New Eritrean comedy tesfu brhane ተላኢኸ'የ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 25 ส.ค. 2024
  • official comedian Tesfu Brhane TH-cam channel. I have a big dream. Let our country's comedy grow and gain international recognition. I am your brother Tesfu. Subscribe to my channel.
    ናይ ኮሜድያን ተስፉ ወግዓዊት ቻነል እያ። ኩሉኹም ኣሕዋት ብሉጽ ስራሕ ንኸቕርበልና ሳብስክራይብ ላይክ ኮመንት ብምግባር ንዕብዮ። የቐንየልና!
    !!
    share, like, comment and subscribe
    @bilenentertainment
    #eritrea #tigray #ethiopia #eritreamovie #neshneshtv
    #tigraymusic #eritreamusic #adiamsibhatu #dehay_tv
    #mahderna #dehay_tv #gereja #gereemun #76A0D7
    #millenhailu #hdmonanebarit #tefetawitalkshow
    #jstudio #mestyatbetna #lultedros #freselammussie
    #rigattekle #adiamsibhatu #abiyahmed
    #drdebabratasen #debretsiongebremichae
    #getachawreda #zenatigrigna #eritreamovie

ความคิดเห็น • 817

  • @nati-tewelde
    @nati-tewelde 4 หลายเดือนก่อน +70

    ሓደ ሓቂ ክዛረብ ብኸምዝን ከምዝን ጉዳይ ጭንቀት ገረ ተስፉ ከኣ ምቅራብ ኣቢኒ ነብሰይ ኣጥፊአ እለኹ ኢላ ተትጽሕፍ ንተፉ ኩሉ ሰብ ምሓመዮ ምሓተቶ ስለዚ ተፉ ሓዎና ኸኣ እታ ክትገብራ ትኽል ገርካ ፈጣሪ ግርህናኻ የርኣየልካ

  • @tewieschanel6242
    @tewieschanel6242 4 หลายเดือนก่อน +20

    ❤ ብጣዕሚ ጽቡቅ እካ ገርካ ተፉ ሓወይ፡ ን ገባሪ ክፉእ ካኣ ወይልኡ😢።

  • @banatekl1439
    @banatekl1439 4 หลายเดือนก่อน +3

    ክቡር ሓውና ግርህነትካ ይርኣየልካ ፈጣሪ ሰብ ኣፉ ዝሃቦ ክዛረብ ይኽእል እዩ ❤❤❤❤።

  • @user-uy8vh5iz5h
    @user-uy8vh5iz5h 4 หลายเดือนก่อน +57

    ምቅራብካ ጌጋ ኣይኮነን ሓቅነቱ ጥራይ ኣረጋግጽ ዘረባ ሓደ ርኢካ ዘይምፍራድ ።ኣጆካ

  • @Lalila2384
    @Lalila2384 4 หลายเดือนก่อน +12

    ኣብ ኺናት ዘይወዓለ በሊሕ አዩ ነገሩ ኣብ ሰዓትካ ክትገብሮ ዝግበኣካ ገርካ ❤።

  • @user-mz2fp7nd3f
    @user-mz2fp7nd3f 4 หลายเดือนก่อน +32

    ኣጆካ ተፉ ሃወይ ኣምላክ ምሳካ ይኩን

  • @habtetareke9215
    @habtetareke9215 4 หลายเดือนก่อน +10

    ተስፉ ሓውና እታ ሓንቲ ጸገምካ ናታ ጥራይ ሰሚዕካ ምውሳንካ ኢዩ' ዘረባ ክልተ ከይሰማዕካ ኣይትፍረድ ከምዝባሃል እቲ ባዓል ቤታ ክትረኽቦ ዘይምፍታንካ ኮይኑ ይስማዓኒ።ከምዚ ኢልካ መልሲ ምሃብካ ግን ተባዕ ውሳነ ኢዩ።ኣጆኽ ንሕማቕ ካኣ ብሕማቕ ከይትምልስ ከምዘለኻዮ ብልቦና ክትስዕር ኣምላኽ ይሓግዝካ።

