መቐለ ወረ ኲናት ተወጊዙ|ሳዋ ኣብ ኦሮምያ ተጀሚራ|ይቕሬታ ሃይለ ደደቢት

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 19 ต.ค. 2024
  • #ጌታቸው #ደብረፅዮን #ሑመራ #ፀለምቲ #ፖለቲካ #ኣምሓራ #ፋኖ #ህግደፍ #eritreanews #tigraynews #ትግራይ #EriTVEritreaOfficial #ኤርትራ #ኢሮብ #ኢሳይያስ #ህወሓት #ብልፅግና #ምድማር #tdf #ወልቃይት #ፀገደ #selamawit #ታደሰወረደ #dollar
    ትግራይ ብሮድካስት ሰርቪስ ሚድያ ትስፍውቲ ሓዳሽ ትግራይ ንምግሃድ እጃሙ ክዓምም ዝንቀሳቐስ ዘሎ ትካል ሓበሬታ እዩ።
    Welcome to TBS, the official channel of the Tigray Broadcast Service. TBS is a new and independent media platform that aims to inform and entertain the people of Tigray and beyond. We cover the latest political news and current affairs in Tigray, Ethiopia, and the Horn of Africa. We also produce original and quality content that showcases the rich and diverse history, heritage, and identity of Tigray. Our vision is to contribute to the realisation of the new Tigray, a prosperous and democratic region that respects human rights, diversity, and peace.
    Join us and "subscribe" to our channel to get notified of our daily updates and live broadcasts.
    Thank you for your support and feedback. Together, we can make a difference.
    TBS: Your Preferable Newsroom and New Information" Please subscribe, watch, and leave your comments. We will use the comments as needed to build our organisation.
    Thank you!

ความคิดเห็น • 59

  • @HdhHdh-wk6rk
    @HdhHdh-wk6rk 2 หลายเดือนก่อน

    ዘይናኩም ፅብቅ እዩ ቃፅልሉ❤❤❤❤❤

  • @GirmayDrogba-i9v
    @GirmayDrogba-i9v 2 หลายเดือนก่อน

    ፅቡቅ

  • @HailishGe
    @HailishGe 2 หลายเดือนก่อน

    ይቐፅል ብጣዕሚ ንፎትዮ ሚድያ እዩ ቀፅሉሉ

  • @negaaraya6811
    @negaaraya6811 2 หลายเดือนก่อน

    ድል ለፋኖና ለኣማራ ብቻ ኣትበል። ምክንያቱም ሁሉ የኢትዮጵያ ህዝብ በችግር ስላለ። ስለዚህ ድል ለሁሉ የኢትዮጵያ ህዝብ ነው የሚያስፈገውና።

  • @emanuelbrhane7045
    @emanuelbrhane7045 2 หลายเดือนก่อน +6

    መደብኩም ጹቡቕዩ ግን ዜና ይነዉሕ ኣሎ። ትንተና እናመሰለ።

  • @earmiasmrafie3228
    @earmiasmrafie3228 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤ቀፅሉሉ ብጣዕሚ ደስ በሃሊ❤❤❤

  • @Muez_Gidey
    @Muez_Gidey 2 หลายเดือนก่อน

    💛❤️

  • @HaftomFkadu-kf3wp
    @HaftomFkadu-kf3wp 2 หลายเดือนก่อน

    ብመምህር ሙሉ ወርቅ ኪ/ማርያምን መሓዙትካን ዝወጠንካዮ ሰናይ ሓሳብ ጫፍ ክበፅሕን ንፅባሕ ዓድን ህዝብን ዝጠቅም ወለዶ ክፍጠር ዘኽእል ብሱል ናይ ለባማት ኣመተ እዩ

  • @girmayzemicheal
    @girmayzemicheal 2 หลายเดือนก่อน

    ቀፅልሉ

  • @HaileAraya-m1s
    @HaileAraya-m1s 2 หลายเดือนก่อน

    በርትዑ ኣብ ሓቂ ዝተመሰረተ ንማንም ብዘይ ምስጋእ ድማ ሰርሑ ኣጀኹም

  • @tbstig
    @tbstig  2 หลายเดือนก่อน

    👉"ወልቃይት ትግራይ ነው " አብይ እውነቱን አፈነዳው
    👉 የአሜሪካው የስለላ ድርጅት “CIA” በኢትዮጵያ የከተማ አመጽ ይኖራል አለ
    th-cam.com/video/-euHKgbDeFc/w-d-xo.htmlsi=yyCBa-z415hpnUkA
    ተከዘ ዴይሊ
    ውድ የተዘከዘ ዴይሊ ኒውስ ተከታታዮች ወቅታዊ መረጃዎች ለመከታተል ሰብስክራይብ፣ ላይክና ሼር በማድረግ እንድትከታተሉ ተጋብዛችኋል።

