ን ኣጋይሽኪ እትህብዮ ክብሪ ብጣዕሚ ደስ ይብል ሃለዋተይ ናይ ትግርኛ ዘመናዊ ሙዚቃ ኣብ ምዕባይ ክእለቱ ኣለኪ ብደምቢ ስለ ዘይተለመደ ከልፈዐኪ እዩ ተስፋ ግን ከይትቆርፂ ናይ በዓልኪ ዓሸራ ኣብ ዘመናዊ ትግርኛ ናይምግዳፍ ዓብይ ዕድል ኣለኪ። you will be known as the “legendary halewat”just like your legendary father just keep on going ❤❤❤❤
Her father was not just an artist. He was a free minded artist unlike the vast majority of Tegaru who “comfortably” live under oppression . Halewat’s family deserves a lot . Keep the good work .
Am proud of you young lady coz you grow up in hamhara region you are amazing no matter what you are you grow with Amharic speaking people and still your accent is great perfect tigrigna but those they born and raised in Tigray they don’t speak like you half of their words are Amharic so maybe now they gonna be jealous of you because you are example of perfect tigraweyti ❤❤❤❤❤
ራሄል ሃይለ ትቅረበልና ቲብሉ እስኪ ብላይክ❤️
ራኪ ሓላል ናፊቀያ😢
ዋው እዛ ጀግና ሓቦኛ ቆልዓ እንኳዕ ኣቕረብክያ! 🙏💯🙌
እንቃዕ ኣምፀክልና እዛ ጅግኒት ሃለዋተይ ሸኮራታት ❤❤❤
ጋዜጠኛ አገላልፃኺ ሕቶ አቀራርባኺ ብጣእሚ ብጣእሚ ብጣእሚ እዬ ዘድንቀኺ። በርቲኢ !!እድመን ጥእናን ይሐብኪ❤❤❤አሜን !!!
ሓጎስ ናይ ብሓቂ ጅግና፣ ተባዕ፣ ዝኣመነሉ ዝገብር መርኣያ ነይሩ! ንኻልኦት ኣርቲስት ዓቢ ኣብነት እዩ!! ገሊኦም ከይከደምካ ከምዝንበር እንተዝመሃሩ ግርም እዩ፡፡
ሃለዋተይ🥰💜አረ ራሄል ሃይለ ትቅረበልና ዋ ድምፅና ይሰማዕ 😢commente ኣንብቢ ኩሉ ግዜ ራሄል ዝብል ይበዝሕ
Bhaki tikrebelna😢🎉❤
ን ኣጋይሽኪ እትህብዮ ክብሪ ብጣዕሚ ደስ ይብል ሃለዋተይ ናይ ትግርኛ ዘመናዊ ሙዚቃ ኣብ ምዕባይ ክእለቱ ኣለኪ ብደምቢ ስለ ዘይተለመደ ከልፈዐኪ እዩ ተስፋ ግን ከይትቆርፂ ናይ በዓልኪ ዓሸራ ኣብ ዘመናዊ ትግርኛ ናይምግዳፍ ዓብይ ዕድል ኣለኪ። you will be known as the “legendary halewat”just like your legendary father just keep on going ❤❤❤❤
ፅቡቅ ፁሑፍ ነበራታታዓያ ኩሉና ክቡር ሓዉ
አብየት ርግዓት አቤት ቁንጅና አበት ድምፂ ዝብሎ ነገር የለን ሃለዋት ንግስቲ ኢኺ😍😍👸👸
ፅቡቃት ፍጥረት ኩሉኩም።
ሃለዋት ፅብቅቲ ❤ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኪ በርትዒ
ሃለዋት ፅብቅትን ህድእቲ ደራፊት ብጣሚዕ አየ ዝፈትወክን ዘድንቀክን ምቅርቲ ንበርልና🌸❤👸
ሃለዋት ምጭውቲ❤🥰 ራሄል ሃይለ ትቅረበልና ትብሉ እሰከ ላይክ👍🥰🥰🥰
Thank you Ayana Hagos with his wife For raising such a beautiful kids ❤
God bless you 🙏
ሓለዋት ሽኮር ማራ ኢና ነድንቐኪ❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም መላእ ስድራቤት ኣያና ነብስሄር ሓጎስ ገብረሂወት።
ሓለዋት ሓፍትና ድማ ህዝብኺ የኽብረኪን ይፈትወክን እዩ፤ በርትዒ!!!
