ጽልኢ ይምህር ኣሎ ብዝብል ዝቐረበ ክሲ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 30 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 142

  • @ሰአሊለነቅድስት-ቘ2ጨ
    @ሰአሊለነቅድስት-ቘ2ጨ 21 วันที่ผ่านมา +6

    ምክሳስ እኳ ብመንፈሳዊ ዓይነ ጽቡቅ ተዘይኮነን ንዝኮነ ውን ንምነየሉ ተዘይኮናን - ንሓደ መምህር ኦርቶዶክስ እየ ዝብል ግና ንመንፈሳዊ ምሕደራ ዘይእዘዝ ሕገ ወጥ ብርእሱ ዝምራሕ ሰብ ግና ብውግዘት ክፍለ እዩ ዝግባእ ።
    " ንመራሕቲ ሃይማኖት ስለ ዝጸልአ - ንሕጊ ቤተ ክርስትያን ዝጥሕስ - ንሱ ከይኣክል ክኣ ንህዝቢ ብዘይ ሕጊ ከምድልየቱ ክከይድ ዘተባብዕ ናይዚ ግዜ ተሓታቲ ኢካ።

  • @debrebizen7738
    @debrebizen7738 21 วันที่ผ่านมา +5

    ስልጣን ክቡር ወደይ አጆካ። እታ ሐቂ ከሞ ዕረ እያ ትመሮም ርእሶም ከአ ከም መርዘን ተሕሞም ። ቀጽሎ ጽባሕ ንጉሆ ክሐፍርዮሞ አምላክ ሞሳካ ይኩን

  • @ShumayHailege-do7ms
    @ShumayHailege-do7ms 21 วันที่ผ่านมา +6

    ናይ በሓቂ ንፉዕ ስልጣን አግዚኣብሀር ኣብ ዙርያኻ ይኹን

  • @negesetteklit8178
    @negesetteklit8178 20 วันที่ผ่านมา +2

    ኣሰይ አዝይ ኩሉ ሰለ አግዛብሀር ትህቦ ኣገልግሎት ጻማ ኣይከላካን። ዩ አግዛብሀር ኣጆኻ። ምስኻ ኣለና ኣብ ሃይማኖትና

  • @EeseraAdeyWejerate
    @EeseraAdeyWejerate 21 วันที่ผ่านมา +7

    እግዚአብሔር ይመሰገን አጀኽሙ ክብር መምህርና ንቀፅል ጥራይ ❤❤❤✅

  • @NahomBrhane-y9z
    @NahomBrhane-y9z 21 วันที่ผ่านมา +5

    እ/ሔር ጸግኡ የብዝሓልካ ስልጣን ሓውና

    • @fthawitnuwaye1293
      @fthawitnuwaye1293 20 วันที่ผ่านมา

      EGZIABHER bmulu nxhafo fuqratey❤✝️🙏

  • @soligualagame
    @soligualagame 21 วันที่ผ่านมา +4

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስመዐልና ስልጣነይ እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብዙሩያ እቶም ትሕልውና ክቡራን መማህርናን ኣቦታትናን ይኩን ነዐኦም ካኣ መሳኪን ዓይነልቦናኦም የብረሃሎም 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤

  • @trhasmedhanie5521
    @trhasmedhanie5521 19 วันที่ผ่านมา

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna memhray Egzabher amlka xegu yebzhlka ❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏

  • @akberetmahari5875
    @akberetmahari5875 21 วันที่ผ่านมา +6

    ኩሉ ሰብ ኣብ ሓቂ ተዝነብርሲ ምስ እዝግኣብሄር ከማን ምተዓረቅና ብድሕረይ ሳዕሪ ኣይትብቆላ ኢዮም ዝገብርዎ ዘሎዉ ሓቂ ዘይፈልጡ ኮይኖም ኣይኮኑን፡። እቶም ኣብ ሓቂ ዘሎኩም ጥራይ መንገድኩም ኣይትቀይሩ እዝግኣብሄር ይሓግዝኩም