  • @NelesAsgele
    @NelesAsgele 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @AwetFtwiBeyene
    @AwetFtwiBeyene 2 หลายเดือนก่อน

    ሓቂ እዩ

  • @HaftomFkadu-kf3wp
    @HaftomFkadu-kf3wp 2 หลายเดือนก่อน

    መራሕቲ ትግራይ በዚ ሕጂ ዝርአ ዘሎ ፖለቲካዊ ለውጥታት ዝምጥን ኣንፈት ምኽታል የድልዮም

  • @hayletkle2197
    @hayletkle2197 2 หลายเดือนก่อน

    ኣቕራቢት ዜና ትግራይ ብሮድካስት ፡ ንፍዕቲ ኣንባቢት ምዃንኪ ዝን ኣድዩ ፡ የግዳስ ኣመና ስለትቕልጥፊ ፡ ስዲ ንባብ ይኸውን 'ሎ ።

  • @zemenfes62
    @zemenfes62 2 หลายเดือนก่อน

    Keep up the good work.

    • @tbstig
      @tbstig  2 หลายเดือนก่อน

      Thanks, will do!

  • @HaftomFkadu-kf3wp
    @HaftomFkadu-kf3wp 2 หลายเดือนก่อน

    ብልፅግና ኦሮሞያ ብነዊሕ ዝሓሰቦ ሃገረ ኩሽ ንምምስራት ዝዓለመ ስትራቴጂካዊ መገዲ እዩ ዝኽተል ዘሎ

  • @habtuhaile1104
    @habtuhaile1104 2 หลายเดือนก่อน

    ኢሬቻ "ኣብ ቀይሕ ባሕሪ" እዩ ዝበለ:

  • @May-vt1jq
    @May-vt1jq 2 หลายเดือนก่อน

    ህዋሓት ብግሊፂ ናብ ዞባታት ተከፋፊሉ ስለዘሎ ካብ ሎሚ ጀሚሩ ክፈርስ ኣለዎ ፎኦ ናይ ደናቁር ስብስብ

  • @Tekleaxmite
    @Tekleaxmite 2 หลายเดือนก่อน +1

    H

  • @yenethunasegahagn4128
    @yenethunasegahagn4128 2 หลายเดือนก่อน

    Ketslulu neskatkum teheshu 👍

  • @EritreaFirst1890
    @EritreaFirst1890 2 หลายเดือนก่อน

    1 milion Ethiopian young started military training

  • @Tekleaxmite
    @Tekleaxmite 2 หลายเดือนก่อน

    Tigary...... Broadcast....... MedIa........Tg......... Citly....... Country

  • @negaaraya6811
    @negaaraya6811 2 หลายเดือนก่อน

    ናይ ህዝቢ ትግራይ ሕማቕ ዕድል።
    እዞም መራሕቲ ወያነን መራሕቲ ብልጽግናን ንስልጣን ክብሉ'ኮ እዮም ንህዝብታት ትግራይን ኢትዮጵያን ብሓድሕዳዊ ግርጭትን፡ ምስ ህዝቢ ኤርትራ'ውን ብዂናትን፡ ብጥምየትን ብናይ ከተማ ሸፋቱን ዘጣፍእዎ ዘለዉን። ምስኪን ህዝቢ ኢትዮጵያን ትግራይን ካኣ ኣንጻር'ዚ ብመራሕቶም ዝግበር ዘሎ በደልን ግፍዕን ብሓባር ኮይኖም ክቃለሶምን፡ ነቲ ኣንጻር'ዚ ዝግበር ዘሎ ቃልሲ ክድግፍዎን ካኣ ኣለዎምን። ነዚ ፈሊጡን ተረዲኡን ካኣ ሽግሩ ባዕሉ እዩ ክፈትሕ ዘለዎን።

  • @michaelnegash8292
    @michaelnegash8292 2 หลายเดือนก่อน

    ግን እውነተኛ ሀቀኛ መረጃ እንሰጣለን ትላላቹህ ሳተረጋግጡ ማቅረብ አልነበረባቹህም ።ትልቅ ተፅኖ ያመጣል ።ማጣራት ማረጋገጥ አለባቹህ ።ካለበለዚያ አለማቅረብ

  • @brhanetewold9767
    @brhanetewold9767 2 หลายเดือนก่อน

    bgetachow reda tigray thmes Ala gnay tigreaway endabele tigray zsll cheme on you gtachow wsk

  • @redaegebremedhin
    @redaegebremedhin 2 หลายเดือนก่อน

    ኮራኹር ቅጥረኛታት ምዕራብ ህዝቢ ትግራይ ንምብርካኽ ብኣቢን ቆጸርቱን ትገብርዎ ፕሮፖጋንዳ ህዝቢ ክነቕሓሉ ንላቦ።

  • @Gebreegziabher-g4w
    @Gebreegziabher-g4w 2 หลายเดือนก่อน

    ብሐዚኡያ ዝነቀወ ዝብስ ኣየሕደረንን ይብሉ ወለዲ!!ኣንሻብኩም ወከልቲ ሓደ ጉጅለ ኮንኩም?

