መአረምታ ብዛዕባ ቪድዮ ናይ ጀ/ተከስተ ሃይለ፡ ኣገዳሲ ሓበሬታ ብዛዕባ ሰለማዊ ሰልፊ ሽወደን፡ ቢንያም ግርማይ ድሕሪ ምውዳቁ ውድድሩ ክቕጽል ዩ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 ส.ค. 2024
  • #eritreanmusic #eritreanmovie #eritreancomedy #eritreanfilm #tigray #ethiopianews #eritreantiktok2023 #tigrignamusic #eritrea #eritreannews ‪@tefetawitalkshow‬ ‪@neshnesh_show‬ ‪@yikealotv‬ ‪@fnanappinfotech‬ ‪@LihamMelody‬ ‪@zaramedianetwork‬

ความคิดเห็น • 66

  • @rahelmerkeb4564
    @rahelmerkeb4564 หลายเดือนก่อน +3

    የማነ ብሩክ ስለቲ ናይ ተዓዘብቲ ርእይቶ ብግቡእ ርእይካ ንጌጋካ ብቅልጥፉ መኣረምታ ይቅረታ ምሕታትካ ናይ ብሓቂ ጅግና ኢካ ።ምክንያቱ ውሕዳት እዮም ይቅረታ እዚ ከኣ መግለጽ ትብዓትካን መንፈዓትካን እዩ እሞ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ቀጽሎ ኣብ ኩሉ ስራህካ ዓወትን እሳልጦን ዕብየትን ይኩነልካ ኣምላክ ይባርካ።

  • @bettygebru2975
    @bettygebru2975 หลายเดือนก่อน +3

    Thank you so much Yumun hawna!

  • @user-vt1fi4wc6x
    @user-vt1fi4wc6x หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ሐውና ብዙሕ ጊዜ ከየረጋገጽካ ተቅርቦ ብዙሕ ጊዜ ትጋገ ኢኻ ትአረም 💙💙💙

  • @MezgebeGebregergis
    @MezgebeGebregergis หลายเดือนก่อน +4

    Best of best 🎉🎉Yemane

  • @chuchechuche1335
    @chuchechuche1335 หลายเดือนก่อน +2

    የማነ ጽቡቅ መአረምታ ቀጽሎ❤❤❤❤❤

  • @heidshop4103
    @heidshop4103 หลายเดือนก่อน +2

    🙏🙏🙏🙏🙏

  • @asefawasmeromtekli8017
    @asefawasmeromtekli8017 หลายเดือนก่อน

    ዋውው ኣንታ ክንደይ ትነፍዕ፡ ዝገርመካ፡ ሰሚዐያስ፡ ደጊምካ ረኣያ ክብለካ እናሓሰብኩ ኢኻ እዚኣ ኣውሪድካ። ብሓቂ ንፉዕ፡፡ ሓቂ ንምዝራብ ተኸስተ ሃይለ ከኣ ኣይኮነን ኣብዚ ሕጂ እዋን ብቐደሙ ውን፡ ብዘይቃልዓለምን ግን ከኣ ኣብ ትሕቲ ጽኑዕ ዲሲፕልልንን እዱብ ቃላትን ኢዩ ተዘክርኡን ሓሳሳቡን ዝገልጽ ሰብ ኢዩ።

  • @merry7267
    @merry7267 หลายเดือนก่อน +2

    💙💙💙💙💙💙💙💙💪💪👍🙏

  • @berhebeyene9555
    @berhebeyene9555 หลายเดือนก่อน

    ኣገናዕ ! ክቡር ሓው የማነ: ብዙሕ ምስጋና ንይቅረታኻን መኣረምታኻን ፍጥነትካን : እታ ዝዓበየትን ዳርጋ ኩልና ዘይንትግብራን ብምትግባርካ

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690 หลายเดือนก่อน +1

    Welcome Yemane information media

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw หลายเดือนก่อน +2

    Xbuk aleka OTI muiom kfletu alwo❤

  • @HiwotKidanemariam-bu6yn
    @HiwotKidanemariam-bu6yn หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤💙💙💙🎉

