EMNA ኤርትራ ወይ ሞት ኢትዮጵያዊ ወታሃደር። ERITREAN HISTORY ERITREAN MEDIA NET ASMERA

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 29 ก.ย. 2024
  • EMNA ኤርትራ ወይ ሞት ኢትዮጵያዊ ወታሃደር። ERITREAN HISTORY ERITREAN MEDIA NET ASMERA Eritrean Media Net Asmera is your news, entertainment, music fashion . We provide you with the latest breaking news and videos straight from the entertainment industry Eritrea Asmara
    #EMNA #Eritrea #Eritrean_news

ความคิดเห็น • 323

  • @emnaentertainment
    @emnaentertainment  ปีที่แล้ว +9

    "ክቡራትን ክቡራንን ተኸታተልቲ'ዛ ቻነልና። ኣብ'ዚ መደባትና ሃገራዊ ደርፍታት እነብዝሓሉ ምኽንያት፡ ሃገራዊነት ዝኹስኩስ ምዃኑ ብምግንዛብ እንገብሮ ዘሎና ምዃኑ ክትርድኡልና ንደሊ። ነቶም ደርፊ ዘሰልችወኩም ተኸታተልትና ድማ፡ ዝበዝሕ ነቲ ሃገራዊ ደርፍታት ይፈትዎ ስለዘሎ፡ ክትዕገሱና ምስ ኣኽብሮት ንሕብር። EMNA"

  • @nohisack7796
    @nohisack7796 ปีที่แล้ว +65

    ከምዛ ቻነል ጌሩ ልበይ አውዲቀ ብእምነትን ብተመሰጦን ዝከታተላ ቁጽሪ ሐደ ቻነል እያሞ ሐበን ይሰመአኒ ንአደለውቲ ድማ አገናእ ይብሎም ርሑሰ ቅንያት ናጽነትና❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍

  • @abrahamhabte1905
    @abrahamhabte1905 ปีที่แล้ว

    Long. Life people Eritrea 🙏🙏🇪🇷🇪🇷

  • @merhawitmt2319
    @merhawitmt2319 ปีที่แล้ว +1

    Metkel kbhal kemzi eu zgerm Tarik ❤🇪🇷🇪🇷

  • @osmanismail-lm6ez
    @osmanismail-lm6ez ปีที่แล้ว +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰

  • @yordanosmebrahtu
    @yordanosmebrahtu ปีที่แล้ว

    ❤❤❤

  • @ተስፋኩሉ
    @ተስፋኩሉ ปีที่แล้ว

    Eway good zegrm zanit hagery shkor nafqake eko

  • @tzeghayeseab1278
    @tzeghayeseab1278 ปีที่แล้ว +48

    ሓርበኛ ተጋዳልይ ገታቸው ኽብርን መጎስን ይሃብካ ስለ ናጽነት ኤርትራ ነብስካ ኣወፊካ🙏 💖💖💖💖💖🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ክንድይ መከራ ረኺብካ ብዞም ሓሳዳት ጎረቤትና። ብሂወት እንተሎ ንምንታይ ድኣ እንተርቢው ዘይ ኣግበርኩሞ ?

    • @denkorosebyelen8873
      @denkorosebyelen8873 ปีที่แล้ว

      ኤርትራዊ ከማኹም ደንቆሮ ኣይኮነን ኣቲ ባኮ ፡ኣምሓራይ ጌታቸው ንኣንድነት ምስ መራሕትኺ ኮይኑ ዝተቃለሰ ነዓኺ hero ንዓና ጸላኢ

  • @SeareTn
    @SeareTn ปีที่แล้ว +37

    ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ኢንተርቪው ናይ ገታቸው ፈጠነ ብተስፋ ክንጽበ ኢና❤❤❤

  • @tedrosandemicael6039
    @tedrosandemicael6039 ปีที่แล้ว +17

    ኣብ ዝቕጽል ንኽቡር ተጋዳላይ ጌታቸው ፈጠነ ብኣካል ቃለ ምልልስ ክትገብረሉ ተስፋ ይገብር ክቡር ኤፍሬም ግደ። ርሑስ ቅነ በዓላት ናጽነት ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ!!!
    ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤

  • @rahwaberhe7474
    @rahwaberhe7474 ปีที่แล้ว +26

    Ohhh amazing story happy Independence Day !! ሃገረይ ክንደይ ዋጋ ዘይተከፈለልኺ!!❤️❤️🇪🇷🇪🇷

  • @tecleabraham3797
    @tecleabraham3797 ปีที่แล้ว +6

    በሉ ኢርትራውያን ኣስተብህሉ! ሻዕቢያ ክቀትልዎ ዝመጽኡ ጸላእቲ ብስብኣዊ ኣተሓሕዛ ሒዙ ፥ ቀደም ኣብ ዓዶም ዘይረኽብዎ ትምህርቲ ክወሃቦም ከሎ፥ ወያነ ከኣ ጭብጢ ዘይብሎም ንወዲ ሃገሮም ብግፍዒ ኣበሳቢሶሞ! ሰራዊትና በዚ ቅዱስ ባህሊ ዝተሃንጸ ኢዩ እምበኣር ኣብ ትግራይ ከይዱ ክፍጽሞ ዝኽእል ግፍዒ ኣይነበረን። ህዝቢ ትግራይ ዝምስክሮ ኢዩ፥ ኩሉቲ ሓቁ ጽባሕ ክወጽእ ኢዩ። ባህሊ ሰራዊትና መወከሲኡ ባህሊ ህዝብና ኢዩ። እዞም ዓጋመ ሰቦም ካብ መቃብር ፊሒሮም ኣውጺኦም ጎዛዚዮም ንዝብኢ ዝህቡ ኢዮም። ኢንጂነር እምብዛ ዝበሃል ከምዚ ጌሮም ኢዮም ቀቲሎሞ። አቲ ርጉም ዓጋመ ገብሩ ኣስራት ውን ከይሓፈረ ኣብ ኣባላት ሰልፉ ከምዝተፈጸመ ከይተፈለጦ ኣረጋጊጹ። ተጋሩ ፍርቂ ሰብ ዘብለና ከኣ ከምዚ ሰብ ዘይገብሮ ስለዝገብሩ ኢዩ። ኣብ መቃብር ስዉኣትና ዝገበርዎ ውን ኣይርሳዕን ኢዩ

