ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ንተጋዳላይ ሓድሽ ግርማይ ብሞራልን ብሃሳብን ብቕርሽን ክትሕግዙ እትደልዪ በዚ ቑ.ፅ ስልኪ 0996297197 ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም
❤❤❤❤
ስልኩ ለጢፍልና
አቡኡ አለካ ተፃሕፍ ቁፅሪ አለካ(ኪ)@@alexberhanu5159
ዲንቂ 🙏🏽💕
ናይ ባዕሎም ድዩ እቲ ስልኪ እስቲ መልሱልና❤
ጅግና ወዲ ህዝቢ ተጋዳላይ ሓዱሽ ግርማይ ነቢዕካ እምበር ኣንቢዕካኒ😢😢😢😢😢 ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንበረልና ጅግናና❤❤❤❤
ዝፍትው ወላዲ ዕደመን ጥዕናን ይሃብኻ ጅግና ተጋዳላይ 😍🥰
💪💪💪💪💪💪💪💪💯💯💯💯💯❤️🩹💖💝
ግንዝብ ሓግዝዎ ጅግና ጅግና ምባል ኣይብላዕ ኣይስተ
ንሓግዝ በሊይ ወይ በል
እሙ ምሕጋዝዮ እንበር ሐግዝወ ያ🤣
I am an Eritrean proud of you.
ከም ወርቂ ተፈትኑ ዝወጸ ጅግና ተጋዳላይ ሓድሽ🟥⭐✊👮🙋♂️
ጀግና ወዲ ህዝቢ ክብሪ ንዓኻ ጀግና መሃንድስ ሓዱሽ ግርማይ ዕድመ ይሃብካ
ሄሉ ሽኮር ልዕሊ ኩሉ ዝፈትወልኪ ተሎ ኣቀራርባኺ እዩ💙💙💙💙💙
ብጣሚ ጀግና ተጋዳላይ ኢካ 25ዓመት ብምእሳርኻ የሕዝን እዮ እንኳዕ እውን ብሂወት ተረፍካ ስውኣት ሐገረ እግዛብሄር ትግራይ በሰላም ዕረፉ ❤❤❤
ጅግና ሓየት ተጋዳላይ ሓዱሽ ድሕሪ 25 ዓመታት ማእሰርቲ ዓድኻ ትግራይ ንምድሓን መንነት ትግራዋይ ንምዕቃብ ኣብ ዝግበር ዘሎ ቃልሲ ንምግዳል ንዘብቅዓካ ፈጣሪ ይኽበር ይመስገን!!! ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም!!!
Wow, I don’t have any word he’s so brilliant he’s so blessed❤❤
ጅግና ኣቦና ኣጀኩም ነዊሕ ዕድመ ጥዕና ይሃበልና❤❤❤❤❤ ❤❤❤❤
ጅግናናናናናና❤❤❤❤❤💪💪💪💪
I was born and grew up in Asmara, and I am Eritrawi. But do you know what the way you are expressing. I am proud of Tigray people
ጀግና 👍ካብ እርትራ እየ 💙💚💙
ጅግና ሃውና 🙏🙏🙏♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾✅
ሓዱሽ ግርማ 💪 ተሓበን ።እሙን ወዲ ህዝቢ ትግራይ።።።
መርኣያ ፅንዓት ዕጉስ ሰብ ናይ በሓቂ ለባም
ኣዮካ ጅግና ኣየና ዕድመን ጥዕናን ፈጣሪ ይሃብካ ኣቦ ፅንዓት።
ብሰላም ምፃእ ጅግና ሓውና ብጣዕሚ ዘድንቖ ተጋዳለይ ከያኒ እዩ!ብፍላይ ጥንካሬኡ ልዕሊ ሓፂን ተስፈኡ ድማ ሙሉእ እዩ!!!❤❤❤❤❤
ጅግና አቦና ሐዉና ቅኑዕ ጅግና ናይ ፅንዐት አቦ መምህር ኢካ አሕዋተይ አስታዊስካኒ አጆካ በርትዕ።
ኣጆኻ ሓዱሽይ ማዓረይ ፅላኢኻ ይንባዕ ጎይታዋይ💔😭
