Sify Sify | ስፍይ ስፍይ - Teklehaymanot Kinfe - New Tigrigna music - New Ethiopian Tigrigna music 2024
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 4 พ.ค. 2024
- Ⓒ copyright: Shro entertainment
Any unauthorised use , copying or distribution is strictly prohibited
#fasika #fasika #music #furtishow #awdeamethabesha #eritreanmovie #eritreanfilm #neweritreanmusic #newtigrignamusic #shroentertainment #neweritreanmusic #ethiopianmusic #newethiopiantigrignamusic #neweritreanmovie #neweritreanprogram #shiroentartaiment #ebstv #fasikaprogram #shroentartasiment #Eritreanmovie #Eritreanfilm #Eritreanseriesfilm #Eritrean #Eritreanmusic #eritreancomedy #EriEthio #Neweritreanmusic #New #eritrean #music #ethiopianmusic #ethiopian #music #tigrigna #hopemusicethiopia #tigray #eritrea #ethiopia #zehabesha #eritv #seifuonebs #ata #ela #korchach #temesgenyared #korchach #kahsayberhe #neweritreanmusic #eritreanmovie #eden #esaw #neweritreanmusic #eritreanmovie #eritrean #eritrea #eritreancomedy #eritreanfilm #eritreanguayla #Tigrinamusic #ethiopianmusic #eritreanmovie #eritreancomedy #Tigrinaderfi #oldtigrinamusic #Eritreanmusic2020 #Neweritreanmusic #Eritreansong #musicoferitrea #musicoftigrina #besteritreanguayla #eritreanbahlawiderfi #eritreannewmusic #eritreanbestguayla #eritreanfilm #eritreandrama #ethiopiansong #ethiopianmusic2021 #amharicmusic #ethiopianfilm #ethiopianmovie #eritreanbestmusic #eritreanbestfilm #danielxaedu #nahomrecording #minewshewatube #ebstv #kanatv #nahootv #shamtv #teddyafro # #abrhamalem #tedroshagos # #hdmona #shammedia #eritrea #ethiopia #eritv #tigraytv #tigrignamusicteklehaymanot - เพลง
ሼርን ላይክን ብምግባር ሞራልኩም አይፈለዮም። ርሑስ አውደአመት 🎉
Ajokom kemeza elekum terh nefekri zemeru ember like megebar ayenehameken keselewu ❤
ኢትዮጵያ ዝብል ኣልዕልዎ ። ትግራይ በልዎ
@@heranetigray9683እዚ ገዛ ኤርትራውያን እዪ ሃለውለው አይትበሊ
❤❤❤❤❤❤
Tigrigna music zeytibeluwo Ethiopia zibel please alieluwo?
ኣንታ ንምሸቱስ ግዲ ክወግሓልና እዩ ዝመስል ሰላም ንኽልቲኡ ውጹዕ ህዝቢ ሩሑስ ባዓል ፋሲጋ ❤❤❤
ብሓቂ ነቢዐ ንበሩ ከመይ ደስ ከምዝበለኒ ክነግረኩም ኣይክእልን ደስ ከብልካ ፅሩያት ዕድመን ጥዕናን ተመንየልኩም ።
@@user-ib7en2tf9d you so mad 😂 stay mad!!! Donkoro. Peace and love WON and hate lost. Loser.
ይግበረልና ፈጣሪ ሕጉስ ዝበለ ከማይ ኣለዶ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤🙏🙏🙏
@@user-ib7en2tf9d ዉዱቁ ሑቱር
ግን ተጋሩስ ከመይ ዝበሉ ፍጡራት እዮም ነዚ ኹሉ ትማሊ ኣብ ልዕሊኦም ዝተፈፀመ በደል ገዲፎምስ ንፍቕሪ ንሰላም ኩሉ ጊዜ ኢዶም ምስዘርገሑ❤❤❤❤❤
😅ታይ ትብል, 20 ዓመት ዘድመኩሙና ደም ከ, ከመይ ዝቦሉ ዶ በልካ,
ደቂ ሓሳዳት ፍጥረት 😂 ደቂ ግዑሽ
እንተዘይትጽሕፉ ደስ ምበለ ዋ ሱቅ እስከ በሉ
@@user-zp7ms4jo8qናይ ምቑዛም ግዜ የሕልፍ ኣብዚ መጺኻ ኣታ ወዲ መበለት...ቅድሚ ኤርትራ ትግራይን ተጋሩን ኢና ንሰርዕ ንሕና...ብሰንኪ ረሳሓ ሓሳብ ጽንጽዋይ ኤርትራውነት ዓድና ከምንጸልእ ጌርኩምና ባዓል ቆራይ መራይ ሓሳብ
That's why we are always the winner .
