መልእኽቲ ኣደ ኤርትራ ካብ ውሽጢ ሃገር

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 5 ก.ค. 2024
  • መልእኽቲ ኣደ ኤርትራ ካብ ውሽጢ ሃገር
  • บันเทิง

ความคิดเห็น • 83

  • @tefetawitalkshow
    @tefetawitalkshow  6 วันที่ผ่านมา

    Don’t Forget To Like Subscribe & Share
    መደብና ብቀጥታ ብ መንገዲ ሳትላይት ዓዲ ስለዝኣቱ ን ዕብየትን ቀጻልነትን መድያ TEFETAWI ኣበርኩቶ ክትገብሩ ትደልዩ👇🏿here
    donorbox.org/tefetawi-talkshow
    Join this channel to get access to perks TEFETAWI TALKSHOW 👇🏿
    th-cam.com/channels/SMML7H_PjVmxeZeo_jSjIQ.htmljoin

  • @user-hy3op6yx3t
    @user-hy3op6yx3t 6 วันที่ผ่านมา

    ናይ ብሓቅ መዘናይ ኩሉ ግዜ ኣስመዕና ሰልጠነ ሓወይ ፍንተይ ጅግና 👌💙🙏👌💙😍

  • @pelarbackenmottagning544
    @pelarbackenmottagning544 6 วันที่ผ่านมา +1

    Thank you Seltene 💙🌿💙🌿❤🌹🎉

  • @user-zc3of8fl4j
    @user-zc3of8fl4j 7 วันที่ผ่านมา +9

    ቅዱስ ቅርባን፡ እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ። ሓደራ ወይዘሮ ጊደይ: ሓዊ ኮይኑ ከይበልዓኪ፡ ዓቅምኺ ተዛረቢ። ቅዱስ ነገር ብቁዱሳት ጥራሕ ኢዩ ዝጽዋዕ።

  • @berhanemeskeltewelde4301
    @berhanemeskeltewelde4301 6 วันที่ผ่านมา

    ሰልጠነ ብዙሕ ግዜ ተዘሪብሉ ፡ እቲ ትግሪና ዝዛረብ ህዝቢ ፡ ሓደ ህዝቢ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገር ዝቕመጥ ኣሕዋት እዩ።
    ከምኡውን እቶም ዓፋር ዝዛረቡ ኮነ እቶም ኩናማ ዝዛረቡ ከምኡ አዩ እቲ መግለጺ ብዙሕ ምድግጋም ዘድልዮ ኣይኮነን ክቡር ሓው አዚ መዛረቢ ክኾውን ነናስዕ ኣድላይ ኣይኮነን።
    ሰላም።

  • @peterdavid9636
    @peterdavid9636 6 วันที่ผ่านมา +4

    ናይ ብኒያም ዓወት ውጺኢት ናይ ኣቡኡን ኣዲኡን ምኳኑን እዚ ዓወት ከረኩቦም እየ ኢሉ ድሕሪ ዓወቱ ኣብ ቃለ መሕተት ዝተዛረቦ ዓቢ ሰነድ ኣሎ ንባራዩ ርእሶም ዘድንኖም።

    • @anmeb6220
      @anmeb6220 6 วันที่ผ่านมา

      @@peterdavid9636 እቲ ዕኑድ ጋኒኤል ተኽለጋኒን ግን፡ ሽልማቱ ዓዲሃሎ ከይዱ ኣረኪብዎ፡ ኣምስያ ናቱ ድማ መውዓሊኡን መሕደሪኡን ኣብ ባራት ኮይኑ።

  • @user-hy3op6yx3t
    @user-hy3op6yx3t 6 วันที่ผ่านมา

    ሰላም ሰላም ሰልጠነ ሓወይ ምሰ ኣጋይሽኻ 👌😍💙🙏 መዘናይ 💙 ፍናነይ ጅግና ምሰ ውፅዕ ዝሕረን ሕልና ኣቀድሙ መረአያ ኣናእሹቱ 😍💋💋💋👌👌 ወገናተይ ኣጀኹም 🙏💙💛

  • @davelove3926
    @davelove3926 6 วันที่ผ่านมา +2

    Yes brother

  • @MeazaCzestochowa-uc9jm
    @MeazaCzestochowa-uc9jm 6 วันที่ผ่านมา

    Weladit dekey haykonun tible tobah. O mary most pure conceive without sin pray for us who have recourse to thee maranatha amen.

