ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ምስዛ ደርፊ ብዙሕ ዘርዚርካ ዘይውዳእ ዝኽሪ ዩ ዘለኒ" ❤️
2023 ዝሰምዓ like ሃቡ እስኸ😢😢😢😢
Nay 2024❤ rgexu
ጽጌናይጽጌናይ መዓልቦ ንህቢተፈታዊተይ ሰሓቢት ቀልቢከም ልበይ ኮይንኪ እንተትርከቢጽጌናይ መዓልቦ ንህቢዓይኒ ፍንጃለይ ሰሓቢት ቀልቢከም ልበይ ኮይንኪ እንተትርከቢቀሊል'ዩ ኻልእ 'ታይ ዋጋ'ለዎፍቕርኺ ሰኒቐ ምበጻሕክዎከም ሰብ መጠን ኣብ ዓለም ከጋይጽከም ሰብ መጠን ክኽደን ክረግጽከም ሰብ መጠን ክበልዕ ክሰቲከም ሰብ መጠን ይምነ'የ ሃብቲእዚ'ውን ቀሊል'ዩ ኹሉ ጻዕሪ'ዩ ዋግኡፍቕርኺ ጥራይ'ዩ ከቢድ ኣምሳይኡፍቕርኺ'ዩ ዋጋ ዘይጥመትፍቕርኺ'ዩ ፍቓድኪ ዝሓትት ጽጌናይጽጌናይ ኩንለይ ግዳ ኣሰረይ መንገዳደረተይ ንእዳ'የኩንለይ ግዳ ንጹፈይ ሕሉበይወገነይ ሰበይ ኩንለይ ጽገናይ መለይጽጌናይ ኩንለይ ግዳ ልበይ ሰፈራፍቕረይ ድራራ'የኩንለይ ግዳ ኣልፋን ኦሜጋንናይ ግለይ ብርሃን ኩንለይ ጽገናይ መለይኣብቲ ኣነ ኣነ ዝኾነሉዓስቢ ጻዕረይ ሽመይ ዝደምቀሉማዕረ ማዕረይ ብስመይ ክትከብሪናተይ ኮይንኪ ኣብ ቤተይ ክትነብሪናትኪ ክኸውን ኣሃሃሃእቲ ናተይ ዝብሎ ኦሆይይይኣፍቃሪ ልበይ ጽጌናይ እደሀይ ኣሎጽጌናይ መዓልቦ ንህቢተፈታዊተይ ሰሓቢት ቀልቢከም ልበይ ኮይንኪ እንተትርከቢጽጌናይ መዓልቦ ንህቢዓይኒ ፍንጃለይ ሰሓቢት ቀልቢከም ልበይ ኮይንኪ እንተትርከቢቀሊል'ዩ ኻልእ 'ታይ ዋጋ'ለዎፍቕርኺ ሰኒቐ ምበጻሕክዎከም ሰብ መጠን ኣብ ዓለም ከጋይጽከም ሰብ መጠን ክኽደን ክረግጽከም ሰብ መጠን ክበልዕ ክሰቲከም ሰብ መጠን ይምነ'የ ሃብቲእዚ'ውን ቀሊል'ዩ ኹሉ ጻዕሪ'ዩ ዋግኡፍቕርኺ ጥራይ'ዩ ከቢድ ኣምሳይኡፍቕርኺ'ዩ ዋጋ ዘይጥመትፍቕርኺ'ዩ ፍቓድኪ ዝሓትት ጽጌናይጽጌናይ ኩንለይ ግዳ ኣሰረይ መንገዳደረተይ ንእዳ'የኩንለይ ግዳ ንጹፈይ ሕሉበይወገነይ ሰበይ ኩንለይ ጽገናይ መለይጽጌናይ ኩንለይ ግዳ ልበይ ሰፈራፍቕረይ ድራራ'የኩንለይ ግዳ ኣልፋን ኦሜጋንናይ ግለይ ብርሃን ኩንለይ ጽገናይ መለይኣብቲ ኣነ ኣነ ዝኾነሉዓስቢ ጻዕረይ ሽመይ ዝደምቀሉማዕረ ማዕረይ ብስመይ ክትከብሪናተይ ኮይንኪ ኣብ ቤተይ ክትነብሪናትኪ ክኸውን ኣሃሃሃእቲ ናተይ ዝብሎ ኦሆይይይኣፍቃሪ ልበይ ጽጌናይ ይደሀይ ኣሎኤ... ሀ...ጽጌናይ ናበይ ተቋምቲከም ልበይ ኩኒ 'ቲ ጽብቕቲዳናይ ከይከውን ሓላም ናይ ልቡዘፍቀረ ልበይ ሃብዮ ዓስቡእቲ'ኳ ቐደም ክንላለመዓንጣይ ገለ እንከይቋጸረልበይ ንዓኺ ምሰፍቀረከምኣ ኢሉ'ሎ ከይተቐየረሓሊመኪ እንድየ 'ቲ ወይናየዳእሊ ኹንኒ ጽጌናይብሂገኪ እንድየ 'ቲ ወይናየርኸብ በልኒ ጽጌናይጽጌናይ ተረድእኒ ሕራይ በልኒተሗቓቒፍና ንሕለፋ ዓለም 'ታይ ትርፋጽጌናይ ተረድእኒ ሕራይ በልኒተሗቓቒፍና ንሕለፋ ዓለም 'ታይ ትርፋኤ... ሀ...ጽጌናይ ናበይ ተቋምቲከም ልበይ ኩኒ 'ቲ ጽብቕቲዳናይ ከይከውን ሓላም ናይ ልቡዘፍቀረ ልበይ ሃብዮ ዓስቡእቲ'ኳ ቐደም ክንላለመዓንጣይ ገለ እንከይቋጸረልበይ ፍቕርኺ ምስ ኣሕደረከምኣ ኢሉ'ሎ ከይተቐየረሓሊመኪ እንድየ 'ቲ ወይናየዳእሊ ኹንኒ ጽጌናይተመንየኪ እንድየ 'ቲ ወይናየርኸብ በልኒ ጽጌናይጽጌናይ ተረድእኒሕራይ በልኒተሗቓቒፍና ንሕለፋዓለም 'ታይ ትርፋጽጌናይ ተረድእኒሕራይ በልኒተሗቓቒፍና ንሕለፋዓለም 'ታይ ትርፋ
