ድምፃዊት ኤልሳ ወ/ጀወርግስ ፕራንክ ተገይራ Elsa w/gergis prank
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 4 ก.ค. 2023
- #recommanded #prank #yadaprank
ዘይሓልፍ ነገር የለን ሞ ንደቃይቅ ሓሳባትኩም ገዲፍኩም ክትዘናጉዑልና ንደሊ::
@gereemunentertainment
New Tigrgna music,Eritrean movie,Eritrean comedy,New eritrean music 2022,wedi shuk,yonas minus,Neshnesh tv,tigray media house,መዘንግዕ ካሜራ,ፕራንክ,zeriabruk weeding,habesha weeding,gere emun,enda thsh
please share ,like and subscribe.
@gereemunentertainment
@neshnesh_show
@DimtsiWeyaneTV
@LazaRecords
@ATAMediaProduction
@LihamMelody
@maggyshow
@eri-tv
@zomaychannel
@DadiMami
@HDMONANEBARIT
@StarEntertainmentEthioEri
@meadimedia
@zaramedianetwork
@tefetawitalkshow
@Gedli_plus
@Gereemunmedia
@EriOneTouchEntertainment
ፕራንክ ቪዲዮ,eritrean movie,tigrgna music,new eritrean music,tigrgna comedy,gere emun,tegaru,yonas minus,comedian eyob,funny video,tigrgna interview,mezengie camera
ኣብ ቀልዲ ብማርያም ኣይትበል ኤልሳየይ ጅግና ዋዕሮ
እቲ እትገብሮ ፕራንክ ደስ ብሀሊይ እዮ ግን ፈጣሪ ብከንቱ አይተልዕሎ አብዛ ናይ ሕጂ ጥራሕ ክንደይ ግዜ ማርያምን ኢልኻ እና አብኣ አስተካኽላ
ትክክል እቲ ፕራንክ ለ ላዘአ የብሉይ ፋርነት የብዝሐሎ
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ
ስራሕካ ብጣዕሚ ሓሪፍ መዘናግዒ እዩ ሓደነገር ክብለካ ግን በጃካ ማሕላካ ሹም ናይ እግዚኣቢሔር ብከንቱ ኣይተልዕሎ ኩሉ ጊዜ ይሪአካ እየ ብመላእክቲ ቀልዲ ደስ ኣይብልን ቡሮ❤❤❤
💋❤️❤️♥️
ኢልሳይ ጅግና ዋዕሮና ኣብሊፀ እየ ዝፈትወኪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤
ተስፍሸይ ወዶቦ ማዓረይ እካ ሪአዮ ክሓልፍ ብዙካምራ😊♥️ ፅቡቅ ስራሕዩ ያዳሓወይለ
♥️♥️
ወዲ ዓደይ ምስ ይቅርታ ኣብ ፀወታ ብቅዱሳን ብስም ኣምላኽ ኣይትምሓል ዛሓወይ❤
ኢልሰይ ጀግና ዋዕሮና ኣብሊፀ እየ ልፈትየኪ 😘❤️
ብፃይነት ይሞችኩም ተጋሩዋይ❤❤
ተጋሩዋይ ፅሩያት ይመቸኩም❤❤❤❤
አልስ ❤❤ጅግና ዋዕሮና ዕድመይ ጥዕናይ ይሃቡኩም ፈጣር ተጋሩዋይ ፅርያተይ❤❤❤
