ไม่สามารถเล่นวิดีโอนี้
ขออภัยในความไม่สะดวก

ሽርሕታቶምን ሚስጥራቶምን ይቃላዕ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 11 ก.ค. 2024
  • ሽርሕታቶምን ሚስጥራቶምን ይቃላዕ

ความคิดเห็น • 161

  • @tefetawitalkshow
    @tefetawitalkshow  หลายเดือนก่อน +23

    Don’t Forget To Like Subscribe & Share
    መደብና ብቀጥታ ብ መንገዲ ሳትላይት ዓዲ ስለዝኣቱ ን ዕብየትን ቀጻልነትን መድያ TEFETAWI ኣበርኩቶ ክትገብሩ ትደልዩ👇🏿here
    donorbox.org/tefetawi-talkshow
    Join this channel to get access to perks TEFETAWI TALKSHOW 👇🏿
    th-cam.com/channels/SMML7H_PjVmxeZeo_jSjIQ.htmljoin

  • @MmMm-ig2dz
    @MmMm-ig2dz หลายเดือนก่อน +5

    ሰብ ክቃተል ዝገቡሩ ዘለዉ ቀንዲ ኣሳዎርት በዓል ወዲ ዓንዳይ እዮም።

    • @tiebeghebru2649
      @tiebeghebru2649 หลายเดือนก่อน +1

      ✅ እዚ ገልዳም 7 ወረቀት ዉዱቅ ሰብ እዩ

    • @Esromtesfay772
      @Esromtesfay772 หลายเดือนก่อน

      @@tiebeghebru2649ካብታ ሳውዝ እፍሪቃ ኮይኑ ስብ የዎድእ አሎ።

  • @hagosmeles7764
    @hagosmeles7764 หลายเดือนก่อน +6

    እንጌር ዐለም ብላዕ ከማካ ይብዙሕልና ሐቀኛታት ተባረክ

  • @NomorehgdefEzgharya
    @NomorehgdefEzgharya หลายเดือนก่อน +5

    Tefye kemey wuilka 💙💙💙💙🌿🌿💙💙💙💙👑🐅🦁🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @asliErda62
    @asliErda62 หลายเดือนก่อน

    I as One 2nd wedi Jebel I...❤ It. Just great !!

  • @bahlibigirmay3021
    @bahlibigirmay3021 หลายเดือนก่อน +2

    Thanks kubur haw seleti hakena wealet seltene zemeskerka eti haki nesu u gen, eti mestier kab Kenie u zebeges Habeshana kenae u selezie kemkedemka kexel Tefetawi. I am praud of you.

  • @konjithagos7591
    @konjithagos7591 หลายเดือนก่อน +2

    Selam selitene hewey aytigedeselom zitezarebe tezaribi yiterif zikede yieitif mebili einigeraka eiyu eidimen tienan yhebika

  • @Esromtesfay772
    @Esromtesfay772 หลายเดือนก่อน +7

    ናይ ስልጠነ ስራህ ምስ መርጋገፂኡ እዩ
    ዘይስርህ ስብ ከሃምይ እዩ ዝነብር ።
    ሰልጠነ ናይ ጊዜና ገባሪ ፀቡቅ እዩ ንሐቂ ድማ ይመውት 3 ዓመት ንስብአውነት ዝተቃለስ ስብ እዩ።💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙🥷🥷🥷🥷🥷🥷🥷🥷🥷🥷🥷

  • @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
    @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb หลายเดือนก่อน +8

    Ayitisekef Belo nihna deki akeleguzay deki hamasien deki seraye tewalidnan Haden ena suk elkum ayiteabab8yuwo silemintay ekum fililiy baelikum temtsiewo.

  • @Manka1973BN
    @Manka1973BN หลายเดือนก่อน +3

    Im on my way to Manchester from London right now I can't wait to meet my dearest brothers Wufuy and Kflom🙏👏❤️💙🌿💙❤️👏🙏

  • @Gbre1996
    @Gbre1996 หลายเดือนก่อน +3

    Selam Selten, Eziy Henos harsh Media hawena Egzhabier Amlak ybarku. Henos harsh speaks the true about Selten how amazing is Henos harsh Tbarklna. He's analysis perfectly about Eritreans character 👌. Yes We don't give credit for who doing a good works that'sEritreans nature!!. Anyway as far as we know Selten is the most kind human being. May success follow you Selten hawena Tftaw show every step of the way. Hoping Selten your honesty &your hard work and dedication pay off BlueRevolution
    BrigadeNhamed. Wishing you Selten all the best as you embark on this difficult journey.