    • @BrhaneMehari-lo9qw
      @BrhaneMehari-lo9qw 4 หลายเดือนก่อน

      ቕድሚ ምውሳኑ አኮ ፋሚሊ ናታ ክረክብ ፈቲኑ አዩ ኩሎም ቴሊ ብቅባል ኣብዮሞም ሰለዚ ንሱ ኩሉ ዝግቡኦ አዩ ጌሩ ሰለዚ ብድሕሪ አዚ ኣብቲ ናታ ውሳነ ኣትዩ መተዌኡ ምክንያት ካ ነሳ ነብሳ ከይተትፈ ዝብል አዩ ድሓር ካ ንምንታይ በዛ ሓንቲ ፍጻመ ንፈርዶ ብናይ ባል ተስፉ መንገዲ ክንደይ ይሕዋትና ረዳኢ ክረኽቡ ጌሮም አዮም በጃኩም ብማዕዶ ኣይንፍረድ ይሕዋተይ ። ተስፉ ሓውና በዚ ኩነታት ኣይተጸሎ ኩሉ አትገብሮ ናይሃገዝ ዝደልዩ ብዝልዓለ ቀጽሎ

    • @salihahmad9050
      @salihahmad9050 4 หลายเดือนก่อน

      aytigage habibi

  • @EsromWelye
    @EsromWelye 4 หลายเดือนก่อน +1

    ጽቡቅ ጌርካ ተፉ ሓወይ ናይ መን ድኣ ክትወስድ ወዲ ኤረይ ጅግና እንዲኻ🎉❤🎉❤🎉❤

  • @jerryjery1201
    @jerryjery1201 4 หลายเดือนก่อน +9

    Yeah, you did a great job! No more throwing things under table. People has to know and aware of those women who suffer a lot inside.

  • @Recovery6330
    @Recovery6330 4 หลายเดือนก่อน +8

    ኣጆኻ ተፉ ሐወይ እግዝኣብሄር
    ይሓግዝካ ኣብ ሂወት ፈተና ኣሎ ስለዚ
    ኣጆኻ በርትዕ ❤❤❤❤❤

  • @azebnegasie7911
    @azebnegasie7911 4 หลายเดือนก่อน +5

    Bejekakum higi ewin AGEB AGEB AGEB NEBARI HIWET seb Aitebalashwu. Selamu habuwo EZI HIZBI SELAMU HABUWO HABUNA. Higi ewin zerebaka thisto yeblun zerebaka ‼️🇪🇷🤗🇪🇷

  • @Wegawi_8
    @Wegawi_8 4 หลายเดือนก่อน +2

    Ajoka zhawey nska welahanti gega yblkan mexatka eber aykedkayan, nska nkthgza eka fetinka. we love you bro!!

  • @SR-gh5rj
    @SR-gh5rj 4 หลายเดือนก่อน +3

    Tefu u are Amsizing brother ,wise,smart ,clever,good person by nature, i liked u always ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MokaMoka-nv8ls
    @MokaMoka-nv8ls 3 หลายเดือนก่อน

    Xbuk eka girka tefu hawey mearey you're so sweet

  • @Sami12536
    @Sami12536 4 หลายเดือนก่อน +1

    ተስፉ ሓወይ ቆጽሎ ሰብ አይቲ ስማዕ❤

  • @user-iz3mc9dv4o
    @user-iz3mc9dv4o หลายเดือนก่อน

    ንፍዕ እግዚኣብሄር ይሓግዝካ

  • @tesfieboy2145
    @tesfieboy2145 4 หลายเดือนก่อน +1

    Ajoka seb bzuh zuzareb gden ,gn melebemi zkoneka zygage hade fetari, ajoka ❤❤❤❤

  • @elsahagos1792
    @elsahagos1792 4 หลายเดือนก่อน +1

    ኣጆኻ ጽቡቅ ግበር ንመን ንማንም ❤️❤️

  • @gualdengelmariam2364
    @gualdengelmariam2364 4 หลายเดือนก่อน +32

    ከምዚ ዓይነት ነገራት ኣገልግሎት ንእግዚኣብሄር እዩ ።እግዚኣብሄር ክተገልግል እንተኾይንካ ኸኣ ንፈተና ድልው ምዃን ።

  • @Natan0755
    @Natan0755 4 หลายเดือนก่อน +4

    ብጣዓሚ ጽቡቅ ኢካ ገይርካ ቀጽሎ ጥራይ እቶም ከም ሓስውን ብገንዘብ ዝሰድዐ ዝቆጽሩካ ነታ ሓቂ ክትዓብጦ ስለ ዘይከኣልካ እዮም ንስካ ተጓዓዝ እቲ ከልቢ ይንባዕ ❤

