ፈንቅል - 1ይ ክፋል | Fenkil (Part 1) - ERi-TV Documentary

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 17 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 170

  • @tirhasdainel4906
    @tirhasdainel4906 23 วันที่ผ่านมา +10

    ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና❤
    ሰማእታትና ወትሩ ኣብ ልብና🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷

  • @hiwetteweldebrhan8440
    @hiwetteweldebrhan8440 24 วันที่ผ่านมา +9

    ኤረይ ዓዲ ጀጋኑ ተቐዲሑ ዘይውዳእ ታሪኽኪ ተባረኽልና🙏🇪🇷❤️🇪🇷🕌🇪🇷⛪️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷💪💪💖💖

  • @ኤርትራንኤርትራውያን1961
    @ኤርትራንኤርትራውያን1961 24 วันที่ผ่านมา +7

    ኣገናዕ ጀጋኑና❤🎉ይውጻእ እቲ ተቀዲሑ ዘይ ውዳእ ወርቂ ዝኾነ ታሪክና ብመልክዕ ፊልምን መጽሓፍን❤ርሑስ ሓዲሽ ዓመት ዓመተ ሰላምን ፍቅርን🎉ምስቲ ክምህ ዘይብል ሓይልታት ምክልካልና🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👈💪

  • @HashelaDan
    @HashelaDan 24 วันที่ผ่านมา +9

    እዋይ ጅግንነት 2 ሓይሊ ን ሙሉእ ክፍለጦር ግጥም። ወትሩ ዓወት ናትኪ
    እዩ ኤረይ።we will never forget our heroes ! ዓወት ንሓፍሽ!

    • @rahelbey1004
      @rahelbey1004 23 วันที่ผ่านมา +3

      ኣሰሮም፡ንከተል

  • @amanetberhane6093
    @amanetberhane6093 23 วันที่ผ่านมา +8

    ጀጋኑና ሰብ ቕያ ዕድምን ጥዕናና ይሃብኩም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🦾🦾🦾🦾

  • @esayasweldemariam4363
    @esayasweldemariam4363 24 วันที่ผ่านมา +10

    ዕድመ ሃስይቲ ኣብዚ ቦታ ጅግንነት ክህሉ ነይሩኒ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ስውኣትና!!!

  • @onelovelove7688
    @onelovelove7688 23 วันที่ผ่านมา +4

    እዋይ እዚ ንትና ዕድልስ ኣነስ ኣብዚ ግዜ ክፍጠር ኔሩኒ፡ ናይ ጅግንነት ግዜ ጅግንነት ብጅግንነቱ ጸላእቱ ክሳዶም ረጊጹ ካብ ምንጋግዕም ሃገር ዝመንጠለ፡ ሃገር ዝፈጠረ ሓሞት ጅግንነት፡ ሕብሪ ይሃብኩም ጀጋኑ ፈጠርቲ ሃገረ ኤርትራ፡ ሓርበኛታት ሰምኣታትና ከኣ ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ይኹንኩም ወትሩ ኣብ ልብና ኢኹም፡ ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷💪

  • @saraasmerom9050
    @saraasmerom9050 5 วันที่ผ่านมา

    ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑን ስውኣትና♥️🇪🇷

  • @davidyeh91
    @davidyeh91 23 วันที่ผ่านมา +2

    ዘልኣለማዊ ክብርን ሞገስን ንዘለዉን ዝሓለፍን ጀጋኑና!!!

  • @sileysiley4888
    @sileysiley4888 24 วันที่ผ่านมา +5

    The best african people in africa.
    Wallahi eritreans are heroes and special !