  • @Tegayshe
    @Tegayshe 18 วันที่ผ่านมา +1

    ጸረ ዓመጽቲ ጸረ ሓሰውቲ ነብያት
    ኢኻ ,ሞ እግዝኣቢሄር ኣምላኽ☝ ጸግኡ የብዝሓልካ🙏🙏🙏

  • @AngesetGebrehiwet
    @AngesetGebrehiwet 21 วันที่ผ่านมา +4

    Dear brother don't care about any body be brave you are true teacher and honest God bless you thanks

  • @Gebremedhn12
    @Gebremedhn12 21 วันที่ผ่านมา +3

    እግዚኣብሄር ጸጋ ኣገልግሎትካ የብዝሓልካ ሓውና ኣጆካ በርትዕ ኣብ ሓቂ ስለ ዘለካ ብዙሕ ብድዓ ክመጸካ እዩ ። ኣይትገደሰሎም እቲ ዝገርመኒ ነዓይ ኣብ ኤርትራ እንተ ዝከውን ነሩ በዓል እዚ ዝዛረብ ዝነበረ ብሂወት ኣይመንበሩካን እዚኦም ፈሪሳውያን 🤔
    ተዋህዶ ኣይትናወጽን እያ ✝✝✝🙏🙏🙏

  • @ብሰመኪክጀመር
    @ብሰመኪክጀመር 21 วันที่ผ่านมา +3

    ኣሜን ስልጣነይ ቃል ሂወት የስመዓልና ኣምላክ ደካምካ ፈቅርካ ሩኡ ፀጋ ኣብረእሲ ፀጋ ዕድመ ሓየሊ ያዓድልካ ምመህረይ🙏💐

  • @hgkodxzx1378
    @hgkodxzx1378 21 วันที่ผ่านมา +3

    እግዛኣብሔር ይመስገን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዕልና መምህርና ተባረክ ኣምላክ ፀጋ በረረከቶ የብዘሕልካ ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @medihenTube
    @medihenTube 21 วันที่ผ่านมา +4

    ኣጀካ ስልጣነይ መምህርይ ናይ ክርስቶስ ወታደር ❤

  • @TesfahiwetGebremariam
    @TesfahiwetGebremariam 21 วันที่ผ่านมา +2

    ቃል ሂወት የስመዓልና ስልጣን ሓወይ ፨።ሓቂ ተንዛረብ ደኣ ወዲቅና እንዲና ነህና ፡ኣነ ኣብ ኤርትራዉያን የሕዋትና ብዝተዓዘብኩዋ ትምክሕቲ እዩ ኣብዚ ኣዉዲቅና ብትዕቢት ተሰንጢቅና ግን ይቅረታ ኩሉ ማለት ኣይኮነን ኣጆኻ ሓቂ ተዛሪብካ በይንኻ ምትራፍ ይበልጽ ካብ ሓሶት ምዝራብ

  • @andomtesfandrias6329
    @andomtesfandrias6329 21 วันที่ผ่านมา +7

    ናይ ብሓቂ ናይ ጽልኢ ጥራይ ኢኻ ትሰብኽ፡ ቀሪብካ ናብ ፖለትከኛ ትጸሪ ኣለኻ ። በዚ ንስኻ ትምህሮ ናይ ዕርቂ ኢልካ ስለ ትሓስቦ ተራሓሕቀና ዘለኻ ይበዝሕ።

    • @Hagerey-n1q
      @Hagerey-n1q 20 วันที่ผ่านมา +2

      Ya naybhaqi ezi wedi ayrdon alo ember xlen poltican tray eu seb zfelali zelo eti zgedede ka natu tray eu haqi koynu zsmo zelo 😢

  • @SaraMa-g1g
    @SaraMa-g1g 20 วันที่ผ่านมา +1

    ብሓቂ ቃልህይወት የሰማዕልና ❤ነሓና አወን አብ ሓቂ ክንቀወም አምላክ ቅዱሳን የሓገዘና❤❤

  • @sababk9662
    @sababk9662 21 วันที่ผ่านมา +4

    Ajoka Amlakna selam eyuu. Kulu etezarebo hakeye eyuu.Amlak yebareka tsegeu yebzehalka. 🙏❤✝️