  • @fretatesfay343
    @fretatesfay343 7 วันที่ผ่านมา +2

    💙💙💙💪💪💪👍👌✌✌✌✌

  • @kibromtsigeyohannes4008
    @kibromtsigeyohannes4008 7 วันที่ผ่านมา +2

    Eritrawi ab Juba Angola Uganda Rwanda kenya Dubai ewutat nay business koynom alewu alem yezarbu kufu nay ertrawi tiray kitzareb xibuk aykonen seltene hansab Hansab netom ewitat eritrawyan abnetawyan tezareb

  • @Asmara-love
    @Asmara-love 7 วันที่ผ่านมา +2

    Welcome bro

  • @tirhasmebrhatu8963
    @tirhasmebrhatu8963 7 วันที่ผ่านมา +2

    Aye seltene harika kemzeleka fkut 😂😂😂😂 halewulew beziehu hasawie kedem feshilka eka aytdkem wedi haboy😂😂😂😂

  • @almazmehari4160
    @almazmehari4160 7 วันที่ผ่านมา +1

    Ajoka seltene jigna ❤🎉❤

  • @dawitbahta637
    @dawitbahta637 5 วันที่ผ่านมา

    💙🤝

  • @tesfaldetabrha772
    @tesfaldetabrha772 6 วันที่ผ่านมา

    Were is our Hero Daniel Tekelehaymanot🤔

  • @senaittekle3142
    @senaittekle3142 5 วันที่ผ่านมา

    Oh

  • @tesfaybirhane4435
    @tesfaybirhane4435 7 วันที่ผ่านมา +2

    🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @membereyemane683
    @membereyemane683 6 วันที่ผ่านมา

    Ajokum zom yehwatey Awet nay ziweledo zi eyu💙💙💙💙🌿💙💙💙💙🌿💙💙💙💙🌿💙💙💙💙

  • @tekludesbele9819
    @tekludesbele9819 7 วันที่ผ่านมา

    💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @misssunshine865
    @misssunshine865 6 วันที่ผ่านมา

    SELTENE WIELETKA ABIY ENDIYU, GHIN DELEYTI FITHI MITINIKAF GHIDEFO BEJAKA. KULU SEB BETI ZIMESLO YIQALES. EZA NAY ASSENA BEJAKA KEYTIDEGMA KAB SIMIET WIXAE

  • @kaliebseium1049
    @kaliebseium1049 7 วันที่ผ่านมา

    Shaebia legacy to Eritreans is deception.💙💙💙💙💙💙🌿🌿🌿💙💙💙💙💙💙

  • @nazertdawit3625
    @nazertdawit3625 7 วันที่ผ่านมา

    ናይ ብሐቅ ጀግና ብሐቅ

  • @teamsadhanom5155
    @teamsadhanom5155 7 วันที่ผ่านมา +1

    Eziom Entay khanxu Meshela Bani Nserawit Zqrbu

  • @almazabraha8450
    @almazabraha8450 6 วันที่ผ่านมา

    Ajoka Seltene hawey beal aboy libina 💙💙💙💙💙🌿🌿🌿🌿🌿

  • @shewitfsahaye6492
    @shewitfsahaye6492 7 วันที่ผ่านมา +1

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @samuelsegid796
    @samuelsegid796 7 วันที่ผ่านมา +1

    👌👌👌👌👌🌹🌹🌹🌹🙏🙏🙏🙏🙏🦚🦚🦚🦚🎄🎄

  • @lete-mariam4431
    @lete-mariam4431 7 วันที่ผ่านมา

    We’re is Grmay Gebreslase we’re are they

  • @elilta70
    @elilta70 6 วันที่ผ่านมา

    ኢዚአ ወዲ ባሽይ ገለ ዶላር ሂብዋ እሎ ከምዚ ሎቅመጽመጽ ክትብል አረሜን::