@@user-zp7ms4jo8q ታይ ትብል ወደይ እሞ ሕጅኸ ሓሊፉልካ ዶ ዝገደደ ብኹሉ ሸነኽ ዝተዓፀወት ዓዲ ሒዝካስ ትዓፍር በቃ ብፅልኢ ተጋሩ ልብኻ ተደፊኑ ሕልኩስ ደረቕ ኣእምሮ
I was emotional to see this. These people love each other, two countries but one people. I am Eritrean, and I love Tegaru because they are my people, too. Blood is thiker than water. Keep it up. the artist is an ambassador to his people. Peace to our land. God is good. 🇪🇷 Tigrayans
What?????😂😂😂
🤣🤣🤣🤣🤣
Hallelujah 🙏🏾🙏🏾🙏🏾🌹🌹🌹🌺🌼🌼🌼🌼
❤❤❤❤
For sure you are not eritrean
ነዚ ሪኡ ዘይሑጎስ ፍጡር ተሃልዩ፣ ናይብሓቂ ኣምላክ ዝጰልኣሉ ሰብ እዩ። ን ፍቅሪ ዘቀድም ሰብ ብምድሪን ብሰማይን ቡሩክ እዩ። ❤️
ምስ ኣሕዋትና ሓደ ይገበረልና ኣምላክ
Amen period
ከምዚ ጌርኩም ነዚ ህዝቢ ኣቃራርብዎ ኣየ ክጥዕም ፍቅሪ ኣጆኹም ጸላኣና ይጸላኣዮ ሽሽሽሽሽሽ ❤❤❤
Love thank you
ጥር ትብል ሕዋስ ዘይብላ "ትግርኛና" ፡ ባህልና ፡ ወግዕና፡ ጓይላና፡ ሰይ ሰይይ
❤❤❤❤❤
ብሓጎስ ነቢዐ፡ ንሕና ደም ክንላገስ እንበር ፡ደም ክንፋሰስ ኣየጸብቀልናን ፡ ፈታዊኩም ደላዩ ፍትሒ።
💊💔💊💔💊💔💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💔💊💔💊💊💊💊💊💊💊💊💊💔💊💔💊💊💊💊💊💔💊💔
ሰላም ዝጸልእ ጸላኢ ሰናይ ጥራይ እዩ ክከውን ዝክእል!!ሰላም ንህዝቢ ትግራይ ከምኡ ንህዝቢ ኤርትራ።ርሑስ ኣውደኣመት!!💙💙💙
አነ ዝገርመኒ ሰለም ጽቡቅ እዩ ግን አቶም ትግሬ ዝኾንኹም ቅድም ብ ኢትዮጵያ ዊነትኩም ጽንኡ ኢትዮጵያ ጸሊከኻ ኤርትራ ተፈተኻ ሀቅነት ዝይብሉ ብቶንኮል ዝተለወሰኩም አይትኹኑ ኢትዮጵያዊ ያን ምኻንኹም አይትረስኡ ኤርትራ ነብሳ ዝከአለት ሀገር እያ ትግራይ ትበሀል ክልል እምበር ሀገር አብ ምድሪ አለም የላን ተኺኢልኩም ምስ ደቂ ሀገርኩም ቅድም ሰላም ግበሩ
ኣታ ናበይ ደይበ እየ እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝብሎ ለማዓንቲ ብሓጉስ ኣይሓድርን እስይይይይ ፅብቃት ፍቅሪ ንበል ደድሕሪኦም በጃኩም ከምዚ እዩ ዝሕሸና ፅላኣየይ ይበዕ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉ሩሑስ በዓል ኩልኩም ኣመንቲ ክርስትና ንዓመታ ከምዚ ኣብ ዓዓድና ነብዕሎ ይግበረና ኩሉም ❤❤❤
ዋላ ኣነ
ንሐልሚና ዘለና መስለኒ እዋይ ዝ ፍቅሪ ክጥዕም❤
❤❤❤❤❤❤
ከምዚ ዓይነት ስራሕቲ ክቕጽሉ ኣሎዎም። ሰላምን ራህዋን ን 💛❤ 💛❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ezi u eti haki kulna nselam nzemr
ኣታ ፕሮፋይልካ ትግራዋይ, comment ትካ ክኣ ባንደራ ኤርትራ 😂 ኣታ ጉደፉና አንዶ ደቂ ጉዕሽ
@@user-zp7ms4jo8qርእስካ ኣስረሓዬ ስከ ናይትግራይ ኤርትራን ባንዴራ ኢዩ ጺሒፉ ዘሎ ፍቅሩ ንምግላጽ እምበር ባንዴራ ኤርትራ ናቱ ምኳና ክገልጽ ኢሉ ኣይኮነነ ።
@@user-zp7ms4jo8qmskinay kem tgraway koynu endyu reyto hibu zelo kdmi eta natna Bandiara zelo ztefelaleye hbri giarwo zelo nnay men Bandiara dyu zwkl geliakum si
ታይ ዶ ሞ ኢሉ እዩ ሰላም ራህዋ ተመንዩ እምበር
ተጋሩ ኤርታውያን የሕዋት forevere ጽልኢ ክንሰብሮ ኢና 💚💚💚
Ewe ❤❤
❤❤❤❤Nay gidin!