  • @abrhamgebre4625
    @abrhamgebre4625 2 หลายเดือนก่อน

    ሓሳዊት

  • @tesfamariamgerzgher5277
    @tesfamariamgerzgher5277 2 หลายเดือนก่อน

    ሃለውለው ተብዙሑ ኣኣኹም 😮😮 ከምቲ ናይ ቀደም እንተትኾኑ ጽቡቅ ነይሩ ? ኣብ ሓቂ ዝተሞርኮሰ ሓበረይታ ሃቡ ???

  • @semretgirmay5590
    @semretgirmay5590 2 หลายเดือนก่อน

    ተመሊሶም እትብልዎም ወገናትና ከመይ ይነብሩ አለው?ከመይ ጸኒሕዎም መሬቶመ እዚ ዘጊብኩም አስሙዑና ስቅ ኢልኩም ተመሊሶም ማለት ውጤት የብሉን

  • @WeerWwer-pc5ix
    @WeerWwer-pc5ix 2 หลายเดือนก่อน

    ቁጠባኹም ዓብዩ ዶ 🤣🤣🤣

  • @harmaz5272
    @harmaz5272 2 หลายเดือนก่อน

    Haile dedeb aser abotatu kisieb alewo

    • @Muez_Gidey
      @Muez_Gidey 2 หลายเดือนก่อน

      Disgusting 🤢, after all he is Tigraway. You can disagree with him or criticize his work. Otherwise wishing him to die is inhuman and none of Tegaru values.

  • @SimonMokonen-f3p
    @SimonMokonen-f3p 2 หลายเดือนก่อน

    ሓሰውቲ ሙኻንኩም ከኣ ባዕልኹም ትነግሩና እንዳ ሓሶት ባህሎም 😂😂😂😂😂😂

  • @maekele384
    @maekele384 2 หลายเดือนก่อน

    ዜና ክትህብ ከለኻ ናይቲ ተድንቖ መንግስትኻ ስሚዒትካ ኣብ ውሽጥኻ ጌርካ እዩ ዝንበብ ነቲ ትጸልኦ ናይ ካልኦት ሃገራት መንግስቲ እንዳቆናጸብካ ዜናኻ ዘይክእመን ይኽእል እዩ ምኻንያቱ ናይ ቡዙሓት ወሃብቲ ዜና ይሰምዕ እየ እሞ ማእከላይ ቦታ ኮይኖም እዮም ዘመሓላልፉ ስለዚ ገለ ገለ ሕርኽርኽ ዝብል ኣብ ሞንጎ ተመሓላልፊ ስለ ዘለኺ ምእራም የድሊ

  • @negaaraya6811
    @negaaraya6811 2 หลายเดือนก่อน

    ወያኔን ደ/ር ኣብይን ከምዛ ዘለውዋ እንተ ጸኒሖም፡ ኢትዮጵያን ህዝባን ናብ ዝኸፍአ ኩነታት እዩ መመሊሱ ክወድቕን ኣዝዩ ክህሰን። ስለዚ ህዝቢ ኢትዮጵያ ሓቢርካ ነዞም ጎዳእትኻ ዝኾኑ መራሕትኻ ክትውግድ ተስእን ተበራበርን።

  • @andayaman4097
    @andayaman4097 2 หลายเดือนก่อน

    ኩሉ ሂወትኩም ሓሶትዩ። ሃይለ ደደብ ባዕላ ሞት ድንቁርኑኡ ፈንፊና ትገድፎ።

  • @Wedi_Lijam
    @Wedi_Lijam 2 หลายเดือนก่อน +1

    ሳዋ መደበር ትምህርቲ፥ ስልጠናን ዲሲፕሊንን እያ፥ ህውሓት መሃይምን ጫት ጥራሕ ህየኹ። ሳዋ ድማ ቦታ እዩ።

    • @KibromGebremichael-r2x
      @KibromGebremichael-r2x 2 หลายเดือนก่อน +2

      ሳዋ ሓወልትን ,ዉርደትን ድንቁሩናን መንእሰይ ኤሪጥሪን እያ ኣርባዕተ ነጥቢ

    • @ንስሪሰማይ
      @ንስሪሰማይ 2 หลายเดือนก่อน

      ​@@KibromGebremichael-r2xወዲ ሳዋ እዩ። ነቶም ትምከሐሎም መራሕትኻ ከም ጠበቕ ኣብ መንቀራቕሮታት ተምቤንን ሃገረ ሰላምን ዝሸጎጦም።ሕጂ ውን ኣየፍለጥካን ጸሎት ግበር ካብ ትዓፍር ዓፋሪ።😂ጆኖሳይዽ😂😂😂😂😂😂

