Mestyat Betna | ባዕልና ተዘንጊዕና!

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 15 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 53

  • @selambahta145
    @selambahta145 9 วันที่ผ่านมา +6

    ናትና ነገር ዝገርም ኢዩ አናሓደረ መምሊሱ የሰደምም💙💙።

  • @loveghe
    @loveghe 9 วันที่ผ่านมา +17

    God Bless America, I'm so Lucky and I voted for 4 USA Presidents. I feel sorry for people living under Dictators!!

  • @a.t.achannel
    @a.t.achannel 9 วันที่ผ่านมา +2

    I'm so sad 😢 about my country. እቲ ኩሉ ዝከኣሎ ፈጣሪ ፈዳይ ሕነ ንስለ ዉጹዓት ኢሉ ሕነና ክፈድየልና እዩ።

  • @rosel3989
    @rosel3989 9 วันที่ผ่านมา +1

    ዓድካ ኽዝመት ዶ ዓይንካ ይዕመት አምላኽ ፍታሕ ይሃባ ንሃገርና

  • @YemaneNegash-wd5ns
    @YemaneNegash-wd5ns 9 วันที่ผ่านมา +2

    I like it thank you Zack. God bless.

  • @mogosberhane264
    @mogosberhane264 9 วันที่ผ่านมา

    Ahhh😢😢😢. Cry the beloved Country

  • @merhawibeyin484
    @merhawibeyin484 9 วันที่ผ่านมา +4

    God bless our country USA❤. Land of opportunity and peace. USA USA USA

  • @wedihagos2024
    @wedihagos2024 8 วันที่ผ่านมา

    💙

  • @ghirmayhabte6089
    @ghirmayhabte6089 9 วันที่ผ่านมา

    Ezi Gawna Gruilla Sebay!! Axnituna eko 😢😢😢

  • @eri-dm
    @eri-dm 9 วันที่ผ่านมา +7

    ናይ ኤርትራ ነገር ይገርምዩ፡ ኢሰያስ ኣብ ካልእ ሃገራት ዝግበር ምርጫ ይንእድ፡ ኣብ ዓድና ከኣ ምርጫ ከምዘየድልን ጽቡቅ ከምዘይኮነን ክነግረና 10ተታ ዓመት ኣቁጺሩ። 😢
    ህጂ ግን ንነብሰይ ሓዊሰ ንኩሉ(ንመብዛሕትኡ) ክጸርፍ ፍቀዱለይ
    "ህዝቢ ኤርትራ ኣታ ድርባይ" ተስእ ተበራበር ንመሰልካ የሕሊፍካ ኣይትሃብ

    • @amine4019
      @amine4019 9 วันที่ผ่านมา

      Akmka ikatezaribk gele zgeberka ktmedls hzbi ziakl txaref

    • @simonm.7755
      @simonm.7755 9 วันที่ผ่านมา

      @@amine4019ብትሕትና "ፍቐዱለይ" ኢሉኳ'ዩ። ድሓርካኣ ነቲ መልእኽቱ ሰማዕ። ኣይትቖጻጽር፡ ኣጸረፈን።

    • @mideahazomo
      @mideahazomo 9 วันที่ผ่านมา

      @@amine4019 kidem Tigrinya temhar deqlaa

  • @diallosamrawit6996
    @diallosamrawit6996 9 วันที่ผ่านมา

    Zakichi well come ,naye behaki Zemenat wedi Sebe Yeswetelu alo ezi Sebe ezi

  • @Sleeplessless
    @Sleeplessless 9 วันที่ผ่านมา

    🙏🙏🙏!