  • @fretatesfay343
    @fretatesfay343 หลายเดือนก่อน +2

    ዉፉይ ጅግና ኢዩ ይግደፍ መደፍ ይቀረጹ ካበኡሙስ ደጥፎኡና ይመስለም ንሕና ህዝቢ ሀገር ኢና ሕድሪ አሉና 💙💪👍👌✌✌✌

  • @Sesaaythaile
    @Sesaaythaile หลายเดือนก่อน +5

    ውዲ ዓንዳት አንታ ልሕልሕ ብጅካ ሕምቅ ጥራይ ክትዝርብ ክትፍላሊ ዓልይት ወገን ክትብእስ አንታ ርስሕ ሓንጎል

  • @user-cw2yi3ne8x
    @user-cw2yi3ne8x หลายเดือนก่อน +1

    ተጋሩ ብስሪኦም ዮም ዝዕወቱ ብቃላት ኤርትራዊ ኣይኮኑን አንቃዕ ኣብዛምድሪስ ኤርትራዊ አንተዘይ ሂቡካስ ዘይሪከብ ነገር ኣይሃለወ ሰብ ምተወደአ ዓወት ኤርትራዊ ዚሃቦም ንተጋሩ ዝሃቦም ኢዩ ዝመስሎም ዞም ባራዩ መመኽነይታ ኢዮም ዝገብሪዎ ዉጹዕ ዘይታዓወተ መን ክዕወት ኣምላኽ ኣሎንዶ ጸግዒ ዉጻዓት

  • @tiebeghebru2649
    @tiebeghebru2649 หลายเดือนก่อน +2

    💯💯✅ ብሉጽ በሊሕ ሰብ ከማኻ ጌሩ ሓቂ ዝገልጻ ኣይራኣኹን🩵 🌹🎉
    ሰልጠነ ዳኣ ኣብ ክንዲ ሞሳ ክንድዚ ጸለመ ይግበኦ ድዩ ዓገብ
    ሰልጠነ ቅንዕናኻ ቀጽሎ ጽቡቅ ግበር ንማንም ኣምላኽ ክኽሕሰካ እዩ ። ጽቡቅ ድቃስ ካኣ ትድቅስ🩵🧢 ዝተረፍና ኣብነትካ ይግበረና🩵🩵🩵🩵🎉🌹🎉🌹🎉

  • @almazmehari4160
    @almazmehari4160 หลายเดือนก่อน +1

    Seltene jigna Abo haki eyu❤🎉❤🎉

  • @tesfamariamtewoldeberhan4731
    @tesfamariamtewoldeberhan4731 หลายเดือนก่อน +6

    ብዘረብ ጸሚምና ንዚኦም ንዒቅካ ጉሒፍካ ኣብ ስራሕና ዘይንኣቱ ቀዳምነት ንግብሪ ኣብቀዳማይ ደረጃ ንሃብ ብጀካ መንግስ ኩሎም ንብርገድ ንሓመዱ ክዕንቅፉ ዝተዓጥቁዮምሞ ያዕ ንበሎ ስራሕ ይዓቢ ❤🎉❤🎉❤🎉