ተስፋኣ መንእሰያት ኪሮሰይ love from wadi Maine 💜 Amlak edeman tenann yehabaka
እዋይ ግጥሚ ፖውውው 🔥ዝብሎ የለን ኪሮሰይ 💚♥
መዓር ፅጌናይ ዝኾነት ደርፊ 💚🖤ብናፍቖትካ'ምበር ክመውት'ለ ኪሮሠይ
Ata London keymexena hade mealtiy 😢 kiros abo hakiy
I Miss you እቲ ናይ ቀደም ኪሮስ
🗣️Still 😉 2024😢kiru♥️💙♥️💙
Who is in 2024😊. King Kiros 💙💙
ጸጌናይ🌻ጽጌናይ ማዓልቦ ንህቢተፍታዊተይ ሳሓቢት ቀልቢከም ልበይ ኮይንኪ ተትርከቢጽጌናይ ማዓልቦ ንህቢዓይኒ ፍንጃለይ ሳሓቢ ቀልቢከም ልበይ'ኮይንኪ ተትርከቢቀሊል'ዩ ካልእ እንታይ ዋጋ'ለዎፍቅርኪ ሰኒቀ ምበጽሓክዎከም ሰብ መጠን ኣብ ዓለም ከጋይጽከም ሰብ መጠን ክክደን ክርውግጽከም ሰብ መጠን ክበልዕ ክሰቲከም ሰብ መጠን ይምነ'የ ሃብቲእዚ'ዉን ቀሊል እዩ ኩሉ ጻዕሪ'ዩ ዋጉኡፍቅርኪ ጥራይ ከቢድ ኣምሳዩ'ኡፍቅርኪ'ዩ ዋጋ ዘይትመን ፍቅርኪ'ዩ ፍቃድኪ ዝሓትት ጽጌናይጽጌናይ ኩንለይ ግዳሰረይ መንገዳደረተይ ንእዳኩንለይ ግዳ ሕጽፈይሑሉበይ ወገነይ ሰበይኩንለይ'እስከ ነዓይ መለይጽጌናይ ኩንለይ ግዳልበይ ሰፈራ ፍቅረይ ድራራኩንለይ ግዳ ኣልፋን ኦመጋንናይ ግልደይ ኩንለይ'እስክድ ነዓይ መለይኣብቲ ኣነ ኣነ ዝኮነሉ ዓስቢ ጻዕረይ ስመይ ዝደምቀሉማዕረ ማዕረይ ብስመይ ክትከብሪናተይ ኮይንኪ ኣብ ቤተይ ክትነብሪናትኪ ክከዉን ኣሃሃይ እቲ ናተይ ዝብሎ ኦሆሆይኣፍቃሪ ልበይ ጽጌናይ ይደሀይ ኣሎ(2)∆አሀይ………..ጽጌናይ ናበይ ተቃምቲከም ልበይ ኩኒ ኣቲ ጽብቅቲዳህላይ ካይከዉን ዘፍቀረ ልበይ ሃብዮ ዓስቡ እቲ'ካ ቀደም ክንላለማዓንጣይ ገለ ካይቆጸረልበይ ናዓኪ መሰፍቀረከምኣ'ሉሎ ከይተቀየረሓሊመልኪ'ዲየ ኣቲ ወይናይጋህዲ ኩንኒ ጽጌናይቢሂገኪ'እንድየ ኣቲ ወይናይርከብ በልኒ ጽጌናይጽጌናይ ተረድእኒ ሐራይ በልኒተሓቃቂፍና ንሕለፋ ዓለም እንታይ ትርፋ(2)አሀይ………..ጽጌናይ ናበይ ተቃምቲከም ልበይ ኩኒ ኣቲ ጽብቅቲዳህላይ ካይከዉን ዘፍቀረ ልበይ ሃብዮ ዓስቡ እቲ'ካ ቀደም ክንላለማዓንጣይ ገለ ካይቆጸረልበይ ናዓኪ መሰፍቀረከምኣ'ሉሎ ከይተቀየረሓሊመልኪ'ዲየ ኣቲ ወይናይጋህዲ ኩንኒ ጽጌናይቢሂገኪ'እንድየ ኣቲ ወይናይርከብ በልኒ ጽጌናይጽጌናይ ተረድእኒ ሐራይ በልኒተሓቃቂፍና ንሕለፋ ዓለም እንታይ ትርፋ(2)Kiros asfaha
Kleinigkeit Fehler in dem Text, aber sonst alles gut bro 👍
ኣምበሳ
@@Kemalemey259 nice kema, dekun deki eri sikorinattat
Xfuf gierka xehifkayo ❤️
Thank you so much btami 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰❣️❣️❣️❣️
ንስካ ንዓይ ሓወይ ጸገመይ ትነግረለይ መዋጽዕተይ ኣብ ራህዋ መናብርተይ ኢካ ጅግና
መግለጺ የብለይን ምስ እዛ ደርፊ❤❤❤❤❤❤❤❤
ኪሮሰይ ከማኻ የለን ኩሉ ግዜ ኣብ ልበይ ኢኻ
