"ቃል-ኣምላኽ" ፖፕ ሽኖዳ 3ይ pope shinouda 3rd sermon tigrinya

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 22 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 311

  • @wediruba-naele947
    @wediruba-naele947 ปีที่แล้ว +9

    ክቡር ሓውና ፣ ቃል እግዚኣብሄር ተርጒምካ ተስማዓና ዘለኻ ቃለ ህይወት የስማዓልና፣ ንዓና ድማ ሰማዒ ልቦና ሂቡ ኣብ ጽላት ልቦና ከሕድሮ ቅዱስ ፍቃዱ ይኹን ፈጣሪ ኣሜን(3)።

  • @ERI291-
    @ERI291- ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኩበር ሓው፡ ቃለሂወት የስመዓልና። ከይንጥፍእ ብእትህበና ዘለካ ትምህርቲ ኣምላክ ባዕሉ ዓስስቢ ይሃብካ

  • @meronkibrom2523
    @meronkibrom2523 3 ปีที่แล้ว +47

    የሕዋተየ ልብና ኣይንትርሮ፡ ኣምላክ ይኩሕኩሓና አዩ ዘሎ አሞ ማዕጾ ልብና ነርህወሉ፡ መታን ኣብ ግዜ ሓጢያትና ከርሕወና ናይ ዘላለም ሂወት ክህበና። ኣምላክ ምሳና አዩ ዘሎ ነስተውዕል አንተሎና፡ ንመንፈስና ነፍቕራ ልክዕ ከም መንፈስ ብጻይና፡ መታን ጽባሕ ንግሆ ከይረፍደና። ኣምላክ ምስትዉዓሉ፡ ጥበቡ ይዓድለና! ኣሜን! ፈጣሪና ኩሉ አዩ ዝከኣሎ። የፍቕረኩም አየ💕. ፍቅሪ ኣምላክ ምስ ኩላትና ህዚቢ ይኩን።✝💟☮

  • @samrigrezihr.3352
    @samrigrezihr.3352 ปีที่แล้ว +2

    ኣቤት ደስ ክብል ኣብ መዓሙቅ ጭንቂ ነይርካ 😢😢ብድድ ተመሥገን ኣምላክ🥺🥺🥺🥺🥺🥺

  • @AsdDsa-bs8zp
    @AsdDsa-bs8zp 3 ปีที่แล้ว +53

    ቤት ፍቅሪ እግዚአብሔር እግዚአብሔር ዓስቡኩም ያሃብኩም ተስፋ ዝህብ ትምህርቲ ተማሓላሉፉ እግዚአብሔር ፀጋ ኣብ ርእሲ ያዓድልኩም ፈጣሪ ወድ ስብ ኣብዚ ሐዚ እወን ክንደይ ተጨኒቁ ኣሎ እዚ ቃል እንተዝሰምዕ ኣፀቢቁ ክፅናዕናዕ ነይሩእዩ ብዚ ዝማሓላለፍ ናብ ኩሉብ መንእሰይ ተዝበፅሕ ክንደይ ምጣዓመ ነይሩ ክደይ ተስፋ ዝቆረፀ መንእሰይ ተስፋ መገበረ ነይሩ እግዚአብሔር ንዝተጨነቀ እዝቢ ይብፃሓዮ ኣሜን (3)

  • @saraasefaw3459
    @saraasefaw3459 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ቃለሂውት ይስመዓና ኣምላክ ቁዱሳን ኣቦታትና ዓይነልቦናና ይኽፈተልና

  • @hopeyohanes
    @hopeyohanes 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣዝዩ ልቢ ዘረስርስ ቃል ኣምላኽ ብፍላይ ንዓና ነዞም ሓጥኣን ዝገርም ተስፋ ኣምላኽና ሰሚዕና እግዚኣቢሄር ይባርኽኩም ቤት ፍቅሪ

  • @AlaysolomunKeshi
    @AlaysolomunKeshi หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዕልና ኩቡር ኣቦና ሹኖዳ ጌታየ ፈጣርየይ ኢየሱስ ክርስቶስ ይቅረ በለለይ ነዓይ ንሓጥእ ባርያካ ስለዚ ቁዱስን ነዓይ ንሓጥእ ተስፋ ዝህበን ቃልካ