የዚህ ህዝብ የስነ ልቦናው ልዕልና ከምንም በላይ ነው..!!! አምላክ ሰላሙን ስጠው..!!!❤❤❤
i Thank you shiro entertainment
የቐንየለይ ሽሮ ኢንተርቴይመንት ርሑስ በዓል ፋሲካ
❤❤❤❤❤❤ተክልሽ ናትና
ወዲ ዓደይ ፅሩይ ኩርዓት ትግራይ ኣሕፈሮመይ ❤️
ተክሉሸይ ኩርዓት ትግራይና ንበረልና ፅቡቅ ስራሕ❤❤❤
ተክልሸይ ጅግና ትግራይና ኣሕፎሮታይና ናይና ኩርዓት ነውሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ፈጣሪ💖🙏
Nhna Yekenyelna kubur Haw abet moya❤❤❤
ትግርኛ👑👑👑 ከምዚ ከማይ ሓጎሱ ምቁፃር ዝሰኣነ ኣሎ ዶ ከጽብቀልኩም ዓይኒ ኣባይኩም ይደፍን ፍቅሪ💙🕊
እስከ በጃኹም ብማርያም ካብዛ ክብርቲ ዕለት ጀሚርና ብዛዕባ ሕዉነትን ሰላምን ጥራይ ነዉግዕ። ንየዉ ንበሎ ነዚ ዉግእን ወረዉግእን። ከምዚ ክትሪኦም ከለኻ ከመይ ደስ ይብለካ። ኣምላኽ ሰላሙን ምሕረቱን ይሃበና።🎉🎉❤❤🎉🎉
ጽቡቕ ርኢና ፣ ሃሴት ወ ፍስሃ ወሪስና። ፍቕርን ሰላምን ንኹልና !
ከመይ ደስ ከምዝበለኒ ክነግረኩም ኣይክእልን ተጋሩ+ደቂ ኢረ ኤዱ፡ ሳሙኤል፡ ተክለሃይማኖት፡ ሳዕሳዕቲ ኩሎም ደስ ክብሉ
ብምሒር ታሕጓስ ንብዓተይ ምቁፅፃር ስኢነ ፈጣሪ ሰላምን ፍቅርን የዉርደልና ከምዚ እዩ ዘጥዕመልና ርሑስ ኣዉደኣመት ይግበረልና❤❤❤❤❤
ዋላ ኣነ እውን
ስላም ነዚ ክልተ ህዝቢ❤❤❤❤
❤
ክትሽኩሩ ተጋሩዋይ ፍቕር ጥዑም ፍቕሪ ዝፀልእ ሰይጣን ጥራይ እዩ
ትግራይ
የጀግናች ሀገር
የእምነቶች መፍለቅያ
የሳባ ዘሮች
የፍቅር መፍለቅያ ❤❤❤
ኣሕዋት ኢና ሕጂ እውን። ባሕልና ሓድ መግብና ሓደ ቤተ ክርስቲያን ሓደ ቅዳሴና ሓደ። ርሑስ ብዓል ነዚ ደላይ ሰላም ህዝቢ ሰላሙ ይሃቦ። ❤
Bmkbbar yehwat aab hagerna
❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
እወ ኣሕዋት ኢና ኣጆና ጥራይ ንሰላምን ፍቅርን ሓቢርና ንዘምር ብሓቂ ጽልኢ ይፍረስ ሰላምን ፍቅርን ይንገሰልና❤❤❤❤❤❤😢
እስቲ ሙሉእ ይግበሮ🙏🥰 ክልተ ህዝብ ኣብ ዛላምበሳ ዝተራከብ መዓልት ከምዙይ አይኮነን ዝነበር ምእማን እውን ይከብድ ነይሩ ብታሕጓስ ዝሞልአ ክያትን ኮይኑ ነይሩ😢
ሰላም እዪ ጥዑም ኣሕዋት ኣይኮነን ምስ ህዝቢ ትግራይ ምስ መላእ ዓለም ሰላም እዪ ጡዑም
ሽውው ኢላ እያ ትሓልፍ ዓለም ጸላኢና ይበኣስ
Ewey kelity hager seefe abilka hadey geber 🎉🎉🎉
Behakiii😢
I love you Tigrayans,❤️💛❤️🌿💙🌿💙we are happy to be the same ethnic group. Hate is over. We will build peace forever. Seytan will fall!!
We are Eritrean got nothing to do with Agame.
@@jonnyleo5355No i am Eritrean tigrinya and the same ethnic group as tigrayans.💙🌿💛❤️ Hrir bel seytan
@@jonnyleo5355asha. Tigrina people live in both countries.
