Yemane Gebremichael (wedi afro) _ keyda | ከይዳ Tigray Music Tigriga (official Audio) 2019

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 20 ส.ค. 2024
  • #yemanewediafro#Tigrigamusic#Mtvhabesha
    Copyright © MTv Habesha 2012 etc

ความคิดเห็น • 296

  • @danielkiflemariam6221
    @danielkiflemariam6221 3 ปีที่แล้ว +138

    ከይዳ
    በጃኺ ደግምኪ ሕሰብሉ
    ትጽቡቕ ኣልምድክዮ ንዓኺ
    ዘፍቐረ ምሳኺ ዝለመድዎ
    ዓለም ጽምዋ ተዋሒጠ
    ጥዕና ዕረ
    በጃኺ ደግምኪ ሕሰብሉ
    ትጽቡቕ ኣልምድክዮ ት ልበይ
    ዘፍቐረ ብዘይካኺ ጸልሚታትኒ
    ዓለም ዝገብሮ ጠፍእኒ ተደናጊረ
    ብረይ ኣበይ'ኺ ኣርሕቒ ዲኺ
    መገሻ ጥራሽ ከይገደፍኪ ሓባር
    ወረቐት ኣድራሻ ብዘይካኺ ሂወት
    ፈጺሙ የብሉን መቐረት ደሃይ ኣይተትጥፍኢ እንተለ'ኺ
    ኣብ ልዕሊ መሬት
    ሓሲብኩ'ሉ ዲኺ ሃንደበት
    እግሪ'ኺ ኣምሪሕኪ ናብ ስደት
    ቖሪጽ'ኪ ቲኬት ናይ መገሻ
    ደይብ'ኪ ናይ ኣየር ኮረሻ
    ናብ ቶክዮ'ዶ ኣቢልኪ ን ኤሽያ
    ናብ ሞስኮ'ዶ ኣቢልኪ ን ሩስያ
    ናብ ርያድ'ዶ ኣቢልኪ ስዑድያ
    ባሕሬን ዲኺ ዱባይ ወይ ጁዳ
    ከይዳ ልበይ ብፍቕራ ኣንዲዳ(2)
    ከይዳ ከለዋ ናይ ፍቕሪ ዕዳ(2)
    በጃኺ ደግምኪ ሕሰብሉ
    ትጽቡቕ ኣልምድክዮ ንዓኺ
    ዘፍቐረ ምሳኺ ዝለመድዎ
    ዓለም ጽምዋ ተዋሒጠ
    ጥዕና ዕረ
    ብረይ ኣበይ'ኺ ኣርሕቒ ዲኺ
    መገሻ ጥራሽ ከይገደፍኪ ሓባር
    ወረቐት ኣድራሻ ብዘይካኺ ሂወት
    ፈጺሙ የብሉን መቐረት ደሃይ ኣይተትጥፍኢ እንተለ'ኺ
    ኣብ ልዕሊ መሬት
    ኤውሮፓ'ዶ ኣለኺ ኣሜሪካ
    እስራኤል ዶ ኣቢልኪ ጀማይካ
    እንግሊዝ ዶ ኣቢልኪ ናብ ሎንደን
    እስካንዲንቪያ ናብ ሽወደን
    ናብ በርሊን ዶ ኣቢልኪ ን ጀርመን
    ንሰንዓ ዶ ኣቢልኪ ንየመን
    ናብ ሮማ ዶ ኣቢልኪ ኢጣልያ
    ንሊብያ'ዶ ሱዳን ወይ ንጀርያ
    ከይዳ ልበይ ብፍቕራ ኣንዲዳ(2)
    ከይዳ ከለዋ ናይ ፍቕሪ ዕዳ(2)
    ኣንቲ ንዕሞ ሰጊራ ከይዳ
    ወግሐ ጸብሐ ሰሓቕ ለሚዳ
    ፈሪሐላ ገለ ከይወርዳ
    ብሩህ ገጻ ከይወር'ዶ ማዳ
    ቕድሜኺ ደኣ(3) ይውሰደኒ ዝያዳ
    ቕድሜኺ ደኣ ዛ ሩሐይ ይውሰዳ
    ከመይ'ሲ(2) ክሳብ ትምለሲ
    ከመይ ሲ(3)ክወግሕ ክመሲ
    ከመይ'ሲ ናብራ'ይ ኮይኑ ቓልሲ
    ስምዕኒ'ባ ኣሎዎ ማስካ
    ኮይንኪ'ዶ ጨቕንኪ ባቓ
    ኣድኪምኒ ን በይነይ ብልሓት
    መዓጉርተይ ወረዶ'ም ንብዓት
    ከመይ'ሲ(2) ክሳብ ትምለሲ
    ከመይ ሲ(3)ክወግሕ ክመሲ
    ከመይ'ሲ ናብራ'ይ ኮይኑ ቓልሲ
    ከመይ'ሲ(2) ክሳብ ትምለሲ
    ከመይ'ሲ(2) ክሳብ ትምለሲ
    ከመይ ሲ(3)ክወግሕ ክመሲ
    ከመይ'ሲ ናብራ'ይ ኮይኑ ቓልሲ