  • @ዛፉጓልክርስቶስ
    @ዛፉጓልክርስቶስ 21 วันที่ผ่านมา +1

    🎉ኣይዞካ ስልጣን ሓወይ እግዚአብሔር ኣምላክ ምሳካ ይኩን በርትዕ ፈተና አብ ኩሉ ዘሎእዩ ንስካ ጥራሕ ንሓቂ ቃፅል በርትዕ😊❤❤❤❤🎉

  • @TkTk-n7g
    @TkTk-n7g 21 วันที่ผ่านมา +1

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና❤
    ካብዚ ንላዕሊ ተግህካ ክተገልግል ምስጥሩን ጥበቡን ይግለፀልካ
    ❤❤❤

  • @habtuokba2170
    @habtuokba2170 21 วันที่ผ่านมา

    ቃለ ሂወት የስማዓልና ኣጆኻ በርትዕ ኣሰር ኣቡነ እንጠንዮስ ዘረገጸ ሰብ ዋላኳ ክንዲ ናቶም ኣይኹን ግን ፈተና ክፍተን ግድን እዩ ❤❤❤❤❤

  • @የት
    @የት 21 วันที่ผ่านมา +2

    ክቡር ሓውና ስልጣነይ ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብ ክንዲ ዘኾሎስኩስኢደይ ተነኸስኩ ዝብሃል ሓቂ እዩ።ምእንቲ ስመይ ኢሎም እንተፀረፈኹምን እንተኣሳጎጉኹምን ሕማቅ እንተ ተዛረበልኩምን ኣብ ሰማያት ዓስብኹም ዓብዪ እዪ እሞ ተሓጎሱን ተሳራሰሩን ባህ ድማ ይበልኩም። ይብለና፡ስለዚ ክቢር ሓውና ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኸልካ ኣነ ብጣዕሚ እዩ ገሪሙኒ ዘሎ በዚ ሰዓት እዚ ካብ መናፍቃንን ካሓድያንን ይሰውረና ናብ ልቦም ንመልሶም እምበር ዓሉም ናበይ ገፃ እያ😢😢😢እና ኣይዞኻ እቲ ኩሉ ዝኽእል ኣምላክ ምስክርና እዩ

  • @መድሃኒአለምአቦይብምሕረት
    @መድሃኒአለምአቦይብምሕረት 20 วันที่ผ่านมา

    ሓቂ ንዘይፈልጣ መራር እያ ኣብ ሓቂ ንዘለኹም ግን እናመስከርኩም የንብርኩም ኣይዞካ ክቡር ሓውና መምህርና ብርተዐ ይሃብኻ ሓድነት ይዓድለና ፈጣሪ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @WeiniAregai
    @WeiniAregai 21 วันที่ผ่านมา