We are humans and we should respect each other...don't give an 👂 ear to those who are saying we are president. Love you All 😍 from tigray (Raya)
@@HafuHafu-nk2qmLove you too💙❤️💛😍
ኤርትራውያንን ተጋሩን ነንባዕልትና ምጥፋእ ዘይኮነስ ምትሕውዋስና እዩ ዘፀብቐልና።
ብታዕሚ ደስ ባሃሊ ማዓልቲ🙏🙏
🙏🏾🙏🏾💯💯💯👑
😊😊😊P
ኣነስ ይነብዕ ኣለኹ ሰላምና ይመልሰልና
ዋላ ኣይካኣልኩን
ነዚ ክልተ ህዝቢ ሰላም የውረደሉ❤❤❤
ኣሜን ኣብ ኩሉና እዩ ናይ ሓጎስ ንብዓት❤
Me😢
Me too 😢
Me too😢😢
ኣሕሕሕሕ ሰላም የውርደላና ነዚ ባህልና ክደይ ይምቅር ሰነ ጥበብ ትግርኛ እባ ስኣን ሰላም ዘይምህላዉ ብዙሕ ይጉዳኣእ ኣሎ ሰላም ፍቅሪ የውርደልና❤❤❤
እሞ ተሓነቕ እባ ብሃልና ከምዚኣ ጌርና ክንዕቅብ ሕርርር በል ዘልዛል ዋሒድ 😂@@jhonocbay693
ይገርመካ ኢዩ
😂😂😂 ኣላ ደቂ ጉዕሽ, ሓቀይ ወላ ቁኖና ዩ ሓደ ምሽ
@@user-zp7ms4jo8qጥፋእ እስከ ነቲሕ ቀቢላ
@@user-zp7ms4jo8q ከምታ ጋሕባ ኣዴኻ ሽልሖ እቲ ሉጢ ነቢኻ መሓመድ ጦቢብካ ደቅስ
Thank you all this is the most expensive and high value Easter gift to the people of Eritrean and Tigrayan it’s a great traditional Tigrinya music it can be healing through the power of music to both community’s ❤ please continue the noble work
ትግርኛ ይዓንብብ።
❤ 🇪🇷
ናይ ብሓቅ ካብ ልብይ ደሰ አለና ፈጣረ ሰላም ን ፍቅርን የወረደልና
❤❤ Nay bhkai aykemyan so Ruhus awdamet ka ❤
AMEN ❤❤❤❤❤
ኣነስ ደስ የበለኒ ለክባጥ መሊሶም ድኣ ቁስልና ይጎድእና ለከ ዞም ሩኩሳት
ኣሜን❤❤
❤❤❤❤ ወላሂ ረበል ዓለሚን እኮ ኩሉ ኣብ ኢዱ እዩ ሰላም ግዲ ከውርደልና ኢሉ ልበይ ሕውስውስ ኢሉኒ ያረብ ሰላም ኣውርደልና ያረብ ።
I am from sudan i llloovvve habesha songs i heard this song in tik tok ,i was search about name of the song finally i got it🇸🇩🇸🇩🇸🇩🇸🇩🇸🇩🇸🇩🤭🤭🤭❤❤❤❤❤❤❤
Teklehaymanot kinfe
@@maditvlog8239 whattt?????
ቃላት የለን ንዓኹም ዝገልጹ ሰላምን ፍቅርን ንህዝቢ ትግርኞ☦️🙌🎉ርሑስ በዓል ፋሲካ☦️🙌✨️💖💖💖💖🌹
ሕጂ ግርም ከምዚ ሰላም ኢና ንደሊ ምስ ተጋሩ ይሕዋትና፤ ኤዱ ጅብዕትን ኤሳወይ ምቁርን ኣብዚ ኽቡር ምዓልቲ ምስ ተጋሩ ይሕዋትና ሓቢርኹም ምስራ ኣዝዩ ደስ ኢልና ኽብሪ ይሃብኹም፤ ኣጀኹም ቀጽልዎ ሓቢርኻ ምስራሕ ሽዑ ግድን ክረብሓሉ ዩ ህዝብናን ህዝቢ ትግራይ ሓውናን። ❤🎉😍👏🏽
😍😍😍😍💖💖💖🙏🙏
❤❤
ብሉጽ❤❤❤❤❤
🇪🇷 9 ብሄር የሕዋት ኣለዉና, ብሰላም ክኣ ለና. ሓውካ ተከይኑ ኪዶ ኣብ ዓዱ, ኣብ ትግራይ የራብሕካ ኣይትለክመና. ወዲ ጉዑሽ ነብሲ
መን እዩ ትግራዋይ 💀
ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ሽሮ ኢንት ንክልቲኡ ህዝቢ ናብ ሓደ ነጥቢ ዘምጽእ እዩ❤❤❤❤❤❤
ፍቅሪ ን ትግራይን ኤረትራን
Glory to tigrigna people
በስማኣም ናይ ሓጎስ ንብዓት ነብዐ 😢
ፅላኢ ዓይኑኩም ይደፈን ኣሕዋተይ ማዓረይ ኣሰይ ዝባህልና❤❤❤
Me too 😢😢
PEACE WILL COME SOON ❤❤❤❤
Me too
ya nay behakie eye tehagise selam eyu selam