  • @hossana842
    @hossana842 3 ปีที่แล้ว +7

    ክንደይ ደስ ዘብል፡ መንፈስና ዘሐድስ፡ ኣዕጽምቲ ዘለምልም ቃል ኢዩ። ስለቲ ቅዱስ ቃላቱ እግዚኣብሔር ዝተመስገነ ይኹን። ጸሎትን በረኸትን ኣቦና ቅዱስ ሽኖዳ ምስ ኩላትና ይኹን። ንሓውናን ነዚ መደብ ዘዳለኹም ከኣ እግዚኣብሔር ብርክክክክክ የብልኩም።

  • @sahletesfay921
    @sahletesfay921 4 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን ❤❤❤ኣሜን ❤❤❤ኣሜን ❤❤❤ ኣሜን ❤❤❤ ኣሜን ❤❤❤ ኣሜን ❤❤❤ ኣሜን ❤❤❤ ኣሜን ❤❤❤ ኣሜን ❤❤❤

  • @gebgebremedhin9567
    @gebgebremedhin9567 2 ปีที่แล้ว

    ነቶም ነዚ ዘይጽገብ ቃል ኣምላኽ ብጽፉፍን ንጹርን ኣገባብ ተርጊምኩም ናብ ህዝቢ ንዘቕረብኩም ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም

  • @Ghebrhiwethabtay
    @Ghebrhiwethabtay 2 ปีที่แล้ว +3

    💒💒🌹🌻ቃል ሂወት የስምዓልና ጻድቅ ኣቦና ሽኖዳ ብጸሎትኩም ኣብ ቅድሚ ፈጣሪኩም ዘክሩና በረኸትኩም ኣይፈለየና ኣሜን⛪️⛪️😍💒💒🌹🌻ቃል ሂወት የስምዓልና ጻድቅ ኣቦና ሽኖዳ ብጸሎትኩም ኣብ ቅድሚ ፈጣሪኩም ዘክሩና በረኸትኩም ኣይፈለየና ኣሜን⛪️⛪️😍

  • @NooklFookl
    @NooklFookl 8 หลายเดือนก่อน +1

    መግለፂ ቃላት የብለዪን እ/ር ይመስገን ነዚ ናይ ተስፋ ትምርቲ ንዘመሓላለፍኩምልና እ/ር ኣምላክ ኣብ ኩሉ ጉዕዘኩም ምሳኩም ይኩን ነዚ ትምርቲ ሰሚዐ ክንደየናይ ተስፋ ከም ዝገበርኩ እ/ር ይመስገን ንቁድስ ኣቦና ክዓ ነዊሕ ዕድመን ቲዒናን ይሃበልና ፈጣሪ ፀጋኡ የብዘሓሎም ኣሜን ኣሜን ኣሜን በቲ ክፉእ ግብረይ ዘይኮነስ በቲ ዘይውዳእ ምሕረቱ ንንሰሓ ሞት የብቀዐና 🙏🙏🙏🤲🤲🤲❤🙏🙏❤🙏❤🙏

  • @robelmtrd
    @robelmtrd ปีที่แล้ว +1

    Kal hiwet yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.

  • @ዮህያዳፍቅሪ
    @ዮህያዳፍቅሪ 3 ปีที่แล้ว +25

    ካብ ልበይ የ ዘፍቅረኩም ነብሰይ ጸሚኣ ጸንሓ እትሰድዎ መጸናንዒ ቃል ኣምላኽ ንልበይ ኣህደ እግዚኣብሄር ሰናይ ዩ በረኸትኩም ኣይፈለየና🙏💗

  • @acknowledgment2490
    @acknowledgment2490 3 ปีที่แล้ว +6

    እናመሰግናለን

  • @wedieri7465
    @wedieri7465 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃልሂወት ይኹነና።

    • @DirarGhezai
      @DirarGhezai 2 หลายเดือนก่อน

      44:54 44:54 44:54

  • @KfuUty
    @KfuUty หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዕልና ❤❤😢

  • @bereketshmendi6065
    @bereketshmendi6065 3 ปีที่แล้ว +14

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልማ ኣቦና ከምዚ ጌርኩም ተቅርቡልናም ዘለኹም ናይ በሓቂ እግዚኣብሄር ናይ ኣግልግሎት ዘምንኩም ይባርኽ።

  • @semhaldrar9389
    @semhaldrar9389 3 ปีที่แล้ว +10

    Amen amen amen kal hiwet ysmelna kubur abona🤲🤲🤲💒💒💒🙏🙏🙏❤

  • @sahletesfay921
    @sahletesfay921 4 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ኣሜን ኣብ ኣጸደ ገነት የብረልና ኣሜን

  • @sabrina4654
    @sabrina4654 3 ปีที่แล้ว +39

    Papa shenouda i love you so much when i here your message about god i really feel like God is by my side. And I feel like he says came back to me please pray for me and my family 🙏.

