Kaleab Teweldemedhin "kan do ye" ካን ዶ' የ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 29 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 2.1K

  • @fullpower1391
    @fullpower1391 5 ปีที่แล้ว +58

    *ያ ጀምዓ ኣባይ ጥራይ ድዩ ወላ ኣብ ኩላና እዚኣ ደርፍስ ምምናው ኣብያትኒ ኣለኩም ከምዚ ከማይ?*

  • @mussieyeabyo1635
    @mussieyeabyo1635 8 หลายเดือนก่อน +36

    መን ኣሎ ኣብ 2024 ዝስምዓ እስከ ላይክ ወቁጥለይ

  • @trustyourself9355
    @trustyourself9355 5 ปีที่แล้ว +43

    እዛ ደርፊ ዝተዘርግሐትላ ካብ ኤርትራ ወጽየ እና ክሰምዓ ከኣ ሕቡጭቡጭ ይብለኒ ምኽናቱ last night በዛ ደርፊ ጓይላ ሓዲረ ሰኑይ ን'ስደት ኣምሪሐ i miss you Erie 😭😭 24/06/2019

    • @selamselam7437
      @selamselam7437 4 ปีที่แล้ว +2

      Btami iyu zehzn

    • @robelmukur8982
      @robelmukur8982 ปีที่แล้ว

      @@selamselam7437 wji3yg4ye8

    • @RobelMukur
      @RobelMukur 6 หลายเดือนก่อน

      😊​@@selamselam7437

    • @SirakAfewerki
      @SirakAfewerki 5 หลายเดือนก่อน

      እዎይ ሓወይ ሕማቅ እንዲካ ደኣ ረኪብካ

    • @RobelMukur
      @RobelMukur 2 หลายเดือนก่อน

      ​@❤SirakAfewerki

  • @SemharEyob
    @SemharEyob 8 หลายเดือนก่อน +1

    Bravo Kalab wedey ጥዕምቲ ደርፉ❤

  • @alemhailay2423
    @alemhailay2423 7 ปีที่แล้ว +154

    ዋው ካብቶ አብዚ ሓዚ ዘለው ደረፍቲ ኤርትራዊያን ቅዳማይ እካ ንዓይ አነ ትግራወቲ ሓፍትካ እየ። አጀካ ብረትዓ ማዕርይ ♥ ♥

  • @wediereyy3109
    @wediereyy3109 4 ปีที่แล้ว +354

    መን ኣሎ ኣብ 2020 ዝሰምዓ ላይክ ከይገበረ ከይሓልፍ

    • @Ms-np7qd
      @Ms-np7qd 4 ปีที่แล้ว +3

      እዚእ ደኣ 2021 ከማን ክሰምዓ እየ

    • @intubintusman9863
      @intubintusman9863 4 ปีที่แล้ว +1

      Ane

    • @yosmh
      @yosmh 4 ปีที่แล้ว +2

      ንቀልኣብ፡ደኣ፡ሞ፡ንኩሉ፡ግዜ፡እንበር።ነዚ፡ጀግና፡እዚ፡ከማን፡እንዳዋሓዶ።

    • @ንፋራንመከራንጊዘደይምሃብ
      @ንፋራንመከራንጊዘደይምሃብ 4 ปีที่แล้ว +1

      Me. all the time 👋🏽🤜🏽🤛🏽😇

    • @saimonberhane748
      @saimonberhane748 4 ปีที่แล้ว

      Kkkkkkk tewali

  • @shewittekia294
    @shewittekia294 4 ปีที่แล้ว +44

    ያ ከሚዚ ከማይ ዛዓበደላ like ይግጨወኒ

  • @ድንግልሆይስደተኛዋንልጀሽ
    @ድንግልሆይስደተኛዋንልጀሽ 5 ปีที่แล้ว +51

    እርትራዎች ፍቅራችሁ ግብቶ በደም💃💃💃💃💃💃💃💃💝💝💝💝💝💝💝💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💟💟💟💟💟💟😍😍😍😍😍😍💟💟💟💟💟💟💟💟💟💟💟💟💟💟💟💟💟😍😍😍😍💟💓💓💓💓💓💓💓💓💓ጥግ ድርስ ውድድድድድ

    • @hassahahmad3015
      @hassahahmad3015 4 ปีที่แล้ว

      2020 bdhhdijdhe vfojdvdue trmdhgdke okokokokokkjok woeubx fhr

    • @ሩታጋልመቐለ
      @ሩታጋልመቐለ 3 ปีที่แล้ว +1

      @@hassahahmad3015 kkkkkkk🤔🤔😁😁😁😁

    • @Fthi366
      @Fthi366 2 ปีที่แล้ว

      @@ሩታጋልመቐለ ሁኮት ዝኾኑ ኣምሓራ ባእ ፍቕሪስ ብሓቂ ምስ ትጋሩ ኔሩ ኣበይ እሞ ሓሳዳት በዚሖም

    • @mekonnenbekurestion5824
      @mekonnenbekurestion5824 ปีที่แล้ว

      Thank you

  • @adelahmad4479
    @adelahmad4479 6 ปีที่แล้ว +112

    I'm from Sudan but I listen to the Ethiopia music and the Eritrean music because I love you all guys

  • @ሽመይኣይነግርንእምቢ
    @ሽመይኣይነግርንእምቢ 5 ปีที่แล้ว +286

    *መንኣሎ ነዛ ደርፊ ኣብ 2020 ዝሰምዒ ዘሎ*
    *ላይክ ሃቡ*

  • @vivilala9115
    @vivilala9115 7 ปีที่แล้ว +4

    ጽባቀ ፍልፍል ሰለሙናን ሃፍቲ ቀይሕ ባሕርን ብዝግባእ ተጠቂምካሉ ብጣዕሚ ንፋዕ & ዳይርክተር ደርፍታትካ ኩሉ ኬፍ ኣለዎ

  • @ribitv7679
    @ribitv7679 7 ปีที่แล้ว +5

    ዋውው ቃሌ ሓወይ ናይ ቅድም ደርፍታትካ ታይ ክወጾ ዚኣ ከኣሞ ማራ ክሊፓን ዜማኣን ማራ ደስ ትብል ኣጆኻ በርትዕ ካብና ዶ ምትብባዕ ደሊኻ ኣብ ቀጻሊ ካብዚ ንላዕሊ ንጽበ

