EMNA ኢሰያስ ኣፈወርቂ፡ ጥይት ኣይትቐትሎን'ያ፡ ንብል ነይርና ERITREAN HISTORY AND CULTURE

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 พ.ย. 2024
  • EMNA ኢሰያስ ኣፈወርቂ፡ ጥይት ኣይትቐትሎን'ያ፡ ንብል ነይርና ERITREAN HISTORY AND CULTURE
    Eritrean Media Net Asmera is your news, entertainment, music fashion . We provide you with the latest breaking news and videos straight from the entertainment industry Eritrea Asmara
    #EMNA #Eritrea #Eritrean_news

ความคิดเห็น • 227

  • @Ghebrhiwethabtay
    @Ghebrhiwethabtay 11 หลายเดือนก่อน +15

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷መትከልን ዕላማን ናይ ሃገርን ህዝብን ዘለዎ ንመስዋእቲ ድልው ስለዝኮነ ኩሉ ኣይቀትሎን እዩ ብፍላይ ከኣ ንኣርካናት ገድሊ ኣያታትናን መራሕትናን ክቡር ፕረሲደንት ሃገር ኤርትራ ተጋዳላይ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዕድመን ጥዕናን ንምነ ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንስውኣትና ዓወት ንሓፋሽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @selamhadgu4628
    @selamhadgu4628 11 หลายเดือนก่อน +17

    ወዲ ሃይለ እንቃዕ ገጽካን ታሪኻን ክንሰምዕ ኣብቃዓና ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ኣጆኻ ዳሕዳሓዮ በቲ ንፈልጦ ነጎድጋድ ድምጽኻ ባህሊ ስንኩላን ጠለይ ጠለይ እናበልካ ብሓንቲ እግርካ ክተርኢ ከለኻ ይራኣየካ ኣብ ካልኣይ ክፋል እቲ ናይ ሽዑ ዝነበረ ደርፍ ተስምዓና ትኽውን ጅጋኑና ክብርን ሞጎስን ይግባኣኩም ንበሩልና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @nohisack7796
    @nohisack7796 11 หลายเดือนก่อน +7

    ንሰውራ ኤርትራ ካብ እግሪ ተክሉ አታትዩ መሪሑ ናጽነት ህያው ዝከበረ አርካን ጅግና መራሒና ብአካ ሕቡናት ኢና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ehabhaile467
    @ehabhaile467 11 หลายเดือนก่อน +7

    ክብርን ሞጎስን ንተጋደልቲ :: ⭐️
    ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና :: 🕯️
    ወትሩ ዓወት ን'ሓፋሽ ‼️ 🇪🇷✊️🇪🇷

  • @letenseafesshaye7801
    @letenseafesshaye7801 18 วันที่ผ่านมา +2

    መርሐባ እፍረም ግደ ኩሉ ተቅርቦመደባትካ ዝበለጸን ዘደንቅን ንጀጋኑ ሰብውዕሎ ተጋደልትና ከአ ክብርን ሞጎስን ስለኦዚአ መረት ዝሰንከሉን ዝተሱውኡን ክብርን ሞጎስን ይብጽሐዮም ዐወት ንሐፋሽ ካብሽወደን ለተንስኤ ፍስሀዬ ✝️✝️✝️🇸🇪🇸🇪🙏🇸🇪✝️✝️🎆🎆🍓🍓🎇🎇🥜🇪🇷🇪🇷👏👏🌽🌹🌹🌹💒💒💒💒🌹🍇🍇🥀🥀👏🏻💵⛪️⛪️⛪️💵💵💵🎂

  • @zeeMe2323
    @zeeMe2323 11 หลายเดือนก่อน +14

    Thank you jegnau Heroes EDF leaders God bless our beautiful country 🇪🇷 ❤️ 🙏🫶🫶🇪🇷🫶🫶🇪🇷🫶🫶

  • @salembeyene6239
    @salembeyene6239 11 หลายเดือนก่อน +22

    ክበሩልና ንበሩና ጀጋኑ አክራናት ኤርትራ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤❤❤❤