ጅግና ተጋደላይ ሓዱሽ ግርማይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣዘኪርካኒ ጅግና😢
አረ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጅግና ኣያና መርኣያ ፅንዓት
ንዞም ጀጋኑና ክብርን ሞጎስን ፈጣሪ መሊኡ ይሃቦም 👏
ጅግና ትግራዋይ 👑🤙✊💪💪👊👊💊💪💊👊💊💪💊💪💊👊💊💪💊👊💊💪💊👊💊💪💊💪💊
ብጣዕሚ ዝፈትዎ ጅግና ተጋደላይ ትግራይ 💪🙏
ናይ ብሓቂ ጅግና ተጋዳላይ
ናይ ብሓቂ ጅግና ኣጆካ በርትዕ ክብሪን መጎስን ንሰማእታት
ብሉጽ ጅግና ኣቦና 🤴🎶❤ ኣጆኻ።በቃ ጽኑዕ መምህር ኣቦና ጅግና👌💊ፍጹም ብሱል ኣዘራርባ ዕድመ ይሃብካ።
ጅግና ናይ ብሓቂ ተገሪመ ኣጆካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
አጆኻ ምግዳል ማለትጅግንነት ሰሪሕኻ ምሕላፍ እዩ ቃላትካ ካብ ፀሓፊ ንላዕሊ እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጅግና ሓወይ
ጀጋኒና
ጅግና❤❤❤
ኣጆኻ ጅግና ኣቦና ኣቦ ፅንዓት💪💪💪💪
ጅግና ተጋደላይ ኣጆዃ❤💜💝💖🙏🙏
ዝገርም ሓቦ ጅግና ኣቦና😥👏💚💚💚
ልቦናካ ኣዝዩ ብሉፅ ክብር ሰብ
Tigray will win.
ተጋዳላይ ሓድሽ ግርማይ ዓቅምኻ እንታይ ምኻኑ እናሓደረ እዩ ዝገርመኒ ህራስኳ ዘይትፈልጥ ብምንባብን ብስራሕን ፅሙድ ብፍላይ ጭወታ(ቀልዲ)፣መድረኽ ምምራሕ፣ስፖርታዊ ትምህርቲ(ብፍላይ ኩዕሶ መርበብ እንተሰልጥን)ብጥበብካ ስምዒት ሰብ ምቅይያር(ምስሓቅን ምንባዕን) ፍሉይ ውህብቶኻ እዮም!! ቋንቋ ክትፈልጥ ኢንግሊዝኛ፣ዓረብኛ ምፅሓፍ ምንባብ ወዘተ እናተለማመድካ ምስረኣኹ ተደኒቀ እየ!! እናሓደርካ ትደምቅ ካብ ሕልና ዘይትሃስስ ወድ ህዝቢ ኣጆኻ!!
ብሓቒ ልኣይ ዋላ ዘግርመለይ ኣቦ እዩ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዒናን ይሃቦ
ጀግና ተጋዳላይ አጀዃ ዘሓወይ
አብ ሂወተይ ከምዚ ናይዞም ወላዲ ዛንታ ሰሚዐ አይፈልጥይ
ኣነለ💕🦁
ዋው ክብረት ይሃበልና ዝገርም ድምፂ💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝
ዓለም ጉደሎ ኣሕዋተይ ኣዓርከተይ ናፈቀኩም😢😢😢
ጅግና ዝፋራረቅ ስሚዒት ይፍጥረልካ❤❤😢
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ጅግና ናብዚ ታሪክ ምዝንታው እንቃዕ ኣብቀዓካ😢
ኩቡሩ ጅግና ተጋደለይ ሓዱሸ ግርማይ ቃላት የበለይ ከቡር ወላዲ ነብዓካ አንበዓካነ ነውሕ ዕደመን ጥዕናን የሃበካ My king TDF🎉❤❤❤❤❤❤❤
ጅግና ቂመኛ ኣይኮነን አብነት ጀጋኑ አያታትና ኢኻ 25ዓመት ንዝኣሰሩኻ ይቕረ ኢልካ ናብ ቃልሲ ምፅማርካ ፍሉይ ይገብረካ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ገድሊ ፕላስ ብጣዕሚ ፅቡቕ ስራሕ በርትዑ #ወዲ ዳዕረኻ እየ ሰላም!!