  • @anaayoub100
    @anaayoub100 7 ปีที่แล้ว +117

    i am somali ilove eriteria

  • @senaittesfamichael3635
    @senaittesfamichael3635 2 ปีที่แล้ว

    ዋው ቃላብ እንታይ ደአ ሽኮሪናታት ትቀያይር ፌበን ሽኮር ቃላብ ሐወይ መዶሻ ከይፈግአካ ካካካካካካካ

  • @lloveeritreacountry9420
    @lloveeritreacountry9420 7 ปีที่แล้ว +7

    ናይ ብሓቂ ደርፊ ዕዋላ ጥራይ ክደርፎ ኣለዎ ቀልአብ ሽኮር

  • @timomessa7743
    @timomessa7743 7 ปีที่แล้ว +93

    ብጣዕሚ ደስ ትብል ደርፊ ቃልኣብ ፡ ካብ ኩሉ ደስ ዝብለኒ ናትካ ድሕሪ ብዙሕ እዋናት ስለ ትዝርግሕ'ዩ ፡ እዚ ንስካ ትጥቀመሉ ማራ ደስ ዝብል'ዩ ምክንያቱ ከይጠፍኡ ወይ ከይሰኣኑ ዝፈርሑ ክመስሉ ኣብ ጸጽባሕ ኣልቡም ዘሕትሙ ውሑዳት ኣይኮኑን ፡ እኩል ግዜ ሂብካ ምስራሕ'ዩ ዘዕውት ብጣዕሚ ጽቡቅ ናይ ብሓቂ ጅግና ፡ ይበል ክሊፕ ይበል ድምጺ ፡ ኣጆካ ቀጽል ቃልኣብ ናይ ብሓቂ ኣድኒቀካ ፡ ፌቡ ሽኮር ከኣ መሪጽካ ንክሊፕ

    • @yafetfitsum7871
      @yafetfitsum7871 7 ปีที่แล้ว +1

      Timo Messa btami belih eti ab resey znber hasabat kelixayo keytrfka beka comment mexhaf gedifeyo alku beka

    • @beilulberhe9108
      @beilulberhe9108 7 ปีที่แล้ว +1

      Людмила Кудрявцева

    • @abelimitless
      @abelimitless 7 ปีที่แล้ว +1

      Timo Messa hahaha ata bezike tzawer dika timo arki Henry 😂

    • @timomessa7743
      @timomessa7743 7 ปีที่แล้ว +1

      Abe Kibrom ክክክ ኣነ ዘይዛወሮ ቦታ ዘየለ ፡ ኣብ ኩሉ ኣለኩ ከም ጻዕዳ ሽጉርቲ ክክክክ

    • @totomykato2839
      @totomykato2839 7 ปีที่แล้ว

      Timo Messa wedi kenya nay deki ahadu gerkaya ember kaliab dea men derafay ma belo dkum nay dkumat

  • @ftsumhdray2135
    @ftsumhdray2135 7 ปีที่แล้ว +8

    Wwwwwwwwwww ቃሊ ሽኮር ገለዓይነት ሙዚክ ኣጆካ ተታባተብ

  • @sunduscabdi7098
    @sunduscabdi7098 7 ปีที่แล้ว +69

    I am from Somalia I like music Eritrea East Africa,

  • @freykeshi9826
    @freykeshi9826 5 ปีที่แล้ว +2

    ቃሉየ ገረሚ ሰብ ሕማቕ ዝባሃል ዘይብሉ ትሮፎ ፅብቕ ብፍላይ ኣነዶ እዝይ ይፍደ ዝብል ሰላምኩም ይብዛሕ ኤርትራውያን

  • @gjwehliye4416
    @gjwehliye4416 7 ปีที่แล้ว +56

    AM Kenyan- somali.... I love Eritrean songs and it's people. Viva Eritrea.

  • @ykigash1669
    @ykigash1669 7 ปีที่แล้ว +10

    wawww eza derfi semia mxigab sieneya tehatni
    tehatni hito kemey ele
    kmiles kelil meas koynu
    ✔✔✔✔✔✔✔✔✔✔
    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
    etom bdihrey txihfu kea
    like gberley

    • @fishmahari7141
      @fishmahari7141 7 ปีที่แล้ว

      Jgna btami des tbl derfi ketsilo

    • @RobelMukur
      @RobelMukur 3 หลายเดือนก่อน

      ​@😢fishmahari7141

  • @gebrittewelde5183
    @gebrittewelde5183 7 ปีที่แล้ว +10

    ቃሌ ኣታ ኣምበሳ በርትዕ ኣጆዃ ጠፊካና
    ዋይዚ ግዜ ክሓስም ናይ ባሓቂ ደስ ተብል
    ስራሓት ይበል ቀላኣብ ኣጆዃ በርትዓልና
    እንቋዕ ብድሓን መጻካና ሰይ ሰይ ቸብቸብ
    ሰቀጥቀጥ