ኣብ ገዛኮ ኤልሳ ኢሎም እዮም ዝፅውዑኒ ያ😂😂😂😂😂
😂😂😂😂😂😂
😂😂😂😂😂
ኤልሳዋይ ዋዕሮ ጅግና ናትና ❤💛❤💛❤💛ያዳ ግን ትኽእለሉ😂😁
ተጋሩዋይ ፅሩያት ይመችኹም እስኪ🙏❤💛
አታ ቆልዓ ሐደ መዓልቲ ግን ክቀትሉካ እዮም 😂 እዛ ፕራንክ እዚኣ እንድዒ ፈሪሐልካ
እንድዕሉ ግዲ ባፍ ከብልዎ እዮም😂😂😂
ሳብስክራይብ ግበርለይ ህያበይ❤
❤❤❤❤ግን አሰተካክል ዛሓወይ ሰም እግዘሐአብሔር ብኮንቱ አይተልዕል ፀወታ ቀልዲ ሰለ ዝኮነ
ኣጥፋኣያ እካእዩ ክብሎ ጸኒሑ እንተ በላስ መብቱ እንድዩ ኣቤት ልቦና መሰል ሰብ ቡጉቡእ ምርዳእ ጹቡቕ እዩ ኤልሱ ዋዕሮ 😍😍😍😍
ደቂ ዓደይ ፅሩያት አስከ ይመችኩም❤❤❤
ፕርንክ ሲ ያዳ ጥራሕ ኢካ ትክእላ ብስሩ ሕፅር ዝበለትን ዝመቀረትን ዋው 🤣😅
ኤልሳዋይ ጅግና ዋዓሮና ሰላምኪ ይብዛሕ ምቅርተይ❤❤
ተጋሩዋኒ ሽኮራታት ይመችክም❤❤❤❤
አረ ያዳ ብሰሓቅ ከይትቀትለና 😂😂ኤልሳ ጅግና ብሓቂ ርግዕ ዝበለት እያ🙏
እደስ ብሃልቲ ደቂ ዓደይ 🧡
ክኽክክክክ አዋይ ሞይተ ድየ ገለ ኣብ ገዛ እልሳ ኢሎም አዮም ዝጽውዑኒ ያኢ ክክክክ ናይዚ ወዲ ፕራንክ ማራ አዩ ኬፍ ዝህበኒ ቀጽሎ my brother ክክክክ ኤልሳ ሽኮር ምስክነይቲ ❤️❤️❤️❤️🥰🥰
ኤልሳየ ዝፈትወኪ ጀግና ዋዕሮና ሰላምኪ ይብዛሕ🙏❤❤❤😍😍😍
ያዳየ ዞም ኣብኡ ዘለዉ ሰብኣይ ኣሕዚኖምኒ ዳግማይ ተረኺብካዮም ደሃይ ግበር😢😢😢😢
ይልሙኑ ዱዩም ዝለው ክጭኩኑ ዋላ ከለ ኤልሳኣ ክንድዝኣ ኣይረእየቶን ጭካናት😢❤😳😡
@@user-hk9mo4vm7j እወ ጓለይ ክጭክኑ በእዉነት ዓይነይማ ምስኦም ዉዒላ ቅድመኹም ኣየዋኒ😢😢😢
ዝልሙኑ ኣይመሰለንን ሓፍተይ❤❤❤
ተጋሩ💛♥️✊
ያዳዋይ🤣🤣🤣
ያዳ ማሕላ ኣይትማሓል እሺ ብዝተረፍ ይመችኹም❤❤❤
ያዳየ ብሉፅ ቀፅለሉ ከምዚ ዓይነት መስሓቂ ግን ጥንቅቅ በል ኢኻ👌ሓደ ሓራቅ ከይረኽበካ😁😄
ኤልሰ ጅግና ዋዕሮና ያዳ መሕረር ይመችይኹም ተጋሩዋ ❤❤❤❤❤
ሰላም ያዳየ ማዓረይ ብጣዓሚ እየ ዘድንቀካ ስራሕትኻ እዉን ፅቡቅ እዩ ግን ብኩንቱ ሰም ፈጣሪ ኣይተልዓል ማዓረይ ማርያምን ማርያምን ማርያምን እንበልኻ ትምሕልለኻ
ቅልነት ያዳ ከማይዶ የስሕቀኩም ትክእለሉ 😂😂
ናይ እግዛብሄር ስም ብኮንቱ ኣይተልዕሉ ያዳዋ እግዛብሄር ፍራሕ ስቅ ኢልካ ኣይትምሓል
ኤልሳዋይ ዋዕሮ ጅግና ናትና❤❤❤❤ያዳዋይ ትክእለሉ ምንጪ ሳሓቀይ😉😁😁😘😘😘😘😘
ተጋሩዋኒ❤💛 ፁሩያት😊
ዋውውው አሌሳ ሽኮርር ተረኪባ😍❤
ደቂ ሪመይ ሓላላት ይመችኩም ❤️
ቀዳመይቲ ባዕለይ 😉
ብፃይነት ከቢድ እዩ ኤልስየ ጅግና❤😘
ኤልሳ ፅሪቲ❤❤
ዋይ ያዳ መሕረር😂ዋላ ፈጣሪ ይወደንያ 😂 ኤልሳየይ ሽኮር ትዕግስተኛ ደቂ ትግራይ ሓላላት❤
ተጋሩዋኒ ፅሩያት🥰🥰
ኤሉ ፅሪቲ💓
ጅግና ዋዕሮና
❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂
Be strong amazing.
