ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
The Truth always Win. 💙💙💙💙💙💙🌿🌿🌿💙💙💙💙💙💙
ብሓይሊ እግዚኣቢሄር መዋጽኦ ይፍጠረሎም እምበር ካባና ካብ ኤርትራዎያን ድኣ ቀቢጾም እዮም😊
Thanks 💙💙💙🙏🏾🙏🏾🙏🏾
Wow 🙏💙 wow wow 💙🙏 Good job my brother thanks 🙏💙🌿🌿🌿🌿
Betami eyu zehzen zaki hawey Balzem eym merhtna nerm adngromna nerum husratt
ተስፋ ይገብር ብሂወት ክህሉ ፡፡
ንዓና ወሪዱና ዘሎ ማዓት ዘገርም'ዩብጣዕሚ ነሕዝን።😢😢አምላክ ይሐልካ እንታይ ይባሃል ኮይኑ🙏🙏
Tanks bekbiu
መርሓባ ዛኪ እንቃዕ ብሰላም መጻእካ
Congratulations journalist dawit issak 🎉
ንዳዊት ኢሳቕ ኣብ ዘለዎ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ክህቦ ካብ ልቢ ንምነ
ዳዊት ኢሳቕ ብህይወት ክህሉ ተስፋ ይገብር ። ናይ ብሓቅ ግን ኣነስ ብዓለም ለከ ማእሰርቲ ዳዊት እንዳተዛረባ ። እቲ መዳከሪ ሓው እንታይ ይስምዖ ይከዉን ኣብዛ ጽባሕ ዝግበር ናይ ሽልማት መድረክ ?
Victory for freedom seekers ✌️
Thanks zaki hawna 💙
Sey zaki xded bruk malti ygberelkum💙🌿
Welcom Mestyat Betan
The first one 😍
ጀጋኑ
❤🎉❤🎉❤🎉
Amlke abezlom yhalwo tack 🇸🇪🇸🇪🇸🇪🩵🩵🩵🩵🌿🌿🌿💯🙏
💙🌿
ብሂወት ክህሉ ተስፋ ንገብር። እምበር'ኳ ኣብ ከብዲ ሓርገጽ ዝኣተወ ብሂወት ክወጽእ ኣይረኣናን።😢😢😢
23 ዓመት ከም ዋዛ ርብዒ ዘመን 😌😔
ሰላም ኣዳላዊ መስቲያት ቤትና፡ ብዛዕባ ጋዜጠኛን ደራስን ድዊት ኢሳቕ ዘቕረብካዮ መደብ ተኸታቲለዮ ከምቲ ኩሉ ተቕርቦ መደባት እዝውን ጽፉፍን ሞያዊ ስነ ምግባር ዝሓለወ ብምዃኑ ኣድናቖተይ እገልጸልካ። ምናልባት ኣብ ካልእ መደብ ክትሕውሶ ምንቲ ከዘክረካ ዘገደደኒ ጉዳይ ግን ኣሎ። ንሱ ድማ ዳዊት ጋዤጠኛ ጥራይ ኣይነበረን ዚያዳ እኳ ካብ ፈለማ ጊዜ ንእስነቱ ኣብ ቤትምህርቲ ጀሚሩ ከም ደራሲ ተዋስኦታት ናይ መድረኽ ኮይኑ ብዙሕ ተዋስኦታት ኣበርኪቱዩ። ኣብኩለን ዘቕረበን ተዋስኦታት ቀንዲ ተዋስኣይ ኮይነ ይዋሳእ ስለዝነበርኩ ምስክርነተይ ርጉጽዩ። በጀካዚ መጽሓፍውን ጺሒፉዩ። ግጥምታትውን ከምኡ ናፍቆት ከተማ ኣስመራ ትገልጽ ግጥሚ ሓንቲ ካብተን ኣብ ራዲዮ ዘቕረባ እያ። ዳዊት ብስሩዕ ዓርከይን መማህርተይን ኣብ ስነጥበብ ድማ መሳርሕተይ እኳ እንተኾነ እቲ ምቅርራብና ግን ኪኖ እዚ ክሳብ ሕውነት ዝበጽሐ ስለዝኾነ ሓወይ ምዃኑ ይኣምን።ሓወይ ክብሎ ይመርጽ። ብዝኾነ ኩሉ ኣብ እዋኑ ታሪኽ ባዕሉ ክዝርዝሮ እዩ። ክሳብ ሽዑ ግን ብዛዕባ ዳዊት ኣመልኪትኩም ንእተቕርብዎ መደባትን ተካፍልዎ ሓበሬታን ንኹሉኹም ሰብ ሞያን ሕልናን። ኣዝየ አመስግን።
የማነ ንባዕሉ መዓኮር ኢሳያስ ክልሕስ ዝመሽመሸን ዝበለየን ጀልጋድ ፍጡር እዩ።
Mestyat betna zeyteademet dia men kiedem zaki hakena tekalasie 😊😊😊
