ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
Amen qale hiwet yesmalna Qesi Petros Amlak Zemen Agelglotkum ybarek Kuburat Sidra Eigziabhr 👐👐💒💓💓💓
ኣንቃ ሓጎሶኩም ኣቦታትና ንቅደሰሉ ገዳም ይግበረልና፣ኣምላክ ከኣ ኢድና እንሕውሰሉ ይግበረልና
Amen Amen Amen kalhiwet yesmealna
Egziabher. mehaeret. Aurad. Ahwatey. ☝️🙏
Yes that's the Logic our people must think about.!!!
ንህነሰ ንምህር ቃለ ሃይማኖት ወንሰብክ ወንጌሉ ለክርስቶስ፡ኣንቱም ሰ ኣላውያን ውእቱ።
እፎ ትቤ ዘከመዝ ነገር። ኣቡነ ወእሁነ ይቤሉ ለእመ ፈለሱ ሰብኣ ኣሃቲ ሃገር ፡ ወነበረ በዝንቱ ሃገር ንጉሥ ዘየኣምሮ ለእግዚኣብሔር ወአልቦቱ ፍርሃት ።
Selam yehabena gzabher ❤❤❤❤😢
Amen abona ente eti hmak txhfu kab mxhaf teketbu tekone gn abti bexihomo zelewu dereja bxhu sle wxuo dma kem Abona muse koynom ezi yteoare tebelu wn gubuom eyu khatu menti hzbom kereduun eti sle krsutos zbelkumo kea ysebkulu alewu eyom bfkri kino krstos zelo hawomn haftomn Ahwateye tekielkum nesur lsan kunwo ekum .
Nikeshi Ata aybahaln niaka eye diyakon hawey!
kalehiwet yesmealna egziabhier nbetkrstyana hadnet yehab Deacon Medhane hawna abzkxl zgeze nexelaka gerka ktmex bthtna nlabo angebro agelglot egziabher xeguyebzehalka
🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Amlak qdusan Nay Aglglot Zemen Ybarklkum Abona
ኣጆኩም በርትዑ ኣቦና ከምኡ ውን ድያቆን ካብዚ ህውተታ ዝድሕን ብዙሕ ህዝቢ ኢዩ ዘለና እሞ በርትዑ ናይ ዓድና ተዛሪብካ ኣይውዳእን ኢዩ ኣምላኽ ምርጫ ዘይ ከልኣና ስ ኣብ ዓድና ግን እቲ ምርጫ ይትረፍ እሞ ምባር ኢዩ ተሳኢኑ ናይ ደቅዓድና ከምታ ዝበልኩማ ግብሪ ሃዋርያት 19፥34: ኣይሁዳዊ ምዃኑ ምስ ፈለጡ ግና፡ ናይ ሰብ ኤፌሶን ኣርጤምስ ዓባይ እያ፡ እናበሉ፡ ኲላቶም ብሓደ ቓል ኰይኖም ክልተ ሰዓት ዚኣክል ጨደሩ። ናይ ዓድና ነገር ከምዚ ኢዩ ዘሎ ሕቡን ኤርትራዊ ምኩሕ ዶ ወዘተ እንዳበሉ ብዝኮነ ምሕረት ይልኣከልና ኣምላኽ ንቤት ክርስትያን ሓድነት ይፍጠረልና ።
መምህር ግን ናይ ናብራ ነገር ግዲ ኮይኑ ኣይከምቲ ቀደም ሸመልባ እንከሎ so God bles you my teacher
Amyen kalehewet yesmalna zebenkum yebark EgzAbyher abona amyen ❤❤❤
Abona gedam mihilawu eko bitaemi subuk eu ab dege zelo hizibi zigiligilelu eu.entekone hin mifililay betekitiditiana hadinet sile zitesaene eu Livnis teseru zeytesebenayo bitekirisitian edatefalsleye nimenekum ageligelti kinisieb sile zitefiana kinihihiz dikumat nikewun alona egiziabiher hibiret yifiterelna🙏