ኣነ በይነይ ድየ ብዜካ ምቁር ጓይላ ፅቡቃት ተጋሩን ካሊእ ዘይራኣየኒ ዘሎ? እንታይ ካሊእ ሓድነሽ ነገር ኣሎ ድዩ በጃኹም ንገሩኒ
ኤዱ ሽኾር ቅጭን ኾኾብ ኾንኪ ኢኺ አምሲኪ ማይ አቢልኪዩም ንኩሎም ብዘይ ቀልዓለም ብሐጎስ ኢኪ ተጻዊትኪ ሸይጣን ዓይኑ ይደፈን ፍቅርን ሰላምን የውርደልና አብ መ የንጎ ክልተ የሕዋት ❤❤❤
Deki erey diki tgray halal meret fkri tum sesenaykum yesmana amlakum ybarkum 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ንሕናስያ ኪናት ይግበአና ነይሩ ኣብምንታዩ ተፋላላይና ሓደ ህዝቢ ሰላም ንህዝቢ ትግራይን ኤርትራን ❤❤❤
ኣየ እዚ ባህልና ምጥዓሙ ርሑስ ኣውዳኣመት ትግርኛ ይዓንብብ ንኻድ ጥራሕ🕊🕊🌼🌼🌼💕💕💕💕💕❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹🥀🥀🥀🙏🙏
እንታይ ዝኮን ምትኳስ፣ ምቅታል... ሰላም ፅቡቅ ❤❤ ኣደዳ ፀላኢ እናኮና እናተቃተልና ካብ እንውሕድ ተስማዕሚዕና ንብዛሕ ንባዛሕ ... ደቂ ትግርኛ ❤
can someone help me stop watching this video over and over again, I burned my cooking 😓
አለም ታይ ጉዱ 😊
ከእዊ ኢዩ ሎሚ ደኣ ጸሎሎ መድያ ጽቡቅ ዘየፍትወሉ ፡ በይኑ ክትርፍ ኢዩ ሰላምስኪ ኣጽእሉ እዚ ህዝብና❤❤❤❤
ጸላኢ ሰናያት ሰላም ኣይፈቱን እዪ
ድያብሎስ ኣብ ትንሳኤ ብጎይታ ሲኦል ወሪዱ ጾሎሎ ሜድያ ክኣ ክሕነቅ ኢዩ ብፍቃዱ ክክክ
😂😂😂😂
ይገርመካ እዩ
😂😂😂ባዕሉ ተሓኒቑ ይኮን
Shro Entertainment THANK YOU SOOOO MUCHHH!!!! You made history. We love you so much!!!! I can’t thank you enough!!!! ❤️❤️❤️❤️❤️
I hav no word for this 😍😍😍😍 so proud to see us together
ፍቅርን ሰላምን የዉርደልና ፈጣሪ።ቀጽልዎ ክቡራት።
ትግርኛ ንቅድሚት ከምዚ እዩ ዘጥዕመና ኩናት ወረ ኩናት የጥፈአና ፈጣሪ
❤🎉
አሜን አሜን አሜን
ኣሜን🙏🙏🙏🙏
ኩሉና ንሰላም ንዘምር
እዚ የዋህ ህዝቢ ሰላም እዩ ዘጥዕመሉ
ርሑስ በዓል ትንሳኤ ንኩልና🙏🙏🙏🙏
ኣሜን
Amen
ሰይ ሰይ ባህልና ጥዓም ሰላም የውርደሉ ንዙ ለዋህ ህዝቢ ርሑስ ኣውደኣመት ❤❤❤❤❤❤
What an emotional, sensational moment. Shiro Entertainment Amlak kemey Edmekum yenwihayo. መቀረት ሰላምን ፍቅርን ዘንጰባረቀ ፍሉይ መደብ። ኣጆኩም ቀጵልዎ: ኣብጎንኩም ኣለና። ❤❤❤❤❤❤❤
Fetikem xelkum tegaru yehwatna eyom 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣሕዋት ከም ዝኾንና እንዳተረደአና ነኒ በዕልና ንዋቓዕ ንቓታተል ይገርም እዩ ንሱኩም ሓትና ንሕና ሓትኩም
እዉይይይይይይይይይይ ከም ሎም ደስስስስ እልን አይፈልጥን አታ ጎይታ አሞኻ ሙልእ ሰላም ግበረልና ዓይን ፀላእኹም ይደፈን 🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
ከምዚ ከማይ ንብዓትን ዕልልታን ሕውስውስ ዝበሎ ይግጨየኒ ❤❤❤❤ሰላም ራህዋ ፍቅሪ የውርደልና ሰላም ናፊቀ ኣነስ ኪናት ወረ ኪናት የሰውረልና መድሃኒኣለም ዳግማይ ትሳኤ ትግራየይ ድገምዋ❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ያ ኬፍ ዘለኩም ያሆ! ሕጂ ግርም ! ንኪድ ጥራይ አብ ጎንኩም አለና ሰላም ዘዕስል ስራሕ ክትሰርሑ ከለኩም!
