#Ban

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 20 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 122

  • @amiteytekle
    @amiteytekle 3 ปีที่แล้ว +31

    ከይተገረምኩ ኣይተረፍኩን ኣነ ዳርጋ ባሕታዊ የ እንተበልኩ ኣየጋነንኩን ማለት በይነይ የ ዝፈቱ ምስ ነብሰይ ምዕላል እቲ ምንታይ ብዙሕ ጸቕጢ ስለዘለኒ ዶ ይኸውን ፡ኣይተርፍን ዩ ነዛ ዛንታ ምስ ሰማዕኩ ግን ንባዕለይ ሂወተይ ድርሰት ምኻና ተረዲኤ ፡ኣቕራቢ ዛ በደብ ብጣዕሚ የ ዘመስግን ዕድመን ጥዕናን የሃበልና ጋል ኩን ወዲ ሳብስክራይብ ገረ ዳርጋ ኣይፈልጥን የ ሞ ሎምስ ኣትየያ ,,,የ,,,ቐ,,,ን,,,የ,,,ል,,,ና

    • @sanaitberhane
      @sanaitberhane 11 หลายเดือนก่อน +1

      ስለ ምንታ በንካ ትፈቱ ?❤❤❤

    • @amiteytekle
      @amiteytekle 11 หลายเดือนก่อน +4

      ቃንዛ ውሽጥኻ ንዝነገርካዮ ሞ ፡ከም ታራ ዕላል ዝመስሎም እንተበዚሖም ዩ ፡ንበይንኻ ዘምርጸካ ሓወይ/ተይ ❤❤❤

    • @ሰላምሓለፎም
      @ሰላምሓለፎም 11 หลายเดือนก่อน

      ኣጀካ

    • @LwamLwam-gt5bv
      @LwamLwam-gt5bv 10 หลายเดือนก่อน

      ​@@amiteytekleልክዕ።

    • @LwamLwam-gt5bv
      @LwamLwam-gt5bv 10 หลายเดือนก่อน +1

      ንፉዕ ኣነውን ሕጂ ጀሚረዮ ኣለኩ ብልቢ ግን ሓይሊ ጥንካረ ወሲከ ተመስገን ምስ ነብሰይ ይዕልል ደስ ክኣ ይብልኒ።

  • @yosiefabraha4576
    @yosiefabraha4576 8 หลายเดือนก่อน +2

    ኣጆኺ ባና
    💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @samsonteklay2845
    @samsonteklay2845 3 ปีที่แล้ว +10

    ናይ ብሓቂ ደስ ዚቢል ኣቓራርባ ከመኡ ኢዊን መሃሪት ትረካ። 🌼🌻

  • @tesfuteklezgi72
    @tesfuteklezgi72 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ኣቃራርባ ዝድነቅ ።
    Please part 2

  • @ghirmayhaile8200
    @ghirmayhaile8200 3 ปีที่แล้ว +1

    ባና ሜዳ የመስግነኩም ሰለ'ቲ ናብ ቋንቋና ተርጐምኩም ነዚ ኣዝዩ ዝተሓላለኪ ከቢድ ብዴሆ ሰግራ መምህር ሕብረተሰብ ዝዀነ #ሙኒባ ማዛሪ# ብዙሕ ግዜ ይሰምዓ ኢዩ ምስ ሕጽረት ናይ ኢንግሊሽ ከም'ቲ ዝደልዮ እቲ መልእኪቲ ይርዳኣኒ ኣይነበር።

  • @freta8958
    @freta8958 3 ปีที่แล้ว +4

    እታ እንኮ መምህረይ ናይ ሓቦን ተስፋን ሞራልን እንተሃሊያ ሙኒባ ሞዛሪ እያ
    Motivation ❤.
    If life gives you lemon🍋 then make lemonade 🍹
    Muniba Mazari ✅

  • @medhaniearaya2266
    @medhaniearaya2266 3 ปีที่แล้ว +2

    ብጣዓሚ ደስ ዘብል ዛንታ ከምዚ ገርኪ ክትምሪናን ከተባራቲዕናን ናዕኪ ካብቲ ዘሎኪዮ ኣዚኪ ክትብርቲዕን ክትነፊዕን ይምሕጸን ናዕና ድማ ሰሚዕና ኣብ ልብና የሕድሮ ጎበዝ ካብዚ ናይ ኣነዋሪ ኣዛራርባን ይሰውረና ።