    ኣጀካ ስለ ሓቂ ደው እና ክንብል እና እሞ እግዚአብሔር ኣምላክ ጸጉኡ የብዘሕልካ ሰንጣን ሓወይ ❤❤❤❤❤❤

  • @WeiniAregai
    @WeiniAregai 21 วันที่ผ่านมา +1

    + ኣይረሳዕኩን እታ ዕለት +
    ኣይረሳዕኩን እታ ዕለት
    ኣይዘንጋዕኩን ናትኪ ውዕለት
    ኣደይ ኢለ ዝጽውዕ ኪዳነምህረት
    ኣለኒ ምኽንያት
    ምስ ሰብ ተዛሪበ ብጽልኢ ክድበር
    ንብዓተይ ብምረት ካብ ዓይነይ ክፈስስ
    ናይ ቤተይ መከራ ኩሉ ነጊረኪ
    ሓዛኒት ኢኺ'ሞ ራህራሂ ልብኺ
    ኣይርስዖን'የ ናትኪ ውዕለት
    ውሬታ ኣለኒ ኪዳነምህረት
    ኣይረሳዕኩን እታ ዕለት
    ኣይዘንጋዕኩን ናትኪ ውዕለት
    ኣደይ ኢለ ዝጽውዕ ኪዳነምህረት
    ኣለኒ ምኽንያት
    ውሽጠይ እንዳ ሓዘነ ልበይ ደም ክነብዕ
    ኣብ ጸልማት ክወሓጥ ፋኑሰይ ክጠፍእ
    ኣፍደገይ ሸጊጠ ትም ኢለ ከልቅስ
    ቅድሜኺ ደኒነ ኣደይ ኢለ ከስተንፍስ
    ናባይ ጠሚትኪ ተቀቢልክኒ
    ብድኽነተይ ከይነዓቅክኒ
    ኣይረሳዕኩን እታ ዕለት
    ኣይዘንጋዕኩን ናትኪ ውዕለት
    ኣደይ ኢለ ዝጽውዕ ኪዳነምህረት
    ኣለኒ ምኽንያት
    ኣደ ስኢነ ኢለ ከቶ ኣይከፍኣንን
    ተስፋ ኣስኒቅክኒ ከማኺ ኣይረኣኹን
    ምድራዊት ኣደይ ልዙብ'ዩ ፍቅራ
    ፍሉ'ዩ ናትኪ ግን ዘይግለጽ ብውዕለት
    ኣይ ስልችወንን ማርያም ክብለኪ
    ኣብ ጽላት ልበይ ስለዝተሓተምኪ
    ኣይረሳዕኩን እታ ዕለት
    ኣይዘንጋዕኩን ናትኪ ውዕለት
    ኣደይ ኢለ ዝጽውዕ ኪዳነምህረት
    ኣለኒ ምኽንያት
    ረሃብ ክኢለዮ መጺእኪ ኣብ ጥሜተይ
    በረኸት ኮይኑለይ ዝጎደለ ቤተይ
    ጭንቀተይ ቀሊሉ ሓዘነይ ርሒቁ
    ዘጨንቅ ጸላኢ ብኣኺ ወዲቁ
    መድሓኒተይ ኢኺ ቁስለይ ፈዊስኪ
    እኔኹ ቆይመ እዝምረልኪ
    ኣይረሳዕኩን እታ ዕለት
    ኣይዘንጋዕኩን ናትኪ ውዕለት
    ኣደይ ኢለ ዝጽውዕ ኪዳነምህረት
    ኣለኒ ምኽንያት።
    +ኣይረሳዕኩን እታ ዕለት +
    በረኸትን ጸጋን ናይ ኪዳነምህረት ምሳና ይኹን።
    ኣይስልችወንን ማርያም ክብለኪ
    ኣብ ጽላት ልበይ ስለዝተሓተምኪ!!!!!
    🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏
    ኩሉ ግዜ ንስድራኻ ኣፍቅሮም' ምኽንያቱ ካልእ ከምኦም ካልእ ኣይትረክብን ኢኻ::
    እዝኣ ኣንብባ እስኪ ስንጣን ሓወይ ኣብ ልብያ ማዓተብኪ ኣውጽእዩ እሎምኒ ኣነ ካኣ ፍጽም ክሳደይ ትቆረጽ እለይ ኣቅብጸይ እየይ እሞ እግዚአብሔር ይመስገን ኪዳነ ምሕረት ማዓልቲ እየይ ካብዚ ኩሉ ሽግር ወጽኤይ

  • @MakiMaki-jj3kf
    @MakiMaki-jj3kf 21 วันที่ผ่านมา +1

    ቃለ ሂወት የስምዓልና ስልጣነይ አብኤርትራ ዘሎ ህዝቢ ደአ ሓቂ ዝምስክር ሓቂ ዝዛረብ ዶ ይህሉ እዩ ቀሺ ይኩን ምእመን ሓቂ ተተዛሪቦም ዳአ ንጉድጓዶም

  • @FHaile-yf4ub
    @FHaile-yf4ub 21 วันที่ผ่านมา +1

    Amen🙏🏽 Amen🙏🏽 Amen🙏🏽
    Ajoka hawna - we are with you and Abotatna!
    ⛪️✝️⛪️✝️⛪️✝️⛪️
    May God bless you🙏🏽
    “The God of heaven will make us prosper, and we his servants will arise and build.” Nehemiah 2:20
    “ኣምላኽ ሰማይ ኬቕንዓልና እዩ እሞ:ንሕና ባሮቱ: ተንሢእና ክንዓዮ ኢና”። “ ነህ 2:20)🙏🏽