  • @SeMhar---ASM
    @SeMhar---ASM ปีที่แล้ว +22

    ከምዚኣቶም ዓይነት ሰባት ምህላዎም ኣብዛ ዓለም ይገርመካ : ሰብ ሰብ ዝጨንዉ :: ❤

  • @MerhawiAbaga
    @MerhawiAbaga ปีที่แล้ว +20

    ኤርትራውነት ክቡር መንነት።ክብርን ሞሳን ንሓይልታት ምክልካል ኤርትራ ። ክብርን ሞሳን ንስነሓሳብ ህዝባዊ ግንባርን ። ።ክብርን ሞጎስን ንሰማኣታትን።

  • @erina4411
    @erina4411 ปีที่แล้ว +11

    Dear brother Efrem first and foremost thanks for sharing this heroic life journey
    If possible please try to interview Getachow in Amharic

  • @nomlifmedia877
    @nomlifmedia877 ปีที่แล้ว +9

    ሰላም ኣዳለውቲ እዛ ቻነል ብተቕርብዎ መደባት ኣዝየ ከመስግነኩም ይደሊ ብምቕጻል እዛ ዛንታ ናብ ኣምሓርኛ ተተርጒማ እንተትቐርብ ህግሓኤን ህዝቢ ኤርትራን ክሳብ ክንደይ ጭዋ ህዝብን ውድብን ከምዝነበረ ህዝቢ ኢትዮጵያ ምተረድኦ ነይሩ

    • @fevengebre7932
      @fevengebre7932 ปีที่แล้ว +2

      Ezi tarik b Amharic texahifu mexihaf tehatimu alo. Nab tigrna ewn ytrgom alo geziena nenbebo n embassy hatitna ngziaya.

  • @lovelyloughtv
    @lovelyloughtv ปีที่แล้ว +23

    ናይ ቀዳማይ ስዉእ ዋርሳይ ብርሃነ ሃብተማርያም ዓቢ ኣኮይ ምስ ቀረበስ ከመይ ብ ኤርትራናውነተይ ኮሪዓን ተሓቢነን ኤፍሬም ሓወይ የቀንየልና ዘድልዮ ናይ ህዝቢ እኳ እንተ ኾነ ግን ብስም ኣቦ ሓጎይ ቀሺ ሃብተማርያም ካብ ልቢ የመስግነካ 💚❤💛💙✌🇪🇷

    • @azebghidey6457
      @azebghidey6457 ปีที่แล้ว +5

      ናይ ኩላትና ኣኮ እዩ❤

    • @lovelyloughtv
      @lovelyloughtv ปีที่แล้ว +1

      @@azebghidey6457 እወ ንሱስ ሓቅኺ ✌🇪🇷

    • @merhawitmt2319
      @merhawitmt2319 ปีที่แล้ว +1

      Yes, we are all proud of every hero❤

  • @ghideimerha3881
    @ghideimerha3881 ปีที่แล้ว +8

    ነዛ ታሪኽ እዚኣ ዝቕረብካልና ብልቢ የመስግነካ ምስ ሙዚቃ ናይ ኤልሳ ኪዳነ ተሰኒያ ብጣዕሚ ትዝታ ኣምጺያትለይ 1000 ግዜ የመስግን

  • @lemlemselomon7824
    @lemlemselomon7824 ปีที่แล้ว +21

    Thank you for sharing the true story of Mr Getachew Fetene, I find his life story is very emotional and profound touching for me and I can't stop crying. Thanks for his love, service and commitment for Eritrea 🇪🇷 kibrin mogos kea yegibio forever I hope he is married and have family too❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @michaelnegusse2652
    @michaelnegusse2652 ปีที่แล้ว +9

    ጌታቸው ነመስግነካ ነቲ ሓያል ጽኑዕ እምነት ኣብ ሃገርን ህዝቢ ኤርትራ ዘርኣኻዮ ተወፋይነት::🇪🇷🇪🇷👍😂

  • @ፍሽኽታአመለይ-ወ1በ
    @ፍሽኽታአመለይ-ወ1በ ปีที่แล้ว +8

    ናይ ብሐቂ መሳጢ ታሪክ አብ ኤርትራ ስ ዘይተ ነግ እምበር ዘይተገረ የለን ብአማሕንኛ እንትትርጕም ጽብቅ ኔሩ ርሑስ ቅንያት ብዓል ናጽናት ❤️🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🏾🙏🏽

  • @danielghebremichael2969
    @danielghebremichael2969 ปีที่แล้ว +9

    ብጣዕሚ ኣዝዩ መሳጥን ተንካፍን ዝኾነ ታሪኽ :ንዝተገበረሉ ውዕለት ክሳብ ሂወቱ ንመስዋእቲ ወፍዩ ዘይከም ዓዲ ገሊኦም ዝበልዑሉ ጻሕሊ ዝሰብሩ:ብሂወት ተልዩ ግን ረኺብኩም ቃለ መሕትት ተትገብሩሉ ክንደይ ምጠዓመ::ብዝኾነ ጽቡቕ ኣቀራርባ የቐንየልና ርሑስ ቅንያት ናጽነት ደቂ ሓላል መሬት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷::