Ewa izi kulu nifelto ina nihnas Kal amlak ina xemina zelena kulu sesrhu tezgebr si amlak mthagose emo mitebarekina enber izias aygidin aba Keshii
Kal Amlak si kem lomi ka aybezhen lbena kefitna ente seminayo si
🙏🙏🙏🙏
ግን ካብ መሰረቱ ብኣርእስትኹም ዝጀመረዩ እቲ ጌጋ ክእለትኩም እዚኣያ ከይጀመርኩም ኣብ ፖለቲካ ነዚ ህዝቢ ግዳ ዓቕሚ እንተሊኩም መንፈሳዊ ኣስተምህሮ ዘይተማሓላልፉ
Tsbuk zereba eu aba keshi abey emo lbena endu tedefinu😢 Egziabher Amlak mstwualn tibebn yadlena 🙏
Ata ezi qeshi shimendi des kbleni
እዚ ዘረባኹም ሕይወት ዝህብ ኣይኮነን መስቀል ሒዝካ ሕጊ እግዝኣቢሄር እሞ ሓሉምድራዊ ሕጊ ትሓትት
❤❤❤
እዚ ኩሉ ሓጀውጀው ናይ እቲ ሕዝቢ ጽልኣት ስለዘለኩም ኢዩ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷ኤርትራ ንዘለዓለም ትንበረልና
ዲ/ሽመንዲ እዚ ኮይንኩም ክትተርፉ ብጣዕሚ ዘደንቀኒ ኢዩ ግን እግዚአብሔር ነቲ ቀዳማይ ኣገልግሎትኩም ኢሉ ትንሳኤ ይፍጠረልኩም
ኢየሩሳሌም እንተረሳዕኩኹ የማነይተይ ትረስዓኒ ዝብሉ ዝነበሩ ሓገሮም ስለዝኮነትዶ ኣይኮነን።
እሞ ንሶም እካ ብደቂ ካልእ ኢዮም ተሰዲዶም ንሕና ግን በቶም ኣብ ሳሕል ከይዶም ሰይጣውንቲ ዝተቀየሩ ኢና ከምዚ ኮንና ዘለና
Letebrhan xbuq aleki eyorsalem adom bet meqdesom sle zkonet qdus dawit ab babilon kem zelo koynu bekyu eyu nhna Kea ab adi guana kona knbeki dyu zgbeana wela kemzi tblyo zeleki knhgos eyu zgbeana hto eyu letish
@@adhanomisaias17በቶም ሓውና ዝተዘርበ ዘረባ ሰሚዕካዮ እንተኮንካ ፤ ንሕናስ ንዘይንነብረላ ሃገር ጣዖት ኮይናትናስለ ዝበሉ ፤ ናይ ሃይማኖት ወኪሎም ክዛረቡ ከለዉ በቲ መጽሓፍ ቅዱስ ዝብሎ እየ መሊሰሎም ።ብዛዕባ እቲ ክንበኪ ድዩ ወይስ ክንሕጎስ ዝበልካዮ ፤ ኣብ ስደት ድኣ ካብ ትሕጎሰሉ ትሓዝነሉ ይበዝሕ ።እዞም ኣቦ ግን ቤተክርስትያን ካብ ምክፍፋል ፤ ከም ሙሴን ኣሮንን ሕዝቦም ኣኪቦም ንሃገሮም ተዘብቅዑ ምሓሸ ይብል ብውገነይ ።
@@letebrhanhaile977ኢየሩሳሌም ንእስራኤላውያን ምድሪ ተስፋ እያ ኔራ ።ናትና ምድሪ ተስፋ ግና መንግስተ ሰማያት ኢያ ።ስለዚ ኣቦይ ቀሺ ናብ መንግስተ ሰማያት ክመርሑ እንበር ናብ ኤርትራ ክመርሑ ኣይተሸሙን ።ከምቲ እስራኤል ንኢየሩሳሌም ብተስፋ ዝጽበይዋ ዝነበሩ ንሕና ድማ "እስራኤል ዘነፍስ ኮይንና ብተስፋ ንጽበያ ድማ ኢየሩሳሌም ሰማያዊት ኢያ ።ወደሓንኺ ።
@@AngesomAlem-e8pእዞም ሓውናስ በጀካ ናይ ዓለማዊ ሕጊ ኣየነቲ ካብዘን ዝተዛረብወን ብዛዕባ ሰማያዊት ቤት ትረቑሕ ።
Menfesawi medya sle zkone eye nexelaka gber zebelena deacon hawey
