ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
እንኳዕ አብፀሐና ክብረ በዓል ጥምቀት ጎይታና መድሓኒና እየሱስ ክርስቶስ ናይ ዓመት ሰባት ይበለና ❤ አሕዋተይ ምሳሌ 28 አንብብዎ ደስ ክብል ነብስካ ክትፍትሽን መንገድካ ክቀንዕን ይገብረካ ከዚ አንቢበያ❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እንቃዕ ኣብጽሓና ናብዚ ክቡር ብዓል ጥምቀት❤❤❤🙏🙏🙏❤❤❤
ኣሜን ኣሕቢሩ ❤❤🎉❤❤
አቤቱ ማሓረና ይቅረ በለልና😢ህፁፃን ዝኮንና ወለዶ ይቅረ ይበለልና😢
ኣብዚ ሐዚ ግዜየኮ እዘሙ ሚስማዕ ዝተሳኣኖም ኣሕዋታናን ዓይነ ስዉራን ወለዲናን እነመስግነሉ ግዜየ እና በፅሓና ዘለና ኣታ ጎይታይ ማዓረይ ኣነሰ ተዕግሰታኻ ኣፈረሐኒ😢☝
😢😢😢
😢😢
ብሓቅ መምህርይ ጸጋኡ የብዝሐልካ ዕደመነሰ ጥዕናን ይሃበልና መምህር ህይወተይ 👏👏👏☘️☘️☘️
ስልጣን ሓወይ እግዚአብሔር ኣምላክ ጸግኡን በረከቱን የብዝሓልካ ንሳቶም ከኣ ሓሚሞም ኢዮም እግዚአብሔር ምሕረት የዉርደሎም በዕሉ ንሱ ህያዉን ፈቃርን እዩ ሞ ምሕረቱ ይልኣኸልና
ክብር ሓው ስልጣን ካባኻ ብዙሑ እየ ተማህረ ዝማሃርን ንኣኻ ዝሃበና እግዚአብሔር ይመስግን❤🙏
አሕዋተይ ዓገብ አሕናስ መን ስለ ዝኮንና ዩኡ ናቶም አቦታትና ቅዱሳን ስም ንምልዓልኮ ብቃዓት ደብልናስ አምላክ ዳኣም ይቅር ይበለልና ብእውነት 😢😢 ብመንግስትካ ዘክረና ጎይታሆይ 🙏 ቃል ህይወት ያስመዐልና ፀጋኡ ያብዘሐልካ ክብር መምህርና ብዕድመን ብጥዕናን ያሓልወልና ፈጣር አሜን እንኳዕ ደማ አሕብሩ አብጸሐና አሜን🎉🙏🌼
ደምርኒ መዓረይ😊❤
እንኳዕ አብፀሐና ናይ ሰላም ግዜ ይግበረልና እግዚአብሔር አምላክ ንከነስተውዕል ንቁዱስ ቃሉ ክንሰምዕን ክንርዳእን ዓይነ ይቦናና ይክፈተልና ፈጣሪ
ሓዳ ሓደ ግዜስ እዝነይ እተዘይሰምዕ ዘብል ለካ አሎ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
ኦ ጎይታ ባዓይን ሚሕረትኻ ጠሚተና🙏🙏🙏
እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ😢😢😢እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ😢😢😢እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ😢😢😢እግዚአብሔር አምላኽ መሰተውዕሊ ዓይነ ልባና ይዓድልኹም ዋይ😢😢😢እንካዕ አብፅሐካ አብፅሐና ንብርሃን ጥምቀት ሰልጣነ ሓወይ ብሓቂ ቃል ህይወት ያስመዐልና ሰልጣነይዋ ፀጉኡ በረከቱ ያብዘሐልኻ እግዚአብሔር አምላክ ከማኻሰ ዘበለሰ ያብዘሓ እግዚአብሔር አምላክ ሰልጣነ ሓወይ አነሰ ኪፈትዉካ ማዓት ብትምህሪትኻ ሰልጣነ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኻ እግዚአብሔር አምላክ🙏 ሰልጣነይዋ 💖💖💖💛💛💛💛😍😍😍😘😘😘
አቤቱ ካብ ናይ ድፍረት ሓጥያት ማሓረና ይቕረ በለና ቃለ ሂወት የስምዓልና አምላክ ሓጥያት እዩ ዝፀልእ ሓጥያተኛ አይኮነን ምእንተ ዝጠፍእና ክመልስ እዩ ናብዛ ምድሪ መፂኡ 😢😢😢😢😢
