ልዕሊ ሕልሚ፡ ካብ ግብረ-ሽበራነት ናብ ክርስቶስ፡ ዛንታ ኸሊል The Story of Khelil

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 ส.ค. 2024

ความคิดเห็น • 164

  • @user-lm4sq8wo4e
    @user-lm4sq8wo4e 4 หลายเดือนก่อน +6

    ኣሜን ንቶም ካልኦትውን ልቦና ይዓድሎም😊😊❤❤❤

  • @user-ks1wo9mx6h
    @user-ks1wo9mx6h 5 หลายเดือนก่อน +15

    እሜን ከምዚ ናይ ከሊል ፡ንብሉኦም ስድራበተይን ።ፈተውተይን ፡ንኩሉ ህዝቢ ዓለም ናብ ጎይታ ምምላስ (ውሉድ ኣምላክ)ይኩነሎም ብሽም ዮሱስ ክርስቶስ ኣሜን።

  • @TadeseBerhe-fq5ij
    @TadeseBerhe-fq5ij 5 หลายเดือนก่อน +7

    ቴዲ እግዚኣብሄር ይባርካ

  • @user-ob4tt8ew5h
    @user-ob4tt8ew5h 4 หลายเดือนก่อน +1

    ደስ ዝብል እዲያ ግን እኡምነትና እንተ ነክብር ጽብቅ እዩ ብሓደ ብእምነትና ንጸልየላ እዝኣ ዓላም❤❤❤

  • @yordanosbrhane1074
    @yordanosbrhane1074 4 หลายเดือนก่อน +5

    Thank You Lord Jesus kbri Namlak Ykun

  • @FurtunaYemane-ez7rb
    @FurtunaYemane-ez7rb 4 หลายเดือนก่อน +4

    I know this chanell in 2018 i never forget in my life ❤❤❤❤❤

  • @okubaygudai77
    @okubaygudai77 4 หลายเดือนก่อน +3

    አሜን ጎይታ እየሱስ ህያው እዩ

  • @AbedomShimendi-hq5ut
    @AbedomShimendi-hq5ut 5 หลายเดือนก่อน +3

    ጎይታ የሱስ የዕዚዙ ይባርኽካ፡ቴዲ ሓወይ ብሉጽ ብኣገልግሎትካ ንባረኽ ኢና ዘለና፡ንስኻ በረከትና ኢኻ ናይ ኣምላኽ ሰብ።

  • @henokhuruy4856
    @henokhuruy4856 4 หลายเดือนก่อน +2

    Amen Amen

  • @MahariTesfay-ip3er
    @MahariTesfay-ip3er 4 หลายเดือนก่อน

    Ameniyatak ❤❤❤

  • @ngsti277
    @ngsti277 4 หลายเดือนก่อน +1

    መገዲ ኣምላክ እየሱስ ብቻ ክብር ምስጋና ይብፃሓዬ ንጎይታና መዳሓንትና እየሱስ ክርስቶስ❤❤❤

  • @MekramAbdelkerim
    @MekramAbdelkerim 4 หลายเดือนก่อน +2

    Amennnn 🙏✝️❤️ halleluya

  • @abebaseyiume8949
    @abebaseyiume8949 4 หลายเดือนก่อน +2

    ተባረኩ

  • @Tewodros-tm7bs
    @Tewodros-tm7bs 4 หลายเดือนก่อน +2

    Glory be to God about all.

  • @hailabtekle9743
    @hailabtekle9743 4 หลายเดือนก่อน +1

    Amen 🙏 yesus goyta eyu. Eti nab kulu haki zmerh egziabhier ybarek. Bless you tedi hawey bruk.

  • @sabatsehaye4252
    @sabatsehaye4252 4 หลายเดือนก่อน +1

    Please Amlakey Kulu betesebey BETESE AMLEKE GHEBEREY❤❤❤ AMEN HALLELUJAH 🙏 ❤️

  • @wintagebremariam6754
    @wintagebremariam6754 4 หลายเดือนก่อน +1

    Goyta yibarek

  • @MisgeGere-uv5pf
    @MisgeGere-uv5pf 5 หลายเดือนก่อน +2

    Goyta ykber

  • @lulmahmoud
    @lulmahmoud 5 หลายเดือนก่อน +1

    Wowwww praise God srah Amlak dnki endyu seyy netom bhaqi zdelywo yrkebelom eyu Nbereket kun tedi hawey zebenka ylemlm