  • @medaabrha1965
    @medaabrha1965 7 ปีที่แล้ว +30

    ሰሚዒካ ዘይትጽገብ ደርፊ ፡ኣርኢካና ግጥሚ ዚማኣ ፡ክሊባ ጽቡቅ ስራሕ 100%

  • @Tomas-tk7ye
    @Tomas-tk7ye 7 ปีที่แล้ว +2

    ናይ በሓቂ ቃላኣብ ኣንበሳው መሬትና ኩሉ ኣላሊካና ደስ ዘብል ስራሕ

  • @ishqifreeman5117
    @ishqifreeman5117 7 ปีที่แล้ว +36

    I am from Somalia i like Eretrian Songs 😍

  • @Amaanmoha
    @Amaanmoha 7 ปีที่แล้ว +101

    From Somalia love Ertrean pple❤

    • @berhanemehari8215
      @berhanemehari8215 3 ปีที่แล้ว

      We love you too Somalia 🇸🇴

    • @robelmukur8982
      @robelmukur8982 ปีที่แล้ว

      @@berhanemehari8215 😀👋

    • @RobelMukur
      @RobelMukur 2 หลายเดือนก่อน

      ​❤@@robelmukur8982

    • @RobelMukur
      @RobelMukur 2 หลายเดือนก่อน

      ​@@robelmukur8982❤

    • @RobelMukur
      @RobelMukur 2 หลายเดือนก่อน

      😮😢

  • @ኣቱምሰባትመንነተይባዘብህ
    @ኣቱምሰባትመንነተይባዘብህ 7 ปีที่แล้ว +7

    በዛ ደርፊ ክዓብድ ደልየ ምስቲ ንቃላብ ዝፈትዎ ዝነበርኩ ተደሚሩ ዕብድድድ ኢለ ኣበይ ነርካ ቃላብ ጅግና ብእልፊ ፋራታት ደረፍቲ ኽንሰምዕ የእዛንና ኣድማ ተቃውሞ ካብዝገብር ናብ ምጽማም በጽሒና ነርና ሕጂ ግን ሳላካ ናይ ብዙሓት ሰባት የእዛን ፈውስካ ኣለካ thnx

  • @ROTES1991
    @ROTES1991 5 ปีที่แล้ว +347

    መን ኣሎ ካብ ትወጽእ ክሳብ ሕጅ ዘይመነዋ

  • @መንደላይ-ፀ7ቀ
    @መንደላይ-ፀ7ቀ 2 ปีที่แล้ว +6

    መጠን ናይ ፍቅርካ እባ ግለጸለይ ክትፈልጢ ደሊኺ ዓቀን ናይ ፊትወተይ (መልሲ'ዶ ቀሊል'ዩ) 2
    ኣብ ከምዚ ኣጋጣሚ ክትምልስ ምሕሳብሲ
    (ሕልሚ'ዩ ትሕልሚ )2
    ንገረኒ ትብሊ ጫፍ ናተይ ፍቅሪ ምቁጻር ዶ ይክኣል ሕጻ ገምገም ባሕሪ
    ንገረኒ ትብሊ ጫፍ ናተይ ፍቅሪይ ፍቀድዮ ቅድም ከዋክብቲ ሰማይ ሃ ሃ ሃ ኡ ኡ****
    ረዚን ሕቶ ኣልዕልኪ ባ ኣይተዋጥርኒ ተግባረይ ሪኢኺ ባዕልኺ ምዘኒ ምግላጽ ዶ ቀሊል'ዩ ኣብ ልብኻዘሎ ብእውነት ከቢድ'ዩ ፍጽም ነይክእሎ ልሳነይ ስቅ ተበለ እንተ ዘይተዛረብኩ ኣብቲ ውሽጠይ ዘሎ ምግላጽ ተስኣንኩ ዓይነይ ጠምቲ እሞ ልበይ ኣንብብዮ ቃላተይ ንምስማዕ ሕቶ ግደፍዮ ግደፊ ** ግደፊ *** ኣኣኣኣይ
    ትሓትኒ ሕቶ ከመይ ኢለ ክምልስ ቀሊል መዓስ ኮይኑ መልሰይ ኣብ ውሽጠይ'ዩ ፍቅሪ ብሽፍኑ ካንበቃ ኣኺልዎ ብዘይ ገለ ዝርዝር ፍቅሪ'ያ ታመልሲ ሕቶ ባ ኣይተውሕዚ ፍቅሪ'ያ ታመልሲ ትንታነ ዘይብላ በቃ ኣብኣንከላ ኣ***
    (ካንዶ የ)
    (ካንዶ የ)
    ቀሊል ዶ ገይርክዮ ካንዶየ ይክእሎ ዶሞእልኪ ካንዶየ
    እቲ ኣብ ውሽጠይ ዘሎ ካንዶየ ትብልኒ ከኣሎ ካንዶየ በቃ ምፍቃር ዓቅመይ ይክእሎ
    ትሓትኒ ሕቶ ከመይ ኢለ ክምልስ ቀሊል መዓስ ኮይኑ መልሰይ ኣብ ውሽጠይ'ዩ ፍቅሪ ብሽፍኑ ካንበቃ ኣኪልዎ ብዘይ ገለ ዝርዝር ፍቅሪ'ያ ታመልሲ ሕቶ ባ ኣይተውሕዚ ፍቅሪ'ያ ታመልሲ ትንታነ ዘይብላ በቃ ኣብኣንከላ (ካንዶየ)2 (ካንደ)2
    ቀሊል ዶ ገይርክዮ ካንዶየ ይክእሎ ዶሞእልኪ ካንዶየ እቲ ኣብ ውሽጠይ ዘሎ ካንዶየ ትብልኒ ክኣሎ ፍቅረየ በቃ ምፍቃር ዓቅመይ ይክእሎ
    (ካንዶየ)2
    (ካንደ)2
    ቀሊል ዶ ገይርክዮ ካንዶየ ይክእሎ ዶሞእልኪ ካንዶየ እቲ ኣብ ውሽጠይ ዘሎ ካንዶየ ትብልኒ ከኣሎ ካንዶየ በቃ ምፍቃር ዓቅመይ ይኸእሎ።

  • @jeywow
    @jeywow 7 ปีที่แล้ว +219

    i love you Eritrean somaliland Hargeysa i was in your country 1 month and you treat me like king i love you so much

