(ዝኽሪ ዜማ)ሓቀኛ ዛንታ ናይ ድምጻዊ ግርማይ ተኽለ፡ ኣብታ ናፍቖት እትብል ደርፉ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 ส.ค. 2024
  • 40 ሓቀኛ ዛንታ ናይ ድምጻዊ ግርማይ ተኽለ ፡ ኣብታ ናፍቖት እትብል ደርፉ ፡ ደም ብላዕ ባሕሪ ሊብያ ፡ ዝኽሪ ዜማ
    ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት facebook page
    / dehaysport1
    Instagram / zarafltet
    Eritrean Entertainment channel:
    Emil Advertising & Business
    zarafltet@gmail.com sweden
    zarafltet@gmail.com
    #ZARA_FLTET #ዛራ_ፍልጠት
    Subscribe✔Like✔Share✔🔔👈🔥😍

ความคิดเห็น • 439

  • @Wedi_eri1962
    @Wedi_eri1962 3 ปีที่แล้ว +57

    ናይ ብሓቂ #ኣገላልጻ ዛራውያን ኣነ ብዘይካ ደርፉ ባኣካል ኣንፋለጥን ኢና ኔርና ምስ ግርማይ ኣብ 2013 ወርሒ 8-9 ኣቢሉ እዩ ኣብ እንዳ ፖሊስ ናይ ኣባ ሓማማ ዝባሃል ናይ ዴም (ካርቱም)ዝተላለና ኣዝዩ ትሑት ሰብ ፍሕሹውን ሳሓቂ ተጫራቃይን ዓቢ ሰብን ዪ ብሓጺሩ ምስ ዓቢ ኮነ ንእስሽቶ ከየስተናዓቀ ዝቀርብ ሰብ ዩ እቲ የዕሪፍሉ ዝነበረ ሆቴ ኣብ ከባቢና ስለዝነበረ ወትሩ ክትረክቦን ከዕልሎን ዝብህግ ኣብ ታ ግዜ እቲኣ ግርማይ ዩ ኔሩ ምን ናይ ስራሕ ግዜ ምሕጻሩን ካብ ዴም ናብ ጻሕፋ እንዳተመላለሰ ሳርቶ ይሰርሕ ስለዝነበረን ካኣ እታ ንራከብላ ጌዜ ብፍሽክታ ኣጀሚሩ ብሽክታ ዩ ዘወዳኣካ ካብ ዕለታት ሓደ ማዓልቲ ብዛዕባ ቀጻልነት ጉዕዝኡ ኣብ ዝሓተትኩዎ ግን ካብዝ'ስ ባ ንዓደይ እምበር ኣይቅጽልን የ ዝብል መልሲ ዩ ዝህበኒ ኔሩ ስደት ምስ ዓበይቲ ሰባት የላሊ ዳሓር ይፈላሊ ከም ዝባሃል ግን ነገር ስደት ኮይኑ ምስ ድሕሪ ናይ 2 ዓመት ኣከባቢ ሕውነታውን ዕርክነታውን ተፈልየዮም ጉዕዞይ ቀጺለ ኤሮፕ ኣትየ ክድውለሉ ኣብ ዝበሃግኩ ሊብያ ተበጊሱ ሰሚዐ ድሕሪ ገለ እዋናት መርድኡ ሲዒቡ እቲ ከይተገንጸለ ዝጠፍኣት መጽሓፍ ግርማይ
    እግዝኣቢሄር ኣብ የማናይ ኢዱ ይቀበልካ😭😭😭

    • @bitsitisolomon6804
      @bitsitisolomon6804 2 ปีที่แล้ว

      Mengsete semay yewarso buzuhet tefihomna kuburat anabs

  • @weldat82
    @weldat82 3 ปีที่แล้ว +28

    ብጣዕሚ ተስፋ ዝነበሮ ስነጥበባዊ... ገልጠምጠም ዘይብሉ ሰሊኹ ናብ ልቢ ዝኣቱ ዜማታት ዘፍረየ ግርማይ... ኣብ ምድሪ ኣይጠዓመካን እሞ ፈጣሪ ኣብ ገነቱ ይቀበልካ ኣሜን....

