ybarkum, meqawuhkum besm eyesus yseber Amen 🙏🏾

  • @abrtesfayo5181
    @abrtesfayo5181 ปีที่แล้ว +1

    ኩሉ ግዜ ፍቕርን ትሕትናን ዝመልአ ዘጸናንዕን፡ገጽ ኣምላኽ ዘጠምት፡ መንፈስ ኣምላኽ ዘለዎ ቃል።ኣብቲ ዘለኹሞ ኣምላኽ መመሊሱ ጸግኡ ይብጽሓልኩም።We miss you.❤❤

  • @tsegawelish9997
    @tsegawelish9997 4 ปีที่แล้ว +3

    Amen Amen . You r blessed. Amlak kabti zelokayo yewtsika.
    Amlak gize alewo nekulu

  • @luwamyared910
    @luwamyared910 4 ปีที่แล้ว +4

    We miss you our fathers May god bless you

  • @Elsa-i5n
    @Elsa-i5n 10 หลายเดือนก่อน +1

    ካብ፠በዘይ እግዚአብሔር ብህይወት ምንባር ምስ እግዚአብሔር ኮንካ ምማት ይሓይሽ❤❤❤

  • @HruyMeles
    @HruyMeles 5 หลายเดือนก่อน +2

    God bless you Baba tekleab 😢😢😢😢😢

  • @asmrimezmurdawit2371
    @asmrimezmurdawit2371 8 ปีที่แล้ว +5

    gota yesus emun ey amlak Daniel ey amlakna hanti mealti awet alo

  • @Yohana5167
    @Yohana5167 6 ปีที่แล้ว +4

    ኣሜን! ኣምላክ ይክበር ስለቲ ዋጋ ትከፍሎ ዘለካ ብሩክ ሓው።

  • @saraberaki3916
    @saraberaki3916 2 ปีที่แล้ว +2

    Kemey. Aleka keshi dr Tekleab amlak ybxahka nkulukum memharan behaki
    Jeganu nay semaywi habti yhabkum

  • @simrateweldeslase9210
    @simrateweldeslase9210 6 ปีที่แล้ว +7

    You are so faithful slave of God all the time in my heart bless you blessed.

  • @okubithaile8860
    @okubithaile8860 7 ปีที่แล้ว +7

    God bless you bra

  • @mhretabandom33
    @mhretabandom33 6 ปีที่แล้ว +3

    egzabhier amlak mesaka yekun abona doctor teklab hanti mealti ala goyta yesus ab hagerna berhan zewejela ab kereba thanks lord Jesus Christ I love you ma god Amen

  • @sabrinaymen1622
    @sabrinaymen1622 6 ปีที่แล้ว +6

    Amennnnn

  • @rechEri316
    @rechEri316 ปีที่แล้ว +1

    ሕጂ ውን እግዚአብሔር ይዛረብ ኣሎ 2023

  • @mangunmulugieta810
    @mangunmulugieta810 6 ปีที่แล้ว +5

    ኣምላኽ ይባርኽካ

  • @edentsegay8412
    @edentsegay8412 7 ปีที่แล้ว +3

    Amlak ybarek, slezi kudus kal.
    Amlak ybarka fkur hawna.