  • @ferwiniberhane3342
    @ferwiniberhane3342 4 หลายเดือนก่อน +2

    አሜን ሀሌሉያ

  • @edenaraya251
    @edenaraya251 4 หลายเดือนก่อน +1

    Xega yebzehalka tebarek

  • @MisgeGere-uv5pf
    @MisgeGere-uv5pf 5 หลายเดือนก่อน +1

    Srah amlak u ...egzabher ykber

  • @sarahaile6506
    @sarahaile6506 5 หลายเดือนก่อน +1

    Goyta yesus yibarikalka teddy hawey barkatina ❤❤❤❤

  • @josijosi1566
    @josijosi1566 4 หลายเดือนก่อน

    Woo ክብሪ ንጎይታ ኢግዛቢሀር ኣቦናን ኣምላክናን ነቶም ተሪፎም ዘለው ብጎይታ በየሱስ ስም ኢታ ሓቂ ክትፈልጥዋ ኢኩም ንሳውን ሓራአተውጽ ኣኩም ኢያ ተባሂሉ ከምዘሎ ኢታ ሓቂ ክፈልጥዋ መንገድካ ክፈልጡን ምድሓንካ ክሪ ኡ ምስትው ኣል ልቦም ክፈተሎም በየሱስ ስም ሜን ኣሜን ኣሜን የሱስ ጎይታ ኢዩ ኣሜን ኣመን ተባረክ ሃው ተዲ ብሃቂ ብሃቂ ጎይታ ይባርካን ጽጋ የብዝሓልካ ንስካ ብሩክ ኢካ መክልቲና ኢካ ተድ ተባረክ ምስ ሙላት ስድራካ

  • @user-hn6ts7wv3z
    @user-hn6ts7wv3z 4 หลายเดือนก่อน +1

    Amennnnnnn kebri n goyta❤

  • @Edengirmay291
    @Edengirmay291 4 หลายเดือนก่อน +1

    temsgen amlak❤❤❤❤❤

  • @sabatsehaye4252
    @sabatsehaye4252 4 หลายเดือนก่อน +1

    Amen hallelujah ❤️ THANKS LORD JESUS CHRIS YOU ARE ALFA OMG ❤️

  • @MahariTesfay-ip3er
    @MahariTesfay-ip3er 4 หลายเดือนก่อน

    Amen

  • @Pawloskidane-gh8cr
    @Pawloskidane-gh8cr 4 หลายเดือนก่อน +2

    Aseyyyy amen amen keberi ne goyta yesuse yekune

  • @user-yr2dg2uf8q
    @user-yr2dg2uf8q 4 หลายเดือนก่อน

    Amen kibri n goytanan medhaninan yesus kirstos

  • @selamtsegay2909
    @selamtsegay2909 4 หลายเดือนก่อน +1

    Halleluja

  • @user-up4xr9uy2h
    @user-up4xr9uy2h 4 หลายเดือนก่อน

    Waww❤❤❤

  • @qweryqwe7826
    @qweryqwe7826 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @fitsumhayle4581
    @fitsumhayle4581 4 หลายเดือนก่อน +1

  • @user-ne8lb2be4l
    @user-ne8lb2be4l 4 หลายเดือนก่อน

    👋👋

  • @sabatsehaye4252
    @sabatsehaye4252 4 หลายเดือนก่อน

    AMEN HALLELUJAH WOW AMAZING GOD ❤❤❤❤

  • @armandoarmando3365
    @armandoarmando3365 4 หลายเดือนก่อน

    Pls nay saul amxalna

  • @user-lb2ed4nm8x
    @user-lb2ed4nm8x 4 หลายเดือนก่อน

    Amen amen amen ❤❤❤

  • @RimonaTesfamariam
    @RimonaTesfamariam 5 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤

  • @user-lh5wo1qe7c
    @user-lh5wo1qe7c 5 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤

  • @user-tr2ee6rt9z
    @user-tr2ee6rt9z 4 หลายเดือนก่อน

    Jesus LORD

  • @ademnurhusen8971
    @ademnurhusen8971 4 หลายเดือนก่อน +1

    ደስ ዝብል ድራማ እንዳ ሃለሉያ ኬፍ ዘለኩም እምነት ጥቁላኩም

    • @FkroyKidane
      @FkroyKidane 4 หลายเดือนก่อน +3

      ትም ኢልካ ጥራይ ተማሃር ኣላህ ወኣክባር እንዳበልካ ኣብ 610 ዓ/ም ብመሃመድ ድተማህዘ ፖሊቲክ ክሳድ ፍጡራት ካብ ትበትኽ ሃለሉያ እንዳበልካ ምምስጋን ይሕሸካ።

    • @tsegayabraham2424
      @tsegayabraham2424 4 หลายเดือนก่อน

      ተባረኽ​@@FkroyKidane

  • @suzanyosief2481
    @suzanyosief2481 4 หลายเดือนก่อน +1

    Tedi hawna eza nay Amaniel Amox mskrnet nay mewedata kifala eba link sdedelna

  • @tutulgugul2659
    @tutulgugul2659 4 หลายเดือนก่อน +7

    መቸም እስልምና ንምጽላምን ንምኽፋእን አብዛ ዓለም ቡዙሕ አዝዩ ቡዙሕ ድራማታት ተሰሪሑን ይስራሕን ከምዘሎ ንፈልጥ ኢና፣ እቲ ዝገርም ድማ እስልምና ክንድዚ ዛአክል ተንኮልን ተሰሪሕዎ ክንሱ ግን ካአ አብ ዓለም ብፍጥነት ዝዓቢይ ዘሎ ሃይማኖት ሙኻኑ ንጸረ እስልምና ሕማም ርእሲ ኮይንዎም ምህላው እዩ።