  • @ወዲኤረይ
    @ወዲኤረይ 3 ปีที่แล้ว +6

    ዋውውውው ማሃሪ ታርኽ ቀጽልዎ በጃኹም ፓርት 2 ኣይትደንጉይና

  • @habtomkahsay8698
    @habtomkahsay8698 3 ปีที่แล้ว +16

    ከምዚ ዓይነት ምሃሪ ስራሕ ኣበርቲዕኪ ቀጽልዮ ፊሊ ሓፍተይ ፈጣሪ ዕድመ ይሃብኪ

  • @jonilove6576
    @jonilove6576 3 ปีที่แล้ว +2

    ናይ ባሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ፓርት 2 ብሃንቀውታ ንጽበ

  • @luwamsium7052
    @luwamsium7052 3 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ ሰሓቢት & መሃሪት ዝኮነት ዛንታ ምስ ትርጉም ኣቀራርባ ፊሊ ሓፍተይ ቀጽልዮ ንሕና ዉን ኪንጽበ ኢና

  • @Dagijdridlock
    @Dagijdridlock 11 หลายเดือนก่อน

    Bahqi mahrit qexlyo zahaftey fetari adme yhabki ❤❤❤

  • @danielwelday4305
    @danielwelday4305 3 ปีที่แล้ว +2

    ደስ ዝብል መደብ ኣጆኪ ቀጽልዮ ኻልኣይ ክፋል ❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @Habu98
    @Habu98 3 ปีที่แล้ว +3

    ብሓቂ ውሕሉልን ቡሉጽ ኣቃራርባ part 2 ኣይትደንጉይና ❤️🙏🏼

  • @johnbuab4646
    @johnbuab4646 2 หลายเดือนก่อน

    Waww niy Behaki hafiteyi thank you so very much good job

  • @habtomtesfamukal2111
    @habtomtesfamukal2111 3 ปีที่แล้ว

    ናይ ባሓቂ ዝገርም ዛንታ ኣይካኣልኩን ብንብዓት ወድእያ ባጃኪ ባ ክብርቲ ሓፍተይይይ ፓርቲ 2 ኣብ ዝሓጸረ ጊዜ ክንጽበየኪ ኢና

  • @mulu6622
    @mulu6622 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣጋላልጻ ኣጆኺ ቀጽልዮ

  • @musseteklit2860
    @musseteklit2860 2 ปีที่แล้ว +1

    መምህርቲ ናይ ሂወተይ ዝድንቃ ወዲሰ ዘይጸግባ ዉድእቲ ጓል ሄዋን ንጹህ ልቢ ኣለዎ ናይ ብሓቂ ክብረት ይሃበልና ሓብትና ከምዚ ጠቃሚ ነገር ከተመጽኢ ብምኽኣሊ የመስግነኪ ቀጽሎ።

  • @habtomhaile6022
    @habtomhaile6022 3 ปีที่แล้ว

    ዋውው ዝነኣድ ብሉጽ ስራሕ እዩ በእነት ካብዛ መልእኽቲ ብዙሕ ተማሂረ ኣነ ኢደይ ኣብ ሳህራ ተሰይረ ግን ኩሉ ግዜ ሸፊነያ እየ ዝኸይድ ነየረ ምኽንያቱ ሰባት ከይሪእዋ ብዝብል እየ ኣዝያ ተሃስያ ክሰርሓላ ስለ ዘይክእል ለሚሳ ስለ ዘላ ውን ሕጂ ግን ነርማል እየ ዝጥቀመላ ዘለኹ ካብ ሕጂ ንንየ ግን ደጋዊ ስንክልና ዋላ ሓደ ጸገም ከምዘይብሉ ተማሂረ። ውሽጣዊ ስንክልና ጥራይ ኣይሃሉ እምበር።

