Eritrea ፎሮ Vs ሃልየ ተኪኤ (ሓጎስ)፡ 2 ኣባላት ስለያ ነበር ራስ - ብራስ፡

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 19 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 59

  • @Eri-blue
    @Eri-blue  9 วันที่ผ่านมา +1

    እዚ ብዛዕባ ታሪኽ ሂወቱ ዝተዛረቦ ኢዩ፡ th-cam.com/video/blDaXDmbwb8/w-d-xo.htmlsi=9gjVCu2y641daGTC 1ይ፡ th-cam.com/video/vZx22aawZy8/w-d-xo.htmlsi=sTfvx_F9hvu6724w 2ይ

  • @ShegaAray
    @ShegaAray 7 วันที่ผ่านมา +3

    ኦኦኦ እዚ ሓጎስ ዚብሉዎ ብጣዕሚ ሓደገኛ ኢዩ።

  • @natnaeldesale9707
    @natnaeldesale9707 9 วันที่ผ่านมา +5

    ፈሪሕካ ክትሀድም ዳወዓልካስ ይቃለስ ኣለኹ ግደፉ ባ ዛ ቃልሲ ትብል ቃል ኣይትለገጹላ

  • @gebreted2612
    @gebreted2612 9 วันที่ผ่านมา +8

    መንገዲ ናይ ሐጎስ ባዕሉ ዝገልጾ ከምዘሎ መንገዲ ተመን እያ

  • @Truth-vc8yy
    @Truth-vc8yy 9 วันที่ผ่านมา +4

    "ምስቲ ስርዓት አብ ጸጥታዊ ትካላት እሰርሕ ነይረ" ፎሮስ ዘይከምኡዩ ኢሉ ::

  • @Truth-vc8yy
    @Truth-vc8yy 9 วันที่ผ่านมา +4

    " ዛብሩኩታ እምኒ አላታ"

  • @Truth-vc8yy
    @Truth-vc8yy 9 วันที่ผ่านมา +5

    ፎሮ ዝፈልጦ ይዘንቱ አሎ::
    ንስኻውን ትፈልጦ አዘንትወልና::

  • @fretatesfay343
    @fretatesfay343 9 วันที่ผ่านมา +3

    ከማካ ወዲ ከማካ ንህዝብና አጥፊኢኩም ከዳዐት ንምንታይ ህዝቢ እዳጠፈኤ ንህግዝ ነርና ትብሉ ከዳዐት ሀደሚቲ 😭😭😭😭😭

  • @tesfom161
    @tesfom161 8 วันที่ผ่านมา +4

    Hagos now you cure about your family, but what about the families you destroyed them.

  • @yousufmahamod5495
    @yousufmahamod5495 9 วันที่ผ่านมา +3

    💐💐💐💐

  • @GerezgiherHabtemariam-k2u
    @GerezgiherHabtemariam-k2u 3 วันที่ผ่านมา

    ኩኡቡር,ሓአው,ፅእቡቅ,ዘአረባ,ካአብሰአብ,እየ,ተአወልደ,ፅቡቅ,እዩ,ሕማቅ,ዝእሰርሕቤተሰአብ,ይፅልም,,ክብር,ቤተሰአብ,አልዕልካ,ምዝራብ,ተአረሙለይ,ፅቡቅ

  • @Truth-vc8yy
    @Truth-vc8yy 9 วันที่ผ่านมา +3

    ትፈልጦ ምዝንታው መምህር ሙኻን ማለት አይመስለንን::

  • @AndemariamTesfay
    @AndemariamTesfay 9 วันที่ผ่านมา +2

    Hasawi

  • @thedawnlight3902
    @thedawnlight3902 7 วันที่ผ่านมา +1

    ኣናብስ እምበር ወካሩ ታሪክ የብሎምን! ኣናብስ ኮፍ ኢሎም ከለዉ ሰለምንታይ እየን እዘን ወካሩ ኛኛ ዝብላ ዘለዋ?