  • @MatiasBeyene-ui3qg
    @MatiasBeyene-ui3qg ปีที่แล้ว +4

    በዓል ጌታቸው ንዘይፈልጥዋ ሃገር ዋጋ ይኸፍሉ
    በዓል ሰልጠነ ከኣ ዑሱባት ኮይኖም የድሚይዋ ''

  • @welduberhe7353
    @welduberhe7353 ปีที่แล้ว +5

    አብ ስደት ሃገራዊነን ከመይ ምካኑ ፍልጠ ህወተይ ንዕቀያ😢😢😢
    ንሃገረይ ክምለስ አብ ጸለትኩም ዘኩሩን🎉🎉🎉

  • @wedidenden
    @wedidenden ปีที่แล้ว +7

    Couldn't convey my thoughts in words!
    It's so profoundly heartbreaking and touching story!
    Brother Ephrem, if it would be possible, please, please make an interview with the Gallant Tegadalay Getachew and we would like to know what is he up to?

  • @BerhaneFrezghi
    @BerhaneFrezghi ปีที่แล้ว +23

    ኤርትራ ሰባት እንተኣነኣኣሱኺ ወላዲተ ኣምላኽ ምስ ውዳ ኣይክገፉኽን እዮም።ሰላም ቅሳነትን ርግኣትን ንኤርትራ።

    • @azebghidey6457
      @azebghidey6457 ปีที่แล้ว +2

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @mehrteabberhane8396
    @mehrteabberhane8396 ปีที่แล้ว +8

    ሰላም ኤፍረም ከመይ ቀኒካ? እዚ ታሪክ ንኢትዩጲያዊየን ማሃሪ ስለዝኮነ ብአምሓረኛ እንዝትርጓም ዝብለጸ ምኮነ።
    ዘልአለማዊ ዝክርን ሞጓስን ንሰማኦታትና
    ክብርን ሞጓስን ንሓይልታት ምክልካል ኤርትራ
    ዓወት ንሓፋሽ

    • @awettesfandrias3395
      @awettesfandrias3395 ปีที่แล้ว

      Betami nay bhaqe

    • @gw4841
      @gw4841 ปีที่แล้ว

      መረሐባ ብተርሃነ ገጱ ታሪክ ዝብሩብር ጳዕረኛ በሐቂ ይቀነልና ። በል ብዘሰዕባ ጌታቸዉ ብሂወቱ እንተሎ ቃል መጠየቅ አምጳአልና በጃካ በዐል ቅያ እዪ ጌታቸው አለሙ እንተኪኢልካ በአምሐርኛ ግለጰልና ኢትዮጵያዋን ክሰምዕዋ ብሐቂ ጅግና እዮ ቅያ ገሩ። እዛ ደርፋ ግን መጀመሪያ ደራፋ ግን። አሮን አብርሃም እዮ ሕጂ አብ ጀርመን አሎ ብሕክምና ምክንየት ጥዕንኡ ❤❤አብርሃም ጊነ ነመስግነካ ብሐቂ ዕድመን ጥዕና ይሃብካ ርሑ በዓል ናጵነትና ዩሃና ንሕዝቢ ኤርትራ ንምክልካል ጅግና ሰራዊትና ሀገር ዘውሐሱ ዕሸል ገብለል መንደለይ ❤❤🐆🐆🐆🇪🇷🇪🇷💪💪🇪🇷🐆🐆

  • @eriwedihezhez
    @eriwedihezhez ปีที่แล้ว +14

    ሩሑስ ባዓል ናጽነት ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @TarzanHagos
    @TarzanHagos ปีที่แล้ว +7

    Very touching story. Amazing narration. To be fair to the listeners, please post us a follow up, part 2, of the story. 🤲🏿🤲🏿🤲🏿 Did he meet his sisters after 2018? Can’t wait for part 2 of the story.

  • @lemlemtewelde6795
    @lemlemtewelde6795 ปีที่แล้ว +5

    የቐንየልና ዝእገርም ታርክ እዩ ልካኣ ሓቀየ ክየውጸ አየትረፍን ቡዙሕ ሐቀ ታርክ ከአ አለን ንመሰግንካ ኢፍሬም

  • @egrimekel7054
    @egrimekel7054 ปีที่แล้ว +4

    ብንብዓት ተሓጺበ ሰሚዐያ ንኤርትራ ክንደይ ዋጋ ተኸፊሉ ኤርትራ ብምኻና ክንደይ መሪር ስቃይ የሕሊፍና ነሕልፍ ኣለናን
    ኣቦና ገታቸው ጅግና ክብሪ ንዓኩም ብጾትኩምን
    ክብሪ ንጀጋኑ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ 🇪🇷
    ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታት ኤርትራ
    ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ ✊🏾❤️🇪🇷
    ❤️🇪🇷🇪🇹🇸🇴❤️

  • @ghenetmedhane9515
    @ghenetmedhane9515 ปีที่แล้ว +2

    ህዝባዊ ግንባር ሓቃፊ ፈቃር ኣብነት ኣብ ዓለም 🇪🇷✊️: ነመስግነካ ኤፊ ሓወይ ጥዑም ድምጺ 🙏:
    ዕድመን ጥዕናን ንተ/ጋላይ ጌታቸው 🙏:

  • @solomonokubamicheal2592
    @solomonokubamicheal2592 ปีที่แล้ว +4

    Emna በጃኹም ነዚኣ ካልኣይ ክፋል ግበሩላ ከማን ዝከኣል ድሕሪ ኮይኑ ብኣካል ብቪድዮ እንተተቅርቡልና ጽቡቅ ኔሩ።

  • @WarsaYYikealo1249
    @WarsaYYikealo1249 ปีที่แล้ว +4

    ቅያ ስጡም መስርዕ انجازات بطولية ,, بصفوف متماسكة Heroic Feat Anchored on Cohesive Ranks
    #32 🇪🇷✊🏿🐪