  • @senaysemere7717
    @senaysemere7717 7 ปีที่แล้ว +23

    ብጣዕሚ ጽብቕቲ ደርፊ ቀሌ ነብሲ ብፍላይ ብፍላይ ኣመራርጻ ቦታታትን ማለት { clip } & ኣመራርጻ ጓልን አንታይ ክወጾ ተባዕታይ ተባዕታይ ።

  • @kubromkobra5579
    @kubromkobra5579 7 ปีที่แล้ว +132

    ቃሉ ቃሉ ጥዑም ድሙጹ
    ሰይይይ ኣክሪዒካኒ ናይ
    ምቅናያ ክንቃዘዘየላ ኢና
    Like ካኣ እሞ ንኩልና
    ምቁራት ምስ ኩልና
    ይንበር እወ ፍቅሪ
    ❤️❤️

  • @bizubuzy
    @bizubuzy 7 ปีที่แล้ว +68

    *Best of ቃሌ 🎶👍🏼🎸👍🏼🎹👍🏼🎺👍🏼🎻👍🏼🎤👍🏼 ህድኣት ዝዓሰላ ደርፊ! ብፍላይ ከኣ ከእለት director & cameraman ዝተራእየላ! ማይናሰ! ድንቂ ስራሕ*

    • @star___YMN
      @star___YMN 7 ปีที่แล้ว +4

      bizu buzy 😍😘

    • @bizubuzy
      @bizubuzy 7 ปีที่แล้ว +3

      ik Hou van je schatje t&k ik 😍😘😍😘😍😘

    • @milenueriye3189
      @milenueriye3189 7 ปีที่แล้ว

      Bizu Buzy kkķjķķjhfđkļ

    • @wedigrmay2016
      @wedigrmay2016 7 ปีที่แล้ว

      Bizu Buzy j

    • @ermiking5601
      @ermiking5601 6 ปีที่แล้ว

      Bizu Buzy

  • @zuzzzz8426
    @zuzzzz8426 5 ปีที่แล้ว +15

    eritrea is a very important country in the United states and is a very important country in the

  • @yusufmohamed6446
    @yusufmohamed6446 5 ปีที่แล้ว +73

    Eritrea is my second country
    I was in Asmara and people are welcomed us
    I have big respect for the people of Eritrea and their music 🇪🇷 ❤️🙏

  • @andualemfiseha4362
    @andualemfiseha4362 7 ปีที่แล้ว +88

    Am from ethiopia we love you our brothers eritrean

  • @abdihashim4269
    @abdihashim4269 7 ปีที่แล้ว +39

    I am ethiopian but always I listen for ertrien music shikor ertrien love u

  • @johnwedieritube4242
    @johnwedieritube4242 7 ปีที่แล้ว +8

    ቀሌ ወዲ እንቃዕ ብደሓን መፃእካ በዓል ጥዑም ድምፂ የእዛና መሕፀቢ ሰኢንና ዶንጊካና እንዲካ

  • @mercinegash8202
    @mercinegash8202 4 ปีที่แล้ว

    wawww abzi bahrna kief zelewo clip, amharu nezi iyom zidelyu zelewu Edl aynhabom eritrwian yehwatey🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @filitaban6481
    @filitaban6481 7 ปีที่แล้ว +2

    ሰይሰይይይይ ቀልኣብ መግለጺ የብላንእ ምንኣድእ ኣይ ይድሌካንእ ቀልኣብ ጅግና ኢካ በጃኩም ከምዚ ደርፉ ዋላ ይሕጸር ይንዋሓ ክንሰምዕ እዞም ናይ ሕጂ እዝንና ይዑሩፉዎ

  • @teklesesenbettadese3987
    @teklesesenbettadese3987 7 ปีที่แล้ว +21

    ነሽ ነሽ የለ ዎላ መቀለ።
    ንሕና ብንሕና ሓባይብ።

    • @raskeisar4049
      @raskeisar4049 7 ปีที่แล้ว +1

      Teklesesenbet Tadese
      ገለዶ ሞይቱ አይኸውንን እዚ ቆንዳፍ

    • @mkmz7
      @mkmz7 7 ปีที่แล้ว

      hmaq zereba eba aytzarebu brukat. nsu yihayish kabakum, kalie teterefes xbuq zereba ekua yizareb.

  • @ጋልትግራይብሲ
    @ጋልትግራይብሲ 7 ปีที่แล้ว +40

    እዋይ ከም ገለ ዝበለት ሙዝቃ ሰምዕካ ዘይትሙኖ ኣይዘካ እስከ ቀፅለሉ ሰላምክም ይብዛሕ ደቂ ኣርየ

    • @immanuelnafkot5644
      @immanuelnafkot5644 7 ปีที่แล้ว

      Besrat Ethio Amen ahbiruu shkorina Haftey 😘✌

    • @sem5172
      @sem5172 7 ปีที่แล้ว

      Besrat Ethio ati shikor tium zereba

    • @Mulue-lf6kv
      @Mulue-lf6kv 7 ปีที่แล้ว

      Kaley wedi mesilo so nic song

    • @divora5839
      @divora5839 7 ปีที่แล้ว

      Besrat Ethio ኣሜን ምቅርተይ ኣሕዋትና ደቂ ኢትዬ ከማን ሰላምኩም ብዝሕ ይበል

  • @ሰበይቲሳሚወዲሹቅ
    @ሰበይቲሳሚወዲሹቅ 7 ปีที่แล้ว +25

    eway eza wedi kem gele aynet mehmem eya ። ልበይ ሸለውለው ኣብልካያ ታይ ክትረክብ! i

  • @samrawityegetrlij8411
    @samrawityegetrlij8411 6 ปีที่แล้ว +5

    Effff ደጋጊመ ሰሚዐ ዘይመንዋ ደርፊ እያ😍😍😍😍

  • @muluyewedichafa4707
    @muluyewedichafa4707 7 ปีที่แล้ว +20

    I'm from Ethiopian i really i like this music and him💞💞💞💞💞💞💞

  • @lionelmessi-vz8kp
    @lionelmessi-vz8kp 7 ปีที่แล้ว +80

    I come from Afghanistan and I hear this music every day so I like this music.