  • @Rsweet2256
    @Rsweet2256 8 วันที่ผ่านมา

    From 1991 to 2024 🇺🇸 መበል 7ይ president ትማሊ መሪጾም 🇪🇷 ክሳብ ሕጂ ሓደ dictator ይገርም እዩ

  • @watislove2650
    @watislove2650 9 วันที่ผ่านมา +4

    ናትና ነገር ይገርም ዘይኮነስ የርምም እዩ ዛኪ

  • @ftsumfachie-jf6iq
    @ftsumfachie-jf6iq 9 วันที่ผ่านมา

    💙💙💙💙

  • @AaA-nq7il
    @AaA-nq7il 9 วันที่ผ่านมา

    ወዲ ተቤን 😢😢😢😢😢😢😢

  • @AmenAsier
    @AmenAsier 9 วันที่ผ่านมา +1

    ኣነ እኮ ዝገርመኒ ነገር ናይ ኤርትራዊ ነገር እቲ ኣብ ዓዲ ዴሞክራስን መስልካን ሓሳብካን ርእይቶኻን ከይተሰከፍካ ብነጻ ትገልጸሉ ዝነብር ህዝቢ'ዩ ኣብ ዘይዓዱ ክሳብ መራሕቲ ሃገራት እንዳማቱ ክመርጽን ንመሰሉ ላዕልን ታሕትን ክብልን እንዳዋዓለ ፡ ኣብታ ናቱ ክበጽሕ ግን ,,,,,,,ግርም ኢና ዘለና
    ነቲ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዞሎ ህዝብኻ ግን ቅማም ክህሉ ይብሉን!! ባይቶ ክህሉ የብሉን!! ካቢነ ሚኒስተራት ኣየድልየካን ኮታስ ሕጊ ክህሉ ይብሉን ኢልካስ ትቃለስ!!
    ኣሓ ምስ ሓራዲኤን ማይ ይሰትያ ድዩ ዝባሃል😢😢 ከመይ ክንብል ኢና ኣብ ከምዚ ዝበለ ዕብዳንን ጽላለን ደረጃ ወዲቅናን, በቃ ክዳን ተኸዲናስ እንስሳዊ ሓሳብ ከም ንሓስብ ጌርሙና 😢😢😢😢😢😢
    እግዚኣብሄር ደጊም ይኣኸለኩም ይበለና!!

  • @dawitmebrahatu9950
    @dawitmebrahatu9950 9 วันที่ผ่านมา

    መርገም አዩ በሓደ ሰብ ዕንኪሊል ትብል ሃገር ሰብ ከምዘይብላ

  • @BlenBlen-n8w
    @BlenBlen-n8w 9 วันที่ผ่านมา

    😢😢😢😢😢

  • @samrawitgerezgiher6478
    @samrawitgerezgiher6478 9 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤

  • @First-love-1991
    @First-love-1991 9 วันที่ผ่านมา +2

    😢🇪🇷 ወዲ ትካቦ እንታይ ዝበለ ሃገረይ ንመን ተፍቅሪ ድዩ ዝበለ ?
    ኣነ ድማ ንመን ትኸሲ 😢 ኣዕልልኒ 🇪🇷 ንገርኒ 💔

  • @samsomgebre7352
    @samsomgebre7352 9 วันที่ผ่านมา

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @frewoinitesfai153
    @frewoinitesfai153 9 วันที่ผ่านมา

    We voted for America 🇺🇸👍 when we are going to vote for Eritrea ? No Answer because of dictatorship 😢

  • @Brtue
    @Brtue 9 วันที่ผ่านมา

    Nkula arebribwa wedi Afom nebri

  • @mmsaed4630
    @mmsaed4630 9 วันที่ผ่านมา

    33 years weeping on the split milk.

  • @messi606
    @messi606 9 วันที่ผ่านมา

    ዛኪ ተገዲስካ መልሰለይ ትራምፕ ኣብ ውሽጢ ክንደይ ጊዜ ናይ መክሲኮ ዶብ ይዓጽዎ ይከዉን ገምጋም:ኣብ ናይ ትራምፕ ዶብ ሓሊፍካ ክትኣቱ ከ ይከኣል ዶ !