Beautifully prepared and casted show
I like her brothers
Btaami zfetwa shikorina fetawit ada❤❤❤
ብቲ ጥዑም ድምፅኽ ድገምልና ሃለዋተይ ፅብቕት❤🎉
ነቢዓ ኣንቢዓትና ኡፍፍ😢ብዘይወለዲ ምዕባይ ግን ክከብድ🖤ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ ክቡር ኣርቲስ ሓጎስ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም!!💪🧡
ክልተ ሽኮራት ደስ ዝብል ፕሮግራም🙏🙏
ካብ ናይ ትግራይና ደክይ ኣንስትዮ ደርፍትይ አታ ከዳመትይ ሃለዋት እያ ነዓይ ኣብዙሕ መድረክ ክንረክበከይ ተስፋ ንገብር ጋል አያና ኩቡር ዶክተር ሓጎስ ገብርሄት
ሃለዋት&ዓለም ሰላም❤🎉
Thank you for inviting beautiful Halewat shikor ❤
ባህላዊ ክዳን ተኸዲንክን ተትቀርባ ፅቡቅ ነይሩ ግን ሐዚውን ፅቡቅ ኣለኽን።
ሃለዋት ንፍዕቲ ኢኺ ቐፅልሉ 🙏
ድምርኒ ብርካተይ ጀማሪት እየዋ 🤲🤲
ካብ ኣብ መቀለ ዝተወልዱ ተጋሩ ናይ ሃለዋት ኣብ ኣዲስ ኣባባ ዝዓበየት ትግርኛ ይሓይሽ።
ደምርኒ መዓረይ
ዘይ ሕማምካ ረስኒ ኣይትግበር ኣሞሬ
ሃለዉለው😏
Hgdef mendef entay aeteweka
ኣብ መቀለ ደኣ ትግርኛ ይቀትልዋ እዮም ዘለው ፣ ሓራይፍ ክብሃሉ 50 % ኣምሓርኛ እዮም ዝፀውዩ። ጥዑይ ኣምሓርኛ እንተዝክእሉ እውን ፅድቂ ነይሩ። ሃለዋት ኣብ አዲስ ዝዓበየት ሕርርቲ ትግራወይቲ እያ !!
ራሄል ሃይለ ኣምፅእና ኣለመይ ❤❤❤❤🎉🎉🎉
አጆኺ ጅግና ጓልዙ ጅግና ኢኺ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም❤❤❤
ስሚዒት ኣቦ ኣቦ ዘይብሉ እዩ ዝርደኦ ከመይ ከም ዝበከኩ ኣነ እየ ዝፈልጦ
እንካዕ ብሰላም መፃእክን ቆኖጁ❤
ኩሉ ምሉ ልዓደላ ምንጭውቲ ትግራወይቲ, most importantly, I admire her serenity.
Her father was not just an artist. He was a free minded artist unlike the vast majority of Tegaru who “comfortably” live under oppression . Halewat’s family deserves a lot . Keep the good work .
Well said✌🏽!
ልሃለዋት ነበረታተዓያ ደቅ ኖ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ኣለም ሓፍተይ ለለ ኣይዞኪ ቀዕልሉ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ውርዝይቲ ቆንጆ ትግራወይቲ ሃለዋት ❤
Ufffff l i don't have words u are so graceful ❤❤❤❤❤❤❤
ብልጽቲ ኣዶ ባህሊ ትግርኛ ኢኺ ምቅርቲ ሓፍተይ፡ ባባ ሓጎስ ወሊዱ❤❤❤
ደምርኒ መዓረን
100,000 Esti nebtshaya neza lebam haftena Tegary Yehwat 👍👍❤❤
ክትስህቅ ከላ እሞ ፍስስ ኢኻ ትብል መልክዕ. ርግዓት ❤
ክብሪ ንከያኒ ሓጎስ ገ/ሂወት ይኹን ንዓኺ ትመስል ወረጃን ንፍዕትን ቆልዓ ዝሃበና:: ኩሉ ጊዜ ኣብ ጎንኺ'ለና ሓለዋተይ❤❤❤
ጀግኒት ከም ኣባኣ❤
አልሞ ሾው ደስ በሃሊ እዩ ሃለዋት ሽኮር ስለዝቀረበት ድማ ደስ ኢሉኒ እዩ ። አብዚ ሾው ግን ዘለኒ ርዕይቶ ኹል ግዜ ሙዚቃ ተከፊቱ ክትስዕስኡ ድሚፂ የብሉይ እዚ አማሂሽዎ ።
ሃለዋት በርትዒልና
😘😘😘😘😘😘ሃለዋተይ
ጀግና ጓል ጀግና
ሃለዋተይ ፅብቅቲ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኪ❤❤❤❤❤❤
ሃለዋተይ መዓር ጠብ-ጠብ❤የቐንየልና አልሞ ሚድያ❤
Am proud of you young lady coz you grow up in hamhara region you are amazing no matter what you are you grow with Amharic speaking people and still your accent is great perfect tigrigna but those they born and raised in Tigray they don’t speak like you half of their words are Amharic so maybe now they gonna be jealous of you because you are example of perfect tigraweyti ❤❤❤❤❤
Amazing beautiful tegaru ኤርትራዊ ሓውኹም
ደስ የሚያሰኝ መሆኑን ❤❤😂😂😂😂🎉🎉🎉
Happy Birthday 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 DEAR "HALE"
መዓረይ ርግዕቲ ❤❤
ደስ በሃሎ ጽቡቓት! ❤🎉
Gual kbur ayana hagos gebrehiwet❤❤❤
❤❤❤❤ሃለዋት አንኻዕ ብሰላም መፃካ የኔ ቆንጆ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉👍👍👍👍💊💊💊💊💊💊
❤❤❤ ምዕርግቲ ኩሉ ነገራ
ል ራሄል ሃይለ ኣምፅል😊❤
ደስ ባሃሊ መደብ❤❤❤
Hakegna lenebirela adina Halewat desbahalit enkae tewelediki 👍😍gobez
Asseyyy shikorat, love your show almiye keep shining 🌟
ሃለዋተይ እድብቲ💛❤️
ብልፅቲ ጋልዙ ቡሉፅ ኣርቲስ ሓጉስ ገብሪሂወት❤❤❤🎉🎉🎉
Halewatey nifetweki ena❤❤❤
What a beautiful, polite woman.