  • @ቤቲሀበሻ-ሠ3ቨ
    @ቤቲሀበሻ-ሠ3ቨ 7 ปีที่แล้ว +125

    እኔስ ምን አባቴ ልሁንላችሁ....።እንዴው ስወዳችሁ .....ስወዳችሁ ..
    ፍንድት .ትርትር.ብትን ልበልላችሁ በቃ ደስ ያላችሁን

    • @selemawidelayselam8027
      @selemawidelayselam8027 7 ปีที่แล้ว

      B ነኝ የ A አፋቃሪ engam betam enwedish alen fkr yashenfal

    • @ተዋህዶእምነተይ-ኘ9ዠ
      @ተዋህዶእምነተይ-ኘ9ዠ 7 ปีที่แล้ว +2

      B ነኝ የ A አፋቃሪ ,waww you are so sweet I hope all people will be as you 😍🇪🇹🇪🇷

    • @yoelel3826
      @yoelel3826 7 ปีที่แล้ว +2

      [Amine Security youtube] hi ዒጎ

    • @yohannesaraya9664
      @yohannesaraya9664 7 ปีที่แล้ว +1

      ቤቲ ሀበሻ telateshi fendet beten yebel 🍟🍔

    • @ቤቲሀበሻ-ሠ3ቨ
      @ቤቲሀበሻ-ሠ3ቨ 7 ปีที่แล้ว +4

      +Yohannes Araya አሜን ግን ምን ላርግ ስወዳቸው እኮ ምን አባቴ ልሁን የኤርትራን ህዝብ ባገኛቸው ሁሉንም አስፈርም ነበር አይኔ ላይ ጉንጨ ግንባሬ እጄ ወ.ዘ.ተ.......

  • @ሜሲኩሉግዜጎልየእቱኣነካኣ
    @ሜሲኩሉግዜጎልየእቱኣነካኣ 7 ปีที่แล้ว +4

    ቀላኣብ ባዓል ሱሑል ድምጺ ያ ስካ ዳኣ ዋላ ንግሆ ንግሆ ምጻና ዉዱእ ስራሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አቲ ሉእል ፈጣሪ ሶ ኣይትትፋኣና ኢካ በዞም ኣብዘይ ሞዮኦም ዝሕንቡሱ ዘለዉ ተዋሪድና ኣለና ኣይኮነን አንተ ጠፊካ ዋላ ኣነ ደርፊ ከውጽእ አየ ሶ ይሕዋት ላይክ ኣይንውሕደሉ ናዓይ ካኣ አንተ ጢዕምኩም ልኪም ኣቡልኒ

    • @yordanosabed8850
      @yordanosabed8850 7 ปีที่แล้ว

      i Love you mom ናይ ቢሓቂ ተጸሊል ንማዓቲ 5 ግዝየ እየ ዝሰሚዓ መይተላ
      እዛ ደርፍ ቀቲላትኒ ንዓይስ

  • @natnaelgirmay2860
    @natnaelgirmay2860 2 ปีที่แล้ว

    ክክክክክክክ ክገርመኩም ደርፊ ምስማ ገዲፍዮ አየ ኒር ንዛ ደርፊ ምስ ሰማኩ ግን ተመሊስ ቀልኣብ ሱሕል ጎርሮ ሽሕ ኣንትይ ከውጾ 1000000

  • @highlife8100
    @highlife8100 7 ปีที่แล้ว

    መን ኣሎ ከማካ ምሉ ብኩሉ ደስ ትብል ኩሉንትናኣ ካብ'ታ ደርፍይ ጀሚርካ ከሳብ'ታ ኪሊቭ እቲ ቦታ ኣከዳድና መግለጺ ዘይብላ ኣይ ትሳኣን ቃልኣብ ወዲ ሕጂ ወን ብካልእ ስእራሕ ከንጽበ ኢና ኣይትሳኣን እስከ ኣስመዓና ካብዚ ዝጥዕም ኣጆካ ኣብ ቀጻሊ

  • @sarahana7929
    @sarahana7929 6 ปีที่แล้ว +7

    Am from Ethiopian Addiss Abeba but Love u so mach Eritrean ppl nd music big respact♥

  • @azmiethiopiawetngnazmietih1374
    @azmiethiopiawetngnazmietih1374 7 ปีที่แล้ว +64

    ያ ባሓቂይ እዝይ ወድይ ማራ ድየ ዝፈትዎ ከፍ አለካ ታሓትኒ ሕቶ እንታይ ኢለ ክምልስ ማዓዝ ቀልል ኮይኑ ውስጤ ነው ይህ ሙዝቃ አባ ምችት ድልት ይበላቹሁ ኤርትራውያን ጥሎብኝ ስወዳቹሁ እኮ i love you ሙጭጭ

  • @etsegenetdessale5577
    @etsegenetdessale5577 7 ปีที่แล้ว +121

    Am ethiopian but i lov ertreaan music wow💝💝💝💝💝💝

  • @dreamdoit9434
    @dreamdoit9434 4 ปีที่แล้ว +10

    Stop asking who's still listening in 2020, we never stopped listening ..