  • @AmanAman-ty2gp
    @AmanAman-ty2gp 28 วันที่ผ่านมา

    ተፈታዊ በየነ ውን ኣይኮነን እኮ ዝብሎ ብርሃነ
    ኢዩ ዝብሎ ንውፉይ ስሙ እውን ኣይሓዞን ጽብቕ ገይሩ

  • @Gbre1996
    @Gbre1996 หลายเดือนก่อน +1

    ኢዚ ሄኖስ ሃርሽ መዲኣ
    ሃወና ኤግዛቢሄር ኣምላክ ያባርኯ ። ብዛዕባ ሰልጠነ ዘደንቕ ሓቂ ተዛሪብ ከምዚ ክከዉን አለዎ ልቦናዊ ሰብ :: ከማካ ይብዙሑ ሄኖስ ሃርሽ ሃወና ትባርክላና ናይ ሓቂ ኢዩ ዝዛረቦ ዘሎ ። ብዛዕባ ባህርይት👌ኤርትርያ ሙሉእ ብሙሉእ። ጽቡቕ ነገራት ዝገበረ ሰብ ኽብሪ ኣይንህብን ኢና። ፡ ዝዀነ ዀይኑ ሰልጠነ ካብ ኵሉ ንላዕሊ ሕያዋይ ሰብ እዩ ዝመስል ። ሰልጠነ እትገብሮ ጻዕርን ተወፋይነትን ሰማያዊ ሰውራ ኸም ዚኽሕስ ተስፋ ንግብር ። ኣብዚ ኣጸጋሚ ጕዕዞ እዚ ሰልጠነ ዝበለጸ ኽትረክብ ንምነየልካ።

  • @MmMm-ig2dz
    @MmMm-ig2dz หลายเดือนก่อน +3

    ወዲ ዓንዳይ ተበን 😢

  • @user-ry8pg3wu6r
    @user-ry8pg3wu6r หลายเดือนก่อน +7

    እዚ መንግስ ሓውና ኣዝዩ ቕጥንቐቕ ዘለዎ እዩ ምክንያቱ እዞም ኩሎም ዝዛረብዎ ዘለዉ ኩሉም ሻዕበኛታት እዩ ክብል ኣነ ይደፍር
    ንሓመዶም እስራኤል ካኣ ጸላእትኩም ኣዝዮም ኩፉኣት እዮም ስለዚ ከይትዛነዩ ብስም ዕርቂ ዶ ገለ 💙💙💙💙💙💙

  • @peterdavid9636
    @peterdavid9636 หลายเดือนก่อน +1

    ብስእሊ ዕቡድ ከልቢ ዝቕየር ታሪኽ የለን ባዕሉ ቢንያም ግርማይ ናይ ዓወተይ ውጺኢት ጻማ ኣቦይን ኣደይን ስለዝኾነ ንስድራይ ኣወፍየዮ ኣለኹ ብምባል ኣፎም ዓጺዩዎ ስለዝኾነ ኣብ ዘይቦትኡ ስእሊ ወኻርያ ወዲ ተንቤን ምቕራብ ግን ዕሽነት ናይ ባራዩ ዘንጸባርቕ ካብ ምዃኑ ኣይሓልፍን እዩ።

  • @shikorskorina1198
    @shikorskorina1198 หลายเดือนก่อน +3

    jealousy is a serious disease from which these people suffer. just keep doing what you are doing, great job Seltene ❣️💙

  • @metsanakieriena4391
    @metsanakieriena4391 หลายเดือนก่อน

    Ata adawi, zzereayo exed bel fahfah abelkayo justice seekers

  • @hailuweld
    @hailuweld หลายเดือนก่อน +2

    ኣንታ ኣይሓፍሩን ዲዮም ሓፈርኩላ ዳኣ እዚ እንዲዩ

  • @Berhane-
    @Berhane- หลายเดือนก่อน +1

    ሰልጠነ 💪💪💪🙏🙏😘😘🥰🥰👍👍👍👍👍💙💙💙💙💚💙💙💙💙

  • @user-oq1we2gc2l
    @user-oq1we2gc2l หลายเดือนก่อน +3

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @wedido85
    @wedido85 หลายเดือนก่อน

    ሰልጠነ ድሃይ ጆን ብላክ ናፊቅናዮ

  • @grmalemrezene6011
    @grmalemrezene6011 หลายเดือนก่อน +1

    Nekaxat wey ke fetek nkid teray 💙💙💙💪

  • @EmbeytoFredrikstad3340
    @EmbeytoFredrikstad3340 หลายเดือนก่อน

    ትዋሳእ ኣላ። ደቂ ሓደ ከልቢ ባዕሎም ቀቲሎም የእውዩ፥

  • @NomorehgdefEzgharya
    @NomorehgdefEzgharya หลายเดือนก่อน +3

    እዞም ባራዩ ኣብ ሞትና ዝስዕስዑስ ፍታሕ ከምጽኡ ካብ ብዕራይ ጸባ ምድላይ እዩ።

  • @konjithagos7591
    @konjithagos7591 หลายเดือนก่อน +1

    Selitene hewey anbesa yekenyelna naykulu hekega tekalasay nukulu bimaeire tiriei eiti tubuk tgebiro kab seb aytirekibon eika kab amilak bieitifi kitirekibo eika bidekika tehegise Adey maryam mis wediki helwuyo