  • @mebrahtuweldemichael5178
    @mebrahtuweldemichael5178 9 วันที่ผ่านมา +3

    ፍሮ እንደ አንተ አንድ ሰው ለማንገስ የሰዎችን ሕይወት ለሐገሪቱ ብዙ ሊሰሩላት የሚችሉ ከዚህ አለም እንዲለዩ ስለ አደረጋችሁ ፎሮ ተኗዟአል አንተም እንደሱ ተናዘዝ አብራችሁ ስለምትሰሩ ስለነበረ የሚያውቅህ ተረት አታብዛ አንድ ሰው እኔ የማውቀው የጀብሀ ተጋዳላይ በመምሰል ወዳጅ መስለህ የሚደረገውን ለሞት የሚያደርስ መርዘህው ጋራ የሚያክል ሰው በካንሰር ሕይወቱ እንዲያልፍ አድርጋሀል ለአንተ የሚያዝኑ ሁሉ እንደ አንተ አይነት ሰዎች ስለነበሩ ነው።

  • @sam-ld3kl
    @sam-ld3kl 8 วันที่ผ่านมา +3

    It sounds he destroyed Jebha from inside then continued to work for the tyrant very dangerous man😮

    • @Eri-blue
      @Eri-blue  8 วันที่ผ่านมา

      Worked to destroy ELF from inside and then helped the tyrant to dismantle Eritrea and Eritrean people, and he said " ኣይጠዓሰሉን፡ ይቕሬታ ኣይብልን "

  • @Truth-vc8yy
    @Truth-vc8yy 9 วันที่ผ่านมา +2

    ማይ ከይተዘርገ አይጸርንዩ:: እቲ ኩውን ዝኾነ ይገለጽ::

  • @legessehagos6371
    @legessehagos6371 7 วันที่ผ่านมา +2

    ስቅ በል ሕልኩስ ባርያ ህግደፍ

  • @tesfom161
    @tesfom161 8 วันที่ผ่านมา +3

    I don't trust Hagos

  • @desebelkahsay2480
    @desebelkahsay2480 9 วันที่ผ่านมา +2

    ስደራካ ኣብ ሰደት እንካሎካ ብዛዕባ ኤርትራ ጉዳይካ ኣይኪነን😅

  • @kiflesolomon6333
    @kiflesolomon6333 9 วันที่ผ่านมา +3

    METKELN ZEYBLU SEB MIKUANU EYU NEGIRUNA!!!
    KAB SHAIBYA NAB JEBHA- KAB JEBHA- NAB WEYANE?????
    HALEWLEWEYU EZI!!!

    • @TesfaGherezgihr
      @TesfaGherezgihr 9 วันที่ผ่านมา +1

      Kab,jebha,nab,enda,abdela,IDRIS,KAB,ENDA,ABDELA,AB ,ENDA,HAMD,NASR ,DEHAR,AB,SAGM,HURY,TELA,BAYRU❤❤❤❤

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 9 วันที่ผ่านมา +2

    Abi arsti eu zelka AB mexai kthtetu eka

  • @abrahamfiqadu-ee3qt
    @abrahamfiqadu-ee3qt 4 วันที่ผ่านมา

    ወዲ ተከኤ ናይ ኣቦዃ ሹመኛ ክትመልስ ተዓስብካ ታሪኽ ህዝብኻ ኣይተባኽስ መሪሕነትና ውጽኢት ቃልስና እዮም ።

  • @Michael-hr4zc
    @Michael-hr4zc วันที่ผ่านมา

    Eri man, do you know where Foro is or what happened to him?

    • @Eri-blue
      @Eri-blue  วันที่ผ่านมา

      @Michael-hr4zc He lives in the UK . But I don't really know what exactly has happened to him, except the perpetuated condemnation and a continuous death threats by PFDJ puppets and some deluded "justice seeker ".

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 9 วันที่ผ่านมา +1

    Tefalika eka ay thesu hji wun tkhed eka zelka teflitka eka wegnawi

  • @desebelkahsay2480
    @desebelkahsay2480 9 วันที่ผ่านมา +1

    ማዓለሽ ኣቦይ ቕደም ኢካ ሃገር ኪሒድካ ።😅

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 9 วันที่ผ่านมา +2

    Nfeltaka ena sella agdef kem zkonka ktrkab eka tehbikai ay tnebrn eka

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 9 วันที่ผ่านมา

    Tekafet gexka hesawi eka

  • @desebelkahsay2480
    @desebelkahsay2480 9 วันที่ผ่านมา

    ንሳክን ክማክን ዛመስሉ ንስደት ክነቕሉ ደቒ ህዝቢ ንስለ ናጽናት ዝውፍሩ እዮም

  • @tesfayberhane5805
    @tesfayberhane5805 9 วันที่ผ่านมา +2

    ፎሮ 12 ወያናይ እዩ። ንፈልጦ ኢና!