  • @hermonghebremichael7635
    @hermonghebremichael7635 6 ปีที่แล้ว +6

    Ezia mejemeri tselot nay Dr tekleab eba. Tsehafiluna aziya marikatiniy

    • @teamet.ghebru277
      @teamet.ghebru277 3 ปีที่แล้ว +3

      I hope this is not too late
      ዎ እግዚኣብሔር
      ጉባኤና ከንቱ ምትእኽኻብ ምእንቲ ከይከውን
      ኣብ ማእከል እዚ ጉባኤ’ዚ ብቅዱስ ቃልካን ብቅዱስ መንፈስካን ክትራኸበና ንጽልይ ኣለና
      ዎ እግዚኣብሄር ብዙሕ ክንብል ይከኣል እዩ፡ ካብ አእምሮ፡ ካብ ኣፍ ፡ ብዙሕ ክቅዳሕ ይከኣል እዩ እግዚኣብሄር
      ብሓቂ ግን ንስኻ እንተዘይተዛሪብካ ዎ ኣምላኽ ነብስና ካብ ቅድሜኻ ከይተረፈ ክትወጽእ እያ እሞ
      ስለ ስምካ ክትብል ነዚ ጉባኤ እዚ ከትንዕቆ’ሞ ክትዛረቦ ንጽልይ ኣለና ዎ እግዚኣብሄር
      ብሓቂ ንስኻ ሓንሳእ ክትዛረብ ንሕና ድማ ክልተ ሳዕ ክንሰምዕ
      ንስኻ ብዙሕ ክትዛረብ ንሕና ድማ ብዙሕ ክንዓቁር
      ንስኻ ብዙሕ ክትዛረብ’ሞ ዎ እግዚኣብሄር ንሕና ድማ ብዙሕ ክንእዘዝ ክትረድኣና ንጽልይ ኣለና
      ኣብዛ መዓልቲ እዚኣ ምሳና ክሓብሩ ንዘከኣሉ ፡ ግን ነዚ ጉባኤ’ዝን ነዚ ቃል’ዝን ዘፍቅሩ
      ብዙሓት ኣወዳትን ኣዋልዳን ፡ ብዙሓት ኣቦታትን ኣዴታትን ዎ እግዚኣብሄር ንዝክሮም ኣለና’ሞ
      ከምቲ በዚ ስጋ ኣእምሮ ዝዘከርናዮም ንስኻ ድማ በቲ ጥንታዊ ዝኾነ ደረት ዘይብሉ፡ መለክዒ ዘይብሉ ኣእምሮኻ ዘኪርካ፡ ኣብ ዘዘለውዎ ክትረድእ ንጽልይ ኣለና
      ዎ እግዚኣብሄር . . .. . .ተዛረቦም፡ ኣብ ጽምዋ ክኾኑ ከለኡ ተዛረቦም
      ዎ እግዚኣብሄር ኣብ ትሕቲ ገረብ ከጽልሉ ፡ ኣብ ጸሓይ ክነዱ፡
      ዎ እግዚኣብሄር ክጎዩን ከዕርፉን ከለዉ
      ዎ እግዚኣብሄር ክሓስቡካን ክርስዑኻን ከለዉ
      ኣብ ዝኾነ ይኹን ኩነታት ክትዛረቦም
      ብስም ወድኻ መድሓኒና እየሱስ ክርስቶስ ስም ንምሕጸነካ ኣለና
      እዚ ኹሉ ክትገብር ስለ ዝከኣለካ ተመስገን
      ስለ ስም ወኻ መድሓኒና እየሱስ ክርስቶስ ንጽሊ፡ ኣሜን።

    • @hermonghebremichael7635
      @hermonghebremichael7635 3 ปีที่แล้ว

      @@teamet.ghebru277 Thank youuuu🌅🕊🌾🌄🌅🕊🌾 Teame Hawey Kurstos Abta Timetsie Mengstu Yizekrena🌾🌳🕊🌅

  • @almazteclemariam8314
    @almazteclemariam8314 5 ปีที่แล้ว +4

    Praise the Lord for man of God

  • @barbapetros7771
    @barbapetros7771 7 ปีที่แล้ว +4

    kemza sbket ezia tmarkeni yelan bhaki ente bsef ente bbahri entes bhawi beyenay ke zeytefetena yehwat nmeles nab goyta

    • @hermonghebremichael7635
      @hermonghebremichael7635 6 ปีที่แล้ว

      Barba Petros neay win amena eya timarikeniy. Kichinek kelokue nezia eye disemie Dr aziyu Liuem Zikone qal amlak gedifilina ab Esiribet teatsiyu. Ezgabiher kulu zikealo Medeb alewo

  • @alexandermengstu2285
    @alexandermengstu2285 5 ปีที่แล้ว +3

    I wanna change my life god pls help me

  • @fikruaraya3026
    @fikruaraya3026 2 ปีที่แล้ว +1

    Sad! such incredible people had to spend their life in prison!

