ወላ ዜግነት ዘለዎም ክንጥርዞም ኢና josiasdenden

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 30 ก.ย. 2024
  • ወላ ዜግነት ዘለዎም ክንጥርዞም ኢና
    VISIT AT JOSIAS DENDEN
    - linktr.ee/josi...
    - FACEBOOK PERSONAL Josias Denden
    / josiassdenden
    - FACEBOOK PAGE 1 Josias Denden TV / josiassdendentube
    - FACEBOOK PAGE 2 Josias Denden
    / josiassdendentechno
    - INSTAGRAM Josias Denden
    / josiassdenden
    - TWITTER Josias Denden
    / josiassdenden
    - TIKTOK Josias Denden
    / josiasdenden
    eritrean#asyl#remigration

ความคิดเห็น • 193

  • @AWELKER6542
    @AWELKER6542 8 หลายเดือนก่อน +13

    እቲ ሓበረታ ብሑብእ ዝተገበረ ኣኸባ እዩ ፡ ብዙሕ ውን መንግስቲ ጀርመን ኣቃልቦ ክህቦ ኣየደለየን ኣብ ወርሒ 11. 2023 ገለ ወከልቲ ናይ AFD ሰልፊ ፡ ካብ ናይ ፋሽሽታዊ ኣተሓሳስባ ዘለዎም ውን ኔሮም እዬም ገለ ገለ ወን ዘይ ፍሉጣት ፖለቲከኛታት ካብ ዝተፈላለየ ኔሮም እዬም ። የሕዋተይ በዚ ብዙሕ ኣይትፍሩሑ ፡ ስለያ መንግስቲ ጀርመን ይፈልጥ ኔሩ እዩ ። ግን ንሓደገኛንቱ ብዙሕ ስለ ዘይ ተረኣዬም ሸለለ ኢሎሞ ። ሕጂ 11.01.2024 ንግዳም ኣውጺኦሞ ፡በዚ ብዙሕ ኣይ ትፍሩሑ ፡ ምናልባት እቲ ኸፍሮሖ ዝኽእል መኽንያቱ ምስ ናይ 2 ኩናት ዓለም ቁሩብ ስለ ዘመሳስሎ እዩ ። ቫንሰየ ኮንፈረንስ ይበሃል ፡ ኣብ ዘበነ ሂትለር ገለ ገለ መራሕቲ ናይ ስርዓት ናዚ ንኣይህዳውያን ከመይ ጌርካ ተጥፈኦም ኣብ ዝብል ዛዕባ ተሓቢኦም ተራኺቦም ኔሮም እዬም ። ሕጂ እዚ ሲስተም እዚ ግን ኣይ ሰርሕን እዩ። ኣጀኹም ብዙሕ ዘፍርሕ ነገር የብሉን ። ንዝያዳ ሓበረታ ግን ሊንክ ኣብዚ ታሕቲ ክገድፈልኩም እየ ነቶም ጀርመን ብጉብእ ክትርድኡ ትኽእሉ ክልተ ግዜ ጠውቅኩም ረኣይዬ
    www.mdr.de/nachrichten/deutschland/politik/correctiv-afd-rechtsextreme-politiker-treffen-vertreibung-auslaender-migranten-100.html
    ኣንጻር እዚ ኸኣ ሎማዓንቲ 20. 1.2024 ኣድማ ጌሮም ኣለው ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ጀርመን
    www.tagesschau.de/inland/gesellschaft/demonstrationen-gegen-rechts-100.html

  • @yordakerenjesuslord3387
    @yordakerenjesuslord3387 8 หลายเดือนก่อน +29

    ዓድና ንኸይድ። ኢንታይ ሽግር ኣለዎ።

    • @altabob150
      @altabob150 8 หลายเดือนก่อน +2

      ኣብኣ እታ ንደልያ ፍትሒ ነምጽኣ

    • @user-lb8mb2rm7g
      @user-lb8mb2rm7g 8 หลายเดือนก่อน

      Stone passport they don't accept Eritrea@@altabob150

  • @er-uq6we
    @er-uq6we 8 หลายเดือนก่อน +1

    AfD
    ናብ ስልጣን ውዒሎም ሓዲሮም ምምጻእ ስለ'ዘይተርፎም ኩልና ኤርትራውያን ብዝቀልጠፈ ዱልዱል ወረቀት ክንሕዝ ኣሎና።
    ብፍላይ ደቂ-ኣንስቲዮና ቆልዑት ምውላድን ምእላይን ጥራይ ኣይትፍለጣ ብዝተኻእለ መጠን ስርሓን ተማሃራን ዜግነት ጀርመን ክትሕዛ ተቃለሳ።