ኪሮስ ይ በዓል መሪር ግጥሚ ቀጽሎ ❤❤❤🎉🎉❤❤❤❤
ኪሮስ እመነኒ ናይ ዩናይትድ ግዜ ቀረባ 🎉🎉🎉
መን ኣሎ ከምዚ ከማይ 6፥20 ድ.ቀ ዕለት 29/09/2022 ዝሰምዓ።
ena aleku fersay
Kirosey King bulux demey goyta haki nberley eske 🤴🤝💙💙💙
ኣታ እዚ ፈጣሪ ነዓይ ክብል ኢዩ ንኪሮስ ደራፊ ጌርዎ በቅ ግጥምኻ ቁርሰይ ዜማኻ ምስሐይ ኮይኑ ❤❤❤
Always kiros king of king 👑 2025💙
2023 still yestemaqera aleku
Kiros jigna ika itom zixrfka zelwu mestredom kitasu iyom nska gin kexlo ❤❤
ገለ ጽቡቅ ይጽበ ኣለኩ ከም ሰብ
24 march 2022 .. 9:15 o'clock msay 2022 zsemia zelo like rgex
ጽጌናይ እታ ኣብሊጸ ዝፈትዋ ስራሕ ኪሮሰይ
Who is listening 👂 in 2022King 👑
I love u Kiros ze great!!Wedi hzbi abo wxuE bmkanka kea zyada fetyeka🤝🤝🤝
KIROS jigna xegiei hzbi!!!
Kirosey nay qedem miss you ❤❤❤❤❤
Kiki king 🤴
Kirosey King of King ❤❤❤❤
Kiki malet abo tigrigna derfi 🌿
ኪሮሰይ ጥበብ ❤❤!!::
Ahhhhh kirosey 2013 neza kseme ywel Niere ab sunufeyy
𝐌𝐞 𝐓𝐨𝐨 𝐉𝐮𝐧𝐮𝐞𝐫 𝐒𝐜𝐡𝐨𝐨𝐥 𝐌𝐬 𝐃𝐞𝐪𝐢 𝐇𝐚𝐡𝐚𝐲𝐥𝐞 𝐙𝐤𝐫𝐢 𝐚𝐥𝐞𝐧𝐢 𝐒𝐮𝐧𝐎𝐮𝐟𝐞𝐲
ዓሓ ኪሮስ ንፋራ ዝተሸጠ ሂያብ wi love yeu bifor 😢
Kirosey abo kulu 🥰🥰🥰
ክንራኸብ ኢና ሓንቲ መዓልቲ ኪሮሰይ ዘመድ ልበይ❤❤
ኪሮሰይ በጃኻ ከምዚ ናይ ቀደም ድረፈልና ግጥምታትካ ቁሩብ ይፎኽሱ ለዉ
Kiresawi ABA dahri 2024 ametna ygbero xgenayy
Wow well come back
Kiros King you are the beste ❤️❤️❤️💶
ኪሮሰይይይይይ
ኪሮስይ ጠፊኢካና እኮ
ንጉስ ኪሮስ መዳርግቲ ኣልቦ
Kiros fewsi lbi alemey ekayka arikani
Arkiki dyu
@@merhawi2328 habibi nska nay kiros derfi eti ab eritrea koynu zderfo znebere derftat sakt eu ente ilkani beznka terewae trah eye kbleka
@@ስምኪጸዊዐማዓስሓፊረ kemu zeybelku 🤷🏾♂️ nkiros bakal yfelto ye btami ye kea zfetwo,
@@merhawi2328 ehhh
@@merhawi2328 ok gn kabzom adiom gedifom hatnom znafku keytkewn da ember
❤Neza muscle zefatw esak besamy komant xhafly klros liyk habloy🎉❤
Kirosey jigna ksab lomi elet 29-1-2023 yesema aleku
Kndey kemziom aynet deftat snki zkonuna mserhakalna nerka ksab hji entay emo........