    • @habenhaben7226
      @habenhaben7226 ปีที่แล้ว +3

      ዘደንቅ አዩ ብሮ

    • @forsatv3905
      @forsatv3905 ปีที่แล้ว +1

      Anbesa

    • @amanuelgebreyohanes3896
      @amanuelgebreyohanes3896 ปีที่แล้ว +1

      Des Behali 🌿❤️

    • @mikialejr3514
      @mikialejr3514 10 หลายเดือนก่อน

      ችዲ በሊ! ሰብኣይ ተታሒዝካ እንድኻ ዘለኻ🤣🤣

    • @imissmama3978
      @imissmama3978 5 หลายเดือนก่อน +1

      Respect💟😉

  • @wedimelesnebri363
    @wedimelesnebri363 4 ปีที่แล้ว +108

    ውይይ እዛ ደርፊ 2008 ልክዕ ኣነ ዝደረፍኩዋ ትመስለኒ ነራ (ናይ ልበይ መፀናኒዒት )ነራ። እስኪ ከማይ ትፈትዋ ተንክፍኒ ብይዛኩም--

  • @imissmama3978
    @imissmama3978 4 ปีที่แล้ว +465

    ከይዳ በዛ ደርፊ እዚኣ ፍሉይ ዝኸሪ ኣለኒ ትብሉ እስከ like ኣብዚኣ ክሊክ ግበሩለይ ከይዳ ወ።

    • @KhanKhan-tl2xp
      @KhanKhan-tl2xp 3 ปีที่แล้ว +7

      አነአለኒ ፍቅረይ ሓደእይለ ክወፅእ ከለኩ ናብስደት በታሙዚቃ ሰኒይኒ

    • @nahomyonas8332
      @nahomyonas8332 3 ปีที่แล้ว +1

      @@KhanKhan-tl2xp hji ke terakibkum do

    • @desufantahun2239
      @desufantahun2239 2 ปีที่แล้ว +1

      ማራ

    • @efremefi4256
      @efremefi4256 2 ปีที่แล้ว +1

      5 in

    • @aronbeletsom5302
      @aronbeletsom5302 ปีที่แล้ว +3

      Hawey u beza music 🎶 hurur u neru 2013.10.03 baheri nay edka aytsan

  • @dawitgreat6062
    @dawitgreat6062 หลายเดือนก่อน +19

    I'm from 🇪🇷 i don't care politics coz positive man ma childhood memories miss post life በጃኩም ትግሪኛ ተዛረብቲ,,ንፋቀር ሞፍቶ ጎና ኣይንኩን ነዛ ኩርኻሕ ዓለም ተፋቂርና ንሕለፋ ሰብ ሓንሳብ ዩ ዝፍጠር 😢😢😢😢 በጃኩም ደቂ ማሪያም ኣኩሱም ደቂ ማሪያም ኣስመረይቲ,,,,,, we love u ma people

    • @freweynidesta
      @freweynidesta หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤❤❤❤👍👍👍🙏🙏🙏