  • @TeklebrhanKiflmariam
    @TeklebrhanKiflmariam หลายเดือนก่อน +2

    Selam yemane

  • @TeklebrhanKiflmariam
    @TeklebrhanKiflmariam หลายเดือนก่อน +2

    Xbuk መኤረምታ ምግባርካ

  • @user-vy9ib1vl1f
    @user-vy9ib1vl1f หลายเดือนก่อน

    አጆኻ ዩሙን ዘይጋገ ደይሰርሕ እዩ ብአጋኡ ምእራም እቲ ዝበለጸ ናይ ኢሂን ምባል እዩ ንዓኻም ዓቢይ ትምህርቲ ከምዝኾነካ ግል ጺ እዩሞ አጆኻ ንቕድሚት ጥራይ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-do2ue2sv6r
    @user-do2ue2sv6r หลายเดือนก่อน

    Yes ti is

  • @mulugetaokubamicheal1812
    @mulugetaokubamicheal1812 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ሓው የማነ ኩሉ ትገብሮ ጽቡቅ እዩ ቀጽሎ ነዚ ቃልሲ ሓጋዝን ድርዕን ዝኮኖን ሓሳባቶም ዘካፍሉን ተሞኩሮ ዘለዎም ሰባት ሐዝካ ክትመጸና ንጽበ ካልእ ተምጽኦም ሓበሬታታት ከይትሃወክካ ክተምጽአኦም ይመክር በርትዕ

  • @koneberhanbelay3534
    @koneberhanbelay3534 หลายเดือนก่อน +4

    ብጣዕሚ ጽብቅትን ስልጥትን መአረምታ እያ። ምኽንያቱ ብሙሉኡ ናይ ጀነራል ተኸስተ ስለ ዝተኸታተልኩዎ: ኣዝዩ ጥንቁቅን ጽጹይን ሓበሬታ ዝህብ ጀግና ተቃላሲ'ምበር: ብዙሕ ዘይረብሕ ነገር ዘይሕውስ ሰብ ሙኻኑ ብቀሊሉ ክትርዳእ ስለ ዝከኣል እዩ።
    Thank you.

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw หลายเดือนก่อน +2

    AB kunat hdhd hnti brged weiane nera ei hji wun ydegmalka alekum henti brgad nera ei❤

  • @hirityisaksen1223
    @hirityisaksen1223 หลายเดือนก่อน

    Dear Yemane, Thank you! Every mistake presents a learning opportunity; embrace it. Ask yourself questions like: What led to me making such error? - what actions could I have taken to avoid it? Remember you're human. Be kind to yourself. Your mistakes do not define you. keep up the good work.🙂

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690 หลายเดือนก่อน

    💙💚💙

  • @tedrosghirmay9177
    @tedrosghirmay9177 หลายเดือนก่อน +2

    ሰላም የማነ ብዛዕባ ናይ ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ንጉሆ ዝፈናኻዮ ቀልጢፍካ ምእራምካ ጽቡቕ ኢዩ፡ ንብድሕሪ ሕጂ ግን ካብ ከምዚ ዓይነት ዘርጉጽ ዘይኮነ ህዉኽ ፈነወ ካብ ምግባር ተተንቀቕ ሚዛንካ ከየጉድሎ

  • @debesay6707
    @debesay6707 หลายเดือนก่อน +2

    የማነ ሓው ኩሉ ግዜ ሪእካ ሰሚዕካ ብጉቡእ ተረድእካ ብስሙ ካብ ጀ / ወዲ ሃይለ ምባል ኣርሞ ። ኣብ ጹቡቕ ኣለካ ኣፍካ ግን ጀነራል ወዲ ሃይለ ትብል ኣለካ