ፍቅሪ ልዕሊ ዝኾነ እዩሞ ንፋቀር ደኣ ❤❤❤
ትግኛ ሓደ እዩ ኣይምቀልን እዩ::ሰላም ንህዝቢ ኤርትራን ንህዝቢ ትግራይን ውድቀት ንመለኽቲ ስርዓታት😍😍🙏🏼
meshed eugemey gali hager alibo. hege. doo. hebere ayenea fetekumo.
ዕላማ ና እዚኣ ኢያ ፍቅሪ ህዝቢ ኤርትራን ህዝቢ ትግራይን ሓደ ህዝቢ 😍🍇💯👌👌👌
TIGRAY AND Eritrea 🇪🇷 ❤❤❤❤
ኣታ እልልልልልል እቲ ክንዲ እምባ ዝመስል ቅርሕንቲ ግዲ ክፈርስ እዩ ❤❤❤❤
ደቂ ሓንቲ ትግርኛ ይመችኹም 🥰🥰🥰
Tigray tigrgna music ✅✅
Ethiopia tigrgna music ❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌
✔️
Anjal
❤❤
I don't understand your comment?
I understand what your saying, people mentioning Ethiopia in every videos when it’s meant to be Tigray and this is how it began at first everyone forgot what Tigray was and now same thing is happening
ከምዚ ዓይነት ብሉጽ ስራሕ ኣብ ልቢ ሰብ ይሰፍር እሞ ድማ ኣብ ፋሲጋ
ርሑስ ትንሳኤ ይግበረልና.
ከምዚኣ ትምቅር ኣውድኣመት ኣይርኣኹን ክብረት ይሃብኩም ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
We all are of one race, we have similar features,
Ethiopian 🇪🇹
Eritrean 🇪🇷
Djibouti 🇩🇯
Somalian 🇸🇴
I’m Eritrean and probably too drunk to coherently express my idea, as a primary reason being this video.
It’s made our day, a precious one. A good feel, and more importantly, a hint of bright future when we come together.
This is one of the best Easter’s I have celebrated, again this video being the main reason and the best video released for this reason ever. This will leave for infinity.
Thank you the watista, respected artist Teklehaimanot, thank you Eden, i have a special crush on you and I admire and love you so much, thank you Esaw brother and all the dancer and crew behind for giving us the best entertaining video but this means more than that.
Thank you shiro entertainment for arranging this and making it possible. Peace prevails, every single day we year for this. Again thank you for making our Easter holiday so special.
You said it perfectly. I feel the same way. Today was ground breaking… this will have a domino effect. All the other channels will start planning something like this for kudus Yohannes/New Year. I am sure!!! I can’t wait. Every thing has changed for the better. Thanks to God. Our lord has truly Risen!!!
❤️❤️
Well said broo...enough is enough...only peace...no more kill each other...we are only 8million
😂😂😂 shame on you people!
@@haben524 we love and live to see it 👏🏾👏🏾❤️💙🌿
ኣሰይይ❤ ሙቁራት ከመይ ደስ ዘቡል ኣዎደኣመት ኢዩ ኣነ ከምዚ ኢልኩም ቡምርኣየይ ደስ ኢልኒ። ከምዝ ኢዩ ዘጸቡቀልና ቀጽልዎ ኣሕዎተይ ናተይ❤❤❤❤🎉🎉
ሰናይ ዘመን ይግበረልና ጽቡቃት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Out of all view atleast 100k was mine...i can't stop Listening this music...ስኒትን ፍቕርን ነኹሉ ትግርኛ ተናጋሪ
ተጋሩ/ትግርኛ/ህዝበ ግእዝ/ሳባውያን ኣኹሱማውያን❤️❤️❤️🕊🕊🕊🌼🌼🌼🌼
❤❤🎉🎉🎉