ኤልሳየ ዋዕሮና ክፈትወክ ጥዑምቲ ድምፂ❤❤❤
ዤዛኤልሳ ሽኮር ጅግና ዋዕሮ❤❤❤❤
ኣብ ቀልዲ ማርያምን ኣይትበል ማዓረይ ብዝኾነ ቀፅለሉ ዝሓወይ❤
እንኻዕ ብሰላም መፃካ ያዳዋይ ኤልሳ ጅግና ዋዕሮ ❤❤❤❤
ኤልሳ ዋዕሮ ንዒ ሩሩ ክፈትዋ ይመችኩም ተጋሩዋይ❤❤
ተጋሩዋይ ኩሉ የጥዕመልኩም🥰🥰🥰🙏
ኤሉ ብልፂት ❤❤❤❤❤❤❤❤ዋዕሮና ጉብአ ብዝግባአ ዘተዋፂኤት
ጎበዛት ብሓቂ
ጀጋኑ ደቂ ጀጋኑ ንፈትየኩም ኢና ቀፅልሉ ቀፅልሉ❤️❤️👍👍👍👍👍
ፕራንክካስ ሓሪፍ እዩዋ ብቀልዲ ማርያምን ኣይትበል❤
ማረያምን ኣይትበል ዓንዛረ
ኤልሳ የኔ ጅግና ምቅሪቲ ፍጥረት❤❤❤
ያዳዋይ ብጣዕሚ ጎቢዝካ ቀጽለሉ ኣብዙ ቀረባ እዋን ክመጽእ እየ ካብ 🇨🇦 ሽዑ ምሳይ ኮይንካ ንስድራይ ፕራንክ ትገብሮም ኢካ🎉
Pis 😊
ዋየየየየ ኤልሳ እዮም ልብሉኒ ገዛያ🤣🤣🤣🤣🤣🤣
እንካዕ ዳሓን መፃእካ ግን ማሕላ ኣይትምሓል ንብለና ግን ልምዲ ብሓደ ግዜ ክሕደግ ኣይክእልን ቀስ ብቀስ እዩ ዝሕደግ ኣነዉን ንባዕለይ ብጣዕሚ ኣብዩኒ ምሕዳግ😢
Yada ane eritrawi ye gn natka prank mara kef zhbeni kexlo ❤😅
ኤልሳ ኢሎም እዮም ዝፅዉዕኒ ያ😂ዓጢነ ዝኾንካ ወዲ ለለ ይፈትወካ እየ❤❤😂
ያዳ ሽኮርርርርር ፕራንክ ናገበርካ ወዲእካዮምኮ ኣጆካ ቀፅለሉ ኤልሳ ማርርርር❤❤❤❤😂
ኤልሳ ዋዕሮና 😘 ተጋሩዋይ ፅሩያት
❤❤❤❤❤ጎበዛት ኢኹም ብጠዕሚ ካብ ናይኻልኦት ዝበለፀ እዩ ቀፅሉሉ❤❤❤❤😊😊😊
My Fouvarite Elsiye Great Job ❤❤❤❤❤
ይመቸኩም ተጋሩዋይ❤😘💊🙏
ዋው ያዳ ኣይተኻእልካን
ኤልሳየይ ዋዕሮ ሑቁፍ ይብላ ኣሎ ስ ማራ ደኒጊጻ🤣🥰 ተጋሩዋኒ ጹሩያት🥰🥰
ብፃይነይ ይምችኩም ተጋሩዋይ❤❤❤❤