  • @amanuel3396
    @amanuel3396 4 วันที่ผ่านมา

    መስደመም ጅግንነትን ስትራተጅን ታሪኽ ኤርትራዊ ቃልሲ። በጃኹም ታሪኽኩም እቶም ዓቅሚ ዘለኩም ጸሓፍቲ ክትጽሕፉልና እላቦ። ከለኹም ብሂወት ታሪኽኩም ክስረቅን ክዛናባዕን ንሪኦ ኣለና። ክብርን መጎስን ንዓክኹምን ንጀጋኑ ስዋኣትናን ይኹን። ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ

  • @shashuyohannes1633
    @shashuyohannes1633 18 วันที่ผ่านมา +1

    The golden generation 🇪🇷🙏❤❤🙏🙏🙏🇪🇷

  • @AlayGere
    @AlayGere 24 วันที่ผ่านมา +5

    ክብርን መጎስን ንዓኹም ይኹን ጀጋኑና ወትሩ ዓወትና ሓፋሽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🌼🌼🌼🌺🌺

  • @terhasmehari6491
    @terhasmehari6491 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Kibrn mogosn n Harbeya jeganuna Eritrean Heroes 💪💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰🥰

  • @ehabhaile467
    @ehabhaile467 12 วันที่ผ่านมา

    ክብርን ሞጎስን ንሰብ መትከል :: ⭐
    ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና :: 🕯️
    ወትሩ ዓወት ን'ሓፋሽ!! 🇪🇷✊🇪🇷

  • @Shabay_mender
    @Shabay_mender 24 วันที่ผ่านมา +5

    Tnx our Eritrean golden generation..
    🇪🇷

  • @Abiyayu
    @Abiyayu 24 วันที่ผ่านมา +3

    ታሪኽ ኣቦታትና አዴታትና❤❤❤❤❤

  • @Sunlight-erena
    @Sunlight-erena 24 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤ fenkil hansab nhawaru afdege nay naxnet nxelatna zdahaknalu hzbi eritrea aman baman selam zrekebela eyu gezaeti ethiopia hansab nhawaru hakiknayom ❤❤❤❤semaetat wetru ab lbna ❤❤❤❤❤

  • @WudaseWoldemariam-f8b
    @WudaseWoldemariam-f8b 23 วันที่ผ่านมา +2

    It's unbelievable what our heroes paid. May God preserve the souls of our fallen soldiers. I am proud to be part of this great people of Eritrea 🇪🇷.

  • @brhanalem5387
    @brhanalem5387 23 วันที่ผ่านมา +2

    ኣይ ጅግንነት መግለጺ የብልናን ❤ኣምላኽ ንኩሉ ህዝብናን መርየትናን ይባርኽ ምዕቃብ ሃገርና ንኩሉ ይምልከት

  • @temesgenamlak4301
    @temesgenamlak4301 22 วันที่ผ่านมา +1

    ኣቤት ጅግንነት ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @berhanetewolde3247
    @berhanetewolde3247 23 วันที่ผ่านมา +2

    ብታሪኽና ንሕበን!
    ክሳብ ኣፍንጭኡ ዝዓጠቐ ስርዓት ደርግ:ኣብ ኣፍዓበት ናደው እዝ ድሕሪ ምድምሳሱ:ጀጋኑ ተጋደልትና ስርሒት ፈንቅል ብታኣምራታዊ መጥቃዕቲ ናጻ ጌሮማ።ጅግንነትን ቅያን ንህዝቢ ኤርትራ ኢዩ ተዋሂቡ!

  • @amachidanu540
    @amachidanu540 23 วันที่ผ่านมา +2

    ጅግንነትኩም ሒዝኩሞ ደቂስኩም ጸኒሕኹም ን አሽተይ ወለዶ ኣይፈልጦን አዩ ደንጚኹም ብጣዕሚ

  • @beriyewedierey8797
    @beriyewedierey8797 23 วันที่ผ่านมา +1

    ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🙏🙏🙏

  • @brktirezene5144
    @brktirezene5144 23 วันที่ผ่านมา +2

    ዕድመን ጥዕናን መጎስን ንጀጋኑ መራሕትና ክእለቱን ደገፉን ንስንኩላና ሰማእታትና ዎትሩ ኣብልብና ዓዎት ንሓፋሽ ❤🎉❤🎉❤

  • @Wanabahri
    @Wanabahri 24 วันที่ผ่านมา +2

    God bless Eritrea 🇪🇷

  • @hagoshabte7599
    @hagoshabte7599 21 วันที่ผ่านมา +1

    General sebhat epherem very smart and genuine proud of you to be Eritrean.