  • @jeganewyehwatna8040
    @jeganewyehwatna8040 หลายเดือนก่อน +1

    የማነ ተቆሪጹ ሰብ ዘይበሎ ከምዝበሎ ስለዝቀርብ ድሕሪ ሕጂ ጥንቅቅ በል

  • @konjithagos7591
    @konjithagos7591 หลายเดือนก่อน +2

    Selam yemane hewey

  • @hailuweld
    @hailuweld หลายเดือนก่อน +2

    ኣቶም ዞም ሰባት ኣይሓፍሩን ዲዮም? ትፋኦም ዝልሕሱ ከም ከልቢ ዘገርም እዩ።

  • @user-tn2bh6tc2s
    @user-tn2bh6tc2s หลายเดือนก่อน

    ንዝድግፍ ወይ ንተራ ሰብ ረብሐ ፡ብልሒ ተቀላጢፍካ እኩልዩ 💙👈

  • @abrahamkidane9170
    @abrahamkidane9170 หลายเดือนก่อน +1

    ታሪኽ ተወከስ ባላ ተሞርኮስ ይብሉ ኣቦታትና። የማነ ነቲ ናይ ተኸስተ ሃይለ ዝገበርካዮ መኣረምታ የመስግነካ። ሕጂ ውን ፈቲኻ ጸሊእካ ታሪኽ ሰውራ ኤርትራ ጽቡቑን ሕማቑን ታሪኽካ ውን ስለዝኾነ ይጠቕመካ እምበር ኣይጎድኣካን ኢዩ። ስለዚ ታሪኽ ሰማዕ ኣንበብብ።ምስቡዙሕ ኣኽብሮት። ናይ ወትሩ ተኸታታሊኻ

  • @saramelles7745
    @saramelles7745 หลายเดือนก่อน

    Good job yemane

  • @user-uf7dv3bi1l
    @user-uf7dv3bi1l หลายเดือนก่อน +1

    ንስለ ዝተዋህበካ ናይ መአረምታ ብግቡእ ተረዲእካ መአረምታ ምግባርካ መርኣያ ልቦናኻን ጽፉፍ ኣሰራራሓኻን ዩ ሞ ቀጽሎ

  • @freedompeace3359
    @freedompeace3359 หลายเดือนก่อน +1

    መርሐባ የማነ
    ኩሉ ሰብ ከማካ ተዝከውን ኔሩ🕊 ይቅረ ምስተባባህለ ።
    ብብዝሐቶም ግን ንዕቀትን ቲዒቢት ብዝመልኦ ጌግኦም አይአምኑሉን ኢዬም።
    ከምኡ ንዝኮኑኩም ተመሃሩ።
    ዘይጋገይ የለን።
    ካባይ ጀሚርካ

  • @tsegaiabraha3868
    @tsegaiabraha3868 หลายเดือนก่อน +2

    ሰላም የማነ ወያነ ኣብ 6ይ ወራር ተሳቲፎም ጥራይ ዘይኮነስ መስዋእቲ ከም ዝከፈሉ ወዲ ሃይለ ቦጠሎኒ 4 -2 ብሓንሳብ ሰለዝነበርና ምስክርነት ዘድልዮ አይኮነን ግን የማነ ምእራምካ ቅቡል እዩ

  • @berhanesara8887
    @berhanesara8887 หลายเดือนก่อน +3

    ለባም እንዳበልናከ

  • @tekleweynibelay2993
    @tekleweynibelay2993 หลายเดือนก่อน

    የምየ እታ መእረምታ እኳ ብጣዕሚ ጽብቅቲ ን ቅብልትን እያ ግና እቲ ፍጻመ ግድን አብ ሳሕል እንተዘይ ኮነ አብ ከባቢ ባድመ አብ ሰማንያታት (80) እተፈጸመ እንታይ ድዩ ? ? አይትሓዙልና ድኣንበር እቲ ታሪክ ከም ዝጥዕሞም እዮም ዝገልጽዎ ብፍላይ እንዳ ሻዕብያ ንዓይ ግን አካል ነቲ ዝተሓቶቶ ሕቶ ታሪኩ እዩ በሃላይ እየ ዋላ ውን ድሕሪ ኩናት ባድመ ነቦይ ሮሞዳን ናቲ ሹዑ ዋናጽሓፊ ዝነበረ ዝተሓቶቶ ሕቶ ነይሩ አድበስቢሶሞ ሓሊፎም ድሕሪ 19 ዓመት ነገር ዘምጽኤ ክንደይ መንእሰይ ዝበልዔት ስለዚ ታሪክ ብግቡእ ክንገር አለዎ ።
    ሰሰሰናዩ ኩቡር ሓው አጆካ በርትዕ እብለካ ።💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @yohannesbereket7583
    @yohannesbereket7583 หลายเดือนก่อน +1