  • @tewegh734
    @tewegh734 8 หลายเดือนก่อน +6

    ይምለሱ ያኸ ነጃይስ ደይ ጉልበትና ዝበልዑ ዘለዉ ምበር ካብ ጭንቀት ወጻኢ ሰብ እንታይ ከሲብሎም

  • @EritreaTV91
    @EritreaTV91 8 หลายเดือนก่อน +12

    ይስጎጉና ጉዳይና ኣይኮነን ናብ ዓድና ጥራይ ይስጎጉና ምበር ጀርመን ጀርምስ ዳኣ ደንጉየምና ኳ 😢 ደቅዛ ነጃውስ

    • @AbelSibhatu-e4w
      @AbelSibhatu-e4w 8 หลายเดือนก่อน +2

      Kab metraz dongyomna ilka temarer balka zeytkayed adka men do gedidka Alo eyu abzi ketnaber

  • @asmeraroyalcafe
    @asmeraroyalcafe 8 หลายเดือนก่อน +6

    ክክክ መን ክሸቅለሎም ናይ ጉልበት ሰራሕ eko🤣ብሰደትና አዩ ዝዕየ አምበር ደቂ አቲ ዓዲ ከም ዘይሰርሑሎም ንሶም ውን የፈልጡ ኤዮም.

  • @ወዲኣከለ
    @ወዲኣከለ 8 หลายเดือนก่อน +20

    ናይ ጀርመን ፖለትካ ዶ ጥፍኢኩም ሰብ ንከጨኑቁ አዮም መደበሞ ካብ ዘረባ ሓሊፎም ዋላ ሓንቲ ኣይገብሮን አዮም ዘምጭናቅ ጥራይ

    • @habtomhaile6016
      @habtomhaile6016 8 หลายเดือนก่อน +2

      Ja xebke alka bro ❤

    • @maletahabtu2903
      @maletahabtu2903 8 หลายเดือนก่อน +2

      Men ke kiserhalom 😂😂😂😂

    • @ወዲኣከለ
      @ወዲኣከለ 8 หลายเดือนก่อน

      @@maletahabtu2903 ነቲ ስደተኛ ንምጭናቅ አዮም

    • @habtomhaile6016
      @habtomhaile6016 8 หลายเดือนก่อน

      @@maletahabtu2903 teriy elka

  • @endiamo10
    @endiamo10 8 หลายเดือนก่อน +4

    እስትረስ ኣይትግበሩ ቲብል ኣለኻ ካብቲ ንስኻ መጺኻ ሰብ እስትረስ ትገብርሉ ዘለኻ ይኸፊእ ።
    ሰብ እንታይ ይገብእር ኩሉ ይፈሊጥ ኢዩ ተጠሪዞም ከኣ ይጠርዙ ንሰብ ሰብ ዮቱበርራት ኤኹም ተጨንቕዎ ዘለኹ
    ሕጂ በዛ ትዛረባ ዘለኻ እቶም ወረቐት ዘይብሎም ዓዲ ከምዝቕይሩ ኢኻ ትገብሮም ዘለኻ ኣስፊሕ ኣቢልካ ሕሰብ ሰኪትኩም ሰብ ኣይትሸርሽርዋ

    • @Halamadr146
      @Halamadr146 8 หลายเดือนก่อน

      ትክክል ❤

    • @JESUS-711
      @JESUS-711 8 หลายเดือนก่อน

      😂😂🤣🤣🤣

  • @abdulkadertaha1891
    @abdulkadertaha1891 8 หลายเดือนก่อน

    ዳርጋ 50% ካብ ናይ AfD ደቂ ካልእ ዜጋ ናይ ጀርመን ዜግነት ኣብ ጀርመን ተውሊዶም ዝዓበዩ እዮም። ባዕላ እታ ሓሊፊቶም ዘላ ሕጅ ናይ ሩስያ ትውልዲ ዘለዋ እያ መስለኒ። ዳሕራይ ዳርጋ ኩሉ ደገፍቲ ናይ AFD ኣብ ምብራቅ ጀርመን ዝነብሩ እዩ። እዚ ጥራይ ዝይኮነ ሁሉ ኩነታት ናይ ጀርመን ዝፈልጥ ስብ እዚ ነገር ክፍጸም ኣይመስለንን።