    • @Hananshum
      @Hananshum 4 หลายเดือนก่อน

      entay tfelto haqi aleka kndzi halewlo tbl

  • @asterfessahye4602
    @asterfessahye4602 4 หลายเดือนก่อน +7

    ስማዕ እንዶ እዛ ሓወይ አቅሪብካ ከ እንታይ መፍትሒ ረኪባ ቡዙሕ አይቀባጥር ጌጋ ጌረ ኢልካ ወድኣያ ዓቢ ጌጋ ኢካ ጌርካ አይባህልናን እዚ ጽያፍ ስራሕ ንሳ ግን ሓሳዊት ፍንፍንቲ ረሳሕ እያ ጎሓፍ ኢለያ አለኩ ንስካውን ሕብረተሰብ ከተክፍእ ዝገበርካዮ እዩ ዝመስል ይመስል ግን ጌጋካ ጥራይ እመን

    • @Seam20-24
      @Seam20-24 4 หลายเดือนก่อน +2

      ወላ ሕማቕ ከምዝገበረት ርዱእ እንተኾነ ፡ ንስኺ ወይ ንስኻ ግና ኣፍካ ጽቡቕ ምብላዕ ካብ ብሃግካሉ ከመይ ክትራገመሉን ክትጻረፈሉ ደስ ዝብለካ/ኪ ዓገብ ጸርፊ ፍቓድ ኣምላኽ ኣይኮነን ተባረኽ/ኺ

  • @user-yz1up8ih7u
    @user-yz1up8ih7u 4 หลายเดือนก่อน +3

    Ajaka tesfu hawey amlak msaka ykun kulu nixibkka eu❤❤❤❤

  • @mesfenhabtom6789
    @mesfenhabtom6789 4 หลายเดือนก่อน +1

    Tefu des eyu zbleni kulu medebatka netom zxarefu kea wuhudat eyom aytgedeselom ❤❤❤

  • @luwamtekletekle5564
    @luwamtekletekle5564 4 หลายเดือนก่อน

    ተስፉ ሓውና እቲ ጉዳይ እኮ ከቢድ እንተኮነ መን እዩ እቲ ጌጋ መን እዩ ሓቀኛ ንሕና ኣይኮናን ንፈርድ ምክንያቱ እቲ ፍርዲ ናይ እግዝኣብሄር ኣምላክ እዩ
    ንሳካ ዝገበርካዮ ጌጋ ኣይኮነንን ምክንያቱ ሂወታ ይሕሊፋ እንተትከውን ናይ ሕልና ቅሳነት ኣይምፈጠረልካን ስለዚ ኣጆካ እንተ ሕጂ ብከምዚ ምምጻእካ ጽቡቅ እንተኮነ ነቶም ሰባት ማለት ንሰብኣያ ክትዘራረብ እንተትኽእል ጽቡቅ ምበልኩ ❤❤❤

  • @mhaymanot1290
    @mhaymanot1290 4 หลายเดือนก่อน +1

    You did the right thing for assisting her voice to be heard, because that’s what she asked you to do. So in my view you did it well, so you should not worry about it, and I hope she finds peace in her life.

  • @shikorinagoaleri9277
    @shikorinagoaleri9277 4 หลายเดือนก่อน +1

    You did great job Tefu , forget about heaters. Am glad she is safe ❤ and I hope she feels better now

  • @muhammadibrahim2022
    @muhammadibrahim2022 4 หลายเดือนก่อน +1

    መጀመሪታ ሰለምኩም ይብዛሕ ብምቕጻል ነሰኻን መሳሪሕትኻን ኣብ ስራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦ ኣብ ህይወትኩም ድማ ሙሉኡ ጥዕና ይምነየልኩም ብምቕጻል
    ፍጥና ሰብን እዝጊን ምሰማዕ ስእኖምኒ ክትብላካ ኸላ ሰለምንታይ እንታይ ሰለዞኾነት ንምንታይከ ሰባያን ሰባን ደቃን ገደፋ ንበይና ከትነብር ወሰነት ቡዙሕ ነገራት ክትማዛዚን መኻኣልካ ምኽንያቱ ካብ ሰብ ተፈልዬ ዘነበረ ሰብ ቀልጥፊ እልካ ከትፈረዶ ገጋ እዬ ምሰላ ናይ ዓበይቲ ኣብ ዓደና ሰለሰተ ሰባት ሪሲኻ የለን ተእንተ እሎምካ ሃሳሰ ቦሎ ይባሃል ሕጂ ኣብ ዘገደዴ ደቃን ቤተሰባን ይምሰክሩላ ኣሎ ሰለዚ መሊሳ ጽልእን ክረሕሕምት ከትዘርእ ተዘይኮይኑ መፈተሒ ኣይረኸበትን ራቢ ምሳኣ ዬኹን