  • @jhonokbay2217
    @jhonokbay2217 7 ปีที่แล้ว +10

    i am from ethiopia.and i love eri musics specially zis song will aprove my memories....
    nice job mr kalab

  • @ጋልዞምወየንቲተጋሩ
    @ጋልዞምወየንቲተጋሩ 3 ปีที่แล้ว +59

    መን ኣሎ ኣብ 2021 ዝስምዓ እስከ ላይክ ወቁጥለይ🥰🥰🥰 💊💊👈

    • @hanatekle1060
      @hanatekle1060 3 ปีที่แล้ว

    • @Fthi366
      @Fthi366 2 ปีที่แล้ว +4

      ነዓኺ ዘይኮነ ንመን ጓል ትግራይ ምርጥየ

    • @robelmukur8982
      @robelmukur8982 ปีที่แล้ว +1

      @@Fthi366 🇪🇷💪

    • @robelmukur8982
      @robelmukur8982 ปีที่แล้ว

      @@hanatekle1060 esvjsjsw9

    • @Shewityemaneyemane
      @Shewityemaneyemane 16 วันที่ผ่านมา +1

      ኣነ🥰🥰🇪🇷

  • @mussietn1966
    @mussietn1966 8 หลายเดือนก่อน +9

    2024 ዝሰማዕካያ ፡ ካንዶ like ከይገበርካ ክትሓልፍ'ልካ 😂🔥

    • @RobelMukur
      @RobelMukur 3 หลายเดือนก่อน

      2025😅

  • @berekettesfay3316
    @berekettesfay3316 7 ปีที่แล้ว

    Wawwww btami Shikor
    Zkonet derfi bflay klib mara Mesatit kalab & fiabu Shikorinatat

  • @johnbeyene9309
    @johnbeyene9309 6 ปีที่แล้ว +3

    ቃል ኣብ ፍትውትውየ ዘብለካ ቀጵለሉ ኩርዓትና

  • @apdullahicarab2461
    @apdullahicarab2461 6 ปีที่แล้ว +14

    From Somalia love you our brothers Eritrea

  • @janodoondoon1458
    @janodoondoon1458 4 ปีที่แล้ว +11

    Iam From Somaliland I like this song 💥💥💥💥

  • @yordanosandetsion5932
    @yordanosandetsion5932 4 ปีที่แล้ว +3

    remaining Asmara 2017 with my sister we enjoyed this song I love eru shikor eruyayyyy 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷I miss you so much ❤❤❤❤❤

  • @meashotsegay5724
    @meashotsegay5724 3 ปีที่แล้ว

    ቃልኣብ ዝገርም ግጥሚ ዜማ ኣወሃህዳ ቃላት ኣድናቂካ እየ ዳግማይ ኣብርሽ እኮ ኢካ

  • @teshalegebre3975
    @teshalegebre3975 7 ปีที่แล้ว

    ዋው ቃልየ ብጣዕሚ ጽቡቅ
    ቀጽሎ ግጥምን ዜማን ክሊብን ተወሃሂደን ገለ ዓይነት መጸለል ከምዚ ክትደግመና
    ንጽበ thanks

  • @kristiina882
    @kristiina882 7 ปีที่แล้ว +147

    Swedish girl passing by!👋 Interesting song (:

    • @ilivetomyself3526
      @ilivetomyself3526 7 ปีที่แล้ว +1

      Kristiina savolainer, kan du höra Tigrinja musik? eller är din lust det?

    • @kristiina882
      @kristiina882 7 ปีที่แล้ว

      +AKBIT KFLAY Fick bara för mig att lyssna (:

    • @Jordan-xg4pn
      @Jordan-xg4pn 7 ปีที่แล้ว

      Kristiina Savolainen Eritrean född och uppväxt i Sverige här! Vad tyckte du då? Personligen är jag här bara för videon

    • @eritreainna7213
      @eritreainna7213 7 ปีที่แล้ว

      Kristiina Savolainen 😂🖐🏾 Bra Bitch

    • @habtilawelday2223
      @habtilawelday2223 7 ปีที่แล้ว +3

      Kristiina Savolainen ya thanks Sweden is our country too you just treat as wonderful

  • @Somalis
    @Somalis 6 ปีที่แล้ว +20

    I love that song🔥 But I am understand all the way From 🇸🇴

  • @gsmramzi211
    @gsmramzi211 7 ปีที่แล้ว +33

    ትርጉሙን በለውቀውም I Love you 2💕💘 ጉረጊ ነኝ አንድ ምንሆንበት ቀን ነፈቀኝ 😢😢

    • @yfdvygcb6778
      @yfdvygcb6778 6 ปีที่แล้ว

      ማረ

    • @erifirst6132
      @erifirst6132 6 ปีที่แล้ว +1

      Anchi ayha mechem and anhonm anchi ye buda tenqay zer stalmu tneralachu enji mechem mechem and anhonem yonem anawqm kernafat sheyetti hager gaeyaat

    • @zahrasileshe3174
      @zahrasileshe3174 4 ปีที่แล้ว

      @@erifirst6132 😎ያው ሆነን

    • @mahlit1238
      @mahlit1238 4 ปีที่แล้ว

      @@Teslomi ማር ውድድድድ

    • @millionwelday3164
      @millionwelday3164 2 ปีที่แล้ว

      A

  • @sarahaile7620
    @sarahaile7620 7 ปีที่แล้ว

    Betami beleseti serahr seriheka,kabe kulu eti kelpie merusate botatate betami dese zebele eu keselo👏🏼👏🏼👏🏼

  • @sanmiguel7339
    @sanmiguel7339 7 ปีที่แล้ว +1

    I'm ethiopian I like eritrean music zbla zelewa neta derfi aykonan fetiyen eti bahri Eu awenawinwen dhar dma ezen Agame b gudlet chew gurungrit kihama ms jemera b zaeba bahri kihalma jemiren

    • @AdulisKing
      @AdulisKing 7 ปีที่แล้ว

      kudus ሚኪኤል not wise to assume hawey. what's there not to love about our/Eri music? I know for a fact many Ethiopian friends I know love the music. doesn't always have to be political. just my 2 cents.