  • @zeraiyosef8494
    @zeraiyosef8494 3 ปีที่แล้ว +2

    Bteami mehari zkone tariki hiwet Part 2 eba sdedlna

  • @filimaraton4342
    @filimaraton4342 3 ปีที่แล้ว

    Wawww ሙሉእ መዓልቲ ሰሚዐ ኣይመመነክዎን ቃላትኪ

  • @holykdsti
    @holykdsti 3 ปีที่แล้ว

    Waw ቀልጢፍኪ ኣምጽአልና በሊ፡ ጽቡቅ ስራሕ

  • @luwamgebrehiwet922
    @luwamgebrehiwet922 2 ปีที่แล้ว

    Ufff btami meharit ya part 2 please

  • @dnglmaryameyarfutalbey1494
    @dnglmaryameyarfutalbey1494 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር አምላክ አብዚሑ ጥበብ ይዓድልኪ የብዘሐልኪ ብጣዕሚ ዝገርም አገላልጻ የቀንየልና ስለቲ ሃናጺ ዛንታ ተገዲስኪ ምቅራብኺ💙❤

  • @rhfdhgj696
    @rhfdhgj696 7 หลายเดือนก่อน

    አምላክ ዕድዲን ጥዕናን ይሃብኪ

  • @Habeshawit__queen
    @Habeshawit__queen 3 ปีที่แล้ว +1

    Qoxiliyo mqrti haftey ❣️

  • @abelhageray5748
    @abelhageray5748 3 ปีที่แล้ว

    Tnx sis and qexeleyo yehwat ka nehagza kemezi eyou dedelena delo abzi gezi

  • @gedamaxqku1451
    @gedamaxqku1451 6 หลายเดือนก่อน

    ብሓቂ ውሕሉልን ቡሉጽ ኣቃራርባ በልባ ኢደመን ትዕና የህብኪ ቅጸሎዮ

  • @wediyosuf8355
    @wediyosuf8355 2 ปีที่แล้ว

    Btami xbuk srah fili haftey kab hawki abse wedi winna nakfa ❤️❤️❤️❤️❤️

  • @habtomkahsay8698
    @habtomkahsay8698 3 ปีที่แล้ว +5

    እስከ ኩላትና ነዛ ተስፋ ዘለዋ ሓፍትና ነተባብዓያ subscribe ገርና ኣጆኺ ቀጽሊ ንበላ

  • @habenabraha2356
    @habenabraha2356 3 ปีที่แล้ว

    Wawwww Thanks 🇪🇷

  • @awetkflay2969
    @awetkflay2969 ปีที่แล้ว

    Bahaki mahari srha qexliyo

  • @binidanielmaharitube2034
    @binidanielmaharitube2034 2 ปีที่แล้ว

    የቐንየልና

  • @ilove_you_ereyyyyy1997
    @ilove_you_ereyyyyy1997 3 ปีที่แล้ว +1

    ብሽም እዛ ቪድዮ ሳብስክራይብ ጌረልኪ ኣሎኹ ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ ማሃሪ ዛንታ ምስ ጡዑም ድምጽን ደስ ዝብል ኣጋላልጻን ዋውውውው ዘብል ቀጽልዮ💕💕💕💕

    • @banamedia5262
      @banamedia5262  3 ปีที่แล้ว

      ❤️❤️❤️ thank you

  • @kokobtes8551
    @kokobtes8551 2 ปีที่แล้ว

    ፊፊ ሓፍተይ ኣጆኪ ቆጽልዮ መቀረተይ ወትሩ ብልጽ ኣቀራርባ

  • @Mekonen-yb5ov
    @Mekonen-yb5ov ปีที่แล้ว

    Wawww bteami mehari zanta bejaki part 2 kexlya

  • @abelyemane6354
    @abelyemane6354 3 ปีที่แล้ว

    Amena mesitatni mealtawi eye zsema part 2 lomi do xbah bhanqewta zxbe zelekn zelwun btami des tbl qexlo qexlyo

  • @Raei-e7e
    @Raei-e7e 5 หลายเดือนก่อน

    Part 2 bejaki kbrtin blxtn haftey ❤❤❤

  • @Ftwti...tgraweyti
    @Ftwti...tgraweyti 3 ปีที่แล้ว +1

    በሪረ እየ መጽየኪ ካብ ቲክቶክ ተገሪመ ቀጽልዮ ዛሓፍተይ ክብረት ይሃበልና ኣየ ናትና ነገር ኣብዘይወዓለ ደኣ ሳብስክራይብ ክንገብር እንዶ ንውዕል የለናን ንዑ እስከ ነተባባዓያ