Amen Amen Amen qale hewet yesmaelna egzabher amlak seb lomi mexaweti seytan koyna nab egzabher nebiena mmlas seina nab xlale adhebulna enzarebon enbelon tefiauna baelu fetari yqre ybelelna kem zblwo zelew mslmna sile zteqebelet eya nktqbel keae gdn nheymanota kteneaees alewa bzkone ayna garidwa zelo egzabher ykfetela ❤❤❤❤❤❤❤❤
እግዚኣብሄር ኣምላክ ከም ሓጥያትና ዘይኮነስ ከም ምሕረቱ ይቅር ይበለልና 🙏🤲😥😥
🎉አሜን ቃል ህይወት የስመአልና ስልጣነይ ❤❤🥰✝️ዛቆልዓ ሃይማኖት የብለይን ኢላ ኣላ ሐዚ ይቅርታ ሓቲታ ቱ ዝተፃረፈቶ ኣምላክ መስተውዓሊ ይሃበና እንበር ፀገምዩ ኣፍልጦ ዘይብላ ናብ ኣስላም ከይዳ ነይራ ተመሊሳለ ኣይከድኩን ዘይፈለጥኩየ ኣትየዮ ኢለ ሐዚ ሃይማኖት የብለይን ትብላ😢😢
ጨለ ደሚረኪ ኣለኩ ንስኪለ ደምርኒ ክብረተይ😊❤@@Tibe-21
ስልጣነይ እንኻዕ ብስላም መፃካ ክብር ሓውና ብሓቂ ዘሐፍርን ዘነውርን ዘደንግፅ ኣህህህ እግዚኣብሔር ኣምላክ ዓይነ ልቦናና ይመልስልና ለለ ሎሙስ ብመፀሓፍ ቁድስ ቀልዲ ተጀሚሩ ኡፍፍፍ😢😢😢😢
ቃል ሂወት የስምዓልና ክቡር ሓውና ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንካ ይባርኸልካ
ኣሜን ቃል ሂወት የስማዕልና መምህርና
እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ ክቡር ሓውና ስልጣነይ አሜን አሜን አሜን እንኳዕ ኣሕቢሩ ኣብጸሐና ንብርሃነ ጥምቐት ኦ ኣምላክ ብምሕረትካ እንበር ከም ግብርናስ ኣይኹን ይቅረ በለልና ኣምላኸይ😢
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዕልና ተባረክ ስልጣን ሓወይ ኣምላክፀጋ በረከቱ የብዝሕልካ ❤
ስልጣን ሓወይ ቃል ሂወት የስማዓልና ኣብ ትሕቲ እዝጋእቢሄር እዚ ህዝቢ ናባኩም እዩ❤❤❤❤
Nay behaki kale hiwet yesmalena 🙏🙏🙏 Sultan hawey Egziabeher Amlak Xigiu yebezhalka 🙏🙏🙏❤️
Amen amen amen kalehwet yesmeana egzabger bmhretu ytemtena ❤❤❤
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ፀግኡን በረኸቱን የብዝሐልኻ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዘመንና ይባረኽ👏❤❤
ዝገርም ኣገላለፅ እዩ ቃለ ሂወት የስመኣልና 🙏
እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሕረት ይሃብና ኣሕዋትይ😢😢😢🤲
ኣሜን ስልጣነይ ቃል ሂወት የስመዓልና ቃል ሂወት የስመዓልና ክብር መምህረይ❤❤❤❤❤
ቃል ሂይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና እግዚአቢሔር አምላክ ዓይኒ ልቦና ይክፈተልና ሰናይ ቅምቀት ይግበረልና ርሕሰ አውዳአመት ይኩነልና ሰናይ ማዓልቲ ናይ ዓመተ አሰባት ይበለና እግዚአቢሔር 💞🙏💞🙏💞🙏💞🙏💞🙏💞🙏💞🙏💞
ቃለ ሂወት የስምዓና መምህረይ
🤲ወይ ጉድ ኣምላኽ ምሕረት የውርድ ኦ ኣምላኽይ ዓይኒ ልቦናና ይክፈተልና ኣሜን 🤲
ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህርና
ቃለ ሂወት የስማኣልና ክቡር ሓውና እድመን ጥዕናን ይሃብካ።
ቃለ ሂወት የስምዓልና ክቡር ሓውና ❤❤❤
Amen Amen Amen Kal hiwet yesmalna sltan hawna