God blessed Eritrean&tigrai people they are beautiful people
ነታ ተዛረቢት ትግርኛ ንምንታይ ብትግርኛ ሳዕስዓ ዝብሉ ኮ ኣይሰኣኑን 😅 ሰላም ንህዝቢ ትግራይ ❤ ሰላም ንህዝቢ ኤርትራ ❤ ሰላም ንተዛረብቲ ትግርኛ ❤❤ ... ትግርኛና ይለምልም ❤❤❤
ናይ ብሓቂ ናይ ሓጎስ,ውን የንበዕካ እዩ😢😔 እግዝኣብሄር ኣምላክ ሰላምን ፍቕርን የውርደልና🙏❤💛
*ንኲናት ዘይኮነ ከምዚ ንሓጎስ ንደስታ ዩ ዘምሕረልና ደቂ ትግርኛ ቀጽልዎ*
❤
ባህልናን ትግርኛን ኡፍፍፍፍፍፍ ኣታ ደስ ክትብሉ ሓደ ህዝቢ ሓደ ባህሊ
😂 ሕደግ😂 ሰላም አንዳበልካ ዘይሰላም ኣይትስራሕ 😂🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጽበቅ ስራሕ ክነዬ ሳዕስዒት ነባሪ ሰላም የውርደልና ።ሕረስ ሓረስታይ, ተመሃር ተመሃራይ, ንገድ ነጋዳይ,ቀድስ ቀዳሳይ ዘብል ጥዑም ግዜ የምጻልና ።❤❤❤❤ የቀንየልና ስነጥበባውያን ።
be continued you are the symbol of peace and unity of the people
ሩሑሱ እወደኣመት ኣሰይ ሰብ ትግረኛ ሙሉእ ሰላም🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤
ሀሳዊ
@@eyerusalemtesfatsion2624ሓስኻ ብልዒ ሓሲድ ሓሳዊት ንስኺ ኢኺ ባርያ
Amen 🙏
Amenn 🙏🏾🙏🏾🕊️🕊️🕊️
We are Eritrean::
ጽልእን ምንቅይናን ዝረሕቐሉ ኣውዳኣመት ይግበርልና
ሰላም ንሰላም ዘመርቲ❤🎉
ኣብዓለም ፍቕሪ እያ መወዳደርቲ ዘይብላሞ ፍቕሪን ስኒትን ይዓድለና ጎይታ❤
ማርያምን ህንድሄት እንደምታምሩ ውቦች በቲክቶክ አይቼ ስመጣ አገኘዋቹ የኔ ውቦች እግዚአብሔር ሰላማችንን ይመልስልን ተጋሩ ኤረይ ❤️❤️❤️😍😍😍🥰🥰🥰💃🏾💃🏾💃🏾
ፍቅሪ እምበር ፅልኢ ንኤርትራ ኾነ ንትግራይ ኣይጠቅማን ....ንኢሮጳን ኣሜሪካን ባሕርን ሰሃራን ኣቆራሪፅና እንኸዶም ዘለና ብፍቅሪ ብሕብረት ስለ ዝሰርሑ ዩ። ስለዚ ንሕና እውን ንሕበር እንተሓባበር ንለወጥ
ኣሰይ እልልልልልልልልልልልል ኣምላኽ ሰላምካ ኣውርደሉ እዚክልተ ህዝቢ❤❤❤❤
ሙሉእ ፍቅርን ሰላምን ርሑስ ብርሃነ ትንሳኤን ይግበረልና እግዝኣብሔር 🤲☦️😥 ዓይኒ ፀላኢና ይደፈን💙
ኣሜን
Ajokum ketslwo fkri ember kunat ayedlyon ezi hzbi❤🇪🇷🇪🇷❤
ታርቀናልንዴ😜 ደስ ክብሉ ማርያመን ኣይፈላልየና ፍቅርን ሰላምን የውርደልና ስላሴ🥰🥰🥰
Good job guys rihus awdamet
Yehbiru bro💟💙
አሜን 🙏🙏
The same stage was used to disrespect Eritrean by Eden Kesete by wearing habesha clothes showing the Tigrayan flag.
eta nab aboka meakor ziatewet nai tilyan meshenit ne aboka bi meakor himam ketilato niskum akele hamasen seraye jeberti rashaida saho elkum tefiekum agame isayas ewn lambadusa atfiekum gena eta ne aboka meakor ziatewet nai tilyan meshenit gud alewa gena gena solution coming soon Islamic Arabic republic Eritrea 🇪🇷 then Erena nikdmit mis nai tilyan meshenit 😊babene alora kalas sakit mara fnistra endiayamo 😊😊
@@serenityshalom7387 ፎ ምሃይም የዐሪኻ ግዳ ዘይትጽሕፍ እንታይ ክንብሎ ፋራ😜
Atum yehewatey nezi rekum tehagusekum do wey fekri teum kemezi elena nefekri endazemerena kinat wedi kunat nereh kab kinat zemete rebeha yelen emo yehewatey tegaru eritreawian ketelewa ane mes reakukum behagus eya nebea ❤❤❤❤❤❤
BEST OF THE BEST, NOTHING IS BETTER THAT THIS.
frankly speaking i don't have words to express my deepest heart feeling for the launching of our ancestor coordination and brotherhood of the two face of one coin community. in fact from the far bigning external and internal political situation makes us to fight each other.for both of each community let's build the former relation.