  • @habtomberhane1541
    @habtomberhane1541 8 หลายเดือนก่อน +6

    ኩሉ ግዜ ብሉጽ ሓሳብ ኢኻ ተቕርብ ክቡር ሓወይ ✌️💯👍🙏

  • @danielberhe8858
    @danielberhe8858 8 หลายเดือนก่อน +1

    ኣፍሪሖምና ግን ሙካን የሕዋተይ ዘሰዋእኩላ ሃገረይ ዘይከበርኩ'ዶ ኣብ ስደት ክከብር እዋይ ናትናስ

  • @davidharcot220
    @davidharcot220 8 หลายเดือนก่อน

    እሞ እዚአ ደአ እንታይ ዘሸግር አለዋ ንምንታይከ ንከላኸል ደይ ከምታ ንሕና ጥራይ ንብላ እዬም ብቋንቋ ጀርመን ዝብልዋ ዘለው " ጀርመን ንጀርመናውያን"😂😂😂

  • @peacelove1806
    @peacelove1806 8 หลายเดือนก่อน

    ነብስኻ ኣይተታልል ዝኾነት ሃገር ኣብ ዓዳ ንዘሎ ዘይሕጋዊ ኢላ ዝበለቶ ክትሶጉግ መሰል ኣለዋ

  • @geralegas47
    @geralegas47 8 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ጆስያስ ሐውና በቲ እተቅርቦ ብዛዕባ ስደተኛታት ብዛዕባ ኤርትራውያን ብዝያዳ ብቃንቃና ተሕልፎ ዘለኻ ጽቡቅ እዩ ምኽንያቱ ሰብ ፈሊጡ ዘዋጽኦ ይገብር ግና ንሕና እኮ እታ እንፈትዋ ሃገርና እኻ ገደፊና መጺና ኢና ዘይሃገርካ ኣይ ሃገርካን እዩ ዘይ ዐድኻ ከማን ኣብ ዉሽጢ ሃገርካ ከለኻ ኣይ ጥዕመካን እዩ ዋላ ክትነብር እንዳኻኣልካ ከለኻ ሕጂ ድማ ብሐፈሹ ሃገርና ክርምንጸልእ እንዲና ኮይና እታ ዝዐበየት ዘለኣለማዊት ሃገርና ሰማይ ከምዝኾነት ግና ረሲዕናዮ ብዛዕቡኡ ከሕስበና ይግባእ ብዛዕቡኡ እከ ተጨኒቅና ዶ ንፈልጥ ብዛዕባ ናይ ጀርመን ምስጋግ ጥራሕ ኢና ኣብ መወዳእታ የሕዋተይ ኣብዛ መሬት እዚኣ ከመይ ከምትነብር ኣበይ ከምትነብር ስጋብ መዐስ ኣብዛ መሬት እዚኣ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ሒዝዎ ኣሎ ንስካ እቲ ክትገብሮ ዝግባኣካ ኣብዚ ሃገር ግበር ስራሕ ተማሃር ሕጎም ተኸተል እቲ ኣምላኽ ዝፈቀዶ ንጽባሕ ክኸውን እዩ ብዛዕባ ሎሚ እሞ ንበር ንጽባሕ ኣምላኽ ይፈልጣ ኣይትጨነቅ ወድሐንኹም።

  • @tsegayweldeghebriel7461
    @tsegayweldeghebriel7461 8 หลายเดือนก่อน +3

    ኣታ ጆሲ ወረቀት ኣይኮነን እቲ ኣገዳሲ. ጸሊም ምኻንካ ጥራይ ኣብ ታርጌት ኢኻ. ኣብ ዩኩረን ምሸ ጸለምቲ ትሬን ምድያብ ከሊኦሞም እቶም ህዝቢ. ሰለዚ ኣብ ክንዲ ኣጆኹም ተቃለሱ ዓዲ ኣለና ኣጀኹም ዘይትብል.መንእሰይ ኢኻ ክትመርሕ ዝግበኣካ. ሰደት ከመይ ፈቲኻዮ ገሪምኒ. ቡሱል ዘረባኻ ኡሩም ኢዩ.