  • @Hereawnet
    @Hereawnet หลายเดือนก่อน +1

    ሰልጠን ኔቄፌታ ምክሪ ኣይትቅበልን ኢካ ስለዚ ካብ ኣሕዋትካ ነቄፌታ ምክሪ ዘይትቅበል ተኮይንካ ምውዳቅካ ዘይተርፍ እዩ ብዙሕ ጹቡቅ ሰሪሕካ ባዕልካ ኢካ ተፍርሶ
    ከም ተፍርሶ ዘልካ ከማን ኣይርድኣካን እዩ::
    እቶም ንሪኦ እንተነቂፍናካ ድማ ኔቄፌታ ኣይትቅበሎን ኢካ:: ስለዚ ነቶም ብቅንዕና ንንቅፈካ ኔቄፌታና ተቀበሎ
    ነቶም ዝዉዱሱካ ጥራይ እንተቅሪብካ ንዕቤትካ ጹቡቅ ኣይኮነን

  • @hamassien323
    @hamassien323 หลายเดือนก่อน

    ሰልጠነ ቀንዲ ኣሕዋትና ዘቃትል ደሎ ኢዩ፡ቀታልን ተቐታልን ኢዩ ጉዳይና እንዳበለ ንሓድሕዶም ክቃተሉ ዝጉስጉስን ዘጉሃህርን ስለዝኾነ።ሕጂ ውን ነቶም ዝንእድዎ ኣርዩ የምጽኦም ነቶም ዝነቕፍዎ ከኣ ሰብ ኣኪቡ ይቃላዕ ብዝብል ኣርእስቲ ሰባት ዳውን ዝገብር ከሙኡ ዝበለ መዋግኢ የለን

  • @yemanekidane5491
    @yemanekidane5491 หลายเดือนก่อน

    ሰልጠነ ነዞም ዳራጂ ኣትማን ሳሕል ረስዓዮም እንዶ ምስ ክንደይ ሊቃዉንቲ ፕሮፈሰራት ምሁራት ክትዛተ ተቅርበልና ቀኒካስ ነዚኦም ዳሕሜታ ረስዓዮም በጃካ።

  • @tsigheredabaryagaber8306
    @tsigheredabaryagaber8306 หลายเดือนก่อน

    Wedi anday malet kab Tom hade Libi eyu 💯💯

  • @hailuweld
    @hailuweld หลายเดือนก่อน +2

    ሓቂ ሰብ ኮይኑ ዘይጋገ የለን ምግጋይ ኣይኮነንን ጌጋ እንታይ ድኣ ካብ ጌጋካ ዘይምእራም እዩ።ሰልጠነ ብዓል ልቦና ስለ ዝኮነ ኣብ ጎድኑ ሰብ ዘይኮነ ኣምላክ ኣሎ ኢለ እየዝኣምን ብኩሉ ከይተሓለለ ስለ ዝሰርሕ ቀጽሎ ጥራይ ኣምላክ ምሳካ ቀቅድመካን ኣሎ go a headስልጡን🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉😢

  • @meraftesfahannes1978
    @meraftesfahannes1978 หลายเดือนก่อน

    ኣንታ ሰልጠነ ኣብ ኣሰመራ ዘሎ ኣይኮነን
    ኣብ ደገ ከማን እዚ ኩሉ እንዳ ረኣዩ ኤረይ ጽቡቅ ኣላ ዝብሉ ናይ ኣስመራስ ኣይትሓዘሎምን እዩ🎉

  • @AlemMehtson
    @AlemMehtson วันที่ผ่านมา +1

    Alem. Mehtson
    🩵🩵🩵🩵🙏🙏🙏🙏🙏🙏🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🩵🩵