  • @mussietn1966
    @mussietn1966 3 ปีที่แล้ว +165

    ግርማይ ቋሓይናይ 💚🖤
    ኣብ ሊብያ ንልዕሊ 9ተ ኣዋርሕ ብሓንሣብ ነይርና ካብ ምድረ-በዳ (ሰሃራ) ናብ ገምገም ባሕሪ ክንጓዓዝ ውዒልና ምስ ኣዕረፍና ሂወቱ ክትሓልፍ ከላ ፡ በብቑሩብ ዳሃዩ ክሃጥም እዝከረኒ 💔
    መንግሥተ ሰማይ የዋርስካ #ግርሜሶ 🙏🏿

    • @helendesta
      @helendesta 3 ปีที่แล้ว +1

      Ahhhhhhhhh

    • @erinet_info
      @erinet_info 3 ปีที่แล้ว +1

      ኣዝዩ ዘሕዝን ፍጻመ ሓወይ ናተይ

    • @kidanezera852
      @kidanezera852 3 ปีที่แล้ว

      Offffff ewayy hawey

    • @robi1126
      @robi1126 3 ปีที่แล้ว +8

      ዋይ እወ ኣብ ናይ ዓብዲ ሰላም ብሓደ ኔርና (ምስ ፈረጅ ተጃል)

    • @johnsolomon8367
      @johnsolomon8367 3 ปีที่แล้ว

      Hawey

  • @kingboy7494
    @kingboy7494 3 ปีที่แล้ว +55

    ምስ ግርማይ ኣብ ሳህራ ብሓንሳብ ተጋዕዝና ነይርና ክሳብ መሐወሉ ናይ ሳህራ ደሓር ግን ኣነ ከፊለ ምስ ወጻኩ ተፍላሊና ከምዚ ክብለኒ ከኣ ይዝከረኒ ኣብ ሱዳን ሰሪሐ ንደቀይ ሳይክል ገዚአሎም ኢልኒ ብዙሕ ደርፊ ኣለኒ ኣምላኽ እንተ ፈቂድዎ ምስ ኣተኩ ኣብ ኤሮጳ ክቅጽሎ እየ ኢልኒ ግርማይ ብታዕሚ ቱሑት ሰብ እዩ ዓለም ጎዶሎ መንግስቲ ሰማይ የዋርስ 😭😭😭

    • @asmoromasfha6901
      @asmoromasfha6901 ปีที่แล้ว

      Ahhhh misay neyrka malet eyu enda Abdu selam

    • @samueltsehaye2021
      @samueltsehaye2021 ปีที่แล้ว

      😢❣️

    • @user-xf9qo1kp4g
      @user-xf9qo1kp4g ปีที่แล้ว

      ዓኽኽኽኽኽ ብሓቂ ኣንቢካኒ ግርሜሶ ሽኮር

    • @user-oo5po1qf9i
      @user-oo5po1qf9i 11 หลายเดือนก่อน

      Hhhhhhh zehzn eu

  • @shshayhabte8732
    @shshayhabte8732 ปีที่แล้ว +3

    ዛራፍጠት ናይበሓቂ የመስግነካ ቀጽሎ እታ ናፍቆት ትብል ደርፉግን ሲኢነያ ገለግበረና በጃኻ ስደዳ

  • @haderag.mariam8030
    @haderag.mariam8030 3 ปีที่แล้ว +8

    ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣገላልጻ ሂውት መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ሓውይ

  • @saraa.8672
    @saraa.8672 2 ปีที่แล้ว +4

    I never heard his music before but he sounds very talented. It’s heartbreaking how Eritreans life become worthless🥲🥲🥲when it’s gonna end all this gain!? Rest In Peace my brother🙏

  • @user-rd7tv2qs3q
    @user-rd7tv2qs3q 3 ปีที่แล้ว +18

    እዛ ደርፊ ናፍቖት ትብል እባ ሊንኽ ስደዱለይ በጃኹም ሲኢነያ ግርማይ ሓወይ እግዛቢሄር ብየማናይ ኢዱ ይቐበልካ 😭😭😭😭😭😭😭😭

    • @biniyamamanelue2778
      @biniyamamanelue2778 3 ปีที่แล้ว

      Eza nafkot tebla aby terkab

    • @yodityacob3044
      @yodityacob3044 3 ปีที่แล้ว

      Bejaka terekibkaya nay en sdedeley

    • @user-rd7tv2qs3q
      @user-rd7tv2qs3q 3 ปีที่แล้ว

      @@yodityacob3044 ok telefoon habni beli😜🤔🥰

    • @solomontesfaldet8490
      @solomontesfaldet8490 2 ปีที่แล้ว +1

      ሰላም -ኣነ ውን ደልየ ሲኢነያ ኣዝየ እየ ዝፈትዋ እታ ናፍቖት እትብል ደርፉ'ሞ ገለ ትርከብ እንተኾይናስ ወስ ክትብለኒ ምደለኹ"!