    • @MikalTeklu-b1x
      @MikalTeklu-b1x หลายเดือนก่อน

      😢😢😢 yeah its true

  • @tigraytube5491
    @tigraytube5491 2 ปีที่แล้ว +34

    2003 ዓም ብጣዕሚ ዝሰምዓ ዝነበርኩ ሙዚቓ ♥️♥️♥️♥️♥️

    • @adenakittube6412
      @adenakittube6412 ปีที่แล้ว

      2003 aykonen awxiewa

    • @samiti2033
      @samiti2033 ปีที่แล้ว

      ​​@@adenakittube6412 ethiopian calander ya mesleni tbl zela za haftna

  • @umluel8787
    @umluel8787 ปีที่แล้ว +15

    የማነ ወዲ ሰፈረይ ኩሉ ጊዜ ኣብ ልበይ ኣለካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

    • @user-ux4jh5sd4y
      @user-ux4jh5sd4y หลายเดือนก่อน

      ኣበይ ድዩ ሰፈርኹም? 🙌

  • @user-vs6tj6kp7d
    @user-vs6tj6kp7d 4 ปีที่แล้ว +26

    ዋው እዛ ደርፊ ብ2002 ፍሉይ ተዘክሮ ኣለኒ ወዲ ኣፍሮ ሽኮር ጠፊእካና ክኣ ብዳሓን ድዩ ,

    • @hiyabboy3004
      @hiyabboy3004 4 ปีที่แล้ว +2

      2002 mo Zeywexet?

    • @asdfgkhan1869
      @asdfgkhan1869 4 ปีที่แล้ว

      @@hiyabboy3004 goney b nay ethiopia tbl keythlu

    • @hiyabboy3004
      @hiyabboy3004 4 ปีที่แล้ว

      @@asdfgkhan1869 No!! I am from Eritrea bro.

    • @asdfgkhan1869
      @asdfgkhan1869 4 ปีที่แล้ว +2

      @@hiyabboy3004 naka aykonkun zearkey neta 2002 tbl zela iye mnalbat geez tqoxir keytkewn

    • @hiyabboy3004
      @hiyabboy3004 4 ปีที่แล้ว +1

      @@asdfgkhan1869 Okay Esas Haqika Wala Ane Keman bkomu eye Tsihifela!!

  • @amanuelhabte7506
    @amanuelhabte7506 2 ปีที่แล้ว +91

    Fluy tezekro Aleni ms za derfi abe Eritrea keleku. Selam yemtsalna Eritrean Tigray n

    • @dawitamekseb4557
      @dawitamekseb4557 ปีที่แล้ว +7

      Wala ane

    • @negasigrmay9082
      @negasigrmay9082 9 หลายเดือนก่อน +2

      Me too When i was little

    • @lyonmiki2470
      @lyonmiki2470 8 หลายเดือนก่อน

      ​@@negasigrmay9082❤me too

    • @yonastsige
      @yonastsige 17 วันที่ผ่านมา

      Amen 🙏 yigbrelna

  • @kiduiloveu2631
    @kiduiloveu2631 4 ปีที่แล้ว +26

    ዊ ከብደይ ኣይካኣልኩን በዛ ደርፊ ፍሉይ ተዘክሮ ኣለኒ !!

  • @mussietn1966
    @mussietn1966 ปีที่แล้ว +21

    2023 ዝሰማዕካያ like ኣግርጭው 🖤💚🌻

  • @user-qz4ne6xw7c
    @user-qz4ne6xw7c 4 ปีที่แล้ว +79

    ኣየዎ ከምዚ ሎሚ ከይኮነ ካብ ቤት ትምህርቲ ንገዛ ካብ ገዛ ናብ ቤት ትምህርቲ ከሎ ስራሕና ናይ ጥዑም ግዜ ደርፊ ከመይ ሲ ክሳብ ትምለሲ ኣምላክ በቢ ዘለናይ ዕድመን ጥዕናን ሂብ ናብ ሃገርናን ስድራናን ይምለሰና የሕዋተይ

  • @user-zb9jx1ii1k
    @user-zb9jx1ii1k 2 ปีที่แล้ว +6

    ዓበይቲ ኣሓትን ንስዕዲ ከይደን ንሕና ከዓ ኣጣል ክንጓሲ ከለና ከይዳ ናበልና ንደረፍ ነይርና። እንተ ሎሚ ንሰን ተመሊሰን ንሕና ከዓ ከይድና ኣዋፍራ ንህቢ ገይራናዮ ንስደትውን አረ ክንደይ ግዜ ክንስደት ይኣክል ዓድና ሰላም የምፀልና እምበር ትግራይ ትኣኽለናያ ሃፍታምያ ርእስና ተሀፍቲምናዮ