    • @mestyatbetna
      @mestyatbetna  9 วันที่ผ่านมา +9

      ትራምፕ ገና ኣብ ጥሪ 2025 እዩ ስራሕ ክጅምር። ብድሕሪኡ ቀዳምነት ዝህቦ ነገር ጉዳይ ዶብ ድዩ ክኸውን ሕጂ ምግማት ኣይከኣልን።

    • @abelshamla201
      @abelshamla201 9 วันที่ผ่านมา

      Stibah elet 7/1172024 kiastwo eyu neti dob kithalif kea aykalin eyu

    • @teamefisseha-ep1gx
      @teamefisseha-ep1gx 9 วันที่ผ่านมา

      Wala zeynetom zatewu eu emo ksogom,zbl zelo walas halifkayo waga zelewo aymeslenn

    • @VirtueofTemu-sa
      @VirtueofTemu-sa 9 วันที่ผ่านมา

      @teamefisseha-ep1gx he don't do nothing just propoganda eyu tetekimlu

    • @messi606
      @messi606 9 วันที่ผ่านมา

      @@mestyatbetnaክብረት ይሃበለይ

  • @tsionberhe7081
    @tsionberhe7081 9 วันที่ผ่านมา

    When is this guy stepping down he wants to be forever president

  • @teagesienebsey.7414
    @teagesienebsey.7414 9 วันที่ผ่านมา +2

    Ygerm ayu
    Ab mewedata aza derfi key hadm nqtelu tbl.
    Hji da antay knerkb jeganu axnitwum habti hager gahgihwu
    Antay knerkb 😂😂😂

  • @goitomasefaw3684
    @goitomasefaw3684 9 วันที่ผ่านมา

    Lili nay iseias gize zwesedu alew do
    Kemey akayda ynebru. Natka u natka ember kab nay Eritrea shigr zkefi alo ele ayaminn eye neyre ente hji gn alewa mesleni.ygrem kab Eritrea zkefa alo du ksab zbil koyne. Melsi eske kab aflito zelekum hageratn and above iseias kof zbelen

  • @kesetegeresus3121
    @kesetegeresus3121 9 วันที่ผ่านมา +2

    😂😂😂 zay mawit mukanu eu zegrmani

  • @mosk646
    @mosk646 9 วันที่ผ่านมา

    Naxnet eritrean 24.5.1991🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪

    • @loveghe
      @loveghe 9 วันที่ผ่านมา +5

      @@mosk646 do you mean Barnet Eritrea 34 years ?? Natsinet malet hizba zeysdeda, Higi zinegsela, Hasabka bnetsa tigeltsela, President timertsela, gubuka fetsimka meselka zikebrelka, ab adika koynka rieto titshfela....

    • @KidunMb
      @KidunMb 9 วันที่ผ่านมา

      ጀልፋፍ ባርያ ኣበይ ክርድኣካ ንዓኻ ደንቆሮ ፡ ጨርቅኻን ጣኦትካን ጉሒፍና ሕጋዊት ሃገር ከም ንምስርት ጥርጥር የብልናን ኣንታ በጊዕ ኣገልጋሊ ። ሓሶት ዝንቆም ሓሰማታት ።

  • @MeketeAster
    @MeketeAster 9 วันที่ผ่านมา

    ሙሽሮ ሐገር

  • @zewdizeray1633
    @zewdizeray1633 9 วันที่ผ่านมา

    😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂🇪🇷

  • @medadawit1974
    @medadawit1974 9 วันที่ผ่านมา

    እዛ ደርፊ ምምራጽካ ንምንታይ ዕላማ እዩ "ዕንባባ ጉሂፍኪ እሾኽ ትሓቅፊ " ንማልባት ጽቡቅ ጌርካ ተደኣያ ትማሊ ትዝክር እንተ ሃሊካ ደርጊ ትናፍቅ ከይትህሉ ዝዓርከይ