    • @user-rd7tv2qs3q
      @user-rd7tv2qs3q 2 ปีที่แล้ว

      @@solomontesfaldet8490 kedimu zrekeba nsadedd

  • @michaelmiki6325
    @michaelmiki6325 3 ปีที่แล้ว +9

    እዋይ ዓለም 😭😭😭። መንገስተ ሰማይ የዋርሶ ።

  • @abdelwehabsied8789
    @abdelwehabsied8789 3 ปีที่แล้ว +4

    Grmey shukir ab sudan masey ysarh neru sarto ney bahkey abey sab eyu ab samey xabuk yxnahyo❤❤👍

    • @abrahampetros2551
      @abrahampetros2551 3 ปีที่แล้ว +1

      Ewuy kubur hawey ab shudan afti sirah nab girmay yimekie nare nab girmay ab kebabi jabra karaba wetru ab lbey girmay 😭😭😭😭

  • @debesayseghid4159
    @debesayseghid4159 2 ปีที่แล้ว +9

    I don't know him but while I was evaluating him
    He was so smart and tactful artist on his professional poems and rythyms
    He had well enough potentialities
    He was so excellent singer
    However finally I was so sad with his
    Death
    God rest him in peace for his soul

  • @aduadi3498
    @aduadi3498 2 ปีที่แล้ว +2

    ልበይ ሰይርኒ ዛንታካ ኣሕሕሕ ዘመን ጠላሚ ምስ ሕልምታቱ 😭😭💔💔💔💔😭😭😭🙏🙏🙏

  • @DB-zk3oq
    @DB-zk3oq 3 ปีที่แล้ว +41

    እዋይ ኤርትራዊ ሓወይ ዝረክቦ 😢 😭 😭

    • @nebuymylove4654
      @nebuymylove4654 2 ปีที่แล้ว +1

      Kesab zemxeki tebel derfu sineya gen ab TH-cam

  • @erionelove5182
    @erionelove5182 3 ปีที่แล้ว +8

    OMG i didn't know he was dead, but he is talented i feel heart touched RIP

  • @EfremTesfatsion
    @EfremTesfatsion 3 วันที่ผ่านมา

    ኣሕ ሎሚ ፈሊጠ ከምዝመተ ግርሜሶ ጎይታ ጥበብ ዓለም ገድሎ ኣምላኽ ብየማኑ ይቀበልካ

  • @fthawitmengstab7906
    @fthawitmengstab7906 3 ปีที่แล้ว +4

    😭😭😭😭🙏🙏🙏🙏በጀካ ሞት መንእሰይ ዘይትሰምዓሉ ሕማቕ ግዜ ኣብ የማኑ ይቀበልኩም ፈጣሪ

  • @shshayhabte8732
    @shshayhabte8732 ปีที่แล้ว +4

    ፈጣሪ ብየማናይ ኢዱ ይቀበልካ ክቡር ሓወይ

  • @amanuelgebrezgabieher5761
    @amanuelgebrezgabieher5761 3 ปีที่แล้ว +2

    Ja Grmay btami zdenk seb yu egziabhier ab gentu yenbro 😭😭😭🇪🇷

  • @segen8531
    @segen8531 3 ปีที่แล้ว +17

    ግርማይ ሓውና ኣብ ገነቱ የንብርካ ። ኣሕ በቢሓደ እባ ንጠፍእ ኣሎና ፡ ስኣን ሓደ ምጥፋእ ። ኣደዳ ሞትን ፡ ስቅያትን ፡ መከራን እባ ኬንና ። ወላ ውን ካናዳን ፡ ኣመሪካን ኤውሮጳን ድኣ ንብጻሕ እምበር እቲ መከራስ ኣሰር ኣሰርና እንዳ ሰዓበ ኣይሓደገናን። ግዜ ነዊሑ ስድራ ምስ ናፍቆቶም ይገድፉና ፡ እዚ ከይኣክል ውን ምዕራባዊ ዓለም ውን ኣደዳ ጭንቀትን ተስፋ ምቕራጽን ይገብረና ኣሎ ። ብዝኾነ ኣምላኽ ምሕረቱ ይኣዝዘልና ።

    • @user-od2dz5eb8i
      @user-od2dz5eb8i 3 ปีที่แล้ว +5

      ሃለውለው ኣይትበሊ ስድራኺ ተናፍቅኪ ዓዲ ከድኪ ራኣይዮም
      ስደት ባዕልና ኢና መሪጽናዮ
      ለውጢ እንተ ደሊኻ ኣብ ዓድኻ ኮንካ እምበር ስግር ባሕሪ ኮንካ ምፍካር ናይ ኮንቱ ኮንቱ እዩ

