ጓልኣንስተይቲ ኣብ ሓዳራ ክተማልኦም ዘለዋ 24 ነጥብታት - 24 Things Every Wife Should be Doing for Her Husband

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 14 ต.ค. 2018
  • ~~ 24 Things Every Wife Should be Doing for Her Husband ~~
    Eri-glass Tv.... Bringing to you Eritrean love Story, Documentary, Advice, long story, Short Story, Movies, Comedy, Music Video, Entertainment in High Definition. Enjoy it! .
    Credit FB ነቢል ሓሰን - / nebil.hassen.372
    © Copyright, Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    ----------------------------
    ********************
    ----------------------------
    Guys Please Don't Forget To Subscribe Our Channel To Get Our Latest Entertaintment.
    _________________________________________________________________
    Find Us On
    Facebook ; / eriglass2017
    INSTAGRAM : / eritrea_1991
  • บันเทิง

ความคิดเห็น • 197

  • @genetgeryeiamproudoftigray3032
    @genetgeryeiamproudoftigray3032 5 ปีที่แล้ว +63

    መጀመርያ ጊዜ ሰላም ንዓካ ይኩን ክብር ሓው ብምቅፃል እውን ንኩሉ እትህበና ት/ቲ ኣዝየ ከመስግነኳ ይፈቱ 24 ነጥብታት ጥራሕ ዘይኮነስ ባዕሉ ዘስተዕል ልቦን እግዚኣብሄር ዝባረኮ ፍቅሪ ይሃበና

    • @ghfg8591
      @ghfg8591 ปีที่แล้ว

      👏👏👏👏❤

  • @sobr1677
    @sobr1677 5 ปีที่แล้ว

    ብጣዕ ሚ ደስ ዝብል ኣገዳሲ ምኽሪ ፡ ሰብኣይ ካብ ሰበይቱ እዞም ዝተጠቕሱ እንተተማሊእሉ ፡ናብካልእ ክጥምት ኣይግደድን ኩሉ ግዜኡ ንዓዩ ዘወፍዮ ሓሳቡ ሃሙን ቀልቡ ናፍቖቱን ሓልዩቱን ፍቕሩን ኩሉ ንዓኣዩ ፡ ክብሪ ይሃብካ ቀጽሎ ንሰበይቲ ምምካር ብተዘዋዋሪ ንሰብኣይ ምምካርዩ ፡ነተን ዘይተሓጎሳ የሕዋትና ንኽሕጎሳ ወዲ ተባዕታይ ከማልኦም ዝግብኦ ምኽርን ማዕዳን ፈይ ኣብለለን ።

  • @user-gt7cv4oc6t
    @user-gt7cv4oc6t 5 ปีที่แล้ว

    ሃወይ መዓረይ የቀንየልና ጽቡቅ ትምህርት'ዩ።
    እንተኪኢልናዮስ ንሂወትናን ሓዳርናን ዘለምልም
    ምኳኑ ዘጠራጥር ኣይኮነን።

  • @user-pf4vd8rc9z
    @user-pf4vd8rc9z 5 ปีที่แล้ว +44

    ክክክክክክክ ኣንታ ክንደይ ትዛረቡ እኩም ናይ ሎሚ ኣወዳት ጸማማት ናይ ሎሚ ኣዋልድ ጸማማት ኢና እዚ ዝበልካዮ፡ከኣ ብጀካ ኣምላክ ስብ ክክእሎ ኣይክእልንን ኢዩ ኣይኮነንን 24 እቲ ትእዛዝ ኣምላክ 10 ከማን ኣየትግበርናን።

    • @berktigalagamegalgegenanu9939
      @berktigalagamegalgegenanu9939 5 ปีที่แล้ว +1

      😆😆😆😆😂😂😅😅betekekell hawaye 😆😆

    • @dhawialanzi1054
      @dhawialanzi1054 5 ปีที่แล้ว

      Kkkkkkkk

    • @shewitzemichael6676
      @shewitzemichael6676 5 ปีที่แล้ว +1

      Wedi chanadi kkkkkkkk😂 naybhaki zereba eya🤔

    • @user-pf4vd8rc9z
      @user-pf4vd8rc9z 5 ปีที่แล้ว +2

      @@wediemaaqal6247 ሰላም ዝሓወይ ሰላምካ ይብዛሕ ኣነ ደኣ ጽቡክ ኣልካ ኣምላክ ይመስግም ከምዚ ኣነ ዘልክዎ ክትህሉ ከኣ በዓል ሙሉእ ተስፋ አየ ናብ ጽሕፍተካ ክምለስ እዚ ዝበልካዪ ሓቂ እካ እንተ ኮነ ግን ኣነ ኣብ ኩሉ ኣይበጽሕኩን ግን ሓቂ ንምዝራብ ናይ ሎሚ ዘለና ጸታታት ካይፈልኩ ድኩማት ኢና ነተግብር እንተ ኮይና ከኣ ትእዛዝ ኣምላክ ደኣ እምበር ትእዛዝ ናይ ደኪ ሰባት ኣይመልእን ኢለ አየ ዝኣምን

    • @emebrhane
      @emebrhane 5 ปีที่แล้ว

      ናይ ብሓቂ ትኽክል

  • @ghgyfeggfhfd9670
    @ghgyfeggfhfd9670 5 ปีที่แล้ว +16

    ግርም ተቀቢልናዮ ፅቡቕ ት/ቲ እዩ ስምዑ ኣወዳት ኣቱም ኣሽሓት እንዳቀያየርኩም ዝትውዕሉ ኣወዳት ሰለዚ ናይ ኣወዳት ከማን ኣቅርበልና