  • @aibuyodit6749
    @aibuyodit6749 4 หลายเดือนก่อน +3

    Hasawiii 😂😂😂

  • @user-eq9xz2vn4x
    @user-eq9xz2vn4x 4 หลายเดือนก่อน +2

    Anes entay hasab mexeni btami ena hmaki zelena keyfeletna nferdi ajoka kubur hawey dhar dima kmt bahri snetbebawit Abraham afwerki zbelo hlna nay wshit hgi eyu zbelo nsika dima hlinaka eyu azizka so nwshitka teray terediayo ajoka bro ❤❤❤❤❤❤

  • @selamgebrehiwet
    @selamgebrehiwet 4 หลายเดือนก่อน

    ኣጀኻ ዝሓወይ ኣብታ ህምት እቲኣ ሂወት ኣድሒነ ኢልካ ካብ ሕልናኻ ምዕጋብ ዝዓቢ የለን እዩ እም ኣጀኻ ግርህናኻ ይርኣየልካ ኣምላክ❤❤❤❤❤

  • @eritreafirst7329
    @eritreafirst7329 4 หลายเดือนก่อน +2

    Admen tanan yhabka tefu hawna b hlna mnbar nay eritrawian bahli yu kexil 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @WediBashay-gj3vs
    @WediBashay-gj3vs 4 หลายเดือนก่อน

    ተሰፉ ሓወይ ናይ ሕልና ስራሕ ኢካ ሰሪሕካ እግዚኣብሄር ከሰንየካ ኢዩ ናይ ሰብ ሙሉእ አይኮን ኩሉ ጽቡቅ አይትጸበ።

  • @user-rh6il1iy6w
    @user-rh6il1iy6w 4 หลายเดือนก่อน +1

    Btaemi sebay bhaki ajoka skf aybelka seb akmu u zgeber zhawey knenaka egzaebher krielka u bhaki bzaeba nayfatma ka baela eya thtetelu nnebsa hadera kbleka gn nska ezi senay tegbarke bezi keytenkef zhawey kbleka ydeli bezi agatami ka eti nska etnetfo kulu azye eye zketatelo fish tray bel fshkta u zmhrelka thanks zhawey❤❤❤

  • @user-ls3li8tz5j
    @user-ls3li8tz5j 4 หลายเดือนก่อน +1

    ጽቡቅ ኣለኻ ተፉ እንቃዕ ገበርካላ

  • @DestaAtsbeha
    @DestaAtsbeha 4 หลายเดือนก่อน +2

    ኑፉዕ አዛአብሄር ይሐግዝኻ

  • @seniorthodoxorthodoxnzelae245
    @seniorthodoxorthodoxnzelae245 4 หลายเดือนก่อน +1

    Tesfu hawna gerhi wey lwah mkan lomi btaemi eu zgodaka egziabhier nkulatna lbona yhabena

  • @user-bi3cp2kg2e
    @user-bi3cp2kg2e 4 หลายเดือนก่อน +7

    ጽቡቕ ኢኻ ወሲንካ ተፉ ሓወይ 🥰🇪🇷🇪🇷🥰

  • @user-lf5xx6pj8z
    @user-lf5xx6pj8z 3 หลายเดือนก่อน

    👑👑👑👑👑 Nsika ❤❤ Amelake Ab kelo tekedo Mengadie Msake yekone ❤ god bless you 😇

  • @senafe90
    @senafe90 4 หลายเดือนก่อน +17

    ተፈ ዘረበኻ ብቅንዕና ኢዩ ዝሮድኦ

  • @KeliKelifa
    @KeliKelifa 4 หลายเดือนก่อน +2

    Mizan kibdetu ab bota adeka gerka kitrieyo neruka

  • @user-dt1bt2tx4o
    @user-dt1bt2tx4o 4 หลายเดือนก่อน +4

    እታ ናትካ ጌጋ ናብ ስብኣያን የሕዋታን ተሎፎን ግድን ክትፍትን ኔርካ ከም ናታይ ሓሳብ ቶፎ ሓወይ ኣጆካ ጥራይ ስራሕካ ኣይተቃርጽ ሓፍትና ከኣ ብፍላጥ ኣይኮነትን ጭንቅት ገለ ጸገም ኣለዋበር ደቃ ክትጉሕፍ ደኣ ከቢድ ዩ