King is King ❤❤❤
ኪሮሰይይይይይ ኣቦ ሓቂ
ከም ሰብ መጠን ፡ ኣብ ዓለም ከጋይጽከም ሰብ መጠን ፡ ክኽደን ክረግጽከም ሰብ መጠን ፡ ክበልዕ ክሰቲከም ሰብ መጠን ፡ ይምነ'የ ሃብቲ እዚ'ውን ቀሊል'ዩ ኩሉ ፡ ጻዕሪ'ዩ ዋጋኡፍቕርኺ ጥራይ'ዩ ፡ ከቢድ ኣምሳያኡፍቕርኺ'ዩ ዋጋ ዘይጥምት ፡ፍቕርኺ'ዩ ፍቓድኪ ዝሓትት ጽጌናይ ! 😯
Kiros any himamey💔💔💔
Kirosey entay emo kibleka meglexi sienelka
Kirosey❤
Nabey teqomti kbl kelo mara eye zxlell abzatwo ytefani
ዘይምኖ ደርፍታት ❤❤❤
ኪሮሰይ ኣቦ ሓቂ❤
ኺሮስ መለይ👋🏿
Seby sebey sebey sebey sebey
Fqri zkonka derafay anbesa wedi hzbi kiros nberelna
King kiroseyy 💚💚
ጅጋኑ ወዲ ህዚቢ ኪሮሰይ ማዓረይ ናይና
ኺሮሰይ ጥበብ ብዓል መሬር ግጥምን ዜማን
Kiros abo sine tebeb, love you so much ❤
Zeymno derfi.. 2023
ከርሳዊ ከሳብ ሕጂ ይስትምቅሮ ኣለኩ ድርፍታተካ ጽገናይ October 13/10/2022
amazing talent of art.
Tagany💗💗💗
U r a legend
Kirosa
One my lif kiros asfaha lov you ❤ 😘
Kirosay love You nay kedem eba kunelena bejaka
king kiros
ን ሙዚቃ ዝተፈጠርካ ኮይኑ ኢዩ ዝስማዕኒ 🌿💙
ካይሮ ነብሲ ተስተውዕለሉዶ ደርፍታት ቀደምካ ምስ ናይ ሎሚ?
Gele aynet hto abey emo tezmlselka
ክቡር ሓው መጀመርያ ሰላም ከም ትዕዝበተይ ደርፍታት ናይ ኪሮስ ዝፈኾሰ ከይኑ'ዩ ተሰሚዕካ ዘሎ ኣብዚ ሕጂ እዋን ፖለቲካ ሰለዝኾነ'ዩ ፈዂሱ ኮይኑ ተሰሚዕካ እምበር ኪሮስ ክሳብ ሕጂ ኣይጎደለን ኩሉምሉ
Eti xegem kiros jigna neyru alo dma nska gn barya mkan merixka.
@@aronkesete-fh1ezbae ata habibi nay politica ykun aykun bzeyegeds kemqedemu yelen ane bwegeney… wela msuu aysemamae xbuq tezhlu natu aymkelaekuwon
@@aronkesete-fh1ez❤
Kirosey beal mulue zkrey 2013 Ksab lomi yisemia aleku 31/03/2023
Kirosey kings 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
Kiros 😢😢
ኪኪ ናይ ቀደም
Kirosey mekseb
ኪሮሰይ ሓላል
ኪሮስ ታዓዲሉ ኩሉ ሂቡዎ❤❤❤
ewe yak wedi asfaha please came back
Bemntay amor kegelxeka eyu ayfelten.