ኤሳየይ ብልፅቲ ትግራወይቲ ብጣዕሚ ዋዕሮ ሓፍትና እያ ያዳየይ ንዓካ እውን አድናቂትካ እየ ብትሰርሖ ፕራንክ
ብህወተይ ኣነ ሃምዝ ናዝ ቆልዓ እዝ ዳስሕቀን የለይ😂😂😂
Am happy to see her.❤ thanks 👍
ያዳ ማሕረር እምወድክ ነገርስ ሷ👊🤣🤣🤣🤣🤣🤣ኤልሳዋይ ዋዕሮና💞💞💞❤❤❤🥰🥰🥰🥰ይፈትየኩም እየ
I love you so much my people ...ka huala legalagelu yamatute ljoche betame adenakuachew ... Absolutely respect ❤❤❤😂
ያ ኖርማል እዩ እኮ ኢላ ኤልሱ ሽኮር❤❤❤
😂ኣታ ረኣይለይ😂♥
ኤልሳ ድምጺ አዴታታ ፈዳይት ሕነ❤❤❤
ደቂ ዓደይ ጀጋኑ❤️
ተጋሩ ጽሩያት
ተጋሩዋይይ❤❤❤
ምቅርት ኤልስዋይ መዓረይ ❤❤
ኤልሳየይ ዛጓል ሓትነይ ማዓረይ🥰💋
መስተውዓልት እያ ካሊእ ክኢላ ትከይድስ ቅንጭ ኣበላን 😂😂😂❤❤❤
Egziabher. mesakum. yekun. Ahwatey. ✝️🙏🌿❤️🕊️
❤️❤️❤️❤️❤️tegaruway😀
ይመችኩም❤❤❤
ያዲዋ ሰነጥበበኛታት ትግራይ እኮ ወዲኢካዮም ዋኝኝኝኝኝ😂😂😂
ኣነ ግና ኣይድግፎን ኘራንክ ዝባሃል ቃል ። ምኽንያቱ ሰባት ከቃትል ይኽእል እዩ። ሰብ ኣብ መጨረሻ ንደቱ ምስ በፀሔ እናተፃወትኩ እየ እንተበልካ ዋጋ የብሉን።
Harif srah❤
ይመችክም❤❤❤
ኣብ ገዛ ኤልሳ ኢሎም እዮም ዝፅውዑኒ ያ😢😅😅😅😅😅😅
ዓው ኢሉ ይሕሹ ሎ ኢለ።ኣይ ኤልሳ ክክክክክ ተመችያትኒ።
ያዳየ ትኽእለሉ😂
የልሳየ❤💛
ሞይተ😂😂😂 ናሐዚ ገደደ
ኤልሳ እዮም ዝብሉኑያ ለለ😂
ያዳ ኣይተካኣልካን 😂😂😂😂
ዎዓሮ💛💖💪
😮😂😂😂❤❤❤❤❤ይመችኩም
ኤልሳዋይ😁💚💚
ይመችኹም ጀጋነና❤❤❤❤❤
ኤልሳየይ ጓል ዓደይ 💗♥🌹
ብማርያምካ ኣይትበል ዝሓወይ ግን ይቅርታ ❤
ኤልሳይ ❤ተጋሩዋይ♥️⭐️😍