    • @amirarecords533
      @amirarecords533 5 ปีที่แล้ว

      Ghgyfeኣዎ ስደት መከራ ነው መከራ ነው Ggfhfd ክክክክክ እው

    • @netsiyemklewa9248
      @netsiyemklewa9248 5 ปีที่แล้ว

      ፅቡቅ ኣለኪ ምቅርቲ

  • @user-rj5ez1hy2m
    @user-rj5ez1hy2m 5 ปีที่แล้ว +19

    እዋይይይይይ ሰብአይ ምስኪን እዩ ዶ በልካ ስኪን እምበር ወደይ

    • @yousmaron5572
      @yousmaron5572 4 ปีที่แล้ว

      Kkkkkkk antey garnik

    • @merehawithagos2335
      @merehawithagos2335 4 ปีที่แล้ว

      Nay bhaki Haftey kkkk

    • @giftofjesus
      @giftofjesus 3 ปีที่แล้ว

      Kkrkar sebay kbtr entehazkayo ynetr eway ezi kulus nsebay

  • @selamgebrihiwet7269
    @selamgebrihiwet7269 5 ปีที่แล้ว +3

    Xbuk mekri,Dankeschön👍👍👍

  • @user-wd9ze9xz9h
    @user-wd9ze9xz9h 5 ปีที่แล้ว +12

    ኣታታታታ አዋይ ዘለናዮ ክላእ ግደፈና ፍቅሪ ሲ ሚስ በዓል ኣደይ ከይዱ እዩ።

  • @habtomkahsay4277
    @habtomkahsay4277 5 ปีที่แล้ว +13

    መጀመርታ ስለ እቲ ጽቡቕ ምኽርታትካ ካብ ልቢ የቐንየልና ክቡር ሓውና። ነዚ ክንገብር ከኣ ሓይልን ጽንዓትን ይዓድለና ፈጣሪ ኣብዚ ዘመን እዚ ደቂ ሰባት ማለት ሰብኣይን ሰበይትን ከም በዓል ቤትን በዓልቲ ቤትን መጠን ተኻባቢርካን ተሓላሊኻን ምንባር ዳርጋ ሽትኡ ከም ሽታ ማይ እንዳ ኾነ ኢዩ ዝመጽእ ዘሎ ብዝኾነ እዚ ኩሉ ዝበልካዮ ጽቡቕ ነገር ኢዩ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ንኹለንትናና ይቐድሶ ዓቕልን ትዕግስትን ይሃበና።

    • @nkhu27
      @nkhu27 5 ปีที่แล้ว

      ሰላም ንዓካትኩም ይኩን ፍቁራት አሕዋትን Eri glass ብጣዕሚ ጠቃሚ ዘኮነ ትምህርቲ እዩ እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም። ኩልኩም ኣሕዋት ኣነ ውን ኣቅመይ ብዝፈቀዶ ንምእመናን ጠቀምቲ ዝበልክዎም ናይ ኦርቶዶክስ መንፈሳዊ መዛሙርን ስነጽሑፋትን ኤዲት ብምግባር ይስርሕ ኣለኹሞ፡ ነዛ ሓዳስ ቻናለይ ናብ ኩሉ መታን ንክትበጽሕ ሳብስክራይብ(SUBSCRIBE) ብምግባር ክትሕግዙኒ ብትሕትና ይሓትት እግዚአብሔር የክብረለይ፡፡ ሓደራ SUBSCRIBE ከይገበርኩም ከይትሓልፉኒ የቀንየለይ 😇🙏😇
      th-cam.com/channels/Np3t7HUQy96ezzD7zr9K1A.html እዚኣ እያ ናይ ዩቱብ ቻናለይ ሊንክ ኣብዚኣ ብምጥዋቅ ሳብስክራይብ ክትገብሩ ትክእሉ ኢኹም፡፡

    • @dawitfkariy222
      @dawitfkariy222 5 ปีที่แล้ว

      Tack så mycket min bror

    • @gfgd8705
      @gfgd8705 5 ปีที่แล้ว

      በትክክል ማዓረይ ፅህ ፍቅሪ ይሃበና አምላክ

  • @user-dr7ku3yz9w
    @user-dr7ku3yz9w 5 ปีที่แล้ว +1

    ጽቡቅ ምክሪ እዩ የቅንየልና
    ግን እዞም ሓበሻና አወዳት ናብ ማህረምቲ ቆይቋ እንድዮም እናተጎያዩ ባእ በጃኩም እስከ አሐንቁቁና

  • @emaambition9378
    @emaambition9378 5 ปีที่แล้ว

    It’s so true. Woman now a days are their husband worst enemy. God bless you bro.

  • @iloveyouethiopias3495
    @iloveyouethiopias3495 5 ปีที่แล้ว

    Plusses bezegzbehr 😍 nayziy mechrsha zelo derafiy shemo tefltiwo tahlikom eba haburoniy🎧

    • @E1991.
      @E1991. 5 ปีที่แล้ว

      I LOVE YOU Ethiopia S He is One of our greatest Fihira/Tesfai Mehari yebahal.