Kem lomi wedi may telamit key konka keleka
Kirosey ❤️🤌
Kiros xaed
Kirosey derfika sinkey eyu,
Wewwww
💙💙💙💙
ኣነስ ብኪሮስ ጽሉል አየ ነይረ ካብ 2004&2011ኢተ ሕጀስ ኢንዲኢ ፍትሒኢናበለ ፍትሒ ጎሴዎ
😍💞💖💯
🖤🖤🖤💙💙
Kiros malet werki senselet aslawi fethaawi dimocracyawi eritreawi ebi nemlki ewe nefthi zibele bale metkle
❤🎉😊
👑👑👑💙💙💙💙💙
2005
2008 ኣቢሉ ይከውን ኢዩ እዚ ደርፊ ምስታ ኣለኩ ትብል ኣልቦም ኢያ ወጺያ
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
❤️❤️❤️
👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑
keros abo hizebi
🫵Wide shareff style 👂 🎶 🐅✌️🙌
ምስዛ ደርፊ ብዙሕ ዘርዚርካ ዘይውዳእ ዝኽሪ ዩ ዘለኒ" ❤️
2023 ዝሰምዓ like ሃቡ እስኸ😢😢😢😢
Nay 2024❤ rgexu
ጽጌናይ
ጽጌናይ መዓልቦ ንህቢ
ተፈታዊተይ ሰሓቢት ቀልቢ
ከም ልበይ ኮይንኪ እንተትርከቢ
ጽጌናይ መዓልቦ ንህቢ
ዓይኒ ፍንጃለይ ሰሓቢት ቀልቢ
ከም ልበይ ኮይንኪ እንተትርከቢ
ቀሊል'ዩ ኻልእ 'ታይ ዋጋ'ለዎ
ፍቕርኺ ሰኒቐ ምበጻሕክዎ
ከም ሰብ መጠን ኣብ ዓለም ከጋይጽ
ከም ሰብ መጠን ክኽደን ክረግጽ
ከም ሰብ መጠን ክበልዕ ክሰቲ
ከም ሰብ መጠን ይምነ'የ ሃብቲ
እዚ'ውን ቀሊል'ዩ ኹሉ ጻዕሪ'ዩ ዋግኡ
ፍቕርኺ ጥራይ'ዩ ከቢድ ኣምሳይኡ
ፍቕርኺ'ዩ ዋጋ ዘይጥመት
ፍቕርኺ'ዩ ፍቓድኪ ዝሓትት ጽጌናይ
ጽጌናይ ኩንለይ ግዳ ኣሰረይ መንገዳ
ደረተይ ንእዳ'የ
ኩንለይ ግዳ ንጹፈይ ሕሉበይ
ወገነይ ሰበይ ኩንለይ ጽገናይ መለይ
ጽጌናይ ኩንለይ ግዳ ልበይ ሰፈራ
ፍቕረይ ድራራ'የ
ኩንለይ ግዳ ኣልፋን ኦሜጋን
ናይ ግለይ ብርሃን ኩንለይ ጽገናይ መለይ
ኣብቲ ኣነ ኣነ ዝኾነሉ
ዓስቢ ጻዕረይ ሽመይ ዝደምቀሉ
ማዕረ ማዕረይ ብስመይ ክትከብሪ
ናተይ ኮይንኪ ኣብ ቤተይ ክትነብሪ
ናትኪ ክኸውን ኣሃሃሃ
እቲ ናተይ ዝብሎ ኦሆይይይ
ኣፍቃሪ ልበይ ጽጌናይ እደሀይ ኣሎ
ጽጌናይ መዓልቦ ንህቢ
ተፈታዊተይ ሰሓቢት ቀልቢ
ከም ልበይ ኮይንኪ እንተትርከቢ
ጽጌናይ መዓልቦ ንህቢ
ዓይኒ ፍንጃለይ ሰሓቢት ቀልቢ
ከም ልበይ ኮይንኪ እንተትርከቢ
ቀሊል'ዩ ኻልእ 'ታይ ዋጋ'ለዎ
ፍቕርኺ ሰኒቐ ምበጻሕክዎ
ከም ሰብ መጠን ኣብ ዓለም ከጋይጽ
ከም ሰብ መጠን ክኽደን ክረግጽ
ከም ሰብ መጠን ክበልዕ ክሰቲ
ከም ሰብ መጠን ይምነ'የ ሃብቲ
እዚ'ውን ቀሊል'ዩ ኹሉ ጻዕሪ'ዩ ዋግኡ
ፍቕርኺ ጥራይ'ዩ ከቢድ ኣምሳይኡ
ፍቕርኺ'ዩ ዋጋ ዘይጥመት
ፍቕርኺ'ዩ ፍቓድኪ ዝሓትት ጽጌናይ
ጽጌናይ ኩንለይ ግዳ ኣሰረይ መንገዳ
ደረተይ ንእዳ'የ
ኩንለይ ግዳ ንጹፈይ ሕሉበይ
ወገነይ ሰበይ ኩንለይ ጽገናይ መለይ
ጽጌናይ ኩንለይ ግዳ ልበይ ሰፈራ
ፍቕረይ ድራራ'የ
ኩንለይ ግዳ ኣልፋን ኦሜጋን
ናይ ግለይ ብርሃን ኩንለይ ጽገናይ መለይ
ኣብቲ ኣነ ኣነ ዝኾነሉ
ዓስቢ ጻዕረይ ሽመይ ዝደምቀሉ
ማዕረ ማዕረይ ብስመይ ክትከብሪ
ናተይ ኮይንኪ ኣብ ቤተይ ክትነብሪ
ናትኪ ክኸውን ኣሃሃሃ
እቲ ናተይ ዝብሎ ኦሆይይይ
ኣፍቃሪ ልበይ ጽጌናይ ይደሀይ ኣሎ
ኤ... ሀ...