  • @user-io9qe6wi9g
    @user-io9qe6wi9g 4 ปีที่แล้ว +14

    ከይዳ ልበይ ብፍቕራ ኣንዲዳ
    ከይዳ ከለዋ ናይ ፍቅሪ ዕዳ 😍💔

    • @robelkibrom3756
      @robelkibrom3756 2 ปีที่แล้ว

      ❤️❤️❤️❤️

    • @sasasa185
      @sasasa185 ปีที่แล้ว

      ደጋጊምካ ዘይትምኖ❤❤❤

  • @nurhushenjabir4851
    @nurhushenjabir4851 4 ปีที่แล้ว +11

    ዋው የማነ ናይ በሐቂ አብልብይ እትነብረ ሰነ ጥበብ እካ ❤💙💔💕💓💜💛💛💚💖💗💘💝💞💞💟💟💞💞💘💗💖💖💜💔💔💕

  • @AbebaAbe-ru4fw
    @AbebaAbe-ru4fw หลายเดือนก่อน +2

    መን አሎ ከምዚ ከማይ ዘይመንዋ 2024 ዝስምዓ😊ኣየ ግዜ እንታይ አለዎ 😢

  • @alemhailay2423
    @alemhailay2423 4 ปีที่แล้ว +18

    አረ ተባረኩ ኣቦ💟👏
    ተማሃሮ እናሃለና ነስተማቅሮም ዝነበርና ደርፍ ኣዛካኪርኩምና💪💟👏

  • @alitentertainment4336
    @alitentertainment4336 4 ปีที่แล้ว +13

    ትዝታ ናይዛ ስራሕ ፍጹም እዩ ዘይሃሲስ😴😴😴

  • @MossMossMoss-cq6wn
    @MossMossMoss-cq6wn หลายเดือนก่อน +2

    Yqreta ember
    Enko kedet timti derfi ko semina 😅
    Ab 2018 ztelalekwo tgraway arkey nieru ab humera telalina dhri werhi nab tesseney mexini xibuq fqri mesritna dhri ezi kunetat àyterakebnan😢😢😢 beza derfi kncherm nhadr nierna nsu u enko kedet elu yeshqeni nieru kab amena ftwet ztebegese ❤
    Selam yewrdelna Fetari 😢❤

  • @feventekeste6062
    @feventekeste6062 หลายเดือนก่อน +1

    Nzmote hawey eye zker zelku!ketefenko keydes keyrkubkwo bmot ztefleye hawey!bka lbey sbur eyu rest in heavenly peace filimon hawey 💔🕊️

  • @helujunta9026
    @helujunta9026 2 ปีที่แล้ว +11

    ይዝክር 2004 ግዜ ተመለስ እንዶ 😭💔

    • @lemigaultigray505
      @lemigaultigray505 ปีที่แล้ว +1

      አወ ማዓረይ ጡዑም ጌዜ 2004😥😥💕

  • @brhanemichael5942
    @brhanemichael5942 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣብ ድፋዕ ቀጻሊ ይሰምዓ ነይረ 2011 😭😭😭

  • @ashuhabeshawii6768
    @ashuhabeshawii6768 2 หลายเดือนก่อน +1

    Betaemi zegerim srah eyu Neyiru Entay Emo kigbere Gize Endo Felalina 😘😘😘😘😘

  • @adaldc
    @adaldc ปีที่แล้ว +5

    ዘርዚርካ ዘይውዳእ ዝኽሪ ኣለኒ በዛ ደርፊ 🧡

  • @NahomTesfahnnes-cl6qm
    @NahomTesfahnnes-cl6qm หลายเดือนก่อน +1

    😢 ይዝክር 2007 mes hawey hfatey n Israel ከይዳ 😢 ከብደይ ፍሉይ ተዘክሮ ኣለኒ በዛ ደርፍ 2024 /6/7 ምስማዕ ዘይገደፍክዋ ደርፍ 🖤💔😢😭