  • @alemkifle
    @alemkifle 18 วันที่ผ่านมา +1

    Thank you Tv eri

  • @aronkifle2423
    @aronkifle2423 24 วันที่ผ่านมา +4

    Ab libey zinebere hasab medeb rekibkumuni kemzi program ena nideli tarikna kizinton kinigerin alewo no more hiding. Thanks our heroes ❤❤❤❤

  • @WediMiki-m5b
    @WediMiki-m5b 24 วันที่ผ่านมา +3

    Adi jeganu seb tarik ❤❤❤❤❤❤ Eritrea adi jeganu seb tarik

  • @ErdiYosief
    @ErdiYosief 23 วันที่ผ่านมา +1

    ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና ንበሩልና ሰማእታትና ውን ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💪💪💪💪💪💪💪🏆🏆🥇👑💯👍🇪🇷🇪🇷💪💪💪❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪

  • @yohanhan2972
    @yohanhan2972 23 วันที่ผ่านมา +1

    ጀጋኑ ስውኣትና ወትሩ ይዘከሩ ። ክብርን ሞጎስን ንሓይልታት ምክልኻልና ። ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ ።

  • @rahwahabte5395
    @rahwahabte5395 23 วันที่ผ่านมา +1

    ናጽነትና ክንደይ ጮጋር ዳንጋ ጆጋኑ ከፈልና እና ኣምጽእናያ
    ሰለዝ ሰማእታትና ብግብሪ ይደበሱ❤🇪🇷❤🇪🇷!

  • @helenaki18
    @helenaki18 3 วันที่ผ่านมา

    Kebrin Megosen ne Jeganuna🙏🏻🇪🇷❤️ Awet nehafash✊️🇪🇷

  • @AF-yu2wo
    @AF-yu2wo 22 วันที่ผ่านมา +1

    Edmen Tienan yihabkum Arkanatna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @MichaelAbrham-lf9zj
    @MichaelAbrham-lf9zj 24 วันที่ผ่านมา +2

    ብጣዕሚ ኣገዳሲት መደብ መጽኢ ደስ ይብለና ቀጽልዎ ከምታ ናይ፡ ስርሒት ባረንቱ ክትከውን ትጽቢትና እዩ።

  • @musazghiasfha8361
    @musazghiasfha8361 22 วันที่ผ่านมา +1

    Welcome deqi Eri jeganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🌸❤️❤️🇪🇷

  • @galaxy7056
    @galaxy7056 24 วันที่ผ่านมา +2

    ኤርትራ አደይ አዲ ጀጋኑና ❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️

  • @azebtesfaye7000
    @azebtesfaye7000 23 วันที่ผ่านมา +1

    Thanks 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢

  • @mebrahtuaregay3520
    @mebrahtuaregay3520 23 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤ thanks 🙏👍🙏 our heroes 🙏

  • @WEDIGASHBARKA-r7g
    @WEDIGASHBARKA-r7g 24 วันที่ผ่านมา +4

    Adey adi jiganu shabey king❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @filimonzeray9885
    @filimonzeray9885 23 วันที่ผ่านมา +1

    ናይበሓቂ ዘደንጹ ታሪኽ እዩ ሓሊፉ ክብርን ሞጎስን ንህዝባዊ ግንባር ❤🇪🇷❤🇪🇷❤

  • @biniamweldemichaelb9384
    @biniamweldemichaelb9384 23 วันที่ผ่านมา +1

    👍 we respect forever Eritreanwnt 🙏🌻🐪❤️👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @rorazara9117
    @rorazara9117 23 วันที่ผ่านมา +2

    Eritrea wins as usual!!!