  • @dawitfshaye4917
    @dawitfshaye4917 5 ปีที่แล้ว

    Thankssss bro

  • @millihabte6993
    @millihabte6993 5 ปีที่แล้ว

    ለባም ሰብ ተመኒካ ኣይርከብን እዩ ከም ብዓል ከማካ ልቦና ዘለዎ ከቢድ እዩ ኣጆካ ሞራልካ ኣይፈለየና ጎቦዝ ጎበዝ

  • @mengistesfai3441
    @mengistesfai3441 5 ปีที่แล้ว

    Thanks brother

  • @salamtakla5450
    @salamtakla5450 5 ปีที่แล้ว +3

    የቀንየልና ብጣዕሚ ነመስግን እነን ሰብኣየይን ከምዛ ዝበልካያ ኢና ግን ሓደ ሓደ ነገራት ኣለዋና ዝስተካከላ ቴንኪው

  • @romahagos4408
    @romahagos4408 5 ปีที่แล้ว

    Thanks you so much. ❤👍

  • @samrawityegetrlij8411
    @samrawityegetrlij8411 5 ปีที่แล้ว +6

    ዋ ማስትካ ምሕያክ ክዓ ግደፊ😂

  • @midooslahawad7791
    @midooslahawad7791 5 ปีที่แล้ว

    Egziabher zbareko fkri yhabena amber. .

  • @febendawit4034
    @febendawit4034 5 ปีที่แล้ว

    tanks hawey btami xubuq mikry ab libna yhidro

  • @aksenattesfazgi7342
    @aksenattesfazgi7342 5 ปีที่แล้ว

    Thanks

  • @sarakonjo1268
    @sarakonjo1268 5 ปีที่แล้ว

    wele come eri glass TV

  • @leviatianshe653
    @leviatianshe653 5 ปีที่แล้ว

    amen thankyuo hawey nateyyy

  • @temesgenamlaky352
    @temesgenamlaky352 5 ปีที่แล้ว

    Danke hawey natey edmen tienan yehabkam fetari

  • @rozagbreslasisy7424
    @rozagbreslasisy7424 5 ปีที่แล้ว +4

    ኣረ ናይ ሎሚ ኣወዳት ቀብጠርጠር ኣይፍትውን

  • @maazam6521
    @maazam6521 5 ปีที่แล้ว +8

    የቀንየልና ክቡር ሓውና ኣምላክ ሓሳብ ልብካ የስምረልካ

    • @user-ss7hq9nf3q
      @user-ss7hq9nf3q 5 ปีที่แล้ว

      ❤❤❤❤❤❤👍👍👍👍👍aShi Shkori ❤❤❤❤❤👍👍👍

  • @user-hd5hg3dw7n
    @user-hd5hg3dw7n 5 ปีที่แล้ว +1

    ❤️❤️❤️ ብዙሕ ተማሂረ

  • @amirarecords533
    @amirarecords533 5 ปีที่แล้ว +14

    24 በዚሑ 10 ታእዛዝ ምልኣክ ኮ ኣይማላእናን

    • @selamnselamawyanertreanert1940
      @selamnselamawyanertreanert1940 5 ปีที่แล้ว +1

      Kkkkkkk

    • @maazam6521
      @maazam6521 5 ปีที่แล้ว +5

      ክክክክክክክክክክክክክ እታይ ኮይና ዘይነማልኦ ከነማልኦኢና ኣምላክ ይሓግዘና

    • @rahelfutsum1791
      @rahelfutsum1791 5 ปีที่แล้ว +1

      Nay behaki Haftey natey

  • @user-bk4dx1oi9z
    @user-bk4dx1oi9z 5 ปีที่แล้ว

    ዋው ምሳና ኣይ ከደን ግን ምስዓቡኩ ይጠቅም እዩ 6ተ ዓመት ቀሩይኒ

  • @user-sp5xi1jo1l
    @user-sp5xi1jo1l 5 ปีที่แล้ว +10

    እሺ ናይ ወዲ ተባዕታይ አብ እዋን ሓዳር ዝገብሮ ነገር አቅርበልና

    • @abuwelde5297
      @abuwelde5297 5 ปีที่แล้ว

      hawey natey mikreka tsbuk neyru gen kemzi zerdu awedat 1 %kab 100 eyom anhna ezi kilu kingber eskatkum.gen negual entay yehgusa mebzahtkum.menem ayrdaekmun eyu beflay abzi eroupe zelkum kilkum medre fara melkum abey kemzeabkum keman ayrdekan mejemrya eskum temharu sheu awaled kitmhru

    • @user-ss7hq9nf3q
      @user-ss7hq9nf3q 5 ปีที่แล้ว

      nay bahaqi takakla makri ❤❤❤🇪🇹

  • @yafietkesete7119
    @yafietkesete7119 5 ปีที่แล้ว +1

    Bhaqi mesati hasab btaemi xbuq astemhro ajoka qexlo niccccc

  • @selamabraham9136
    @selamabraham9136 5 ปีที่แล้ว

    Thanks My bro

    • @habenhagos1892
      @habenhagos1892 5 ปีที่แล้ว

      ዋውውውውውውው ታንክስ ጽቡቅ ትምህርቲ አዩ ቀጽሎ

  • @rahelkeshi5846
    @rahelkeshi5846 5 ปีที่แล้ว

    amen amen amen haweyyy nateyyy

  • @neginegi4389
    @neginegi4389 5 ปีที่แล้ว

    Wawww entay ile kemzemesegenaka kalat hastiromeni betaemi des zebel mekeri eu edeman teinan yehabiki selamen kesaneten neaka