    • @a.m.k5967
      @a.m.k5967 8 หลายเดือนก่อน +1

      Yeah nay Ukrain abay tmhrti eya qedem zekberuna ymeslena nieru ,niishtey tsegem temetsya eka tfltom tebayom.

    • @tsegayweldeghebriel7461
      @tsegayweldeghebriel7461 8 หลายเดือนก่อน +1

      @@a.m.k5967 ጽቡቅ ኣለኻ ወደይ እንጀራ ዓለም ብላዕ. ኣምላኽ መሕሰቢ ሂብና ኢዩ. ግን ናሸናሊቲ ወረቀት መንባሪ ረኺበ ኢሉ ዝነጥር ወይ ዝሕጎስ ህዝቢ ኣጥርና የሕዝነኒ. ዓዲ ከምዘይብሎም ዉሸጦም ኣእሚኖሞ

  • @efrem7433
    @efrem7433 8 หลายเดือนก่อน +5

    ስላም እንተሎ ዓድኻ
    ኢዩ ጥዑም ንሶም ውን ሓቂ ክንዛረብ ሓቆም ኢዮም ዘይሃገርካ አይናትካን ሰሪኻ ዓድኻ ሽተት ኢያ ጽብቅቲ

    • @mlateymlatey7059
      @mlateymlatey7059 8 หลายเดือนก่อน

      Ab eritrean emo serhka ktnebri zey tkiel

    • @a.m.k5967
      @a.m.k5967 8 หลายเดือนก่อน

      Adna bayta nay srah yeblnan,kalay kea kenzeb liili 10,000 hizkayo kitkeyid aytikilin eka,gefitkayo tkeyid keymesleka.

  • @Kanal0809
    @Kanal0809 8 หลายเดือนก่อน +8

    ይስተረና ድኣ ታይ ምስጋጉ

    • @Halamadr146
      @Halamadr146 8 หลายเดือนก่อน

      Kanal ኣበይ ኣለኪ ሓዱሽ ኢየ ወረቀት ክንህበካ ትርጁማን ኣምጽእ ኢሎሚኒ ሓዱሽ ኢየ ክትተሓባበርኒ ኣብ Aachen ኣለኩ ኣነ

  • @samielbeyene4667
    @samielbeyene4667 8 หลายเดือนก่อน +3

    Hji grim the best welcome back to Eritrean love much 🇪🇷💪👍👍👍👍

  • @GualAmlak333
    @GualAmlak333 7 หลายเดือนก่อน

    Hi josi hawey kemey aleka kehateka delye ezi nay Einbürgerung haftey single mom ala b1 alewa Ausbildung kea temahira heji wedia 8 amet gera ala selezi 4 Stunden teseriha Einbürgerung yefeqeda diu wela geden 8 seat ketserh alewa bejaka tegediska melesely Danke 🙏🏾

  • @samiapp5324
    @samiapp5324 8 หลายเดือนก่อน +3

    ዝገርመኩምኣብ ስራሕና ከባቢ 80 ሰብ ንከውን ኣለና 15 ጀርመናውያን እቶም ዝተረፍና ኩላ ስደተኛ ኢና

    • @a.m.k5967
      @a.m.k5967 8 หลายเดือนก่อน

      Tezeytegagye ezom adma antsar Afd zgebru zelewu niu terediom eyom zkhonu,kulu zdetegna tekheydu men n Germen kserhala ?asfihom sle zhasebu eyom

    • @samiapp5324
      @samiapp5324 8 หลายเดือนก่อน

      @@a.m.k5967 ትክክል እመነኒ ከምዚ ከጋንን ኢለ ኣይኮንኩን ተዛሪበ እታ ትካል ና ክጽሕፈልካ ኤ

  • @peacetheworld78
    @peacetheworld78 8 หลายเดือนก่อน

    Gdi yeblkan jossi arkey abey emo ygebrwa,bzey genzeb keman nmles,kunetat traia aleka anda kefeat aia tmesl nsatom nadna keysdedu u zefrh::