  • @nitshtitesfamariam1961
    @nitshtitesfamariam1961 22 วันที่ผ่านมา +1

    Merhaba deqi Erey jeganu selamkum ybzah ❤❤❤❤👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @astermogos3105
    @astermogos3105 22 วันที่ผ่านมา

    My country Eritrea 🇪🇷 ❤️ ♥️ 💙 😍 💖 🇪🇷 ❤️ ♥️ 💙 😍 💖 🇪🇷 ❤️ ♥️ 💙 😍 💖 🇪🇷 ❤️ ♥️ 💙 😍 💖 🇪🇷 ❤️ ♥️ 💙 😍 💖 🇪🇷 ❤️ ♥️ 💙 😍 💖 🇪🇷 ❤️

  • @ALU4279
    @ALU4279 17 วันที่ผ่านมา

    ኣታ ጅግንነት ደኣ ኣዲኡ ትመስክር። ዘሕለፍኩሞ ጅግንነትን መስዋእትን ግን ኣይቀጸልኩሞን፡ ቁሩብ ምሕጋዝ ኣቢኹምና ዝሓለፍኮሞ ተቆራጽነትን ትብዓትን ሚሂርኩም ኣብ ሃገርና ኮፍ ከይተብሉና ኣይሓገዝኩምናን። ኩሉ ተሰዲዱ፡ ናትናስ ድሓን እዚ ናይ ሕጂ ወለዶ ግን ሓደራኹም ሃገሩ ዳሓለወ ስራሕ ናይ ሂወቱ ከም ዝቅይር ግበሩ። ሰላምን ፍቅርን ን ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ።

  • @efremkidane17
    @efremkidane17 23 วันที่ผ่านมา +1

    ጽቡቅ ስራሕ ክድፋኣሉ ዘለዎ ጉዳይ ኢዩ

  • @beriyewedierey8797
    @beriyewedierey8797 23 วันที่ผ่านมา

    ዓኽ ተባዕ ከም ኣቦታተይ ስደት እኮ ሰፊረ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Dolphin-98
    @Dolphin-98 22 วันที่ผ่านมา +1