  • @berketpeace2021
    @berketpeace2021 5 ปีที่แล้ว

    ብሩኽ ሓው በል እስኪ ነዘን ናይ ፌስብክ ዝሓመማ ክኣ ወስ በለን

  • @user-bv7we4pg7v
    @user-bv7we4pg7v 5 ปีที่แล้ว

    woow Thanks I miiss you morr. ♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥

  • @danufre5657
    @danufre5657 5 ปีที่แล้ว +1

    ዘረባኻ ጥዑም ነይሩ መን አሞ ይስማዓዮ ዝዓርከይ ክብረት ኣብ ዓድና አያ ተሪፋ

    • @Elilta694
      @Elilta694 5 ปีที่แล้ว

      #kkkkkk nay lomi sakit ena beqa

  • @user-cj9hx9hn5h
    @user-cj9hx9hn5h 5 ปีที่แล้ว

    ኤሪ ግላስ ቡዙሕ ጠፊእካ ።

    • @nkhu27
      @nkhu27 5 ปีที่แล้ว

      ሰላም ንዓካትኩም ይኩን ፍቁራት አሕዋትን Eri glass ብጣዕሚ ጠቃሚ ዘኮነ ትምህርቲ እዩ እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም። ኩልኩም ኣሕዋት ዮናታን ይበሃል ኣነ ውን ኣቅመይ ብዝፈቀዶ ንምእመናን ጠቀምቲ ዝበልክዎም ናይ ኦርቶዶክስ መንፈሳዊ መዛሙርን ስነጽሑፋትን ኤዲት ብምግባር ይስርሕ ኣለኹሞ፡ ነዛ ሓዳስ ቻናለይ ናብ ኩሉ መታን ንክትበጽሕ ሳብስክራይብ(SUBSCRIBE) ብምግባር ክትሕግዙኒ ብትሕትና ይሓትት እግዚአብሔር የክብረለይ፡፡ ሓደራ SUBSCRIBE ከይገበርኩም ከይትሓልፉኒ የቀንየለይ 😇🙏😇
      th-cam.com/channels/Np3t7HUQy96ezzD7zr9K1A.html እዚኣ እያ ናይ ዩቱብ ቻናለይ ሊንክ ኣብዚኣ ብምጥዋቅ ሳብስክራይብ ክትገብሩ ትክእሉ ኢኹም፡፡

  • @tefetawittefetawit8314
    @tefetawittefetawit8314 5 ปีที่แล้ว

    tebarek mearey xbuk mkri

    • @nkhu27
      @nkhu27 5 ปีที่แล้ว

      ሰላም ንዓካትኩም ይኩን ፍቁራት አሕዋትን Eri glass ብጣዕሚ ጠቃሚ ዘኮነ ትምህርቲ እዩ እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም። ኩልኩም ኣሕዋት ዮናታን ይበሃል ኣነ ውን ኣቅመይ ብዝፈቀዶ ንምእመናን ጠቀምቲ ዝበልክዎም ናይ ኦርቶዶክስ መንፈሳዊ መዛሙርን ስነጽሑፋትን ኤዲት ብምግባር ይስርሕ ኣለኹሞ፡ ነዛ ሓዳስ ቻናለይ ናብ ኩሉ መታን ንክትበጽሕ ሳብስክራይብ(SUBSCRIBE) ብምግባር ክትሕግዙኒ ብትሕትና ይሓትት እግዚአብሔር የክብረለይ፡፡ ሓደራ SUBSCRIBE ከይገበርኩም ከይትሓልፉኒ የቀንየለይ 😇🙏😇
      th-cam.com/channels/Np3t7HUQy96ezzD7zr9K1A.html እዚኣ እያ ናይ ዩቱብ ቻናለይ ሊንክ ኣብዚኣ ብምጥዋቅ ሳብስክራይብ ክትገብሩ ትክእሉ ኢኹም፡፡

  • @galgramatialove7775
    @galgramatialove7775 5 ปีที่แล้ว

    ወይታ ማርያም ኩሉ እዚ ኣብ ሓዳር ዝግ በር እዩ የክእለና ።

  • @user-jr2if4sh4y
    @user-jr2if4sh4y 5 ปีที่แล้ว +3

    የቀንየልና ዝሓወይ ዝስማዕ ዘረባ እዩ የዕቢካ

    • @nkhu27
      @nkhu27 5 ปีที่แล้ว

      ሰላም ንዓካትኩም ይኩን ፍቁራት አሕዋትን Eri glass ብጣዕሚ ጠቃሚ ዘኮነ ትምህርቲ እዩ እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም። ኩልኩም ኣሕዋት ዮናታን ይበሃል ኣነ ውን ኣቅመይ ብዝፈቀዶ ንምእመናን ጠቀምቲ ዝበልክዎም ናይ ኦርቶዶክስ መንፈሳዊ መዛሙርን ስነጽሑፋትን ኤዲት ብምግባር ይስርሕ ኣለኹሞ፡ ነዛ ሓዳስ ቻናለይ ናብ ኩሉ መታን ንክትበጽሕ ሳብስክራይብ(SUBSCRIBE) ብምግባር ክትሕግዙኒ ብትሕትና ይሓትት እግዚአብሔር የክብረለይ፡፡ ሓደራ SUBSCRIBE ከይገበርኩም ከይትሓልፉኒ የቀንየለይ 😇🙏😇
      th-cam.com/channels/Np3t7HUQy96ezzD7zr9K1A.html እዚኣ እያ ናይ ዩቱብ ቻናለይ ሊንክ ኣብዚኣ ብምጥዋቅ ሳብስክራይብ ክትገብሩ ትክእሉ ኢኹም፡፡