    • @jamienuru4871
      @jamienuru4871 4 หลายเดือนก่อน +1

      Yes...... Habibi aytxlayo eti neslmna zgebrwo xeleme neti haqi kfelt blbu zdeli advertise eyu.... Neabnet ab France dhrti nresul Sela lahu aleyhi weselem nmxlam zserhuwo cartoon... Kndey dyu aslimu...... Abana gn eti xegem Nay semieka mmrmar lmdi yeblan....seb rebha zbeluna teqebilna mkad tray

    • @tutulgugul2659
      @tutulgugul2659 4 หลายเดือนก่อน +2

      @@jamienuru4871 እወ ብመልክዕ እቲ ድራማታት አንጻር እስልምና ዝስራሕ ተመሊሱ ሰባት ብሕልፊ ምዕራባውያን ናብ እስልምና ንኽምለሱ ዓቢይ ምኽኒያት ኮይንዎም እዩ ብሕልፊ አብዞም ዝሓለፍ 30 ዓመታት ንሙስሊሚን ንእስልንናን ናይ ሽብር ታርጋ ካብ ዝልጥፍሉ ብዘገር ኩነታት ምዕራባውያን ክርስትኖኦም ደርብዬም ናብ እስልምና ዝአትውሉ ዓመታት እዩ ኮይኑ እዚ ዝኾነሉ ምኽኒያት ካአ ብዝተፋላለዩ ሚድያታት ዝተፋላለዩ ናይ ሓሶት ድርማታትን ጠቐነታትን ምስ ሰምዑ እንታይ ዓይነት ሃይማኖት እዩ ብምባል ናብ ቁርአን ምንባብን ምምርማርን ንኽአትው ዓብይ ምኽኒያት ኮይንዎምስ እስልምና ብዓይኒ ዝተፋላለዩ ድራማታት ዝራአይዎን ዝሰምዕዎን ብዓይኒ ምንባብን ምምርማርን ዝረኸሽዎ ሓቂ ሰማይን መርየትን ኮይኑ ረኺቦሞስ ሎሚ አብ አሜሪካን አውሮጳን ክርስትኖኦም ደርብዬም እስልምና ዝቕበሉ ቆጺርካ ዝውዱአ አይኮኑን እዚ አብ ባይታ ዘሎ ሓቂ ባዕላቶም እቶም ጸረ ኢስላም ክነዝሑ ዝጸንሑ ምድያታቶም ከይፈተው እንዳግረምረሙ መስኪሮሞ እዬም ባዓል CNN

    • @tutulgugul2659
      @tutulgugul2659 4 หลายเดือนก่อน

      @@merhawirussom6275 አንታ ደንቆሮ ንነብስኻ እኳ ኢኻ ትጸርፍ ዘለኻ ማዓኮሩ ብማይ ዝሓጽብን ዘጽርን ዳአ ማዓስ ዓኾር ይርከቦ ኮይኑ ከማኻ ብእምኒ ወይ ብጋዜጣ ጥራሕ ዝማሶግ ግን ዶርሆ ዘምስሕ ዓኾር ስለዘርኮቦ እቲ ጨናዊ ማዓኮርካ ንስኻ ኢኻ ዓኮር ትባሃል ግን አበይ የእሙረኹም እሞ ክትፈልጥዎ ብጽልኢ እስልምናን ሙስሊሚን ሓጎልኩም አጸሚትኩሞ ዘለኹም

  • @h.a.b4265
    @h.a.b4265 4 หลายเดือนก่อน

    🙏❤️

  • @seyumberhane8314
    @seyumberhane8314 5 หลายเดือนก่อน

    Wawe amen amen

  • @user-ox8fp3lk7z
    @user-ox8fp3lk7z 4 หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏

  • @sarahaile6506
    @sarahaile6506 5 หลายเดือนก่อน +7

    Amennnnnnnnnn bihaki goyta ni zidelywo kereba eu misteratu yiglxelom yesus kirstos ni zelalam goyta eu hallelujah simu yibark ❤❤❤❤❤❤

  • @senaitweldeghiorgis3250
    @senaitweldeghiorgis3250 4 หลายเดือนก่อน

    Eway!! Kab sihtet nab sihtet endo emo Temelisu
    Nabta Qinieti Chritma gn Ayrekeban

  • @Erifreedom
    @Erifreedom 4 หลายเดือนก่อน

    🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @user-rs5in7qc4s
    @user-rs5in7qc4s 4 หลายเดือนก่อน