    Xibuq medeb bixot 🙏🏾🇪🇷👌🏽🇪🇷🇪🇷‼️

  • @SelemunAhferom
    @SelemunAhferom 23 วันที่ผ่านมา +1

    ክብሪ ይሃብኩም ብምሉኣትኩም ሓለፍትና ኣባኣላት ኮማንዶ 07 ብጣዕሚ ጽቡቅ፡መጥቃዕቲ ዓሳ ዒካ ካብቲ ዘገርም ናይ ብዓል ስዉእ ኣባዲ ጽላኢ ብድሕሪኡ መጺኡ ነታ ኣብ መዓንጥኡ ዝነበረት ዕጥቂ ቡምና ቻይና ክምንጥል ሕዝ ምስ ኣበላ ኣባዲ ብቅጽበት እዩ ረድዮ ርክቡ ግዲፉ ግንቦ እዳ ዓጺፉ ብረታ መንጥሉ ዝተሳህላ፡ከምኡ ዉን ስዉእ ዮናታን ተኪአ (ኣዛዚ) ኣብታ ኣዉቶቡስ ንብላ ታባ ምስ ተወግኣ ኣዚዩ ከቢድ ኩባትን እድ ብእድን ስለዝበበረ ንኣዛዚ ከውጽእዋ ምስ መጽኡ ሓደ ሰብ ከይቀርበኒ እንተደሊኹም እንኩም እዛ ዕጥቂ ቡንባታት ጥራይ ግደፉለይ ንስኹም ውጽኡ ካልእ ክሳራታት ከይበስዕብ ብምባል ምቅራብ ከሊእዎም ቡምባ ጥራይ ገዲፎሙሉ ንጸላኢ ከምዘይ ይንቀሳቀስ ገሩ ብጽቱ ኣድሕኒ ንሱ ግን በጃ ሓሊፉ፡ ተድሮስ ግን ፍሉይ ትዝታ እቱ ዘሎኒ ከም ሓላፊ ማእከልነት ካልኣይቲ ሓይሊ ጥራይ ዘይኮነ ምስ ላዕልን ታሕተወትን ዝነበሮ ዝምድና ኩሉ ግዜ ፍሽኽትኡ ካብ ዓይበይ ዘይፍለ ሕያዋይን ልዙብን ሰብ እዩ ነሩ፡ኣብ 1987 ተርግእ ኣርዲኤፍ ስርሓት ራሻ ብጠልፋ ርክባት እንዳሰበረ ዘትዕበባ ዝነበረ ክህረም ስለዝነበሮ ብበዓል ጎይትኦ ኩሒል ባሻይ በርህ ወዘተ እቶም እንዳ ለ ዝብሃሉ መጽናዕቲ ተወሲዱ ናይታ ንዉሽጢ ትኣቱ ኣሃዱ ላዕለዋይ ሓላፊ ዝነበረ እዩ፡ማለት ክልተ ጉጅለ ተርጋእትን ተጠባባቅትን ማለተይ እዩ፡እዚ ተድሮስ ንብሎ ዘሎና ቀለታ ማለት እዩ፡ኣቡኣ ኣብ ኣሜሪካ ዘላ ህዝባዉን ኮማዉን ሓላፊት ሓድነት ቀለታ እዩ፡ንታ ስርሒት ብዓወት ዛዝምና ክንምለስ ኮለና ኣብ ኩርባ እምበይቶ ኮይኑ እዩ ዝከታተለና ነሩ፡ብዝኮነ ንየማን ጸጋም እብዳተንቀሳቀሰ ይከተተል ስለዝነበረ ኣብ ሶንኮፍ ዝነበረት ዓባይ ደኖጎላ ይረግጻ እሞ ምስቲ ግጅፋ ጸጋመይቲ በራቀት እግሩ ጀልዕፋ ትገድፎ ንስቲ ዛሕሊ ክራማት ብምንባሩ ምስ እቲ ግጅፊ ቁስሉ ክንቀሳቀስ ኣጸጊማቶ እካ እንተነበረት ክልተ ኣባላት ተርጋእቲ ኣሃዱ ካብቲ ናቶም ዝተኮስዎ ኣርፕጂ ንጣር ነብእሽተይ ይትንከፉ እሞ ዝክፍእ መዉጋእቲ ኣይነበረን ፡ከምኡ ዉን ረስኒ ዝብሃል ናይ እቲ ኣርፕጂ ጋዝ ስለዝተዓብሰ ምኽንያቱ ካብ እንብዛ ህርፋን ተወቲፍናዮ ስለዝነበርና ነተን ክልተ ኣባቅል ፍጹም ምስቃ ኣብዮም ብፍላይ ስዉእ ተድሮስ ኣነ ደኣ ኣምንታይ ዉዕለ ኣይስቀልን እየ ብእምኒ ሽሙ ክፉእ እሉ ዘቅበጸና ይዝክር፡እሞ ብምሉእኩም ሓለፍቲ 07 ኮናንዶ ዘርእት፡ መንግስ ፡የናነ(ሓለሰ)ወዲ ባሊን፡ኣሕፈሮም ኮታ እቶም ዘይጠቀስኹም ቭስፍሕ ዝበለ ስርሒታት ኮማንዶ 07 ሕዝኩምልና ክትመጽኡ ዳግናይ ይምሕጸን፡ ቁሩብ ግን ካብ ስክፍታድ ዩየ ወይ ግዜ ኣሕጽሮት ኣየስፋክሞን ይብል ምኽንያቱ ላዕለዎት ሓልፍትና ከም ምንባርኩም መጠን ፡እንካዕ ከኣ ማልስ ኮንኩምልና፡ ቀንየልና ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና
    ክብርን ሞጎስን ንስብ ዉዕሎ

  • @liasium9571
    @liasium9571 23 วันที่ผ่านมา +1

    keberin mogasin njeganiuen❤❤

  • @teamegebrhanes
    @teamegebrhanes 24 วันที่ผ่านมา +1

    Nberulna eske jeganuna ❤❤

  • @lemlemghiwot5085
    @lemlemghiwot5085 22 วันที่ผ่านมา

    Jeganuna nisikatikumis enkuae natina koinkum Ewyyy semikayo zyxigeb nay behaki tarik Erina 🇪🇷 kibirin mogesin yehabikum ❤

  • @gerrywelderufael2481
    @gerrywelderufael2481 23 วันที่ผ่านมา

    Awet Nhafash thank you 🎁🎄 for safety us👍🇪🇷👈✊👈🌎

  • @amanit162
    @amanit162 4 วันที่ผ่านมา

    Great history!
    Well prepared documentary!
    Please don’t add music when people are talking, not necessary.
    Thank you to all the hero’s for their service.