    • @user-jr2if4sh4y
      @user-jr2if4sh4y 5 ปีที่แล้ว +1

      +Yonatan 27 ዮነታን ሓወይ ከመይ ዘይንገብር ግዴታምበር በል አጆካ ቀፅለሉ አምላክ ፀግኡ የብዘሐልካ ማዓረይ ሳብስክራይብ ካአ ኢለካ አለኩ

    • @nkhu27
      @nkhu27 5 ปีที่แล้ว

      @@user-jr2if4sh4y
      ብጣዕሚ እየ ዘመስግን እግዚአብሔር የክብረለይ ድንግል ማርያም ብጸሎታ ንኵልና ትደግፈና 😇🙏

    • @user-jr2if4sh4y
      @user-jr2if4sh4y 5 ปีที่แล้ว +1

      +Yonatan 27 አሜን ፫ ዝሓወይ

  • @teamo8913
    @teamo8913 5 ปีที่แล้ว

    ሕጂ ግሩም ተዛረብካ እንበር እታ ናይ ኣወዳት'ሲ ኣይግድን ።

  • @omersalih812
    @omersalih812 5 ปีที่แล้ว

    Kkkkkk ezia dea melaky eya mallet u

  • @kflomkflom1463
    @kflomkflom1463 5 ปีที่แล้ว

    bhaki mharelna eski gelien alewa keribka bilae elen zkeda bflay nay Europa zelewa

  • @amelwerkgher2506
    @amelwerkgher2506 5 ปีที่แล้ว

    awalid ka nezi kingebir ena tefetirna ajona wedi tiserho mber teserihu aywehabekan u.

  • @azebgrmay5710
    @azebgrmay5710 5 ปีที่แล้ว

    Kkkkkk Kemzya Antekoynas Zeytemereaku suk Mbal Yhesh

  • @morgenbeterdanvandaag3278
    @morgenbeterdanvandaag3278 5 ปีที่แล้ว

    Nic

  • @loveever1172
    @loveever1172 5 ปีที่แล้ว +2

    Bejaka tseter nezi zeyfelt yelen
    Dehar kea tewhboka aleli dmtska sehabnet yeblun

  • @merrydray9961
    @merrydray9961 5 ปีที่แล้ว

    Way klte mot zeyfeletna buzuh halifuna 😃😃😃😃😃😃😃😃😃

  • @iloveyouethiopias3495
    @iloveyouethiopias3495 5 ปีที่แล้ว

    😍 Xebuk gen tekolay ena gera neso ka zehway .........?

  • @tedibayre9819
    @tedibayre9819 3 ปีที่แล้ว

    Nay behaki hawey kexilo

  • @bezagebremikael3158
    @bezagebremikael3158 5 ปีที่แล้ว +1

    Hahahahaha wey awedat

  • @saimonhaleka3252
    @saimonhaleka3252 5 ปีที่แล้ว +2

    Wawwww xebk temhrit haderkan kab zay temhar Ajokan

  • @mihretabtekle240
    @mihretabtekle240 5 ปีที่แล้ว

    Wawww,✍🤘🤙😍😍😍😍😍

  • @kefke9676
    @kefke9676 5 ปีที่แล้ว

    Ayenay zserh wedi u zelo mzeyka zerba mbzah

  • @user-ld8ly8xf6o
    @user-ld8ly8xf6o 3 หลายเดือนก่อน

    Amen

  • @user-hd1sj5tx5f
    @user-hd1sj5tx5f 5 ปีที่แล้ว

    ማራ በዙሑ 5 ይኣኽለና ክክክክ

  • @user-xu4pv4jl3y
    @user-xu4pv4jl3y 5 ปีที่แล้ว

    እናመሰግናለን በስ ሰብኣይ ቅብጥር ታሓዝካዮ ይነጥር እዩ

  • @user-bm7pr5jk2e
    @user-bm7pr5jk2e 5 ปีที่แล้ว

    ወይ ጉድ ናትና ንደልዬ ካኣ ባ ግሎፅልና

  • @meazasamuel3910
    @meazasamuel3910 5 ปีที่แล้ว

    Aye nskum kbret dea tdelyu endkum kbret ekum zeytlgsu ember bel dehan hasabka hakiyu ngebra kea alenan bezihuka ms eretrawitsi ezikea amlak zfetwoyu emo nkolom awdat kea meadom meknyatu behade ed sle zeyetake seb tebarek galn wdn mebayn mnasn yehwatyom behaki

  • @okbagabirmt5498
    @okbagabirmt5498 5 ปีที่แล้ว +3

    ኩለን እዘን ዓማዊል ናይዚ ቻነልካ ኣንሳብክራይብ ክገብራኻ እየን፡፡ ኣዋልድ ክግበረለን ዘለዋ ደኣ'ምበር፡ ክገብረኦ ዘለወን ክሰምዓ ኣይደልያን'የን!