ኦ እግዚአብሔር ልቦና ሃበና ❤❤❤❤
ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና መምህር ስልጣን ሓውና ከማካ ይብዝሑ ቀዘለ ድማ ምንላባት ንሕና ሰባት ስለ ዝኮና ጌጋ ኣብርእሲ ጌጋ እናፈጸምና ኢና እንነብር እታይ ድኣ ብምሕረት ኣምላክ ግን ዳግማይ እንነጽህ ሰባት ኢና ሓጥያት ዘይብለና እተንከውን እሞ እግዝኣንሄር ወልድ ክውልድ ኣይ።ተክእሎን ምዋላዱ ምስጢር ግን ሓጥያትና ንክድምስስ ኢዩ ስለዚ ገግብርና እተንርኢ ግብሪ ኣምላክ ውን ምተራእተና እሞ ሰብ ወዳቅን ተስእን ምኻኑ ምፈልጥና ስለዚ ይሕዋተይ ነብሲና ክንምርምር ይግባእ ክልኣይ ድማ መጽሓፍ ቁዱስ ፍሉይ ኢዩ ፍሉይ መግበሪኢ ድማ ሓደ ሰብ እኮ ነቲ ዝብሎ ቃል ክግርብሮ ዝክኣሎ የለን እታይ ድኣ ብሓይሊ እግዝኣብሄር ግን ክገብሮ ይክኣሎ ኢዩ ሰለዚ ኣምብብዎ ምሓር እበር ቅተል ዘብል የብሉን ንሕና እንኣምኖ ኣምላክና እምነትና ኮይኑ ዘይኮነ ሓቀኛ ኣምላክ ሰለ ዝኮነ እግዝኣብሄር ኢና እነምልኮን እንግዝኦን እሞ ኣብ እምነትና ክንጸንዕ ይግባእ ከምቶም ኣቦኣታትን ሰለተ ደቂቃን ኢየሱስ ክርስቶስ ናይ ዘልኣሎም ሂወት ኢዩ እሞ ክብርን ምስጋናን ንዑኡ ይኩን❤❤❤።
ቃለ ህይወት የስምዐልና ክቡር ሓዉና ኣምላክ ብድፍረት ናፈለጥና ዝገበርናዮ ሓጥያትን ሰኣን ምፍላጥና ዝበደልናዮ ሓጥያትን ይቅረ ይበለልና ኣሜን 🙏🙏🙏😢😢😢
እግዚኦ መሐረነ ክርስቶ😢እግዚኦ ተሣሀለነ 😢ኦ ጎይታ መሐረና 😢ይቅር በለና አምላኬ😢ቃለ ሂወት የስመዐልና ስልጣን ሓወይ❤
ቃል ሂወት የስመኣና egzabeher amlak ykre ybelelna
ቃል ሂወት የሰመዐልና ስልጣነይ ኣብይት ኣጋላልፃ ፀጉኡ የብዝሐልካ ስልጣነይ🎉
Qal hiwet ysmalna kubur hawna 🙏🙏🙏
ኣይ ከፍራሓካ ግዚኡ እግዚኦ ናብ እንስሳ ገጽና ዶ ጸሪና ሓቀይ እንስሳስዃ ኣስባ ኣሎዎ😭😭😭🙏🙏🙏😢😢😢
Amen amen amen behaki kale hiwet yesmealna kubur memhrna egziabher amlak ykber ymesgen enkae abtsehena hzbe krstyan ab mealtu melsi mehab tsbuk eyu❤❤❤❤❤❤
ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዕልና ❤❤❤❤❤❤
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna ❤❤❤❤❤❤
ማሕበርሙ ለእኩያነ መሓረነ ✝️✝️✝️
Amen kal hiwat yesmana 🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤
እሰይይይ ቡሩኸይ ወሲኩ ይባርኻ🤲💟💟
ኦ እግዛኣብሄር ኣምላክ ብዓይኒ ምሕረትካ ጠምተና ኣምላክ ምሕረቱ ይዉርደልኩም
ቃል ሂወት የስመዐልና
ስልጣነይ ፅሩይ ንኩሉ እትህቦ መልሲ ካብ ኣምላክ ርከቦ ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ ጎይታዋይ🙏🙏🙏❤❤❤❤😍😍😍😍😍😍😍❤❤❤✅✅✅✅✅✅✅✅✅✅✅✅✅
ቃለ ሂወት ያስምዐልና ክቡር መምህርና❤❤❤❤❤🎉
Des zbl tmhrti kale hiwet yesmaelna kubur haw
ተመስገን ኣሜላኸይ እንከዕ ዳሕንመፃኻለይ መምህረይ ኣምላኽ ይገስፆም😢
Hawey Mary an kftweka Tkkkl seb eka❤❤❤