አጆኩም አባቢየ😢😢😢😢❤
ጅግና ወድ ህዝብ ትግራይ ❤❤❤❤ 😢😢😢
ጅግና
ኣጆካ ብፃይ ተጋዳላይ ሓድሽ❤❤❤❤❤❤❤
ሐድሽ ❤መግለፂ የብለይን!
😢ንዓኹም ዝገልፅ ቃል የብለይን እሞታይ ይዓብስ ፀላእ በዝሕኩም😢 ራስብራስ መንከማኹም ኣጆኹምኣሓተይ።❤❤❤
ጅግና ፈታዊ ህዝቡ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ተጋዳላይ ጅግና ሓድሽ ዋ ኣነ ነቢዐ ኣምላክሽሕ ዓመት ንበረልና 😢🙏🙏🙏
አቦ ፅንዓት ኢካ ከብቶም ብጣዕሚ ዝፈትዋም አቦታትይ ጀጋኑና ንዓኩም ዝገልፅ ቃላት አይርከብን ትዲኤፈይ መላእክቲ ናይትግራይና
ደምርኒ ዝያዳይ
19 ሺሕ ዝተዓዘቦ ቪድዮ ሐደ ሽሕ ላይክ ምስ ምንታይ ይቁጸር ንዓይ ድሕረት ኮይኑ ይስመዓኒ ሕሰብሉ
አይዞኻ ጅግና ና
Mezena zeyblka jigna dhri 25 amet maeserti Tarik serahi we love ❤❤❤you dear jigna
ጅግና❤ተጋዳላይ❤
ካብዚ ዝዓቢ ጅግንነት የሎን የቐንየልና 💪💪❤❤
አረ ናይ ጅግና ጀግና እኻ ብፃየይ ኣቦይ ሓዱሸይ ❤❤❤ዝሓለፉ ቡፆተይ ኣዘኻኽርካ ኣንብዕካን😢😢😢
ጅግና ወዲ ህዝቢ ትግራይ ከም ወርቂ ተፈትንካ ዝወጸኻ ኢኻ ክብሪ ንዓኻ💖💛❤️🙏
😭😭😭 አህኽኽ አቤት እወ ጅግና አይነብርን ታሪኽ'ዩ ዝነብር።
እዚ ጅግናስ ትግርኝኡ ደስ ክብለካ ቁርጽ ቁርጽ የብሎ ኣደይ መዓረይ ምስ ከምዚኦም ዓይነት ቆራጻት ክትጋደል ከለኻ እዚ ንባዕሉ ዓቢ ዓወት እዩ ❤
መምህር ፅንዓትዶክተርከያኒጅግና ተባዕ ተጋዳላይመሃንዲስ ኮታስ ንኩነታትካ ዝገልፆ ቃላት የለውን ጅግና ተጋዳላይ ❤❤❤❤❤ኢንጅነር
ትግራዋይ ጅግና
ጀግና ብቃላት ዘይግለፅ ተጋዳላይ❤
❤❤❤❤❤😢😢😢ጅግና ኣያና
ጅግና ወዲ ህዝቢ❤❤❤😢
ኣጆካ ጀግና ሓውና መረአያ ፀንዓት😢
በክዩ ኣብኪኒይ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢ባባ ሓዱሽ ኣሕዋተይ ዘኪረ ምሳካ
ንዓኹምዶ እዝ ምተገበአኩም 😢ጀጋኑ ኣሓተይ ብቃል ዘይትግለፁ መንከማኹም ዕድመን ጥዕናን ንዓኹም
አሕ ዝተረፈ ግዘኻ ዝተባረኸ ይኹነልካ ሓዉና❤❤❤
ተጋዳላይ ሓድሽ ጅግና ኢካ በሓቂ ምሕፈሪ ፀላኣትካ ❤❤❤❤❤❤
ዝፎተው ጅግና አቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም❤ሰለ ተጋዳላይ ኸለዓል ከሎ ንብዓተይ ኽቆጻጸሮ አይኽእልን😢
❤❤❤❤❤ ጅግና ወድ ህዝብ
ጅግና ኢካ ኣቦና
ኣያዋይ ብጣዕሚ እየ ዝፍትዋም እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🎉❤
ጀግና ኣቦና ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🎉❤❤❤
አዙኩሉ ከርተትኩም ትግራይ ደም ኩም ሰትያ ፍትሒይ ሲኢና ኣጆካስኪ ሓዱሽ ሓወይ ብሂወት ምትራፍ ዓርሱ ዝካኣለ ፀጋ እዩ 😢😢😢😢😢
ብንዕብሀት ጀሚረ ብንብዕሀት ዝወዳኽዋ❤❤❤❤❤ ታይ ክብል ናትኩም ውለታ ናትኩም መስዋሀቲ ልዕል ቃላትዩ ትግራይና ሓራ ወፂኣ ኣድና ሀገር ኮይና ንምህራይ የብቐሐና
ጀግና ኢኻ በሓቂ ተባእ ኩሉ ትግራዋይ ከማል ተባእ ይኹን !!!