  • @Liam-liam
    @Liam-liam 4 ปีที่แล้ว +8

    ኣብየት እወ ዝሰደድናዮ ዘይብልና ከይዳ እንዳበልና ናይ ልቢ ነስተማቕራ ኔርና ዛ ደርፊ 2010-2011 ከባቢ ፡ ጽቡቅ ተዘክሮ ጌራትለይ🥰🤔

  • @anwarsalih3797
    @anwarsalih3797 3 ปีที่แล้ว +28

    I found this song today I miss my mum ♥️♥️♥️♥️♥️

  • @user-wk8dy9hz1r
    @user-wk8dy9hz1r 4 ปีที่แล้ว +9

    ኣይ ስደት እህ ትዝታ

  • @user-gb7jk1me7w
    @user-gb7jk1me7w 4 ปีที่แล้ว +9

    ኣሰይ ዝፈትዋ ደርፊ♥♥👈

  • @SamiGotom
    @SamiGotom 8 วันที่ผ่านมา

    🎉🎉❤❤❤ Yemane hawey xbuk srah ms tium dmxi

  • @selamselam2639
    @selamselam2639 4 ปีที่แล้ว +4

    ብጣዕሚ ትዝት ዘለወ ደርፊ ዕድመ እና ጥዕና ያሃብካ

  • @user-xw7mq5ch6i
    @user-xw7mq5ch6i 2 ปีที่แล้ว +4

    ዊ ከብደይ ኣይከአልኩን ብዛ ደርፊ ፍሉይ ተዘክሮ አለኒ ኣየ ስደት ጉማም😢

  • @zemenzemen9039
    @zemenzemen9039 2 หลายเดือนก่อน +1

    Eza,derfi ezia buzuh tezkreni 2012 mechereshita ms zfetwom yerkutey tefelalina nsom nsrael ane ka ab adey nay mfllay gdi koynu 3 werhi mulae cherimna ksab 2024 ka ysmia aleku😢😢😢😢😢😢

