እቲ ክሃስስ ክስራሓሉ ዝጸንሐ ታሪክ ምድረ ባሕሪ ጥንታዊ ኤርትራ | Eritrean History Mdre Bahri

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 2 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 821

  • @wintatesfatsion5401
    @wintatesfatsion5401 4 ปีที่แล้ว +288

    ሕጂ ናይ በሓቂ ንኤርትራን ኤርትራውነትን ዝቖመት ቻነል መጺኣ! ታሪኽና ተገዲስኩም ብኸምዚ መልክዕ ስለ ዘቕረብክምዎ ምስጋናይ ወሰን የብሉን። እቲ ኣንባቢ ድማ ኬፍ ዘለዎ ድምጹ bravo !

    • @angosomtesfalem9759
      @angosomtesfalem9759 4 ปีที่แล้ว +5

      Winta Tesfatsion ናይ ብሓቂ እዛ ኩላ ከም ውሕጅ ታኣካኪባ ዝመፀት ከም በዓል ራሻይዳን ጀበርትን ታሪኮም ክዝርዘር ኢዩ ሕጂ እቶም ደቀባት ኢልና ዝተማሃርናዮም ኩናማ ውን ደቀባት ዘይምካኖም ዋና ዛሃገር ትግርኛ ምካኑ ክረጋገፅ ኢዩ ህጂ

    • @alambradani2259
      @alambradani2259 4 ปีที่แล้ว +15

      Angosom Tesfalem: suk eske bell ..... tigrigna do wala gele tibl ente koynka kid nabtom ጋዕጋዓት ዓጋዝያን። ኤርትራ ናይ ኩሉ ኤርትራዊ እያ። nay metahit nay kebesa nay aslamay nay kirstyan. Nay tsheate biherat eya. Fnito🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @alextek8741
      @alextek8741 4 ปีที่แล้ว +4

      @@angosomtesfalem9759 sekt guhaff

    • @Titi-tv9uh
      @Titi-tv9uh 4 ปีที่แล้ว +1

      Alambra Thomas
      Kemu zbhal yelen Men u wedi abat men eyu zey wedi abat gdn ayu kflet zelewo. 😡
      Teakakibu zmexe wedi abat kkewn aykeln. Ab xmexe weledotat xegem sle zgebr

    • @Titi-tv9uh
      @Titi-tv9uh 4 ปีที่แล้ว +1

      Angosom Tesfalem
      Tigrinya bzuhat tesedidom zmexu alewu, really Tigrinya really tigre gn deki abat ana

  • @abrahamabraham3749
    @abrahamabraham3749 4 ปีที่แล้ว +70

    ናይ ብሓቂ ንፍዓት ታሪኽ ሃገርካ ምፍላጥ እቲ ዝበለጸ ህያብ ኢዩ ኣጆኩም ታሪኽ ሃገርና ከምኡ ጌርኩም ናብ ህዝቢ ዘርግሕዎ።

  • @kingamba8010
    @kingamba8010 4 ปีที่แล้ว +43

    ኡፍፍፍፍ ውላዳ ክምስክር ይሰምዕ ኣለኹ ፡ንሕና እውን ንመስክረላ ንቤትና ከይትፈርስ ደቂ 2 እምነታትን 9 የሕዋትን

    • @Netsebraq
      @Netsebraq 3 ปีที่แล้ว

      2 እምነት ወይ 9 የሕዋት ዝብል ኣይሰማዕካን ኣብዚ ታሪኽ።
      እዚ ታሪኽ ታርኽ ህዝቢ ትግርኛ ጥራሕ'ዩ።

  • @awetshmangus9928
    @awetshmangus9928 4 ปีที่แล้ว +58

    ታሪኽ ህዝቢ ኤሪትራ ታሪኽና ብዕምቀት ኣይመርመርናዮን ዘለና።
    ስለዚ ብደቂቅ መጽናዕቲ ተመርሚሪ ብመልክዕ መጽሓፍ ክስነድን ክትረኽን ኣለዎ።

  • @robelberaki9879
    @robelberaki9879 4 ปีที่แล้ว +115

    እወ ከምዚ ገይርኩም ድኣ ታሪኹ ኣፍልጥዎ ነዚ ወለዶ!!!! የቀንየልና

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 3 ปีที่แล้ว

      ጀብሃ ብሰብዓታት ናይ ገዛእ ርእሳ መጽሓፍቲ ትግረ ትግርኛ ብሓዊ ኣንዲዳ፡ ብዓረብኛ
      ክትክእ ክንደይ ህርድግ ኢላ። ብራድዮ ናይ ጀብሃ መዓልታዊ በዚ ትሕቲ ሓደ ካብ ሚእቲ ጥራይ ዝሰምዖ ቋንቋ ዓረብኛ
      ዓንገረር ኢላ። ደሓር ኣብ ሙማታ ብቋንቋ ትግረ ክትፍኑው ፈቲና፡ ኣብ ክልተ ወርሓ ራድዮ ዓጽያ ፡ ከም ከልቢ
      ጭርኣ ደጕላ ሃዲማ። ምኽንያቱ ንህዝቢ ኤርትራ ባህሉን መንነቱን ስለዘትፈልጦ፡ መሪሕነት ጀብሃ ከም ኣምሓራ ንህዝቢ
      ኤርትራ ባዕዲ እዩ ኔሩ። ሎሚ ጀብሃን ባዕዳዊ ሕልምታታን ተቐቢሩ፡ ኣብ ኤርትራ ቅያዳ ኣል ጀብሃ ትበሃል ውን ሰሚዑ
      ኣይፈልጥን። ዝኾነ ሕብረተሰብ ቋንቋታቱ መንነቱ ስርዓቱ ንዕቕ ኣቢሉ ፤ ብናይ ክራይ መንነት ወድኽደኽ ዝብል ሓሳዊ
      ፡ ኣሽንኳይ መሪሕነት ክጭብጥ ፡ ዝረብሕ ዜጋ ውን ክኽዉን ኣይክእልን እዩ። እንትርፎ ኣብ ባዕዲ፡ ከዳሚ ናይ
      ካለኦት ባህሊ ኮይኑ ሰንፈላል ክኸውን። ኣብ ታሪኽን ቃልስን መንነቱ ዝፈንፈነ ዝነዓቐ፡ ብጀካ መልሓስን ዓዶኽዶኽን
      ቁምነገር የብሉን። ናታትኩም ዓዶኽዶኽ ውን ካብ ናይ ቅያዳ ኣል ዓማ ዓዘፈዘፍ ኣይሓይሽን እዩ። ካብቲ ዘገርም፡
      ኩላትኩም ካብ ዓዲ ዓረብ፡ ዓረብ ምስ ፈንፈነኩም ሃዲምኩም፡ ኣውሮጳ መጺእኩም ደቂኹም ከምቶም ሃብታማት ደቂ ኢማራት
      ግብጺ ስዑድያ ኩወይት ኣልጀርያ ቱኒዝያ ሞሮኮ ብቋንቋታት እንሊዝኛን ፈረንሳይን እናኣምሃርኩም፡ ነቲ ድኻ ኤርትራዊ
      ግና፡ ብድሑር " ... ብዓረብ እንተዘይተማሂርኩም፡ ብቋንቋ ዓረብ ስምዑና..." እትብሉ ምስሉያት ሓሰውትን
      ፈሽኳላትን ኢኹም። ከምዚ ስለ ዝኾንኩም ኣብ ስደት ብከንቱ ክትበልዩ ኢኹም። ኤርትራ ውልቀመላኺ ይሃልዋ ኣይሃልዋ
      ብዘየገድስ፡ ብትግረን ትግርኛን ቋንቋታታ ኩሩዓት ህዝቢ ዘለዋ እያ።

    • @mengedihaqiterarikinaybhaqi
      @mengedihaqiterarikinaybhaqi ปีที่แล้ว

      ሓቅኻ ኣለኻ።

  • @izazosman6867
    @izazosman6867 4 ปีที่แล้ว +29

    Bro ✊ brother
    🇪🇷 🙏
    that is TRUE

  • @selamnguse9416
    @selamnguse9416 4 ปีที่แล้ว +54

    ኣታ ወሎዶ ታሪኽካ ፍለጥ ስረ ኣቦታትካ ክኣ ዕጠቅ:: የቀንየልና ሳእየት ድማ ከምዚ መደብ ምጅማርኩም:: ታሪኽ ምድረ ባሕሪ ታሪኽ ደቂ ኤርትራ ናይ ጅግንነት ታሪኽ ዩ::

    • @yonasamanuiel9813
      @yonasamanuiel9813 4 ปีที่แล้ว +2

      Sera nay tigrna duo welase sera nay 9 bherat

    • @ksabzsemreley3830
      @ksabzsemreley3830 4 ปีที่แล้ว +4

      @@yonasamanuiel9813 ክክክክክ ኣንታ 9 ኣጋንንቲ ይጽፍዑኻ እምበር'ዶ ጽን ኢልካ ሰሚዕካዮ እኻ ትታሪኽ ፣ ታሪኽ ምድረ ባሕሪ ታሪኽ ትግርኛ እዩ 9 ብሄር ኣብ 1978 ዝቆመ እዩ

    • @yonasamanuiel9813
      @yonasamanuiel9813 4 ปีที่แล้ว

      @@ksabzsemreley3830 tigrna bele ata wedi

    • @እቲዝልዓለእግዚኣብሄርኣም
      @እቲዝልዓለእግዚኣብሄርኣም 3 ปีที่แล้ว

      #bokre history &culture

    • @Saeyet
      @Saeyet  3 ปีที่แล้ว

      @@እቲዝልዓለእግዚኣብሄርኣም what is bokre ?

  • @arianaanderson4350
    @arianaanderson4350 4 ปีที่แล้ว +37

    Wow! እዛ ቻነል እዚኣ ራይሞክ ሽልማት ይግበኣ እዩ! Thanks very much ሳየት! የቐንየልና ታሪኽና ብኸምዚ ዘዳለኽምዎ!

  • @redseaeritrean7731
    @redseaeritrean7731 4 ปีที่แล้ว +23

    ናይ ብሓቂ ዘገርም ታሪክ ስለምንታይ ክኽወል ተምሪጹ ዘሕዝን,ዩ. ኣብ መጻኢ ካብዚ ንላዓሊ ንጽበ ::

  • @michaelmehari1053
    @michaelmehari1053 4 ปีที่แล้ว +13

    ናይ በሓቂ ታርክና ክንፈልጥ ኣለና ኢሰያስ ኤርትራ ኤርትራዊነት ከጥፊኢ ህርድግ ዝብል ዘሎ'ዩ እዝ ናይ ሎም ወለዶ ከኣ ካብ ናይ ጥንት ጥቅምት ዝኮነ ሓቀኛ ታርኩ ዝምርምር በዝ ናይ ኢሰያስ ደመኛ ህዝቢ ኤርትራ ዝኮነ ንታርክ በርዙ ንሓደ ህዝቢ በታትኑ ይርከብ እቶም ገለ ገለ ሰባት ኤርትራ ደቀ ባት ኩናማ እዮም ትብል ሃገረ ኤርትራ ናይ ዓረብ ትብል ገጋ ምክንያቱ ኤርትራ ካብ ቀደም ናይ ትግርኛ እያ ሎም ምድር ሓበሻ ጽባሕ ውን ብድር ሓበሻ ታንክስ ሓወይ ታርክ ናይ ኣቦታተይን ሃገረይን ክሰምዒ ከለኩ ይሕበን እንቋዕ ኤርትራዊ ከንኩ ከኣ ይብል

  • @wesamkamal3452
    @wesamkamal3452 4 ปีที่แล้ว +41

    ሳእየት ሓደራ ብዝተዓጻጸፈ መንገዲ ቀጽልዎ ምክንያቱ ታሪክና ሰኣን ዘፍልጠና ኢና ኤርትራውያን ንጸድፍ ዘለና

  • @fre_tesfa95
    @fre_tesfa95 4 ปีที่แล้ว +51

    We need more Brother 😍👍🏼

    • @adatekelu8362
      @adatekelu8362 3 ปีที่แล้ว

      Grazie del tuo contenuto 👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @abelgrmay2957
      @abelgrmay2957 3 ปีที่แล้ว

      We meed more Birger😍👍🏽

  • @sidetenamekerna2247
    @sidetenamekerna2247 4 ปีที่แล้ว +6

    ስቅ በል እንታይ ታሪክ ኣለካ ወዲ ሻርሙጣ ስደተና ንስካ ካብዞም ስደተና ናይ ሓማስየን ኢካ ዑሱብ ለክባጥ ንዓይ ካብ ኣስላማይ ናይ ኤረትራ ትግራዋይ ኢዩ ሓወይ ንስካን ቻነልካን ጢፋእ ወልዲያ ዋሒድ ስደተና

    • @nameloading953
      @nameloading953 4 ปีที่แล้ว +4

      hakika aleka bro, ane keman wedi hamasen eye, gn kembial ezi xere Tigrigna zkone kelbi areb wahid niana aywklenan u....ms Tegaru kia welahanti zfelyena yelen, bjeka ezi baedawi zfetero hager gedifka malet u.