ጽጌናይ ናበይ ተቋምቲ
ከም ልበይ ኩኒ 'ቲ ጽብቕቲ
ዳናይ ከይከውን ሓላም ናይ ልቡ
ዘፍቀረ ልበይ ሃብዮ ዓስቡ
እቲ'ኳ ቐደም ክንላለ
መዓንጣይ ገለ እንከይቋጸረ
ልበይ ንዓኺ ምሰፍቀረ
ከምኣ ኢሉ'ሎ ከይተቐየረ
ሓሊመኪ እንድየ 'ቲ ወይናየ
ዳእሊ ኹንኒ ጽጌናይ
ብሂገኪ እንድየ 'ቲ ወይናየ
ርኸብ በልኒ ጽጌናይ
ጽጌናይ ተረድእኒ ሕራይ በልኒ
ተሗቓቒፍና ንሕለፋ ዓለም 'ታይ ትርፋ
ጽጌናይ ተረድእኒ ሕራይ በልኒ
ተሗቓቒፍና ንሕለፋ ዓለም 'ታይ ትርፋ
ኤ... ሀ...
ጽጌናይ ናበይ ተቋምቲ
ከም ልበይ ኩኒ 'ቲ ጽብቕቲ
ዳናይ ከይከውን ሓላም ናይ ልቡ
ዘፍቀረ ልበይ ሃብዮ ዓስቡ
እቲ'ኳ ቐደም ክንላለ
መዓንጣይ ገለ እንከይቋጸረ
ልበይ ፍቕርኺ ምስ ኣሕደረ
ከምኣ ኢሉ'ሎ ከይተቐየረ
ሓሊመኪ እንድየ 'ቲ ወይናየ
ዳእሊ ኹንኒ ጽጌናይ
ተመንየኪ እንድየ 'ቲ ወይናየ
ርኸብ በልኒ ጽጌናይ
ጽጌናይ ተረድእኒ
ሕራይ በልኒ
ተሗቓቒፍና ንሕለፋ
ዓለም 'ታይ ትርፋ
ጽጌናይ ተረድእኒ
ሕራይ በልኒ
ተሗቓቒፍና ንሕለፋ
ዓለም 'ታይ ትርፋ
ተስፋኣ መንእሰያት ኪሮሰይ love from wadi Maine 💜 Amlak edeman tenann yehabaka
እዋይ ግጥሚ ፖውውው 🔥
ዝብሎ የለን ኪሮሰይ 💚♥
መዓር ፅጌናይ ዝኾነት ደርፊ 💚🖤
ብናፍቖትካ'ምበር ክመውት'ለ ኪሮሠይ
Ata London keymexena hade mealtiy 😢 kiros abo hakiy
I Miss you እቲ ናይ ቀደም ኪሮስ
🗣️Still 😉 2024😢kiru♥️💙♥️💙
Who is in 2024😊. King Kiros 💙💙
ጸጌናይ🌻
ጽጌናይ ማዓልቦ ንህቢ
ተፍታዊተይ ሳሓቢት ቀልቢ
ከም ልበይ ኮይንኪ ተትርከቢ
ጽጌናይ ማዓልቦ ንህቢ
ዓይኒ ፍንጃለይ ሳሓቢ ቀልቢ
ከም ልበይ'ኮይንኪ ተትርከቢ
ቀሊል'ዩ ካልእ እንታይ ዋጋ'ለዎ
ፍቅርኪ ሰኒቀ ምበጽሓክዎ
ከም ሰብ መጠን ኣብ ዓለም ከጋይጽ
ከም ሰብ መጠን ክክደን ክርውግጽ
ከም ሰብ መጠን ክበልዕ ክሰቲ
ከም ሰብ መጠን ይምነ'የ ሃብቲ
እዚ'ዉን ቀሊል እዩ ኩሉ ጻዕሪ'ዩ ዋጉኡ
ፍቅርኪ ጥራይ ከቢድ ኣምሳዩ'ኡ
ፍቅርኪ'ዩ ዋጋ ዘይትመን
ፍቅርኪ'ዩ ፍቃድኪ ዝሓትት ጽጌናይ
ጽጌናይ ኩንለይ ግዳ
ሰረይ መንገዳ
ደረተይ ንእዳ
ኩንለይ ግዳ ሕጽፈይ
ሑሉበይ ወገነይ ሰበይ
ኩንለይ'እስከ ነዓይ መለይ
ጽጌናይ ኩንለይ ግዳ
ልበይ ሰፈራ ፍቅረይ ድራራ
ኩንለይ ግዳ ኣልፋን ኦመጋን
ናይ ግልደይ ኩንለይ'እስክድ ነዓይ መለይ
ኣብቲ ኣነ ኣነ ዝኮነሉ
ዓስቢ ጻዕረይ ስመይ ዝደምቀሉ
ማዕረ ማዕረይ ብስመይ ክትከብሪ
ናተይ ኮይንኪ ኣብ ቤተይ ክትነብሪ
ናትኪ ክከዉን ኣሃሃይ
እቲ ናተይ ዝብሎ ኦሆሆይ
ኣፍቃሪ ልበይ ጽጌናይ ይደሀይ ኣሎ(2)∆
አሀይ………..