    Ayttahawek

  • @teklezgitesfatsion256
    @teklezgitesfatsion256 หลายเดือนก่อน

    እሞ ሽሾ ሰራዊት ወያነ እንዘይነብሩ ዋላ ሓንቲ
    ኣይምገበሩን። ባዕልና ዝነበርናዮ እኮእዩ። ነይሮምን ፈረቓን እቲ ጸሊም ታሪኽ ናይ ክልቲኦም'ዩ።

  • @Bitew12
    @Bitew12 หลายเดือนก่อน +2

    yemane ezi tekeste mis tadese werede ab sahil terakibom kem zineberu baelu tezaribu neru .

  • @user-dc5wg9hw1l
    @user-dc5wg9hw1l หลายเดือนก่อน

    የማነ ለባምን ዓብይን ሰብ በርትዕ ታሪኽ እንትሞቖካን እንትዝሕለካን ኣይቕየርን ታሪኽ ታሪኽ እዩ

  • @Tv.senedNews
    @Tv.senedNews หลายเดือนก่อน

    ዝኸበርካ የማነ
    ሕጂ ውን ብዓብዩ ክትእረመሉ ዘለካ ክልተ ተወሳኺ ጉዳያት ኣሎ። ሕራይ ብዛዕባ ብጀ ተኸስተ ኣሪምካዮ ጽቡቕ።
    ቅድም ቀዳድም ክትነቕፍ ኮነ ክትድግፍ፡ሓሳብካ ክትገልጽ መሰልካ እዩ። እንተኾነ
    1 ቪድዮ ቲቪ ሰነድ ብኢደ ወነንካ ወሲድካዮ
    2 ፕሮፋይል ቲቪ ሰነድ ኣልጊስካዮ
    እዚ ከኣ እቲ ዝኸፍአ ኣገባብ ኣሰራርሓ እዩ።

  • @berhanesara8887
    @berhanesara8887 หลายเดือนก่อน +1

    ድሐርክአ አድንቆ አይተድንቆ ንዓካ ዩ ዝምልከት ደላይ ፍትሒ ንሽፍታ ሳሕል ዘደንቅ ሰሚዔ አይፍልጥን የ መጀመረታ አንብብ ታሪክ ሸፍቱ ፍለጥ ብግቡእ አድናቂ ሸፍቱ

  • @dreambox26mi-mi
    @dreambox26mi-mi หลายเดือนก่อน +1

    Ab sahl hji wn ayneberun weyane ab afabet 6 werar gn tesatifom eyom hawey ayttahawek tray knbleka astewel ktabi metan wedahanka

  • @Z-oneandonly
    @Z-oneandonly หลายเดือนก่อน

    ብዛዕባ ናይ ወያነ ኣነ'ውን ከምዝሰሓትካያ ተረዲእኒ ግን ወያነ ኣብ ሻድሻይ ወራር ንሻዕብያ ንምድሓን ከምዝተሳተፉን ዝተሰውኡን ስኑድ ኮይኑ :: ኣብ ውግእ ሓድሕድ ድማ ብምሉኡ ኣብ ጋሽ ባርካ ዝነበረ ውግእ ኣንጻር ጀብሃ ብወያነ ኢዩ ዝካየድ ኔሩ :: ብ1978 ወያነ ንህዝቢ ባድመ ቀረጽ ከኽፍል ምስ ጀመረ እቲ ህዝቢ ተቃውምኡ ንጀብሃ ምስ ጠርዐ : ጀብሃ ንወያነ አጠንቂቃቶም ስለዝኣበዩ ኣብ ሞንጎ ጀብሃን ወያነን ብሰንኪ ባድመ ውግእ ተጊሩ ጀብሃ ንወያነ ካብቲ ቦታ ጨሪሻ አልቂቃቶም :: ነዚ ዝረኣየ ኢሰያስ ንወያነ " ጀብሃ ስቅ ኢላ ያ ባድመ ናትኩም ዩ " ብምባል ደሓር ናብ ውግእ ሓድሕድ ተጠቀመሎም :: ስለዚ ወያነ ተሳቲፎምን ፈረቃን: ግን ኩሉ ሓይሎም ኣብ ጋሽ ኢዩ ኔሩ ::

  • @tsegeredawelde5183
    @tsegeredawelde5183 หลายเดือนก่อน

    Kibri yihabka Yemane wedey bitihtina hade hade gegatat kitirem keloka. Bitami yehigusen.
    Lizubnet Tihtina indahadre eyu ZEBERIKEKA.