    • @elsamehari742
      @elsamehari742 3 ปีที่แล้ว +3

      🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @habengezae9204
    @habengezae9204 3 ปีที่แล้ว +23

    ኣሜን ቃል ሂወት የሳማልና ይሕዋተይ ኣምላክ ጸጉኡ የብዛሓልኩም ይቅሬታ ግን ኣይትድንጉይና ብጣሚ ኣዩ ሃናጺ ኣዝናትኩም ብፍላይ ኣታ ድምጺ ርድዮ ድራማ ሃናጺ ኣዩ ይሕዋተይ ብጃክም ኣይትደንጉይና

  • @newuaq1125
    @newuaq1125 3 ปีที่แล้ว +3

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት ያሰምዕልና ፀጉኡ ያብዘሐልኹም 🙏🙏🙏

  • @fyoritekileab9850
    @fyoritekileab9850 3 ปีที่แล้ว +8

    ኣሰይይይይ ኣቦና መዓረይ እቆዕ ደሓን መጻኩም ፉቱወይ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃልሂወት የስመዓልና

  • @robelmtrd
    @robelmtrd ปีที่แล้ว +1

    God Bless You Amen Amen Amen.

  • @mooabo9545
    @mooabo9545 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣቦና 💚💟💟💟💟ኣሜን🤲✝️

  • @mikado5545
    @mikado5545 3 ปีที่แล้ว +19

    እምነት!!! ተስፍ !!! ፍቅሪ !!
    ልኡል ምስጋና ነቦና 🙏🏽🙏🏽🙏🏽
    አቶርጊምኩም ዘቅረብኩምልና ክቡራት ይሕዋት እዝግአቢሄር
    ጸግኡ የብዝሐልኩም

  • @trhasmeharihagos9666
    @trhasmeharihagos9666 3 ปีที่แล้ว +4

    ስለ ኩሉ ነገር እግዚኣቢሄር ይመስገን።እግዚኣቢሄር ኣምላክና ከምዚ ጌሩ በእንሰምዖ ብእንርድኦ ቋንቋ ክትትርጉሙዎ ዝገበረ ኣምላክ እዩ'ሞ ስሙ ይባረክ።ነሕዋትና ክኣ ጸጋ ኣብልዕሊ ጸጋ ይደረብኩም።ቅዱስ ኣቦና ቃል ሂወት የስማዓልና

  • @adonaydawit27
    @adonaydawit27 3 ปีที่แล้ว +7

    ኣሜንንን ኣሜንን ዝሰማዕናዮ ቃል ኣብ ልብና ይሕድሮ።

  • @zerayhanibal1554
    @zerayhanibal1554 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ድያቆን ሓወይ
    ናይ በሓቂ በዚ ትገብሮ ዘለካ ኣብ ሂወትና ዓብይ ለውጢ ነርእይ ኣለና እሞ ደኪመ ከይበልካ እቲ ሰናይ ተበግሶ ቀጽሎ ኢካ ።

  • @robelmosazghilebasiisrael3232
    @robelmosazghilebasiisrael3232 2 ปีที่แล้ว +1

    Kal hiwet Yesmealna Pope Shunoda🙏🙏🙏⚓, Egziabher Amlak Bgziu abti Zigbeakum Bota Yekemtkum Amen Amen Amen 🙏🙏🙏1️⃣

  • @meronkibrom2523
    @meronkibrom2523 3 ปีที่แล้ว +4

    ኣሜን🙏🏾 ጎይታ ሰዓብትኡ ክንከዉን ብጸግኡ ይደግፈና!