    • @segen8531
      @segen8531 3 ปีที่แล้ว +2

      @@user-od2dz5eb8i ሓወይ ርግእ ኢልካ ክትጽሕፍ ፈትን ፡ ካልኣይ ካብ ስምዒት ውጽእ ኢልካ ከተንብብ ፈትን ።

    • @user-yi9of6be6j
      @user-yi9of6be6j 3 ปีที่แล้ว +3

      @@user-od2dz5eb8i ኤህ ምስኪን ኣብ ኤረትራ ኮንካ ዶ ትጽሕፎ ትህሉ

    • @user-yi9of6be6j
      @user-yi9of6be6j 3 ปีที่แล้ว +4

      ልክዕ ሳኣን ሓደ ምጥፋእ☑️ ኤረትራዊ ኣብ ምንታይ ኩነታት በጺሑ ኣሎ

    • @faniasli3707
      @faniasli3707 3 ปีที่แล้ว

      Amen amen amen

  • @yemaneteshome3829
    @yemaneteshome3829 3 ปีที่แล้ว +4

    ኩቡር መጠን ነብሱዩ ዘኽብር
    ክብረት ይሃብካ ጊን ..........

  • @elsahabtom5844
    @elsahabtom5844 3 ปีที่แล้ว +2

    ዘሕዝን ዛንታ !መንግስተ ሰማይ የዋርስ።

  • @amanoneloves2506
    @amanoneloves2506 3 ปีที่แล้ว +2

    Ngrmay bta derfu taykabselki nay degeasele tbl kab Eritrea nab sdet endamexaku kab megaeztey zenebere hade degagimu yderfa mo abzkri gezo sdetey fuluy toblahta u zelewa dehar hmak agatimwo ab libya ms semaku btami u teskorkureni tokolifkana abi seb amlak kab hareyeka bymanay edu ykebelka 🙏❤️

  • @asfahalearaya9023
    @asfahalearaya9023 3 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ግርማይ መታዓቢቲ ብዙሕ ፈተነ የሕሊፉ ከተዓወተ ድማ ሐሊፉ ነዝ ዝገበርካ እግዝአብሔር ዓስቢ የብካ ጽቡቅ መደብ ብዛዓባ ግርማይ ቡዝሑ ኢዩ ከብቲ ቡሑሕ ግን ገሊጽዎ አሎ ከብርት የሃብካ አባካ ረዚን አክብሮት አለኒ

  • @user-fj4ie3ry5x
    @user-fj4ie3ry5x 3 ปีที่แล้ว +5

    😭😭😭😭😭😭እዋይ ህዝበይ ምዓስ ኮን ይወግሓልካ ይከውን 😭😭😭

    • @faniasli3707
      @faniasli3707 3 ปีที่แล้ว

      ኣጆኹም ጥራይ ኣምላኽ ኣሎ

  • @teweldegile4267
    @teweldegile4267 3 ปีที่แล้ว

    Grmay ane ewun 3 werhi zkewun bhade ab bien welid eye zfelto abu eye gedifey btami zehzin RIP

  • @baryablackdiamond1231
    @baryablackdiamond1231 3 ปีที่แล้ว

    Krsu zeykEl nay sdetey memaxEtey ahhhhhhhhhhh deqi Erey ayni abaykum ydefen 🇪🇷🇪🇷❣

  • @peacechannel5538
    @peacechannel5538 3 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ብሀቂ ዘሕዝን ዋይ ኤርትራዊ ትረክቦ R.P

  • @wedidemaskahsay9069
    @wedidemaskahsay9069 3 ปีที่แล้ว +5

    ግርማይ ተክለ
    ኣየ'ወ ሓደ ካብቶም ኤርትራ ርእያ ዝሰኣነቶም ኣዝዩ ሰፊሕ ዝበለ ናይ ስነ ጥበብ በሪ ክከፍቱ ልዑል ትጽቢት ክእለትን ዝነበሮ መንእሰይ ቆሓይን
    ኣብ ገነቱ የንብርካ ፈጣሪ ወዲ ተክለ ሓወይ

  • @abadiasmelash6508
    @abadiasmelash6508 2 ปีที่แล้ว

    ግርማይ ሓወይ ኣብ ምድሪ ኣይጣዕዓመካን እም ኣብ ገነት የንብርካ ዓለም ጎዶሎ

  • @biriktihaile5499
    @biriktihaile5499 21 วันที่ผ่านมา

    ብሰላም ዕረፍ ንኡሰይ ተፈጥሮ ሕሱም እታ ደርፍን ብዘጋጠሞ ሞት እቲ ጋሂ ክወጸለይ ኣይከኣለን

  • @BisratnayomiBiserat
    @BisratnayomiBiserat 2 หลายเดือนก่อน +1

    😭😭😭😭😭😰😰😰 Germey hawyen mahzayn akkkkk

  • @mebryemebrye9282
    @mebryemebrye9282 3 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ የሕዝን ሙርጽ ደራፋይ ጠፊኡና መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ግርማይ ተኽለ