  • @maramihari6453
    @maramihari6453 11 หลายเดือนก่อน +11

    ክብርን ሞጎስን ንዓኩም ኩቡራት ጀጋንና❤❤❤

  • @BeyeneTekie-f4j
    @BeyeneTekie-f4j 10 หลายเดือนก่อน +1

    ጅግንነትኩም እስከ ዳሕድሕዎ ንስኻትኩም ዘይነገረና መን ክነግረናዩ የሕዋተይ ጀጋኑ

  • @yosephmichael3165
    @yosephmichael3165 11 หลายเดือนก่อน +4

    ጀጋኑ ኣያታትና ነዚ ከቢድ ታሪኻት ከምዚ እንዳገበርኩም ኣዘንትዉ ዘይተነገረ እንበር ዘይትገብረ የለን ብኸማኹም ዘኣመሰሉ ጀጋኑ ኤርትራዊነት ክቡር መነት❤

  • @semaineshtewolde4360
    @semaineshtewolde4360 11 หลายเดือนก่อน +11

    ዉሉድ ኤረይ ጅግና ብተመስጦ ሰሚዔዮ ንኻልአይቲ ክፋል ብተመስጦ ይጽበ ።
    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @beyo510
    @beyo510 11 หลายเดือนก่อน +11

    እወይ ዝክርታት ገድሊ ዘኪርና እህ እዋይ ተጋደላይ
    ጽብቅ ተበግሶታት ሐድሽ ወለዶ ክፈልጦ ዘለዎ ታሪክ እዬ ቀጽልዎ ናጽነትና ብክንደይ ገድሊ ከም ዝመጸት ክዝንቶ ዘለዎ እዬ ንመስግነክም

  • @woineteklea275
    @woineteklea275 11 หลายเดือนก่อน +8

    Welcome dekie Eritrean God bless you dekie Eritrean Amen 🙏 🙌 ❤️ Eritrean God bless you Eritrean day by day Amen 🙏 ❤❤❤❤❤ Thanks 🇪🇷 🙏 🙌 👏 Wede Eritrean keep going great news

  • @ehabhaile467
    @ehabhaile467 11 หลายเดือนก่อน +5

    ሽግር ገጢሙ ተጻዊሩን ስዕሩን ናጽነትን ራህዋን ንህዝቡ ዘረከበ እንኮ ኣብዛ ዓለም ኤርትራዊ ተጋዳላይ/ት እዩ ብዘይጥርጥር :: 🇪🇷✊️🇪🇷

  • @roseekt4799
    @roseekt4799 11 หลายเดือนก่อน +20

    💞🇪🇷SHAIBYA FOR EVER 🇪🇷🙏💞

  • @maazaaraya8776
    @maazaaraya8776 11 หลายเดือนก่อน +2

    እንቋኦ ነዚ መሪር ታሪኽ ከትዘንትወሉ ንህዝብኻ ሓጎሰካ ጅግና፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ!!! የቀንይልና ኢፍረም ግደ 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪👑🇪🇷👑🇪🇷👑🇪🇷✊✊✊🙏🙏🙏

  • @GisilasemeashoAkberom
    @GisilasemeashoAkberom 11 หลายเดือนก่อน +11

    ሰላም ደቂ ኤረይ ናይ ሰላም ኤፍሬም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ehabhaile467
    @ehabhaile467 11 หลายเดือนก่อน +7

    God Bless Eritrea & Eritreans ‼️🇪🇷🙏🇪🇷

  • @abdelletifmuhammed836
    @abdelletifmuhammed836 10 หลายเดือนก่อน +2

    እንቋዕ ናትኩም ኮንኩ ጀጋኑ ኣያታተይ 🇪🇷😍❤️👍

  • @mussierezene4650
    @mussierezene4650 11 หลายเดือนก่อน +6

    ወዲ ሃይለ ጅግና ንበር ክበር😍🇪🇷💪🏾

  • @abrahamghebreseasie9640
    @abrahamghebreseasie9640 11 หลายเดือนก่อน +3

    👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍እንቃዓ ብሰላም ወጺእካ ነቲ ኣዝዩ ሕልኽላኽ ከተዘንትወሉ በቓዕካ፣ ኣዝዩ ጥዑም ኣዛናትዋ ሰሚዕካዮ ዘይጽገብ።👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @fevenhaile2699
    @fevenhaile2699 10 หลายเดือนก่อน +1

    Thanks Efrem for bringing this wonderful history.