    • @user-jr2if4sh4y
      @user-jr2if4sh4y 5 ปีที่แล้ว +1

      አይትበል ሰበይ ስብአይካ ማለት እኮ ፍርቂ ጎንካ እዩ ምንባር መቀረት ሂወትካ ዓለምካ እዩ ፍቅሪ ዝልግስ እንተኮይኑክንደይ ፍቅሪ ለጊስካ ፅፊዒት ዝምልሱ አለዉ

    • @nkhu27
      @nkhu27 5 ปีที่แล้ว

      ሰላም ንዓካትኩም ይኩን ፍቁራት አሕዋትን Eri glass ብጣዕሚ ጠቃሚ ዘኮነ ትምህርቲ እዩ እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም። ኩልኩም ኣሕዋት ዮናታን ይበሃል ኣነ ውን ኣቅመይ ብዝፈቀዶ ንምእመናን ጠቀምቲ ዝበልክዎም ናይ ኦርቶዶክስ መንፈሳዊ መዛሙርን ስነጽሑፋትን ኤዲት ብምግባር ይስርሕ ኣለኹሞ፡ ነዛ ሓዳስ ቻናለይ ናብ ኩሉ መታን ንክትበጽሕ ሳብስክራይብ(SUBSCRIBE) ብምግባር ክትሕግዙኒ ብትሕትና ይሓትት እግዚአብሔር የክብረለይ፡፡ ሓደራ SUBSCRIBE ከይገበርኩም ከይትሓልፉኒ የቀንየለይ 😇🙏😇
      th-cam.com/channels/Np3t7HUQy96ezzD7zr9K1A.html እዚኣ እያ ናይ ዩቱብ ቻናለይ ሊንክ ኣብዚኣ ብምጥዋቅ ሳብስክራይብ ክትገብሩ ትክእሉ ኢኹም፡፡

  • @umahlam
    @umahlam 5 ปีที่แล้ว +1

    Good idea endiyu
    Gna ab sdet koyna ezi kulu kingebr deamo ykeal do elkayo hawey mearey ???

    • @amirarecords533
      @amirarecords533 5 ปีที่แล้ว

      Kheriya Osman kkkkk

    • @russomteklay6736
      @russomteklay6736 5 ปีที่แล้ว

      Ezi nay Adna eyu . 10 ente rekibka kabeen ab Europa darga 24 zrekebka eyu

    • @salmnyas8883
      @salmnyas8883 5 ปีที่แล้ว

      Kem Kamicha do koynu hiwet kkkkkkkk

  • @eripowerinterested9686
    @eripowerinterested9686 5 ปีที่แล้ว

    Eri..glass በጃኹም ብዘይ ፊቃድ ናይ ጻሓፊን ደራሲን ትዝርግሑ ኣለኹም ብኽብረትኩም ኣቓሪጽዎ።
    ናተይ ጽሑፋት 3ተ ጽሑፋት ቅድሚ ሕጂ ከምዝዘርጋሕክሞ ሪኤ ኣለኹ ናይ ካልኦት ውን ተመሳሳሊ።
    ስለዚ ክትዝርግሑ እንተ ደልኹም ፊቃድ ሕተቱ።
    በዛ ትገብሪዋ ዘለኹም እንተ ቀጺልኩም ግን ክነቃላዓኩም ኢና።
    ክሳብ ናብ ትካል you tube ውን report ክንገብር ኢና።
    ኢዚ ኹሉ ከይ መጸ ግን ብኽብረትኩም ፊቃድ ሕተቱ።