    • @Truth-vc8yy
      @Truth-vc8yy 8 วันที่ผ่านมา

      @@tesfayberhane5805 ዘመን ውበ ዝጸመመስ ውበ ክብል ነበረ:: ህግደፍ ወያነ ናይ ሐደ ሳንቲም ክልተ ገጽ:: ሰዓብቲ ወያነን ሰዓብቲ ህግደፍን እውን ትገብርዎ ስለዘይትፈልጡ እምበር ናይ ሐደ ሳንቲም ክልተ ገጽ ብሐደ አእምሮ ከምትኹኮቡ ግና ትፈልጡ አይመስለንን::

    • @Insider24840
      @Insider24840 5 วันที่ผ่านมา

      Denkoro

    • @Truth-vc8yy
      @Truth-vc8yy 5 วันที่ผ่านมา

      @@tesfayberhane5805 ኢሰያስ ዝመርሖ ጉጅለ ወያነ አስመራ አባል ነይሩ ምስለትካ ድዩ ዓቢ ሰብ

    • @Truth-vc8yy
      @Truth-vc8yy 5 วันที่ผ่านมา

      ማለትካ ድዩ

  • @mussieokbe3607
    @mussieokbe3607 7 วันที่ผ่านมา

    ካባኩም ንረክቦ ረብሐ የለን ህዝቢ ኤርትራ ፣ቃልስኩም ይትረፈና ።

  • @TesfaGherezgihr
    @TesfaGherezgihr 9 วันที่ผ่านมา

    Forsa,Hagos,aythmek

  • @TesfaGherezgihr
    @TesfaGherezgihr 9 วันที่ผ่านมา +1

    ANTA,KINDEY, YIHUSU,AB,HIZBAWE,GIMBAR,AYNEBEREN,MILCHA,NAY,JEBHA,NERU

  • @mebrahtuweldemichael5178
    @mebrahtuweldemichael5178 9 วันที่ผ่านมา

    በዚህ አሁን በአለው የሻአቢያ መንግስት እያለ በግልጽ እንደማይናገሩ እወቅ የዚህ መንግስት ከስልጣን በኃይል ይሁን በተፈጥሮ ሞት ከወንበሩ ላይ በሚገለልበት ግዜ እየወጡ በግልጽ በፊት ለፊት እንደሚናገሩ ጠብቅ።

  • @woldekidanitbarek9514
    @woldekidanitbarek9514 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ፎሮ : እንተዳኣ ብሓቂ ሓቂ ይቀላዕ ትብል ኮይንካ ንምታይ ተሓቢእካ ክትዛረብ መሪጽካ ?
    ኣብ ሓቂ ዝኣምን ሓቂ ዘለዎ ሰብ ብግልጺ እምበር ተሓቢኡ ኣይዛረብን ኢዩ ::
    ኩሎም ተሓቢእካ ትዛረብ ኣለኻ ይብሉኻ ኣለዉ እሞ ንስኻ ጉልባብካ ቀሊዕካ ክትዛረብ ዘይትኽእል እንተ ኮይንካ ነዞም ሰባት ተጸልሞ ከምዘለኻ ኢዩ ዝቑጸር ::
    ነዞም ሰባት በቲ ትብሎም ዘለካ ትታኣማመን እንተ ኮይንካ ብዘይ ሕብእብ ነብስኻ ቀሊዕካ ቅረብ ::
    እንታይ ዘሕብእ ኣለካ ::
    ካብ መን ፈሪሕካ ኢኻ ትሕባእ ዘለኻ?
    ካብ ህግደፍ ፈሪሐ ከይትብል ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ኢየ ዘለኹ ትብል ኣለኻ ::
    ተሓቢእካ ብምዝራብካ ኩሎም ሰማዕቲ ኣጻብዕቶም ናባኻ ዘመልክቱ ዘለዉ ኮይኑ ይስማዓኒ ::👉 👉