  • @genettekeste3951
    @genettekeste3951 11 หลายเดือนก่อน +9

    ክቢሪ ይሃቢክይም ጀጋኑና ንዓና ክትቢሉ ዝሰንከልኩም።🙏🙏🙏❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tekilafiss5686
    @tekilafiss5686 11 หลายเดือนก่อน

    ናይ ብሓቂ ንኽታኣምኖ ዘጸግም ታርኽ ህዝባዊ ግንባር ዘይነጽፍ መስተንክራዊ ዛንታ።
    ጋዜጠኛ ኤፍሬም ግድ ታርኽ ህዝባዊ ግንባር ብፍላይ ናይ ብረታዊ ቓልሲ ንፉዓት ጻሓፍቲን ኣዘንተውትን ታሪኽ ደሊኻ ብደርጃ መንግስቲ ቆላሕታ ክግበረሉ ንይላቦ። ብጣዕሚ ዝምስጠኒ መደብ እዩ መደብካ።

  • @biniamhabte6148
    @biniamhabte6148 11 หลายเดือนก่อน +5

    Thank you EMN. ♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @sammyabraham6645
    @sammyabraham6645 11 หลายเดือนก่อน +18

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 God bless Eritrea 🇪🇷 & the people, the land of heroes “ Awet Nihafash “ 👍

    • @nigistikiflom2209
      @nigistikiflom2209 11 หลายเดือนก่อน +2

      🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍🙏

  • @zeratsiontesfayweldemichae8094
    @zeratsiontesfayweldemichae8094 11 หลายเดือนก่อน +6

    ኣንቱም ጀጋኑ ኣብዚ ዓለም ብጀካ ሐሶት ን ኣቃናብርካ እምበር ሐቂ ዘይብሉ ኣብ ኢረትራ ግን ኣብ ነብስወከፍ ስብን ስድራን ዘደንቅ ታሪኽ ኣሎ እዞም ኣርካናት ድምጾም ከይሰማዓናዮም ይሐልፉ ኣለው ደቅሳሕል ኣናብስ ንብሎኦ እንተዝገብሩ ንሙሉኡ ዓለም ምአኸለ ነሩ

  • @senaithailom3322
    @senaithailom3322 11 หลายเดือนก่อน +3

    God bless you Eritrea people and Iseias Afowerky Amen Amen 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @musazghiasfha8361
    @musazghiasfha8361 11 หลายเดือนก่อน +6

    Welcome deqi Eri jeganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️👍🇪🇷🇪🇷

  • @eriangelino7800
    @eriangelino7800 11 หลายเดือนก่อน +4

    What an enthralling story! Our history must be told and written for the coming generations.

  • @yemanehaile9648
    @yemanehaile9648 11 หลายเดือนก่อน +1

    ጽቡቕ መደብ፥እንተኾነ ጎዶሎ መኣዲ ይብል የማነ ባርያ እታ ዝተወልደላ ዕለትን ዓድን ዘይምግላጽ መቐረት ጎዲሉ ንሱ ዩ መሰረት ድሕረ ባይቴ ሰላም።

  • @TedrosHabte-n2g
    @TedrosHabte-n2g 11 หลายเดือนก่อน +2

    Gegna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @gualeyobeyob1735
    @gualeyobeyob1735 11 หลายเดือนก่อน +4

    You are hero god bless🇪🇷🇪🇷

  • @tesfakibrom2447
    @tesfakibrom2447 11 หลายเดือนก่อน +2

    ዓመተ ምህረት ዝተሰለፍካሉ
    ብዝተካለ ዓመተምህረትን ቦታን ጥቀስ

  • @sabatekle6948
    @sabatekle6948 10 หลายเดือนก่อน +1

    እዋይ እዚ ሽግር የሕልፎም ናጽነት ኣምጺኦማ ብዓል በየነ ውቱፍ ሳንድውች እናበለዐ ከቃሽሽ ይውዕል ጀጋኑና ኣጆኹም ኣብ ጉንኹም ኣለና

  • @omerabdellasego9528
    @omerabdellasego9528 11 หลายเดือนก่อน +3

    ጀጋኑ ኢኹም ብድሕሪ ሕጂ ዘይ ድገም ጅግንነት እንታይ ም ብውሑዳት ተጨውያ ናጽነትና ድሕን ደጊማ ጸሓይና ትበርቕ ትኸውን ተስፋ ኣይንቁረጽ