  • @user-qe8gf2pj7f
    @user-qe8gf2pj7f 15 วันที่ผ่านมา

    ኣየወ እዛ ደርፊ 2010 ፍሉይ ተዘኹሮ ትገብረለይ 🎉🎉🎉

  • @janaaa6151
    @janaaa6151 ปีที่แล้ว +4

    ዳሃይ ኣይተጥፍኢ እንተለኺ ኣብ ልዕሊ መሬት💔💔😥😥😥😥

  • @hailezghihadishgaim2263
    @hailezghihadishgaim2263 2 ปีที่แล้ว +6

    i am proud of you ! from eritrean

  • @kusu6190
    @kusu6190 ปีที่แล้ว +5

    እስካብ ሐዚ ምስማዕ ዘይገደፍክዋ ደርፊ🖤💔

  • @atakltig.micheal8456
    @atakltig.micheal8456 4 ปีที่แล้ว +8

    ናበይ ጠፊኡ ዝወዲ ዚ በጃኹም ። ሕጂ ዩ ትንሳኤ ትግርኛ ሙዚቃ ኣምፅዎ በጃኹም

  • @michaelnuguse2548
    @michaelnuguse2548 4 ปีที่แล้ว +4

    I was grade 2 big moments 🥰 ከይዳ ግዜ ጎይያ

  • @user-gt1wf4tw6f
    @user-gt1wf4tw6f 4 ปีที่แล้ว +3

    ናይ ዛይድ ጋል ዓድዋ ነይራ ናብኡለእንድየ
    ትብል ደርፊ ነይራ ተሓባበሩኒ ደሊኹም ሸር በሉለይ

  • @user-kd8yd7bq7i
    @user-kd8yd7bq7i 2 ปีที่แล้ว +1

    ይዝር ጌዜ ብዝፅቡ ወይ ጊዜ ተመለስይዶ 2002 ይሕዛ ር 💔💔💔💔

  • @febuhanidebesay715
    @febuhanidebesay715 2 ปีที่แล้ว +3

    ዋው ኬፍ ዘለዋ ናይ ፍቅሪ እንግዶት

  • @bettyhailu1221
    @bettyhailu1221 6 หลายเดือนก่อน

    keydia kab resey atiweti betami zefetwa derfi eya tnx betami

  • @user-bv7mm7hf3p
    @user-bv7mm7hf3p 3 ปีที่แล้ว +8

    እዛ ደርፊ ሕጂ ሕጂ ነዓይ ዝደረፋ ኮይኑ ይስመዓኒ ኣሎ እንድዒ እንታይ እሞ ክብል ልበይ ሴራቶ ከይዳ 💔 5/5/2021

  • @user-tt3bo9ov8r
    @user-tt3bo9ov8r ปีที่แล้ว +1

    ብ ጣዕሚ ተዘኽሮ ኣለኒ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ

  • @ebrahimebro6547
    @ebrahimebro6547 4 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ልፈትዋ ደርፊ እያ ሓፍተይ ስደት ክትከድ ከላ ይሰምዓ ነይረ ፍሉይ ልኮነ ትዝታ እዪ ለኒአኒ። ሀዚ አነ አብ ስደት ኮይነ ክሰምዓ ከለኹ ሓፍተይ እያ ትዝ ትብለኒ

  • @mak7205
    @mak7205 ปีที่แล้ว +2

    24/04/2023 ትሰምዕ ዘለኻ🙋😳❤

  • @tsadeydelaytifkernselamn5484
    @tsadeydelaytifkernselamn5484 ปีที่แล้ว +2

    Eway tezekiro nay kedm derfi zemslwo yelen❤❤

    • @danielyafet1600
      @danielyafet1600 10 วันที่ผ่านมา

      Guck c I'm gigging❤❤😂😮hock h km gn

  • @filimonandom3609
    @filimonandom3609 2 ปีที่แล้ว +1

    2010sudan kelena sebe kefele kolo
    Kemezi lomi fahefe keyfele hezebi
    Selam yegebero fetari ne hezebi tigriga

  • @Mimilove-cf9yo
    @Mimilove-cf9yo 3 หลายเดือนก่อน

    ኣይይይ ኣዛ ሙዚቃ ከመይ ድያ ትምችየኒ😢😢❤❤❤

  • @user-mg9ke2jl8r
    @user-mg9ke2jl8r หลายเดือนก่อน +1

    ካብ ቲክቶክ ዝመጻካ like ርገጽ ኣብዚ

  • @Pp-rd8bd
    @Pp-rd8bd 3 ปีที่แล้ว +4

    አየወ ትግዘ ጎያይይይ ልማይ ናወረድኩ ምስ ማሓዝይ ላደረፍና ከይተፈለጠና ሸለዉ ኢልና ንወሪድ ነይሪና ካላይ አቦክዶ እነኪ ገዳ ሰብ አምስለን ማሪያም ዝወልዳ ትብል ናግዛቸዉ ፉሉይ ተዘክሮ አለኒ ዕባይ ገጠሪ እየ ።

  • @user-vm1sl5cm2k
    @user-vm1sl5cm2k หลายเดือนก่อน

    Tzekero aleni beza derfi 2024 Diplomat hotel 😊❤

  • @Tm-hl6xf
    @Tm-hl6xf 2 ปีที่แล้ว +2

    Lots of memories, Akrur eritrea.

  • @DejenMariqos-ce4go
    @DejenMariqos-ce4go 2 หลายเดือนก่อน +1

    Ahhh 2000😢😢😢

  • @user-wn8cm9oi5q
    @user-wn8cm9oi5q 4 ปีที่แล้ว +1

    ab Eritrea koleku ysemea nere abey alo ezi wedi 👍👍👍❤️❤️👏👏

  • @senaitnegasi6046
    @senaitnegasi6046 4 ปีที่แล้ว +8

    I love this song ❤♥️❤

  • @asumabeyenekisun1953
    @asumabeyenekisun1953 ปีที่แล้ว +3

    Still zesema zelo like yergexe

  • @funmanlol3729
    @funmanlol3729 หลายเดือนก่อน +1

    Shegereab Sudan nare mara tezekrotat aleni 😢sdet 1 ele zgemerkulu 2011/2012

  • @berihutesfay1811
    @berihutesfay1811 4 ปีที่แล้ว +1

    Anes measker ethiopiA mai aine eya tzakrne eza music wayyyyy g

  • @habromhanbel5755
    @habromhanbel5755 3 ปีที่แล้ว

    Eta zfetwa derfi bmxaekum mesganay wesen yeblun kuburat ahwat so thank qexlwo 2011 eye ab hiwetey zzkra eza derfi thank so much