  • @S.revolution
    @S.revolution 4 วันที่ผ่านมา

    Jeganuna❤❤❤❤❤❤

  • @abdalkarimhazot1254
    @abdalkarimhazot1254 24 วันที่ผ่านมา +2

    🇪🇷🐆🇪🇷🐆🇪🇷🐆🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷

  • @FilmonmekonnenFilmon
    @FilmonmekonnenFilmon 24 วันที่ผ่านมา +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷jwganu sebi tareki haqecha 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yonnastsehaye8277
    @yonnastsehaye8277 23 วันที่ผ่านมา +1

    ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @yihdegatadele5026
    @yihdegatadele5026 24 วันที่ผ่านมา +1

    Awet,nehafash🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @NaqfaS
    @NaqfaS 24 วันที่ผ่านมา +2

    ህዝባዊ ግንባር 🇪🇷 ትማልን ሎምን ጽባሕን ዘይቅየር መትከል ህዝቢ አርትራ አዩ

  • @yonastekeste7109
    @yonastekeste7109 23 วันที่ผ่านมา

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️♥️

  • @eritrea6227
    @eritrea6227 23 วันที่ผ่านมา +1

    Hezbawi gembar jiganu 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🌹❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🌹❤️🇪🇷🌹🇪🇷🐪🐪🐪✊🏽

  • @HenokHiyabu-p1u
    @HenokHiyabu-p1u 22 วันที่ผ่านมา

    Proud

  • @Tedros-ሰብ-ቀደም
    @Tedros-ሰብ-ቀደም 23 วันที่ผ่านมา

    ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ተጋደልቲ ኤርትራ ጅግንነትን ህዝብ ኤርትራን ክልተ ገጽ ናይ ሓደ ሳንቲም እዮም ኣብ ኤርትራ ሃገርና ዘይተነግረ ጅግንነት እምበር ዘይተገብረ ጅግንነት ታሪኽ የለን ክብርን ሞጎስን ንስዉኣትና ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ 💪 |🇪🇷 |🇪🇷 |🇪🇷

  • @kiflmariammengteab7280
    @kiflmariammengteab7280 23 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @freweyniyhdego7141
    @freweyniyhdego7141 21 วันที่ผ่านมา

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪♥️♥️♥️

  • @SemreHanse
    @SemreHanse 24 วันที่ผ่านมา +2

    Erey ke 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @fanussey
    @fanussey 3 วันที่ผ่านมา

    ስም ጅግና ጴጥሮስ ሰለሙን ከየልዓልካ ዝዝንቶ ታሪኽ ፈንቅል የለን።

  • @AmanAsmerino-t3w
    @AmanAsmerino-t3w 23 วันที่ผ่านมา +1

    Wetru awet nehafash!!!

  • @Hzbawit
    @Hzbawit 22 วันที่ผ่านมา

    Wetru ab Seret Jeganuna⏰📚📝🐪❤️💐🛠️🪵🤝

  • @abielmenghistu1244
    @abielmenghistu1244 23 วันที่ผ่านมา

    ዘል ኣለማዊ ዝክሪ ክብሪ ሞገስን ኒ ኩቡራት ለባማት ዉፉያት ጀጋኑ፡
    ሰማእታትና ሃገር ዘረከቡና ✊🏾🇪🇷

  • @shashuyohannes1633
    @shashuyohannes1633 18 วันที่ผ่านมา

    🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏

  • @hagoshabte7599
    @hagoshabte7599 23 วันที่ผ่านมา

    Marry Christmas all Eritrean people.