  • @birktyeri3832
    @birktyeri3832 3 ปีที่แล้ว +2

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና

  • @ezigabihehrymesgen5738
    @ezigabihehrymesgen5738 3 ปีที่แล้ว +3

    ካል ሂወት ይሰመኣልና ናይ ብሃኪ ቱአም ቲምህርቲ ሂወት ነኣኩም ከኣ ኣምላክ tseguau ይብዚሃልኩም

    • @ኣሱተመሰገን
      @ኣሱተመሰገን 2 ปีที่แล้ว

      አሜንአሜንአሜን አሜን 🤲🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏🧡😍😍😍

  • @ማርያምእናቴናት-ኘ5ጘ
    @ማርያምእናቴናት-ኘ5ጘ 3 ปีที่แล้ว +5

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላኽ

  • @fevenberhane4802
    @fevenberhane4802 3 ปีที่แล้ว +2

    Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna bereketemun rediatomn nay abona shinauda mis kulna ykun 🙏🙏🙏

  • @samiaha6007
    @samiaha6007 ปีที่แล้ว

    ቃል ሕይወት ያስመዕልና አቦና❤❤❤❤❤❤❤ደስስስስስስስስስስስ ዝብል ምክር

  • @BereketGuesh-w1t
    @BereketGuesh-w1t 2 หลายเดือนก่อน

    ተመስገን ኣምላኸ ካብቲ ይሓረደኒ ይቀትለኒ እካ ካብ ዘበሉና ናይ መስቦ ሕቶ ካብ ገል ክፍሎም ሰባ ኣዲ ገበረ ዘውጻእካኒ ነቦይ ነደይ ዘድሓንካለይ ከብርን ምስጋናን ነዓኻ ይኹን

  • @WeUutt
    @WeUutt 2 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ❤❤❤ ኣሜን ❤❤❤ ኣሜን ❤❤❤

  • @luligualtigray5555
    @luligualtigray5555 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህወት የስመዐልና ከምዚ ገይርኩም ተርጊምኩም እተቅርብልና ድማ እግዛብሄር ኣምላክ ፀግኡ የብዘሐልኩም ብሓቂ ደስ ዝብል ት|ቲ ተስፋ ንክንገብር ብዙሕ ነገር ኣምሂሩና እዩ እም ቀፅልዎ ኣሕዋተይ ማዓረይ ብድጋሜ ፀግኡ የብዛሓልም

  • @zufantesfai9270
    @zufantesfai9270 2 ปีที่แล้ว +1

    Nebona abasinoda. Qalehiwet. Ysmalna. Nana dma. Abamuroa. Yehdrelna. Mstwal yhebena. Amen

  • @luwamgera2101
    @luwamgera2101 3 ปีที่แล้ว +2

    Amen amen amen qale hiwet yesmealena🙏🙏🙏

    • @bereket5503
      @bereket5503 3 ปีที่แล้ว

      Amen 🙏🙏🙏

  • @ሜሪጋልተዋህዶ-ደ6ቈ
    @ሜሪጋልተዋህዶ-ደ6ቈ 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ክቡር ኣቦና

  • @fqadkaamlakey9489
    @fqadkaamlakey9489 2 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen qale hiwet yesmealna,amlak xegyu yebzhalka kubur hawna,bhaqi des zebl tbeb ab menfesawi hiwetka kab enqfat amlay yhalka.

  • @NbyatMhrtab
    @NbyatMhrtab 9 หลายเดือนก่อน

    Amen Amen Amen kal hiwet yesmaola abona🙏🙏🙏

  • @ጓልወጀራት-ኀ7ዀ
    @ጓልወጀራት-ኀ7ዀ 11 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን (3)👏 ብሓቂ ቃለ ህይወት ያስመዐልና ክብሩ ኣቦና 👏

  • @yishakweldemariamweldesila13
    @yishakweldemariamweldesila13 3 ปีที่แล้ว +14

    Eritrea a God Blessed Country-.
    May The Almighty God help Eritrea forever!!!!

  • @aneniamerhawi3432
    @aneniamerhawi3432 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen kalehiwet yesmalna sdra egziabher

  • @israeltube1172
    @israeltube1172 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen teum nay emnet qal!

  • @geni2251
    @geni2251 2 ปีที่แล้ว

    አሜን ፫ ቃል ሂወት የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዝሕ ✝️

  • @akgee1993
    @akgee1993 2 หลายเดือนก่อน

    ዕልልልልልልልልልልልልል ተመስገን ኣምላከይ ❤️🙏

  • @Werkisenu
    @Werkisenu 3 ปีที่แล้ว +21

    God is Love.God is perfect.God is good.❤Amen Amen Amen 🙏🏼

  • @ghgffffhh1279
    @ghgffffhh1279 3 ปีที่แล้ว +3

    ቃለ ሂይወት የስመና ንእግዚአብሔር ጸጋ የብዘሐልኩሞ ኣቦና

  • @yonatekle7646
    @yonatekle7646 3 ปีที่แล้ว +6

    Pope Shinoda Our Good father Love frm bottom of my heart ❤️❤️....pray for us Aboye .🙏🙏