    • @daniEL-qp8ml
      @daniEL-qp8ml 4 ปีที่แล้ว

      Hita gohaf tgraway 🦟🕷🤮🦎🤮🦎🤮🤮🤮🦎🦎🦎🦎🦎🦎🖕🖕🖕🖕🖕🖕🖕🖕

  • @infinityinfinity9182
    @infinityinfinity9182 4 ปีที่แล้ว +48

    ኤረትራ ናይ ኤረትራውያን ተፈጸም ኣጆኩም ደቂ ኤረይ መሬትና ኣይኮነን ብንፋስ ዝከይድ ሓመድና ከማን ክንመልሶ ኢና ።

  • @filimondesta3860
    @filimondesta3860 4 ปีที่แล้ว +18

    ጠላማት ተጋሩ፣ ምክኤል ስሑል ዝበሃል ቀዳማይ ጠላም ድማ ነይርዎም እዩ፣ እዚ እዩ ኣቦ ሓሶትን ጥልመትን ኩሎም ተጋሩ ማለት እዩ። ንሕና ድኣ ንጠላም ኣሉላ ኣባነጋ ጥራይ ኢና ንፈልጥ ነይርና። ካልኣይ ክፋል በሉ ኣይትደንጉይና

    • @filiaman8667
      @filiaman8667 4 ปีที่แล้ว +1

      No bro ኮምኡ ኣይኮነን እቲ ሓቂ ህዝቢ ትግርኛ ብሓደ ኮይኑ ዝመከተ ህዝቢ እዩ፡ስምና ድማ ኣግኣዝያን እዩ፡ ምናልባት ተዋህዶ እንተኾንካ ኣብ ስደት ናይ እግዝትነ ማርያም ዝተጻሕፈ ኣለካ።ሰላም ኣምላኽ ማሳኻ ይኹን።

    • @waterfull2907
      @waterfull2907 4 ปีที่แล้ว

      Rihaaq wedi Amnziraa dembia

  • @biniyammokonen9455
    @biniyammokonen9455 4 ปีที่แล้ว +15

    ታሪኽ ኣብ ዓውደ-ውግእ ዝሰዓረ ወገን ጥራይ ኣይኮነን ክጽሕፎ ዘልዎ ብ ዝተሰዕረ ወገን ውን ክጽሓፍ ኣለዎ ። ታሪኽ ታሪኽ ስለ ዝኽነ ጽቡቅ መደብ ቅጽሎ።

  • @samierena8665
    @samierena8665 4 ปีที่แล้ว +41

    ነዛ መደብ ተዳሉ ዘለካ ኤርትራዊ እካ ኣብዚ ገዛ ኤርትራ ኤርትራ ይቸንወኒ ኣሎ ቀጽሎ ናብ ኩሉ ሸር እዳበልና ንሓግዞም

    • @samiasfah9219
      @samiasfah9219 4 ปีที่แล้ว +2

      Eela ane keman achi wedi

    • @sessenme9780
      @sessenme9780 4 ปีที่แล้ว

      Ane keman lomi seb rekibe 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @emgh2803
    @emgh2803 4 ปีที่แล้ว +14

    ናይ ብሓቂ ጅግና ቀጽሎ ,ክንደይ ደቂ ሜዞ ጸላዕላዕ ክብሎም እዩ ግን ኣብዝበጽሕዎ የብሎምን ,ከይተቃርጾ ጅግና

  • @bigthinkbethink2807
    @bigthinkbethink2807 4 ปีที่แล้ว +11

    ኣነ ነቲ ታሪኽና ናይ ህዝቢ ኤርትራ ክትገልጾ ምፍታንካ ብጣዓሚ ጽቡቅ ሓስብን፡ክትተባባዕን ዝግብኣኣ ኢዩ ኮይኑ ግን ካብ ኣጃማምርካ ኣይተሓጎስኩን ብዙሕ ዉን ኣጉዲልካሉ ኣለካ ንኣብነት ምፍራስ ናይ ባሕሪ ነስግታት ቅድሚ ናብ ጸዓዘጋ ምስጋሩን፡ካበይ ናበይን ከም ዝነበረን ስፍሓት ምድረ ባሕሪ ኤርትራ፡ኣብ ግዜ ናብ ጸዓዘጋ ምሕላፉ ዉን ስፍሓት ምድረ ባሕሪ ካበይን ናበይን ከም ዝተፈንጨለ/ዝተረፈ ካልእን ብዙሕ ሓሳባት ኣጊዲልካሉ ኣለካ።

    • @እቲዝልዓለእግዚኣብሄርኣም
      @እቲዝልዓለእግዚኣብሄርኣም 3 ปีที่แล้ว

      #Bokre history &culture

    • @tesfitkubrom8730
      @tesfitkubrom8730 3 ปีที่แล้ว +1

      @Daniel Gehad ሩሑስ ኣውዳመት ኣመንቲ ክርስትና እዘን ኣፍ ኣውጺክን ን ሰራየ ትዳፈራ ወኻሩ ክርስያን ኢና ባሃልቲ ንእምነትኩምን መንነትኩልን ዝዓቀበልኩም እኮ ሰረወቶት እዮም ወራር ማሕመድ ግራይ ንሙሉእ ምድረ ሓበሻ ሰራዊቱ ኣኽቲቱ ከመስልም መንነትና ክቅይር ምስተበገሰ እኮ ሰራየ እዮም 3 ግዜ ኪናት ገጢሞም ሲዒሮሞ ሓንሳብን ንሓዋሩን ክኣ ካብ ገጽ ምድሪ ኣጥፊኦሞ እበር ሕጂ ኣላህ ውኣክባር ትብሃል ምሃለኽን ኔርክን ኢኽን ኣብቲ ግዜ ብሓይሊ ዝመስለሙ እዮም ሕጂ ዓረብ ኢና ዝብሉና ዘለው
      እቶም 3 ግዜ ነቲ ኪናት ዝመርሕዎ ዝነበሩ ኣቦታት ሰራየ እዮም
      ኣብ ቀዳማይ ግጥም፡ኪናት ዝመርሖ ዝነብረ ባሕረ ነጋሲ ያቆብ ቆራይ
      ኣብ ካልኣይ ግዜ ኪናይ ዝመርሖ ዝነበረ ክኣ ባሕረ ነጋሲ ተስፍልዑል
      ሓንሳብን ንሓዋሩን ንማሕመድ ግራይ ካብ ገጽ ምድሪ ዘጥፍኦም ክኣ ሰራዊት መረብ ምላሽ ኣኽቲቱ ቑሩብ ሓገዝ ካብ ፓርቱጋል ረኺቡ ኣዛዚ ናይቲ ኪናት ዝመርሖ ዝነበረ ባሕረ ነጋሲ ድሩይ ፍንጋጋ እዩ
      ሰረወቶት እዚ ኩሉ ኣቦታቶም ጅግንነትን ንኽንደይ ሓያል ባዕዳውያን ዝስዓሩ ክንሶም ታሪኾም ተሰሪቁን ሃገር ክብሉ ታሪኾም ታሓቢኡን ተሪፉ
      ሰራየ ዝብል ሽም ካብ ባሕረ ነገስታት ድባርባ ዝመጸ መጸውዒ እዩ እቲ ሰራየ ዝብል ሽም ንብዓሉ ታሪኽ ኣለዎ እበር እዛ ኤርትራ ትብሃል ዘላ ሕጂ ባሕረ ነገስታት እያ ትብሃል ኔራ ንዘመናት ካብ ክንደይ ባዕዳውያን እንዳተኻላኽሉ ዘምሓድርዎ ዝነበሩ ክእ ኣቦታት ሰራየ እዮም ነዛ ሕጂ ኤርትራ ትብሃል ዘላ ካብ ቀደም ዝመስረትዋ ሰረወቶት እዮም
      ኣብዛ ሃገር ልዕሊ ሰረወቶት ታሪኽ ዘለዎ የለን ኩልኻ ሰረወታይ ካብ ገለ ሰባት ወኻሩ ከጸልሙኻን ዘይሽምካ ክህቡኻን ምስ ዝፍትኑ ከምቲ ንሳቶም ዝገልጹኻ ዘለው ሰለ ዘይኮንካ ኣፍልብኻ ንፍሕ ዕጅብ ኣይበልካ እታ ታሪኽ ኤርትራ ጹቡቅ ጌርና ሰለ ንፈልጣ ዘታልል የለን
      ኣብ ገለ ዝሪኦም ዘለኹ ነቲ ታሪኽ ሰራየ ባዕላቶም ከምዝገብርዎ ክዛረብሉ ከለው ግርም እዩ ዝብለኒ እሰከ በል ሓደ ጥቀሰለይ ካብቶም ናትካ ተሊካዮም ክኣ ነቶም ሰረወቶት ይጠቅሱልካ ክክክክክ ታሪኽና ተሰሪቁ ብደቂ በራዩ ጣልያን በራዩ ግብጺ በራዩ ናይ ሃይለስላሴ በራዩ እንግሊዝ
      ካብ ሓውኹም ወዲ ባሕረ ነገስታት እየ

  • @pastorfred2048
    @pastorfred2048 4 ปีที่แล้ว +19

    ታንክስ ደቂ ዓበይቲ

  • @luullukas8772
    @luullukas8772 4 ปีที่แล้ว +25

    ምድረ ባሕሪ!! ተፈጸመ!! Part - 2 ብሃንቀውታ!!

    • @rasdumera1088
      @rasdumera1088 4 ปีที่แล้ว

      With in 1 week ma brother.

    • @sessenme9780
      @sessenme9780 4 ปีที่แล้ว +1

      Teame Mulugieta ata hawey Dibaruba mo rise ketema Midre Bahri da niere izi ka ab Seraye u zrkeb

    • @danielkesete9192
      @danielkesete9192 4 ปีที่แล้ว

      @Daniel Gehad 😂😂😂 eway hasot enka eko eti tarki nefalxo kona

    • @danielkesete9192
      @danielkesete9192 4 ปีที่แล้ว +1

      @@teamemulugieta8674 tekekl alka Teame hawey

    • @danielkesete9192
      @danielkesete9192 4 ปีที่แล้ว

      @Daniel Gehad Durya fegaga leli 40 zekonu alwu ane zefalxum

  • @danielberhane2943
    @danielberhane2943 4 ปีที่แล้ว +18

    Kemzi girkum eske nezi hzbna anekakhwo enber 90% nay menesyatna nay tiktok eyom koynom zelwu🤔🤦‍♂️🤷‍♂️

  • @ngusefrem9238
    @ngusefrem9238 4 ปีที่แล้ว +4

    *_ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣቀራርባ ቐጽልዎ።_*

  • @abrishganerawi6071
    @abrishganerawi6071 2 ปีที่แล้ว +1

    Yes yes yes kem lomi tehagise ayfeltn thanks bro.god bless you 🙏.