እንካዕ ብሰላም መፃእካ ስልጣነይ ብሓቂ እግዚእብሔር ኣምላክ ይቅረ ይበለልና 😢😢
Amen qale hiwet yesmalna ❤❤❤
Amen qele hiwet yesmalna🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽
በስመአብ ጌረ ልደንገፅኩ😢 እፍ አምላከይ ክንደይ ትፀውር ኢካ😢
ብጥዓሚ እዩ ዝሕዝን እቲ ድፍረቶሙ😢😢😢😢😢
😭😭😭
Amlak lbona yhabom nablbom ymlesom amen kale hiwetu yesmalna kubur haw
Kale Hiwet Yasemaln Wendmachn Sltan ❤❤❤🙏🏾🥰😇💕😍🥹✝️✝️✝️
ኣይኮነን ንአምላክ ንሰብኳ ደፊርካ ክትናገር ለፍርሕስ 😢ብምሕረቱ ይጠምተና😢
ኣሜንኣሜንኣሜን እንኳዕ ሓብሩ ኣብፀሐና💕🙏💕
Kal hiwet yesmselna
ካብ ዝፈልጥ ምስማዕ ክጥዕም❤😊 የቀንየልና
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏❤
Amen💙🙏amen💙🙏amen
Amen Amen Amen kali hiwet yesmeelina
Qal hiwet yesmalna zhawey amlak xegu yebzahalka nhna ngebro aynfeltn enamo amlak aboy ykre ybelelna 😢🙏
O Egziabihar mhret yewrdelom
O goytay ab emnetey kxene hayli habeni❤❤❤
Kale hiwet ysemana memhrey kxirf enbr ksemae zey.keli wilod 😢😢😢
እንኳዕ ሓብሩ ኣብፀሐና ክቡር መምህርና❤
ቃለ ህወት የስማዓልና ኣሜን
ቃ ሂ የ ስልጣን ሓወይ
ኣሜን ኣሜን ስልጣን ሓው ና
አምላክ ፀዋር ይቅረ የበለና😥 ክምነት ምፅሓፍ ቡዙሕ አይፍትን ነይረዋ ለሚስ እንበሎ ጥፍእና 😢
❤ ቃለ ሂወት የስመዓልና
ቸሩ መድሃኒ አለም ይቅር ይበለና😢
Amlak xegu ybzhalka❤🙏
Zome yehwatey deglemaryame medahnalme aboye yekre bellom
ኣቤት ድፍረት ፡ይቅረ ይበለልና ፈጣሪ
ሩኹሳትን ሑስራትን ፍጥረት። ኣምላኽ ይባርኽካ ብሩኽ ሓው ጽቡቅ ጌርካ ግውሊጽካዮ።
ዘሕዝንዩ 😢
ሰላም ህዝበ ክርስትያን እንኳዕ ብሰላም ኣብጽሓና ናብ ብርሃነ ጥምቀቱ ❤❤እንኳዕ ብሰላም መጻእካ መምህረይ 🙏🙏እዚ ህዝብና ግን እንታይ ዪኸዉን ኣሎ ብሓቂ የሕዝን ኢዩ የእዛንካ ጭዉ ዘብልን ነእዛንካ ዝኩርኩሕ ኢዩ ዝዛረብ ኮይኑና ድዩ ናይ ጸርፍን ናይ ሕማቕ ቃላትን ኮይና ፈጣሪ ምሕረትካ ኢዩ ዝዓቢ እሞ ብምሕረትካ ጠምተና😢😢😢
መጽሓፍ ቁዱስ ከም ጋዜጣ እንተንቢብካዮ ነዞም 2 ደፋራት ኢኻ ክትመስል ትኽእል
Thanks hawna Ember tebexbixna eko bzey rebhu sebat
Qal hiwet yesmealna sltan hawey😊
እዝግኣብሄር ይቅረ ይበለልኩም ናብ ልብኩም ይምለስኩም
አምበሳ!ቃልሂወት የስማዓልና ቀጽሎ
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
Meshaf kudes beziom zelal Ayekonen bedefret kemezi mebalom egziabher hji kerens iyu iti zemeka weyliu
Sltantan hawey kale hiwet yesmana
❤❤❤🎉🎉🎉🎉
መምህረይ