  • @Erilebna
    @Erilebna 11 หลายเดือนก่อน +8

    Shabia never change brand 👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @tesfalemaraya211
    @tesfalemaraya211 11 หลายเดือนก่อน +1

    Zterefe edmika ybarkelka jgna abona❤

  • @chapstar1328
    @chapstar1328 10 หลายเดือนก่อน +1

    Shabiya for Life ❤🇪🇷

  • @semharkesete5037
    @semharkesete5037 11 หลายเดือนก่อน +1

    ባባ ትስፋሚካኤል ጅግና ቅድሚ ሕጂ ብዛዕባ ከበባ ናቅፋ 1976 ን6 ኣዋርሕ ጽንቅርነት ዝነብረ ምስ ብዓል ቺንዝ ወዲ ካሳ ዝግብረኩሞ ኢንትርቢው ስሚዕዮ ኔረ ኣውያት ማሞ ኩሉ ጅግነትኩም ኣብ ዕላማኹም ምጽናኩም ኢሞ ተስፋ ኣብዘይነብርሉ ቁርን ጥሜትን ተጻዊርኩም ዝሓክኩሞ ግዝየ ኣቦታተይ ሙካንኩም ትሓቢነ ዳርጋ አታ ፋጻመ ከም ጾሎት ምዓልታዊ የ ዝርአያ ሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ከማኹም ዋላ ድሕሪ 1000 ዓመት ኣይድገምን ዩ ኣብ ኤርትራ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ሽዓብያ ሰራሕቲ ቅያ ምዓንታ ብልሒ ዓድሊኩም ዩ ኣምላክ ኤፋር ከኣ ይቅንየልና አዞም ኣርማ ኤርትራ ዝኮኑ ኩሉ ግዝየ ከምኦም ጥራይ ኣቅርበልና ወዲ ረዳአ ካብ

  • @yesorno7631
    @yesorno7631 11 หลายเดือนก่อน +2

    በጃኻ ታሪኽ ሳርዳር እባ አምጸኣልና። ካብ ቐረባ ሰብ ቁሩብ ሰሚዐ ኔረ ሳርዳር ንሱን አንሶልኡን ኣብ መዓንጥኡ ምስ አሰራ ዘይጨደዶ መሬት ደለን ። Please 🙏🙏🙏

  • @ed2821
    @ed2821 11 หลายเดือนก่อน +5

    Amen 🎉🎉🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🎉🎉

  • @dahabghebremeskel9861
    @dahabghebremeskel9861 11 หลายเดือนก่อน

    ምስጋና ይዂንኲም ንስለ ሕዝቢ ዝሰንከልኲም

  • @ghjdjj3442
    @ghjdjj3442 11 หลายเดือนก่อน +1

    Nberlna jeganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍

  • @abrahamisak7011
    @abrahamisak7011 11 หลายเดือนก่อน +2

    ጽቡቅ መደብ ዪ ቐጽሎ ካብቶም 800 ሰባት ዳርጋ ውሕዳት ዮም ተሪፎም ዘለው ምናልባት ንውዲ ሓይለ ክሕግዞ ዝክእል ኮነሪል ኣብርሃም ሓሊኪኤል (ወዲ ሓሊኪኬል ) ወዲ እምባድርሆ ክሕግዘካ ይክእል ዪ

  • @OkbayHabte096
    @OkbayHabte096 11 หลายเดือนก่อน +3

    ክቅጽል ኣለዎ ግድን

  • @adenmahari1155
    @adenmahari1155 11 หลายเดือนก่อน +2

    Jeganuna gulebtokm cem nisiri ytahades cem anbasa yhaylkum idimekum newih ygbero amn🇪🇷🙏💐❤️

  • @yodithailehagos1326
    @yodithailehagos1326 7 หลายเดือนก่อน +1

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @hizbawiginbarginbarghinda3872
    @hizbawiginbarginbarghinda3872 11 หลายเดือนก่อน +2

    👍
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @sen-ayt7782
    @sen-ayt7782 11 หลายเดือนก่อน +1

    🇪🇷💖እንቁዕ ስዓርኩም ጻማኹም እዩ 🇪🇷

  • @adulis73
    @adulis73 11 หลายเดือนก่อน +1

    ኣየ ተጋዳላይ ገርሂ !