    • @AsmeraEritre
      @AsmeraEritre 2 ปีที่แล้ว +1

      🦁🇪🇷🦁🇪🇷🦁🇪🇷

  • @Eri-vw3nm
    @Eri-vw3nm 4 ปีที่แล้ว +23

    ሕጂ ናይ ብሓቂ ንኤርትራን ኤርትራዊነትን ፎርሳ ትራሕ ።

  • @loveeri2311
    @loveeri2311 4 ปีที่แล้ว +4

    ኣነ ዝገርመንስ ዘዘርከበ ክዛረብ ምስ ረኣኩ ፡ዕሱባት ዝበልካዮም፡ነጋዝያንስ ብምንታይ ኢካ ፡ዕሱባትስ ንስካን ከማ በዓል ኤሪቲቪ ደኣ መንግስቲ ኤርትራ 30 ዓመት ምሉእ ወያነ ክብል ካልእ ከም ዘይንሓስብ ጌሩና እዚ ከኣ ንዕኡ ዝተቅሞ እንበር ንህዝቢ ኣይኮነን፡ክትፈልጦ ዘለካ ግን ናይ ቅድሚ 140 ዓመት ታሪክ ኢካ ኣምጺካ ትዛረብ ዘለካ ፡ኣጋዝያን ግን ናይ ቅድሚ 1000 ዓመትታ እዩ ድዛረብ ፡ናይ ራእስታት ታሪክ ታሪክ እኮ እንተኮነ ፡ደምነት ወይ ውን ዓሌትነት ኣይኮነን ኣባኢስዎም ንንግስነት ክሕዙ ውድድር ደኣ ነበረ ፡ስለዝስ እዚ ናት ትማል ታሪክ ኢልካ ኣብ ልዕሊ ኣጋዝያን ይኩን ኣብ ልዕሊ ትግራ ጽልኢ ምትካል ዝግበር የኣክል፡ታሪክ ቅድሚ ኣሽሓት ንፍለጥ፡ድሒርና ውን ነዚ ብዓሚቅ ምፍለጦ ጽባሕ ንግሆ ወለዶታት ከይተባላሽው፡ የቀኔልና

    • @alambradani2259
      @alambradani2259 4 ปีที่แล้ว

      Bilal Alamin: hakika Eritrawi hawey. ዘይ ከም ፓኒኖ ኣብ ክልተ ምስ ተቐርቀሩ ናይ ተስፋ ምቑራጽ እዮም እዞም ርጉማት ዓጋመ ዓጋዜን ኢሎም መጽዮም, agazen dea tibleayom ember. Ajoka Eritrea nera eya kithilu dima eya bjeganu deka. 🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️

  • @whowantstoknow2
    @whowantstoknow2 4 ปีที่แล้ว +11

    ብጣዓሚ ጽቡቅ። ቅድሚ ካልኣይ ክፋል ምቅራብካ ነቲ ጸሓፊ ወይ ኣዳላዊ ክረኽቦ ምደለኹ። ብዙሕ ናይ ዕለት ኮነ ስም ባሕሪ ነገስታት ኣስማት ገማጢልካዮ ኣለኻ። ኣብ ቀጻሊ እተዳልዎ መደባት ውን ሓጋዝ ከም ዝገብር ኣይጠራኣተር እሞ email ወይ whassapp ብምጽሓፍ ክትረኽበኒ ይሓትት። University of Massachusetts Lowell M.A History graduate.

    • @Saeyet
      @Saeyet  4 ปีที่แล้ว +1

      Lidya Haben Saeyetyohana@gmail.com በዚኣ ክትረኽበና ትኽእል ኢኻ:: ወይ ድማ ኣብ ፈይስቡክ ሳእየት ኢልካ ኣብታ ፔጅ text ጽሓፈልና ሞ ክንረኽበካ ::

    • @whowantstoknow2
      @whowantstoknow2 4 ปีที่แล้ว

      @@Saeyet Do care to check your email now.

  • @ንጥበብመንዩጥበቡ
    @ንጥበብመንዩጥበቡ 4 ปีที่แล้ว +21

    እዋይ ተጋሩ ካሕዳማት እምበኣር እቲ ጥልመትሲ ካብ ዘመነ ኦሪት ክትፍጠር እዛ ምድሪ እዩ ኔሩ እስከ በጃኹም ኢለኩም ከምዚ ዓይነት ዘይንፈልጦ ታሪኽ ካብ ምምጻእ ኣይትተሓለሉ ኢኹም ብጠዓሚ ነመስግነካ ኣጆኻ ቀጽሎ ብፍላይ ከምዝኢታት ታሪኽ ኣቦሓጎታትና ሰኣን ዝፈልጦ ተቐቢሩ ይተርፍ ኣሎ ጽቡቕ ተበግሶ እዩ

  • @rishangilay6527
    @rishangilay6527 2 ปีที่แล้ว +8

    ህምም ጽቡቕ ስራሕ ኣምላኽ ይባርክኩም
    ሓለዋ እግዚኣብሄር ኣብ ኤርትራ ይኹን

  • @tekileeritrea2282
    @tekileeritrea2282 4 ปีที่แล้ว +8

    ንፍዕ መፅሐፍ ተትሕቲሙ ከማን ፅቡቅ ነይሩ ንፍዕ ብሐቂ አጋእዝያን ኢንዳበሉ ምስ ተስፍጾን ኮይኖም ንኑኡስ ወለዶ የስሕቲዎ አለው ትሪኢዎም አለኹም አብ Face book አነ ክስቶ ይባሃል ዓደይ ዓድክስቶ ኢንዳበሉ ፈስቡክ ተዘሪኤማ አለው ግን ምንም አይግብሩን ኢዮም መሕለፍ ግዜ ይሕልፍ አለው ኢንበር ዝገብሩዎ የብሎምን ።
    አብ ኤርትራ ዳአ ንፍለጥ ኢንድና በጃም ግን ፍሕ ክእቲውልና ሕኹ ይብሉ አለው ኢሞ ዕድል አይኒሃቦም።

    • @mikalghergish6525
      @mikalghergish6525 4 ปีที่แล้ว

      yes brigx haweyyy kab edl zeymhab u ezi kulu tarikna u omg adeye adi jeganu kbehal si haki u

    • @loveeri2311
      @loveeri2311 4 ปีที่แล้ว

      ኣይትጋገ ምስትወዓል ከድሌኩም እዩ ጽባሕ ንግሆ ከም ጸለምቲ ኣፍሪቃ ኮይንና ከንተርፍ፡ንዝከኣለሉም ካብ ብቻነላት ዝመጽእ ምስማዕ ባዕልሉም፡መጽሓፍቲ ኣንብቡ፡ኤረትራውያን መጽሓፍ ከነንብብ ኣዚና ድኩማት ኢና

    • @እቲዝልዓለእግዚኣብሄርኣም
      @እቲዝልዓለእግዚኣብሄርኣም 3 ปีที่แล้ว

      #bokre history &culture

  • @eritreaneritrean1570
    @eritreaneritrean1570 4 ปีที่แล้ว +12

    ኩቡር ሓው እቲ ታሪክ ምቅራብካ ጽቡቅ እተኮነ ዘየለ ክራከብ ዘይክእል ታሪክ ተራክብ ኣለካ።ምድረ ባሕርን ኣዱሊስን ዘራክብ ኣይነበሮን፡ እዛ ናይ ሕጂ ካርታ ኤረትራ ድማ 1890 ዘቆመት እያ፡ እታ ብምድረ ባሕሪ እትመሓደር ዝነበረት ካርታ ነዛ ሕጂ ብክልል ትግራይ እትፍልጠ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ክልል እውን ዘጠቃለለት እያ፡ ንኣብነት ዓድዋ እትበሃል ከተማ ብምድረ ባሕሪ እተመስረተት ከተማ እያ። ከምኡ ድማ ስልጣነ ምድረ ባሕርን፡ ጸዓዘጋን ይፈላለ እዩ። ነናቱ ግዜን ነናቱ ምሕደራን ፡ቃንቃን ዝነበሮ ግዝኣት ወይ ምሕደራ እዩ።

    • @dawiteyob4961
      @dawiteyob4961 4 ปีที่แล้ว

      ታሪኽ ምድሪ ባሕርን ጸዓዘጋን ቀጥታዊ ምትአስሳር ኣለዎ፡ብታሪኽ ሽቀቲ ዝተጻሕፈ መጽሓፍ አንየዘይኣደናጊርካ

    • @alambradani2259
      @alambradani2259 4 ปีที่แล้ว

      Alil abillka mereb nabey mis kede eyu mis adwa zithawawes . መረብ ምላሽ ዝዓደይ ደምበላስ ቆሓይን ክበሃል ኣይሰማዕካን, mereb was the natural boundary for Eritrea and tigray since the begining of time. Hade koynu ayfeltin eyu. Hiji kea dhri kindey b Amlak nezi nishtey weledo tenkih channel mexya, felatat timeslu mexikum aythawawsu. Zitexahfe b tarik zitedegefe tarik eyu zinegr zelo. Eritrawi hawey tarika flet...... hdri ayatatkan adetatkan atbika haz. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @mulue250
    @mulue250 4 ปีที่แล้ว +7

    ተጋሩ ሒማቅ ባህሪ ካብ ቀደም ኢዩ ጀንቢሩ እዚ ምትላል መንነቶም ኢዩ በልኑ ከም በልዎም በሉ ሓማሰን ሰብ ስረ ኢዮም ነይሮም ኣለዉ ዊን ድማ ሎሚስ ሓማ ኢየ ኣይደልን ትግራይ ትግርኚ

    • @titirezene9592
      @titirezene9592 3 ปีที่แล้ว +2

      ❤🇪🇷🇪🇷🙏

    • @godislove4737
      @godislove4737 3 ปีที่แล้ว

      Alena deki hama chded 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @tesfitkubrom8730
      @tesfitkubrom8730 3 ปีที่แล้ว

      @@godislove4737 ሩሑስ ኣውዳመት ኣመንቲ ክርስትና እዘን ኣፍ ኣውጺክን ን ሰራየ ትዳፈራ ወኻሩ ክርስያን ኢና ባሃልቲ ንእምነትኩምን መንነትኩልን ዝዓቀበልኩም እኮ ሰረወቶት እዮም ወራር ማሕመድ ግራይ ንሙሉእ ምድረ ሓበሻ ሰራዊቱ ኣኽቲቱ ከመስልም መንነትና ክቅይር ምስተበገሰ እኮ ሰራየ እዮም 3 ግዜ ኪናት ገጢሞም ሲዒሮሞ ሓንሳብን ንሓዋሩን ክኣ ካብ ገጽ ምድሪ ኣጥፊኦሞ እበር ሕጂ ኣላህ ውኣክባር ትብሃል ምሃለኽን ኔርክን ኢኽን ኣብቲ ግዜ ብሓይሊ ዝመስለሙ እዮም ሕጂ ዓረብ ኢና ዝብሉና ዘለው
      እቶም 3 ግዜ ነቲ ኪናት ዝመርሕዎ ዝነበሩ ኣቦታት ሰራየ እዮም
      ኣብ ቀዳማይ ግጥም፡ኪናት ዝመርሖ ዝነብረ ባሕረ ነጋሲ ያቆብ ቆራይ
      ኣብ ካልኣይ ግዜ ኪናይ ዝመርሖ ዝነበረ ክኣ ባሕረ ነጋሲ ተስፍልዑል
      ሓንሳብን ንሓዋሩን ንማሕመድ ግራይ ካብ ገጽ ምድሪ ዘጥፍኦም ክኣ ሰራዊት መረብ ምላሽ ኣኽቲቱ ቑሩብ ሓገዝ ካብ ፓርቱጋል ረኺቡ ኣዛዚ ናይቲ ኪናት ዝመርሖ ዝነበረ ባሕረ ነጋሲ ድሩይ ፍንጋጋ እዩ
      ሰረወቶት እዚ ኩሉ ኣቦታቶም ጅግንነትን ንኽንደይ ሓያል ባዕዳውያን ዝስዓሩ ክንሶም ታሪኾም ተሰሪቁን ሃገር ክብሉ ታሪኾም ታሓቢኡን ተሪፉ
      ሰራየ ዝብል ሽም ካብ ባሕረ ነገስታት ድባርባ ዝመጸ መጸውዒ እዩ እቲ ሰራየ ዝብል ሽም ንብዓሉ ታሪኽ ኣለዎ እበር እዛ ኤርትራ ትብሃል ዘላ ሕጂ ባሕረ ነገስታት እያ ትብሃል ኔራ ንዘመናት ካብ ክንደይ ባዕዳውያን እንዳተኻላኽሉ ዘምሓድርዎ ዝነበሩ ክእ ኣቦታት ሰራየ እዮም ነዛ ሕጂ ኤርትራ ትብሃል ዘላ ካብ ቀደም ዝመስረትዋ ሰረወቶት እዮም
      ኣብዛ ሃገር ልዕሊ ሰረወቶት ታሪኽ ዘለዎ የለን ኩልኻ ሰረወታይ ካብ ገለ ሰባት ወኻሩ ከጸልሙኻን ዘይሽምካ ክህቡኻን ምስ ዝፍትኑ ከምቲ ንሳቶም ዝገልጹኻ ዘለው ሰለ ዘይኮንካ ኣፍልብኻ ንፍሕ ዕጅብ ኣይበልካ እታ ታሪኽ ኤርትራ ጹቡቅ ጌርና ሰለ ንፈልጣ ዘታልል የለን
      ኣብ ገለ ዝሪኦም ዘለኹ ነቲ ታሪኽ ሰራየ ባዕላቶም ከምዝገብርዎ ክዛረብሉ ከለው ግርም እዩ ዝብለኒ እሰከ በል ሓደ ጥቀሰለይ ካብቶም ናትካ ተሊካዮም ክኣ ነቶም ሰረወቶት ይጠቅሱልካ ክክክክክ ታሪኽና ተሰሪቁ ብደቂ በራዩ ጣልያን በራዩ ግብጺ በራዩ ናይ ሃይለስላሴ በራዩ እንግሊዝ
      ካብ ሓውኹም ወዲ ባሕረ ነገስታት እየ

    • @godislove4737
      @godislove4737 3 ปีที่แล้ว

      @@tesfitkubrom8730 deynebere tarik aytemxe ok hazega xeaxega eyom dmerhwa neyrom bahri negasi deqi negestat hamasen hazega xeaxega eyom kabo ras weldemkiel Solomon hazega kea kab mdre bahri nab hamasen qeyrwa hamasen meas kflezemen kemdmexu xbuk geirka tarik flet.