    • @Wedi_Lijam
      @Wedi_Lijam 2 หลายเดือนก่อน

      @@KibromGebremichael-r2x ብርኪ ህውሓት ሓሸም ዘበለ'ዶ? ኩዕንቲን ድርባይ ስንዳይ ብልዑ ጥራይ፥ ናይ IMF ይምለከተኩም ድዩ፥ USAID ትካልኩም እያ ፥ ምድረ ምድረ ለማኖ። 👋🏼 ክክክ

    • @KibromGebremichael-r2x
      @KibromGebremichael-r2x 2 หลายเดือนก่อน

      @@Wedi_Lijamንስኻ ኣራሪኻ ካብ ብጫ ጀሪካ እንታይ ክትረክብ ኣንቱም ብሓቂ ሑሱራት ን ባራዩ ናይ ኣምሓራይ ኣገልገልቲ ቀደም እዉ ናይ ጣልያን ተጎበሕቲ ብስሩ ኢሪጥሪን እኳ ዱሁላትን ባሮትን ሞት ባህሎም ብዝኸድክሞ ትሞቱ ኣብ ደገ ነንባዕልኹም ,ኣብ ባሕሪ , ኣብ ዓዲ ኣምሓራ እማ ግደፎ ርካሽን ዱሁል መንነት ❗️❗️

    • @Wedi_Lijam
      @Wedi_Lijam 2 หลายเดือนก่อน

      @@KibromGebremichael-r2x ርኹስ ትግራዋይ፥ ለማኒ ፥ ሰራቂ ሞባእ። ትም በል ፥ሰራቂ ስጋ ብዕራይ

  • @TsegayDesta-z3e
    @TsegayDesta-z3e 2 หลายเดือนก่อน

    No More ጉባኤ
    NO MORE ሕውሓት

  • @Wedi_Lijam
    @Wedi_Lijam 2 หลายเดือนก่อน +1

    መሃይማን፥" ስዋ " ቦታ ኣብ ዞባ ጋሽ ባርካ እዩ ፥ ቦታ መሰልጠኒ ፥መምሃሪ ፥ግቡእ እውጅ ሃገራዊ ኣገልግልት ዝግበረላ ተኣምራታዊት ቦታ። ከማኹም ጫት ከም ጤል ክንበልዕ ኣይንውዕል ኢና። ስሚ ጸላኢና ፥ህውሓት ፥ ክኣ ኢና።

    • @Sabawit-i9j
      @Sabawit-i9j 2 หลายเดือนก่อน +1

      Dahan nsus nhna dina smka nska eka nfalet ena nkid tray aferti 👌👎

    • @SaraMoh-n8g
      @SaraMoh-n8g 2 หลายเดือนก่อน

      ሳዋ እወ ናይ ሰይጣን መሰልጠኒ ምኻኑ ይፍለጥ ህወሓት እኮ ኣይሰርቕን ብላይ ካልሲ ፣ ብላይ ጀሪካን፣ ሐዚ እውን ኣፍካ ትኸፍት ኣይትሓፍርን ዶ?

    • @SimonMokonen-f3p
      @SimonMokonen-f3p 2 หลายเดือนก่อน

      ​@@SaraMoh-n8gኣይተጋገኻን ናይ ሰይጣውንቲ መሰልጠኒ እያ ኣብ ጸላእቶም ሰይጣውንቲ ልሕቲት ሕውሓት ኣይሰርቁን እዮም ከኣ ትብል ኣታመን ክሓፍረልካ እዩ ኣብ ኣዲሳበባ ብገንዘብ መን እዮም ህንጻታት ሰሪሖም ደለው ጋውና ሰኪትካ ከኣ ጀሪካን ገለ ኣይትበል ነትን ጀሪካን ተሰኪመን ዝነበራ ከ ኣይርኣካየንን ዲኻ ድኹዒ

    • @Wedi_Lijam
      @Wedi_Lijam 2 หลายเดือนก่อน

      @@SaraMoh-n8g ታቦት ዝሰርቅ ኣብ ትግራይ እዩ ዘሎ ክክክ

    • @sarajoh313
      @sarajoh313 2 หลายเดือนก่อน

      ​@@SaraMoh-n8gagame