  • @brikitibeyene3190
    @brikitibeyene3190 4 ปีที่แล้ว +3

    God bless you

  • @meharikfle4087
    @meharikfle4087 6 ปีที่แล้ว +5

    ጎይታ ይባርካ

  • @abizemhret1431
    @abizemhret1431 7 หลายเดือนก่อน

    ኣቦታት እምነት ጎይታ በቲ ኣባኹም ዘንበሮ ጸጋ ቤቱ ይሃንጽ፡ ወላዃ ብመዓጹ ሸላታት ተመቘሕኩም እንተሃለኹም ዕዮኹም ንምህናጻ ነብሳት ግና ህያዉ ኮይኑ ይዓዪ እዩ ዘሎ እሞ ተነቢርልኩም ዘሎ ዓስቢ ዓወት ኣብቲ ዘልኣለማዊ ቤት ሲ ምስ ሓዋርያትን ነብያትን እዩ። ጎይታ ዝኸበረልኩም ኣቦታት

  • @solona2000
    @solona2000 11 ปีที่แล้ว +4

    GOD BLESS U DOCTOR TEKLEAN,REALLY... REALLY UR MESSAGE TOUCHED MY HEART...DEEEPLYYYY...

  • @almazteclemariam8314
    @almazteclemariam8314 5 ปีที่แล้ว +3

    Lprd have mervyyy

  • @barbapetros7771
    @barbapetros7771 7 ปีที่แล้ว +2

    yesus goyta hagerna hzbna bark fkrn selamn awrdelna nhawna kea abzelewo selam

  • @yosefgeberezgi476
    @yosefgeberezgi476 7 ปีที่แล้ว +3

    Amen haleluyaa ne Egzabiherr goyta zehgus hade eba ay seanen yekowen amelak beti abi mertu ytametena amen!

  • @tadhab3092
    @tadhab3092 5 หลายเดือนก่อน +1

    God bless you man of God.

  • @nigistkidane5853
    @nigistkidane5853 5 หลายเดือนก่อน +1

    The Best lesson ever

  • @gouykiflu1663
    @gouykiflu1663 7 ปีที่แล้ว +4

    waww amen aemen

  • @solona2000
    @solona2000 11 ปีที่แล้ว +5

    AMAZING AND GRACEFUL MESSAGE ABOUT OBEDIENT HEART.

  • @esumekseb6320
    @esumekseb6320 5 ปีที่แล้ว +2

    Nay bihaki aby tmhrty: Amlak ybareka♥️

  • @tuemzghibeyene5725
    @tuemzghibeyene5725 4 ปีที่แล้ว +1

    እዋይ ሂወተይ ኣብ ዘበን ጀነራል ሉቃስ ዶ ምትፈጠርኪ?

  • @lelee8763
    @lelee8763 6 ปีที่แล้ว +3

    I Miss you .

  • @gebrihiwotwoldu5121
    @gebrihiwotwoldu5121 4 ปีที่แล้ว +1

    Egzabiher amlak mewaxo yfterelkum dokter (keshi) teklab

  • @isakyusuf5299
    @isakyusuf5299 6 ปีที่แล้ว +3

    Amennnnnnn....