ኣንታ ጅግና✊💪
❤❤❤❤❤❤ ትግራግይና ብአካ እያ ትምስለ አቦ ፅንዓት አቦ ጅግና
ሓድሸ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ኣምላከ 💞💞💞🙏😍😘
Thank you Haddushom ! For the greatest artistic work.
ክብርን ሞጎስን ነቶም እንሕና ክንነብር እታ እንኮ ሂወቶም ዝሃቡና ጀጋኑ ሰማእታትና🙏😥 ኣጆኻ ጅግና ኣያና ክብሪ ንዓኻቱም ይግባእ🙏🥰♥️
Thanks Helen was amazing interview. 🎉
From Eritrea geganu lebamat hazbi Tigray 🙌💯💯💯💯🙏🏻
ክብርን ሞገስን ንጀጋኑና
ቀፅልልሉ
ለባም ጅግና❤❤❤❤❤❤
ጅግና ወዲ ህዝቢ ትግራይ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💪💪💪💪❤️❤️💪💪💪💪
❤
ክቡር ጀግና አያና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤
Ezi tegadelay ayana fuly jegna I Love you❤❤❤❤❤❤❤❤
እኳዕ ብሰላም ተመለስካ ካብ እሰርቤት ካብ ኺናት ክብርን ምጎስን ንጀጋኑ ትግራይ 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
ዋይ አነ ሓዊተይ በቃ ድየ በቢ ዝሰማዓክዎ ክነብዕ ጎብለል ሓወይ ዋይ ቁርፀት😭💔♠💔😭ተዘኻሪ 💔♠♥
በዘኻ ዳኣና ኣያዋኒ ኹብር ይግበአካ ጅግና ብቻ ኣይገልፀካይ ዕደመ ጥዕናይ ይሃብኻ ብሉፀይ ❤❤❤❤❤
ንተጋዳላይ ሓድሽ ግርማይ ብሞራልን ብሃሳብን ብቕርሽን ክትሕግዙ እትደልዪ በዚ ቑ.ፅ ስልኪ 0996297197 ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም
❤❤❤❤
ስልኩ ለጢፍልና
አቡኡ አለካ ተፃሕፍ ቁፅሪ አለካ(ኪ)@@alexberhanu5159
ዲንቂ 🙏🏽💕
ናይ ባዕሎም ድዩ እቲ ስልኪ እስቲ መልሱልና❤
ጅግና ወዲ ህዝቢ ተጋዳላይ ሓዱሽ ግርማይ ነቢዕካ እምበር ኣንቢዕካኒ😢😢😢😢😢 ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንበረልና ጅግናና❤❤❤❤
ዝፍትው ወላዲ ዕደመን ጥዕናን ይሃብኻ ጅግና ተጋዳላይ 😍🥰
💪💪💪💪💪💪💪💪💯💯💯💯💯❤️🩹💖💝
ግንዝብ ሓግዝዎ ጅግና ጅግና ምባል ኣይብላዕ ኣይስተ
ንሓግዝ በሊይ ወይ በል
እሙ ምሕጋዝዮ እንበር ሐግዝወ ያ🤣
I am an Eritrean proud of you.