  • @Adey255
    @Adey255 6 วันที่ผ่านมา

    Eway 😂😂😂😂😂😂 etay yibahal nay ezi aregit senani😂😂

  • @tamesweden123
    @tamesweden123 6 วันที่ผ่านมา

    🙏🙏🙏🙏🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻💙💙💙

  • @senaithadish9105
    @senaithadish9105 7 วันที่ผ่านมา

    Senait

  • @user-cd7bw8gl1s
    @user-cd7bw8gl1s 6 วันที่ผ่านมา

    ኣነ ይፈልጣ እየ እዛ ሰበይቲ ሰንዓፈ እዩ ዓዳ

  • @DoofenSchmerz-ok2qq
    @DoofenSchmerz-ok2qq 7 วันที่ผ่านมา

    Begu..teblka..wedibashy...ezamkulöm...kabshmelba..ziwesedikayo..abey.alewi

  • @mihirethabtyes2965
    @mihirethabtyes2965 6 วันที่ผ่านมา

    11111

  • @tesfamariamtewoldeberhan4731
    @tesfamariamtewoldeberhan4731 7 วันที่ผ่านมา

    ብብርገድ ንሓመዱ ራዕራዕ ስለዘበሎምነዚ ወሽላኽ ክጥቀሙሉ ኢሎም አምበር ሃሲብካ ኢሉ ዝኣስር መንግስቲ ኢንድዩ ህግድፍ😮😮😮😮😮😮😮😮

  • @terhasberhane71
    @terhasberhane71 2 วันที่ผ่านมา

    ሐሳብ ሐሳብ ተብዝሆ ኮይንካ ሰልጠነ አብ ዐዲ ዘላ ሰበይቲ ዝተብሀለቶ እያ ትዛረብ ኩሉ እታይ ንቅሐት አሎ ኩላ ከይወፀት ከላ ካባካ ጀሚሩ ሰጥ ለበጥ ኢልካ ትነብር ኔርካ አይንታሐሳሶ ከመይ ይነቅሕ ሕሰብ ካብ ምፅራፍ

  • @senaithadish9105
    @senaithadish9105 7 วันที่ผ่านมา +1

    111111111111111

  • @user-wc2lc7dp2b
    @user-wc2lc7dp2b 7 วันที่ผ่านมา

    Ajoka seltene amnesia kemaka gieru neta haki kab wshta zgurgura yelen!!!!

  • @teklayweldegebriel3360
    @teklayweldegebriel3360 7 วันที่ผ่านมา

    Amaharit nay senafe eya

  • @unitedforlife2473
    @unitedforlife2473 7 วันที่ผ่านมา

    Dmxika hmak alo seltene yeryo btaemi nxur aykonen plus tihit elu alo

  • @brhanemebrahtom6264
    @brhanemebrahtom6264 7 วันที่ผ่านมา

    za sebyt ada sma ksned alewo b hlna b moral ktnqef zgbai seb ya hmaq seb zea hj weda kabzom jganu deleyt fthi te konu kemey hazen ysmo fulut eu ageb ageb

  • @kaliebseium1049
    @kaliebseium1049 7 วันที่ผ่านมา

    The lazy Joseph goblins

  • @habtiegamehreteab5937
    @habtiegamehreteab5937 7 วันที่ผ่านมา +2

    You are the King Boss 🫶🫶🫶

  • @tesfaldetabrha772
    @tesfaldetabrha772 6 วันที่ผ่านมา

    መራሒ ሃገር ኤርትራ ካብይ ድዩ መብቆሉ ? 🤔
    ዓባይ ትግራይ

  • @leteyoseftesfagabriel1415
    @leteyoseftesfagabriel1415 4 วันที่ผ่านมา

    Tsbuk medeb ketslo hayl

  • @user-wc2lc7dp2b
    @user-wc2lc7dp2b 7 วันที่ผ่านมา

    Tai koinu yu ATI eyasu ke thaxibu zeyxeri shaebya

  • @samuelsegid796
    @samuelsegid796 7 วันที่ผ่านมา

    Teftawi more than 250 with 6 mon children family because they believe wright now in prison you have to voice????