  • @MulgetaBahta
    @MulgetaBahta 24 วันที่ผ่านมา +2

    Eden kesete msh

  • @HusseinDaahir-yw3pw
    @HusseinDaahir-yw3pw 24 วันที่ผ่านมา +4

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪❤❤🇸🇴🇸🇴🇸🇴🇸🇴🇪🇷🇪🇷❤💪🤝

  • @JohnHaylab
    @JohnHaylab 24 วันที่ผ่านมา +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤

  • @JacobNayadina
    @JacobNayadina 24 วันที่ผ่านมา +1

    ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹

  • @QrtuudhWty42fuuy
    @QrtuudhWty42fuuy 24 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MichaelZeregaber
    @MichaelZeregaber 24 วันที่ผ่านมา +2

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @SaraSara-c9w3u
    @SaraSara-c9w3u 22 วันที่ผ่านมา

    ጀግንነት ህዝባዊ ግንባር ዝወዳደር አብ ዓለም የለን ከምዚ ጌርኩም አቦታትና ምስናድኩም ነመስግን ዝተረፈ እንተለኩምውን መመሊስኩም ክትስንዱልና ንምሕጸን ምክንያቱም ታሪክና ክሰርቁ ከይደቀሱ ዝሐድሩ ጎረቤትና ቋንቋና ድዛረቡ አለው

  • @NaqfaS
    @NaqfaS 24 วันที่ผ่านมา +2

    እዚ ወርቃዊ ታሪኽ ሕዝባዊ ግንባር ሓበን ነባሪ ሓወልቲ ህዝቢ ኤርትራ አዩ
    ክብሪ ነቲ ነዚ ጅግንነት ዝሰርሐ ዘይድገም ሰውራዊ ወሊዶ ኤርትራ ንዘልኣለም ይኹን

  • @amachidanu540
    @amachidanu540 23 วันที่ผ่านมา +1

  • @tesghazeremariam3887
    @tesghazeremariam3887 24 วันที่ผ่านมา +1

    ❤️❤️

  • @saraasmerom9050
    @saraasmerom9050 5 วันที่ผ่านมา

    ዘይድገሙ ጀጋኑ መን ከም ህዝባዊ ግንባር::♥️🇪🇷

  • @tsegaihayelom3621
    @tsegaihayelom3621 24 วันที่ผ่านมา +1

    ሕጂ ግርም🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @amachidanu540
    @amachidanu540 23 วันที่ผ่านมา +1

    መጀመርያ ሰላም አዚ ኹሉ ታሪኽና ንነብሲ ወከፍ ኤርትራዊ ተጋዳላይን ዓቢ ሰብን ብፍላይ ከኣ ኣብ ርሑቕ ገጠራት ድነብሩ ሰባት መዓልታዊ ተተቕርቡ ክ ንደይ መን አሰይ ምተምሃረን ማመነን ብፍላይ ትሕቲ30ዓምት ደለዉ መነሰይ ኩሉ ንናይ ትግራይ አዩ ዳምን ደሎ ኣብ ስደት ደሎ መን አሰይ ሓደራ ሸለል ኣይትበልዎ ኣይትደንጉዩ አቶም ዓበይቲ ከይመቱ ከለዉ

  • @shishay7770
    @shishay7770 24 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤

  • @DawitTeklemariam-b4j
    @DawitTeklemariam-b4j 15 วันที่ผ่านมา

    በኣኹም ንኾርዕ ዓወት ንሓፋሽ

  • @MakiclHabesh
    @MakiclHabesh 24 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤🎉🎉🎉❤❤

  • @abisolomasfha3131
    @abisolomasfha3131 23 วันที่ผ่านมา +2

    Shaebya ab rhuk konka ktxerfo ketenashwo tkiel eka gin ab meretu atika tenkemkem endhir ktbil delika megnezika nexela temalae.

  • @tarikasmerom6238
    @tarikasmerom6238 23 วันที่ผ่านมา +1

    🐪🇪🇷❤️👊

  • @habtomabay4451
    @habtomabay4451 5 วันที่ผ่านมา

    ይ ዘ ን ተ ው ና ዞ ም ኣ ር ካ ና ት ገድሊ ::ከመይ ሲ ታሪክና ታሪክ ወለዶታት ስለ ዝኮነ ይስነድ ቀጽልዎ::❤️❣️🇪🇷✈️🇪🇷✈️🇪🇷✈️🇪🇷💖❤️🌸✈️