    الحمدلله على نعمة الاسلام

    • @debedaymilion
      @debedaymilion 3 หลายเดือนก่อน

      Islam killing Christian and juwif In Quran you anderstand about Islam I don’t how you
      Follow this stupid religion from devil you ride Quran the book of devil

  • @henosbrhane
    @henosbrhane 4 หลายเดือนก่อน

    Amean Amean Amean

  • @kidanesahlu8460
    @kidanesahlu8460 4 หลายเดือนก่อน

    المجد لك يارب يسواع المسيح

  • @lulmahmoud
    @lulmahmoud 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @zufanabrha8573
    @zufanabrha8573 5 หลายเดือนก่อน +1

    ንእግዚአብሔር ዝሰአኖ ነገር የለን 😢😢🙏🏽🙏🏽💗❤️💞💗❤️💞

  • @user-if6xw9bb8l
    @user-if6xw9bb8l 4 หลายเดือนก่อน

    እዛ ዘይተተርጎመት ቪድዮ እባ ሊንክ እንተልዩካ ስደደልና

  • @tirhashabrham2943
    @tirhashabrham2943 4 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ኣነስ ሓንቲ ነገር ክብል ምደለኹ ዝሓለፈ ወይ ዘትፈልጦ ዛንታ ክተዘንቱ ብጣዕሚ ቀሊል እዩ ዝቃወመካ ሰብውን የለን እንተኾነ ኣብ ህልው ነገራት ብዓይንና ንርእዮ ዘለና ብእዝንና ንሰምዖ ዘለና/ዘለኹም ግን ንምንታይ ዘይተምጽኡ። ኣይረኣኻዮ ኣይሰማዕካዮ ካልኦት ዝበሉኻ ምዝንታው ብጥዕሚ ቀሊል እዩ ምክንያቱ ዝቃወመካ ሰብ የለን ዝጸርፈካ ሰብ የለን።ናይብሓቂ ወንጌል ክትሰብኽ ኣብዝጀመርካሉ ግዜ ግን በዚ ኢኻ ትፈልጥ ጸርፊ ሕሜት ስደት ልክዕ ከም ሃዋርያት ኣብዘበናውን ብዙሓት ከምብዓል ነቢ ጆሹዋ ነቢ የማነ ዝኣመሰሉ ኩልና ወንጌል ንምስፋሕ ንጋደል ብዝያዳ ንርእዮን ንሰምዖን ዘለና እንተንምስክር ብዙሕ ምበለጸ ይመስለኒ ጎይታ ይባርካ።

    • @adiamge2803
      @adiamge2803 4 หลายเดือนก่อน

      Haqki tebareki

  • @user-lo6sv7vp3u
    @user-lo6sv7vp3u 4 หลายเดือนก่อน

    Jesus is Lord ❤❤❤

  • @Gunnersforever16459
    @Gunnersforever16459 4 หลายเดือนก่อน

    Ahhh 😂😂😂way haleluya kab hmak nab zkefe xbuk drama gn 😂😂😂😂 i love Jesus a.s ) but as a prophet❤❤❤

    • @daneilafewerki8244
      @daneilafewerki8244 4 หลายเดือนก่อน

      Kemzi zegatemo Seb alo tamundo dahar naka nebi kkewun ykul nuana Gn krustos eyu king off kings lord off lords Jesus kurays ❤❤❤❤

  • @awalkhair80
    @awalkhair80 4 หลายเดือนก่อน

    ብስነ ሓሳብ ክትምጉቶ ስለ ዘይተኻእለ ብኸምዚ ዓይነት ኣጸያፊ ድራምታት እንዳሰራሕካ እምነት እስልምና ንምጽላም ኢሉ ዝስራሕ ድራማታት ኢዮ ከይተወልደ ዝሞተ ፊልሚ ኢዮ.

  • @AbebaGhebrab
    @AbebaGhebrab 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲

  • @awalkhair80
    @awalkhair80 4 หลายเดือนก่อน +2

    እቲ ሐቀና ሀይማኖት እስልምና ኢዮ
    ብጸለመን ብሐሶት ዝስበኽ ሀይማኖ ኣይኮነን
    ውዱቅ ድራማ ኢዮ.

    • @ngsti277
      @ngsti277 4 หลายเดือนก่อน +2

      ሓቀኛ ምዃኑ መራጋገፂ የለን፡፡ነብይማሓመድ ናይሓሶት ነብይ እዩ ፡፡ክርስቶስ ምስተውለደ ድሕሪ600 ዓመት ዝመፀ ነብይ ክርስቶስ ኣተሰቀለን ዝበለ ነብይ ኮ እየ ምስ እየሱስ ሓብሮም ዝበለዑ ዝስትዩ ን3 ዓመት ምስ ክርስቶስ ዝነበሩ ዶ ንእመኖም ወይስ ድሕራ 600 ዓመት መፁዩ ቁራኣን ወርድልይ እሉ ብዘይምስክር ዝዛረብ ንእመን?? ነብይ ማሓመድ መፃሓፍ ይኹን ማንበብ ኣይክእልን እዩ፡፡ ናይ ፈጣሪ መልእክተኛ ማለት ኮ ከይተማሀረ ምንባብ ና ምፃሓፍ ይክእል እዩ ምክንያቱ በሓይሊ ኣምላኽ ስለዚ ቁራኣን ማለት ናይ ቃል ኣምላክ ኣይኮነን ፡፡