  • @Eri.Boy07
    @Eri.Boy07 3 ปีที่แล้ว +8

    እዋይ ዝፍትዎ ደራፋይ ኣነ ክኣ ብሂወት ዘሎ ይመስለኒ ኔሩ ኣሕሕሕሕ። ኣምላኽ ብየማናይ ኢዱ ይቅብልካ ሓወይ ኣሕሕሕ። ናይ ተኽላይ የማነ እባ ኣቅሩብሉና ዛራዋይን በጃኩም? ገለ ካብ ደርፉ ናይ ተኽላይ የማነ ከምዚ ይቢል፡ ጨኻን ስራዓት ዘይርህሩህ ጋና ኣብ ዑሸሉ ቀጺዎ ፍቅሪና።

  • @andomwedigergfe2620
    @andomwedigergfe2620 2 ปีที่แล้ว +1

    Yezkren ew akibu kedrfelna kol ab libya dumon eski nexawet gel tersanyo nezi temet endabelni 😭😭😭😭😭😭😭

  • @gebreamlakhntsab4961
    @gebreamlakhntsab4961 2 ปีที่แล้ว

    Great my brother continue .remember just in my life ❤️❤️❤️..

  • @mehariwoldoyohannes8542
    @mehariwoldoyohannes8542 3 ปีที่แล้ว

    BRAVO SBUK KALET AWEDADKA ZAABA.BEST MAN....

  • @wediwarsay5841
    @wediwarsay5841 3 ปีที่แล้ว +4

    Ah Eway Gizie btaemi Tezekro aleni Ab FM kexali tmexie nera eza derfi dahar kea guday Sdet koynu Ab Libya 🇱🇾 ms xenahani btaemi Senbide abue kea Tefelina mengste Semay yewarso we are miss you all the time .

  • @user-gr3un7gi1r
    @user-gr3un7gi1r หลายเดือนก่อน

    መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ዓሕሕሕ

  • @Debas97
    @Debas97 3 ปีที่แล้ว +2

    Ahhh ab nay abdu selam mekzin ab tihtey ydqs neyru.
    Rip legend 😥

  • @sidetkertet6545
    @sidetkertet6545 3 ปีที่แล้ว

    Ahhhh eza alem menisey ertra kulu tefiu, amlak ni menisey zikewn gzeyemxialna

  • @mostviewedtubemvt2353
    @mostviewedtubemvt2353 3 ปีที่แล้ว +5

    ሂወት ፍትሓዊት ኣይኮነትን
    እዚ ኩሉ ከርተቱ ብዕረፍቱ ተዛዚሙ
    ኣብ ሰማይ ይጥዓሞ ክቡር ሓውና !!!

  • @Senit227
    @Senit227 ปีที่แล้ว

    😭😭😭 rip 🪦 መንዩ ኢሌ እዚደራፍይ ምስፈተሽኩ ሕማቅ ሰሚኤ ነብኤ መንግስተሰማይ የዋርስካ ዝሐወይ

  • @user-sg9cu8tk6l
    @user-sg9cu8tk6l 3 ปีที่แล้ว +5

    ያ በጃኹም ፍቅርን መከራ እቲ ስደት ስደዱልና እባ

  • @meashogoitom8105
    @meashogoitom8105 3 ปีที่แล้ว +1

    ግርማይ ሓወይ እንታይ ' ሞ ክብል ።
    አምላክ ከም ዝፈቀዶ ኾይኑ ።
    ዘዉትር አብ ልበይ አለካ።

  • @berenettewelde7808
    @berenettewelde7808 3 ปีที่แล้ว +1

    Ahhhh grmso arkey ablibya zehlefnayo bhansab hmam ayrson eye entay ygber fkad amlak koynu wetru ablbey aleka

  • @zerhansdebesay6525
    @zerhansdebesay6525 3 ปีที่แล้ว

    መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ግርሜሶ ።ምስ ፊሊ ዓርከይ ከሎ ሂወቱ ሓሊፋ ።

  • @weinigebreyesus6042
    @weinigebreyesus6042 3 ปีที่แล้ว +1

    Grmay hawey mengste semay yewarska halal hawey 😭😭😭😭🙏🙏🙏🙏

  • @user-zp9tb3gm1b
    @user-zp9tb3gm1b 3 ปีที่แล้ว +5

    ኤርትራ ብሰንኪ ዉሕዳት ሰባት ብዙሓት ዓበይቲ ሰባት ከሲራ ትኸስር ኣላን ንስነጥበባዊ ግርማይ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ዜማታቱ ከኣ እናተዘከረ ክነብር እዩ