    • @tesfitkubrom8730
      @tesfitkubrom8730 3 ปีที่แล้ว

      @@godislove4737 Rasi weldemichale Nay temali Tarik eiu aytegage
      Ab thti deki seraye eiu Kulu medri Bahri neru
      Eritrea tebahal hagher Nay deki seraye eya
      Hzbi Hamasien akologezy kab seraye eiu
      Kab seraye zeywled ka gele kab Ethiopa zemexe hzbi wun alo
      Ezi historically nay seraye
      Nzkone seb htet Rasi weldemichale wun abona eiu hero ente kone gn hzbi seraye tehasu eiu history nay seraye mexaweti konu alo
      Hegi Nay eritrea eko Nay seraye enber nay kale aykonen :: nay zkone wedi mereet history kxahaf alewo
      Abzi hji gn nayzom ab sawra ztefu
      Hayalat abotatna adatatna jeganu keman tarikom yetefe alo

  • @janamukanekifealiwo6179
    @janamukanekifealiwo6179 4 ปีที่แล้ว +8

    Eway anka tegaru fetwtina eye zibile nere ezo da medaytina indyom kab Hiji eritrea be eritrewyian

  • @black-ki1ng7
    @black-ki1ng7 4 ปีที่แล้ว +5

    𝙏𝙝𝙖𝙣𝙠 𝙪 𝙗𝙧𝙤 𝙚𝙯𝙤𝙢 𝙩𝙚𝙜𝙖𝙧𝙪𝙨 𝙣𝙖𝙮 𝙠𝙚𝙙𝙤𝙢𝙤𝙢 𝙚𝙮𝙪 𝙩𝙡𝙢𝙚𝙩 𝙢𝙖𝙡𝙚𝙩 𝙚𝙮𝙪 𝙩𝙚𝙡𝙢𝙤𝙢 𝙠𝙚𝙮 𝙖𝙠𝙞𝙡𝙤𝙢 𝙠𝙖 𝙖𝙗 𝙢𝙚𝙣𝙜𝙤𝙢 𝙗𝙢𝙞𝙩𝙖𝙬 𝙝𝙖𝙬𝙞 𝙮𝙚𝙩𝙬𝙡𝙤𝙢 𝙣𝙚𝙮𝙧𝙤𝙢 𝙘𝙤𝙧𝙤𝙣𝙖 𝙯𝙠𝙤𝙣𝙪 𝙝𝙯𝙗𝙞

  • @brhanetesfay7617
    @brhanetesfay7617 4 ปีที่แล้ว +40

    thanks bro ኣዚዩ ደስ ዘብል'ዩ
    እዞም ቆንዳፋት ትግራይ እቲ ጥልመት ካብ ቀደም'ዩ ጸኒሕዎም ማለት'ዩ
    ሕጂ ውን ብዙሕ አንተበሉ ዝቅየር ነገር የለን eritrea for ever
    እንተ ናይ'ዞም ጸልማት መጻአን ኣጋእዚን ግን ንግዙኡ ከምኡ እንተገበሩ ከምዚ ተቅርቦ ዘለካ ታሪክን መስዋእቲ ጀጋኑን ሰተት ኣየብሎም'ዩ

    • @FirstNameLastName-uu9qv
      @FirstNameLastName-uu9qv 4 ปีที่แล้ว +5

      Brhane Tesfay arku ezi zemxio zelo tarik shabiya kab junior ksab high school xere tegaru kgebruna elom kmhruna higig elom. Tarik Tigrinya nay 700 amet wey kab mdri bahri eyu zjmr tbl tekonka baham eka tarikna kab adulisn aksumn eyu zjmr. Mstom qondafat elka txerfom zeleka tegaru nay dna mermera tetgebr abohagotatka mkonu degafi hgdef tokenka dehan aytehazelkan eyu komu tezeykonu gn nmntay why elka kthatit ktkil aleka nmtay afar msnay Ethiopia afar zfaqer nmntay kunama msnay Ethiopia kunama zfaqer nmntay germenawi msnay Austria Germany zfaqer timknyat kbrtatkan meninetkan krgex kolo zredaka eti kemaka kbrtat zelewo dea mber eti areb ye wey shntar ye zbl aykonen

    • @siemtekie77
      @siemtekie77 4 ปีที่แล้ว +2

      TK H Hawey dahan bale eze benatom rese slea zeye kode aytgedslom

    • @Fish-fx8rf
      @Fish-fx8rf 4 ปีที่แล้ว +1

      TK H , Dig it bro, sbkti Melsi 👌🏽

    • @natnaelteklu2639
      @natnaelteklu2639 4 ปีที่แล้ว +3

      @@FirstNameLastName-uu9qv ata men ybluka wedey sehak ketilkani komal agame nkalika shitelu! !

    • @alextek8741
      @alextek8741 4 ปีที่แล้ว

      @@FirstNameLastName-uu9qv bullshit arguement, Afar ethiopians didn't deport Afar eritreans during the border war while qondafat agames like you targeted tigrigna speaking eritreans primarily & looted their properties, you can brush everyone that opposes you as hgdef all day long, but eritreans know who you really are, keep crying , where was all this we are one bullshit when you were in power in Addis, for your information, that snake like Road in Megedi Keren was named by our forefathers after you, well before hgdef & President Isaias came to the seen. Keep blabbering & waste your breath, we are not listening, as to your DNA test bullshit, it applies to all himan beings in the world, we are all related but we got our own countries, you're appealing to eritreans to be your brothers everyday, it's getting embarrasing to say the least.

  • @wesamkamal3452
    @wesamkamal3452 4 ปีที่แล้ว +11

    ታሪክካን ታሪክ ወሎዶታትካን ኣጋኣዚያን ዶ ብሩህ መጻኢ እንዳበሉ ክብርዝዎ ዝፍቱኑ ዑሱባስ ስለ ዘለዉ በጃኩም ኤርትራውያን የሕዋተይ ነዚ ሓውና ብደምቢ ንከታተሎ ነተባብዓዮ።

    • @meronyeabio5399
      @meronyeabio5399 4 ปีที่แล้ว +1

      nay Eritrea zobehal tarikk aloo dyu

    • @abduali2
      @abduali2 4 ปีที่แล้ว +2

      ዋላ ኣነ ምሳካ ኣለኩ ኩላትና ነዛ Chanel ነትባባዓዮም

    • @God-db9vp
      @God-db9vp 4 ปีที่แล้ว +1

      እቲ ህግደፍ ዝመሃሩና ኢዩ ዝደግመልና ዘሎ ደይ

    • @samiasfah9219
      @samiasfah9219 4 ปีที่แล้ว +1

      Abu regats

    • @samiasfah9219
      @samiasfah9219 4 ปีที่แล้ว

      @Merhawi Mengstaeb naybhaki tsbuk aleka hawey lebam

  • @kubromselemuna
    @kubromselemuna 4 ปีที่แล้ว +6

    ሰረቅቲ ደቂ ሃብተስሉስ ዓባቅ ዳኣ እንታይ ታሪኽ ኣለኩ እዚ ታሪኽ ሰራየ ኢዩ ደቂ ሰረቅቲ ደቂ ደንብያ ደቂ ዓባቅ ዳኣ እንታይ ታሪኽ ኣለኩም ሓሳውቲ

    • @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
      @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 4 ปีที่แล้ว

      ይገርም እዪ ነቲ ጠሊሙ ምስ ሽዋ ተማሕዝዪ ምድሪ ባሕሪ ናብ ሽዋ ዝሸጣ ሃብተስሉስ ዓባቅ ሲ እንታይ ታሪኽ ኣለዎ እዪ ደምብያ ኩሉ ነብሶም ስርቂ እዮም ከም ኣምሓሩ

    • @እቲዝልዓለእግዚኣብሄርኣም
      @እቲዝልዓለእግዚኣብሄርኣም 3 ปีที่แล้ว

      @@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ ክኽክክክክክ ናይ ህግደፍ ፕሮታጋንዳ ሸይፍካዮ ዶ 500 ዓመት ዉን ብድሕሪት ግድፎሙሉ ኣለዉ ይገርም ዩ እቲ ዝራኣዮም ዘሎ just ጽልኢ ኣብ ልዕሊ ተጋሩ

    • @FanusKbrom-q3f
      @FanusKbrom-q3f วันที่ผ่านมา

      ስክት እስከ ወዲ ገይ

  • @habtmichael825
    @habtmichael825 4 ปีที่แล้ว +2

    ልሓማሴናይ እላ ምሓልካ ልኣድጊ ጉሻ እላሃብካ. ደቂ ጠላሚት! Eritrea for Eritrean go a head 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷....

  • @Zionist-e8v
    @Zionist-e8v 4 ปีที่แล้ว +7

    እዚ ናይ ስርቂ ታሪኽ እዩ
    ዝኮነ ዝኣምኖ ጌጋ ሓበሬታ ይውስድ ኣሎ
    ሰናዲ ድማ ጽቡቅ ኣለኹ ትብል ተኮንካ ምስ ወነንቱ ፊብ ንፊት ተራኪብካ መርትዖ ኣቅርብ

  • @angosomtesfalem9759
    @angosomtesfalem9759 4 ปีที่แล้ว +5

    እሞ ንግስነት ደግያት ተፋጽዮን ዘይ ሕጅስ ተስፋጽዮን ኢዩ ዝቅጽሎ ዘሎ ንሶም ካብ ሃዘጋ ጸዓዘጋ ተበጊሶም ክሳብ ኣልዋሃ ይገዝኡ ኔሮም ወዶም ተስፋጽይን ከኣ ሕጂ ኣሰሮም ብምክታል ታሪክ ኣቦታተይ ክደግ ኢየ ክሳብ ኣልዋሃ ከማሓድሮ ኢየ ይብል ኣሎ ዝኮን ፍልልይ የለን ንምንታይ ዕላማ ኢካ ሕጂ ንሓደ ሓሳብ ዘለዎም ኣቦን ወድን ነቲ ኣርሒቅካ ነቲ ከተቅርብ ትደሊ ዘለካ

    • @angosomtesfalem9759
      @angosomtesfalem9759 4 ปีที่แล้ว +1

      Pan African 21 7 ሕሉፍካ እንዲዩ እሞ ንመጻኢካ ዝቅልሶ

    • @natnaelteklu2639
      @natnaelteklu2639 4 ปีที่แล้ว

      @@angosomtesfalem9759 timbel kondaf agame menedeka flet elka seraki shetati tesfaxen si seb koxirkayo! !gas gerna ms agame kenetfakum ena! !

    • @angosomtesfalem9759
      @angosomtesfalem9759 4 ปีที่แล้ว

      Natom Teklu እንታይ ኢዩ ጸገምካ ዓስታክ ሓወይ

    • @natnaelteklu2639
      @natnaelteklu2639 4 ปีที่แล้ว

      @@angosomtesfalem9759 komal tadeka aleka bzaeba eritrean zezrb yblela aleku nkemaka komal agame dika aytmketekan eya zereba exo hji! !