  • @NahomGebre-gr5oe
    @NahomGebre-gr5oe ปีที่แล้ว +2

    ኤፍረም እንታይ ኣብ ጠልጠል ገዲፍካያ ኩውንነታዊት ትርኻ ኣሃድኡ ነቲ ንኣርባዕተ ዓመታት ዝድብስ ኣምሲላቶ ብድሕሪኡ ኸ ኣበይ ኣሎ እንታይ ይመስል ዝቐጸለ ሂወቱ ! ኣብጎልጎል ፈኒኻና

  • @abebawoldetensae3293
    @abebawoldetensae3293 ปีที่แล้ว +5

    Amazing true story thank you for sharing ❤💕💯🙏🙏🙏

  • @kiflegebreyesus8753
    @kiflegebreyesus8753 ปีที่แล้ว +4

    ብጣዕሚ ሳሓቢትን ማራኪትን እያ ናይ ባሓቂ ተጋዳላይ ህዝባዊ ግንባር ብፍላይ ስእልካ እንተዝህሉ ጽቡቅ ኔይሩ ኣወት ንሓፋሽ።

  • @sabatekle6948
    @sabatekle6948 ปีที่แล้ว +2

    ዝቅጽል ክፋል ጉበሩላ ወይ ድማ እንተሪቭው ክትገብሪሉ ንጽበየኩም

  • @aziebtewelde1738
    @aziebtewelde1738 ปีที่แล้ว +5

    God bless Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏❤️❤️❤️👍💪

  • @merateyjohn7209
    @merateyjohn7209 ปีที่แล้ว +2

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ሓወይ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @arefayneberaki7023
    @arefayneberaki7023 ปีที่แล้ว +6

    እዚ ታሪኽ.ዚ ልብኻ ዝትንክፍ ኮይኑ፡ ኣብ ርእሲ.ቲ ቅኑዕ ኣተሓሕዛ ናይ ምሩኻት ናይ ህግ ምግላጽ፡ ኣብ ምንጎ ክልቲኡ ህዝብታት ዘሎ ናይ ሰላምን ምትሕብባርን መንፈስ ንምድንፋዕን ዓቢ ተራ ክህልዎ ዝኽእል ስለ ዝኾነ፡ ብኣምሓርኛ ተተርጒሙ ክዝርጋሕን ብፊልም መልክዕ ክቅረጽን ክዝርጋሕን ጽቡቅ ነይሩ።

    • @fevengebre7932
      @fevengebre7932 ปีที่แล้ว +2

      Mexihaf tehatima ala geziekum ambbwa.

  • @asmeromtesfaslasie70
    @asmeromtesfaslasie70 ปีที่แล้ว +2

    ብመጀርያ በቲ ትገብሮ ዘለኻ ዘይሕለል ጻዕሪ ነመስግካ ኩቡር ጋዘጠኛ ኤፉረም ግደ ።ብምቅጻል እቶም ተማሪኾም እሞ ዳሕራይ ድማ ኣብ ጎኒ ህዝባዊ ግንባር ኮይኖም ዝተዋደቁ እንተተቅርበልና ብመልክዕ እንተሪቪው ብጣዕሚ ጽቡቅ ነሩ ዝካኣል እንተኾኑ ዝያዳ ኣድማዒ ምኾነ ኢለ ይምን ።ብዝተረፈ ኣብ ሂወትካ ምሉእ ጥዕና ኣብ ስራሕካ ድማ ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልካ ፡ወትሩ ዓወት ንሓፍሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👌👌👌👌♥️♥️♥️♥️♥️

  • @atakltielias
    @atakltielias ปีที่แล้ว +2

    እናሓደረን እናተበርበረን ዝደምቕ፡ ኣደናቕን ኣገራምን ዛንታ ገድሊ ናጽነት ኤርትራ፡ ከምዚ ናይ ጌታቸው ዛንታ ምሩኽ ወተሃደር፡ ኣብ ተጋዳላይ ማሞ'ኳ ሰሚዕናዪ እንተነበርና፡ ናይ ተጋ. ጌታቸው ግን ምስቲ ዘሕለፎ ሓጎጽጎጽን መከራን ዝመልኦ ህይወት፡ ፍልይ ዝበለ ኮይኑ ረኺበዪ። እቲ ከብድኻ ዝበልዕ ዛንትኡ፡ ካብቲ ገና ብንእሱ ካብ ወላዲኡ ክፍለ እንከሎ፡ ናብ ሰሜን ማለት ኤርትራ ገጹ ዝኸደ ኣይምለስን'ዩ፡ ምስ በልዎን፡ ንሱ ብወገኑ ነብኡ ደጊም ክንደይ ከይንራኸብ፡ ጥራይ ነቲ ተቖራጺ እናበላዕኩም ንበሩ፡ ኢሉ ምፍላዩን'ዩ ዝጅምር፣ ስድርኡ ቀቢጾም ተዝካሩ ተበሊዑ፡ እዚ ኹሉ ሓሊፉ፡ ናብ መቦቆል ዓዱ ተመሊሱ ዝተረፉ ስድራ ምስ ረኸበ፣ ንሓፍቱ ኮፍ ኣቢሉ ብዛዕባ ዝጠፍአ ሓወን ሓቲቱ፡ ኣብ ሓፍቱ ዝተዓዘቦ ስምዒት ሓፍቱ፡ ከብድኻ ዝበልዕ 😢 ንብዓት ሓጎስን ምድፍናቕን ❤ ዝሓዋወሰ ከቢድ ኣጋጣሚ'ዩ ። ሕልኽላኽ ህይወት ተጋ. ጌታቸው በዚ ከየብቅዐ፡ በቲ ኣረሜናዉ ስርዓት ወያነ፡ ከም ኩሉ'ቲ ንጹህ ኤርትራዊ፡ ካብ ሕጽኖቱ ተኾሊፉ፡ ዳግማይ ምፍልላይ ካብተን ናፍቖተን ገና ዘየውጽኣ ኣሕዋቱን ደቀንን ምሉእ ስድራን፡ ብዓቢኡ ምፍላይ ካብ መርዓቱን 😢። ንሱ ግን ንዝነበሮ ምርጫ ምትራፍ ኣብ ጎንደር ገዲፉ፡ ናብቲ ብ ሓልዮት፣ ካብ ኩሉ መከራ ኣውጺኡ ሰብ❤ ዝገበሮ ውድቡ ህዝባዊ ግንባር 🇪🇷 ክጽንበር'ዩ መሪጹ ❤, ሽዑ ውን ውድቡ ኣየግድዖን፡ ንኹሉ ብዝድብስ፡ ብ ኣዝዩ ምዕሩግ ኣቀባብላ ዳግም ኣምሲልዎ፡ ብጣዕሚ ዘሕብን ታሪኽ ❤ ኣተሓሕዛ ምሩኻት ብ ህዝባዊ ግንባር🇪🇷❤፡ ኣብ መወዳእታ ተጋ. ጌታቸው ስለ'ቲ ንኤርትራ ዘበርከትካዪ ቃልሲ ምስጋና ብስም ኩሉ ኤርትራዊ አቕርበልካ❤፡ ንኣዳለውቲ፡ ድማ ብልቢ አመስግን ቀጽልዎ እብል፡ ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና ርሑስ ቅንያት ናጽነትና፡ ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷✊🏾🇪🇷🌹 !!