አዋይይይ ኣነስ ኣበይ አይ ዝኣትዎ ኣንታ አዚኦም ከልኩሙና አዮም ኦኡ ኣምላኽ ቅዱሳን ገንሕካ tarqena መስ ቶም zwexu awxana ካብ መዓትካ ሰውረና 🙏🙏 ኡኡኡኡ ይይይይይ ቃላት ስነልኩ ንዓኹም ዝኸውን አምበርከ ክርስትያን ድዮም ክንድዚ ድፍረት ካበይ አዩ 😢😢😢
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ዝገሪም እዩ ልቦና ይሃቦም😢
Mewedaeta zemen yu nai bhaqi
አዋይ አዋይ አንታይ ወርድውና እዩ መምልስና ኣብ ጌጋ ነነበር 🥲ዓገብ ዓገብ የሕዋተይ መንእሰያት ኣዝኹም ተጋጊኹም በጃኹም ናብ አግዛብሄር ተምለሱ 🙏🙏🙏🥲
እንኳዕ አብፀሐና ክብረ በዓል ጥምቀት ጎይታና መድሓኒና እየሱስ ክርስቶስ ናይ ዓመት ሰባት ይበለና ❤ አሕዋተይ ምሳሌ 28 አንብብዎ ደስ ክብል ነብስካ ክትፍትሽን መንገድካ ክቀንዕን ይገብረካ ከዚ አንቢበያ❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እንቃዕ ኣብጽሓና ናብዚ ክቡር ብዓል ጥምቀት❤❤❤🙏🙏🙏❤❤❤
ኣሜን ኣሕቢሩ ❤❤🎉❤❤
አቤቱ ማሓረና ይቅረ በለልና😢ህፁፃን ዝኮንና ወለዶ ይቅረ ይበለልና😢
ኣብዚ ሐዚ ግዜየኮ እዘሙ ሚስማዕ ዝተሳኣኖም ኣሕዋታናን ዓይነ ስዉራን ወለዲናን እነመስግነሉ ግዜየ እና በፅሓና ዘለና ኣታ ጎይታይ ማዓረይ ኣነሰ ተዕግሰታኻ ኣፈረሐኒ😢☝
😢😢😢
😢😢
ብሓቅ መምህርይ ጸጋኡ የብዝሐልካ
ዕደመነሰ ጥዕናን ይሃበልና መምህር ህይወተይ 👏👏👏☘️☘️☘️
ስልጣን ሓወይ እግዚአብሔር ኣምላክ ጸግኡን
በረከቱን የብዝሓልካ ንሳቶም ከኣ ሓሚሞም ኢዮም እግዚአብሔር ምሕረት የዉርደሎም
በዕሉ ንሱ ህያዉን ፈቃርን እዩ ሞ ምሕረቱ ይልኣኸልና
ክብር ሓው ስልጣን ካባኻ ብዙሑ እየ ተማህረ ዝማሃርን ንኣኻ ዝሃበና እግዚአብሔር ይመስግን❤🙏
አሕዋተይ ዓገብ አሕናስ መን ስለ ዝኮንና ዩኡ ናቶም አቦታትና ቅዱሳን ስም ንምልዓልኮ ብቃዓት ደብልናስ አምላክ ዳኣም ይቅር ይበለልና ብእውነት 😢😢 ብመንግስትካ ዘክረና ጎይታሆይ 🙏 ቃል ህይወት ያስመዐልና ፀጋኡ ያብዘሐልካ ክብር መምህርና ብዕድመን ብጥዕናን ያሓልወልና ፈጣር
አሜን እንኳዕ ደማ አሕብሩ አብጸሐና አሜን🎉🙏🌼
ደምርኒ መዓረይ😊❤
እንኳዕ አብፀሐና ናይ ሰላም ግዜ ይግበረልና እግዚአብሔር አምላክ ንከነስተውዕል ንቁዱስ ቃሉ ክንሰምዕን ክንርዳእን ዓይነ ይቦናና ይክፈተልና ፈጣሪ
ሓዳ ሓደ ግዜስ እዝነይ እተዘይሰምዕ ዘብል ለካ አሎ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
ኦ ጎይታ ባዓይን ሚሕረትኻ ጠሚተና🙏🙏🙏
እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ😢😢😢
እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ😢😢😢
እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ😢😢😢
እግዚአብሔር አምላኽ መሰተውዕሊ ዓይነ ልባና ይዓድልኹም ዋይ😢😢😢
እንካዕ አብፅሐካ አብፅሐና ንብርሃን ጥምቀት ሰልጣነ ሓወይ ብሓቂ ቃል ህይወት ያስመዐልና ሰልጣነይዋ ፀጉኡ በረከቱ ያብዘሐልኻ እግዚአብሔር አምላክ ከማኻሰ ዘበለሰ ያብዘሓ እግዚአብሔር አምላክ ሰልጣነ ሓወይ አነሰ ኪፈትዉካ ማዓት ብትምህሪትኻ ሰልጣነ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኻ እግዚአብሔር አምላክ🙏 ሰልጣነይዋ 💖💖💖💛💛💛💛😍😍😍😘😘😘