  • @fshayekifle3132
    @fshayekifle3132 8 หลายเดือนก่อน +2

    Eway Europe enqi ranayom ember yisigogu

  • @fullpurpose
    @fullpurpose 8 หลายเดือนก่อน +1

    zefrh yeblum ahwatey ab Germany zelekum. Kemzi Josi hawna zbelo mulu b mule wn chbti sle zeyele kemu wn eti zegnet bekelilu sle zeyhdeg zesgi aykonen. Tesfa ygebr nezi party ezi kab parlama gwgez kemzi zhasbwo zelewu. Hawkum kab Swiss!

  • @abduselammohamednur6285
    @abduselammohamednur6285 8 หลายเดือนก่อน +1

    Yikal.iyo.adom iyo

  • @tikuegoitom2183
    @tikuegoitom2183 8 หลายเดือนก่อน +1

    ብሉጽን ስራሕ ካብ ብሉጽ ሰብ ኢኻ ትረኽቦሞ ጆሶ ሓወይ ኣብ ቀጻሊ ከምዚ ዓይነት ሓሳብ ኣምጻልና

  • @Halamadr146
    @Halamadr146 8 หลายเดือนก่อน +1

    ኢዞም ኣኬባ ድገበሩ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ክረክቦም ነይሩዎ

  • @sebnabsebu9495
    @sebnabsebu9495 8 หลายเดือนก่อน +1

    Yea መትያት ቤትና ዘርግሕዎ ኔሩ ብዘለኩም ጥራይ ኣካይዳኩም የዕርዩ

  • @FetariSdetnaYhxrelna16
    @FetariSdetnaYhxrelna16 8 หลายเดือนก่อน +34

    Abey Emo kulatna EnteNtrez Aygebruwen Eieyom Ezom Mehrefat

    • @LuwamRezene-c6l
      @LuwamRezene-c6l 8 หลายเดือนก่อน +2

      😂

    • @Huwetghebreamlak
      @Huwetghebreamlak 8 หลายเดือนก่อน +2

      Zaakebkayen meetewi adi do hizkakonka😂😂😂

    • @idrisadam4097
      @idrisadam4097 8 หลายเดือนก่อน

      ​@@HuwetghebreamlakSamuelabraham komu entabala aytemona eka kk kab kisad nilaley eue. Tsbah nihagerka ken sedeka ena teteblewo tsh-xah nitshxah mikona kkk. Selam naka ukun.

    • @Hayat-w3r
      @Hayat-w3r 8 หลายเดือนก่อน +1

      Mis esu yahyshdo?😂

    • @FetariSdetnaYhxrelna16
      @FetariSdetnaYhxrelna16 8 หลายเดือนก่อน

      @@Huwetghebreamlak Tahasebkayo ke ahahah Entay hiwet alewo Europa Resh da hateftef Zublu

  • @Senit227
    @Senit227 8 หลายเดือนก่อน +2

    ጀርመን ቃንዛ ሰላም ከሊኦምኩም 😢😢

  • @yonasgede7258
    @yonasgede7258 8 หลายเดือนก่อน

    ትከዱ ዓድኩም መንግሥትኩም ክቅበለኩ አለው ክቅይርዎ ይክእሉ እዮም there's no unlimited status. Only indefinite to remain

  • @semharestifanos7503
    @semharestifanos7503 8 หลายเดือนก่อน

    Abzia kinrdia zelatna kemty zibelkayo 1) netiom Afd nimixilamn 2) Ablenkung wey hasab miznbal nezy agatimuwom zelo kisran enwetin nimishfan kone elka zigiber eyu

  • @BhhrtGfurf
    @BhhrtGfurf 7 หลายเดือนก่อน

    ❤❤





    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @KidaneGHURMAY
    @KidaneGHURMAY 8 หลายเดือนก่อน

    ጋዕጋዓት ፡ዝኮኑ ዓዲ ብግልበትናን፡ ብቀረጽን ልብና ኣጥፍኦምልናስ ፡ ክንሰጎኩም እና ንሕና፡ከ ፈቲናዮም፡ዶ ኮይና ፡ብፍቃድና ዓድኩም ክንገድፈልኩም ኢና