  • @user-bf6si6mf5f
    @user-bf6si6mf5f 4 หลายเดือนก่อน +3

    ነዛ ፊልሚ ጻዓዱ ደሪሶም ዝሰርሕዋ ንስኻ ካኣ ሓደ ከልል ዝባሃል ከም ዘኸስተነ ጌርካ ትነግረና ኣለኻ ክክክ ነቶም ካብ ፍልጠት ናጻ ዝኾነ ብጀካ ኣሜን ካልእ ዘይፈልጡ ክተታልሎም ትክእል ኢኻ ንዝፈልጡ ግን ተዋሶኦ ሙዃኑ ይፈልጡ ኢዮም 😂😂

  • @lemlemnegusse2934
    @lemlemnegusse2934 5 หลายเดือนก่อน

    ሻሎም

  • @user-dn9jf6jl4f
    @user-dn9jf6jl4f 4 หลายเดือนก่อน

    Kkkkkk xbuk grka aknbrkya

  • @EFRA1987
    @EFRA1987 4 หลายเดือนก่อน

    😂😂😂😂

  • @tutulgugul2659
    @tutulgugul2659 4 หลายเดือนก่อน +1

    ንምሳሌ ዞም አብዛ ተዋሶኦ ዝሰተፍ ዘለው ተዋሳእቲ ነቶም ወንጌላውያን ስብከቶም ጠጠው ንኸብሉ መጽሓፍ ቅዱስ ሓሶት ሙኻኑ ንምርዳእ ሓዱሽ መጽሓፍ ቅዱስ ክጽሕፍ ከምዘለዎም ይዛረቡ አለው፣ ናይ ባሓቂ ሙስሊሚን ወይ ውን ናይ ሓሶት ድርሰት እንዘይኮውን ኔሩ እቶም ሙስሊሚን ዝባሃሉ ዘለው ተዋሳእቲ ሓዱሽ መጽሓፍ ቅዱስ ምጽሓፍ አይመድለዬምን ኔሩ ከመይሲ ሓደ ቡቕዕ ፍልጠት ናይ እስልምና ዘለዎ ሙስሊም ነቲ ክርስቲያን ዝአምንሉ መጽሓፍ ቅዱስ አምቢቡ ንማንም ናይ ክርስቲያን ላቃውንቲ ኮፍ አቢሉ ክርስቲን ዝአምንዎን መጽሓፍ ቅዱስ ዝብሎን ፈጹሙ ዘይራኽብ ከምዝኾነ ንኸረዶኦም ብጣዕሚ ቀሊል እዩ፣ ሓዱሽ መጽሓፍ ምጽሓፍ ውን አይድልን እዩ፣ ንምሳሌ ኢየሱስ ሉኡኽ ናይ አምላኽ ዳአምበር ንሱ ባዕሉ አምላኽ ከምዘይኮነ መጽሓፍ ቅዱስ ዘራጋግጾ ሓቂ እዩ፣ ብተወሳኺ ውን እቲ ክርስቲያን ዲሒናሉ ኢና ዝብልዎ ናይ ኢየሱስ ናይ ሰለስተ ለይትን ሰለስተ ማዓልትን ስቕለት ሓሶት ሙኻኑን ኢየሱስ ንድሕነት ደቂ ሰባት ክብል ትፕስቒሉን ንስለስተ ማዓልትን ሰለስተ ለይትን አብ ቀብሪ ከምዘይገበረብ ፍጹም ሓሶት ሙኻኑን ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ክራጋገጽ ዝኽእል እዩ፣ ስለዚ ሓዱሽ መጽሓፍ ቅዱስ ዘጽሕፍ ውን አይነበሮምን ግን ድራማ መኻኑ ብቐሊሉ ማንም ክርዶኦ ይኽእል እዩ ግን ጸገም የለን እቲ ድራማ ይቐጽል እቲ ንኽጽላእ ተባሁሉ ዘሎ እስልምና ካአ አብዛ ዓለም ዝጸልኦ እንተጸልኦ ብመሓመድ መልእኸተኛና ጌርና ዝላአኽናዬ ቁርአን ልዕሊኩሉ ክኽውን ዝላአኽናዬ መጻሓፍ እዩ ከምዝበሎ አላህ ሎሚ አብ መላእ አሜሪካን አውሮጳን አፍሪቃን ከም ሮማዲ እንዳስፋሕፈሔ ብፍጥነት ይጓዓዝ ከምዘሎ ዓበይቲ ማዕከናት ዜናታት ዕልለምና የራጋግጾኦ አለዋ፣ ድራማ አይትስርሑ አይንብል እቲ ድራማ ይቐጽል