  • @LetenkielTeklebrhan
    @LetenkielTeklebrhan 21 วันที่ผ่านมา +1

    Ms Bhasot zksesu nhaki wn zhaku sltan hawey egzabiher zeben agelglotka ybarek rediet emebrhan bereket kudusan ms kulna ykun bereketom yhderena semaet zenbele dem bxuu wekudus abona entenyos amen amen amen ❤❤ü❤

  • @SimonMasoni
    @SimonMasoni 21 วันที่ผ่านมา +3

    ቃል ሂወት የስምዓልና ኣጆኻ ቀጽሎ

  • @AbrahamRedae-d1f
    @AbrahamRedae-d1f 21 วันที่ผ่านมา +1

    አሜን ንገሮም ነዞም ፈሪሳዊያን

  • @soligualagame
    @soligualagame 21 วันที่ผ่านมา +1

    እግዚአብሔር ይመስገን ስልጣነይ ብሉፅ እንኳዕ ዳሓን መፀካልና🙏❤

  • @wabo6374
    @wabo6374 21 วันที่ผ่านมา +1

    ኣጆኻ ስልጣን ሓወይ እግዚኣብሄር ኣምላክ የበርትዕኻ

  • @samer-wh6rk
    @samer-wh6rk 21 วันที่ผ่านมา +2

    ኣይትገደሰሎም ስልጣነይ ንቲ ዘኣመንካሉ ነገር ድሕር ኣይትበል❤

  • @GirmayEssak
    @GirmayEssak 21 วันที่ผ่านมา +1

    ኣጆኻ ኩብር ሓው
    እዝግኣብሄር ኣይገድፈካን እዩ
    ህዝብኻ እውን ምሳኻ እዩ

  • @ፈሪወይኒጓልዓይባ
    @ፈሪወይኒጓልዓይባ 21 วันที่ผ่านมา +1

    እግዚአብሔር ይመሰገን አሜን //3//ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና❤

  • @tiftoberhe3320
    @tiftoberhe3320 20 วันที่ผ่านมา

    Amen

  • @wedichealohadadim8147
    @wedichealohadadim8147 21 วันที่ผ่านมา +2

    ዕድመን ጥዕናን ነዓካ ይኩን

  • @sembrawlstar3310
    @sembrawlstar3310 21 วันที่ผ่านมา

    Amen amen amen

  • @zewenjelTinsea-e5l
    @zewenjelTinsea-e5l 20 วันที่ผ่านมา

    Amen amen amen kal hiwet yesmaluna hawina

  • @yordanostesfahiwet7079
    @yordanostesfahiwet7079 21 วันที่ผ่านมา +3

    Yqreta sdra egzabher abzi gzhe ezi bjeka nay mfllay n xlen ekum tzmru delekum mhllan xelotn entetkewn mezmurkum xbuq neru ❤

  • @geretesfay7898
    @geretesfay7898 21 วันที่ผ่านมา

    Amen Amen amen kale hiwet yesmalna

  • @alemdesta454
    @alemdesta454 21 วันที่ผ่านมา +4

    መድኃኒአለም እየሱስ ክርስቶስ አብ መንገዱ የጽንዕካ ስልጣን ሓውና😘 ጎይታና ምስ መፀከ መን ብሰላም ተቀቢልዎ ኮይኑ እንትርፊ ብክስን ብተንኮልን ምጥፋእ ክብሪ ምስጋና ንዑኡ ይኩን😢 ሓድነቱ ይሃባ ቅዱስስት ቤተ ክርስትያን ምድረ አጋአዚት ትናወፅ አላ አቤቱ ይቅር በለልና❤😢

  • @nati8121
    @nati8121 21 วันที่ผ่านมา +1

    ቃል ሂወት የስምኣና🙏🙏

  • @MehariWeldihwet-x5n
    @MehariWeldihwet-x5n 21 วันที่ผ่านมา

    እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዚሓልካ ክቡር መምህርና

  • @genetdesta76
    @genetdesta76 21 วันที่ผ่านมา

    Qale hiwet yesmalna burukey. Ajoka we know the fact of your lessons . Egzabhr edmen tinan yihabka