  • @YonasTesfaldet-gl9vx
    @YonasTesfaldet-gl9vx 11 หลายเดือนก่อน

    ቃል ኣምልካ ይስማዐና ኣባና ኣሜንንን (3)

  • @7ermiaskfle26
    @7ermiaskfle26 3 ปีที่แล้ว +2

    AMEN AMEN AMEN kal hewt yesmalena

  • @letebrihanbrihane6816
    @letebrihanbrihane6816 3 ปีที่แล้ว +6

    Outstanding preaching, excellent interpreting. Thank you. God bless you. All graces to our BELOVED GOD. Amen Amen Amen🙏🙏🙏

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 3 ปีที่แล้ว

    Amen. Amen. Amen. Kalhiwet. yesmealna. ⛪⛪⛪😢🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🌺🌻🌺🕊️

  • @almazeyassu6532
    @almazeyassu6532 2 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen egziabher yikber yimesgen hawna kale hiwet yesmealna amen 🙏🏽🙏🏽⛪⛪

  • @merhawitandehamanot7604
    @merhawitandehamanot7604 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen kalehiwet yesmealna egzabiher amlak xegeu yebzhalkum ahwat. Nay abona shinoda xeloten bereketn ms kuluna hzbi krstiyan ykun ❤❤❤💒💒💒🙏🙏🙏❤❤❤

  • @charliechaplin2786
    @charliechaplin2786 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ቃል ሂወት የስምዕልና ኣቦና፡፡

  • @simonkifleyesus3929
    @simonkifleyesus3929 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላክና ፡ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዛሓልኩም እግዚኣብሔር ኣምላክና በዚ ተቅርቡልና ዘለኩም ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሔር እግዚኣብሔር ኣምላክና ፍቕሪ ይዓድልኩምን ይዓድለናን

  • @Beletu-g2t
    @Beletu-g2t 9 หลายเดือนก่อน

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ❤❤❤❤❤❤

  • @filimonweldu980
    @filimonweldu980 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ድማ ንዝሰማዕናዮ ኣብ ጽላት ልቦናና ይጽሓፈልና ብተስፋ ሂወትና ክንመርሕ ድማ ናይ እግዚኣብሄር ኣምላክ ሰናይ ቅዱስ ፍቃዱ ይኩነልና ኣሜን🙏

  • @akberetberhane6521
    @akberetberhane6521 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ስል ቃል ዝከበረን ዝተመስገነን ይኩን እሜን 💒✝️🙏🏾💖

  • @himanhabte1765
    @himanhabte1765 3 ปีที่แล้ว +5

    Thanks for translating May God bless you , aba shonda teaching is amezing 🙏🙏🙏

  • @Muluhaylu-b2b
    @Muluhaylu-b2b 5 หลายเดือนก่อน

    ቃል ህይወት የስመዐልና።

  • @saranegash12
    @saranegash12 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ቃለሂወት የስማዓልና ናይ ግልጋሎት ዘመንኩም ይባርኸልና ኣምላኽ ካብ በረከቶም ተኻፈልቲ ይግበረና ኣሜን!

  • @betielisak4953
    @betielisak4953 3 ปีที่แล้ว

    Bsem ab, weweld, wemenfeskidus ahade amlak amen !!
    Bezi tigebruwo zelekum sirah kexalinet kihilowo silasie ydegfkum!!
    Ane kiblo delye zeleku gin eti ab mijimar nayti video bsem ab, weweld, wemenfeskidus ahade amlak, amen! Zibl kihulu gubu koynu ysmani emo keyresaekum ketetakaliluwo yelabewekum !! Yekenyeley

  • @lichikiflom4740
    @lichikiflom4740 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen qale hiwet yesmealna kubur Abona

  • @lewahsebumekseb3467
    @lewahsebumekseb3467 3 ปีที่แล้ว +1

    Powerful 💒💒💒💒💒💒qal hiwet yesmaena

  • @سميره-ذ7خ
    @سميره-ذ7خ 3 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዛሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ናይ አግልግሎት ግዘኩም የባረኩልኩም 🤲🙏♥️🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏♥️♥️

  • @kidanesami2886
    @kidanesami2886 3 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen qal hweit ysmalna Edmen tenan yhbkuam