    • @abrhamgrmay
      @abrhamgrmay 4 หลายเดือนก่อน

      ሰላም ዝሓወይ ኣንቲ ትኣምኖ የክብረልካ ። ከም ሰብ ውን ኣብዛ ምድሪ ተሰማሚዕናን ተከባብርናን ክነብር ይደል ።እሞ ናብቲ ቀንዲ ሓሳባተይ ክኣቱ እታ ንሕና ንኣምና በዘይካ ክርስቶስ ብካልእ ድሕነት የለን ክርስቶም ንዓና ደቂ ሰባት ክብል ፍጹም ሰብ ፍጹም ኣምላክ ኮይኑ መጽዩ እቶም ብክርስቶስ ዝኣሙኑ ከኣ ናይ ዘለኣለማዊ ሂወት ክብና ነቶም በቲ ሓደ ወዲ ኣምላክ ዘይምእማኖም ከኣ ኩኑናት እዮም ስለዚ ካብ ክርስቶስ ወጻኢ ዘሎ ካብቲ ቅጥዓ ኣምላክ ኣይሞልቅን እዩ። መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ኢድካ እንተ ሓልዩ ብቅሉዕ መንፈስ ኣንብቦ ዝሓወይ ክርስቶስ ነቢ እዩ ነክብሮ ኢኩም ምሽ ትብሉ በል ክርስቶስ በኣይ እሙኑ እዩ ኢሉ።

    • @tutulgugul2659
      @tutulgugul2659 4 หลายเดือนก่อน

      @@abrhamgrmay ሰላም ኩበር ሓው ከምቲ ዝበልካዬ ተሳማሚዕናን ተኻባቢርና አብዛ ምድሪ ምምባር ጹቡቕ እንድዩ፣ ግን ብተግባር ዳአምበር ብዘረባ ክኽውን የብሉን ከመይሲ ብናይ ሓሶት ድራማታት ንሓደ ሃይማኖት ወይ አመንቲ ከም አሸበርትን ናይ ሽብር ሃይማኖት ተኸተልትን ጌርካ ምቕራብ ግን ነቲ ተኻባቢርካ ምንባር ዘፍርስ ዳአምበር ዘካባብር አይመስለንን፣ ሓደ ሰብ ብሃይማኖቱ ዝተአማመን እንተኾይኑ ማለት እቲ እሱ ሒዝዎ ዘሎ ሃይማኖት ናይ ድሕነት መንገዲ ሙኻኑ ዝተአማመን እንተኾይኑ ዝተአማመን ጥራሕ ዘይኮነስ ቡቑዕ መራጋገጺ ሒዙ ንኻሎኦ ናብቲ ንሱ ቁኑዕ ዝብሎ ክሰብኽ ጉቡኡን መሰልን እዩ፣ ምቕባልን ምንጻግን ካአ ናይዝኾነ ሰብ መሰል እዩ፣ ነዚ አሚና ካብ ብናይ ሓሶት ድራማታት ጌርና ንሰባትን ሃይማኖቶምን ንወቅስ እቲ ቁኑዕ ንብሎ ሃይማኖት መርቶዖታቱ ሒዝና ምስባኽ ማሓሸ ምበልኩ አነስ፣
      ናብቲ ቁምነገር ክንምለስ ብዛዕባ ክርስቶስ ፍጹም ሰብ ፍጹም አምላኽ ሙኻኑ ገሊጽካ አለኻ እዝ ግን ምስቲ አምላኽ ፈጺሙ ንሰብ ከንዘይ መስልን ከምዘይ ይላዋወጥን ዝጠቅስ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ጥቕሲ አይጻረርን'ዶ ትብል? ምኽኒያቱ መጽሓፍ ቅዱስ ከምዘምበብኩዎ እንተኾይኑ አምላኽ ከይጋገስ ወድሰብ አይኮነን ዝብል ጥቕሲ አሎ፣ አብ ካልእ ጥቕሲ ውን አምላኽ ንወድሰብ ከምዘይ መስልን ንዑኡ ዝማሳሰል ከምዘየለን ከምዘይላዋወጥን ዝገልጽ ጥቕሲ ውን አሎ፣ ዳሕራይ ካአ ክርስቶስ አምላኽዶስ ወይስ ወዲ አአምላኽ? አብዚ ዘለካ መርገጺ ወይ ውን ዘለካ እምነት እስኪ ግለጸለይ