  • @YonasTesfamikel
    @YonasTesfamikel หลายเดือนก่อน +1

    ሲራክ ናይ ብሓቂ ኣንበሳ አዩ ጽብቅ ሓሳብ ኣለዎ

  • @TesfahiwetHi
    @TesfahiwetHi หลายเดือนก่อน +2

    ካብ.ሓሳብናን.መትከልናን.ምንቅ.የለን.ንሰልጠነ.ውፋይ.ዳውን.ክትገብሩ ትፍትኑ ማይ.ሓቊፍኩም.ኢኹም ክትተርፋ.ኢኹም.ትኽእሉ

  • @elilta70
    @elilta70 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ዘረባ ያረድ ኮላትና ከማኻ አረዳድአ ሒዝና

  • @MenkemGoshu-ke7yv
    @MenkemGoshu-ke7yv หลายเดือนก่อน

    Ajeka seltene hawey❤❤❤❤❤❤❤

  • @AzebWeldemichael
    @AzebWeldemichael หลายเดือนก่อน

    ለባም ወዲ ሀቂ ይሀብካ አብ ልበይ ልነበት አውፅእካያ

  • @sabatemesgen7344
    @sabatemesgen7344 หลายเดือนก่อน +1

    🙏

  • @Esromtesfay772
    @Esromtesfay772 หลายเดือนก่อน +1

    ዛውለታይ ዝበሃል ሐደ ሐርዒ ዝኾነ ስብ።

  • @MesfianHagos
    @MesfianHagos หลายเดือนก่อน

    Tefeta love is good and we love you

  • @dawitmichaeldebushu7505
    @dawitmichaeldebushu7505 หลายเดือนก่อน +2

    ፕሮ ፈሳዊ ናይ የእምሮ ጸገም ዘለዎም ናብ ፕሮ ፈሳዊ ይከዱ ስልጡን

  • @tsigheredabaryagaber8306
    @tsigheredabaryagaber8306 หลายเดือนก่อน

    Wufuyyyyyyyy ourrrrrrt 🤴🤴🤴🤴💪💪💪💪💪💪💪Enkoe bdahan mexaeka elelelelelelelel

  • @alganeshhagos5391
    @alganeshhagos5391 หลายเดือนก่อน

    You are Right my brother 💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯

  • @Hosaena806
    @Hosaena806 หลายเดือนก่อน +1

    Tefetawi selam niakan btsotkan awet emneyelka eti mglats ygdefawyan
    Qetsilo.... Amanuel Assena nikulom falulat Eritreawyan aslamay ykun Christian eyu teshekumu zkeyd zelo enkau kab ezi seb tefalaleka...
    Ajoka msaka alona tuwiwiy zeybla.👍

  • @DesetAfeworki-lh1sn
    @DesetAfeworki-lh1sn หลายเดือนก่อน

    Joha Blake jegena eye💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚

  • @tiebeghebru2649
    @tiebeghebru2649 หลายเดือนก่อน +1

    ወዲ ዓንዳይ ገልዳም ህግደፍ
    7 ወረቀት ወያል ፎእ በልዎ

  • @weditafere8721
    @weditafere8721 หลายเดือนก่อน

    ወዲ ዓንዳይ መጥፍኢኡ እዩ ባዕሉ ዘቀላጥፍ ዘሎ፥

  • @user-cw2yi3ne8x
    @user-cw2yi3ne8x หลายเดือนก่อน +1

    ስራሕካ ይባረኽ ዉፉይ ኩሉ ጊዜ ወላዲት ኣምላኽ ምስ ወዳ ቲሓልወካ ኣይቲታዓንቀፍ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @user-iy8mx4gh6r
    @user-iy8mx4gh6r หลายเดือนก่อน

    ሰልጠነ ፍርሒዝ ዓበየአ ምልኾም ዃኑዘን ጊዕኻአለ ኻይመስ ለኒስለዚ ካብፍርሒ. ክላቀቅከ ምዘለዎ ግበሩህዝ ቢዝመርሖ እዩዝደሊ ስለዚአምህርዎ!!