  • @Wediharestay
    @Wediharestay 9 วันที่ผ่านมา

    ንዓብደላ ኣደም ክንደልዮ ተኣዚዝና ዝበለ ንሱ እንድዩ ሓቀይ፡ እንታይ ደኣ ዝሕሱ ሕጂ? ፈሽኳል

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 9 วันที่ผ่านมา

    Atom hbat bhade ktwexu ekum gna MS laktkan ktwxae eka

  • @mebrahtuweldemichael5178
    @mebrahtuweldemichael5178 9 วันที่ผ่านมา

    ምን ነፃነት ታመጣለህ ከነበረው የደርግ መንግድት ይሻል ነበር አሁን ካለው ባርነት። ነፃነት አለመጣህም አንተም ሆንክ ብጤዎችህ ባርነት ነው የአመጣችሁት።

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 9 วันที่ผ่านมา

    Tehbikai txhfyo nfeltom ena ay tdeks

  • @desebelkahsay2480
    @desebelkahsay2480 9 วันที่ผ่านมา

    ደርባይ ሓስዊ

  • @menkafirst
    @menkafirst 9 วันที่ผ่านมา +1

    ብወገነይ ዘለኒ ትዕዝብቲ ናይ ሓደ ቅርሺ 2ተ ገጽ ኢኹም።
    1 ኣብቲ ቀዳማይ ገጽ ናይቲ ቅርሺ ክልተኹም ነርኩም። ንስለያ ሻዕብያ ተገልግሉ ነርኩም። ንምዕራዩ ንዝቃለሱ ህዝብን ተጋደልትን ትሃድኑ ነርኩም። ኣነ ኣብ ሓለዋ ሰውራ ብ1974፡ 1975፡ 1976 ብ ተኪኣ ቀሺ፡ ተኽላይ ዓደን፡ ዳዊት ሃብቱ፡ ሃይለ ጀብሃን ሰለሙን ወልደማርያምን ወዘተ ዝተቀጥቐቱየ። ሓደ ዝገብረኩም ብትዕዝብተይ ንብትብዓትን ብንቕሓትን ዝተቃለሰን ዝቃለስ ዘሎን ብምንም ተኣምር ክትቀርብዎስ ይትረፍ ንዝህቦ ተመኩሮ ቃልሲ ኣንካን ንስኻትኩም ተኻታተልትኹም'ውን ክሰምዕዎ ኣይትደልዩን። እዚ ናይ ክልተኹም ናይ ሓባር ሮቃሒዩ። ሕጂውን እዚ ሓያል ጎድንኹምዩ።
    2 ፎሮ ካብ ህግደፍ ዝተባትኸ ዘምስሎ ኣካይዳ ኣለዎ።
    ሓጎስ ከምኡ ካብ ህግደፍ ናይ ዝተባተኸ ኣካይዳ የብሉን ። እካድኣስ ዘቐራርቦዩ ።
    3 ጉጅለ ፎሮ ካብቶም ተኸታተልቱ ሪኢቶኦም ከስምዑ ዕድል ዝህቦም። ተቓወምቲ ባሃልቲ ግን ተቃመርቲ። ብናይ መራሕቲ ወያነ ሪሞት ኮንትሮልን ናይ ወያነ ዝምውልወን ማሕበራዊ ሚድያን ዝንቐሳቐሱንዮም። ስለዚ ድማ ኣናፋፍራ ቖቓሕ ዘይፈልጥሲ ኣይሃዳናይን ከምዝበሃል ህግደፍ ኣሊኻ ብህወሓት ስርዓት ኣርትራ ናይ ምትካእ ጉዕዞ ሒስኩም ከምትኸዱ ዘለኹምዩ ዝርኣየኒ።
    ኣነ ብ2019 ኣብ ዩቱብ Gedim Tegadalay Alene Medhane Part 5.1
    " ቁራጽ ዓለባ ፖለቲካ መራሕቲ ወያነ ኣብ ግዜ ቁሪ እግርን ርእስን ተባእሰ " ዝሰራሕኩየ።
    እንሆ ድማ ድሕሪ ስምምዕ ፕረቶሪያ 2ተ ጉጅለ ህወሓት፡
    ደብረጽዮን መንጆሪኖ ኣለም ጌታቸውን
    ጌታቸው ጀ ጻድቓን ወዲ ወረደን ኮይኖም ርእሰ ፋሺስቲ ኢሳያስን ዶር ኣብይን ተረሲዖም ነንሕድሕዶም ክዋናጀሉን ምስ ጸላእቶም ኢሎም ዘቐመጥዎም ኣነ ይሕሸካ ኣነባ ይበሃሉ ኣለው። እም ኣብ ሻዕብያ ኣብ ውሽጢ ቓልሲ ቓልሲ ዝተቓለስና ንቕጽልውን ዘለና፥ ንወያነ መራሕቲ ናቶም ስለዝሃብናዮም ዕድል ኣይትህቡን። ነቶም ዋላ መብዛሕትኡ ህዝቢ ትግራይን ተቃወምትን ጸገምና ህወሓት ያ እናበሉ፡ ነዞም ተቓመርቲ ዕድል እንዳሃብኩም ንዓና ምኽላእኩምን ብ2012 ኣብ ስመር ፓልቶክ ንዝተዋህብኒ ቃለማሓትት ን ህወሓት መሪሒነት ዘለኒ ኣሉታዊ ትዕዝብቲ ምስ ጀመርኩ ካብ ዝቕጽል ቃለመሕትት ተኸልኪለ። ስለዚ ድማ ኣካይዳኹም ዉሃ ቅዳ ውሃ መልስ ዝብልዎ ምስላ ኣምሓራ ዩ።
    4 ሓጎስ ክምዚ ናትኩም ምስ ህወሓት መራሕቲ ዘለዎን ዘይብሉን ዝሕብር ኣንፈት ኣይረኣኹሉን። ናይ ቀደም ዝፈልጦ ኣብ ቦትኡ ኾይኑ።
    ኣብ ቓልሲ ብፍላይ ኣብ ውሽጢ ሃገር ሰብ ዝስዕበካ ካብቲ ጸላኢ ኢልካ ዘቐመጥካዮ ዝተባተኽካ ምኻንካ ካብ ነብሱ ንላዕሊ ምስ ዝኣምነካን ጥራይን ጥራይንዩ።
    ሎሚ ኣብ ኣርትራ ብዛዕባ ቕንጸላታት ህግደፍ ምዝርዛር ንቐባሪ ምርዳእዩ።