  • @ሓውኩምነሽነሽ
    @ሓውኩምነሽነሽ 7 ปีที่แล้ว +417

    እዋይ ደርፊ ማሌት ምስ ብቕዓት ድምጺ ኩሉ ነገራ እንታይ ክነውጻላ ። like

    • @samrigalasmeraeritrean7818
      @samrigalasmeraeritrean7818 7 ปีที่แล้ว +14

      ነሽነሽ ተስፈኣለም neshenshe sele zeftweka like eba habeni asli

    • @ሓውኩምነሽነሽ
      @ሓውኩምነሽነሽ 7 ปีที่แล้ว +1

      asmera shekor thank you kab lbi

    • @LuhMo1
      @LuhMo1 7 ปีที่แล้ว +2

      ነሽነሽ ተስፈኣለም @ Dr

    • @naomimillion7323
      @naomimillion7323 7 ปีที่แล้ว +1

      sekit eski isika ata kem gele aynet

    • @shamtemesgen8947
      @shamtemesgen8947 7 ปีที่แล้ว

      ነሽነሽ ሾው ATA sheytan ab zkedkwo dika txenh

  • @Edine12
    @Edine12 5 ปีที่แล้ว +27

    I am From Sudan I love Eritrea and Ethiopia and Somalia ❤️❤️❤️

    • @salambirhane8703
      @salambirhane8703 5 ปีที่แล้ว +2

      We love you too so much

    • @Edine12
      @Edine12 5 ปีที่แล้ว +3

      @@salambirhane8703 Thank you so much

    • @robelmukur8982
      @robelmukur8982 ปีที่แล้ว

      @@Edine12 gh fu

    • @RobelMukur
      @RobelMukur 17 วันที่ผ่านมา

      😢​@@robelmukur8982

  • @yellowone7888
    @yellowone7888 7 ปีที่แล้ว +78

    I me frome Ethiopia llove you Eritrean muzeke

    • @themars5452
      @themars5452 7 ปีที่แล้ว

      Yellow One I respect you.Thank you

    • @shewitefrem744
      @shewitefrem744 7 ปีที่แล้ว +5

      Yellow One we love you too bro

    • @gabrijosap8405
      @gabrijosap8405 7 ปีที่แล้ว +3

      +ደስታ ልበይ 100 ዮኒ ወዲ ሰራየ ጻዕዳ Hi

    • @salehibrahim1637
      @salehibrahim1637 7 ปีที่แล้ว +2

      ja, jetzt findest du der lustig Mann hier. schrieb mir einfach.

    • @welduweldu8628
      @welduweldu8628 7 ปีที่แล้ว +3

      Yellow One we love u too

  • @طهابورضوان-ق1ج
    @طهابورضوان-ق1ج ปีที่แล้ว

    اخبكم من السودان أنا الشعب الاريتري و الاغاني الاريترية احبكم في الله اشقائي

  • @josylovemsgna5913
    @josylovemsgna5913 7 ปีที่แล้ว +50

    I am from ethiopia I love eritrean music and eritrean people one love this music is amazing #like kea ahfs abilkum

    • @ሙኩሕይሕሰሞ
      @ሙኩሕይሕሰሞ 7 ปีที่แล้ว +1

      Josylove msgna we love you too Ethio people ❤

    • @yoelel3826
      @yoelel3826 7 ปีที่แล้ว

      ‘ one love’ ??? Your Oromo brother laughing st your looking his Amhara brother

    • @yohanblake2769
      @yohanblake2769 6 ปีที่แล้ว

      yoel el anti peace xere tigrigna xere christina eka hrr bel ember ethiopiawyan yehwatna yom hade hzbi ena dob tray u zfelena nskum eka zeytfeltwom enkelekum arab ena tblu alekum nhna gday b kulu negeratna hade

  • @deeeeeep666
    @deeeeeep666 7 ปีที่แล้ว +35

    I don't know what he is saying but I like the song an the girl is very pretty. I like Eritrean music.

  • @kalMHe
    @kalMHe 7 ปีที่แล้ว +10

    I can not stop listening this song ...I got addicted to it ...I love the lyrics and the melody ...God it's so smooth ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @joccfeature3206
    @joccfeature3206 7 ปีที่แล้ว +8

    I'm from Eritrea and love Eritrean music Eritrean people culture
    Generally I love the ppl who love me who respect me nothing else

  • @samihadsh2363
    @samihadsh2363 ปีที่แล้ว

    ኣታ ቃልኣብ ትንፋስካ ብጣዕሚ ተቆፃፂርካዮ 🤔

  • @bisharGellowMahad
    @bisharGellowMahad ปีที่แล้ว +4

    Love from kenya..we somali love Eritrea song

  • @salmaibrahim2416
    @salmaibrahim2416 7 ปีที่แล้ว +4

    Everything is beautiful..good job 🇪🇷❤️😘i cant stop listening to the song and watching our beautiful 🇪🇷

  • @selinagomez8498
    @selinagomez8498 7 ปีที่แล้ว +8

    Btami nic music deki Eritrea shkorat ayni abaykum ydefen i love you

  • @mebtomhabtom3959
    @mebtomhabtom3959 7 ปีที่แล้ว +12

    እንታይ ሞ እ ዛ like 1 እንዶ ኾይና
    well done !