  • @Habesha_insider
    @Habesha_insider 4 ปีที่แล้ว +2

    Great job deki ERITREA 🇪🇷♥️🇪🇷

  • @bitsetsamsonmarkaria7399
    @bitsetsamsonmarkaria7399 3 ปีที่แล้ว +2

    For a long time i want to know about Hamasen today i know 🙏😍love eriterian keep it up❤😍🇪🇹🇪🇷🇪🇹🇪🇷🇪🇹🇪🇷

    • @erilove3431
      @erilove3431 2 ปีที่แล้ว

      እንታይ ደኣ ባንዴራ ናይ ኢትዮብያ ኖ ኖ

    • @godislove4737
      @godislove4737 2 ปีที่แล้ว

      Welcome Hammassien was the old name of Eritrea that time Hammassien had strong Presidents
      Such as bahri negasi degyat habteslus, bahri negasi dori fagaga, bahri negasi degyat gerekrstos ....etc the last was bahri negasi raesi Weldemichael Solomon.

  • @gebreslasieliewawi6786
    @gebreslasieliewawi6786 4 ปีที่แล้ว +5

    ታሪኽ ምንጋርኩም ጽቡቕ ኢዩ፡ ግን ብገዛእትና ዚተጻሕፈ ወይ ካብ ናይ ገዛእትና ዝተቶርጎመ ክኸውን የብሉን።
    ንምንታይ ዕላማ ኢዩ 'ኸ ነዚ ሓደ ዚኾነ ህዝቢ ኣብ 2 ኪምቀል ተጌሩ።
    እቲ ኩናትከ ንስልጣን ድዩ ኔሩ ዋላስ እንታይ ?
    ምሰኣታ 2ይ ክፋል መሊእኩም መልሱለይ።
    ስለቲ ኣብ ታሪኽ ኣድህቦ ጌርኩም ምዝንታውኩም ይንእደኩም ኢየ።
    ግን ክተስተውዕሉላ ዘለኩም ብናይ ባዕዳውያን ታሪኽ ዝጸሓፉልና ጌርኩም ከይትምህሩ።
    ታሪኽና ኣብ ገዳማት ሃገርና ተጻሒፉ ስለ ዘሎ ካብ ጋዝ ናብ ትግሪና ቶርጒምኩም ኣቕሩቡልና ፡ እዚ እናበልኩ ይፋነወኩም የቐንየለይ።

    • @God-db9vp
      @God-db9vp 4 ปีที่แล้ว +2

      ምስ ኣሕዋትና ባ ከባእሱና።

  • @እቲዝልዓለእግዚኣብሄርኣም
    @እቲዝልዓለእግዚኣብሄርኣም 3 ปีที่แล้ว +1

    #ሓማሴን ማለት #ሓማት-ሕሴን ማለት እዩ ክብሉ ከለዉ ተዛሪብካ ትፈልጥ ዶ ሓቂ ንክተብርህ ኢልካ???? Just ጽልኢ ኣብ ልዕሊ ተጋሩ ከመይ ጌርካ ኣማሳሲልካ ትፈጥር እዩ እቲ ዕላማ ኣይ ዳ 9 ብሄራት ክኽክክክ ኣየ ትዕቢት 500 ዓመት ንላዕሊ ዘያምበብካዮ ታሪኽ ኣሎ መጀምበርያ ደረኽቲ ናይ ዚ ጹሑፍ ክኣ ኣቕርበልና ከም ናይ #bokre culture ኣግዚያን ክኣ ኣብ ግዝኣት ኔሮም እዮም ኣይነበሩን ክትብል ኣይትኽእልን ኢኻ ታሪኽ ተሰኒዱ ኣሎ ጸወታ ኣይኮነን ሕዉነታ ስምዒት ኣብ ልዕሊ እዚ ህዝብታት ንኸይ ሰፍን ምትፍናን ምፍጣር ሰረት ዘይብሉ ታሪኽ ጎንጺ ኣብ 10-20 ዓመት ጸጸኒሑ ዝወልዶ እዚ ኩናት እዚ ዩ

  • @tess8603
    @tess8603 4 ปีที่แล้ว +2

    ኤርትራዉያ ሀብታም ናይ ጅግንነት ታሪኽ አለና። ሰላም ሲኢና ታሪኽና ክንጽሕፍ ዕድል ብምስአና ዝደኸምና መሲሉዎም በትሮም ዘወጣዉጥሉና ዉሑዳት አይኮኑን። ሑሉፍ ሐሊፎም አብ ናይ ትግራይ TV ወጺኦም ንኤርትራዉያ አባሪሮም ነቶም ዝተረፋ ናይ ትግራይ/ዓጋመ ዜግነት ክዕዱሉና መደብ አለዎም። እቲ ሐደ ዘይተረዱኡዎ ግን ናይ ኤርትራዊ ስነ ሐሳብ ዪ። ዝደቀሰ አንበሳ ዝሞተ ይመስል እዩሞ ምቅናይ ጥራይ። 👍⚖️⚔️🇪🇷👍

  • @geze3185
    @geze3185 3 ปีที่แล้ว +11

    Eritrea will live forever!!!!!! 🇪🇷❤️

  • @eritreafirst7329
    @eritreafirst7329 ปีที่แล้ว

    Admen tanan yhabkum deki eritrea 🇪🇷 ♥️ ❤️ 👌 ✨️ 😍 🇪🇷 ♥️ ❤️ 👌 ✨️ 😍 🇪🇷 ♥️ ❤️ 👌 ✨️ 😍 🇪🇷 ♥️ ❤️

  • @genettekeste3951
    @genettekeste3951 ปีที่แล้ว

    ጀጋኑ ደቂ ኤረይ ከምዚ ገርኩም ድአ ታሪክ ኤረትራ አምቢቡ ።ክብሪ ይሃቢኩም።👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️

  • @nahomnahom7204
    @nahomnahom7204 3 ปีที่แล้ว +2

    ታርኽ ጽብቅ ጌርካ ኣጽኒዒካ ምጻ ስቅ ኢልካ ሃተውተው ኣይትበል

  • @filamostech
    @filamostech 4 ปีที่แล้ว +8

    ናይ ብሓቂ ኣኹሪዕኩምኒ ደቂ ሓላል መሬት፡እዞም ታሪኽ ቀቢሮም ዘየለ ናይ ኣክሱማዊት ታሪኽ ክውርቁ ዝውዕሉ ጋዕጋዓዝያን ንጹር ሓቂ ገዲፎም ብናይ ኦሪት ዝተቀናበረ ዝደረስዎ ዘይእመን ጽሑፋት ከእምኑኻ ከለዉ ዘሕዝን ዩ። ከምዚ ጌርኩም ኩሉ ቲ ናይ ግዚኡ ጥልመት ናይ ተጋሩ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ከየጉደልኩም ኣብ ቀጻሊ ከተምጹኡልና ንጽበየኩም ። Thanks

  • @tesfagaberredie9921
    @tesfagaberredie9921 5 หลายเดือนก่อน +1

    ጽቡቅ ታሪኽ ሂብካና ብሕልፊ ነዚ ሓዲሽ ወለዶ

  • @adunyaasmera3581
    @adunyaasmera3581 4 ปีที่แล้ว +2

    bravo anbesa mensey tarikna yberber!! gorebabtna sakt mshmshti tarik hizom keman ymkhu alewu nhna gda tarik!!

    • @er2531
      @er2531 2 ปีที่แล้ว

      🇪🇷👍🇪🇷💪

  • @henokamilakyimesigennizeli4261
    @henokamilakyimesigennizeli4261 4 ปีที่แล้ว +7

    Eti zigerimeni kea tarik aritrea ab mitifae etom aritreawin ena dibilu yitahababeruwom kea thanks bro ezin mininu chanel kemizi geremom mejemera tarikina kimihiru aritrewinet kimihiru neyiruwom

  • @senaykahase545
    @senaykahase545 4 ปีที่แล้ว +7

    ዝገረመኒ ነገር ማራሒ ናይ ኣጋእዝያን ተስፋጸን ማለተይ እየ።ኣቦታትተይ እዮም ብዓል ገብረክርስቶስ ይብል ንስካ ክኣ ይጠዊዎ ኣለዉ ትብል ኣለካ።
    ጥንሳት ኣንስቲ ብካራ ዝሓርድ ዘነበረ ሰብ ጂግና፡ገዛዊቲ ናይ ጽዓዘጋ ዘንደደስ ጂግና
    በጀካ ንቶም ዝበዶሎም ኣይተዘክሮም።
    ንራእሱ ሃይሉ ኣልዩ ነቲ ወታሃደሩ ዝገበረ ስልጣን ዝሃቦ ሃጸይ ዮውሃንስ እዩ።ክሒዱ ወገን ናይ ግብጺ ዝሓዘ ሰብ እዩ።
    ነጋዉስ ናይ ጽዓዘጋ ብዝሕ ጽቡቕ ገይሮም እዮም።መርየት ግእዝ ካብ ትግራይ ክስብ ብሕሪ ገዚኦም ኣብ ትግራይ ከም ዓድዋ ዝኣምሰሉ ከተማ ሰሪሖም እዮም።

    • @semurasemura1176
      @semurasemura1176 4 ปีที่แล้ว

      ብራዘር ኣሚቅ ኣፍልቶ ዘለካ ትመስል ኣካፍለኒ እባ በጃካ ። ብሓቂ ግዱስ ናይ ታሪክ አየ።

  • @siku9753
    @siku9753 4 ปีที่แล้ว +37

    Yes, this is true History for Eritrea 👉🇪🇷👈 I agree with you bro 👍

    • @نتتنمننن
      @نتتنمننن 4 ปีที่แล้ว +1

      👍👍👍👍👍😍👍😘😘👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @eritreaneritrean1570
    @eritreaneritrean1570 4 ปีที่แล้ว +1

    ከም ካልኣይ ድማ ኣብ ኣብ ግዜ ሃጸይ የውሃንስን፡ ኣብ ግዜ ኣቦና ደግያት ወልደሚካኤል ሰሎሙንን፡ ዝተገብረ ዘይምስምማዕ፡ ተሓታቲ ሃጸይ የውሃንስ እዩ ኢልካዮ ግን በንጻሩ እዩ። ምክንያቱ ነቦና ራእሲ ወልደሚካኤል ናብ ሓማሴን ኣምጺኡ ደግያት ዝሸሞም ሃጸይ የውሃንስ እዩ።ምክንያቱ ብቅድሚኡ ኣቦና ወልደሚካኤል ከም ወተሃደር ኣብ ሽረ እዮም ኔሮም፡ እተኮነ ድሕሪ ዓወት ሃጸይ የውሃንስ ኣብ ልዕሊ መሳፍንቲ፡ ንደግያት ወልደሚካኤል ካብ ሽረ ናብ ሓምሴን ወሲዱ ስልጣን ዝሃቦ ሃጸይ የውሃንስ እዩ። እተኮነ እቲ ስልጣን ናብ ሃጸይ የውሃንስ ስለ ዝደለዮ ኣቦና ወልደሚካኤል ኣንጻር ሃጸይ የውሃንስ ምስ ግብጽን ትርኩን ወጊኖም ኣንጻር ሃጸይ የውሃንስ እዚ ከ ክድዓት ዶ ኣይኮነን።ስለዚ ታሪክ ከም ዘለዎ ተዝቀርብ ጽቡቅ ኔሩ።ምክንያቱ ታሪክ ሑሉፍ እዩ ።ኣነ ሓደ ካብቶም ብጭካነ ራእሲ ወልደሚካኤል ስድራቤቶም ካብ ዝጸነቱ ስድራቤታት እየ፡ ንህዝቢ ሓማሴን ንንሓድሕዱ ዘባልዐ ሰብኣይ ወልደሚካኤል ሰለሙን እዩ።ኣብ ኩናት ዓድዋውን ካብቶም ኢድ የሕዋትና ዝቆረጸ ሰብኣይ እዩ።ረሱኡ ድማ ክሳብ ሕጂ ንዓዲ ከይኣቱ ተከልኪሉ ኣብ ኣኩሱም ኣሎ።