  • @እታፈቃርጓልሄዋን
    @እታፈቃርጓልሄዋን ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏

  • @mikimaku3745
    @mikimaku3745 2 ปีที่แล้ว

    ቃለ ሂወት የስምዓልን ኣቦና

  • @ተወልደመድህን
    @ተወልደመድህን 2 หลายเดือนก่อน

    ንጸሎት ደው ኣብ እትብልሉ ግዜ ኣብ ጸሎትኩም ዘክሩኒ (ተወልደመድህን)

  • @ሳሌምደላይትፍቅሪ
    @ሳሌምደላይትፍቅሪ 10 หลายเดือนก่อน

    Amen Amen Amen kele hiwet yesmealna🌿🌿🌿🕊🕊🕊👏👏👏

  • @mebrahtukahsay6569
    @mebrahtukahsay6569 2 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen walk hiwet yesmalna

  • @anbesajirsolomun1529
    @anbesajirsolomun1529 3 ปีที่แล้ว

    Kale hiwet yesmalna abaye xibuk nay tesfe kale Edmen ybkum amen

  • @ስኒትጓልተዋህዶ
    @ስኒትጓልተዋህዶ 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣቦና ዝሰመዓናዮ ኣብ ልብና ይሕድሮ 💒🥰🤲🙏🙏🙏

  • @maryeymoborhun9972
    @maryeymoborhun9972 3 ปีที่แล้ว

    Giytana maddhana eyisus kirstie hlu gizya misana yakin amen

  • @asmeromhidray4111
    @asmeromhidray4111 3 ปีที่แล้ว

    Amen ,(3)Qale hiwet yesmealna

  • @melshemerebaymelshe5297
    @melshemerebaymelshe5297 3 ปีที่แล้ว +2

    እንቃዕ ብድሓን መጻእኩም ሃንቆው እልና ኢና ንጽበየኩም ኣጀኩም ኣይትደንጉዩና

  • @samuelangosom6779
    @samuelangosom6779 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ኣብ ልብና የሕድሮ ኣምላኽ።

  • @lichikiflom4740
    @lichikiflom4740 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen amen qaele hiwet yesmealna

  • @tesfabrhanabel9321
    @tesfabrhanabel9321 3 ปีที่แล้ว +1

    Qal hiwet yesmalna
    Ente hameqe ab somun hanti sdedulna ms senay yqretueu ".

  • @helensahle6071
    @helensahle6071 3 ปีที่แล้ว

    AMEN AMAN AMEN Kale hiwet yesmealna. 💒💒💒👏🏻👏🏻👏🏻👏🏻👏🏻

  • @freweinitekie7869
    @freweinitekie7869 3 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር መንግስተ ሰማይ የዎርስኩም አቦና ቃለ ህይወት የስማዓልና

  • @ተመሰገንአምላክ-ጀ6ከ
    @ተመሰገንአምላክ-ጀ6ከ 3 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የሰመዐልና ኩቡር አባና

  • @azajd5042
    @azajd5042 3 ปีที่แล้ว +3

    አሜን አሜን አሜን🙏🙏⛪️⛪️🤲🤲💒💒💒

  • @MehretTsegay
    @MehretTsegay 4 หลายเดือนก่อน

    Eway terguamay tuum dmxi edmen tienan yhabka fetari amen ❤❤❤❤❤❤❤

  • @merhawidemozdemozmerhawi2301
    @merhawidemozdemozmerhawi2301 3 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen Aba ab xelot kum Egizabher xegu yebzihelki

  • @kabrtyss5863
    @kabrtyss5863 3 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen kal hiwet ysmaelna

  • @mebrihitkefete5505
    @mebrihitkefete5505 3 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen qal hywet yesmealna

  • @senaitteklay1224
    @senaitteklay1224 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስማዓልና
    ኣቦና ኣብ ጾሎትኮም ዘኩርና።

  • @bereket5503
    @bereket5503 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen 🙏🙏🙏 kalehiwet yesmana abonnieren shinoda

  • @SaluSalu-t1y
    @SaluSalu-t1y 6 หลายเดือนก่อน

    Amen amen amen qal hywet yesmalna kbur abona❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @RahelQaleab
    @RahelQaleab 23 วันที่ผ่านมา

    nebona,qal,hwet,yesimalna❤❤❤

  • @mareykiros3371
    @mareykiros3371 3 ปีที่แล้ว

    አሜንንንን ክቡር አቦና ቃለሂወት ያስመዐልና