  • @ኪዳንኪዩኣደይ
    @ኪዳንኪዩኣደይ 21 วันที่ผ่านมา

    Ajoka hawey Egziabher zhaze ayhafren eu gzie da kwesd ykel enber❤

  • @WeyniKibrom-o1f
    @WeyniKibrom-o1f 21 วันที่ผ่านมา

    Amen amen amen qalhiwet yesmalema xegu yebzhalka fetri ❤❤❤

  • @senaitmeles976
    @senaitmeles976 21 วันที่ผ่านมา +2

    ኣጀኻ ድኣ ንስኻ ንኣምላኽ ትስዕብ ንሶም ንህግደፍ ይስዕቡ እቲ መገዲ ንጹር ኢዩ ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን

  • @MiniaTesfa
    @MiniaTesfa 16 วันที่ผ่านมา

    Kale hiwet yesmalna🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mussiewelday9370
    @mussiewelday9370 21 วันที่ผ่านมา +3

    Qele hiwet yesmalna hawna eyesus krstos wun hasiem eyom zferdwo nierom hji ka tetahahzna ntfa eyom elamuom keynu ysmani so neti haqi zebelkayo aytqarxo kbleka ydeli ❤❤❤

  • @medihenTube
    @medihenTube 21 วันที่ผ่านมา +1

    ናይ ዘመና ሃወርያ ❤

  • @Azezom
    @Azezom 21 วันที่ผ่านมา +1

    God will give you strength Sultan brother ❤❤

  • @mogoszomo3570
    @mogoszomo3570 20 วันที่ผ่านมา

    Selam Abona amlak ms kuluna ykun amen.
    Bzaeba etom kshi nabana gdefwo kulu gudayom nfoltom ena gn lbi yeebina tm elna alena ente bezihu gn nabana deki adu gdefwo yekenyeley

  • @mletetadese3985
    @mletetadese3985 21 วันที่ผ่านมา +1

    Ajokaa ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @HarfeyaHayle-dv7qh
    @HarfeyaHayle-dv7qh 20 วันที่ผ่านมา

    👏💒✝️👏❤️👏❤️

  • @natsnetguesh8442
    @natsnetguesh8442 21 วันที่ผ่านมา

    Amen 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @asmaytkidane6214
    @asmaytkidane6214 21 วันที่ผ่านมา

    እወይ😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @Tsegagebreslasie-v5k
    @Tsegagebreslasie-v5k 21 วันที่ผ่านมา

    Amen Amen Amen ❤ 🙏🙏🙏

  • @NahomTekeste-z8r
    @NahomTekeste-z8r 21 วันที่ผ่านมา

    amen qale hiwet yesmalna kubur hawna ajoka ab gonka alena

  • @Godisgood-yd7xv
    @Godisgood-yd7xv 21 วันที่ผ่านมา

    May God bless you abundantly Sltan Hawey ❤

  • @FuyIfgj
    @FuyIfgj 21 วันที่ผ่านมา

    👏👏👏👏👏👏🌹🌹🌹🌹🌹🙏🙏🙏🙏🙏

  • @betielyohannes8653
    @betielyohannes8653 21 วันที่ผ่านมา

    Amen ❤

  • @zebibtesfamichael6606
    @zebibtesfamichael6606 21 วันที่ผ่านมา

    Abesa kubur hawna edimen tianan yhabka Egizabher Amlak 🙏🙏🙏🙏❤❤❤

    • @zebibtesfamichael6606
      @zebibtesfamichael6606 21 วันที่ผ่านมา +1

      Abo haki zeykem admu teba frhat Egizabher Amlak zeleka nay zemena hawora knuae Memhirey😇😇😇🥰🥰🥰👏👏👏👏💞💞💞💫💫💫💫 atigedeselom nezom xemamat eda semu kebdom politikom rasi yebilomin