የማነ ሕቡእ ሰብ ኮይኑ ከምዚ ኢሉ ከዛረብ, ነብሱ ምጅመርያ ሓራ የውጸእ 🫤
❤❤❤❤
ኤርትራ ክሳብ ሕጂ መንግስቲ የብላን ብሓደ ሽፍታ ውልቂ መላኺ እሞ ትግራዋይ ( ዓጋመ ) ትምራሕ ዘላ ሃገር ዳአምበር ነጻ ካብ ባርነትን ከርፋሕ ናብራን አይተጓነጸፈትን።
I hope behiwat kihlu💙💙💙💙🌿🌿🌿🌿🌿🌿
ኣነ ዝገርመኒ እዞም ኩሎም ታኣሲሮም ዘለዉ ጋዜጠኛታትን ላዕለዎት ኣዘዝቲ ክም G15 ን ኢስያስ እናፈለጥዎ ኣሃሚሉ ከምዘሕቅቀካ ዝኮነ ውሕስነት ዘይብሎም ኣብ ማእከል ኤርትራ ኮይኖም ኣንጻር ዕላምኡ ዝከዱ እንታይ ሸፊኑዎ ኔሩ ሓንጎሎም ክሳብ ሕጂ ዘይተፈትሐትለይ ዘላ ግድላት'ያ!!!!!
ሃገረይ ህዝበይ እንታይ ዓይነት ድያብሎስ ኣጋጢሙኪ ዝል? ወይ ጉድ ከምዚ ናትናስ ኣሎ ኣብ፡ዓለም።ዛንታና፡መስዋእቲ፡ስንክልና፡ኡሱርቤት፡ስድት ኮይኑ።እዚ ሓላል ህዝበይ ዘይኢዱ ረኺቡ።
ዝንኣድ ስራሕ
Yona dekala mealtka teray tetby ena nebloo
ኣየ ናይ ዓድና ኤርትራ ሽግር ሰብ ሂወቱ እንዳ ሓለፈ 23 ዓመት ኣብ ቤት ማእሰርቲ ከሎስ ሽልማት ጽንጽዋይ እዩ እዚ
ዳሃይካ ኣይታሓባእ ሓየት ዛኪ
Hizbi eretra iyu telimuwom imber isayas hanti mealti fithi kigebr ilka zeyhseb iyu.
ብሂወት ክህሉ tesfa😢😢ንገብር ክንደየናይካ ምስ ህግደፍ ቲ የማነ ዝበሃል ሰይጣን ግን ዝበልየ ታሪኽ አልዎ ከመይ ዓይነት ሰይጣን ዩ ወደይ መርግም ዩ ኮ ናትናስ
ንኩሎም መዋጽቲ ይፍተረሎም ኢልኩም ደይትዛረቡ 15 ዶ ኣይኮኑን
😂😂😂😂
Beabu naka qen kebere yegbaka eyu
Eta Usurbet etibl b Chiwya teterem mbelku abeyenay Usurbet?
Ab eritrea bihgdef ziteasre bhiwet bselam ziwexe fxum yelen entefo bimot ezi ka sdra ziteasru tibiat zeyblom dkumat eyom dekitom aserti ab sdet endaneberu hine zeyfedyu mestemaselti slezkonu bselam kiwexie zikiel abzebene hgdef fxum zeyhseb eyu
Amlak mewaxo yfterelom
You are Eritrean hero forever my heart ❤️ with you guys where's Eritrean hero thoracic you 💙
The Truth always Win. 💙💙💙💙💙💙🌿🌿🌿💙💙💙💙💙💙
ብሓይሊ እግዚኣቢሄር መዋጽኦ ይፍጠረሎም እምበር ካባና ካብ ኤርትራዎያን ድኣ ቀቢጾም እዮም😊
Thanks 💙💙💙🙏🏾🙏🏾🙏🏾
Wow 🙏💙 wow wow 💙🙏 Good job my brother thanks 🙏💙🌿🌿🌿🌿
Betami eyu zehzen zaki hawey Balzem eym merhtna nerm adngromna nerum husratt
ተስፋ ይገብር ብሂወት ክህሉ ፡፡
ንዓና ወሪዱና ዘሎ ማዓት ዘገርም'ዩ
ብጣዕሚ ነሕዝን።😢😢
አምላክ ይሐልካ እንታይ ይባሃል ኮይኑ🙏🙏