መልክዕ እንበር ሃበኒ ውሕልነት ካብ ጎረቤተይ ዲያ ኢላ ዝብልዋ። ንስኩም ድማ ስም ቀይርካ ጴጥሮስ ክትወስድ ትሕዝን። ካብ ቀዳም ንስርቂ ኢልካ ናብዛ ቤት ኣቲካ። እንተኮነ ሃገር ቅዱሳን እያ ኣይትቀርባን ንስካ ድማ። እዚ ሪከርድ እዩ ዘመን ምልፍላፍ ስለዝኮነ ድማ ብዚ ክትወጽእ ክስትድድ ኢካ። ሓቅካ ውን በዚ ክፍረድ እዩ።
ሽመንዲ ዕንኪልል
ብኣገልጋሊ ቤተክርስቲያን ብዙህ ምእመን ይጠፍኣሎ መብዝሀቶም ኣብ ኣውፎፓን ኣሜሪካን ዘለው መልካ ሳጥናኤል ንህዝቦም ዝደግሙ ናይ ህዝቢን ናይ ቤተክርስቲያን ናይ ሃገር ቁማል እዪም ህዝበይ ተጠንቀቁ
Democracy ab alem tdeley keshi btaemi zgerem eyu. Ety tsebko kirstos dea Abey alo nisu zeykonen abo selamn harneten niblo. Btaemi zgerem
ወይ ዓለም ጸዋር ናይ መቀለ መንበር እባ ጹቡቅ ዝበለ ናይ ሽመልባ ኣንባሳደራት እያ ኣፍርያ ንወንጊል ከምዚ ግዜ ሂብካ እንተትምህር ምሓለፈልና ነይሩ ግን ካብ ኹሉ ዕደል ኣይገበርናን
መዓልካ ሓሳዊ
@@danielmekonen4426 ሰክት ግሩዝ
Nska dea u quae bbahri kthalf drar asa aykonka haliflka endyu zelo hawey
@@danielmekonen4426 ምዓልትካ ትደፋእ ግሩዝ ጹላሎት
ኣብ ኤርትራ ህግደፍ ዝሃነጻ ይኑቨርስቲ እንተሃልያ ድንቁርና እያ
Eway diyaqon shmendi znebru ybeslu dmxom welas ane ey tgagye antum yhwat melisuley bejakum😮
Ewe nsom eyom
Where is the Gedam located??
www.google.com/search?client=ms-android-oneplus-terr1-rso3&sca_esv=9ee8fdcc760d43dd&sxsrf=ADLYWIIWgxM5tBp_157UH-sr2xxfP1pUgQ:1729714924946&q=Mirage+Kidusan+St.+Libanos+%26+St.+Teklehaimanot+Monastery+of+Eritrean+Orthodox+Tewahdo+Church,+Helotes,+Tx&spell=1&sa=X&ved=2ahUKEwig3aedqqWJAxUdw8kDHcQeJt0QBSgAegQICBAB&biw=360&bih=696&dpr=3
San antonio, Texas
ማሕቶት ማለት እንታይ ማለት ኢዩ?
መብራህቲ
መብርሃቲ
አነስ አዛም ስባት አይምኖምን አየ አምነቶም ብሕቂ አዩ ዝጥረጥረኻ ትህድሳ ማለት ቅልል ሕማም አይኳንን ትምህርቶም ክሕዳት አዩ ዝመልኣ አዩ
መዓልካ ሓሳዊ እንታይ ማለት ኢዩ ተሃድሶ ?
Chihmi sle zeyblu eyu agedasnet yeblun zblekum zelo 😂😂😂😂
Polotica b kahen ktnten kelo mara kief alowo 😂
መን ካህነ ገይርዎ😂😂😂
❤❤❤❤❤❤
Amen qale hiwet yesmalna Qesi Petros Amlak Zemen Agelglotkum ybarek Kuburat Sidra Eigziabhr 👐👐💒💓💓💓
ኣንቃ ሓጎሶኩም ኣቦታትና ንቅደሰሉ ገዳም ይግበረልና፣ኣምላክ ከኣ ኢድና እንሕውሰሉ ይግበረልና
Amen Amen Amen kalhiwet yesmealna
Egziabher. mehaeret. Aurad. Ahwatey. ☝️🙏
Yes that's the Logic our people must think about.!!!