  • @lastdayscomingsoonmaranata557
    @lastdayscomingsoonmaranata557 4 ปีที่แล้ว +1

    አሜን ብሩክ ሓወይ እግዚአብሄር ኣምላክ ምረትኩም ይጠምት

  • @temesgenamlak6912
    @temesgenamlak6912 3 ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሄር አብዘለካዮ ምሳካ ይኩን

  • @ariamizaak4758
    @ariamizaak4758 7 ปีที่แล้ว +3

    Amen

  • @betelihiemkidane7464
    @betelihiemkidane7464 6 ปีที่แล้ว +1

    Eti n deku zeyrisie amlak ab zelekayo yihalka mewaxo yifterelka

  • @yosefokbai1391
    @yosefokbai1391 8 ปีที่แล้ว +3

    AMEN DOCTOR....

  • @filmingbereket553
    @filmingbereket553 2 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen 🙏 abona

  • @biniamteweldeberhe1880
    @biniamteweldeberhe1880 2 ปีที่แล้ว

    Hebrews 11 (ትግ) - እብራውያን
    36: ገሊኣቶም ድማ ብልግጫን ብመግረፍትን፡ ኣብ ልዕሊ እዚውን ብመቝሕን ማእሰርትን ተፈተኑ።
    37: ብዳርባ እምኒ ተቐትሉ፡ ተመገዙ፡ ተፈተኑ፡ ተሰይፎም ሞቱ፡ ኣጐዛ ኣባጊዕን ዲኖ ኣጣልን ተኺዲኖም ዞሩ፡ ሰኣኑ፡ ጸበቦም፡ ሓሳረ መከራ ጸገቡ፡
    38: ዓለም ንኣታቶም ዘይትበቅዕ ኰይናስ፡ ኣብ በረኻታትን ኣብ ኣኽራንን ኣብ በዓትታትን ኣብ ጐዳጕድ ምድርን ኰለል በሉ።

  • @dawitasghedom2965
    @dawitasghedom2965 9 หลายเดือนก่อน

    ኣምየን

  • @segenmisgna2729
    @segenmisgna2729 ปีที่แล้ว

    Abotatey nskum nxuhan. Deqi egziabher eu fetari kea asbkum aezizu kfedyekum eu. Neana dea nezom hatiategnatat deqkum abta xelotkum zekurna Amen.
    Fetari kabti zelekumo mewaxio yfterelkum Amen

  • @bisiratmihreteab37
    @bisiratmihreteab37 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen tebark

  • @awetberhe2256
    @awetberhe2256 ปีที่แล้ว

    ጀጋኑ ደቂ ተዋህዶ ኦርቶዶክስ ኤርትርራ ❤❤❤ ዓክ፧ ኣጥፊሽኩም እባ እዚ ኣረሜን ስርዓት ? ቃልኩም ግን ተስፋ የስንቀና ኣሎ ።

  • @angesomhabtay5153
    @angesomhabtay5153 3 ปีที่แล้ว +1

    God bless you.

  • @tesfaymichael2917
    @tesfaymichael2917 3 ปีที่แล้ว +1

    That was prophetic

  • @ey504
    @ey504 2 ปีที่แล้ว

    Burukat abotatna Egziabiher maisertikum yiftah getskum nmiray nnafik. Nhina win Egziabiher sik iluna zelo gizie iyu bsenki zeymiizazna. Nsikum si mihirkum ikum meklitkum ashrifkum asbikum abi yikun. Egziabiher mihret yigberelna.

  • @godistlove7688
    @godistlove7688 ปีที่แล้ว

    Alem netom qenuate. Ne Amlak zemesgnun aytkwenen eya .Alem ne Goyta zeytqbelet kemey ela nakum netom negzabher etgeglu kebqe Amlak mewaxo yeferlkum😢😢😢

  • @asterghebre5248
    @asterghebre5248 3 ปีที่แล้ว

    Wo Amlak nkulu etmrmrn trien ngus eka emo kulu zweredomn emnetomn rieka nsom nana dukumat kegelgun kab zelenayo azekitn shigrn kewxeunas kulu eka tkiel emo kab xebeba hara gberom abzelewo wn gasyom.