ጽጌናይ ናበይ ተቃምቲ
ከም ልበይ ኩኒ ኣቲ ጽብቅቲ
ዳህላይ ካይከዉን
ዘፍቀረ ልበይ ሃብዮ ዓስቡ
እቲ'ካ ቀደም ክንላለ
ማዓንጣይ ገለ ካይቆጸረ
ልበይ ናዓኪ መሰፍቀረ
ከምኣ'ሉሎ ከይተቀየረ
ሓሊመልኪ'ዲየ ኣቲ ወይናይ
ጋህዲ ኩንኒ ጽጌናይ
ቢሂገኪ'እንድየ ኣቲ ወይናይ
ርከብ በልኒ ጽጌናይ
ጽጌናይ ተረድእኒ
ሐራይ በልኒ
ተሓቃቂፍና ንሕለፋ
ዓለም እንታይ ትርፋ(2)
አሀይ………..
ጽጌናይ ናበይ ተቃምቲ
ከም ልበይ ኩኒ ኣቲ ጽብቅቲ
ዳህላይ ካይከዉን
ዘፍቀረ ልበይ ሃብዮ ዓስቡ
እቲ'ካ ቀደም ክንላለ
ማዓንጣይ ገለ ካይቆጸረ
ልበይ ናዓኪ መሰፍቀረ
ከምኣ'ሉሎ ከይተቀየረ
ሓሊመልኪ'ዲየ ኣቲ ወይናይ
ጋህዲ ኩንኒ ጽጌናይ
ቢሂገኪ'እንድየ ኣቲ ወይናይ
ርከብ በልኒ ጽጌናይ
ጽጌናይ ተረድእኒ
ሐራይ በልኒ
ተሓቃቂፍና ንሕለፋ
ዓለም እንታይ ትርፋ(2)
Kiros asfaha
Kleinigkeit Fehler in dem Text, aber sonst alles gut bro 👍
ኣምበሳ
@@Kemalemey259 nice kema, dekun deki eri sikorinattat
Xfuf gierka xehifkayo ❤️
Thank you so much btami 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰❣️❣️❣️❣️
ንስካ ንዓይ ሓወይ ጸገመይ ትነግረለይ መዋጽዕተይ ኣብ ራህዋ መናብርተይ ኢካ ጅግና
መግለጺ የብለይን ምስ እዛ ደርፊ❤❤❤❤❤❤❤❤
ኪሮሰይ ከማኻ የለን ኩሉ ግዜ ኣብ ልበይ ኢኻ
ኪሮስ ይ በዓል መሪር ግጥሚ ቀጽሎ ❤❤❤🎉🎉❤❤❤❤
ኪሮስ እመነኒ ናይ ዩናይትድ ግዜ ቀረባ 🎉🎉🎉
መን ኣሎ ከምዚ ከማይ 6፥20 ድ.ቀ ዕለት 29/09/2022 ዝሰምዓ።
ena aleku fersay
Kirosey King bulux demey goyta haki nberley eske 🤴🤝💙💙💙
ኣታ እዚ ፈጣሪ ነዓይ ክብል ኢዩ ንኪሮስ ደራፊ ጌርዎ በቅ ግጥምኻ ቁርሰይ ዜማኻ ምስሐይ ኮይኑ ❤❤❤
Always kiros king of king 👑 2025💙
2023 still yestemaqera aleku
Kiros jigna ika itom zixrfka zelwu mestredom kitasu iyom nska gin kexlo ❤❤
ገለ ጽቡቅ ይጽበ ኣለኩ ከም ሰብ
24 march 2022 .. 9:15 o'clock msay 2022 zsemia zelo like rgex
ጽጌናይ እታ ኣብሊጸ ዝፈትዋ ስራሕ ኪሮሰይ
Who is listening 👂 in 2022
King 👑
I love u Kiros ze great!!
Wedi hzbi abo wxuE bmkanka kea zyada fetyeka🤝🤝🤝
KIROS jigna xegiei hzbi!!!