ከም ወርቂ ተፈትኑ ዝወጸ ጅግና ተጋዳላይ ሓድሽ🟥⭐✊👮🙋♂️
ጀግና ወዲ ህዝቢ ክብሪ ንዓኻ ጀግና መሃንድስ ሓዱሽ ግርማይ ዕድመ ይሃብካ
ሄሉ ሽኮር ልዕሊ ኩሉ ዝፈትወልኪ ተሎ ኣቀራርባኺ እዩ💙💙💙💙💙
ብጣሚ ጀግና ተጋዳላይ ኢካ 25ዓመት ብምእሳርኻ የሕዝን እዮ እንኳዕ እውን ብሂወት ተረፍካ ስውኣት ሐገረ እግዛብሄር ትግራይ በሰላም ዕረፉ ❤❤❤
ጅግና ሓየት ተጋዳላይ ሓዱሽ ድሕሪ 25 ዓመታት ማእሰርቲ ዓድኻ ትግራይ ንምድሓን መንነት ትግራዋይ ንምዕቃብ ኣብ ዝግበር ዘሎ ቃልሲ ንምግዳል ንዘብቅዓካ ፈጣሪ ይኽበር ይመስገን!!! ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም!!!
Wow, I don’t have any word he’s so brilliant he’s so blessed❤❤
ጅግና ኣቦና ኣጀኩም ነዊሕ ዕድመ ጥዕና ይሃበልና❤❤❤❤❤ ❤❤❤❤
ጅግናናናናናና❤❤❤❤❤💪💪💪💪
I was born and grew up in Asmara, and I am Eritrawi. But do you know what the way you are expressing. I am proud of Tigray people
ጀግና 👍ካብ እርትራ እየ 💙💚💙
ጅግና ሃውና 🙏🙏🙏♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾✅
ሓዱሽ ግርማ 💪 ተሓበን ።እሙን ወዲ ህዝቢ ትግራይ።።።
መርኣያ ፅንዓት ዕጉስ ሰብ ናይ በሓቂ ለባም
ኣዮካ ጅግና ኣየና ዕድመን ጥዕናን ፈጣሪ ይሃብካ ኣቦ ፅንዓት።
ብሰላም ምፃእ ጅግና ሓውና ብጣዕሚ ዘድንቖ ተጋዳለይ ከያኒ እዩ!ብፍላይ ጥንካሬኡ ልዕሊ ሓፂን ተስፈኡ ድማ ሙሉእ እዩ!!!❤❤❤❤❤
ጅግና አቦና ሐዉና ቅኑዕ ጅግና ናይ ፅንዐት አቦ መምህር ኢካ አሕዋተይ አስታዊስካኒ አጆካ በርትዕ።
ኣጆኻ ሓዱሽይ ማዓረይ ፅላኢኻ ይንባዕ ጎይታዋይ💔😭
ጅግና ተጋደላይ ሓዱሽ ግርማይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣዘኪርካኒ ጅግና😢
አረ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጅግና ኣያና መርኣያ ፅንዓት
ንዞም ጀጋኑና ክብርን ሞጎስን ፈጣሪ መሊኡ ይሃቦም 👏
ጅግና ትግራዋይ 👑🤙✊💪💪👊👊💊💪💊👊💊💪💊💪💊👊💊💪💊👊💊💪💊👊💊💪💊💪💊
ብጣዕሚ ዝፈትዎ ጅግና ተጋደላይ ትግራይ 💪🙏
ናይ ብሓቂ ጅግና ተጋዳላይ
ናይ ብሓቂ ጅግና ኣጆካ በርትዕ
ክብሪን መጎስን ንሰማእታት
ብሉጽ ጅግና ኣቦና 🤴🎶❤ ኣጆኻ።
በቃ ጽኑዕ መምህር ኣቦና ጅግና👌💊
ፍጹም ብሱል ኣዘራርባ ዕድመ ይሃብካ።
ጅግና ናይ ብሓቂ ተገሪመ ኣጆካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
አጆኻ ምግዳል ማለትጅግንነት ሰሪሕኻ ምሕላፍ እዩ ቃላትካ ካብ ፀሓፊ ንላዕሊ እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጅግና ሓወይ
ጀጋኒና
ጅግና❤❤❤
ኣጆኻ ጅግና ኣቦና ኣቦ ፅንዓት💪💪💪💪
ጅግና ተጋደላይ ኣጆዃ❤💜💝💖🙏🙏
ዝገርም ሓቦ ጅግና ኣቦና😥👏💚💚💚
ልቦናካ ኣዝዩ ብሉፅ ክብር ሰብ
Tigray will win.