  • @wedishaebya3269
    @wedishaebya3269 6 ปีที่แล้ว

    Iam from moroko I lave eritrea music &I lave you this song I listen again &again

  • @tsgabtesfagabr867
    @tsgabtesfagabr867 7 ปีที่แล้ว

    ቀልየ ኣበይ ተሰዊርካ ጸኒሕካ እንካዕ ብዳሓን መጻእካ

  • @amhatameremariam8286
    @amhatameremariam8286 5 ปีที่แล้ว +18

    i love this Man, he has an amazing and unique voice , here in addis currently i hv friends who came from asmera . they makes me to love ertirean peoples, am improving tigirigna . the only thing am begging to GOD, to keep this peace Forever. Every Ethiopians Loves Ertrians , they will always stay in our Heart z Ertirian Habesha peoples. Boold Brothers

  • @MaicoRecords
    @MaicoRecords 7 ปีที่แล้ว +97

    Let the great music keep them coming ሩሑስ ሓድሽ ዓመት ንኹሉ ኣፍቃሪ ሙዚቃ ካብ ማይኮ ረከርድስ

  • @dejenhagos1223
    @dejenhagos1223 7 ปีที่แล้ว +48

    ቃሊየ ወለሎ ኣታ ከማካስ 5% ሚኢታዊት እዮም ዘለዉ ካብዞም ደረፍቲ ናይ ሕጂ ንስካ ግን ብዘይ ምግናን 96.9% ንላዕሊ ኢካ እስከ በሉ ነታባብዓዮ ካብዚ ንላዕሊ ንክሰርሕ Like Comment ኣነውሕደሉ ኣቅሱኑኒ እስከ ያ ጃምዓ።❤️🤘🏽✅

  • @smsdreamsemere1971
    @smsdreamsemere1971 7 ปีที่แล้ว

    ኣታ ቃሌ ያ ማራ ጠፊአሸካ፡፡እዛ ሓዳስ ዜማ ፅብቅቲ 'ያ ቀፅለሉ፡፡

  • @brhaneshishay9205
    @brhaneshishay9205 6 ปีที่แล้ว +7

    አረ ይህ ሙዚቃ መቸ ነው ምጠግበው ጋዶች//// ባክህ ጎንደር Gonder ጋብዠህ አለሁ (ካሌብ)

  • @tomasmehegoseyyy659
    @tomasmehegoseyyy659 7 ปีที่แล้ว +7

    ውህደት ሙዝቃ ምስ'ቲ ጥዑም ድምጹ ገለ ዓይነት ደርፊ።

  • @natiln2259
    @natiln2259 7 ปีที่แล้ว +14

    ጽቡቅ ክሊፕ ሪና ዝበለጸት ናይ 2017 ሂበያ ኣለኩ

  • @SemereEriChannel
    @SemereEriChannel 7 ปีที่แล้ว +126

    I m from Ethiopia but i love Eritrea music and poeple nicc song

    • @apttyqimit9289
      @apttyqimit9289 7 ปีที่แล้ว

      Keep up

    • @hermontsegai4777
      @hermontsegai4777 7 ปีที่แล้ว

      mstir fikri hasawi Eritreawi kemukanka bshmka flitnaka mistir fikri embar b amarna eyu

    • @zarenege5036
      @zarenege5036 7 ปีที่แล้ว

      Ant amhar you are not Ethiopia old name

    • @SemereEriChannel
      @SemereEriChannel 7 ปีที่แล้ว

      Hermon Tsegai ane tigrina ye zzareb

    • @SemereEriChannel
      @SemereEriChannel 7 ปีที่แล้ว

      Zare Nege what do you mean?

  • @rabababamrabababam5500
    @rabababamrabababam5500 6 ปีที่แล้ว

    Hlmi eyu ati hlmi kbl kelo wawwww abau zelo taemi andi hqo nayza derfi eya nice good job

  • @abrahamafewerkiaraya699
    @abrahamafewerkiaraya699 5 ปีที่แล้ว

    እዋይ ቃላብ ሓወይ መግለጺ ሲኢነሉ በቃ ዕድመ ጥዕንና ይምነ ኣጆካኣ ንጉስ ፎሮኦን

  • @rootpill
    @rootpill 6 ปีที่แล้ว +3

    Wow this is the best song ever and I love your song so much shikor smart man I😍 you 😘 from tirhas futwi Australia Melbourne my favorite song god bless you

  • @brhanegebreslase8366
    @brhanegebreslase8366 7 ปีที่แล้ว +6

    am Ethiopian i love Eritrea music especially Helen meles

  • @ስቕታሰማይ
    @ስቕታሰማይ 7 ปีที่แล้ว +56

    ቀልኣብ ብሓቂ ንሕና ውን ካን'ዶ' ነዚ youtube ሂወት ዝዘርኣሉ ተሳኢኑ ኢልና ኢና ኔርና ተስፋ ዘሪእካሉ ብሓንጨልጨል ልብና'ዩ ጠፊኡና ኔሩ ድሓን እቶ ንስካ ምስ ጡዑም ድምኻ መጺእካና እሞ ከኣ ብፉሉይ ቅዲን ብፉሉይ ህራምን ብሓቂ ይበል ውህደት እንታይ ክወጾ ቀጽሎ ።

  • @ቢቶወደድአብርሃብዓልመትከ
    @ቢቶወደድአብርሃብዓልመትከ 7 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ
    ምስቲ ተናፋቂ ቀይሕ ባሕሪ
    አጆኩም እስኪ ደቂ ቀይሕ ባሕሪ

  • @rezenehabtegerish8294
    @rezenehabtegerish8294 7 ปีที่แล้ว

    Kalab shikor bhaki nice music eza derfka tray zey kons kulu derftatka des eu zblni gna bzuh atrean eka

  • @after_mam_no_lief6758
    @after_mam_no_lief6758 7 ปีที่แล้ว +10

    ቀልብ ማለት ወርቂ ሰንሰልት ባዓል ጥዑም ድምጺ ገለ ዓይነት ደርፊ √√√√√√√√√√

    • @abebadesbele4633
      @abebadesbele4633 7 ปีที่แล้ว +6

      ገለ ዓይነት

    • @RobelMukur
      @RobelMukur 3 หลายเดือนก่อน

      ​@😢abebadesbele4633

    • @RobelMukur
      @RobelMukur 3 หลายเดือนก่อน

      😢

    • @RobelMukur
      @RobelMukur 3 หลายเดือนก่อน

      😢

    • @RobelMukur
      @RobelMukur 3 หลายเดือนก่อน

      😢