  • @user-qe2gc1ll6m
    @user-qe2gc1ll6m 22 วันที่ผ่านมา +1

    Fuluy tezekro eu zeleni ms afqaritey ab junior school🤔 😢😢

  • @YewhansZenebe
    @YewhansZenebe 4 หลายเดือนก่อน

    Hanti seb azekiratni eza derfi tfelTu ma love song ❤❤❤❤😢

  • @samonsamonmogos7721
    @samonsamonmogos7721 ปีที่แล้ว +1

    ገድፉትን ካናዳ ከይዳ ወይ ፅገም ❤😭😭

  • @amanuelgebreyohanes3896
    @amanuelgebreyohanes3896 ปีที่แล้ว +2

    Good work.... excellent music 🎵🎶

  • @user-yh9hq3iu9g
    @user-yh9hq3iu9g ปีที่แล้ว +5

    2022/10 /9 ትስምዓ ዘለኻ ነዳዲ ሃበኒ

  • @bereketweldu2870
    @bereketweldu2870 3 ปีที่แล้ว +8

    ንእሽቶይ ሓወይ።
    እንታይ'ሲ
    ከመይሲ
    ስለምንታይ ሲ
    ኣበይሲ
    ንምንታይ'ሲ
    ኢሉ የስሕቐኒ ኔሩ።
    ሎሚ ጎቢዙ ክታረኸኒ ጀሚሩ።

  • @simonwoldu2760
    @simonwoldu2760 4 ปีที่แล้ว +1

    Wegha tsbha shaq lemida ferhala gele kyrkba nice one !!!!!

  • @kibrombeyene424
    @kibrombeyene424 ปีที่แล้ว +1

    I love the song 😂 it reminds me back. Keep do you thing.

  • @user-vy7wk1vu4k
    @user-vy7wk1vu4k 4 ปีที่แล้ว +1

    እዋይ ዓሰብ ተዘኪርቢ ነዝኣክንሰምዕ ዘሕለፍዮ !!!!!!!!

  • @dandh2890
    @dandh2890 4 ปีที่แล้ว +5

    Have a great memory of this for 2011.

  • @user-wb9vq6dx7k
    @user-wb9vq6dx7k 9 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢😢😢😢 I remember this lovely song.with ma friends 90s.,. Selam n hezbi tgray..😢😢😢❤❤❤❤ fitsum kiros😂mekelle 29 2 2016 e c

  • @Danielmichal5053
    @Danielmichal5053 ปีที่แล้ว

    Tezekro 2010 ms eza derfi hiwet halifu alem boshae ❤❤❤

  • @shewitaregawi9006
    @shewitaregawi9006 ปีที่แล้ว +2

    ሰሚዐ ዘይመንዋ 😘🥺❤️

  • @biniamtesfazghi8181
    @biniamtesfazghi8181 4 ปีที่แล้ว +4

    Old but gold

  • @efsf9587
    @efsf9587 ปีที่แล้ว +2

    2015😭ይሰማዓ ኣለኩ

  • @abrahamafewerkiaraya699
    @abrahamafewerkiaraya699 2 หลายเดือนก่อน

    ራሃዋ ናተይ ይዝከረኒ 213 ካብ ሱዳን ነዛ ደርፊ ምስ ሰደክለይ ኒሞሪ ዘለዋ ቴሎፎን ባው ኣቢልኪ ብዘይ ልበይ ኣርኪበኪ 20024 ኣቦ 3 ቆልዑ ኣፍሪና ትዝክርዋ እስኪ ላይክ ግበሩ።

  • @gebrittewelde5183
    @gebrittewelde5183 4 หลายเดือนก่อน +1

    ኣየወ ንድሕሪት ሃው ተብል ጥዕምቲ ዜማ ኩሎም መሳቶይ ነዛ ደርፊ እና ሰማዕና ሸናዕ ዝበልናሉ ከማ ተዛኻኽረኒ ከይዳ እወ ከምዚ ሎሚ ኤረይ ገዲፈ ዓዲ ጓና ከይ ሰፈርኩ