ተጋዳላይ ሓድሽ ግርማይ ዓቅምኻ እንታይ ምኻኑ እናሓደረ እዩ ዝገርመኒ
ህራስኳ ዘይትፈልጥ ብምንባብን ብስራሕን ፅሙድ ብፍላይ ጭወታ(ቀልዲ)፣መድረኽ ምምራሕ፣ስፖርታዊ ትምህርቲ(ብፍላይ ኩዕሶ መርበብ እንተሰልጥን)ብጥበብካ ስምዒት ሰብ ምቅይያር(ምስሓቅን ምንባዕን) ፍሉይ ውህብቶኻ እዮም!! ቋንቋ ክትፈልጥ ኢንግሊዝኛ፣ዓረብኛ ምፅሓፍ ምንባብ ወዘተ
እናተለማመድካ ምስረኣኹ ተደኒቀ እየ!! እናሓደርካ ትደምቅ ካብ ሕልና ዘይትሃስስ ወድ ህዝቢ ኣጆኻ!!
ብሓቒ ልኣይ ዋላ ዘግርመለይ ኣቦ እዩ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዒናን ይሃቦ
ጀግና ተጋዳላይ አጀዃ ዘሓወይ
አብ ሂወተይ ከምዚ ናይዞም ወላዲ ዛንታ ሰሚዐ አይፈልጥይ
ኣነለ💕🦁
ዋው ክብረት ይሃበልና ዝገርም ድምፂ💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝
ዓለም ጉደሎ ኣሕዋተይ ኣዓርከተይ ናፈቀኩም😢😢😢
ጅግና ዝፋራረቅ ስሚዒት ይፍጥረልካ❤❤😢
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ጅግና ናብዚ ታሪክ ምዝንታው እንቃዕ ኣብቀዓካ😢
ኩቡሩ ጅግና ተጋደለይ ሓዱሸ ግርማይ ቃላት የበለይ ከቡር ወላዲ ነብዓካ አንበዓካነ ነውሕ ዕደመን ጥዕናን የሃበካ My king TDF🎉❤❤❤❤❤❤❤
ጅግና ቂመኛ ኣይኮነን አብነት ጀጋኑ አያታትና ኢኻ 25ዓመት ንዝኣሰሩኻ ይቕረ ኢልካ ናብ ቃልሲ ምፅማርካ ፍሉይ ይገብረካ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ገድሊ ፕላስ ብጣዕሚ ፅቡቕ ስራሕ በርትዑ #ወዲ ዳዕረኻ እየ ሰላም!!
አጆኩም አባቢየ😢😢😢😢❤
ጅግና ወድ ህዝብ ትግራይ ❤❤❤❤ 😢😢😢
ጅግና
ኣጆካ ብፃይ ተጋዳላይ ሓድሽ❤❤❤❤❤❤❤
ሐድሽ ❤መግለፂ የብለይን!