  • @yohannesberhane3247
    @yohannesberhane3247 ปีที่แล้ว +18

    Wonderful story. Happy independence day to all fellow Eritreans around the Globe. God bless you all and God bless our beloved country Eritrea."AWET N'HAFASH". 🇪🇷👊🇪🇷

  • @berewazerezghi3210
    @berewazerezghi3210 ปีที่แล้ว +3

    ጂከ ብሂወቱ ዶ ይህሉ? ምስ ስድሩ ከ ተራኪቡዶ? አታ ዝተመርዓዋከ ወሊዶም ዶ ? ብሂወቱ ክህሉ ተስፋ ንገብር ፡የቀንየልና ናጽነት ብዙሕ ዋጋ ዩ ተኸፊልዋ።

  • @Debreizen
    @Debreizen ปีที่แล้ว +2

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷አብ ሂወተይ ከምዚአ ዓይነት ሐቀኛ ታሪኽ ጌሩ ዝማረኸኒ የለን አብዚ ብዙሕ ትመሀር ህዝባዊ ግንባር ሰብ ከምዝሰርሕ ሰብ ንሰቡ ውን ጸላኢኻ ዝነበረ ጅግናን ሀገራዊ ጌሩ ከም ዝፈጥር ከምኡውን ናይ ወያነ ናይ ፈራሐት ተንኮል ዘጋልጽ ከምኡ ውን ነው ታሪኽ ዘንበበ ጋዜጠኛ ብሐቂ ኪኢላ ከነብብ ከሎ አብኡ ምስ ጌታቸው ከም ዘለኹ ተሰሚዑኒ thanks 🇪🇷⚘🇪🇷⚘🇪🇷⚘🇪🇷⚘

  • @ri-goblazt5894
    @ri-goblazt5894 ปีที่แล้ว +1

    Where is Ghetachow now? It would have been great to see images of him and his family living happily in his country… What an experience! Thanks.

  • @sereke50
    @sereke50 ปีที่แล้ว +1

    ቅያ ህዝባዊ ግንባር ዘይተነግረ 'ምበር ዘይተገብረስ የለን :: ክቡር ኤፍሬም ግደ እዚ ትገብሮ ዘለኻ ስነዳ ታሪኽ ንዝያዳ ተኣማንነት ንኽህልዎ ልክዕ ከምቲ ናይ ተጋዳላይ ማሞ ኣንቱ ለእናቱ መጽሓፍ ዘሕተመን ኢንተርቪው ዝገበረን ንተጋዳላይ ጌታቸው እውን ቃለመሕትት እንተትገብሩን ብህውሓት ካብ ሕጽኖቱ ወሲዶም ሰላይ ሻዕብያ ብምባል ንዘሕለፎ ስቅያትን መከራን ንህዝብታት ኢትዮጵያን ኤርትራን ከምኡውን ንመላእ ኣፍሪቃን ዓለምን ህዝባዊ ግንባርን ስነምግባሩን ንትምህርቲ ዝኸውን እዩ'ሞ ዓቢ ህያብን ምስክርን ድማ ምኾነና :: ከምኡ'ውን እንተዝከኣልሲ እቶም ሕጂ ኣብ ፌደራል ዘለዉ ምሩኻት ነበር ሕጂ ኣብ መሪሕነት ዘለዉ ብዛዕባ እቲ ውዕሎን ዝተገብረሎምን ብመልክዕ ኢንተርቪው ክስነድ ከምዘለዎ ምትብባዕን ነንሕድሕዶም ክተዓዳደሙን ከምዘለዎም ብምግባር ብሂወት ከለዉ እንተዝስነድ ዝበለጸ ሙኾነ:: እሞ ኣብ ትገብሮ ታሪኻዊ ስርሓትካ ኣምላኽ ይሓግዝካ/ኩም ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ድማ ይሃብኩም::