  • @tesfamariamabreha9670
    @tesfamariamabreha9670 7 วันที่ผ่านมา

  • @yemanezewde4344
    @yemanezewde4344 6 วันที่ผ่านมา

    Fithi nhzbi Eritrea

  • @tekludesbele9819
    @tekludesbele9819 6 วันที่ผ่านมา

    ዋይ ሓሶት ኣወል ሙጹጹላ ማንፈስቶ ኣለዎም ዶ እላ ምስ ሓተተት መልሲ ናይ ወያ ግሔ ድማ ናይ ወያነ እዩ ክትቢል እያ ዝመለሰት

  • @yonasyonas3249
    @yonasyonas3249 7 วันที่ผ่านมา

    ወድ መድህን በራድ ክም ጋዳፊ🥊

  • @teamsadhanom5155
    @teamsadhanom5155 7 วันที่ผ่านมา +2

    Hasawi Metfi Adi

    • @yonasyonas3249
      @yonasyonas3249 7 วันที่ผ่านมา

      ጉሓፍ ህግደፍ 🥊ኣድጊ ወድ መድህን በራድ

    • @mussielegese8072
      @mussielegese8072 7 วันที่ผ่านมา

      Wedi መድህን ውጻእ

    • @tirhasmebrhatu8963
      @tirhasmebrhatu8963 7 วันที่ผ่านมา +1

      ​@@mussielegese8072 kkkkk dekihdrtna eritrawian busy ena zelena tegetimkum ekum 😂😂😂 tezeydekemkum yhshekum 😂😂😂

  • @michealyowhanes4410
    @michealyowhanes4410 7 วันที่ผ่านมา

    💙💙💙💙

  • @abrhamtesfay1586
    @abrhamtesfay1586 7 วันที่ผ่านมา +1

    እዛ ዘረባ ትደጋግማ ኣሎኻ፡ ካብ ትግራይ ኮነ ኣምሓራ ብሓደ ወገኑ ዝዉለድ ምስቲ ስርዓት ኢዮም ዝጽግ ዑ ብል ኣሎኻ፡ ጭብጢ ኣሎካ ዶ? ክንደይ ኢዮም ከም ኡ ዝገብሩ? ኣይትጋገ ኣብ ሽግር ከይወድቕ!!!!!!

  • @alemfitsum2227
    @alemfitsum2227 7 วันที่ผ่านมา

    ናይ ባሓቂ ኢካ ተፈታዊ ትዛረብ ዘለካ ነታ ምለይ ባንደራ ንተጋደልቲ ጀብሃ ምስ ሞትኩም ተገነዙላ ኢሉውም ኣስና፡ስለዚ ታሪክ ኣይክርሳዕን ኢዪ

  • @hayletkle2197
    @hayletkle2197 7 วันที่ผ่านมา

    ሰልጠነ ሓውና ፡ ኢሳያስኮ ባዕሉ ኣብ ሚዲያ ወጺኡ ፡ ዝሓለፉ 33 ዓመታት ዋላ ሕንቲ ኣይሃነጽኩ ኣይሰራሕኩ እናበለ ንህዝቢ ፡ ከሙውን ቅዋም ፡ሕገመንግስቲ ዝብሃል የለን ዝሞተ ሰነድዩ ኢሉ ምሉእ ንዕቀቱ ንህዝቢ አርትራ ልቡ ነፊሑ ነጊሩዎዩ ። ኢሳያስ ጽቡቕ ጌሩ ውሽጥና ፈሊጡናዩ ከምዘይንሰምር ፡ እቶም ደገፍቱንዶ ር ኣዮም ባውራጃ ክፈላዩ ፡ ኣከለጉዛይ ደልይቲ ለውጢ ፡ሕማሴን ደገፍቲ ፡ ሰራየ ኣየብዚ ኣየብቲ እናበሉ ዝሕንክሩ ዘለዉ ።

  • @issakhabtenkiel9387
    @issakhabtenkiel9387 6 วันที่ผ่านมา

    ከመዬ ቀኒኻ ሰልጠነ
    መኣረምታ ክትገብር
    ኣብቲ ናይ ሙሁራት ክትዕ
    ንተጋዳላይ ሲሄል ስለምንታይ
    ኢኻ ተጋዳላይ ዘይትብሎ
    ስለምንታይ ኢኻ ንሑሩይ ጥራሕ ተጋዳላይ ኢልካዮ

  • @bielulmesfun868
    @bielulmesfun868 7 วันที่ผ่านมา +2

    Hade nska ka kof elka tmdr aleka 😂😂😂😂

  • @peaceforall-ug8vo
    @peaceforall-ug8vo 7 วันที่ผ่านมา

    Mewael hawu ab 31k serwawit neyru.