    • @eritreaneritrean1570
      @eritreaneritrean1570 4 ปีที่แล้ว

      @Bilal Alamin ሰክት ኣታ ሕማቅ ጀበርቲ

  • @tesfitkubrom8730
    @tesfitkubrom8730 3 ปีที่แล้ว +1

    ሩሑስ ኣውዳመት ኣመንቲ ክርስትና እዘን ኣፍ ኣውጺክን ን ሰራየ ትዳፈራ ወኻሩ ክርስያን ኢና ባሃልቲ ንእምነትኩምን መንነትኩልን ዝዓቀበልኩም እኮ ሰረወቶት እዮም ወራር ማሕመድ ግራይ ንሙሉእ ምድረ ሓበሻ ሰራዊቱ ኣኽቲቱ ከመስልም መንነትና ክቅይር ምስተበገሰ እኮ ሰራየ እዮም 3 ግዜ ኪናት ገጢሞም ሲዒሮሞ ሓንሳብን ንሓዋሩን ክኣ ካብ ገጽ ምድሪ ኣጥፊኦሞ እበር ሕጂ ኣላህ ውኣክባር ትብሃል ምሃለኽን ኔርክን ኢኽን ኣብቲ ግዜ ብሓይሊ ዝመስለሙ እዮም ሕጂ ዓረብ ኢና ዝብሉና ዘለው
    እቶም 3 ግዜ ነቲ ኪናት ዝመርሕዎ ዝነበሩ ኣቦታት ሰራየ እዮም
    ኣብ ቀዳማይ ግጥም፡ኪናት ዝመርሖ ዝነብረ ባሕረ ነጋሲ ያቆብ ቆራይ
    ኣብ ካልኣይ ግዜ ኪናይ ዝመርሖ ዝነበረ ክኣ ባሕረ ነጋሲ ተስፍልዑል
    ሓንሳብን ንሓዋሩን ንማሕመድ ግራይ ካብ ገጽ ምድሪ ዘጥፍኦም ክኣ ሰራዊት መረብ ምላሽ ኣኽቲቱ ቑሩብ ሓገዝ ካብ ፓርቱጋል ረኺቡ ኣዛዚ ናይቲ ኪናት ዝመርሖ ዝነበረ ባሕረ ነጋሲ ድሩይ ፍንጋጋ እዩ
    ሰረወቶት እዚ ኩሉ ኣቦታቶም ጅግንነትን ንኽንደይ ሓያል ባዕዳውያን ዝስዓሩ ክንሶም ታሪኾም ተሰሪቁን ሃገር ክብሉ ታሪኾም ታሓቢኡን ተሪፉ
    ሰራየ ዝብል ሽም ካብ ባሕረ ነገስታት ድባርባ ዝመጸ መጸውዒ እዩ እቲ ሰራየ ዝብል ሽም ንብዓሉ ታሪኽ ኣለዎ እበር እዛ ኤርትራ ትብሃል ዘላ ሕጂ ባሕረ ነገስታት እያ ትብሃል ኔራ ንዘመናት ካብ ክንደይ ባዕዳውያን እንዳተኻላኽሉ ዘምሓድርዎ ዝነበሩ ክእ ኣቦታት ሰራየ እዮም ነዛ ሕጂ ኤርትራ ትብሃል ዘላ ካብ ቀደም ዝመስረትዋ ሰረወቶት እዮም
    ኣብዛ ሃገር ልዕሊ ሰረወቶት ታሪኽ ዘለዎ የለን ኩልኻ ሰረወታይ ካብ ገለ ሰባት ወኻሩ ከጸልሙኻን ዘይሽምካ ክህቡኻን ምስ ዝፍትኑ ከምቲ ንሳቶም ዝገልጹኻ ዘለው ሰለ ዘይኮንካ ኣፍልብኻ ንፍሕ ዕጅብ ኣይበልካ እታ ታሪኽ ኤርትራ ጹቡቅ ጌርና ሰለ ንፈልጣ ዘታልል የለን
    ኣብ ገለ ዝሪኦም ዘለኹ ነቲ ታሪኽ ሰራየ ባዕላቶም ከምዝገብርዎ ክዛረብሉ ከለው ግርም እዩ ዝብለኒ እሰከ በል ሓደ ጥቀሰለይ ካብቶም ናትካ ተሊካዮም ክኣ ነቶም ሰረወቶት ይጠቅሱልካ ክክክክክ ታሪኽና ተሰሪቁ ብደቂ በራዩ ጣልያን በራዩ ግብጺ በራዩ ናይ ሃይለስላሴ በራዩ እንግሊዝ
    ካብ ሓውኹም ወዲ ባሕረ ነገስታት እየ

    • @danielkesete7585
      @danielkesete7585 2 ปีที่แล้ว

      Anbasa ajoka Sekf ayblka kulu tark nefalxo ena wedi bahri negstat Jegna

  • @God-db9vp
    @God-db9vp 4 ปีที่แล้ว +4

    እዚ ታሪክ ውግእ ሕድሕድ ኣሕዋት ኢዩ ንዓና ከኣ ዋላ ሓደ ኣይተጠቅመናን ኢዩ።
    ድሕሪ ሕጂ ምስ ተጋሩ ከተባኡሱና ኣይትክሉን ኢኩም ኣሕዋትና ኢዮም።
    ህግደፍ ዘታለለና ይኣክለና።

    • @samiasfah9219
      @samiasfah9219 4 ปีที่แล้ว

      Yaklena zi mot wedi mot
      Men kbeas elki tarikna ena nrzentu zelena
      Nsom gn ktmzzwo ydelyu alewu
      Kem kedemom tenkol eda mahazu

    • @God-db9vp
      @God-db9vp 4 ปีที่แล้ว +1

      @@samiasfah9219 ጸላእትና ክልተ ኢዮም ህግደፍን ህወሓትን ኢዮም፡ ህዝቢ ትግራይ ግን ሓውና ኢዩ።

    • @samiasfah9219
      @samiasfah9219 4 ปีที่แล้ว

      @@God-db9vp ewe tikkel gn hagorom hizom ke sik yblu alewu diyom weys talka yatwuna alewu

  • @sessenme9780
    @sessenme9780 4 ปีที่แล้ว +6

    Midre Bahri kingdom the ancient Eritrea 🇪🇷❤️💙🇪🇷

  • @eritrawit7184
    @eritrawit7184 3 ปีที่แล้ว +4

    ብጣዕሚ ኣቅንየለና ኽብር ሓውና ኢዚ ዓቢ ታሪኽ መበቆል ኤርትራ ዚገለጽኻልና ቅጽሎ ኹሎ ህዝቢ ታሪኩ ኽፍሊጥ

  • @teameyohanes31
    @teameyohanes31 3 ปีที่แล้ว +3

    ኣንታ እዞም ተጋሩ ካብ ቀደም እዩ እቲ ጥልመት

    • @nahomnahom7204
      @nahomnahom7204 3 ปีที่แล้ว

      ስቅ በል እዚ ናይ ሓሳት ታርኽ ኢዩ ንባሓሪ ነጋስ ዝጠሎሞ ሓማሴን ኢዮም እዚ ሕብብኡ ዝባሃል የለን

  • @tekletesfaldet
    @tekletesfaldet 4 ปีที่แล้ว +2

    Kkkkkkkkkk this is stupidity ከመይ ዝሰሉኻ ሙስሉይ ኢኻ፡ ምስ ሰማዕኩዋ ከምዛ ጌሩ ዘስሓቀንን ብኡ ኣቢሉ ድማ ብጣዕሚ ዝገረመንን video የለን። ታሪኽ ምድረ ባሕሪ (ባሕረ ነገስታት) ክጥምዝዝ፡ ንልዕሊ 800ዓመታት ኣብ "ደባርዋ" እዩ ኔሩ፡ ብድሕርዚ ብግብጺ ተሓጊዛ ኣብ ጸዓዘጋ ምስ ከደት 25ዓመት ከይመለኣት ሃዶሽዶሽ ኢላ ። This is the true story of bahre negastat.

    • @abrahamkidane3779
      @abrahamkidane3779 4 ปีที่แล้ว

      ☠👹👾👾👾👾💀💀☠☠☠😹

    • @HaraGhirmai
      @HaraGhirmai 3 ปีที่แล้ว

      ድሁል እንታይ ኣፍሊጡካ ናይ ዓድካ ግበር

  • @ethio-eritubelove7889
    @ethio-eritubelove7889 4 ปีที่แล้ว +2

    ትግራይ ምብልእታ መሬት ኤርትራ ምንባራ ኢኻ ትነግረና ዘልካ እንታይ እማ ሎሚ መሬት ኢትዮጵያ ኮይና ትግራይ ብከመይ

  • @semurasemura1176
    @semurasemura1176 4 ปีที่แล้ว +18

    ሃገረይ ሓቅነት ታሪክኪ ብዘይየካትዕ መንገዲ ይትረክ ኣሎ። መንእሰይ ሃገረይ ህጂ ንካሕ። Thanks dema bexot.

  • @sasbde9334
    @sasbde9334 4 ปีที่แล้ว +1

    ክጽበያ ዝጸናሕኩ ታሪክ ፡
    ናይ ብሃቂ እየ ዘመስግነካ ኤርትራ ኔርትራውያን ፡
    ታሪክና ምፍታሽ የድልየና ኩሉ ከኣ ክዝንቶም ክስራሕ ኣለዎ ሶ፡
    ጽቡቅ ትምህርቲ ቀጽልዎ ፡
    ባህሊ ዓድና ዓውድና ፡መንነት፡ታሪክና፡ክርዓትናን፡ኩሉ ምሉ ህያብ ጀጋኑ እዩ ሞ ፡
    ንጠቀመሎን ፡
    ሓወየ ናተይ ንተሕቃቀፍ ደኣ ንፋስ ኣይነእትዎሉ ገዛና ፡ደሓር ከይኮውን ዑና ፡
    ብልቢ ንቀራረብ ፡ብልቢ እዩ ምቅርራብ ዘድልየና ዘሎ ኣብዚ ግዜ ፡
    ጽጋብ ፡ፊዕ፡ፊዕ ንግደፎ ሓወይ ሓፍተይ ፡መዘናይ ፡ዓርከይ፡ብጻይ፡ብጾት፡ኣለኩልካ፡ኣለኩልኪ፡ኣለናልኪ፡ናብ ኩሉ ንበልሃሃል ፡
    ምብጃው ነርኢ ታሪኽ ኣቦታት ኣይነፍርሶ ፡
    ካብ ሓውኩም ተዌ ፡
    ሰላም ኣኣብ ዘለኩሞ ይምነየልኩም ።

  • @danlolo6711
    @danlolo6711 4 ปีที่แล้ว +7

    Well done keep telling the history .We really need to know our history.