  • @salemabraha8657
    @salemabraha8657 2 ปีที่แล้ว

    Doktor bruk getskum knrie nnafik alona. Ab zelekayo Tebarek 🙏🌺🌺🌺🌺

  • @hello-nz4hy
    @hello-nz4hy 2 ปีที่แล้ว

    I came from tefetawi talk show

  • @samuelyemane6845
    @samuelyemane6845 7 ปีที่แล้ว +1

    Amlakey kemti meten dsemaekuwos buauau meten dma kiazezeka degfeni. nbaryakha dma kemti bsmka dsqeyo zelo bsmka dma dqayu kedae ylmn aleku. tsega ab riasi tsega abo. G,b,u dr tekhleab .

  • @almazteclemariam8314
    @almazteclemariam8314 5 ปีที่แล้ว +1

    Oh Abo baricka zekro zekro

  • @qalhaqijesusonly2821
    @qalhaqijesusonly2821 4 ปีที่แล้ว

    Entay kibil ewanawi melikti ni hizbi Amlak Bhaqi Menti amlak zieseru bitsuat eyom Hawey Teklab Bruk eka Aklil Hiwet Tedaliu ab Semay yitsibeyeka alo Godbless you and all your house hold.

  • @tsegabutsamlak9976
    @tsegabutsamlak9976 2 ปีที่แล้ว

    አዘኦም ዶ ኣብ ኮንተነር መሳፈሩ ነሕና ሓጥያተናታት ከሎና

  • @godisloveamanuel3116
    @godisloveamanuel3116 4 ปีที่แล้ว

    Egziabher Amlke yebrka Ewanawi melektiiii #God forgive us 😥😥😥😥 Km bezhehi mehertka Temtena .......

    • @kbritube4484
      @kbritube4484 4 ปีที่แล้ว

      Goyta eyesus zebenka ybark Docter tekleab amlak nkulatkum ab bet maesterti selekum mequhkum hashemshem ybel1ይ ጴጥሮስ 5 (1 Peter)
      4፤ እቲ ሓለቓ ጓሶት ምስ ተገልጸ ድማ፡ ዘይጽምሉ ኣኽሊል ክብሪ ኽትቅበሉ ኢኹም።

  • @fenantsegay6143
    @fenantsegay6143 ปีที่แล้ว

    ❤❤ ዘይርሳዕ ቃል እግዚኣብሄር ጐይታ የሱስ ይባርክካ ኣቦና

  • @asmrimezmurdawit2371
    @asmrimezmurdawit2371 8 ปีที่แล้ว +1

    Goyta mesakum ey brukat

  • @wuhbetnatey8325
    @wuhbetnatey8325 ปีที่แล้ว +1

    😢😢😢❤❤❤😢😢😢❤❤❤ ንብዓተይ ክቆጻጸሮ ኣይከኣልኩን፡ ኣይከኣልኩን በቃ! ወትሩ ምሳና ጀጋኑ ዉሉዳት።😢😢😢❤❤❤

  • @eyorusalemeyasu4774
    @eyorusalemeyasu4774 2 ปีที่แล้ว

    For All earih Free Bible Not business I not business woman

  • @wintatesfay6329
    @wintatesfay6329 2 ปีที่แล้ว

    Buruk agelgali km zaeteaserka ika bsbketka nbarek alena zemenka ybarek

  • @tsegabutsamlak9976
    @tsegabutsamlak9976 2 ปีที่แล้ว

    አዋይ ሎሚ ካ ኣ matet ንይ እስሰያስ መወዳኤ ኣቡና

  • @bitsumalakasgedom2898
    @bitsumalakasgedom2898 4 ปีที่แล้ว

    Amlak kabta zeleka ya mes ahewatka mewaxso yefeterlna behaki netom sedraka hayeli yehabom

  • @senugaljeganu
    @senugaljeganu 3 ปีที่แล้ว

    Nay emnet jeganu abotatnna aklil hywet aleku. Bhaki zezez lbi yhabena