  • @biniamhabteslasie2359
    @biniamhabteslasie2359 หลายเดือนก่อน

    Neseka enda❤indayerket entay tezareb nereka ena kabu wexa

  • @Sesaaythaile
    @Sesaaythaile หลายเดือนก่อน +1

    ብዕል ውዲ ዓንዳት ሰብ ክቅታትሉ ኢዮም

  • @dawitmichaeldebushu7505
    @dawitmichaeldebushu7505 หลายเดือนก่อน

    ናይ ብሓቂ ኩሉ ሰብ ብምፍላጡ ሕጉስ ኦየ ግን እስኪ ኣጻርያ ስልጡን ኣብኡ ሻዕብያ ቀቲሎሞ ኢዩ ዝብሃል።

  • @EmbeytoFredrikstad3340
    @EmbeytoFredrikstad3340 หลายเดือนก่อน

    እዚ ዕንዳይ ዝሽቅጠሉ ዘሎ ዑመር ወዲ ሃዞሞ እንድዩ ፡ ብከመይ ንደቂ ሓማሴን ጥራይ ይብል፥
    ምቕታል መንጀሚርዎ ይፈልጦ እንድዩ፤

  • @welesharegay6326
    @welesharegay6326 หลายเดือนก่อน

    ingera alem blai zhwey gegna hki tezareb ab megedi babur dekis ybulu abotatna hki kailkaja 👌👍🫶👍💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿

  • @teamemedhanie3669
    @teamemedhanie3669 หลายเดือนก่อน

    Hutatyatat Nskatkum ekum Medenagrti hulusat eyom zeyhafrus Nsatom eyom hmam wishtom eu Erimiys haqu eu xbuk alo Aklabat eyom eziaom

  • @doitnowstudio7867
    @doitnowstudio7867 หลายเดือนก่อน

    ኣየ ሰልጠነ ነዛ ኩላ መንእሰይ ኩብኩብታ ጽልኢ ትመልኣ ኣለካ ጽባሕ ምውጋኑ ምስ ኣበየካ ተጣዒስካ ኣይትወጾን ኢካ ኣይትዓሹ

  • @Bisheleibrahim-hz9jn
    @Bisheleibrahim-hz9jn หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ neska qunuie eyka

  • @Esromtesfay772
    @Esromtesfay772 หลายเดือนก่อน

    ወዲ ዓንዳይ ዝበሃል ናይ እውራጃ ሕማም ዘለዎ ስብ እዩ ርእሲ ቆፎ👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿

  • @biniamhabteslasie2359
    @biniamhabteslasie2359 หลายเดือนก่อน

    Awerajawi ayetkun asha yelen aadeb geber ❤

  • @almazmehari4160
    @almazmehari4160 หลายเดือนก่อน

    Haki meskirka ❤

  • @asternegasi7594
    @asternegasi7594 หลายเดือนก่อน +1

    💙💙💙

  • @Michael-hr4zc
    @Michael-hr4zc หลายเดือนก่อน

    wedi anday hade medenageri metkel albo mukanu kulu kifelto alewo.

  • @asmerettekle55
    @asmerettekle55 หลายเดือนก่อน

    Very funny man but he is telling the truth

  • @wedido85
    @wedido85 หลายเดือนก่อน +1

    ወዲ ዓንዳይ በትኪ ጎሓፍ ህግደፍ

  • @teamemedhanie3669
    @teamemedhanie3669 หลายเดือนก่อน

    Entay aynet eu Ezi Wedi Anday zbehal Resah ftret eba eu zesdemm Awan seb eu Anjal medenagri meeseri zeyblu zereba eu

  • @user-cw2yi3ne8x
    @user-cw2yi3ne8x หลายเดือนก่อน +1

    ሄኑስ ሂዝቢ ኤርትራ ሓቀኛ ሰብ ኣይፈቱንዩ ዝድህኮ ዘዋርዶ ባርያ ገሩ ዘዋርዶ አ
    ምበር ስሊኡ ማዕስንጡኡ ዚወጻሉ ኣይፈቱንዩ ሓቂ ተተዛረብካ ኮ ሓቂ ዶ ይሰርሕዩ ሎሚ ኢዩ ዝብለካ ኣፉ መሊኡ ኣን ምስልዩነት ተለልልዩ ኢዩ ንሰልጠነ ግርሂነቱ ክቲካላኸለሉ ኢያ ኣምላኽ ምስ ሓቂ ኢዩ