  • @avgasbbs7173
    @avgasbbs7173 24 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @yorsaliembeyene270
    @yorsaliembeyene270 5 วันที่ผ่านมา

    💪🇪🇷tbaat caby anfton keblu azwair zlutom markom ktkuslu itay menfsaw tibeib tbaat mstekh 🇪🇷💪🇪🇷📚🖊

  • @Kelmebrahtu
    @Kelmebrahtu 3 วันที่ผ่านมา

    way hamot,jigninet ayatatnan waerotat adetatna nberulna n zelealem ,awet n hafash , kibrin mogosn n semaetatna

  • @maekeleteklay3915
    @maekeleteklay3915 23 วันที่ผ่านมา

    ሃገረ ኤርትራ ሓላፊ ሓበሬታን ጎስጓስን ሚኒስትሪ ምክልኻል
    እዚ ሓድሽ ወለዶ ብኹርዓትን ብሓላፍነትን ሓያል ናይ መትከል ስምዒት ዜግነት፣ መንነት፣ ማዕርነት፣ መሰል፣ ጭዋ ባህልን ክብርታትን ክሃንጽ ህያው፣ ዝጭበጥን መሳጥን ዝኾነ ድልዱል ስርዓተ ትምህርቲ ታሪኽ ምድንፋዕ ኣገዳሲ እዩ።
    - ምድላው ጽቡቕ መጽናዕቲ ዝተገብረሎም መጻሕፍቲ፡ ሰነዳዊ ፊልምታትን ኣስተምህሮን፡ ጅግንነት ወሰንቲ ፍጻሜታት ታሪኽ ኤርትራ ዘጉልሑ።
    - ታሪኻዊ ፍጻመታት ውልቃዊ ትብዓት፡ ጅግንነት፡ ተወፋይነት ገዳይም ተጋደልቲ፡ ሽማግለታትን መራሕቲ ማሕበረሰብን ብመጻሕፍትን ዛንታታትን ምስናድ።
    --ስሩዕ መደባት ትምህርቲ ንካድረታትን ፖለቲካዊ ንቕሓትን። ስርዓተ ትምህርቲ ቤት ትምህርቲ፡ ምምሃርን ምጉስጓስን ኣገደስቲ ሃገራዊ ፍጻመታት፡ ዓወታትን ባህላዊ ቅርስታትን።
    ድፋዓት ሜዳ ምግባርን ተምሃሮ ኣብ ታሪኻዊ ቦታታት፣ ቤተ መዘክርን ሓወልትታት ኣገደስቲ ውግኣትን ፍጻሜታትን ዑደት ብምውዳብ ታሪኽ ዝጭበጥን መሳጥን ንምግባር።
    -ኩሉ ኤርትራዊ ማሕበረሰብን ባህላዊ ሃገራዊ በዓላትን ታሪኻዊ ባህላዊ ልምድታት ብዘጉልሕ ንጥፈታት ኣቢሉ ብዛዕባ ፍጻመታት ዝዓሞቐ ርድኢት ንምምዕባል ኣብ ታሪኻዊ ቃልሲ ህዝባዊ ግንባር ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ከብዕል ይግባእ።
    - ጅግንነታዊ ክብርታት ብዛንታ ሃገራውያን ጀጋኑን ዋዕሮታትን ኣቢልካ ክብርታት ጅግንነትን መስዋእትን ሃገራውነትን ምትብባዕን ምጉላሕን ኣገዳሲ እዩ።
    ነዚ ሓድሽ ወለዶ ኤርትራዊ ዜጋታት 4ይ ግንባር ኣብ ወጻኢ ዝነብር ሓያል ሃገራውነት፡ ኩርዓትን ስምዒት ሓላፍነትን ንታሪኽን መጻኢን ሃገሩ ንምህናጽ ክትሕግዝዎ ትኽእሉ ኢኹም።

  • @solomontsegay2422
    @solomontsegay2422 4 วันที่ผ่านมา

    Abotatey jegnu

  • @elsat792
    @elsat792 23 วันที่ผ่านมา +1

    👋🙏👏🌹💕🇪🇷🌹💕🌹💕🌹💕✊