  • @letsgo7335
    @letsgo7335 3 ปีที่แล้ว +1

    V.good

  • @fiyoryzeremariam792
    @fiyoryzeremariam792 2 ปีที่แล้ว

    Wawww nay behaqi mehari eyu amo qexlyo eki

  • @hanayonas6437
    @hanayonas6437 ปีที่แล้ว

    qexililna eba ftwti haftina ab hiwetna bzuh tara alewo

  • @ONELove-q6n
    @ONELove-q6n 3 ปีที่แล้ว

    Bahqi mahrit qexelulu sisey ♥️🙏

  • @zielundaufgabe210
    @zielundaufgabe210 3 ปีที่แล้ว

    ዘይሕለል ጻዕሪ ከድልየኪ ኢዩ ብርክቲ ሓፍተይ ዋጋ እንተ ሓሲብኪ ከተቃርጽዮ ኢኪ ስለዚ ምስዋእቲ ንዕግበት ይዓቢ ሞ ቀጽልዮ ,,,
    ክገርመኪ ብእንግሊሽ ክሰምዓ ፈቲነስ ክርድኣኒ ኣይከኣለን ተተርጊማ ምስ ረከብኩ ግን ደስ ኢልኒ

  • @fifbaba8758
    @fifbaba8758 3 ปีที่แล้ว

    Thanks

  • @filimonhaileselassie5008
    @filimonhaileselassie5008 2 ปีที่แล้ว

    GOOD Job

  • @maedintesfu5661
    @maedintesfu5661 3 ปีที่แล้ว +2

    Part 2 bejakum zerghlna

  • @ቸልሳዊት
    @ቸልሳዊት 3 ปีที่แล้ว

    o.m.g😢😢😢plzzz part 2 ሓፍተይ

  • @nebielgere9019
    @nebielgere9019 3 ปีที่แล้ว +1

    Part 2 aytedenguynan kemzi aynet tmhrti qexlyu 💯💯💯💯💯

  • @ghrmaysiyum3893
    @ghrmaysiyum3893 3 ปีที่แล้ว

    2 kfal kea amxlna btami tshbeka zanta eya 👈❤

  • @ንእግዝኣቢሄርብልቢነመስግ
    @ንእግዝኣቢሄርብልቢነመስግ 3 ปีที่แล้ว

    Wawww part 2 please

  • @abelyoh3799
    @abelyoh3799 2 ปีที่แล้ว

    Keep going Please work hard one day you get your dream.0

  • @MebratMehari-f1y
    @MebratMehari-f1y หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @bm5097
    @bm5097 3 ปีที่แล้ว

    Part ክልተ2 ባ ገለ ግበሪ plz ዓቢ ትምህርቲ እዩ

  • @tesfayamine811
    @tesfayamine811 3 ปีที่แล้ว

    Nic job sister

  • @senitelyas9301
    @senitelyas9301 3 ปีที่แล้ว

    Please Please parti 2

  • @Eri2626eritra
    @Eri2626eritra ปีที่แล้ว

  • @abrahammeles7634
    @abrahammeles7634 2 ปีที่แล้ว

    Keep the good work

  • @alemxaerieya77
    @alemxaerieya77 3 ปีที่แล้ว +1

    Part 2 የብላን ዲዩ እቲ ኣገዳሲ ተሪፉ ኣሎ

  • @gidenatekle8078
    @gidenatekle8078 ปีที่แล้ว

    Nay behaki zegerim zata yu ajokhi

  • @mhretokbazghi2099
    @mhretokbazghi2099 3 ปีที่แล้ว

    Wwwww Nay bhaki habitat txxx❤️🙏

  • @mulerboy
    @mulerboy 3 ปีที่แล้ว

    Wow

  • @fifbaba8758
    @fifbaba8758 3 ปีที่แล้ว

    Pls part 2 pls ab kerba giza

  • @efi296-1
    @efi296-1 3 ปีที่แล้ว +1

    ፊሊ ሓፍተይ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጥበቡ ይግለጸልኪ:: ብጣዕሚ መሃሪ ዛንታ'ዩ ደጋጊመ ሰሚዐያ ክጸግባ ኣይከኣልኩን:: ደቂ ሰባት ብዙሕ ጸጋታት ከለና ክንስና ንኽንፈልጦም የሸጉሩና ኢዮም:: ከምዚ መሃሪ ዛንታ ክትረክብ ከለኻ ግን ምስ ነብስኻ ትዛረብ እሞ ጸጋታትካ ንኽትፈልጥ ከኣ ዓቢ ዕድል ይፈጥረልካ:: ስለዚ ኣጆኺ በርትዒ ካብዚ ዝዓቢ ሒዝኪ ክትመጽና ብተስፋ ንጽበ🥰🥰🥰🥰💯❣️❣️👈 ካባና ትጽበዮ ከኣ የሕዋት ሳብስክራይብ ሸር ሃናጺ ርእይቶ ኣይንሕመቕ ኣጆኺ ንበላ✋✋✋✋👈