  • @meraftesfahannes1978
    @meraftesfahannes1978 หลายเดือนก่อน

    ሰልጠነ ሐቂ ሒዙ ላዕሊ ሰለ ዝበጽሐ መታን ክደቁስዎ ከጸልሙዎ ግድን እዩ
    ናይ ሰልጠነ ዘሐጉሰካ ግን ከበር ኣይህበሎምን እዩ❤❤❤

  • @hailuweld
    @hailuweld หลายเดือนก่อน +1

    እዚ በላዒ ሰብ ካብ እግር ተክሉ ኣትሕዙ ስሙ ኣብ ደም ኤርትራዊ ከም ዝኣቱ እዩ ገሩ እዚ ፈገር እቲ ሕዝቢ ካኣ ሕጂ እካ ፈልጥዎ እዩ ፍርሒ ስለዘለዎ እቲ ሓቂ ኣየውጽኦን እዩ ብውሽጡን ምስ ዝኣምኖ ካኣ የተንፍስ ንብለካ ሰልጠነ

  • @Michael-hr4zc
    @Michael-hr4zc หลายเดือนก่อน

    hasawin sikin enahadere yifekus. please ertrawian haki fitewu metkel yihalkum habirkum tselaekum abariru bi gele liookat higdef kifenachelu aytinberu. nikhat yihalkum bahli ertrawi haki tezaribka ab mengedi babur dekis eu zibil. haki fitewu

  • @tiebeghebru2649
    @tiebeghebru2649 27 วันที่ผ่านมา

    ካብ ወዲ ዓንዳይ ዛዉለታይ መትከል ኣልቦ ኣምሰሉ ተጠንቀቁ

  • @Sesaaythaile
    @Sesaaythaile หลายเดือนก่อน +1

    ዕድካ ዘትክይድ እንድሕር አውርጃ ወዲ አውርጃ ትብል ትኮንካ ከብ ሳውዝ አፍርቃ ምንብር ክዲ ናብ አውርጅካ ርስሕ ሓንግል

  • @rutatsaedu5316
    @rutatsaedu5316 หลายเดือนก่อน +3

    ስልጡን ኣቦ ሓቂ 💙❤️💙

  • @aloniab69
    @aloniab69 หลายเดือนก่อน +1

    💙💙💙💚💙💙💙

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi หลายเดือนก่อน

    ከምዛ ናይ ደር ደብረጲን ናፓፒሲ ምሐቩቲቶ።

  • @HalleHomet
    @HalleHomet หลายเดือนก่อน +2

    ብንያም ድዩ ቀዳማይ ወጺኡ ዋላስ ኢሰያስ ኢዩ ይገርመና ሎ?

  • @merry7267
    @merry7267 หลายเดือนก่อน

    Well done seltene 💙💙💙💙💙💙💙👍👍🙏

  • @user-yx6gz9em4q
    @user-yx6gz9em4q หลายเดือนก่อน +1

    wedi anday flut degafay eyu

  • @user-cw2yi3ne8x
    @user-cw2yi3ne8x หลายเดือนก่อน

    ሰልጠነ ነውራጃ ዝፈርሓ አምበር ጥቕማን ጉድኣታን ዚነግረካ የለን ከም ናይ ኣያ ድራር ቲጸፊፊን ቲኒጺሪን መትከል የላን ክሰምዖ ዝደሊ ግን የለን በውራጃ ኪንቃለሲና ወጺኣቶ ኣይቲፈልጥን ከመይ ገሩ በውራጃ ክቲቃለስ ኢልካ ቲሓስብ ይገርመካ ኢዩ አቲ ሰብ ነዛ ኣውራጃ ተባላዒት ገሪዋ ስለቲጠቕሞ ኢዩ ኻኣ ዘይ ኣንጻር ጥቕሙ ኢዩ ዝጋዓዝ