  • @tesfalemokubamikarl828
    @tesfalemokubamikarl828 8 หลายเดือนก่อน

    ata ysggogu ewa Germen adi shetawnti endiu kabziatom mglgal yhaysh

  • @semereabhannes1474
    @semereabhannes1474 8 หลายเดือนก่อน

    Hatew ketew eyu ezi

  • @Luv_rara704
    @Luv_rara704 8 หลายเดือนก่อน +1

    God is Great always however whenever period ❤amen Amen Amen Amen Amen Amen

  • @teklughebreandreas5453
    @teklughebreandreas5453 8 หลายเดือนก่อน

    Bejeka Sdeley Telefon Nummer

  • @nebyatberhe2997
    @nebyatberhe2997 8 หลายเดือนก่อน

    Wayyy entay gedshna ena nchnek mnbar hanti gze eya eti zmese ktmese eyu kabta nfetwa adna keman wesiena alena

  • @qudusqudus8840
    @qudusqudus8840 8 หลายเดือนก่อน

    በቸም ንህዝብኩም እንተ ደይሻቂልኩም ኣይኮነልኩምን እዪ፡ ኣጆኩ ህዝበይ ወልሓንቲ ሓዱሽ ነገር የለን : ንጀርኡ ኢሉ እዩ ሃተዉተዉ ድብል ደሎ : ዋላ እንተ ሰጎጉ ኣየናይ ጽብቅ ሓበሪታ ኮይኑ እዩ ። ህኮት ብዝኮነ ቦሎቲካዊ መስርሕ እዩ ሃለዉለዉ ኣይትበሎ

  • @semereabhannes1474
    @semereabhannes1474 8 หลายเดือนก่อน

    Des zebl melekti eyu

  • @rutatedros785
    @rutatedros785 8 หลายเดือนก่อน

    Men kserhalom gohafat zkone hager seb dengixom zhazwo ymeslu

  • @girmaymengstab5727
    @girmaymengstab5727 8 หลายเดือนก่อน

    Merhaba Ossias Denden xbuk tntanie zena kexlo👍👍👍❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @Solyana0531
    @Solyana0531 8 หลายเดือนก่อน

    Hallo denden ans post (nbret nay mekina zeytelebkuwo sedidomuley entay tegeberku ykiel ?

  • @yohannestewldekidane2784
    @yohannestewldekidane2784 8 หลายเดือนก่อน +2

    Du bist der beste vielen Danke ❤

  • @fitsumfache4598
    @fitsumfache4598 8 หลายเดือนก่อน

    Xegem yblun xubuq zena eyu

  • @wediwelday
    @wediwelday 8 หลายเดือนก่อน +1

    Zu spät aber Vielen Dank für deine Information

  • @DanielTeages
    @DanielTeages 8 หลายเดือนก่อน +1

    Adeyo

  • @እመብርሃንትሓልወና
    @እመብርሃንትሓልወና 8 หลายเดือนก่อน +2

    Thanks josi hawuna ❤

  • @gerebrehanhadgu292
    @gerebrehanhadgu292 8 หลายเดือนก่อน +1

    ይቐንየልና ጆሲ ሐውና

  • @Mikyashaile
    @Mikyashaile 8 หลายเดือนก่อน

    Emo nationalitey keymenteluni b canada geire n USA kieatw

  • @SalferBerket
    @SalferBerket 8 หลายเดือนก่อน

    Xbuk Neru nadna keman mkedna chiket yele wereket. Yele

  • @grmaytesfu2314
    @grmaytesfu2314 8 หลายเดือนก่อน +1

    Etay keyterfena ymlosna

  • @menkemakranakran
    @menkemakranakran 8 หลายเดือนก่อน

    Abey emo. Kgebrwo kula entezseguwa etom hagrom zeyfeltu wun bzaeba hager mhadebun mfeletun zey hagerka ayhagerkanyu ata wedi nkid❤❤❤

  • @FerwineHmekiel-pj7lx
    @FerwineHmekiel-pj7lx 8 หลายเดือนก่อน

    Thank you for sharing great information ❤️❤️❤️🌹🌹🌹peace 🇪🇷🙏

  • @temesgenfkadu210
    @temesgenfkadu210 8 หลายเดือนก่อน

    Btaemi xbuk mede nkulu seb tetebabo aleka.
    Ane natey Niederlassung Erlaubnis aleni hgi dma Deutsche Einbürgerung kwesd eye xelot gberuley.