  • @furtunagebre3555
    @furtunagebre3555 3 ปีที่แล้ว +2

    Ahhhhhhh alem goodlo germay hawey mengste semay yewarska 😭😭😭😭😭

  • @user-eb7hq2qg8d
    @user-eb7hq2qg8d 10 หลายเดือนก่อน

    Ewayyy byemanay idu yqebelka grmay hawna eti zeymno derftatka wetru ab lbna alo ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @adambereket4890
    @adambereket4890 ปีที่แล้ว +1

    ወይ ሐወይ አምላክ ኣብ ገነቱ ይቀበልካ

  • @helentesfazghi1607
    @helentesfazghi1607 3 ปีที่แล้ว

    Mejemerya selam kbur hawu kexile nsdrabetu ktwukes nerka dhar kea Ghrmay hawey ab bahri aykonen ab guezo enkelewu u shigr agatimwo ezi akribkayo zeleka zeyxuxy ( zeyteregagexe habereta) u kab( habti Ghrmay tekle )

  • @tesfutsegay6133
    @tesfutsegay6133 ปีที่แล้ว

    Bitaemi des zibl ajoka wedi hager 🇪🇷👍

  • @haileshishay9318
    @haileshishay9318 3 ปีที่แล้ว +2

    Grmaso jigna 💪💪💪💪

  • @mamaafrica3076
    @mamaafrica3076 3 ปีที่แล้ว +8

    ይቅሬታ ግን ንመን ከም ዝደረፎ ኣይመለስካዮን መስለኒ ነታ ብዓልቲ ቤቱ ንዑኡ ገዲፋ ንስደት ገዲፋቶ ዝኸደት ምስ ካልእ ዝተመርዓወት ኣብ ጁባ ማለትዩ ድሓር ንኤሮፓ ኣትያ እንተ ዘይተጋግየ ኣብ ጀርመን ኣላ መስለኒ

    • @helentesfazghi1607
      @helentesfazghi1607 3 ปีที่แล้ว

      Ykreta kubur haw tegagika aleka neu gedifa aykedetn

    • @user-pm3fb9er7l
      @user-pm3fb9er7l 3 ปีที่แล้ว

      ካብ ከበሳ ንዓሰብ ደይበ
      ሊኢከልኪ ብደብዳበ
      በጺሕኪ ዶ

  • @lifeishard7018
    @lifeishard7018 3 ปีที่แล้ว

    Ah bahri b dilkana eka nay edka aytsan 😢💔 mengstemay yewarso blux seb

  • @fuvg8804
    @fuvg8804 7 หลายเดือนก่อน

    Mengsti smaiy ywrska mariy btamiy zhzun 😢😢😢😢

  • @oneday855
    @oneday855 3 ปีที่แล้ว +6

    እታ "እንታይ ክዓብሰልኪ ናይ ደገ ዕሰለ" ዉን ሓቀኛ ያ መስለኒ ንሓንቲ ካብ ማይ ምነ ስግረ ዶብ ክትወጽእ ዝሞተት ጓል ዩ ደሪፍላ ይብሃል ነይሩ ቆልዑ ከለና።

  • @brhanerobel4149
    @brhanerobel4149 11 หลายเดือนก่อน

    መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ሓወይ

  • @tekleteklehaymanot9040
    @tekleteklehaymanot9040 3 ปีที่แล้ว +12

    ከም ሎሚ ሓዚነ ኣይፈልጥን ግርማይ ዓርከይ ትሑት ፈቃር !!! ብሂወት ዘሎ እዩ ዝመስለኒ ኔሩ።

    • @nevergiveupjagalskardigmam1643
      @nevergiveupjagalskardigmam1643 3 ปีที่แล้ว

      Hawey haqika ember kab hqufona tefeltna tekal zkonet adi Entay kbil eye menelisu mislu u zmalalesni eti thtneu ahhh alem weya beqa chekan 😭😭

  • @asmeretmehari8042
    @asmeretmehari8042 3 ปีที่แล้ว

    መግስተ ሰማይ ይዋርስካ ብየማን ይቀብልካ ፈጣሪ ወትሩ ክትዘከር ኢካ

  • @asfahalearaya9023
    @asfahalearaya9023 9 หลายเดือนก่อน

    ክብሪ የሃብካ ናይ ብሓቂ አይሞተን

  • @Amanuel.Kidane12345
    @Amanuel.Kidane12345 3 ปีที่แล้ว +15

    መጀመርታ ግርማይ ኣብ ባሕሪ ዘይኮነ ካብ መዝርዓ ናብ ትራብሎስ እንዳ ከድና ኢዩ መይቱ።ልዕሊ 2 ወርሒ ዝከውን ውን ሓሚሙ ኔሩ።

    • @kohyatomedia8568
      @kohyatomedia8568 3 ปีที่แล้ว +1

      Zey sekitomyom n chanelom mebeyi nab hatewtew zgoyu baelka kem akrebkayo msue entenerka hzbn sdrabetn des mbelo