    • @bestfans
      @bestfans 4 หลายเดือนก่อน

      @@tutulgugul2659 ብዙሕ ምበልኩ ኣብዚ ገሊጸ ክውድኦ ስለ ዘይክእል Zakaria Butros ኢልካ search ግበር። ብዛዕባ ክርስትናን ምስልምናን ጽቡቅ ጌሩ ከረድኣካኣዩ።
      ብተወሳኺ ኣቀዲመ ንካክኦት መሊሰሎም ዝጸናሕኩ ናባኻ ከብላ።
      ሞስሊም ከም ሰብ መጠን የፍቅሮምን የኽብሮምንየ። ኣዕሩኽ'ውን ኣለዉኒ። ግን ክርደኣካ ዘለዎ ምስልምና ናይ ኣንጻርነት ሃይማኖትዩ። ጸረ ክርስትና ፖሎቲካዊ ምንቅስቃስዩ። ሓደ ባንዴራ፣ ሓደ ኡማህ (ዓለማዊ ጥርናፈ)፣ ሓደ ቋንቋ (ዓረብ) ዘለዎ ብሽፋን ሃይማኖት ዝኸይድ ስራሕ ጸላኢ ሰናያትዩ። ንስኻ ዝተዓራረየ ምስልምና ኢኻ ትስዕብ ዘለካ። መጽሓፍካ ገንጺልካ ኣንብቦ። ነዚ ዝስዕብ ኣብ መጽሓፍካ ምስ ረኸብካ ክስወጠካዩ፥
      1. ኣላህ፣ ሰባት ይኹኑ መላእኽቲ ከም ቁርዓን ክጽሕፉ ኣይክሉንዮም እናበለ ሙሓመድ ግን ሱራህ ኣል ጂን ኮፍ ኣቢልዋ። ዝርርብ ኣጋንንቲ ኣብ ቅድሚ ኣላህ ቁምነገር ስለ ዝተረኽቦስ ክፋል ቁርኣን ኮይኑ። ብሓቂ ቁርዓን ቃል ኣምላኽ ኢልካ ትሓስብ ተለኻ፣ ተበራበር ነብስኻ ኣይተዕሹ። (ሱራህ ኣል ጂን)
      2. ሙሓመድ ጓል 6 ዓመት ዓይሻ ባንቡላን፣ ሰለልን እንዳ ተጻወተት ተመርዒዋን ምስኣ ብግብሪ ስጋ ተራኺቡ። ብዝኾነ መመኽነይታ ክትሽፍኖ ኣይትኽእልን ኢኻ! (ሳሒሕ ሙስሊም 1422)
      3. ሙሓመድ ኣብ ሓደ ለይቲ ምስ ትሽዓተ (9ተ) ኣንስቱ ስጋዊ ርክብ ፈጺሙ። ዝገርም ኣብ ኣብ መንጎ ጾታዊ ኣካሉ ኣይሕጸብንዩ ኔሩ። ኑዕመባ ብሰንኺ ናይ ሙሓማድ ኣተሓሳስባ ነብስኹም ናብ ዝተሓተ ደረጃ ኣይተውርድዋ። (ሳሒሕ ቡኻሪ 5215)
      4. ሓደ መዓልቲ ኣብ ደገ ሰበይቲ ምስ ረኣየ ስምዒቱ ስለ ዝመጾ፣ ናብ ገዝኡ ከይዱ ኣብ ዕዮ ገዛ ምስ ዝነበረት ዘይነብ ሰበይቱ ርክብ ፈጹሙ። ነቶም ሰዓብቱ ከኣ ከምኡ ክገብሩ ምሂርዎም። ስምዒትካ ምቁጽጻር ዝበሃል የለን። እንታይ ዓይነት ሰብዩ ከምዚ ዝገብር፧ (ሳሒሕ ሙስሊም 1403)
      እግዚኣብሔር ዓይነ ልቦናኻ የብረሃልካ።

    • @tutulgugul2659
      @tutulgugul2659 4 หลายเดือนก่อน

      @@abrhamgrmay መልሲ የለን፣ አብ ኢየሱስ ዘለኩም መርገጺ ወይ እምነት እኳ ከተነጽረ ዘይካአልኩም ማለት ንኢየሱስ ሓንሳብ አምላኽ ትብልዎ ሓንሳብ ካአ ወዲ አምላኽ ትብልዎ ዝገርም እዩ፣ናትኩም ነገር ነዚ ከተንጽሩ ዘይካአልኩም ብዛዕባ እስልምናን ሙስሊሚን ምዝራብኩን እዩ ዘዛርበና ዘሎ እምበር

    • @tutulgugul2659
      @tutulgugul2659 4 หลายเดือนก่อน

      ፍጹም ሰብ ፍጹም አምላኽ ዝብል አብ መጽሓፍ ቅዱስ ደሊኻ ዘይርከብ ጥቕሲ ሕዝካ ዕንክሊል ምባል ድሕነት ክርብ ዘይ ሕሰብ ዘበት እዩ ንዑኡ ዳአ ናብቲ ሰማይን መርየትን እንከላይ ንኢየሱስ ዝፈጠረ ንኹሉ ዓለም ዝፈጠረ ሓያል አምላኽ ተመለሱ ድሕነት ክትረኽቡ እንተደሊኹም