  • @kubromghirmay4499
    @kubromghirmay4499 8 หลายเดือนก่อน +1

    America ka nkeyd

  • @KurbielEyasu
    @KurbielEyasu 8 หลายเดือนก่อน

    8amet serhe alku nay 8amet nay rente hsbey ente hbomni wedaw adom egdflom

  • @eru5343
    @eru5343 8 หลายเดือนก่อน +2

    እውይ እቶም 7 ዓመት ጌርና ጠቅላላ ወረቀት ዘይብልና ድኣ እንታይ ኢና ንገብሮ ዓዲ ዶ ክንቅይር እዋይ ዘይሓለፈለይ😢

    • @mebrahtumeasho-pz9bw
      @mebrahtumeasho-pz9bw 8 หลายเดือนก่อน

      Nab eritrea mkad yhsheki

    • @tsgeredadebrezion533
      @tsgeredadebrezion533 8 หลายเดือนก่อน

      Ajoka ajoki nemen alewo ezgi alewo

    • @ቅድስትድሜናገዳምኤርትራ
      @ቅድስትድሜናገዳምኤርትራ 8 หลายเดือนก่อน +5

      ምስ ምስ እግዛብሔር ተጸጋእ ንጎህን ምሽት ለየይቲ ብጸሎት ንእግዛብሔር ለምኖ ንስሓ እተዉ ካብ ኩሉ ሓጥየያት ርሓቅ አርከይ ወዲ አደይ እንዳበልካ ጌዜካ ከይወደአካ ኮታ ምስ እግዛብሔር ልገብ ።።ኩሉ ዝተአጸወ ክክፈት ኢዬ

    • @WegahtaTeweldebrhan
      @WegahtaTeweldebrhan 8 หลายเดือนก่อน

      😢yegrmka EU ana wela 7amat werkat yeblayen offfff 😢😢😢😢😢

    • @alembrhane4488
      @alembrhane4488 8 หลายเดือนก่อน

      Akli Geber teray ti saket yom afd teray aykonun ab seltan kemexu zekelue

  • @mehaniegebrekidan1950
    @mehaniegebrekidan1950 8 หลายเดือนก่อน

    Z.B Ane ab leipzig ya zeqemet 65 % kulen Firma nay leipzig be Ausländer u zekayed.end.

  • @yamanetesfahiwet1695
    @yamanetesfahiwet1695 8 หลายเดือนก่อน

    Abey Emo Aygebruwen eieyom ezom Mehrefat

  • @yonaskinfe9420
    @yonaskinfe9420 8 หลายเดือนก่อน

    Hi Aentae delom Aelkae aeyknaen naey blome dimo virus 🦠 ksgukae ykaelo eiyom keep your mind sepilae ask go awy

  • @tesfabrhankeshimichael2950
    @tesfabrhankeshimichael2950 8 หลายเดือนก่อน +1

    @

  • @MezmurKidane
    @MezmurKidane 8 หลายเดือนก่อน

    Men kserhalom eyom ktrzu zeykown eu fetyom zenbruna zelewu ymeslekum

  • @Hayat-w3r
    @Hayat-w3r 8 หลายเดือนก่อน

    Josi hawey tegediska melesely nebrinet nay Eritrea aleni umbefristet (Niederlassungserlaubnis )kehatet yekldo Ausbildung enda gebrku?