  • @menges337
    @menges337 21 วันที่ผ่านมา

    ካሓዲ ኢኻ በሓቂ።እሞ ድማ ንድንግል ማርያም ጥንታዊ ተኣብሶ ኣለዋ ትብል

    • @AbielTesfay-p8g
      @AbielTesfay-p8g 21 วันที่ผ่านมา +2

      እታ ዝበላ ቪድዮ እባ ስደደለይ ምልእቲ ማለት እዩ ንምናታይ ሓቂ መርመር ተብለኩም🤔ኣብዚሕኩሞ ሎምስ🙄

    • @Gebremedhn12
      @Gebremedhn12 21 วันที่ผ่านมา +1

      @menges337 ኣንታ ሓወይ ሓሶት ውርሻ ገርካዮ ምሕረት የውርደልካ ፈሪሳዊ ጸረ ሰላም 🙄🙄😳

    • @menges337
      @menges337 21 วันที่ผ่านมา +1

      @@Gebremedhn12 ሓወይ ናተይ፡ደጋጊሙ ዝብሎ ኢዩ ኮ።ኣነ ይብል ንሱ ምስ ናይ ሰሜን ኣመሪካ ማለት ምስ በዓል ኣባ ኣንጦንዮስ ኢየ ዝምራሕ ይብል።ኣባ ኣንጦንዮስ ከኣ ክሕደት ድንግል ማርን ስላሴን ዓው ኢሎም ኣብ ማስመድያ ዝተዛረቡ ኢዮም።ስለዚ ኣባሎም እንተኮይኑ ካሓዲ ኢዩ

    • @Gebremedhn12
      @Gebremedhn12 21 วันที่ผ่านมา +1

      @@menges337 ኩቡር ሓወይ ሕጂ ' ውን ኣብ ጊጋ መንዲ ኣለካ ካብ እሎሞ ኢልካ ዘረባ
      ተቆጠብ ክንደይ ክቡራታት ኣቦታትና ኣይትዘልፈልና ንሕና ከም ሰዓብቲ ደቂ
      ተዋህዶ ኤርትራውያን ጸገም ናይ
      ፖለቲካ ምሕደራ እንበር ጸገም ናይ ክሕደት ኣቦታት ናይ ሃይማኖት የብልናን ክትፈልጥ🤔🤔😏😏☝☝☝

    • @menges337
      @menges337 21 วันที่ผ่านมา

      @@Gebremedhn12 እሞ ክሕደት ክምህሩ ኣይሰማዕኩን ዲኻ ትብል ዘለኻ?

  • @yoditgalerey2903
    @yoditgalerey2903 21 วันที่ผ่านมา

    Ajeka memhrey egzeabhier alo msana❤❤❤

  • @سلامسلمي-ي7ف
    @سلامسلمي-ي7ف 21 วันที่ผ่านมา

    🙏🙏🙏🤲🤲🤲⛪⛪⛪👏👏👏👏❤❤❤

  • @GebrmeskelOkubu
    @GebrmeskelOkubu 21 วันที่ผ่านมา +2

    Sltan hawey amlak da ayfredka ber sebs aykonen naka ngoyta kemen amlak kensu goytan feradn ka ahlifon ybomo eyom slezi aytfrah amlak alo abgonka

  • @negesetteklit8178
    @negesetteklit8178 20 วันที่ผ่านมา

    ጽልኢ ንሳቶ አዮም ዝምህሩ ዘለው

  • @kingjhon2126
    @kingjhon2126 20 วันที่ผ่านมา

    Ajoka ab Gonka Alena
    ✊🏾✊🏾

  • @WedihagosHagos-g8l
    @WedihagosHagos-g8l 21 วันที่ผ่านมา +2

    Sltan hawna haki msaka ala ajoka

  • @tedrosbelay4415
    @tedrosbelay4415 20 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤🎉

  • @terhassabatlab5693
    @terhassabatlab5693 21 วันที่ผ่านมา

    🎉🎉🎉🎉

  • @WedihagosHagos-g8l
    @WedihagosHagos-g8l 21 วันที่ผ่านมา

    Sltan Hawna ajoka Haki egzabher yu mo egzabher msaka alo ajoka

  • @HeahHeah-r6c
    @HeahHeah-r6c 21 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤

  • @mzeweyniabraha6923
    @mzeweyniabraha6923 21 วันที่ผ่านมา

    qale hiwet yesmealna kbur hawna

  • @yrgalemtesfamaryam9741
    @yrgalemtesfamaryam9741 21 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @LetushGeremariam
    @LetushGeremariam 20 วันที่ผ่านมา