    • @banamedia5262
      @banamedia5262  3 ปีที่แล้ว +1

      ❤️❤️❤️ thank you Efar hawey

  • @hermongerie3076
    @hermongerie3076 2 ปีที่แล้ว

    Kulu n kenemsgen eyu😢 emo Bzelena nemsgen 🙏🏽

  • @heyabeye3947
    @heyabeye3947 3 ปีที่แล้ว

    Entay dea telmnki ate marey dongkina eko zeytewrdelna entekoyenki ngrena pls melsely

  • @hailemariammebrahtu5954
    @hailemariammebrahtu5954 3 ปีที่แล้ว

    Ow kbrti habtey abi asbi ktrekbi eki azi eu ati keyari hiwet mo kexlyo kab lbi dma bzih nemesgn

  • @yossiefmer733
    @yossiefmer733 2 ปีที่แล้ว

    Kibret yehabelna waero habtey
    Niski win kema nifeti eiki ajoki qexliyo bzuh kinxbe eina kabaki

  • @Betty-y8t
    @Betty-y8t 3 ปีที่แล้ว +1

    Btami mesatit zanta eiya part 2 yerakbena lomi tik tok teqimni

  • @Azahel5592
    @Azahel5592 3 ปีที่แล้ว +1

    ካልኣይ ክፋል ደንጊጒኹምና ብሃንቐውታ ንጽበ ኣሎና።

  • @feruzyohannes5031
    @feruzyohannes5031 3 ปีที่แล้ว

    Wawwww

  • @rutatesfalem5894
    @rutatesfalem5894 3 ปีที่แล้ว

    Part 2 plz

  • @shewithaileslase8932
    @shewithaileslase8932 3 ปีที่แล้ว

    ዋይ ሓፍተይ

  • @merhawisamuel2610
    @merhawisamuel2610 3 ปีที่แล้ว

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @efiefar2461
    @efiefar2461 3 ปีที่แล้ว