😢ንዓኹም ዝገልፅ ቃል የብለይን እሞታይ ይዓብስ ፀላእ በዝሕኩም😢 ራስብራስ መንከማኹም ኣጆኹምኣሓተይ።❤❤❤
ጅግና ፈታዊ ህዝቡ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ተጋዳላይ ጅግና ሓድሽ ዋ ኣነ ነቢዐ ኣምላክሽሕ ዓመት ንበረልና 😢🙏🙏🙏
አቦ ፅንዓት ኢካ ከብቶም ብጣዕሚ ዝፈትዋም አቦታትይ ጀጋኑና ንዓኩም ዝገልፅ ቃላት አይርከብን ትዲኤፈይ መላእክቲ ናይትግራይና
ደምርኒ ዝያዳይ
19 ሺሕ ዝተዓዘቦ ቪድዮ ሐደ ሽሕ ላይክ ምስ ምንታይ ይቁጸር ንዓይ ድሕረት ኮይኑ ይስመዓኒ ሕሰብሉ
አይዞኻ ጅግና ና
Mezena zeyblka jigna dhri 25 amet maeserti Tarik serahi we love ❤❤❤you dear jigna
ጅግና❤ተጋዳላይ❤
ካብዚ ዝዓቢ ጅግንነት የሎን የቐንየልና 💪💪❤❤
አረ ናይ ጅግና ጀግና እኻ ብፃየይ ኣቦይ ሓዱሸይ ❤❤❤ዝሓለፉ ቡፆተይ ኣዘኻኽርካ ኣንብዕካን😢😢😢
ጅግና ወዲ ህዝቢ ትግራይ ከም ወርቂ ተፈትንካ ዝወጸኻ ኢኻ ክብሪ ንዓኻ💖💛❤️🙏
😭😭😭 አህኽኽ አቤት እወ ጅግና አይነብርን ታሪኽ'ዩ ዝነብር።
እዚ ጅግናስ ትግርኝኡ ደስ ክብለካ ቁርጽ ቁርጽ የብሎ ኣደይ መዓረይ ምስ ከምዚኦም ዓይነት ቆራጻት ክትጋደል ከለኻ እዚ ንባዕሉ ዓቢ ዓወት እዩ ❤
መምህር ፅንዓት
ዶክተር
ከያኒ
ጅግና ተባዕ ተጋዳላይ
መሃንዲስ ኮታስ ንኩነታትካ ዝገልፆ ቃላት የለውን ጅግና ተጋዳላይ ❤❤❤❤❤
ኢንጅነር
ትግራዋይ ጅግና
ጀግና ብቃላት ዘይግለፅ ተጋዳላይ❤
❤❤❤❤❤😢😢😢ጅግና ኣያና
ጅግና ወዲ ህዝቢ❤❤❤😢
ኣጆካ ጀግና ሓውና መረአያ ፀንዓት😢
በክዩ ኣብኪኒይ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢ባባ ሓዱሽ ኣሕዋተይ ዘኪረ ምሳካ
ንዓኹምዶ እዝ ምተገበአኩም 😢ጀጋኑ ኣሓተይ ብቃል ዘይትግለፁ መንከማኹም ዕድመን ጥዕናን ንዓኹም
አሕ ዝተረፈ ግዘኻ ዝተባረኸ ይኹነልካ ሓዉና❤❤❤
ተጋዳላይ ሓድሽ ጅግና ኢካ በሓቂ ምሕፈሪ ፀላኣትካ ❤❤❤❤❤❤
ዝፎተው ጅግና አቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም❤
ሰለ ተጋዳላይ ኸለዓል ከሎ ንብዓተይ ኽቆጻጸሮ አይኽእልን😢
❤❤❤❤❤ ጅግና ወድ ህዝብ
ጅግና ኢካ ኣቦና
ኣያዋይ ብጣዕሚ እየ ዝፍትዋም እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🎉❤
ጀግና ኣቦና ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🎉❤❤❤
አዙኩሉ ከርተትኩም ትግራይ ደም ኩም ሰትያ ፍትሒይ ሲኢና ኣጆካስኪ ሓዱሽ ሓወይ ብሂወት ምትራፍ ዓርሱ ዝካኣለ ፀጋ እዩ 😢😢😢😢😢
ብንዕብሀት ጀሚረ ብንብዕሀት ዝወዳኽዋ❤❤❤❤❤ ታይ ክብል ናትኩም ውለታ ናትኩም መስዋሀቲ ልዕል ቃላትዩ ትግራይና ሓራ ወፂኣ ኣድና ሀገር ኮይና ንምህራይ የብቐሐና
ጀግና ኢኻ በሓቂ ተባእ ኩሉ ትግራዋይ ከማል ተባእ ይኹን !!!
ኣንታ ጅግና✊💪
❤❤❤❤❤❤ ትግራግይና ብአካ እያ ትምስለ አቦ ፅንዓት አቦ ጅግና
ሓድሸ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ኣምላከ 💞💞💞🙏😍😘
Thank you Haddushom ! For the greatest artistic work.
ክብርን ሞጎስን ነቶም እንሕና ክንነብር እታ እንኮ ሂወቶም ዝሃቡና ጀጋኑ ሰማእታትና🙏😥 ኣጆኻ ጅግና ኣያና ክብሪ ንዓኻቱም ይግባእ🙏🥰♥️
Thanks Helen was amazing interview.
🎉