አቤቱ ካብ ናይ ድፍረት ሓጥያት ማሓረና ይቕረ በለና ቃለ ሂወት የስምዓልና አምላክ ሓጥያት እዩ ዝፀልእ ሓጥያተኛ አይኮነን ምእንተ ዝጠፍእና ክመልስ እዩ ናብዛ ምድሪ መፂኡ 😢😢😢😢😢
Amen Amen Amen qale hewet yesmaelna egzabher amlak seb lomi mexaweti seytan koyna nab egzabher nebiena mmlas seina nab xlale adhebulna enzarebon enbelon tefiauna baelu fetari yqre ybelelna kem zblwo zelew mslmna sile zteqebelet eya nktqbel keae gdn nheymanota kteneaees alewa bzkone ayna garidwa zelo egzabher ykfetela ❤❤❤❤❤❤❤❤
እግዚኣብሄር ኣምላክ ከም ሓጥያትና ዘይኮነስ ከም ምሕረቱ ይቅር ይበለልና 🙏🤲😥😥
🎉አሜን ቃል ህይወት የስመአልና ስልጣነይ ❤❤🥰✝️
ዛቆልዓ ሃይማኖት የብለይን ኢላ ኣላ ሐዚ ይቅርታ ሓቲታ ቱ ዝተፃረፈቶ ኣምላክ መስተውዓሊ ይሃበና እንበር ፀገምዩ ኣፍልጦ ዘይብላ ናብ ኣስላም ከይዳ ነይራ ተመሊሳለ ኣይከድኩን ዘይፈለጥኩየ ኣትየዮ ኢለ ሐዚ ሃይማኖት የብለይን ትብላ😢😢
ደምርኒ መዓረይ😊❤
ጨለ ደሚረኪ ኣለኩ ንስኪለ ደምርኒ ክብረተይ😊❤@@Tibe-21
ስልጣነይ እንኻዕ ብስላም መፃካ ክብር ሓውና ብሓቂ ዘሐፍርን ዘነውርን ዘደንግፅ ኣህህህ እግዚኣብሔር ኣምላክ ዓይነ ልቦናና ይመልስልና ለለ ሎሙስ ብመፀሓፍ ቁድስ ቀልዲ ተጀሚሩ ኡፍፍፍ😢😢😢😢
ቃል ሂወት የስምዓልና ክቡር ሓውና ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንካ ይባርኸልካ
ኣሜን ቃል ሂወት የስማዕልና መምህርና
እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ ክቡር ሓውና ስልጣነይ አሜን አሜን አሜን እንኳዕ ኣሕቢሩ ኣብጸሐና ንብርሃነ ጥምቐት
ኦ ኣምላክ ብምሕረትካ እንበር ከም ግብርናስ ኣይኹን ይቅረ በለልና ኣምላኸይ😢
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዕልና ተባረክ ስልጣን ሓወይ ኣምላክፀጋ በረከቱ የብዝሕልካ ❤
ስልጣን ሓወይ ቃል ሂወት የስማዓልና ኣብ ትሕቲ እዝጋእቢሄር እዚ ህዝቢ ናባኩም እዩ❤❤❤❤
Nay behaki kale hiwet yesmalena 🙏🙏🙏 Sultan hawey Egziabeher Amlak Xigiu yebezhalka 🙏🙏🙏❤️
Amen amen amen kalehwet yesmeana egzabger bmhretu ytemtena ❤❤❤
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ፀግኡን በረኸቱን የብዝሐልኻ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዘመንና ይባረኽ👏❤❤
ደምርኒ መዓረይ😊❤
ዝገርም ኣገላለፅ እዩ ቃለ ሂወት የስመኣልና 🙏
እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሕረት ይሃብና ኣሕዋትይ😢😢😢🤲
ኣሜን ስልጣነይ ቃል ሂወት የስመዓልና ቃል ሂወት የስመዓልና ክብር መምህረይ❤❤❤❤❤
ቃል ሂይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና እግዚአቢሔር አምላክ ዓይኒ ልቦና ይክፈተልና ሰናይ ቅምቀት ይግበረልና ርሕሰ አውዳአመት ይኩነልና ሰናይ ማዓልቲ ናይ ዓመተ አሰባት ይበለና እግዚአቢሔር 💞🙏💞🙏💞🙏💞🙏💞🙏💞🙏💞🙏💞