ንህነሰ ንምህር ቃለ ሃይማኖት ወንሰብክ ወንጌሉ ለክርስቶስ፡ኣንቱም ሰ ኣላውያን ውእቱ።
እፎ ትቤ ዘከመዝ ነገር። ኣቡነ ወእሁነ ይቤሉ ለእመ ፈለሱ ሰብኣ ኣሃቲ ሃገር ፡ ወነበረ በዝንቱ ሃገር ንጉሥ ዘየኣምሮ ለእግዚኣብሔር ወአልቦቱ ፍርሃት ።
Selam yehabena gzabher ❤❤❤❤😢
Amen abona ente eti hmak txhfu kab mxhaf teketbu tekone gn abti bexihomo zelewu dereja bxhu sle wxuo dma kem Abona muse koynom ezi yteoare tebelu wn gubuom eyu khatu menti hzbom kereduun eti sle krsutos zbelkumo kea ysebkulu alewu eyom bfkri kino krstos zelo hawomn haftomn Ahwateye tekielkum nesur lsan kunwo ekum .
Nikeshi Ata aybahaln niaka eye diyakon hawey!
kalehiwet yesmealna egziabhier nbetkrstyana hadnet yehab
Deacon Medhane hawna abzkxl zgeze nexelaka gerka ktmex bthtna nlabo angebro agelglot egziabher xeguyebzehalka
🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Amlak qdusan Nay Aglglot Zemen Ybarklkum Abona
ኣጆኩም በርትዑ ኣቦና ከምኡ ውን ድያቆን ካብዚ ህውተታ ዝድሕን ብዙሕ ህዝቢ ኢዩ ዘለና እሞ በርትዑ ናይ ዓድና ተዛሪብካ ኣይውዳእን ኢዩ ኣምላኽ ምርጫ ዘይ ከልኣና ስ ኣብ ዓድና ግን እቲ ምርጫ ይትረፍ እሞ ምባር ኢዩ ተሳኢኑ ናይ ደቅዓድና ከምታ ዝበልኩማ ግብሪ ሃዋርያት 19፥
34: ኣይሁዳዊ ምዃኑ ምስ ፈለጡ ግና፡ ናይ ሰብ ኤፌሶን ኣርጤምስ ዓባይ እያ፡ እናበሉ፡ ኲላቶም ብሓደ ቓል ኰይኖም ክልተ ሰዓት ዚኣክል ጨደሩ። ናይ ዓድና ነገር ከምዚ ኢዩ ዘሎ
ሕቡን ኤርትራዊ ምኩሕ ዶ ወዘተ እንዳበሉ ብዝኮነ ምሕረት ይልኣከልና ኣምላኽ ንቤት ክርስትያን ሓድነት ይፍጠረልና ።
መምህር ግን ናይ ናብራ ነገር ግዲ ኮይኑ ኣይከምቲ ቀደም ሸመልባ እንከሎ so God bles you my teacher
Amyen kalehewet yesmalna zebenkum yebark EgzAbyher abona amyen ❤❤❤
Abona gedam mihilawu eko bitaemi subuk eu ab dege zelo hizibi zigiligilelu eu.entekone hin mifililay betekitiditiana hadinet sile zitesaene eu Livnis teseru zeytesebenayo bitekirisitian edatefalsleye nimenekum ageligelti kinisieb sile zitefiana kinihihiz dikumat nikewun alona egiziabiher hibiret yifiterelna🙏
Ewa izi kulu nifelto ina nihnas Kal amlak ina xemina zelena kulu sesrhu tezgebr si amlak mthagose emo mitebarekina enber izias aygidin aba Keshii
Kal Amlak si kem lomi ka aybezhen lbena kefitna ente seminayo si
🙏🙏🙏🙏