  • @user-ol2gk8ll6b
    @user-ol2gk8ll6b 4 หลายเดือนก่อน +1

    ተፉ ሓወይ ሰላምካ ይብዛሕ ናይ ለባማት ኢኻ ግርሒካ ጹቡቅ ግበር ንማንም እኮ ዝበሃል❤❤❤

  • @HumadshumMohammed
    @HumadshumMohammed 4 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you tefu xubuq ika gerka haqi yikun hasot qunu iu zigeberkayo seb sile zikonka
    Itom misli sebat telabisom seb zimeslu zey seb bom aytigedes ❤

  • @anbesajerkefela1350
    @anbesajerkefela1350 4 หลายเดือนก่อน +5

    ኣየ ተስፋ ኣዝማሪኖ ዉዑይ ዜና ረኺበ ኢልካ እምበር ። ክንደይ በረኻ ዉግእ ኣገልግሎት ሪኢካስ ወዲ 45 ዓመት ናይ ሕብረተሰብና ባህሊ ክብሪ ተፊእካ። ኣቦይን ኣደይን የሕዋተይን ኣይፈልጦምን ከም ምባል እዩ። ኣምላኽ ሊኢኽካ ተዝኸዉን ኣይምተዋረድካን። መምህር ክትከዉን ዝግብኣካ መምሃሪ ኮንካ።

  • @zewditesfatsin7114
    @zewditesfatsin7114 4 หลายเดือนก่อน +1

    ajoka dehan dehar kia kulu ziria abzi media kulu ykbelo nhasabka malet aykonen beye Aynu seb eu zelo tebarek

  • @alemtesfay6008
    @alemtesfay6008 4 หลายเดือนก่อน

    ❤🎉❤❤❤❤kbrat yhbka egzabhr 🎉

  • @maraseltan7010
    @maraseltan7010 4 หลายเดือนก่อน

    ጹብቅ ኣለኻ ናሳ በዓላ ገልጻቶ ኢያ

  • @gebruberhe
    @gebruberhe 4 หลายเดือนก่อน

    ሰብ ዝበል ይበል ጽቡቅ ኢኻ ገይርኻ

  • @filmon8997
    @filmon8997 4 หลายเดือนก่อน +1

    You did the right thing bro, I can see how much humble ❤❤❤❤❤ Keep it up ❤

  • @welduberhe7353
    @welduberhe7353 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤ ኣጆካ ሕማቅ ንርእሱ ጽቡቅ ንርእሱ እዩ🎉🎉🎉 ተስፍየ ሓወይ🎉🎉🎉❤❤❤

  • @samuelaraya6636
    @samuelaraya6636 4 หลายเดือนก่อน +1

    Fetene ika rekibka eti nxuh lbonaka zheberkayo tebarek xibuq girrla gelixkayo we love you Tesfu hawey

  • @user-gd4ym6jt3j
    @user-gd4ym6jt3j 4 หลายเดือนก่อน +1

    ኣጆካ ተፋ ኣምላክ ኣሎ

  • @Bahrenegstatenterteiment
    @Bahrenegstatenterteiment 4 หลายเดือนก่อน +1

    Ajoka hade hade sebat alewu neseb mehgaz behmaq zerdewo ❤❤❤❤❤

  • @segentv356
    @segentv356 4 หลายเดือนก่อน +2

    🙏🙏🙏🙏🙏tefu love❤❤❤❤

  • @mussiekaleab4429
    @mussiekaleab4429 4 หลายเดือนก่อน +1

    Enqa semakya shigra hqai gin bzeka hade amlakin etom gebertun zfelto yeblun ajoka qexlo❤❤❤❤

  • @user-zx2ud6kb2e
    @user-zx2ud6kb2e 4 หลายเดือนก่อน +1

    Ajoka eti xbuq zgeberkayo beamlk ktrekbo eka nay seb hmeta aytgedeselu❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-dp6vj9qw8y
    @user-dp6vj9qw8y 4 หลายเดือนก่อน +2

    ተፉ ዓቢ ጌጋ ኢኻ ተጋጊኻ: መጀመሪያ አብ ሕብረተሰብና ዘየሎ ኢኻ ብዘይ ዝኮነ መጽናዕቲ አብ media ዘርጊሕካዮ:: ኩሉ ሰብ ኢኻ ተንኪፍካ ስድራቤት ብዓቢኡ ካኣ ሕብረተሰብ ኮሙኡ ኢልካ ሀገር ተናኪፍካ:: I hope ንድሕሪ ሕጂ ተማሀረሉ ኮሙኡ እውን ናይ journalist ethics ውሰድ:: ካብ ሀለውለው ወጺኢካ ይቅረታ ሕተቶም ንኩቡራት ሰድራቤት