ቃለ ሂወት የስምዓና መምህረይ
🤲ወይ ጉድ ኣምላኽ ምሕረት የውርድ ኦ ኣምላኽይ ዓይኒ ልቦናና ይክፈተልና ኣሜን 🤲
ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህርና
ቃለ ሂወት የስማኣልና ክቡር ሓውና እድመን ጥዕናን ይሃብካ።
ቃለ ሂወት የስምዓልና ክቡር ሓውና ❤❤❤
Amen Amen Amen Kal hiwet yesmalna sltan hawna
ኦ እግዚአብሔር ልቦና ሃበና ❤❤❤❤
ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና መምህር ስልጣን ሓውና ከማካ ይብዝሑ ቀዘለ ድማ ምንላባት ንሕና ሰባት ስለ ዝኮና ጌጋ ኣብርእሲ ጌጋ እናፈጸምና ኢና እንነብር እታይ ድኣ ብምሕረት ኣምላክ ግን ዳግማይ እንነጽህ ሰባት ኢና ሓጥያት ዘይብለና እተንከውን እሞ እግዝኣንሄር ወልድ ክውልድ ኣይ።ተክእሎን ምዋላዱ ምስጢር ግን ሓጥያትና ንክድምስስ ኢዩ ስለዚ ገግብርና እተንርኢ ግብሪ ኣምላክ ውን ምተራእተና እሞ ሰብ ወዳቅን ተስእን ምኻኑ ምፈልጥና ስለዚ ይሕዋተይ ነብሲና ክንምርምር ይግባእ ክልኣይ ድማ መጽሓፍ ቁዱስ ፍሉይ ኢዩ ፍሉይ መግበሪኢ ድማ ሓደ ሰብ እኮ ነቲ ዝብሎ ቃል ክግርብሮ ዝክኣሎ የለን እታይ ድኣ ብሓይሊ እግዝኣብሄር ግን ክገብሮ ይክኣሎ ኢዩ ሰለዚ ኣምብብዎ ምሓር እበር ቅተል ዘብል የብሉን
ንሕና እንኣምኖ ኣምላክና እምነትና ኮይኑ ዘይኮነ ሓቀኛ ኣምላክ ሰለ ዝኮነ እግዝኣብሄር ኢና እነምልኮን እንግዝኦን እሞ ኣብ እምነትና ክንጸንዕ ይግባእ ከምቶም ኣቦኣታትን ሰለተ ደቂቃን ኢየሱስ ክርስቶስ ናይ ዘልኣሎም ሂወት ኢዩ እሞ ክብርን ምስጋናን ንዑኡ ይኩን❤❤❤።
ቃለ ህይወት የስምዐልና ክቡር ሓዉና ኣምላክ ብድፍረት ናፈለጥና ዝገበርናዮ ሓጥያትን ሰኣን ምፍላጥና ዝበደልናዮ ሓጥያትን ይቅረ ይበለልና ኣሜን 🙏🙏🙏😢😢😢
እግዚኦ መሐረነ ክርስቶ😢
እግዚኦ ተሣሀለነ 😢
ኦ ጎይታ መሐረና 😢ይቅር በለና አምላኬ😢
ቃለ ሂወት የስመዐልና ስልጣን ሓወይ❤
ቃል ሂወት የስመኣና egzabeher amlak ykre ybelelna
ቃል ሂወት የሰመዐልና ስልጣነይ ኣብይት ኣጋላልፃ ፀጉኡ የብዝሐልካ ስልጣነይ🎉
Qal hiwet ysmalna kubur hawna 🙏🙏🙏
ኣይ ከፍራሓካ ግዚኡ እግዚኦ ናብ እንስሳ ገጽና ዶ ጸሪና ሓቀይ እንስሳስዃ ኣስባ ኣሎዎ😭😭😭🙏🙏🙏😢😢😢
Amen amen amen behaki kale hiwet yesmealna kubur memhrna egziabher amlak ykber ymesgen enkae abtsehena hzbe krstyan ab mealtu melsi mehab tsbuk eyu❤❤❤❤❤❤
ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዕልና ❤❤❤❤❤❤
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna ❤❤❤❤❤❤
ማሕበርሙ ለእኩያነ መሓረነ ✝️✝️✝️
Amen kal hiwat yesmana 🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤
እሰይይይ ቡሩኸይ ወሲኩ ይባርኻ🤲💟💟
ኦ እግዛኣብሄር ኣምላክ ብዓይኒ ምሕረትካ ጠምተና ኣምላክ ምሕረቱ ይዉርደልኩም
ቃል ሂወት የስመዐልና