  • @GermesoMichael-vk9kf
    @GermesoMichael-vk9kf หลายเดือนก่อน +1

    ኤርትራወያን ገጽ ኣምላኽ ምድላይ ክሳብ ዘይጀመርና ክሓልፈልና ማለት ዘበት መኽንያቱ ቀዳማይ ጸላኢና ኣተሓሳስባና ስለዝኾነ።

  • @segen8531
    @segen8531 หลายเดือนก่อน +1

    ስልጡን ኣጆኻ ኣታ ወዲ ብድሔሬኻ ኣእላፍ የሕዋትካን ፈተውትኻን ኣሎና ። እዚ ናይ ዞም ወራዙት ማዕዶ ኣብ ዓድና ቀደም ሰሪሑ ዩ ሎሚ ግን ሳላ ማስ ሜድያ ኩላ ተቐላሊዓ ያ .......ጥራይ መዓኮሮም ወጺኦም ዮም ወዲ ዕንዳይን መሰልቱን ። በቲ ኮይኑ በቲ ሓደ ነገር ክብል ንሰብ ነኽብር ኣይበድል ግን እዚ ብሽም ሃገር ወይ ሃይማኖት ካልኦትን ለባም ለባም ጸወታ ሓሶት ዩ ፡ ምምስሳል ዝብሃል ኣየድልን ዩ .....ንዝብሃለካ ተጠንቂቕና ንስምዓዮን ንመርምሮን እዚ ለባማት ወራዙ ካብ ኣብ ተግባር ኣብ ሓሶት ዩ ሓይሎም ስለዚ ንንቃሕ ። እቲ ናቶም ዩ ናባና ከልግብዎ ዝፍትኑ እንዳ ወራዙ ማዕዶ ከም በዓል .......

  • @LualAbraha
    @LualAbraha หลายเดือนก่อน +1

    Ajoka sltne kulu gezy terahe haki hezka nekdmte trahe hemak abeo ktrf eiu

  • @elilta70
    @elilta70 หลายเดือนก่อน

    እዚ ህዝቢ ተፈታዊ ሐወይ ብጥዕኑኡ የለን ገለ ጸገምሲ አለዎ ኢዩ ዘይ በጸሕናዮ😌😌😌

  • @pelarbackenmottagning544
    @pelarbackenmottagning544 หลายเดือนก่อน

    Alena 💙🌿💙🌿🎉🎉❤❤👍

  • @negashhaile4061
    @negashhaile4061 27 วันที่ผ่านมา

    ዘረባዚ ወዲ ከምልሰካ ይድሊ
    እዚ ሓጋዚ ኣይኮነን

  • @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
    @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb หลายเดือนก่อน

    Seltene hibun Eritrawi Komatsu bealhamot seb adhinu ember seb zeresheno yelen.
    Suk elkum niseltene ziwedadero yelbon.
    Ane seltene yedniko eye zeresheno yelen. Bihigidef gin niahwatna Ethiopia kedihin atfiewom.

  • @asliErda62
    @asliErda62 หลายเดือนก่อน

    Kab mhro aEmro wedi Jebeli❤❤ ur view, just great again, bravo.

  • @mihrettesfayb9192
    @mihrettesfayb9192 หลายเดือนก่อน +1

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @pelarbackenmottagning544
    @pelarbackenmottagning544 หลายเดือนก่อน

    🎉💙🌿💙🌿🙏❤

  • @user-ib2rx5cf5y
    @user-ib2rx5cf5y หลายเดือนก่อน +1

    💙❤💛💙❤❤❤💙💙💙💙💙💙💊💊

  • @teamsadhanom5155
    @teamsadhanom5155 25 วันที่ผ่านมา

    Kab zegelgele zewudeldele

  • @tsigheredabaryagaber8306
    @tsigheredabaryagaber8306 หลายเดือนก่อน

    Hirirrrrrrrr belu atum hasadat beja wufuy keni gahhhh belu

  • @tesfutekle9485
    @tesfutekle9485 หลายเดือนก่อน

    Abet ebdan ms mntay ykuzer wedey,Iseas ke b enwet enber b xbuq kab maes nfelton rieinan,ata hzbi gdef na hseb!!!!

  • @tsigheredabaryagaber8306
    @tsigheredabaryagaber8306 หลายเดือนก่อน

    Wedi anday barya hgdef eyu 44