  • @beyenehaileweldu4226
    @beyenehaileweldu4226 ปีที่แล้ว +1

    ኩቡር ኤፍረም ግደ አዝየ እየ ዝከታተለካ ን ንመድብካ ውን ክሳብ መወዳእታ እየ ዝከታተልካ ምኽንያቱ ሽሻይ ታሪኽና ኢካ መዘብቀት ተዕንግለና ዘሎኻ እዚ ክብለካ እንከሎኹ ግና ሐደሐደ ከእረየ ዝግበኦም አበሃህላታ አእንተ ዘእረዩ ይሐይሽ ዝብል ሐሳብ አሎኒን አብነት ቡፌ ታሪኽና እትብል አበሃሃላኻ ከም ዘይፈትዋ ገሊጸልካ ነይረ እየ ንሎሚ ድማ መብዛሕታኹ ተጋደልቲህዝባዊ ግንባርን ህግደፍን እምበር ነታ ተአምራዊትን መንፈሳዊትን ጸላእቲ ህዝቢ ኤርትራን ብሐፈሻ ኡ ግና ንህዝቢ ኤርትራ ዝኾነት ሻ ዕብያ እትብል ተአምራዊት ቃል ዕሽ ትብሉዋ ኮይኑ እየኡ ዝረደአኒ ።ነዚ ድማ ብጃኻትኩም እዚ ሻዕብያ ዝብል ነበልባል አበሃህላ ዕሽ አይትበልዎ በሃላይ እየ።

  • @yohannestesema6374
    @yohannestesema6374 ปีที่แล้ว +1

    ኣብ ሓለዋ ሰውራን አላኤሮን
    ዜጋታት ኤርትረ ዝተፈጸመን ዝፍጸም ዘሎን መን ክነግረልካ ትደለ ንቶም ጀጋኑና ብጥልመት ብጭሕካነን ዝተፈለትኩም
    ንሐዝቢ ኤርትራ ፋሕ ቸንከራሕ ኣቢልኩም ዛንታ ያኤ ተረኺቡለይ ዓጀው ትብሉ ብዛኤባ ካብመንዶ በሉዎ ዝመጸ ምሩኽ ክንሰምዕ ግዜ ከነጥፍእ
    አሞ በዚ ዝግረሙ መሓዛ አንስሳ ዘገርም ሲ ነቶም ሃገሮምን ሐዝቦምን ነጻ ከውጽኡን ሜዳ ዝወፈሩ ተጠሊሞም ተኣሲሮም ተረሺኖም ተሰዊሮም አዚ ዛንታ ተግባር ሓለዋ ሰውራን
    ህግደፍን ኣይድምስሶን አዩ

  • @senamitasmara8664
    @senamitasmara8664 ปีที่แล้ว +2

    እምነት ሓያል ዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ተጋዳላይ ጌታቸው 🙏🇪🇷❤

  • @Eri_dahlak_islands
    @Eri_dahlak_islands ปีที่แล้ว +3

    ትኣምራትዩ መሪር ዛንታ

  • @abrhamtekle4803
    @abrhamtekle4803 ปีที่แล้ว +1

    መጀመርያ ሰላምታ ኣይረሳዕኩን ቀጺለ ርሑስ በዓል 32 ናጽነት ። ንታቸው እንተርቪው እንተዝመጽእ ብጣዕሚ ጽቡቅ ነይሩ

  • @efremefrem2400
    @efremefrem2400 ปีที่แล้ว +1

    ታኣምር ዛንታ ዩ አዛ ኤርትራናስ ኣዘንቲኻ ዘይ ውዳአ ታሪኽ ያ ሓቒፋ ደላ ድሕሪ መርዑ ኸ ምስ ስድሩኡ ተራኺቡ ዶ ይኸውን አንዳ ተጸቤና ተፈጸመ ትብል ዘይ ተጸቤናያ ኮይናትና

  • @mehretwoldai9237
    @mehretwoldai9237 ปีที่แล้ว +2

    ሰላም ኤፍረም ጽቡቕ ስራሕ ቀጽሎ አብ ሂወትኻ ጥዕናን ሰላምን አብ ስራሕኻ አሳልጦ ይምነየልኻ።ግን አበይ አሎ ሕጂ?ብውሑዱ ስእሉ ከትርእየና ተጸብየ ነይረ ።

  • @terhasmehari6491
    @terhasmehari6491 ปีที่แล้ว +3

    It is taunting story. This is the EPLF IDENTITY. We are proud to be Eritrean.Peace and prosperity to Eritrea people and Victory to EDF 🥰🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✌️✌️✌️✌️✌️✌️
    Happy Independent day to all Eritrean people .ዞለኣለማዊ ዝኽሪ ንጀጋኑ ስውኣትና💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @alextadese7721
    @alextadese7721 ปีที่แล้ว +2

    Incredible story. Legend getachew we thank you for your sacrifice what u have done. It's rare story I ve never heard in my life. Cry out a lot while I was watching hearing the misery of the family but one thing for sure getachew to achieve was to be ERITREA free. Just like the rest of Eritrean liberation front.we salute you deeply. thanks for sharing.

  • @barkatv6463
    @barkatv6463 ปีที่แล้ว +1

    ኤፍረም ግደ ብዘቅረብካዮ መሳጢ ታሪኽ ጌታቸው ነመስግነካ፡ ሃንደበት ተመርዕዩ ኢልካ ግን ዕጽው ኣቢልካያ ኣለኻ፡ድሕሪ ሓዳር ምግባሩ ክሳብ ሕጂ ዘሎ ሂወቱ ምስ የሕዋቱ ተራኺቡ ዶ ደጊሙ ኣጣቅልል ኣቢልካ ኣቅርበልና መሊእካ ጽደቅ፡ኢንተርቪው ተትገብረሉ ከኣ ዝበለጸ።