  • @TsegaybariTsegaybari
    @TsegaybariTsegaybari 4 หลายเดือนก่อน +6

    ሕጂ ውን ንክጽብቅ ምሕረት ንግበረሎም።ተጋጊኹም ንሰማዒ ውን ኣጋጊኹም።ዕረቅዎም ስተርዎም።ሜድያ ጽቡቅ ኣይኮነን ፍታሕ ውን የብሉን።

    • @eritrawithabeshawit8171
      @eritrawithabeshawit8171 4 หลายเดือนก่อน

      Why iba zster edgr hasiyom endhr haka koyna kolay amlak netom bedelta balu nay idom yfdeyom plus hbayo hbayo intay iyu zemxi iba

  • @DaniDani-kl4di
    @DaniDani-kl4di 4 หลายเดือนก่อน +1

    Ajoka hawey natey amelek mesaka youn nixbka eu ajka bertie xebuk alka❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @fithawishowfithawishow2338
    @fithawishowfithawishow2338 4 หลายเดือนก่อน +1

    I'm proud 👏 of you ..........don't worry what people said Tesfu

  • @Desertflower-k6z
    @Desertflower-k6z 4 หลายเดือนก่อน

    Thank you Tesfu for a helping a helpless woman ♥️

  • @user-um4qc1bw4r
    @user-um4qc1bw4r 4 หลายเดือนก่อน +2

    Tesfu hawey ajoka seb kizareb tray eyu zikiel

  • @user-vn8hp7qk1x
    @user-vn8hp7qk1x 4 หลายเดือนก่อน +28

    ብመጀመርያ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ ፈጣሪ ተስፉ ሓወይ ሕልናካ ዝዕግብ ስራሕ ሰሪሕካ ኢካ 44። ናይ ሰብ ነገር ዳኣ ዘይ ምስ ኮነ እዩ ካብ rip ምጽሓፍ ሓሊፉ ዝገብሮ የለን

    • @furtunabrekti4059
      @furtunabrekti4059 4 หลายเดือนก่อน

      Ewa emo kisab tetnfselu trekeb enber hegusti koyna do tkeyd nera koyna.
      Seb kea akmu drut u tesfa ketkorx tkel ya.

  • @FnanYosef-gu8lm
    @FnanYosef-gu8lm 4 หลายเดือนก่อน

    Eza hekya gin bkalu semeya nere❤

  • @Natna-5-24
    @Natna-5-24 4 หลายเดือนก่อน

    ኣጆኻ ንስኻ ናይ ሕልና ስራሕ ኢኻ ሰሪሕካ እዚ ጉዳይ ሓቅነት እንተዝህልዎ 'ሞ እዛ ሰብ 'ዚኣ ሂወታ እንተተጥፍእ ካኣ ካልእ ምበልና ናይ ሰብ ነገር ኩሉ ስጊንጥር'ዩ እቶም ንጻረፍ ካኣ ብአወንታ ንዝተጋገየ ምእራም ንልመድ ሰሰናዩ ንኹልና ❤

  • @ftwi
    @ftwi 4 หลายเดือนก่อน +1

    Kabila arkey etom zxarefu sebat bdhhriom kemzi aynet geben zelewom eyom kexlo tray ❤❤❤❤❤

  • @Lewhat143
    @Lewhat143 4 หลายเดือนก่อน

    Nska gega yeblkan kthgza eka hasibka eti haqi ka wexiu alo ajoka Tefu kem qedemka berte much respect bro🥰

  • @user-um2wh9fo3l
    @user-um2wh9fo3l 4 หลายเดือนก่อน +1

    ኣብሽርካ ተፉ ዓርከይ ዘቢሀረ

  • @ftwihadush4538
    @ftwihadush4538 4 หลายเดือนก่อน +1

    Axebaki zereba eka habibi btaemi zehazen deka derbya mahazakum koyna alla deka zikela yelen hasot

  • @yaredmicheal-og6wc
    @yaredmicheal-og6wc 4 หลายเดือนก่อน +2

    ተፉ qunu seb ❤❤

  • @samraywedikelati4074
    @samraywedikelati4074 4 หลายเดือนก่อน +1

    ተስፉ ኣጆኻ ንስኻ ሚሂዝካ ዘጸለምካዮ ሰብ የለን ዝግበኣካ ኢኻ ጌርካ ኣጆኻ ምስ ሓቂ ደው እንተ ኢልካ ምንም ኣይመጻካን ዩ ግቡእ መልሲ ምሃብካ ከምዚ ከኣ ዝበለጸ ዩ ኩሉ ግዜ ከኣ ብሉጽ ኢኻ ንስኻ ኣጆኻ keep it up