ስልጣነይ ፅሩይ ንኩሉ እትህቦ መልሲ ካብ ኣምላክ ርከቦ ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ ጎይታዋይ🙏🙏🙏❤❤❤❤😍😍😍😍😍😍😍❤❤❤✅✅✅✅✅✅✅✅✅✅✅✅✅
ቃለ ሂወት ያስምዐልና ክቡር መምህርና❤❤❤❤❤🎉
Des zbl tmhrti kale hiwet yesmaelna kubur haw
ተመስገን ኣሜላኸይ እንከዕ ዳሕንመፃኻለይ መምህረይ ኣምላኽ ይገስፆም😢
Hawey Mary an kftweka Tkkkl seb eka❤❤❤
እንካዕ ብሰላም መፃእካ ስልጣነይ ብሓቂ እግዚእብሔር ኣምላክ ይቅረ ይበለልና 😢😢
Amen qale hiwet yesmalna ❤❤❤
Amen qele hiwet yesmalna🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽
በስመአብ ጌረ ልደንገፅኩ😢 እፍ አምላከይ ክንደይ ትፀውር ኢካ😢
ብጥዓሚ እዩ ዝሕዝን እቲ ድፍረቶሙ😢😢😢😢😢
😭😭😭
Amlak lbona yhabom nablbom ymlesom amen kale hiwetu yesmalna kubur haw
Kale Hiwet Yasemaln Wendmachn Sltan ❤❤❤🙏🏾🥰😇💕😍🥹✝️✝️✝️
ኣይኮነን ንአምላክ ንሰብኳ ደፊርካ ክትናገር ለፍርሕስ 😢ብምሕረቱ ይጠምተና😢
ኣሜንኣሜንኣሜን እንኳዕ ሓብሩ ኣብፀሐና💕🙏💕
Kal hiwet yesmselna
ካብ ዝፈልጥ ምስማዕ ክጥዕም❤😊 የቀንየልና
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏❤
Amen💙🙏amen💙🙏amen
Amen Amen Amen kali hiwet yesmeelina
Qal hiwet yesmalna zhawey amlak xegu yebzahalka nhna ngebro aynfeltn enamo amlak aboy ykre ybelelna 😢🙏
O Egziabihar mhret yewrdelom
O goytay ab emnetey kxene hayli habeni❤❤❤
Kale hiwet ysemana memhrey kxirf enbr ksemae zey.keli wilod 😢😢😢
እንኳዕ ሓብሩ ኣብፀሐና ክቡር መምህርና❤
ቃለ ህወት የስማዓልና ኣሜን
ቃ ሂ የ ስልጣን ሓወይ
ኣሜን ኣሜን ስልጣን ሓው ና
አምላክ ፀዋር ይቅረ የበለና😥 ክምነት ምፅሓፍ ቡዙሕ አይፍትን ነይረዋ ለሚስ እንበሎ ጥፍእና 😢
❤ ቃለ ሂወት የስመዓልና
ቸሩ መድሃኒ አለም ይቅር ይበለና😢
Amlak xegu ybzhalka❤🙏
Zome yehwatey deglemaryame medahnalme aboye yekre bellom
ኣቤት ድፍረት ፡ይቅረ ይበለልና ፈጣሪ
ሩኹሳትን ሑስራትን ፍጥረት። ኣምላኽ ይባርኽካ ብሩኽ ሓው ጽቡቅ ጌርካ ግውሊጽካዮ።
ዘሕዝንዩ 😢
ሰላም ህዝበ ክርስትያን እንኳዕ ብሰላም ኣብጽሓና ናብ ብርሃነ ጥምቀቱ ❤❤እንኳዕ ብሰላም መጻእካ መምህረይ 🙏🙏እዚ ህዝብና ግን እንታይ ዪኸዉን ኣሎ ብሓቂ የሕዝን ኢዩ የእዛንካ ጭዉ ዘብልን ነእዛንካ ዝኩርኩሕ ኢዩ ዝዛረብ ኮይኑና ድዩ ናይ ጸርፍን ናይ ሕማቕ ቃላትን ኮይና ፈጣሪ ምሕረትካ ኢዩ ዝዓቢ እሞ ብምሕረትካ ጠምተና😢😢😢
😢😢😢
መጽሓፍ ቁዱስ ከም ጋዜጣ እንተንቢብካዮ ነዞም 2 ደፋራት ኢኻ ክትመስል ትኽእል
Thanks hawna
Ember tebexbixna eko bzey rebhu sebat
Qal hiwet yesmealna sltan hawey😊
እዝግኣብሄር ይቅረ ይበለልኩም ናብ ልብኩም ይምለስኩም
አምበሳ!
ቃልሂወት የስማዓልና ቀጽሎ