  • @fevenhaile2699
    @fevenhaile2699 10 หลายเดือนก่อน

    Thanks for this clear history and information. We'll done 👍

  • @hailetecleselasie5983
    @hailetecleselasie5983 11 หลายเดือนก่อน +3

    Kiberelna jigna hawuna

  • @EshayasEshayas
    @EshayasEshayas 11 หลายเดือนก่อน

    ተታሕዞም፡ቶኳዓት፡መን፡ከም፡26.ጣዕሚምጣዕ፡ወድጆን፡ከምዘይብድሉ፡ደቂ፡አቦና፡ፃድቅ፡አቦና፡ቁዱስ፡ኖህ፡ከም፡አቦናእስራኤል፡ተባረኹ፡አሜን።

  • @Saraghebrendrias
    @Saraghebrendrias 11 หลายเดือนก่อน +2

    Eritrea hero people gad placed you

  • @ደቀባትትግርኛ
    @ደቀባትትግርኛ 11 หลายเดือนก่อน +2

    ህዝቢ ኤርትራ መግቢ ኢንተርነት ኤለክትሪክ ዩንቨርስቲ እዩ ዘድልየና

  • @ንጥበብመንዩጥበቡ
    @ንጥበብመንዩጥበቡ 11 หลายเดือนก่อน +8

    ብኸምዚ መሪር ዋጋ ዝመጸት ዓዲ ሎሚ በዘይ ረብሑ ደቂ ወልደገባ ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ክትኣቱ ማለት ክልተ ሞት እንድዩ ኣይትሕሰብዎ ከኣ እዩ ናትና መልሲ

    • @meley1952.
      @meley1952. 11 หลายเดือนก่อน

      ኣበይ ኮንካ ትፍክር ሎቅማጽ ፉሹል ገድሊ ህዝባዊ ሓርነት ኢትዮጵያ😯🤐

    • @tehabenhizbey2778
      @tehabenhizbey2778 11 หลายเดือนก่อน

      ​@@meley1952.Brigade nkebdu !! Kentu blash shnti!!👹🐒🐍💊

    • @meley1952.
      @meley1952. 11 หลายเดือนก่อน

      @@tehabenhizbey2778 ኣምሺ ለቅላቂ ሰመያዊ ሰውራ ስጋብ ኤርትራ

  • @SelamMaekele
    @SelamMaekele 11 หลายเดือนก่อน +4

    ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪

  • @AbdiAbubeker-je8pw
    @AbdiAbubeker-je8pw 11 หลายเดือนก่อน +5

    Isu. Gigna

  • @bynamtensae1165
    @bynamtensae1165 11 หลายเดือนก่อน

    TesfamichaeL Haile - ATa DrBaY N'TeTeQiMu ZderBeYeKa Leba EsaYas TmuGus ALeKa BlasH

  • @kemaitsemharay2753
    @kemaitsemharay2753 11 หลายเดือนก่อน +1

    Keberu zjeganuna Amen ❤❤❤❤❤

  • @tsegatsegay5697
    @tsegatsegay5697 11 หลายเดือนก่อน +4

    ሰላም ወዲ ሃይለ እንቓዕ ነዚ ታሪኽ ዚ ክትገልጽ
    ኣብቅዓካ። ነቲ ክእመን ዘይክእል ጽንኩር ናይ ምጅማር ገድሊ ግዜ እቲ ኩሉ ተሰጊሩ ኤርትራ ከም ሃገር ቆይማ።
    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።

  • @yonastekeste7109
    @yonastekeste7109 11 หลายเดือนก่อน +4

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍

  • @militegebrenegus6390
    @militegebrenegus6390 11 หลายเดือนก่อน +1

    Merhaba deki.erey
    ...ertrawinet kubur.mininet..kibrin.misganan. nisematatna..e.ni.serawitna. 🇪🇷🇪🇷❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @araiafamily5328
    @araiafamily5328 11 หลายเดือนก่อน +2

    Kbrn megosn njeganuna Awet nhafash ✊️✊️✊️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @maramihari6453
    @maramihari6453 11 หลายเดือนก่อน +2