  • @user-kw3gl8gu4n
    @user-kw3gl8gu4n หลายเดือนก่อน

    Yemane , erst genau zu hören dann weiter Leiten . Du kannst nicht sagen OH es tut mir leid, ich habe nicht die Interviews voll ständig gehört, das ist keine Entschuldigung !!!!!! Es gibt nicht schlimmeres als falsche Informationen zu geben.

  • @user-yx6gz9em4q
    @user-yx6gz9em4q หลายเดือนก่อน

    Ziresenede slezkone aytesatefun tebelu kontu halki eyu

  • @rigat9
    @rigat9 หลายเดือนก่อน

    ደለይቲ ሁውከት'ዶ

  • @Truth-vc8yy
    @Truth-vc8yy หลายเดือนก่อน +1

    ብነብስኻውን ትግራይ ዝብል ዛዕባ ቁሩብ ገዛእ ርእስኻ ምፍታሽን ሚዛናዊ አረአእያ ክህልወካ ምሓገዘካ ይመስለኒ ምስ አኽብሮት ሓው የማነ ክክክክ

  • @user-je1ef3ye7k
    @user-je1ef3ye7k หลายเดือนก่อน

    የማነ ለክባኣት ህሱር ነጋዳይ ሃይለ ጅግና ክትብሎ ህፈር ሃዳሚ ተላም ኢዩ ንስካ ግን ክሳብ ዶንቆሮ ማሃይም ኣውራጃዊ ኣለታዊ ምካንካ ኢካ ትገልጽ ዘለካ ባሪያ ክክክክክክክክክ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @mulugeta481
    @mulugeta481 หลายเดือนก่อน

    It is good to admit your crap rockey TH-camr

  • @berhanesara8887
    @berhanesara8887 หลายเดือนก่อน

    እሞ ሃንደበት ኢኩም ትዛረቡ ይጥዓም አይጥዓም ዩ ናትኩመ ነገር ቅድሚ ሕጂ ከማን ይቅረታ ሐቲቲካ ነይረካ መስደመም ዩ ኤረጥራዊ አንተደሊካ አድንቆ አይተድንቆ ግዳይና አይኮነን ምስማዕ ንገድፎ ዘዛርብ የለን

    • @amanueltesfay2868
      @amanueltesfay2868 หลายเดือนก่อน

      ኤርጥራዊ ዝበሃል ኣሎ ድዩ ኣበይ ኢዩ ዝርከብ ?

    • @berhanesara8887
      @berhanesara8887 หลายเดือนก่อน

      @@amanueltesfay2868 ይብሉ ሰሚዒ ሐቅካ አለካ ጊሪካዊያን ክብል እየ ይቅረታ

    • @amanueltesfay2868
      @amanueltesfay2868 หลายเดือนก่อน

      @@berhanesara8887 ቅድም ተመሃሪ ጊሪካውያን ዝበሃሉ ህዝቢ የለውን።

  • @user-je1ef3ye7k
    @user-je1ef3ye7k หลายเดือนก่อน

    ነዚ ገጽ ህበይ ህይለ ኢንታይ ኢልካ ኣምጻካዮ ገጹ ትከወል ክደዳኢ ሰራዊቱን ሃገሩን ገዲፉ ዝሃደመ ሃዳሚ ለክባት ኢዩ ንዮው በሎ በጃክካ

  • @dreambox26mi-mi
    @dreambox26mi-mi หลายเดือนก่อน

    Astewilka deytzrgh gda kulu gize tgage ezi daededkayo ab sened tv akeka mulue smayo shu fred halewlew aytbel