  • @aradomkahsay5018
    @aradomkahsay5018 ปีที่แล้ว +1

    የቀንየልና ኤፍሬም ኩሉ እተቅርቦ መደብ እካታአሎየ ብኣድናቆት የ ዝካታተልካ

  • @lemlemtewelde6795
    @lemlemtewelde6795 ปีที่แล้ว +3

    ልካዓ በአምሐኛ እንት ዝትርግም ጽቡቅ ንሩ እዝ ዓብ ትምህት እዩ

  • @micaelsolomon1472
    @micaelsolomon1472 ปีที่แล้ว +3

    ነት ፍጻሜታት ገድል ኸምዝ ጌርኩም ምቅራብኹም ዝንአድ እዩ።ተመርዑ ኢልካ ዓጺኻዮ ድሕር መርዓ ኸአ?።ከም ናተይ ሪኢቶ ዝካአል እንተ ኾይኑ ቃለ መጠይቅ እንተ ትገብረሎም ጽቡቅ እዩ ዝካአል እንተ ኾይኑ።ርሑስ ባዓል ናጽነት ይግበረልና EMNA።

  • @simonmengstab2620
    @simonmengstab2620 ปีที่แล้ว +2

    Zkeberkum Eritrean media network bhiwet enteliyus bmsli interview tetemxeulnas kndey xbuq neru? Eritrea 🇪🇷 rhus beal natsenet Eritrea 🇪🇷

  • @angebangeb639
    @angebangeb639 ปีที่แล้ว +6

    ደስ ዝብል ዛንታ ሩሑስ ቅንያት ኣውዳመት

  • @awettesfandrias3395
    @awettesfandrias3395 ปีที่แล้ว +2

    Eritrea Nafqeki Ane kem Eritreawi seb yelon ab Africa nay bahki eye

  • @eliasfisseha8554
    @eliasfisseha8554 ปีที่แล้ว +1

    What an amazing story! . Is Getachew still alive? Thanks for the story. Keep telling us such kind of interesting story!. Elias from Addis.

  • @senaitabraha5603
    @senaitabraha5603 ปีที่แล้ว +2

    Hi Efrem haway, how are you doing thank you so much for Getachew's story. Could you please make second part and tell us where Getachew is now thank you. It is very interesting and touching. Proud to be Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ferweinig740
    @ferweinig740 ปีที่แล้ว +2

    Efrom. Hawuna. Kemaka. Ybuzuhuluna. Deki. Halal. Meryet. Ruhus. Beal. Naznet. Mebel. 32 amet. 🙏🌾🇪🇷💪🤝💒💚🕌🤝💪🇪🇷🌾🙏

  • @medhaniekiflom8960
    @medhaniekiflom8960 ปีที่แล้ว +2

    ኤፊ ሓውና ከምዚ ዓይነት ታሪኽ ቀጽሎ የመስግነካ

  • @woalesk2432
    @woalesk2432 ปีที่แล้ว +1

    Almaz cover mennet Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 😅🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 9

  • @onelovelove7688
    @onelovelove7688 ปีที่แล้ว +1

    Bejakum ezi tegadalay, interview gberlu, ente tekailu wn ab haqena tariku ztemorkset movie ktsrha gberlu, mknyatu tariku neza telamit wdb jajewti zokonet hwhat kfa zeqale sle zkone hzbi Ethiopian kmharela mtegebe, kgermeku ab hagere Holland ab srha koyne enda nebaku eye ksma xenihe, kbrn mogesn nswata wetru awet nhafash,
    Rhus qnyat naxnetn🇪🇷🥰

  • @saraasfa7825
    @saraasfa7825 ปีที่แล้ว +1

    Kibrin mogosin no tegadelti Eritrea🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @marybrhan4922
    @marybrhan4922 ปีที่แล้ว +2

    great teacher's for all the world we need it to be writen as abook in many language, thanks keptup

  • @kingsolomon9771
    @kingsolomon9771 ปีที่แล้ว +1

    wow! i may be part of this story. and i am a witness at bilaten and providing them with a lot of risk. it have its own story when we bring them Asbeza or food from Awassa. good job Ermi.

  • @segidkahsay2318
    @segidkahsay2318 ปีที่แล้ว +4

    ክብድካ ዝበልዕ ዛንታ❤❤❤

  • @abrshhaile7578
    @abrshhaile7578 ปีที่แล้ว +1

    nay behaki gel aynte deki Eri 🇪🇷💪🙏💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏

  • @abrahamteuldeberham5821
    @abrahamteuldeberham5821 ปีที่แล้ว +1

    ሓርበኛ ተጋዳይ ጌታቸው ክብርን ማገስን ይሃብካ::ኤፍሬም ሓውይ ብሒወት እንተሎ በጃካ ብኣካል አቅርበልና:: የቀንየለይ

  • @dl4055
    @dl4055 ปีที่แล้ว +2

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 eru adey rhus knyat beal natsnet ygberelna 🇪🇷🇪🇷

  • @recioasmarina
    @recioasmarina ปีที่แล้ว +1

    He is an Eritrean hero now! Getachow anbessa! 💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾

  • @teaghes7654
    @teaghes7654 24 วันที่ผ่านมา

    ክቡር ሓው ኤፍሬም ግደ፡ ታሪኽ ገድሊ ኤርትራ ብኩሉ ንኽፍለጥ ክንገርን ኣብ እቲገብርዎ ስራሕ ዘለኒ ናእዳ እገልጽ፡ በርቲዕኩም ንኽትሰርሑን ክትዕወቱን ድማ ሰናይ ምንዮተይ ኢዩ።
    ከምገለ እንተ ኣጓኒፍኩም ንተጋዳላይ ጌታቸው ፈጠነን ካልኦት ኢትዮጵያውያን ዝመበቆሎም ኤርትራውያን ተጋደልቲ ረኺብካ ዕላል እንተ ትግብረሎም ሰናይ ኔሩ። 🇪🇷 🐪 ❤

  • @girmayzeweldi462
    @girmayzeweldi462 ปีที่แล้ว +2

    Amazing story. God bless this land of heroes.