    • @nevergiveupjagalskardigmam1643
      @nevergiveupjagalskardigmam1643 3 ปีที่แล้ว +1

      Haqika bro megadlti eika tkewin aye ewe zhalefe mechem av yemanay eidu yqebelo amlak

    • @LRL.1995.8
      @LRL.1995.8 3 ปีที่แล้ว +2

      Nay abuduselam eyu neru 2016

    • @Amanuel.Kidane12345
      @Amanuel.Kidane12345 3 ปีที่แล้ว

      @@LRL.1995.8 ewe

  • @hawetkalesiayeeritrewi3625
    @hawetkalesiayeeritrewi3625 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣኽ ኤርትረዊ ሓወይ ሓፈተይ 😭😂😭😭

  • @yardanosbereket1788
    @yardanosbereket1788 3 ปีที่แล้ว

    eway hawey natey megeste semay yewarso,

  • @filimonandom3063
    @filimonandom3063 ปีที่แล้ว

    Ahhhh eway grmay grma Ereyy fetari ab ymanay edu yqebelka

  • @samigg3316
    @samigg3316 2 ปีที่แล้ว +1

    OMG mengste semay yewarska 😢😢 hade kab bulxat grmay aykaelkun 😢

  • @rastachanneltv7836
    @rastachanneltv7836 3 ปีที่แล้ว

    Girmay abo fikri mengste semay ywarska

  • @abaditadese8077
    @abaditadese8077 3 ปีที่แล้ว +1

    Ahhhh alem godell kab Sudan kisab eta zmotela bihansab nerna Grmay hawey egzabher amlak ab yemanay edu ynbirka

  • @Tomas-e
    @Tomas-e 3 ปีที่แล้ว

    Mesay neru ablibya gen derafay mekano aye meselene deharey gel mealti derafay mkano fili

  • @selamsolomun6660
    @selamsolomun6660 3 ปีที่แล้ว

    Ufffff besmiam mengste semay yewarska hawey miarey

  • @danielasefaw7397
    @danielasefaw7397 3 ปีที่แล้ว +1

    Eza defi sdedelna eba bro

  • @teklugebgergish3702
    @teklugebgergish3702 ปีที่แล้ว

    Ahhhhhh fetari byemanay edu yqebelka

  • @tecletecleab2090
    @tecletecleab2090 3 ปีที่แล้ว

    መንግስተ ሰማይ የዋርስካ።

  • @freweininegash765
    @freweininegash765 2 ปีที่แล้ว

    So so sad I love everything song voice music. his dream was not come true.I was crying 😭 RIP unique brother

  • @wedidemaskahsay9069
    @wedidemaskahsay9069 3 ปีที่แล้ว

    እዛ ናፍቆት ትብል ዜሙኡ ግን ኣብ you tube የላን

  • @shamsedakasedaka9698
    @shamsedakasedaka9698 3 ปีที่แล้ว

    ዋውው ንባብካን ቓላትካን ክጥዕም ንፉዕ ኣንባቢ

  • @user-pm3fb9er7l
    @user-pm3fb9er7l 3 ปีที่แล้ว +5

    ኣነስ ብጀካ እታ "ታይ ክዓብሰልኪ ናይ ደገ ዕሰለ ይብል ጥራይ ዘላቶ እዪ ዝመስለኒ ነይሩ " በጃኩም እቲ ደርፊ ዘርግሑልና ግርሜሶ ውሽጥካ ኣትዪ ዝፍሕር እዪ መግስተ ሰማይ የዋርሶ

  • @greatstar5111
    @greatstar5111 3 ปีที่แล้ว

    Btaemi lbi zsebr zanta btaemi zehzn meskinay eritreawi menesey ms mlue blhun dletatun bahri beliewo very sad story nbatey kqoxaxero aykralku btaemi kebdey beliaunu bel hawey natey Mengste semay sewarska

  • @adyamsemere7394
    @adyamsemere7394 3 ปีที่แล้ว +1

    Megeseti semaye yewareseka dekeka beselame yebiyam🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @lliveforyou4618
    @lliveforyou4618 3 ปีที่แล้ว +1

    Omg RIP He was Talented 😍😓

  • @nevergiveupmamanatey623
    @nevergiveupmamanatey623 3 ปีที่แล้ว +2

    ግረማይ hawey mengste semay yewardka hadi malti ab libya meznga nerna entay keabsleki enay deg esle deriflan ግረማይ hawey wteri ab libey 😭

  • @samuelteame7210
    @samuelteame7210 3 ปีที่แล้ว

    Epppe Alem Chekan !!!