Thank you halewat
ሃለዋተይ ❤️❤️❤️
I love you both ❤
ደሙሩኒ ተጋሩዋይ♥️🙏
ዋዕሮ ጓል ጅግና
❤ Wowwww so amazing am proud of u my Queen 🎉🎉🎉🎉🎉
ሃለዋት ምቅርት❤💛 የቐንየለይ💚🙏
ሃለዋት ሓፍትና ምናዳ ምናዳ መሰቀል ዓመት በዓል አብ ዓጋመ ኩሉ ግዜ ከም አያና ክቡርን ፈታዊ ህዝቡን ባህሉን ተክኢኩም ክንርኤኩም ባህግና እዩ ❤ ንፈትወኩም ኢና❤
Halewatey shkor zemen alem seged ykrebelna❤❤
ምቅርቲ ሃለዋተይ
ኣንሰ ክፍትውኪ ሃልዋተይ
😊😊😘😘
She is beautiful ❤❤❤
ናይ እማን ውርዝይቲ ርግዕቲ ኣርቲስት እያ ደስ በሃሊት ደራፊት ብጣዕሚ እየ ለደንቓ
ነብሲሄር ከያኒ ሓጎስ ኢልኪ ጽርሕዮ✅
ፅብቅቲ ሓፍትና በርትዒ ❤❤❤❤
ዓለም እዉን ክፎትየክ ማዓት እየ♥️💜
አጆኺ ጸላኢኺ ይብከ ጓል ዝጅግናን ሓቀኛ 1 ትግራዋይ ኔሩ ነዛ ሕጂ ዘላትግራይ አዚምላ እዩ
The Legend hagos gebrhiwet beselam eref.
Halewat konjo gobez ende abatish berchi❤
I love how elegant she is gracefull
❤❤❤ we love you ሐለዋት
ሠላም👋ሃለዋት ሓጎስ ንፍዕቲ ድምፃዊት እያ!ብፍላይ አላይትካ ዘርእስታ ደርፊ ብጣዕሚ ሰሚዕኻ ዘይትምኖ ብልፅቲ ዜማ ካብ ምኻና ዝተላዓለ ናዓይ, አፕታይዘረይ እያ ምግበይ እያ እንተበልኩ ምግናን አይኸውንን።
ካልእ መዳለዊት አልሞ ሚድያ ድማ ካብ ዝድንቐን ደቂ አንስትዮ ዘብ ሞያ ሚድያ ኢኺ👌ንኽልትየኽን ድንን ኢለ ሠላምታይ ይብፃሕኽን የቕንየለይ ጎብዛ ክብለክን ይፈቱ።
ወይዛውነይ እኮ ግን ናይ ኣቦኣ እዩ፠ኣሉ
ሐለዋት ሐጎስ አይሞተን ንአኺ ትመስል ካልኤቲ ሐጎስ ርግእቲ ሞእርግቲ አሚቸ (hahaha) ከዲፋልና እዪ። በተወሳኺ ንአኺ ሐቁፉ ዝሐድር ወዲ ተባእተይ ከመይ ዝተአደለ ሰብአይ እዩ ስብእነቱ እለት እለት እንዳወሰኸ ዝነብር ይመስለኒ። እድመን ጥእናን ይሐብካ ፈጣሪ አሜን ❤❤❤ ኣሜን ❤❤❤ ኣሜን። 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ዛበይተይ ናተይ ❤🥰
Tsbukat deki tigrna ❤❤❤❤
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ሃለዋት ተፈታዊት❤❤❤❤
Ma sweet sis bertelna ❤❤🎉
💓💓💓
ቀፃሊ ንቲክቶኮር ስኪት❤❤
ሃለዋት ሓጎስ ❤
ምቅሪቲ ሓበን ትግራይ
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
ተፈተውቲ አሕዋተይ
ሪኢቶ እቱ ተልሂት ብሙዚቃ ዝተዓጀበ ተዝኾን መቐረት ምሃለዎ ❤