    🙏🏼🙏🏼🙏🏼❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @Yemanefisahatsion
    @Yemanefisahatsion 21 วันที่ผ่านมา

    qal hiwet yesmalna

  • @GebrmeskelOkubu
    @GebrmeskelOkubu 21 วันที่ผ่านมา +1

    Amlak msaka ykun sltan hawey krstian orthodox eye sele wala ka mexhaf kubus aflto ayhalweni ber beti tmhrena zeleka nlbi zeresres ktedmeni delye aleku

  • @ኣቤጓልማርያምፅዮን
    @ኣቤጓልማርያምፅዮን 21 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @natsamulue1246
    @natsamulue1246 21 วันที่ผ่านมา

    bsm asey Meryem abtgebrwo xolot zekuruni ❤

  • @አነዘ-ክርስቶስ
    @አነዘ-ክርስቶስ 20 วันที่ผ่านมา

    ረቡኒ❤

  • @asmarasebatu2349
    @asmarasebatu2349 20 วันที่ผ่านมา +1

    Xegiu yebizhalka Sultan hawina

  • @yrgaalem8486
    @yrgaalem8486 21 วันที่ผ่านมา

    ❤️❤️❤️❤️🙏🙏🎉

  • @ፈሪወይኒጓልዓይባ
    @ፈሪወይኒጓልዓይባ 21 วันที่ผ่านมา

    ሳብስክራይብ ግብረለይ ጀማርት የእዋ ክብረተይ ከይት ሕልፈና ከመለስ የእዋ🎉❤

  • @abrehetdebesai7851
    @abrehetdebesai7851 21 วันที่ผ่านมา

    ❤️❤️❤️🙏❤️❤️

  • @TemuHagos-zt1wg
    @TemuHagos-zt1wg 21 วันที่ผ่านมา

    ❤🙏

  • @negesetteklit8178
    @negesetteklit8178 20 วันที่ผ่านมา

    ምኽንያት መናፍቓን ባዕላቶም አዮም

  • @negesetteklit8178
    @negesetteklit8178 20 วันที่ผ่านมา

    ደሃን መምህርና ሃሰውትይ ነብያት ዘብልዎ ኣይትሻቕል

  • @AhmedAhmed-kz9st
    @AhmedAhmed-kz9st 21 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤😊

  • @alonaeyob6648
    @alonaeyob6648 21 วันที่ผ่านมา

    😢😢😢

  • @ናይሎሚተስፋንጽባሕብርሃእ
    @ናይሎሚተስፋንጽባሕብርሃእ 21 วันที่ผ่านมา

    🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @Shewitadhanom-j6m
    @Shewitadhanom-j6m 21 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤

  • @ጋልክርስቶስ
    @ጋልክርስቶስ 21 วันที่ผ่านมา

    🙏🏾❤️🙏🏾

  • @RigatHagos
    @RigatHagos 21 วันที่ผ่านมา

    ❤🎉❤🎉❤❤❤

  • @Tesfieguesh
    @Tesfieguesh 21 วันที่ผ่านมา

    Selam neaka kubur hawna amlak xeguau yebzhalka ይቅረታ ግበረለይ፡ሓንቲ ሕቶ ክሓተካ ግን ብተለፎን ኣባት፡ነብሲ ክትሕዝ ይፍቀድ ዶ ?

    • @Ostirch
      @Ostirch 21 วันที่ผ่านมา

      ኣቀሽቲ ዘይብሉ ዓዲ እንተ ሃሊካስ ይፍቀድ እዩ መስለኒ ኣብ You tub ka aytsenn tkewn ika

  • @shamsolomon7101
    @shamsolomon7101 20 วันที่ผ่านมา

    Amlak xegip yebzihaka zohawey ajoka

  • @abelhagos967
    @abelhagos967 21 วันที่ผ่านมา

    አጆኻ እግዚአብሔር ምሳኻ እዩ ፡ ብሓቂ ጥራይ ሰጉም ❤

  • @geretesfay7898
    @geretesfay7898 21 วันที่ผ่านมา

    Ane ms heki aye ajoka kexlo hesawn snkin andahedere yfekus