Kirosey nay qedem miss you ❤❤❤❤❤
Kiki king 🤴
Kirosey King of King ❤❤❤❤
Kiki malet abo tigrigna derfi 🌿
ኪሮሰይ ጥበብ ❤❤!!::
Ahhhhh kirosey 2013 neza kseme ywel Niere ab sunufeyy
𝐌𝐞 𝐓𝐨𝐨 𝐉𝐮𝐧𝐮𝐞𝐫 𝐒𝐜𝐡𝐨𝐨𝐥 𝐌𝐬 𝐃𝐞𝐪𝐢 𝐇𝐚𝐡𝐚𝐲𝐥𝐞 𝐙𝐤𝐫𝐢 𝐚𝐥𝐞𝐧𝐢 𝐒𝐮𝐧𝐎𝐮𝐟𝐞𝐲
ዓሓ ኪሮስ ንፋራ ዝተሸጠ ሂያብ wi love yeu bifor 😢
Kirosey abo kulu 🥰🥰🥰
ክንራኸብ ኢና ሓንቲ መዓልቲ ኪሮሰይ
ዘመድ ልበይ❤❤
ኪሮሰይ በጃኻ ከምዚ ናይ ቀደም ድረፈልና ግጥምታትካ ቁሩብ ይፎኽሱ ለዉ
Kiresawi ABA dahri 2024 ametna ygbero xgenayy
Wow well come back
Kiros King you are the beste ❤️❤️❤️💶
ኪሮሰይይይይይ
ኪሮስይ ጠፊኢካና እኮ
ንጉስ ኪሮስ መዳርግቲ ኣልቦ
Kiros fewsi lbi alemey ekayka arikani
Arkiki dyu
@@merhawi2328 habibi nska nay kiros derfi eti ab eritrea koynu zderfo znebere derftat sakt eu ente ilkani beznka terewae trah eye kbleka
@@ስምኪጸዊዐማዓስሓፊረ kemu zeybelku 🤷🏾♂️ nkiros bakal yfelto ye btami ye kea zfetwo,
@@merhawi2328 ehhh
@@merhawi2328 ok gn kabzom adiom gedifom hatnom znafku keytkewn da ember
❤Neza muscle zefatw esak besamy komant xhafly klros liyk habloy🎉❤
Kirosey jigna ksab lomi elet 29-1-2023 yesema aleku
Kndey kemziom aynet deftat snki zkonuna mserhakalna nerka ksab hji entay emo........
King is King ❤❤❤
ኪሮሰይይይይይ ኣቦ ሓቂ
ከም ሰብ መጠን ፡
ኣብ ዓለም ከጋይጽ
ከም ሰብ መጠን ፡
ክኽደን ክረግጽ
ከም ሰብ መጠን ፡
ክበልዕ ክሰቲ
ከም ሰብ መጠን ፡
ይምነ'የ ሃብቲ
እዚ'ውን ቀሊል'ዩ ኩሉ ፡
ጻዕሪ'ዩ ዋጋኡ
ፍቕርኺ ጥራይ'ዩ ፡
ከቢድ ኣምሳያኡ
ፍቕርኺ'ዩ ዋጋ ዘይጥምት ፡
ፍቕርኺ'ዩ ፍቓድኪ ዝሓትት
ጽጌናይ ! 😯
Kiros any himamey💔💔💔
Kirosey entay emo kibleka meglexi sienelka
Kirosey❤
Nabey teqomti kbl kelo mara eye zxlell abzatwo ytefani
ዘይምኖ ደርፍታት ❤❤❤
ኪሮሰይ ኣቦ ሓቂ❤
ኺሮስ መለይ👋🏿
Seby sebey sebey sebey sebey
Fqri zkonka derafay anbesa wedi hzbi kiros nberelna
King kiroseyy 💚💚
ጅጋኑ ወዲ ህዚቢ ኪሮሰይ ማዓረይ ናይና
ኺሮሰይ ጥበብ ብዓል መሬር ግጥምን ዜማን
Kiros abo sine tebeb, love you so much ❤
Zeymno derfi.. 2023
ከርሳዊ ከሳብ ሕጂ ይስትምቅሮ ኣለኩ ድርፍታተካ ጽገናይ October 13/10/2022
amazing talent of art.
Tagany💗💗💗
U r a legend
Kirosa
One my lif kiros asfaha lov you ❤ 😘
Kirosay love You nay kedem eba kunelena bejaka
king kiros
ን ሙዚቃ ዝተፈጠርካ ኮይኑ ኢዩ ዝስማዕኒ 🌿💙
ካይሮ ነብሲ ተስተውዕለሉዶ ደርፍታት ቀደምካ ምስ ናይ ሎሚ?
Gele aynet hto abey emo tezmlselka
ክቡር ሓው መጀመርያ ሰላም ከም ትዕዝበተይ ደርፍታት ናይ ኪሮስ ዝፈኾሰ ከይኑ'ዩ ተሰሚዕካ ዘሎ ኣብዚ ሕጂ እዋን ፖለቲካ ሰለዝኾነ'ዩ ፈዂሱ ኮይኑ ተሰሚዕካ እምበር ኪሮስ ክሳብ ሕጂ ኣይጎደለን ኩሉምሉ
Eti xegem kiros jigna neyru alo dma nska gn barya mkan merixka.
@@aronkesete-fh1ezbae ata habibi nay politica ykun aykun bzeyegeds kemqedemu yelen ane bwegeney… wela msuu aysemamae xbuq tezhlu natu aymkelaekuwon
@@aronkesete-fh1ez❤
Kirosey beal mulue zkrey 2013
Ksab lomi yisemia aleku 31/03/2023