ግን ካብ መሰረቱ ብኣርእስትኹም ዝጀመረዩ እቲ ጌጋ ክእለትኩም እዚኣያ ከይጀመርኩም ኣብ ፖለቲካ ነዚ ህዝቢ ግዳ ዓቕሚ እንተሊኩም መንፈሳዊ ኣስተምህሮ ዘይተማሓላልፉ
Tsbuk zereba eu aba keshi abey emo lbena endu tedefinu😢 Egziabher Amlak mstwualn tibebn yadlena 🙏
Ata ezi qeshi
shimendi des kbleni
እዚ ዘረባኹም ሕይወት ዝህብ ኣይኮነን
መስቀል ሒዝካ ሕጊ እግዝኣቢሄር እሞ ሓሉ
ምድራዊ ሕጊ ትሓትት
❤❤❤
እዚ ኩሉ ሓጀውጀው ናይ እቲ ሕዝቢ ጽልኣት ስለዘለኩም ኢዩ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷ኤርትራ ንዘለዓለም ትንበረልና
ዲ/ሽመንዲ እዚ ኮይንኩም ክትተርፉ ብጣዕሚ ዘደንቀኒ ኢዩ ግን እግዚአብሔር ነቲ ቀዳማይ ኣገልግሎትኩም ኢሉ ትንሳኤ ይፍጠረልኩም
ኢየሩሳሌም እንተረሳዕኩኹ የማነይተይ ትረስዓኒ ዝብሉ ዝነበሩ
ሓገሮም ስለዝኮነትዶ ኣይኮነን።
እሞ ንሶም እካ ብደቂ ካልእ ኢዮም ተሰዲዶም ንሕና ግን በቶም ኣብ ሳሕል ከይዶም ሰይጣውንቲ ዝተቀየሩ ኢና ከምዚ ኮንና ዘለና
Letebrhan xbuq aleki eyorsalem adom bet meqdesom sle zkonet qdus dawit ab babilon kem zelo koynu bekyu eyu nhna Kea ab adi guana kona knbeki dyu zgbeana wela kemzi tblyo zeleki knhgos eyu zgbeana hto eyu letish
@@adhanomisaias17በቶም ሓውና ዝተዘርበ ዘረባ ሰሚዕካዮ እንተኮንካ ፤ ንሕናስ ንዘይንነብረላ ሃገር ጣዖት ኮይናትና
ስለ ዝበሉ ፤ ናይ ሃይማኖት ወኪሎም ክዛረቡ ከለዉ በቲ መጽሓፍ ቅዱስ ዝብሎ እየ መሊሰሎም ።
ብዛዕባ እቲ ክንበኪ ድዩ ወይስ ክንሕጎስ ዝበልካዮ ፤ ኣብ ስደት ድኣ
ካብ ትሕጎሰሉ ትሓዝነሉ ይበዝሕ ።
እዞም ኣቦ ግን ቤተክርስትያን ካብ ምክፍፋል ፤ ከም ሙሴን ኣሮንን ሕዝቦም ኣኪቦም ንሃገሮም ተዘብቅዑ ምሓሸ ይብል ብውገነይ ።
@@letebrhanhaile977ኢየሩሳሌም ንእስራኤላውያን ምድሪ ተስፋ እያ ኔራ ።ናትና ምድሪ ተስፋ ግና መንግስተ ሰማያት ኢያ ።ስለዚ ኣቦይ ቀሺ ናብ መንግስተ ሰማያት ክመርሑ እንበር ናብ ኤርትራ ክመርሑ ኣይተሸሙን ።ከምቲ እስራኤል ንኢየሩሳሌም ብተስፋ ዝጽበይዋ ዝነበሩ ንሕና ድማ "እስራኤል ዘነፍስ ኮይንና ብተስፋ ንጽበያ ድማ ኢየሩሳሌም ሰማያዊት ኢያ ።ወደሓንኺ ።
@@AngesomAlem-e8pእዞም ሓውናስ በጀካ ናይ ዓለማዊ ሕጊ ኣየነቲ ካብዘን ዝተዛረብወን ብዛዕባ ሰማያዊት ቤት ትረቑሕ ።
Menfesawi medya sle zkone eye nexelaka gber zebelena deacon hawey
መልክዕ እንበር ሃበኒ ውሕልነት ካብ ጎረቤተይ ዲያ ኢላ ዝብልዋ። ንስኩም ድማ ስም ቀይርካ ጴጥሮስ ክትወስድ ትሕዝን። ካብ ቀዳም ንስርቂ ኢልካ ናብዛ ቤት ኣቲካ። እንተኮነ ሃገር ቅዱሳን እያ ኣይትቀርባን ንስካ ድማ። እዚ ሪከርድ እዩ ዘመን ምልፍላፍ ስለዝኮነ ድማ ብዚ ክትወጽእ ክስትድድ ኢካ። ሓቅካ ውን በዚ ክፍረድ እዩ።
ሽመንዲ ዕንኪልል
ብኣገልጋሊ ቤተክርስቲያን ብዙህ ምእመን ይጠፍኣሎ
መብዝሀቶም ኣብ ኣውፎፓን ኣሜሪካን ዘለው መልካ ሳጥናኤል ንህዝቦም ዝደግሙ ናይ ህዝቢን ናይ ቤተክርስቲያን ናይ ሃገር ቁማል እዪም
ህዝበይ ተጠንቀቁ