  • @kibreabgebremeskel3220
    @kibreabgebremeskel3220 4 หลายเดือนก่อน +2

    ኣየ ተስፉ ብርሃነ ሰሚዕናካ በቃ

  • @yohanesberhane1296
    @yohanesberhane1296 4 หลายเดือนก่อน +1

    TEFU HAWEY ,mejemerta egzabher edmen tienan yhabka
    Zgeberkayo srah kea bitami dehgus nay hlina srah eyu.
    Kulu gedifka kem kedemka beti mukur elalatka,srahka tray azanyena ,
    lomi nmejemerta gizie esika seb (habesha)bhiwet kelo ketekbr ,kab mot ktmelso rie
    Ember habesha dea dey ms motka eyom dekbruka😅
    Love u Tufu hawey ajoka❤

  • @tomasnemariam2047
    @tomasnemariam2047 4 หลายเดือนก่อน +1

    You doing great job 🙏tefu hawey

  • @hagushatesfay8898
    @hagushatesfay8898 4 หลายเดือนก่อน

    ጌጋ እንድዩ ኪድ ታሓነቅ ኣይብሃልን ኢዩ

  • @Almaz-cd9is
    @Almaz-cd9is 4 หลายเดือนก่อน +1

    😢😢😢 ጸገምካ አለሊ ፉሉይ ዘምጻካ መሲልካ ከየስተውዓልካ የሕዋትካ ገንዘብ ኩሉ አይኮነን

  • @efigebrhiwit1555
    @efigebrhiwit1555 4 หลายเดือนก่อน +10

    ሕጂ ዉን ብዙሓት ብዘይ ትፈልጦ ኢዶም ሕማቅ ክጽሑፉልካ ኢዮም እሞ ንስካ ድማ ብትፈልጦ ኣፍካ ሕማቅ ኣይትመልሰሎም ፡ ተፉ ብሉጽ ኢካ ንዓይ ቀጽል ኣይትታዓንቀብ ❤

  • @Nafdtv
    @Nafdtv 4 หลายเดือนก่อน +1

    ቶፊ ሓወይ ካብ ሕልና ዝዓቢ የለን ሕጂ ውን ሓግዘኒ ዝብለካ ሰብ እንተ ረኺብካ ሓግዞ መኽንያቱ ምሰባት ክትብኣስ ክትዕረቅ ትኽእል ኢኻ ምስ ሕልናኣኻ እንተ ተባኢስካ ግን ዓራቂ የብልካን ኣብ ስራሕካ ዓወት ኣብ ምንባርካ ኽኣ ጥዕና ይምነየልካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @nurjemal2107
    @nurjemal2107 4 หลายเดือนก่อน +1

    ንብሮስስ ክትብልን ብድሕሪ ሕቆኩም ዝደፈአኩም ሰልድን አብ ልዕሊ ሕብረተሰብና እትክቶሉዎ ዘለኩም ጹዮፍ አጀንዳ ጽባሕ ካልእ ማዓልቲ እያ ፈጣሪ ልእክኒ ክትብል መሕፈረካ ናይ ባሓቂ ሕልና ዘይብልካ ሰነፋ ሰብ እካ

  • @teklehagosfire262
    @teklehagosfire262 4 หลายเดือนก่อน

    Egziabher eyu danaka gn haki kxare zkel entekoynu axaryo tezeyele Kea tesfu hawey ykreta htet kika hawey

  • @senait4256
    @senait4256 4 หลายเดือนก่อน +2

    Xbuk eka gerka

  • @almazarefe8886
    @almazarefe8886 4 หลายเดือนก่อน +2

    ዝኮነ ይኩን ተጠንቂኩም ስርሑ አብ ዓይኒ ህዝቢ አይትእተው 👍👍❤

  • @yonatanbokristion7598
    @yonatanbokristion7598 4 หลายเดือนก่อน +6

    ተፉ ሓወይ ስላሴ ኣቦይ ብርክ የብልካ ,, ስለ እቲ ኩሉ ጽቡቃ , ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ,, ውሽጥካ ስለ ዝፍልጦስ ከምዘይትውዕሎ ስለ ዝፈልጥ ካብ መጀምርያ ክብረት ይሃብካ ,, ነቶም ንርዳእካ ኮ 444 ። ኢዩ ስለ ቲ ኩሉ ሰናይካ ኮሎክዮ ተማቂልና ንብላዕ ትብል ሰብ ኮ ኢካ ንስካ ኣብ ካንባስ

  • @mehariokubamichealtesfamar1516
    @mehariokubamichealtesfamar1516 4 หลายเดือนก่อน

    Kubur hawina xbuk eka gerka.ab hiwet fetena alo slezi ajoka berte.