  • @israelloveisraellove125
    @israelloveisraellove125 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @user-up4xr9uy2h
    @user-up4xr9uy2h 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @mikalbrhane5757
    @mikalbrhane5757 4 หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏

  • @awelkernuru5077
    @awelkernuru5077 4 หลายเดือนก่อน +3

    መቸም እስልምና ንምጽላምን ንምኽፋእን አብዛ ዓለም ቡዙሕ አዝዩ ቡዙሕ ድራማታት ተሰሪሑን ይስራሕን ከምዘሎ ንፈልጥ ኢና፣ እቲ ዝገርም ድማ እስልምና ክንድዚ ዛአክል ተንኮልን ተሰሪሕዎ ክንሱ ግን ካአ አብ ዓለም ብፍጥነት ዝዓቢይ ዘሎ ሃይማኖት ሙኻኑ ንጸረ እስልምና ሕማም ርእሲ ኮይንዎም ምህላው እዩ።

    • @atranos2198
      @atranos2198 4 หลายเดือนก่อน +4

      ከመይ ቢሉ ክዓቢ ። 10 ኣንስቲ እናእተኹም ንክርስትና ከርክቦ ኣይከኣለን።

    • @user-oj5kx9gp6h
      @user-oj5kx9gp6h 4 หลายเดือนก่อน

      Amen Amen Amen xebuk mesekerenet .

    • @bestfans
      @bestfans 4 หลายเดือนก่อน +3

      ሞስሊም ከም ሰብ መጠን የፍቅሮምን የኽብሮምንየ። ኣዕሩኽ'ውን ኣለዉኒ። ግን ክርደኣካ ዘለዎ ምስልምና ናይ ኣንጻርነት ሃይማኖትዩ። ጸረ ክርስትና ፖሎቲካዊ ምንቅስቃስዩ። ሓደ ባንዴራ፣ ሓደ ኡማህ (ዓለማዊ ጥርናፈ)፣ ሓደ ቋንቋ (ዓረብ) ዘለዎ ብሽፋን ሃይማኖት ዝኸይድ ስራሕ ጸላኢ ሰናያትዩ። ንስኻ ዝተዓራረየ ምስልምና ኢኻ ትስዕብ ዘለካ። መጽሓፍካ ገንጺልካ ኣንብቦ። ነዚ ዝስዕብ ኣብ መጽሓፍካ ምስ ረኸብካ ክስወጠካዩ፥
      1. ኣላህ፣ ሰባት ይኹኑ መላእኽቲ ከም ቁርዓን ክጽሕፉ ኣይክሉንዮም እናበለ ሙሓመድ ግን ሱራህ ኣል ጂን ኮፍ ኣቢልዋ። ዝርርብ ኣጋንንቲ ኣብ ቅድሚ ኣላህ ቁምነገር ስለ ዝተረኽቦስ ክፋል ቁርኣን ኮይኑ። ብሓቂ ቁርዓን ቃል ኣምላኽ ኢልካ ትሓስብ ተለኻ፣ ተበራበር ነብስኻ ኣይተዕሹ። (ሱራህ ኣል ጂን)
      2. ሙሓመድ ጓል 6 ዓመት ዓይሻ ባንቡላን፣ ሰለልን እንዳ ተጻወተት ተመርዒዋን ምስኣ ብግብሪ ስጋ ተራኺቢ። ብዝኾነ መመኽነይታ ክትሽፍኖ ኣይትኽእልን ኢኻ! (ሳሒሕ ሙስሊም 1422)
      3. ሙሓመድ ኣብ ሓደ ለይቲ ምስ ትሽዓተ (9ተ) ኣንስቱ ስጋዊ ርክብ ፈጺሙ። ዝገርም ኣብ ኣብ መንጎ ጾታዊ ኣካሉ ኣይሕጸብንዩ ኔሩ። ኑዕመባ ብሰንኺ ናይ ሙሓማድ ኣተሓሳስባ ነብስኹም ናብ ዝተሓተ ደረጃ ኣይተውርድዋ። (ሳሒሕ ቡኻሪ 5215)
      4. ሓደ መዓልቲ ኣብ ደገ ሰበይቲ ምስ ረኣየ ስምዒቱ ስለ ዝመጾ፣ ናብ ገዝኡ ከይዱ ኣብ ዕዮ ገዛ ምስ ዝነበረት ዘይነብ ሰበይቲ ርክብ ፈጹሙ። ነቶም ሰዓብቱ ከኣ ከምኡ ክገብሩ ምሂርዎም። ስምዒትካ ምቁጽጻር ዝበሃል የለን። እንታይ ዓይነት ሰብዩ ከምዚ ዝገብር፧ (ሳሒሕ ሙስሊም 1403)
      ብዙሕ ብዙሕ ካልእ ኣሎ። Zakaria Butros Islam ኢልካ ኣብ ኢንተርነት ድለዮ።
      እግዚኣብሔር ዓይነ ልቦናኻ የብረሃልካ።

  • @GodlovesS3
    @GodlovesS3 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