  • @bereketdawit5950
    @bereketdawit5950 4 ปีที่แล้ว +2

    *ወድይ ሰብ ጉቡእ ብልክዕ ታርኹ'ምስ ዘይ ንገሮ ወይ ዘይ የንብብ ናብ ጥፍኣት ዕንወት ሞበቆለኻን ዓድኻን ሃገርካን መሬትካን ዶብካን ኩሉ ክብርኻ ኣብ ዕዳጋ ገዛእትን ተበለጽትን እንግዶት ናይ ባዕዳዊ ሺሻይ ጓናን ጎረቤት ኮንካ ማእዝንካ ኣጥፍኢኻ ምህውታትን ሑሱር ሰብ ይገብረካ. ስለዝይ ይዕበይ ይንኣስ ናትካ ታርኽ እዩ መን ነትካን ክብርይ ዝህበኻ ስለዝይ ልቦናን ምስትውዓል ብልሕን ክትውንን ይግባእ ኤርትራዊ ወደባድ ኣስላማ ይኹን ክርስትያን ብጉቡእ ብሓድነት ታርኽ'ኻ ኣንብብ ኣኻፍል ፍልጠትኻ ንኹሉ ኤርትራዊ ሓውኻ.ኤርትራ ቐደም ነይራ ሎሚ ኣላ ጽባሕ ኣላ! ነባርት ሃገር ህያው ጀጋኑ ስውኣትና ኢያ. ኤርትራ ንዘልኣለም ነባርት ሃገር ናይ ጀጋኑ ኢያ.ብቀይሕ'ደም ብደም ዝትኸትመ ብርፍርንደም ዝትሓጽርይ ውሕስ ልእላዊ እዩ*

  • @malattedrose
    @malattedrose หลายเดือนก่อน

    ብህረ ንጉስ የኢትዮፒያ ንጉስ እንጂ የኤርትራ የሚባል የለም ፤፤ ምነው ባትዘባርቅ ፤፤ ሰለ ሃማሴን አጥናና ከዛ ታወራለህ ፤፤

  • @tedrosgirmay2795
    @tedrosgirmay2795 4 ปีที่แล้ว +3

    ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል ብዛዕባ ታሪክ ኤርትራ ብምዝንታውኩም ክንደይ ብሃማት ናይ ኤርትራ ታሪክ ክገማጥሉ ይርኣዩን ኣብዚ ናይ ሜዳ በዚሕሉ ዘሎ እዋን ታሪክና ክቀያይሩ ይራዩ ኣለዉ ብዛዕባ ታሪክ ኤርትራ ተዘንቱ መጽሓፍ ኣበይ ክረክብ ይክእል ክትሕቡሩኒ ብትሕትና ይማሕጸን ሰሰናዩ ንዓኩም

  • @abraham2254
    @abraham2254 4 ปีที่แล้ว +8

    ናይ በሓቂ ታሪኽና ክንፈልጥ ኣለና አቲ ዘይናትና ታሪኽ ክህቡና መንእሰይና ክጠዊልና ዝሓስቡ መን ሙኻኖም ካብ 1800 ኣብዚ ገሊጽካዪም ኣለኻ ስጋብ ሕጂ ዉን ኣይተጋደፉናን ንሕና ኤርትራዊያን ሓወይ ሓፍተይ ተባሃሂልና ጸላኢና ኣለሊና ምድንጋጽ ዘይብሉ ቀኒዕና ጥራይ ንኺድ ኤርትራ ን ኤርትራዊያን ኢያ ንዘልኣለም ቁሩብ ወሒዳትኒ አዛ ታሪከይ አንበር ባጣዕሚ ጽቡቅ 🇪🇷💒🕌🇪🇷

  • @dejenyemane6569
    @dejenyemane6569 2 ปีที่แล้ว +2

    Owwww ሕጂ ግርም ከምዚ ገርኩም ታሪክ ምሃሩና ኣኒሕና ንፈልቶ የብልና ከም ዝበልካዮ በዓል ጸልማት መጻኢ ብዙሕ መንእሰይ ኣጸልሚቶም ዮም ሕጂ ግን ኩሉ መንእሰይ ክነቅሕ እንተኮይኑ በብዘለናዮ ታሪክ ንሰንድ (ዓወት ንሓፋሽ )

  • @desalegebrehiwetgebrehiwet8114
    @desalegebrehiwetgebrehiwet8114 4 ปีที่แล้ว +6

    ታሪክ ሓማዝቅኩሞ ኣለኩም ደግያታት ባሕሪ ነገስታት ኮይኖም ኣይፊልጡን ንዘይፊልጥ በልዎ ባሕሪ ነገስታት 1633 እዩ ብቶም ከም ባሕሪ ነገስታት ትብልዎም ዘለኩም በራዩ ጎንደር ብሃብተ ስሉስ ዓባቅ እዩ ባርያ ፋሲል እዩ ፊሪሱ መስሓቃት ንዘይፊልጥ በልዎ ባሕሪ ነገስታት 1250-1633 እዩ ነይሩ ዋጋ ዝከፊልሉ ድማ እዞም በራዩ ኣቅርብኩሞም ዘለኩም ዘይኮኑ ገለ ክረቁሕ እየ ብዙሓት ድማ ኣብዚ ዘይተገልጺ ኣለው
    ባሕሪ ነጋሲ ሰብ ከም ዓንቀ
    ባሕሪ ነጋሲ ሰርብደም
    ባሕሪ ነጋሲ ዓቃጽነ ሰራዌ
    ባሕሪ ነጋሲ ገብረ ኣዶናይ
    ባሕሪ ነጋሲ ገብረ ሰረቀ ብርሃን
    ባሕሪ ነጋሲ ትንስኤ ክርስቶስ
    ባሕሪ ነጋሲ ደማስእዝጊ
    ባሕሪ ነጋሲ ዮውሃኑስ ሃካይ
    ባሕሪ ነጋሲ ገብረኩርስቶስ
    ባሕሪ ነጋሲ ያዕቆብ ቆራይ
    ባሕሪ ነጋሲ ኣሮን ዓጽነ ሰራዩ
    ባሕሪ ነጋሲ ተስፋልዑል ዓቃጽነ ሰራዩ
    ባሕሪ ነጋሲ ድሩይ ዮውሃንስ ፍጋጋ
    ባሕሪ ነጋሲ ቡላ ፍጋጋ
    ባሕሪ ነጋሲ ዓቃጽነ
    ባሕሪ ነጋሲ ሓይልኣብ
    ባሕሪ ነጋሲ እምሓ
    ባሕሪ ነጋሲ ተድሮስ
    ባሕሪ ነጋሲ ነብያት ዓቃጹነ
    ባሕሪ ነጋሲ ኣውዓሎም ዓቃጹነ
    ባሕሪ ነጋሲ ብሌን ሰገድ
    ባሕሪ ኣቢነር
    ባሕሪ ነጋሲ ኣካልየ ጽዮን
    ባሕሪ ነጋሲ ኢሰቅ
    . ወዘተ ... ኢዮም እዚ ኣምጽኪሞም ዘለኩም ናብ ድክነትን ናብ ቀቢላት ናብ ኣውራጃውነትን ናብ መግዛእቲ ጎንደር ክንወድቅን ቀንዲ ኣገልገልቲ ናይ ጎንደር ዝነበሩ እዮም ንዘይ ፊልጥ በልዎ ባሕሪ ነገስታት ድማ ብሃብተስሉስ ዓባቅ እዩ ፊሪሱ ማእከል ድማ ዝዓዘጋ ኮይኑ ኣይፊልጥን ድባርባ እዩ ነይሩ ክሳብ ዝፊርስ እቲ ናይ መወዳእታ ባሕሪ ነጋሲ ድማ ባሕሪ ነጋሲ ዮውሃኑስ ሃካይ እዩ ንካልእ በልዎ Ok

    • @cornerstudio1752
      @cornerstudio1752 4 ปีที่แล้ว +2

      Tomorrow will be better than today ጸዓዘጋ ካብ ድባርዋ እዩ ሞቦቆሎም

    • @desalegebrehiwetgebrehiwet8114
      @desalegebrehiwetgebrehiwet8114 4 ปีที่แล้ว +2

      Natan Abiel eske tentineley bichibti kalay abzi lali zelo aykonen etiblo senedika aqirib kalay xeazega ms dubaruba zerakib yebilomin dubaruwa kebabiein deqi bahri abiner yibhalu kab mirara eyom xeazega dima deqi chaluq maluq eyom bikemey eyom kab dubariwa mebeqolom eske chibtika sidedeley

    • @pawlosteklay6579
      @pawlosteklay6579 4 ปีที่แล้ว +2

      @@cornerstudio1752 Natan xibuk aleka ziterefn alo amaxaxiu kemey iu

    • @cornerstudio1752
      @cornerstudio1752 4 ปีที่แล้ว +1

      Tomorrow will be better than today ድባርዋ ሓማሴን ከምዝኾነ ትፈልጥ ዶ

    • @desalegebrehiwetgebrehiwet8114
      @desalegebrehiwetgebrehiwet8114 4 ปีที่แล้ว +3

      Natan Abiel hahahh men mesihaq men beleka abe Wedi zemer ye ane kuruat serewetot mikana kesimirelika qexile seraye qidimi tiliyan kisab hinbirti u neyru debu abti lali zibelikayo chibtika eske aqiribeley bikemey ena miskakun hade meboqolina zikona eske nigereni

  • @winta_s3843
    @winta_s3843 4 ปีที่แล้ว +1

    Well done ❤️🙏🏽and thank you for the history

  • @EshayasEshayas
    @EshayasEshayas 10 หลายเดือนก่อน

    ሐሶት፡ቃንቜ፡ትግርኛ፡ዝምህዙ፡ኢትዬጵይውያን፡ዝቱባህሉ፡ዜናታቶምን፡ሐሳባቶምን፡ፀረሰላምን፡ፀረሕብረትን፡እዬም፡ሰረቅቲ፡እዬ፡ናትናህዝብና፡ካብፆትት፡ዓለም፡ህዝቢ፡እግዚአብሄር፡ሰላማውያን፡እዬም፡ሰሪሖም፡ንገዝኦምን፡ንህዝቦምን፡እዬም፡

  • @zerizgigebrue3082
    @zerizgigebrue3082 4 ปีที่แล้ว +2

    Very good bro 🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍

  • @EshayasEshayas
    @EshayasEshayas 10 หลายเดือนก่อน

    ሐደፀማምዝኾነ፡አይርዳእን፡ናይሰብ፡ሐንጎል፡ስለዘይብሉ፡ንምጋይን፡ሕማቅ፡ነገር፡ይገብር፡ትምህርቲ፡የብሎምን፡አይማሃሩን፡እዬ፡ክንምህሮም፡ኢና፡አብግዚኡ።

  • @samineimeritran3887
    @samineimeritran3887 4 ปีที่แล้ว +2

    Ezi eyu nhzibi ERITRAN🇪🇷🙏🏾znkahana mknyatu tariki hiwet sle zkonet . Bitmi eye zemsgneka nhzbina ktefilit sle ztebegeska bmejemerta kemsgneka yfetu ketsile ka abzi hji zelena hizibi naytariki afiluto zeyibilina bimikanu ezi nana eritrawiyan abi lewiti eyu bahaki kemiti zbelikayo nhna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷Eritrawiyan tariki nserehi ena gen tariki ayi ntirikin ena zbelikayo btami eyi adinikeka mikniyatu tariki nkitsehifi sle tetababaana sile zeleka btami yemesgneka kabizi tariki entayi knmahar alena ? Tariki Meninet eyu ntariki znaki hiwetu eyu zniaka zolo emo abotatinas ezi tariki ezi jigninet atirifemulina nhnake kemi eritrawiyani meten entay aneti tariki gedifina kinahalifi alena Elina nhiseb yehiwat ezi gn bifikiri enber bitsilie nonononnnnnn. Tsilie kulu gize abi tsilie kulu gize abi himaki hiweti sle zenbreka ntsilie edili ayinahabo eka da bfikiri eka nzikone neger tisaro. Yekeneley kab hawikum samineim🇪🇷😍😍😍😍😍✍🏾🙏🏾👍🌹🇪🇷💒❤️🌹🇪🇷🕍👍(. 1. )🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾👌✍🏾☝🏾☝🏾☝🏾☝🏾☝🏾☝🏾☝🏾☝🏾☝🏾☝🏾☝🏾

  • @EshayasEshayas
    @EshayasEshayas 10 หลายเดือนก่อน

    ንግስነት፡አብ፡ኤርትራ፡አይነበረናን፡ተቃለስቲ፡ጀጋኑ፡ካብ፡ገዛእትን፡ወረርትን፡በርባርያውያን፡ባዕዳውያን፡ትምህርትናን፡አቃውማናን፡ናይ፡ሕብረተሰብና፡ኤርትራውያን፡አሰላልፋና፡ንሙቅፃይ፡አይተዓወቱን፡ኤርትራውያን፡ብልዑል፡ክእለትን፡ሞራልን፡ደምሲሶም፡ተዓዊቶም፡ብሕጂውን፡ሰላም፡ንዘይደሊ፡ተንኮለኛታት፡ንሕስያ፡ከምዘይንሕፎም፡