  • @godblesseritrea6062
    @godblesseritrea6062 4 หลายเดือนก่อน +2

    ኣጆኻ ተፉ ሓወይ ኩል ጊዜ ንስኻ ንሕልናኻ ተልኣኽ ፍርዲ ን ደያኑ ኢዩ ስኽፍ ከይብለካ ኩሉ ንጹብቕካ ኢዩ ቀጽሎ ቀጽሎ ቀጽሎ ተፉ ሓወይ ። never give up

  • @mohamudahemed9471
    @mohamudahemed9471 4 หลายเดือนก่อน +3

    እቲ ናትካ ጌጋ ቤተስባ ኸትማኸር ኔሩካ ናይ በዓል ቤታ ቴሌፎን ጥራይ ዝይኮነስ ናይ ቤተስባ ፈትወታ ከትማከር ኔሩካ

  • @user-sd7im1de2t
    @user-sd7im1de2t 4 หลายเดือนก่อน +4

    ኣርቲስት ድምጺ ህዝቢ እዩ ዶ በልካ. ምሽ ድምጺ ህዝቢ ክትኮኑ ድምጺ ነብስኹም ከማን ኣይኮንኩምን. 2ይ ሕሶትካ ይገድድ

  • @1Mviewsss
    @1Mviewsss 4 หลายเดือนก่อน +13

    You are right❤❤❤❤❤❤

  • @yoditgebrekidan5490
    @yoditgebrekidan5490 4 หลายเดือนก่อน +1

    Zey bahlna zey Eritreawyan sne mgbar tegrm eika aeykalkun ka tbl eska zey kalkayo etom sdra etom family maere knday qetilkayom kemzeleka flete tehzn btaemi

  • @almaz7529
    @almaz7529 4 หลายเดือนก่อน +1

    Good job god be with you

  • @user-wr1pm1nh7h
    @user-wr1pm1nh7h 4 หลายเดือนก่อน +1

    Ajokia tefu hawey

  • @user-id3vh1bh3i
    @user-id3vh1bh3i 4 หลายเดือนก่อน

    Thank you tesfu very anderstan God bless you

  • @wedigrmay6795
    @wedigrmay6795 4 หลายเดือนก่อน +1

    Tefu bzuh aytgedeselom azmarino
    Kula ko ab Views tbelalu ala wshta hgusti ya kemu agenda aythabom GBU

  • @sabasabinaokubay1929
    @sabasabinaokubay1929 4 หลายเดือนก่อน

    Ajoka zhawey Egzabher edmen tinan yhabka, Egzabher yhagizka,Ab zalem zey tegebere yelen zey tenegebre inber

  • @mihreteabmoh5943
    @mihreteabmoh5943 4 หลายเดือนก่อน

    ኣጆኻ ዘሓወይ ስስ ግዜ ኹሉ ሓላፋይ ኢዩ
    ሂወት ግን ኣትትካእን ኢያ።

  • @nazretberih1667
    @nazretberih1667 4 หลายเดือนก่อน

    ናይ በሓቂ ሓወይ ናተይ ❤❤❤እንታይ ኢለ ከም ዝገልጸካ ከማን ቃላት ሲኢነልካ ❤❤❤🎉 ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ መዓረይ ተባረኽ ሓወይ ናተይ 😢 ❤🎉ሓሳብ ልብኻ የስምረልካ ፈጣሪ ናይ በሓቂ ኣምላኽ ዝለኣኽካ መልኣኽ ኢኻ ንስኻ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @freweiniberhane8043
    @freweiniberhane8043 4 หลายเดือนก่อน

    You did the right thing that’s what human being do I didn’t know the cases I didn’t hear the interview, but you did the right thing God will reward you for what you did helping others you help your sister it’s humanity .

  • @tesfaldethaile4047
    @tesfaldethaile4047 4 หลายเดือนก่อน +1

    ዝሓወይ መሊስካ ኣጋዲድሃዮ
    ገበን ጌርካ ካብቱ ንስካ ትገድድ

  • @fevenmebrahtu5959
    @fevenmebrahtu5959 4 หลายเดือนก่อน

    Tefu u r smart wise and also clever keep it up❤❤

  • @abebatecleab4330
    @abebatecleab4330 4 หลายเดือนก่อน +1

    You did right Job❤