I am amazed how can two nations immerse like this
@@eyasubelay9541 really, are we two nations? By the way let's begin my point by your mi's conception on nation? Nation is alareg group of people who share common culture, language, ethnicity. So are we two nations!? May be if u are extranatinalist guy excuse me for my clearication. I understand our previous history we attacked each other for the sake of politicians. But w the only option less option is just forgetting the past. We must forgive each other.
ዕልል ኢዩ እምበር ትግርኛ ምስ ዝፋቀሩ ኩሉ ይቀስን ዓምብቡለይ ደቂ ኣደይ ❤❤❤❤❤
ፍቅሪ ዝኾኑ ህዝቢ። ንኩሉ ግዜ ከምዚ ናይ ፍቅሪ ስርሑ ስነ-ጥበበኛታት።🎉🎉❤
ናይ ባሓቂ ዕግበት ኣእምሮ ዝፈጥር ስራሕ,። ❤❤❤❤ shro entertainment ምስጋና ወሰን የብሉን 🙏 ፍቅሪ ሰላም ራህዋ ቅሳነት እፎይታ ኩሉ ኣብዛ video ረኺበዮ
selam 💊🙏 selam 🇪🇷🙏💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞
Aseyyyyyyyyyy away mas ina kab sdet temilsna mas muskubr hazbi Tgray Ede Eritrea Ruhus awdamet ❤❤❤❤❤
ኣሰይ ደስ ክትብሉ ❤❤❤❤
ውሽጥና ኾ ክንፋቶ ማዓት ኢና እግዚአብሔር ኣምላክ ነዙ ሚስክን ህዝቢ ሰላም የውርደልና🙏
ወዲ ገርሂ ልባ 😂 ሽሕ ጊዜ እንተኮነ ሕያዋይ ከይትኣምኑ ኤርትራዋይ።
Kkkkkk @@CalmDolphin-gl3txaytemen tgraway eyu habibi copy mechem natkumya tegaru msakumsi maedo maedo dea serekti
በዚ ዘይሕጎስ ጸላኢ ሰናይ ጥራይ እዩ , ሕጂ ውን ዝሓለፈ ገዲፍና ክንተሓቛቐፍ ከልካሊ የብልናን ❤❤❤❤
ደስ ዝብል ምትሕውዋስ አጆኹም ፀላኢኹም ዐይኑ ይደፈን በርትዑ ንፉቅሪ ንሐድነት ሐደ ህዝቢ አብ ክልተ ዓዲ
ኣቤት እዚ ባህልና ደስ ክብል፡ ሓሪፍ ስራሕ~
ህዝቢ ትግርኛ ንውለድ ንዛመድ እምበር ኣይንቃተል ፍቅሪ እዩ ዘጸብቀልና።
ስነ ጥበኛታት ካኣ ይበል በቃ እንታይ ክወጾ❤❤❤
🇪🇷🇪🇷 ምዝማድ ምስ 9 ብሄርና
ምክብባር ምስ 9 ብሄርና ምፍቃር ምስ 9 ብሄርና ኣለናዮ. አንተ ምሳኹም ምክብባር ከም ካልኦት ጎረቤትና ኩሎም ህዝብታት ኢትዮጵያ ክኣ ይኹነልና 🇪🇷🙏🙏
@@user-zp7ms4jo8qእሞ ንስኻ ከም ድላይካ ክትኮን ምርጫኻ እዩ ዋላ ጉርብትና ኣይደልን ተይልካ'ውን ክትገድፎ ትኽእል ኢኻ ምስቲ ሰላም ዝደሊ ህዝብን መንእሰይን ግን ብሰላም ብፍቅሪ ኢና ክንገብሮ💙💊🔥
@@user-zp7ms4jo8qኣታ ጉሓፍ ድቓላ ዓፋር ድዩ ዋላ ሳሆ ይሃልዉ ዋላ ህልም ይበሉ ኣይግድሰናን ዩ ...ትግርኛ ዝባሃል ህዝቢ የለን ኩላ ትግራዋይ እያ 😂 ትግራይን ተጋሩን ካኣ የሕዋትና ዘይኮኑ ኣካልና እዮም ኣታ ጉሓፍ ዶንቆሮ....ጽንጽዋይ ኤርትራውነት ብሓንቲ ደርፊ ከምትቕበር ብግብሪ ርኢኻ ኣለኻ ኣንታ ሓሳኽ የእምሮ
@@user-zp7ms4jo8q ንቀቢላ ኣይልከትን እዩ እዚ ጉድይ ናይ ደቂ ትግርኛ እዩ ።
@@user-zp7ms4jo8qN Ertra afriskum si, mzmad ms Ertrawyan kea tblu.
Selam tfeltu dikum. Quinat ekum tfetwu. Nhna Ertrawyan aytehagosnan.
ደጊም ጽልኢ ፈሪሳ❤ ተመስገን ኣጀኹም ተኣምር ኣርኢኹምና ❤ የቐንየልና።
ናይዚ ዘመን ገብረፃዲቕ ቀፅለሉ። ርሑስ ባዓል