  • @lwammehari212
    @lwammehari212 5 ปีที่แล้ว +1

    ኣብ ግዜ ርክብ ማስቲካ ኣወግዲ ከማኡ ክኣ ኣብ ግዜ ርክብ ዘረባ ኣይተብዛሒ ክኣ ኣለዎ ወይ ጉድ ገለ ክንሰምዕ ኢና።

  • @tibletstewelde5138
    @tibletstewelde5138 5 ปีที่แล้ว

    Ok xebuk tmhrti eu natom ka Aytrse bjaka Abi krkbe da lomi kemzy enbre Haha

  • @elsayosyas798
    @elsayosyas798 5 ปีที่แล้ว

    Kkk eway hfret

  • @user-ro4nh7jh9e
    @user-ro4nh7jh9e 5 ปีที่แล้ว

    Btaemi nemesgn kablbi zhawey mearey

  • @tesfaxbahmekeretalem4409
    @tesfaxbahmekeretalem4409 5 ปีที่แล้ว

    Willkommen

  • @user-sw3kv3le3n
    @user-sw3kv3le3n 5 ปีที่แล้ว +1

    ክክክክክክክክክ ታይ ሙዑቱ ደቀይ

  • @temesgenmeles1912
    @temesgenmeles1912 5 ปีที่แล้ว

    Naybhaki xbuk mekri eu zhawey ajeka kexlo

  • @blackmann5054
    @blackmann5054 5 ปีที่แล้ว

    Kemaka seraki ayranan kk

  • @blackmann5054
    @blackmann5054 5 ปีที่แล้ว

    Kkkkkkkkk atum sebat entay amxeo srki da eza da nay Nebil Hassen derasi endyu

  • @asaa9846
    @asaa9846 5 ปีที่แล้ว

    👍

  • @giftofjesus
    @giftofjesus 3 ปีที่แล้ว

    Wesede ena belki akabatrelu ewayyy

  • @erabnabaynimaykemtnafk2582
    @erabnabaynimaykemtnafk2582 4 ปีที่แล้ว

    Ysmae alo xbuk mkri endyu gn harekat bezihu nsatom ke entay kemalu alewom

  • @rutateferi2583
    @rutateferi2583 5 ปีที่แล้ว

    Wedi ke entay ygber heray nay gals semiena naywedi ke entay kgebr alewo

  • @dmtsidelinatv8881
    @dmtsidelinatv8881 5 ปีที่แล้ว +1

    የቐንየልና ሓወይ ናተይ። ኣነ ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ክሓተካ ኩቡር ሓው ክትምልሰለይ ክጽበየካ እየ። ጓል ኣንስተይቲ ኣብ ጾታዊ ርክብ ተፍስስ ዶ ? ተፍስስ እንተ ኮይና ከ ኩሉ ግዜ ድያ ተፍስስ ኣብ Sex ዝፈጸመትሉ ዘበለ ግዜ ? ዘይተፍስስ እንተ ኾይና ኸ ብኸመይ ድኣ ስሚዒታ ትውድእ ?

    • @LOVE-yw3tv
      @LOVE-yw3tv 5 ปีที่แล้ว

      .?

    • @paul_eagle
      @paul_eagle 5 ปีที่แล้ว

      ብመጀመርታ ሰላም ደሓር ዋላ ነዓይ ኣይቲሕተተኒ ከም ኣሕዋት ክምልሰልካ ግን ናይ ግድን ስሚዒቱ ዘይሰድድ ወይ ብልምዲ (ዘየፍስስ ) የለን ምናልባት ግን ጾታዊ ርክብ እንተደኣ በዚሑ ናይ ምዱንጋይ ሳዕቤን የምጺእ ኢዩ ተዘይ ኮይኑ ቅድሚ መትሎካ ምእታዉ ኣብቶም ፍሉይ ባህታ ዝፈጥሩላ ክፍሊ ኣካላታ ሰዓማን ተናክፋን ኒኣብነት ኣብ ክሳዳ መልሓስካ ገርካ እንዳ ኣተርከስካ ሰዓማ ብተወሳኪ ጫፍ ኣጥባታ ቀስ ጌርካ ሕሰያ ተተካኢሉውን ብኣፍካ ምጸወላ ኣብ ርሕሚ ወይ መሽኒ ናይታ ጋለንስተይቲ ኣብ ላዕለዋይ ክፋሉ ውጥም ዝበለት ነገር ኣላ ኣጻብዕትካ ምራቅ ኣተርኪስካ ቀስ ኣቢልካ ድረዘላ ኣብዚ ግዜ እዚ ዝበዝሓ ደቀንስቲዮ ምልሓስ ስለ ዝለመዳ ምናልባት ትብህግ ከይቲከውን ተወከስ እዚ ግን መናብርትካ ተኮይና ጥራይ ኢዩ ምናልባት ጽዩፍ ኣዘራርባ እንተ ተረዲእካ ይቅሬታ እንተዘይ ኮይኑ ግን ንሱ ኢዩ እቲ ሓቂ የቀንየለይ ዝሓሸ ውጽኢት ክትረክበሉ ኢካ

    • @dmtsidelinatv8881
      @dmtsidelinatv8881 5 ปีที่แล้ว +1

      @@paul_eagle thank you hawey natey ስለ ሓበሬታኻ ግን ኣየነጸርካያን ጽቡቕ ጌርካ ስሚዒታ እንተ ቐስቂስካያስ ተፍስስ እያ ድዩ እቲ ኣባህላኻ ?

    • @paul_eagle
      @paul_eagle 5 ปีที่แล้ว

      Ya ewe brgx tefsis eya ente dea kdmi hiji ms zeyrdeala nera koyna smit zelewa aymeslan eu yegdas mselemamedkaya kulu nab nbur ymles eu wala mejemertea tkun abti trzi smit tezey abxihkaya ayredean eu degagimka qesaqsa kbret yhabeley

    • @dmtsidelinatv8881
      @dmtsidelinatv8881 5 ปีที่แล้ว

      @@paul_eagle ok thanks kbur haw hatite melsi zsankula hto eya ab zegatmeni wn ketefss ayrakun gual ansteyti so thank you.

  • @nkulugizeaalewo811
    @nkulugizeaalewo811 5 ปีที่แล้ว

    Hawey eti kulu thbena mkrs hakka nerka gn nay lomi awald dea kdmi fkrka msaka mnbar dlyetann haymanotenn genzebn eyen akedimen zhataka. Dehar kea ezi thben mkri xubuk enkelo nieen gn gana zemed hikoen eyu. Mszien hadars ab hagerna dea.

  • @nebiattes3251
    @nebiattes3251 5 ปีที่แล้ว

    hasewti eta ab eidkum msyetekum nabey ketebl ya tbl emnetkum mo nmen kthbwa bflay kolut ab tweldelu gize 80%sebut

  • @hiyabzekarias9043
    @hiyabzekarias9043 5 ปีที่แล้ว

    Kkkkkkkkkk

  • @tekleweynibeyene4902
    @tekleweynibeyene4902 4 ปีที่แล้ว

    Nhabesha awalid dyu walas nitsadu? May Be ntsadu awalid ykeal eyu entezeykoynu ??????