  • @brhanehaben5795
    @brhanehaben5795 ปีที่แล้ว +1

    Ruhus beal naxnet ygberelna deki eri❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎆🎆🎆🎆🎆🎉🎆

  • @yohanneshabtom9853
    @yohanneshabtom9853 ปีที่แล้ว +1

    Akiribiwo bejakum ezi jigna tegedlay getsu kinreo bejakum❤❤

  • @eyobhabte5805
    @eyobhabte5805 ปีที่แล้ว +2

    ❤❤❤❤❤🎉🎉❤many thanks EG, proud of you 👍👍👍👍👍👍👍👍🇪🇷👍🇪🇷🙏🙏🙏

  • @Ghebrhiwethabtay
    @Ghebrhiwethabtay ปีที่แล้ว +2

    ኤርትራ ሃገርና ወትሩ ኣብ ጎንኪ ❤❤❤

  • @yonastekeste7109
    @yonastekeste7109 ปีที่แล้ว +3

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇹👍👍👍👍

  • @hadastesfazghi7774
    @hadastesfazghi7774 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @selammenghisteab3736
    @selammenghisteab3736 ปีที่แล้ว +1

    Thank you nice 👏👏👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻💞🌷🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @EPLFVISION1962
    @EPLFVISION1962 3 หลายเดือนก่อน

    ኤርትራ ነጻን ሕፍርቲ ክትከውን ብዙሓት ኣያታትናን ኣቦታትናን ሓጽሞምን ስግኦምን ንስለ ህዝብን ሃገርን ተሰዊኦምን እዮም መንእሰያት ኤርትራ ነዚ ሕድሪ ተረዲእና ወትሩ ምስ ህዝብናን ሃገርናን ንኩን ብፍላይ ከኣ ኣብ 4 ይ ግንባር ንርከብ ንወደብ ንንቃሕ ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንስውኣትና ዓወት ንሓፋሽ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @amanuelgebre2285
    @amanuelgebre2285 ปีที่แล้ว

    ባኣስቶኳሽ ቃለ መሕተት ክግበርለሉ ኣሎዎ ምክንያቱ ኢዚ ነዚ ደንዚዞ ዓይኑን ሉቡን ተሸፊኑ ዞሎ ባሓሶት ተጋሩን መስልቶምን ጠቓሚ ተኾኖም ዓይኒ ተንቁሑ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪🤝🤝🤝👍👍👍🌹🌹🌹🌹🌹👑👑👑👑👑👑♥♥♥♥🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @genetweldu385
    @genetweldu385 ปีที่แล้ว +1

    Metkelawi gigna edmen tienan yhabka 🇪🇷❤️🇪🇹🥰🥰

  • @dhhdhdhd8261
    @dhhdhdhd8261 ปีที่แล้ว +1

    Kebren magasen njgnuna rhus bal nxnat🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️

  • @mebrahtomnegash2969
    @mebrahtomnegash2969 ปีที่แล้ว +1

    ዘገርም እዩ ገለ ደቂ ሃገር ንሃገሮም ከፍሩሱ ይቃለሱ

  • @abrahamfiseha3633
    @abrahamfiseha3633 ปีที่แล้ว +1

    Bring the history in realy and make him interview the person, please

  • @senayeri433
    @senayeri433 ปีที่แล้ว

    ኣነ ኤርትራዊ ተጋዳላይ የ፡ ነታ ዝተጋደልኩላ ኤርትራ ኣይገድፋን የ ❤❤❤❤❤❤ ጌታቸው ክብሪ ይሃብካ

  • @ANN-wn2kf
    @ANN-wn2kf ปีที่แล้ว +1

    Ay niska natkume tarkei notom asrkume zelokume zetzarbu

  • @E.D.Fሚድያ
    @E.D.Fሚድያ ปีที่แล้ว +10

    ሰላም እንካዕ ደሓን መጻኩም ርሑስ ቅንያት ብዓል ናጽነት❤❤❤🎉🎉🎉

  • @betelihem823
    @betelihem823 ปีที่แล้ว +1

    እሞ ሕጂ ከ መስ የሕዋቱ ተራኪቡ ዶ ወሊዱ ዶ ?መወዳታ ግብረላ ሓቲትካ

  • @dawitgebrat1878
    @dawitgebrat1878 ปีที่แล้ว +1

    ብግብራዊ ደም ርሃጹ ዘመስከረ ኩቡር ኤርትራውነቱ፡ ሓርበኛ ብዓል መትከል ተጋዳላይ ገዛቸው፡ ኣማስያኡ ምስ ሓብቱ ኤርትራዊት ዓሲሉ ማለት እኮዩ፡ ሰኒ😀
    ከምዚ ጀጋኑ ደቂ ጋንትኡ ይከኣሎ ሻማሻማ ብምባል ዘመርዓውዎ፡ ንሕና ውን ነዛ ዋልታ ጽንዓትን ፍቅርን ዝኮነት ኣብነታዊት ዛንታ፡ ብፍሊም መልክዕ ክትቀርብ ጎፋንድሚ ሃየ ንክፈት ደቂኤረ።
    ዓወት ንሓፋሽ! 🇪🇷🐫💐

    • @Hzbawit
      @Hzbawit ปีที่แล้ว

      100% right🤝🇪🇷🫶💐

    • @dawitgebrat1878
      @dawitgebrat1878 ปีที่แล้ว

      Mr. Gezachew for president 🤣

  • @johnkahsayjohn3045
    @johnkahsayjohn3045 ปีที่แล้ว +1

    Ethiopawi aytblwo Eritreawi u ezi jigna

  • @tesfayweldeabzghi5292
    @tesfayweldeabzghi5292 ปีที่แล้ว +1

    You are right they always said the fake news. Thank you for the advice.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏✅💯👍❤️☘️🌳💕💯