  • @selihomgrmay4158
    @selihomgrmay4158 7 วันที่ผ่านมา +1

    Well come xere barayu king tefetawi ❤❤❤

  • @hailuweld
    @hailuweld 7 วันที่ผ่านมา

    ሰልጠነ ኣነ ኣብ ከንያ ኣሎኩ ምስ ኤርትራ ከተዋዳድራ ዘይሕሰብ ብጣዕሚ ተደኒቀ ገርሙኒ እዞም ህግደፍ ሰብ ዲዮም እንስሳ ይገርመኒ ቁሩብ ቅንኣት ዘይብሎም ጽቡቅ ርእካ ጽቡቅ ቅንኢ ተሕድር እዚኦም ግን በቲ ሕማቅ እዮም ዝቀንኡ ዘገርም እዩ።እዚ ዝበልካዮ ጋውና ኣምበሳደር ከንያ እቲ ዝገርመኒ ቤቱ ዘየመሓደረስ ሃገር ከማሓድር እልካ ምቅማጡ ውድቀት ናይ ውድቀት እዩ። ዘይሓፍር ካኣ ኣብ 24ግንቦት ክስዕስዕ ብጣዕሚ ሓዚነ።

  • @tedrosmichael9140
    @tedrosmichael9140 7 วันที่ผ่านมา

    Kantey kabtom higdef nay senafe kader ya mes beal tekile nay higdef tesereh kab neweh ewan zifelitxa sebeytey ya

  • @selaminaafewerki4966
    @selaminaafewerki4966 6 วันที่ผ่านมา +2

    ኤርትራ ሰብያ ትሃንጽ ደንቆሮ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @kaliebseium1049
    @kaliebseium1049 7 วันที่ผ่านมา

    This Wedibashay guy lives in the United States. He should be reported to US Immigration.

  • @alemfitsum2227
    @alemfitsum2227 7 วันที่ผ่านมา +1

    ኣደታት ኢርትራ ኣይትውከልን ኢኪ
    ማዓልቲኪ ተጸበዪ ወዲ ባሻይ ተድሕንኪ
    ግደይ ቁዱስ ቁሩባን ድማ ትብሊ ዘለኪ

  • @DoofenSchmerz-ok2qq
    @DoofenSchmerz-ok2qq 7 วันที่ผ่านมา

    Selteine...hawey..nay.eritreawiyn..tezarbka...zwidae..aykonn..abzi..sdet..koynanom..gezeb..keflom..kekituluna..belyblu..alewi..nhawaru..gin..kemey..gerna.bhansab..kemzinebr..zigermeu

  • @shikorskorina1198
    @shikorskorina1198 7 วันที่ผ่านมา +1

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @user-zc3of8fl4j
    @user-zc3of8fl4j 7 วันที่ผ่านมา +1

    ቅዱስ ቅርባን፡ እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ። ሓደራ ወይዘሮ ጊደይ: ሓዊ ኮይኑ ከይበልዓኪ፡ ዓቅምኺ ተዛረቢ። ቅዱስ ነገር ብቁዱሳት ጥራሕ ኢዩ ዝጽዋዕ።

  • @tesfyemezgb6277
    @tesfyemezgb6277 7 วันที่ผ่านมา

    11111

  • @samuelsegid796
    @samuelsegid796 7 วันที่ผ่านมา +3

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙🛂👌

  • @hiwetkahsay7263
    @hiwetkahsay7263 6 วันที่ผ่านมา

    እዚኣ ሓንቲ ሓሳዊት ናይ እግደፍ ተላኣካኪት ግደይ ትባሃል

  • @user-zc3of8fl4j
    @user-zc3of8fl4j 7 วันที่ผ่านมา +1

    ቅዱስ ቅርባን፡ እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ። ሓደራ ወይዘሮ ጊደይ: ሓዊ ኮይኑ ከይበልዓኪ፡ ዓቅምኺ ተዛረቢ። ቅዱስ ነገር ብቁዱሳት ጥራሕ ኢዩ ዝጽዋዕ።