  • @kibromtesfay8977
    @kibromtesfay8977 3 ปีที่แล้ว +3

    ናብ ከበሳ ዓሰብ ኾይነ
    ልእከልኪ ብደብዳቤ መጺክዶ
    ሁጹጽ መልሲ ስደድለይ
    ዚናፉቆት ኸፈኩሰኒ
    ምስ ስእልኪ 😭😭 RIp

  • @zabibzaray1872
    @zabibzaray1872 3 ปีที่แล้ว

    ምስንግስተ ሰማይ የዋርሶ 😭😭😭

  • @danielkahsay8488
    @danielkahsay8488 3 ปีที่แล้ว +1

    Ahhh libya belaeit seb fetari abgenetu yqebelka

  • @mariamdearit7665
    @mariamdearit7665 10 หลายเดือนก่อน

    ብሉጽ ኣርቲስት ተዘሚትና፡ ዓሕ፡ ግርማይ ሓወይ ወትሩ ኣብ ልበይ

  • @abrahaleyasefaw427
    @abrahaleyasefaw427 2 ปีที่แล้ว

    አታ ካሴት ምልአቲ ናይ ግርማይ በየን ክንረክባ ንክአል?

  • @angosomdaniel1163
    @angosomdaniel1163 2 ปีที่แล้ว

    Bjakum iba nza nafoket tibil drfi linki gbruley

  • @nahomokbamikal7721
    @nahomokbamikal7721 3 ปีที่แล้ว +6

    ተገዲስኩም መልሱለይ መጀመርያ ነዚ መጣፍእተይ ነብሱ ይማሓሮ ብዙሕ ሕልምን ሓሳብን ኔርዎ። ግን ታይ ይገበር። እዛ ናፍቖት ትብል ደርፉ ኣበይ ክረኽባ ይኽእል ብትሕትና ይሓትት።

    • @weldetinsaearaya1994
      @weldetinsaearaya1994 3 ปีที่แล้ว

      Eritrea music Girmay Tekle nafkot elka bmxhaf

    • @nahomokbamikal7721
      @nahomokbamikal7721 3 ปีที่แล้ว

      @@weldetinsaearaya1994 የላን ሲኢነያ ተረኺብካያ ንስኻ ኣበየነይቲ ቻነል ኣላ ሓወይ?

    • @berie-gx7rg
      @berie-gx7rg 2 ปีที่แล้ว

      @@weldetinsaearaya1994 ane wun delye sieneya link ba sdedelna enterekibkaya

  • @fretamam3117
    @fretamam3117 2 ปีที่แล้ว

    Please eza derfi zerguhulna ! ? Ab you tub yelan sinaya

  • @teslove4126
    @teslove4126 3 ปีที่แล้ว

    Alem godelo mengest semay ywarka hawey ahhh

  • @eriloveone9146
    @eriloveone9146 2 ปีที่แล้ว

    Eza derfi entay ile krekba ykel🥺🥺

  • @senaythugusha1245
    @senaythugusha1245 3 ปีที่แล้ว

    Germay hawey mengste semay yewarska

  • @meron9024
    @meron9024 3 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ንብዓት ስዒሩኒ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ምስኪናይ
    ብዘይካ እዛ ሓንቲ ደርፉ ካሊእ ኣብ ዩቱፕ ኣሎ ዶ

  • @hadishgytub3833
    @hadishgytub3833 ปีที่แล้ว

    Alem n tuy seb aytkewin ja mngste semay yewarisk Girmay hwey ab midri aytamekan mo ab semay ytamk😢

  • @user-jl4pj5ki1h
    @user-jl4pj5ki1h 3 ปีที่แล้ว +1

    መንግስተ-ሰማይ የዋርስካ ግርማይ ተኽለ

  • @senaitdc2063
    @senaitdc2063 3 ปีที่แล้ว +1

    Grmieso😭😭😭 ab enda abduselam bhansab nerna ab enda ferej zeyrseo btaemi lewah u grmieso ab msah wey drar knwexie kelena shebetu kab egru awxiu yhbeni neyru dehar gn ane kedimeyo keyde nab bahri bdhriu motu semie btaemi zehzn mengste semay yewarska b yemanay edu ykebeleka Grmieso hawey 😭😭😭😭

  • @adyamsemere7394
    @adyamsemere7394 3 ปีที่แล้ว

    Haweye nateye 😭😭😭😭🙏🏽🙏🏽🙏🏽🕯🕯🕯🕯🕯

  • @yonassolomun3420
    @yonassolomun3420 3 ปีที่แล้ว

    Ewayyy alem godelo mengste semay yewarska grmay hawey