    ዕላልካ ፉሉይ ኢዩ ብጣዕሚ ዕድመን ጥዕናንን ይሃብካ ኤፍሬም ግደ ድማ ክብረት ይሃበልና ብሰንኪ ሙዚቃ ምብዛሕ ኣብዛ ቻነል ምስማዕ ዳርጋ ገዲፈዮ ኢየ ግን ክንደይ ኣገዳሲ ይሓልፈኒ ኣሎ እንተኪኢልካ ደርፍታፍ ቆራሪጽካ ዋላ የእትዎ ኣብ መወዳእታ ድማ ብምእታ ተስምዓና እንበር ንሕና ነቲ መልእክትካ ክንሰምዖ ንደሊ ደርፊ የበዝሖ ንኩሉ ከይሰማዕናዮ ስዓት ስራሕ ወይ ድቃስ የርክብ ደርፊ እዳሕለፍካ ከይንሰምዖ ድማ ክንደይ ግዜ ስለዚ በጃካ ትሓባበረና ደርፊ ኣይትብዝሕ ምሃሪ ኢዩ ግን ንኩሉ ዝከውን ግዜ ይውሕደኒ ኣሎ ከምዚ ከማይ ብዝሓት ከምዘለው ውን ኣይትዘንግዕ

  • @briktimariamkahsay4410
    @briktimariamkahsay4410 10 หลายเดือนก่อน

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏❤

  • @tseguteklemikal-fk7lo
    @tseguteklemikal-fk7lo 11 หลายเดือนก่อน +3

    wedza halal meriet edmen teanan yehabka kubur president of the state of the eritrea

  • @almazzerezghi7483
    @almazzerezghi7483 11 หลายเดือนก่อน +2

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @EshayasEshayas
    @EshayasEshayas 11 หลายเดือนก่อน

    ከምዚዓይነት፡ አጋላልፃ፡ፀረ፡ኤርትራውያንን፡አፍሪቃውያንን፡ታሪክ፡ዝስንዱ፡ተመሲሎም፡ዘርኢሰብ፡የፅንቱ፡ዓገብ፡ሐዙልና፡ተኻሉ፡አንጭዋ፡ቤተክርስትያን፡አምሰሉታት፡ፀረ፡ፈጣሪ፡ዓፈንቲ።ቶኳዓት፡ሽኮእግሮም፡ጣዕሚምጣዕ፡ረም፡525፡ተማረኽ፡ብፍቅሪ፡ዓብዱላሂሑሴን፡ተባረኽ፡ምስስድራኻን፡ሃገርናኤርትራ፡ው፡አሜን

    • @EshayasEshayas
      @EshayasEshayas 11 หลายเดือนก่อน

      ዓብዱላሂሑሴን፡ናትና፡ገዛና፡ኩልና፡ሐደ፡መአዲ፡ገዛና፡እዮም፡ተባረኽ፡ማለት፡አብስራሕን፡ንግድን፡አብምሕደራን፡መሰልን፡ማዕርነት፡ናይደቀንስትዮ፡ስራሕ፡ቤትን፡ሐዳረን፡ምዕንባብን፡ሰብኡተን፡ደቀን፡ከዕብያ፡ወታሃደራዊ፡ዕድመን፡ካልእን፡ሳዕቤናት፡ናይደቀንስትዮ፡ስለዘሎ፡አገልጉሎት፡አይምልከተንን፡እዩ፡ወንጀለኛታት፡ይታአለዩ፡ማፍያታት፡ናይ፡ኤርትራ።

    • @EshayasEshayas
      @EshayasEshayas 11 หลายเดือนก่อน

      ኢሳያስ፡ወልደሚካኤል፡ጎይትኦም፡ኮር፡161.26.ቴል፡እስራኤል

  • @yerusalemmihreteab3695
    @yerusalemmihreteab3695 11 หลายเดือนก่อน +2

    🇪🇷💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @kuflomghebre6673
    @kuflomghebre6673 11 หลายเดือนก่อน +1

    Thanks!

  • @MeseretDesta-b6d
    @MeseretDesta-b6d 11 หลายเดือนก่อน +1

    Hzbawi gnbar eti zeydgem fuqr wudb eu ❤❤❤❤❤❤❤

  • @merongrmay3860
    @merongrmay3860 10 หลายเดือนก่อน

    Arki fatherey wedi hayle jigna

  • @bishsmeronsemehar752
    @bishsmeronsemehar752 11 หลายเดือนก่อน

    🇪🇷🌷🙏❤🇪🇷🌷🙏❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @candido6539
    @candido6539 11 หลายเดือนก่อน

    ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇩🇲🇩🇲🇪🇷

  • @haileabhabtezion6592
    @haileabhabtezion6592 11 หลายเดือนก่อน +2

    Thibuk agelaltsa

  • @EshayasEshayas
    @EshayasEshayas 11 หลายเดือนก่อน

    ብጥይት፡ዘይወድቅ፡ሰብ፡የለን፡ሰብ፡ፍጡር፡ማዕረ፡እዩ፡ንኹሉ፡ሰብ፡ከምነብስኻ፡ጌርካ፡ሕሰቦም፡ፀሊም፡ይኹን፡ፃዕዳ፡ዘይምፍራድ።

  • @Mesgana7
    @Mesgana7 11 หลายเดือนก่อน +2

    Nakum zeakil msgana fxum yelen. Wiletkum buzuhn rezinn iyu😢😢🙏🙏🙏🙏💯💯💯💝💝💝💝💝💐💐💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @kebromberhan7781
    @kebromberhan7781 11 หลายเดือนก่อน +1

    ❤🇪🇷🇪🇷♥️🇪🇷🇪🇷♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @misghnawoldegebriel6768
    @misghnawoldegebriel6768 11 หลายเดือนก่อน +1

    Thanks

  • @abrahamoqubu6906
    @abrahamoqubu6906 11 หลายเดือนก่อน +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @alembeyene6147
    @alembeyene6147 10 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @adhanomabrham5017
    @adhanomabrham5017 11 หลายเดือนก่อน +3

    Ane aygzaen bbdawi this song is a story by itself

  • @jimieomer6603
    @jimieomer6603 11 หลายเดือนก่อน

    ሳሕል ቦታ ድኽነት ገርክሞ። ምትሕስሳብ ከም ዘሎ ኣይትረስዑ።

  • @fisaheyehadgu8628
    @fisaheyehadgu8628 11 หลายเดือนก่อน +1

    ዜይተነግረ እንበር ዜይተገብረ የሌን እብ ሰውራ ኤርትራ

  • @himanteklemariam8749
    @himanteklemariam8749 11 หลายเดือนก่อน +2

    ❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️

  • @BeyeneTekie-f4j
    @BeyeneTekie-f4j 10 หลายเดือนก่อน

    ኤርትራውያን ንትአከብ ክበሃሉ ዝዓስሉ ንተሐጋገዝ ምስዝበሃሉ ዝኹሙሩዮም ርስፐክት አሎና

  • @amyohannes4198
    @amyohannes4198 11 หลายเดือนก่อน +1

    ❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @user-Eri
    @user-Eri 11 หลายเดือนก่อน +2

    Welcome Efrem

  • @timnithaile2529
    @timnithaile2529 8 หลายเดือนก่อน

    ❤🎉❤🎉❤❤🎉❤🎉❤❤🎉

  • @Eri.Tigrinya
    @Eri.Tigrinya 11 หลายเดือนก่อน

    🦁🇪🇷

  • @merhawisibhat5914
    @merhawisibhat5914 11 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤

  • @selemawitdebrezion7952
    @selemawitdebrezion7952 11 หลายเดือนก่อน +3

    Kbrin mogosn nyatatnan warsay wolodon 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @issayesberhane5917
    @issayesberhane5917 11 หลายเดือนก่อน +1

    Issayes. Issayes. Aye. Serkty. Esayes. Eyu. Baka. Eza. Bal Petos. Solomon. Mesfin hagos tarekom kebrkumom. Aty serkty Hgdf. Zeywegeh. Xelmeat. Eyu mesakum.

    • @amanuelandeberhan126
      @amanuelandeberhan126 11 หลายเดือนก่อน

      Kab hero nab zero sileziwedqu'kuayu. Jigna zibehal AB jigninetu miszixenae'yu 👎🏾

  • @mitslalogbu2263
    @mitslalogbu2263 10 หลายเดือนก่อน

    Behera zineberna kebiku e a temedabina nevi heletetn kifileten temedana

  • @nazarethghebreiwet4285
    @nazarethghebreiwet4285 11 หลายเดือนก่อน +2

    ❤🇪🇷❤😘😍🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @zetawbrhane5652
    @zetawbrhane5652 11 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @mysweethomeshow4094
    @mysweethomeshow4094 11 หลายเดือนก่อน +2

  • @floragebrea5mlak437
    @floragebrea5mlak437 11 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌺🌺🌺🌺🌺