  • @samitahama1278
    @samitahama1278 2 ปีที่แล้ว +2

    ሓማ ዓደይ ዓዲ ጀጋኑ ዓዲ ታሪኽ ዓዲ ዛንታ ዓዲ ኣናብስ ካብ ቀደም ካብ ጥንቲ ሰራሒት ቅያ ሓማ ደመይ🥰🥰🇪🇷🇪🇷

  • @belewkelew1956
    @belewkelew1956 4 ปีที่แล้ว +3

    በጃኩም ቻነል ስለ ዝሓዝኩም ጥራይ ነዚ ታሪክ ኣይተባላሺውዎ ሙሉአ ብሙሉ ዘይትፈልትዎ ተኮንኩም ትም በሉ ,

  • @ethio-eritubelove7889
    @ethio-eritubelove7889 4 ปีที่แล้ว +2

    ትግራይ ምብልእታ መሬት ኤርትራ ምንባራ ኢኻ ትነግረና ዘልካ እንታይ እማ ሎሚ መሬት ኢትዮጵያ ኮይና ትግራይ ብከመይ

  • @kibromtesfay1546
    @kibromtesfay1546 4 ปีที่แล้ว +2

    "ሰላም ዞም ይሕዋተይ፡ከምዚ ገይርካ ምቅራብ ጽቡቅ አንድዩ ግን ሓንቲ ዝጎደለትኩም ነገር ኣላ፡ንሳ ካኣ ናይቲ ኣጽኒዑ ዘምጾኦን፡ታሪካት ደሊዩ ዝርከቦን ሰብ ስም ጥቀሰልና፡ተንብቦ ደለካ ካኣ ስምካ ንገርና፡ከምዚ ድበለ ታሪካት ክተንቡቡ ከለኩም አቲ ነቲ ጹሑፋት ዝርከበን፡ናብ ህዝቢ ዘቅርብ ዘሎን ኣስማቶም ምንጋር ኣይትሕሞቁ።

  • @baburbabur7741
    @baburbabur7741 4 ปีที่แล้ว +1

    ሕምቀት ኣርቲስት ዩ ኣርቲስት ዪ ታሪኩ ዘኮልዕን ዘሀስስ ናይ ሊሚ ኣርቲስት ጊን ኣይግድን በቓ ዲስላይክ ፈሪሖም በቃ ኤርትራዊ የ ምባል ኣፍሪሕዎም በጃኩም ንፍዑ ንጅባኩም ዘይኮነስ ንሕልናኩም ንበሩ እዞም ናይ ካምፓላ ኮ ኣይጸላእኩኩም በጃኩም ሚስ ዞም ናይ ኢትዮፕያ ተራኸቡ ሞ ኢሂን ሚሂን ተባሃሉ ብዛዕባ ሃገርኩም ካብ ሓዉኹም ባርቲስት ኣሕዋቱ ዝሓረረ

  • @de690
    @de690 4 ปีที่แล้ว +2

    እቲ ጽቡቕ ነገሩ ታሪኽ ኤርትራ ኣህሲስካ ክብጻሕ ዝተሓስበ ብታሪኽ ኤርትራን ኤርትራውያንን ዘይኮነ፣ ናይ ጥቕራን ሰረትን ትምየና በሃማትን ብምንባሩ ባዕሉ ሃደሽደሽ ኢሉን ይብል ኣሎን። ካብ'ዚ ዘይማህሩ ዛዕጋፋት ብራርያ ክብልዎ ዝኽእሉ ነገር የለን። ሕጂ'ውን ኢሎም ኢልና ንቕይሮ መኣዝን የለን፣ እቲ ሓቂ ሓቂ እዩ! ዋናታት ትማሊ ክኾኑ ዋኖት እቲ ዘይፈልጥዎ ናይ ጥልመት ታሪኽ ኢና ምስ ዝብሉ ግን ዕያረ ታሪኽ ብዋናታቱ ክምዘንን ክዝንቶን እዩ። ንታሪኽ ብልጭኡ ሪኢኻ ክትውንኖ ሃረምረም ምባል፣ ተረኛ ደማዊ ዕጭኡ ካብ ምዃን ዘሕልፍ ኣይኮነን። ሕጂ'ውን ታሪኽ ኤርትራን ኤርትራውያንን፣ ኤርትራዊ ሃገራዊ መንነትን ሓቅነቱ ኣብ ሓራን ቅዋማዊትን ኤርትራ ብጀጋኑ ደቃ ክዝንቶ እዩ።

  • @EshayasEshayas
    @EshayasEshayas 10 หลายเดือนก่อน

    ታሪኽ፡ምድሪባሕሪ፡ዝበልዋ፡ኢትዬጵይውይን፡ከሐድቲ፡ንስድራና፡ኤርትራውያን፡ዝቀተልዎም፡አብ፡ስራሕ፡አብዝሐሰብዎመንገዲ፡ንሃገር፡ምዕባለን፡መነባብሮን፡ዕለታዊ፡ዕንቅፋት፡እዩ፡ዝብልዎ፡ንዕኦም፡ትሕቲ፡ምድሪ፡እዩ፡ፍርዶም።

  • @EshayasEshayas
    @EshayasEshayas 10 หลายเดือนก่อน

    እዚ፡አስማት፡ዝሰምዬም፡ዘሎ፡ብናይቀደም፡አምሰሉታት፡ክንሳሃለካኢና፡ታሪኽ፡ኤርትራውያን፡አይተባላሹ።

  • @Nugus.
    @Nugus. 4 ปีที่แล้ว

    Tnx bteami ena memesgnekum tarki nezi welodo kitmhro sle zjemerkum

  • @EshayasEshayas
    @EshayasEshayas 10 หลายเดือนก่อน

    እወ፡ንሐቅታት፡ዝትርኽ፡ስለዘሸግርዎም፡ክንቃለስ፡ኢና፡ገና፡ሰላም፡አብህዝብታት፡ኢና፡እንፅልዬ።

  • @ክንሰግሮኢናክንደይዘይተሰ
    @ክንሰግሮኢናክንደይዘይተሰ 3 ปีที่แล้ว +1

    ብዙሕ ጽቡቅ ነገር ኣለዋ እዛ ቪድዮኻ፡ግን ነዚ ወለዶ ፍቅርን ሰላምን ዝምህሮ እምበር ጽልእን ምፍልላይን ዝምህሮ ከምዝወሓደ እዛ ቻነል ኣብ ከምዚ ነገር ምእታዋ ደስ ኣይብለካን፡ብዝኾነ ኣብ ኔሩ ኣይንንበር፡ንኹሉ ገዲፍና መመሬትና ሒዝና ተኸባቢርና ተፋቂርና ተኸድና ንኹልና ምሓሸ

    • @one7910
      @one7910 3 ปีที่แล้ว

      Wala ane keman gn komu u tarik kem terakiu u

  • @EshayasEshayas
    @EshayasEshayas 10 หลายเดือนก่อน

    ጉዳይ፡አዴታት፡ኤርትራ፡ሕሰብሉ፡ወታሃደራዊ፡አቃውማ፡ሃገርናን፡ከባቢናን፡ናይ፡ምግቢ፡ጉዳይ።

  • @EshayasEshayas
    @EshayasEshayas 10 หลายเดือนก่อน

    ምድረ፡ባሕሪ፡ዝበሉ፡ሰረቅቲ፡እዬም፡ኤርትራ፡መሬት፡ቁዱሳን፡ስለዝኾነን፡ንህዝብና፡ህዝቢ፡አምላክ፡ስለእንፅልን፡ንመራሕቲ፡ቀዳምት፡ሪኢና፡እቶምዳሕረዋት፡አመንቲ፡ሰላም፡ንምግባር፡ዘይተሐለለ፡ፃዕሪ፡ገይርና፡፡ንህዝብና፡ንምድንጋር፡ሜድያታት፡ተጠቂሞም፡ህውከትን፡ምትላልን፡ሐሊኖም፡ንሕና፡አይንዳናገርን፡ኢና፡።

  • @fab6025
    @fab6025 4 ปีที่แล้ว +6

    *ኣጋዝያን ምስ ናይ ሓሶት ታሪኽ ከም ዳይናሶር ክትሕከካ ኢኽን ምስ ወዲ ተምቤን*
    one love eritrean

    • @ሄኖክዑቕባይጼናዊ
      @ሄኖክዑቕባይጼናዊ 4 ปีที่แล้ว +2

      Tarik nay Agazyan enda semaekas kab midri kitetfom fito xila ezi tarik nay dekebat eu Ayney Rashyda weyka jeberti eu abzi tarik neru

    • @yonasamanuiel9813
      @yonasamanuiel9813 4 ปีที่แล้ว +1

      @@ሄኖክዑቕባይጼናዊ ata ezome hizbiey xelate nebise alwome 9 berate keblu kearbu eyome

    • @fab6025
      @fab6025 4 ปีที่แล้ว

      @@ሄኖክዑቕባይጼናዊ *ነዞም ኣጋዝያን ኢልኩም ንደቀባት ክትዝልፉ ትውዕሉ፡ ቀሊል እዩ ኦሮሞ ጥራይ ኢና ንሰደልኩም፡ 70 ሚልዮን ህዝቢ ኦሮሞ ኣብ ርእሴኩም እዩ ዘሎ ጠባይ ተዘይጌርኩም ተጋሩ ደቂ ተምቤን፡ ኦሮሞ ጥራይ ይኣኽሉኩም*
      ቅቅቅቅ ነዓኩም እያ ኦትከፍኣኩም መሲሉኩም ይኸውን ንግዚኡ ተዓሺኩም ጥር ጥር በሉ

    • @fab6025
      @fab6025 4 ปีที่แล้ว

      *ኦሮሞ ብሓንቲ ለይቲ ክኹስቱሩኹም እዮም ቅቅቅቅ*

    • @qanapage5712
      @qanapage5712 4 ปีที่แล้ว +2

      @@ሄኖክዑቕባይጼናዊ ewae ata ezi hizbina naxa eya eza ruausu aythazelom nay agiaziyan enda semuau
      Nimen emo kinihibom shilet zikonu fitret

  • @kbromokbayesus2543
    @kbromokbayesus2543 3 ปีที่แล้ว +1

    Ezy Tarik korixka eika amxikayo mdre baher zbehal nay raesy wedemikael aikonen ab gze mehamed gran eyu kodmue dma

    • @nahomnahom7204
      @nahomnahom7204 3 ปีที่แล้ว

      ይገርመካ ኢዩ ብጃካ ምስ ትግራይ ንጽሊኢ ትዕልም ጠራይ ኢዩ ረዛርብ ብዛዓባ ናይ መሓመድ ግራኘ ግን ብፍጽም ክዛረብ ኣይደሊን

  • @ወድከበሳ
    @ወድከበሳ 4 ปีที่แล้ว +7

    ጽልኢ ክዘርእ መጽየ ዘይብል እንታይ ገርኩም እዩ ግን እዚ ህዝቢ ሰላም ዘይትህብዎ / ዘትህቡና ዓድና ክንምለስ

  • @FirstNameLastName-uu9qv
    @FirstNameLastName-uu9qv 4 ปีที่แล้ว +2

    Mdre bahri ngsnet da mber sltane ayneberen akal tarik nay ertra ember mejemeri tarika aykonen tarik abused ykewn eyu enda belka nmntay kem hgdefn degeftun tarik ertra kabzi u zjmr tbl aleka tarik ertra adulisn axumn sembeln eyu meseretu negestat bahri negestat kea nnegestat Ethiopia eyom tribute zkeflu nerom akal tarikna eyu gn kab hagerna halifna gorebabti hagerat nqoxexarelun ksae hndin gbxn zbexh xlwan newrdelu zneberna ngsnet axum slemntay zeymexe eta axum ab Tigray sle zela dya nsu wn tarikna eyu liliom keman nana eyu zbexhana

  • @peaceworld7804
    @peaceworld7804 4 ปีที่แล้ว +4

    Nay bahki Xebuk terik kamu gerkem dea afltuena nazom nayshtu weldo keep it up!!!!

  • @nestereandebrhan1642
    @nestereandebrhan1642 4 ปีที่แล้ว +2

    ኤርትራ ንኤርትራዉያን ብጣዕሚ መሳጢ ታሪኽ
    ኣጆኻ በርብሮ እቲ ታሪኽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✌

  • @natnelzeru5825
    @natnelzeru5825 4 ปีที่แล้ว +2

    Eseyas dea hne abotatu andyu zafedi zelo azi tgraway

  • @m.j9886
    @m.j9886 2 ปีที่แล้ว +1

    ጅግና መመሊስካ ቀጽሎ ታሪክ ኤርትራ ዓው ኢልና ብምጭዳር ነውጻዮ ስቅ ይኣክል# ኤርትራ ሃገር ጀጋኑ#🇪🇷🇪🇷💪

    • @er2531
      @er2531 2 ปีที่แล้ว +1

      ሃገረ ጀጋኑ ኢልካ ምሕላፍ ከማን ይውሕዳ ንሃገርና ኤርትራ ታሪክ ኣቦታትና ፍሉይ ኢዩ

  • @ONELOVE-he7tx
    @ONELOVE-he7tx 4 ปีที่แล้ว +2

    We will wait u 2 part Sayet.