  • @gebreyewhansmehari9968
    @gebreyewhansmehari9968 8 วันที่ผ่านมา +1

    እዚ ሰብኣይ ሓሳዊ ምኳኑ ይፍለጥ ኣሎ

  • @desebelkahsay2480
    @desebelkahsay2480 9 วันที่ผ่านมา

    ክዛብ

  • @mussietesgay
    @mussietesgay 9 วันที่ผ่านมา

    Nsur melsi mhabka tmesgen hagos

  • @desebelkahsay2480
    @desebelkahsay2480 9 วันที่ผ่านมา

    2ተ ሞት

  • @Yenhal7
    @Yenhal7 8 วันที่ผ่านมา

    Serake moba baila tlafalef

  • @fretatesfay343
    @fretatesfay343 9 วันที่ผ่านมา

    👎👎👎👎👎👎👎👎

  • @nugusezhans4267
    @nugusezhans4267 9 วันที่ผ่านมา

    እዋይ ሃይለ ሓቅኻ እንዲኻ ድአ ጀብሃ ስለዝኾንካ እንዲኻ ድአ አንጻር ሻዕብያ ክትከውን አየ ሻዕብያ ጸራሪጋ ሱዳን ከተእትወኩም ድአ ሓቃ እንድያ እዚ እካ ክውሕደካ አብአ ድአ ጀብሃስ አብ ስደትኩም ብለዩ ስለያ አብ ዝኾነት ሃገር ተነቃፊ እዩ አይሽንካይ ሰባት ክትጠቅስ አይኮንኩን ሽማ ክትጠቅስ እውን አሰካፊ እዩ