  • @asmeromweldensae9738
    @asmeromweldensae9738 4 ปีที่แล้ว +2

    eza derfi kemey mesiluku tezekro zelewa aye halifu

  • @Samira-ut3pb
    @Samira-ut3pb 2 หลายเดือนก่อน

    ራድ እበረ😢😢🇻🇳🇻🇳💔💔💔አየ ስድት ጥዕም የመሰል😢😢🤔🙏🙏💔💔

  • @user-te9jq2sc4w
    @user-te9jq2sc4w 2 ปีที่แล้ว +2

    I remember my flight from ethio to usa 2010

  • @michaeltsegay8340
    @michaeltsegay8340 ปีที่แล้ว +1

    ❤️❤️❤️☝🏿️☝🏿️☝🏿️ English ዲኺ ኣቢልኪ ናብ london 😢

  • @user-rl5bo3vm8o
    @user-rl5bo3vm8o ปีที่แล้ว

    Am ertryan and l lave tegray muzik

  • @Bitaniya12
    @Bitaniya12 4 ปีที่แล้ว +1

    Wedi hadish adi Asmara uffff fahfah elna metabity nfetwekum ena

  • @r.tadese4150
    @r.tadese4150 4 ปีที่แล้ว +2

    10 amet temelise zefetewa nay tezetay derefi

  • @nathhaile8353
    @nathhaile8353 3 ปีที่แล้ว +2

    I love this song ever

  • @moorking3554
    @moorking3554 2 ปีที่แล้ว +2

    አታ ናይቀደም ደርፍስ ክፍተወካ

  • @user-cc1sq6ov5d
    @user-cc1sq6ov5d 6 หลายเดือนก่อน

    Ahhhhhhhhh Ewayyy tezkero sdet hsum 🥺🥺🥺🥺🥺🥺❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🫶🫶❤️❤️❤️❤️❤️

  • @atakltigmedhin1813
    @atakltigmedhin1813 หลายเดือนก่อน

    2003 ሰሚዕካ ዘይትምኖ

  • @berhaneyemane8139
    @berhaneyemane8139 ปีที่แล้ว +1

    Ahhhh ndhrit zmelseka derfi

    • @ElyasDrmay
      @ElyasDrmay ปีที่แล้ว +1

      Eretra hager aykonetn diya kabzi kabkikulu ertra keyxewea tekeymeyo aleku

  • @amanuelgebreyohanes3896
    @amanuelgebreyohanes3896 ปีที่แล้ว +1

    Greetings and love from Vancouver WA 🇺🇲❤️🌿

  • @khanbypass2311
    @khanbypass2311 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣየ ስደት 2022😢

  • @ElyasDrmay
    @ElyasDrmay ปีที่แล้ว +1

    Entaty konka ertra zeyefekaya kabzkulu

  • @nahommhretab4261
    @nahommhretab4261 4 ปีที่แล้ว +1

    Ezia tezkro zelewa. Derfi msay

  • @muluasfaha4978
    @muluasfaha4978 9 หลายเดือนก่อน

    ኣቦ ቲግሪና ኣብ አሪትራ ከለኩ ኣዚየ ዚ ፈትዋ ደርፊ ኒበረልና

  • @merhawichayna4305
    @merhawichayna4305 ปีที่แล้ว

    20/05/2023 alekum do tsemewa kemzi kemay kab chayna❤❤❤❤

  • @SaraSara-vx7nk
    @SaraSara-vx7nk หลายเดือนก่อน

    Keyda lbey bfkri adida 😢😢

  • @finaswediqeshi1170
    @finaswediqeshi1170 หลายเดือนก่อน

    Dudan dya wela lbya ❤❤❤❤

  • @user-bf2no8ld3l
    @user-bf2no8ld3l 7 หลายเดือนก่อน

    Bfluy zzkra ferfi semira zeyxegba zneberku derfi❤❤❤❤❤

  • @menzeygagesebkoynu4433
    @menzeygagesebkoynu4433 4 ปีที่แล้ว +1

    Ah wy eza derfi ezas 😢

  • @habromhanbel5755
    @habromhanbel5755 3 ปีที่แล้ว +2

    Atum sebat ezi wedi kab Artist kab zhadmena ametat aqxiru eske nab qedemu ymleso tblu kxbeyekum eye