    👍👍👍🥰

  • @brhaneketema7548
    @brhaneketema7548 3 ปีที่แล้ว

    Waww gele aynet zanta

  • @emptyworld2525
    @emptyworld2525 3 ปีที่แล้ว

    Nfieti 👏 qexlyo eki

  • @ንግሰቲአበበ
    @ንግሰቲአበበ ปีที่แล้ว

    😘😘😘

  • @Djbini20
    @Djbini20 2 ปีที่แล้ว

    🥰🥰🥰🥰

  • @hailehabtom8163
    @hailehabtom8163 3 ปีที่แล้ว

    ደንጊኪ ሓፍተይ 2ይ ክፋል

  • @maharigrmay8753
    @maharigrmay8753 3 ปีที่แล้ว

    Wäre bhaki mesati zkone zanta prt 2 akesali ktzrghulna tesfea ngerber

  • @CHALONA11
    @CHALONA11 3 ปีที่แล้ว +2

    ክጸበ የ 2ይ ክፋል

  • @zereitokbaslase8243
    @zereitokbaslase8243 3 ปีที่แล้ว

    ሰላም

  • @aduxbqaetinelake961
    @aduxbqaetinelake961 3 ปีที่แล้ว

    Parti 2 eba aytdengui

  • @ziyadabrhane2466
    @ziyadabrhane2466 3 ปีที่แล้ว

    🥰🥰🥰🥰💋

  • @englishpracticetogether.wi7043
    @englishpracticetogether.wi7043 ปีที่แล้ว

    Nay bhki gela aynate

  • @regathafte4342
    @regathafte4342 3 ปีที่แล้ว

    ክንጽበ ኢና ቀጻሊት መሳጢ Motivated እዩ

  • @heyabeye3947
    @heyabeye3947 3 ปีที่แล้ว

    Dongkina 🥺🥺

  • @medhaniearaya2266
    @medhaniearaya2266 3 ปีที่แล้ว

    ብሉጽን ውሑሉን ኣቃራርባ ሓደ ብሉጽ ሰብ ብሉጽ ስራሕ ኢዩ ዝሰሪሕ ስለዚ ካሊኣይ ክፋል ድማ ንጽበ ።

  • @shewitmesfun7549
    @shewitmesfun7549 3 ปีที่แล้ว

    Meharit zanta

  • @tiegstiteklay6250
    @tiegstiteklay6250 3 ปีที่แล้ว +1

    በጃኺ ቀጽልያ ሓፍተይ ናተይ ተስፋን ትምህርትን ክትኮነናያ

  • @ghenethaile9727
    @ghenethaile9727 3 ปีที่แล้ว

    Btami lebka tetnkf zanta eya kab mejmrta tarik hiweta zekrbklna betam eye zemsgnki part 2 kenxbyki ina

    • @banamedia5262
      @banamedia5262  3 ปีที่แล้ว

      Thanks habibti ❤️ok I will

  • @marymakle3281
    @marymakle3281 3 ปีที่แล้ว

    ውሽጠይ ግልብጥብጥ ኢሉኒ 😒
    ግን ተስፋ ከይኮርጽ ትምህርቲ ወስደአ

  • @elsatesfana1264
    @elsatesfana1264 3 ปีที่แล้ว

    Mejemerta ab sarhkum awet asalto ymineyelku Baba media bimiqxal kea azya dea tbili meharti azanagioton zkonet medeb eya haftba kea azay brtioti hayal tesfa yzeytqorix hayal gal ansteyti dya kalay kifal kea bihanqewita nxbeyeki Alena

  • @semhartsige7182
    @semhartsige7182 3 ปีที่แล้ว

    2y kfal dengukna

  • @kisanetmehanzel8522
    @kisanetmehanzel8522 3 ปีที่แล้ว

    Nay behaki mesatin meharn zanta kemeu wun teum dmxi ms wuhlul akerarba ajoki Fili haftey ketsilyo

  • @kirostesfahans
    @kirostesfahans ปีที่แล้ว

    ስላም ሰላም ከመይ ከ ሰናይ ድዩ ሓፍተይ ማዓረይ ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ኣነ ኣብ ሆላንዲ እየ ዘለኩ ናዓይ ትመስል ተመርዖ ኣብ ዝባሃል ብዝሕ ዓመታት ገሩ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ደልየ ባሓጺሩ እንታይ ክብለኪ ደሊየ ሓፍተይ ናተይ ሓንቲ ምሳይ ትኸይድ ደሊየ ወላ ስንክልቲ ትኹን እዛሕቶ ተገጊስኪ መልስለይ እቲ ዕድመ ስለ ዝከይድ ስለ ዞሎ ምዳና ኣብዚ ሆላንዲ ዘላ እንተኮይና ጽብቅ ነይሩ ዝሓፍተይ ማዓረይ ኣብዛ ቻነል ጽብቅ ምክሪ እትህብና ዘለኪ ኣዝየ እየ ዝፈትወኪ ሓፍተይ ናተይ ተገጊስኪ ምክርኪ ኣካፍልኒ

    • @kirostesfahans
      @kirostesfahans ปีที่แล้ว

      ሓፍተይ እዚ ወዲ ብምንታይ ብምንታይ ክንረክቦ ንኽእል እንተኢሎምኪ እታ ሓሳብኪ ኣካፍልኒ እሞ ባዕለይ ምስ ሰመዕክዎ ናበረይ ጺሒፈ ክሰደልኪ እየ

  • @yordi5468
    @yordi5468 3 ปีที่แล้ว

    Wwwwwwww anbesa gele aynet srah

  • @wintafetawitthomasalazar6678
    @wintafetawitthomasalazar6678 3 ปีที่แล้ว

    Xbqti eya ezia zanta gen kab tezrgah 1 semun kenu 2 kefal ke dea

  • @ራኢብርሃንጽባሕ
    @ራኢብርሃንጽባሕ 3 ปีที่แล้ว

    Bejaki 2 kfal gberla bejaki ane mara aya des tblni ksema kelku ntom qanqa zeyklu btgrna kula sdedya

    • @banamedia5262
      @banamedia5262  3 ปีที่แล้ว +1

      Thanks ❤️❤️❤️ok