  • @sabarossom2408
    @sabarossom2408 5 ปีที่แล้ว

    Etiy wediy ke etay kgebr alewo

  • @MeksebRecordes
    @MeksebRecordes 5 ปีที่แล้ว

    Kab kulu mnin tebel gal ayfetun eye

  • @muluezeray8626
    @muluezeray8626 5 ปีที่แล้ว +1

    kela sukbel zeykewn aytzareb

  • @user-wl9pl9pn1u
    @user-wl9pl9pn1u 5 ปีที่แล้ว

    dese Bhelay Makeray Abe Lebnia Yehdro Edem Tana Yehbke

  • @chifachifa4146
    @chifachifa4146 5 ปีที่แล้ว

    Hahahahahahaha

  • @wedigash
    @wedigash 5 ปีที่แล้ว

    16 ✌🏾

  • @filisolomon2698
    @filisolomon2698 5 ปีที่แล้ว +1

    hawey natey hasabka xbuk nieru entekone gn ms awaled Europa dea kemzi ainet tebai alo do ilkaio

  • @azebweldu7852
    @azebweldu7852 5 ปีที่แล้ว

    Kkkkkkkk mosiba

  • @demozberhane8519
    @demozberhane8519 5 ปีที่แล้ว

    Bilke gelxksyo nifu hawna

  • @samrawithalefom3913
    @samrawithalefom3913 5 ปีที่แล้ว

    Kkkk

  • @chawewulna5889
    @chawewulna5889 5 ปีที่แล้ว

    Ya sekt waE

  • @user-us4fh8wo4h
    @user-us4fh8wo4h 5 ปีที่แล้ว +10

    ናዓክን እዩ ባዓል ትዕበ ኣበይ ሞ ትሰምዓ ኣትን ጸማማት ዓለመይ ገዲፍክን ኣታ እንዳበልክናና ተገቲርክን ኣትን ብላሽ።

    • @user-jr2if4sh4y
      @user-jr2if4sh4y 5 ปีที่แล้ว +1

      ንዓካየ አታ ይህበ ፍቅሪ እንተለጊስካ ላዝም ፍቅሪ ትረክብ ኢካ ሰኪርካ ገልጠምጠም እንተኢልካ ግን ፀገም እዩ

    • @nkhu27
      @nkhu27 5 ปีที่แล้ว +2

      ሰላም ንዓካትኩም ይኩን ፍቁራት አሕዋትን Eri glass ብጣዕሚ ጠቃሚ ዘኮነ ትምህርቲ እዩ እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም። ኩልኩም ኣሕዋት ዮናታን ይበሃል ኣነ ውን ኣቅመይ ብዝፈቀዶ ንምእመናን ጠቀምቲ ዝበልክዎም ናይ ኦርቶዶክስ መንፈሳዊ መዛሙርን ስነጽሑፋትን ኤዲት ብምግባር ይስርሕ ኣለኹሞ፡ ነዛ ሓዳስ ቻናለይ ናብ ኩሉ መታን ንክትበጽሕ ሳብስክራይብ(SUBSCRIBE) ብምግባር ክትሕግዙኒ ብትሕትና ይሓትት እግዚአብሔር የክብረለይ፡፡ ሓደራ SUBSCRIBE ከይገበርኩም ከይትሓልፉኒ የቀንየለይ 😇🙏😇
      th-cam.com/channels/Np3t7HUQy96ezzD7zr9K1A.html እዚኣ እያ ናይ ዩቱብ ቻናለይ ሊንክ ኣብዚኣ ብምጥዋቅ ሳብስክራይብ ክትገብሩ ትክእሉ ኢኹም፡፡

    • @HAYoutube-fx4nf
      @HAYoutube-fx4nf 5 ปีที่แล้ว

      Kab awald tray aykonen kabaka wn eu zgmr dhriu ktqyra tkl eka anta tawla kkkkk 😍

    • @amirarecords533
      @amirarecords533 5 ปีที่แล้ว +1

      ንኣፈን ዘይረካ ቕጠምተም ንርእሰን ሻሽ መጠምጠም ክክክክ

    • @berktigalagamegalgegenanu9939
      @berktigalagamegalgegenanu9939 5 ปีที่แล้ว

      @@user-jr2if4sh4y 😂😂😂😅😅😅😅

  • @bahranmerodak2404
    @bahranmerodak2404 5 ปีที่แล้ว

    Atum sebat megelbatu ekoyu hahahahah natey kea be anxaru ezi zbhal zelo yu des deblo kulu ezi zbhal zelo ygebro ye gen egub aykonen

  • @fikryeyutimnitey6982
    @fikryeyutimnitey6982 5 ปีที่แล้ว

    Kezi tigabir sebayti ala ele ayamin kab adey tebagiska

  • @damhaliamsi3963
    @damhaliamsi3963 5 ปีที่แล้ว

    Copy from nebil hasen

  • @azufikir5449
    @azufikir5449 5 ปีที่แล้ว

    ዶ እበርከ ጡዒ ኢኻ

  • @mezanmezan0037
    @mezanmezan0037 5 ปีที่แล้ว

    Ewe do anta kndeyke tkealelu wihit ah h h h h

  • @arsuyehiwetey2141
    @arsuyehiwetey2141 5 ปีที่แล้ว

    Kkkkk skin EU ktbel dika

  • @abellyolo4915
    @abellyolo4915 5 ปีที่แล้ว

    ,tadagni