  • @michaelkfle276
    @michaelkfle276 8 หลายเดือนก่อน

    Hakom Germany n Germanawuyan n kulu aadu ymleswo awet n hagerawuyan

  • @nalemna
    @nalemna 8 หลายเดือนก่อน +1

    Tsebuk neru

  • @frdosjbreel8152
    @frdosjbreel8152 8 หลายเดือนก่อน +1

    ❤️❤️❤️❤️❤️👍👍👍👍👍

  • @merhawwit
    @merhawwit 8 หลายเดือนก่อน

    Egzaebiher komau geyru sdetna yehtsirelna Enber ❤❤❤❤

  • @atakltbrhane624
    @atakltbrhane624 8 หลายเดือนก่อน

    Josi kemuau atbel buzhat thidgom alwu hibmom qlau sdetena zxeliau

  • @kokotvshow8502
    @kokotvshow8502 8 หลายเดือนก่อน

    Ezias kemza fekera nay abi ahmed koyna eya tsmaka

  • @joniwedi9174
    @joniwedi9174 8 หลายเดือนก่อน +1

    Danke josyas für die Info

  • @AbrahaleTesfay-zq1jd
    @AbrahaleTesfay-zq1jd 8 หลายเดือนก่อน +1

    Ok

  • @sz8028
    @sz8028 8 หลายเดือนก่อน

    ንከይድ ዓድና እንታይ ጸገም ኣለዎ ሃገር ኣለናኮ

  • @romodansalih2748
    @romodansalih2748 8 หลายเดือนก่อน

    Alhamdulilah dongiyomna kaman❤❤❤❤

  • @user-xerehigdef479
    @user-xerehigdef479 8 หลายเดือนก่อน

    😢💔💔eza genay 😔😢are natey kab zemexi ab haymi eye zeleku 😔😪eti xegeme kngerey aykalu zelewo 😢tebelenaka ybeluney gn 😭

  • @yekanubelaye6329
    @yekanubelaye6329 8 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤🎉

  • @china7535
    @china7535 8 หลายเดือนก่อน

    hawey eziom kekaxluka keman ykielu eyom hdeg wereket aymntlukan eyom nazi kmexie kelo kemey elu sltan kem zhaze rea

  • @askalefisehaye8529
    @askalefisehaye8529 8 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤

  • @yordakerenjesuslord3387
    @yordakerenjesuslord3387 8 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤

  • @Peace07Love-o2n
    @Peace07Love-o2n 8 หลายเดือนก่อน

    Verfassung Gericht ኣብ ኑርንበርግ ዘሎ ብቐሊሉ ዝቕበሎም ኣይኮነን:ቅድም ዝዓበያ ቤትፍርዲ ጀርመን ክቕበሎም ኣይክእልን እዩ ድሕሪኡ እውን ኤውሮጳ ዩንየን ክቃወሞም እዩ:UN እውን ክቕበሎም ኣይኮነን::ጀርመናውያን እውን ካብ ሙሉእ ዓለም ክስጎጉ እዩም ማለት እዩ:: እዚ ውጥን ሂትለር ዝመስል ፕላን ክትግበር ዝክኣል ኣይኮነን ኣብዚ ዘመን እዚ::

    • @ElsaBerhe-d8m
      @ElsaBerhe-d8m 7 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @berheshmendi2031
    @berheshmendi2031 8 หลายเดือนก่อน

    ኣታ ይስገጉና ሕማም ካብ ረሽኑን ነዕርፍ

  • @dinashow6759
    @dinashow6759 8 หลายเดือนก่อน

    Hanti ayigenrun eyo Nina eko nebsna kilna brehaxna ena nnebr zelena

  • @habirezene8427
    @habirezene8427 8 หลายเดือนก่อน

    Ane zgermens ezom hji xegem yelen adna nkeyd tblu zelekum u xegem ente zey blka tay txbe aleka kid hagerka xegem yeblkan why sdetena konka tnebr aleka nay zi hzbi lagxi ko fluy u bhaki 🙄🤔

    • @blackdimond8318
      @blackdimond8318 8 หลายเดือนก่อน

      Awan ezi tezarebe elka dika hji kemu zbhalelu gze d u

  • @MuluHidray-z2b
    @MuluHidray-z2b 8 หลายเดือนก่อน

    Bei eritrwayn bitte anfangen AFD

  • @selameyezdeli4249
    @selameyezdeli4249 8 หลายเดือนก่อน

    Yigberiwo Xubuq hasab eyu

  • @Al-be8tk
    @Al-be8tk 8 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤ Danke für deine Informationen mein Lieber Bruder ❤❤❤❤❤

  • @kibromfisahaye9386
    @kibromfisahaye9386 8 หลายเดือนก่อน

    Abey emo tezwelwo

  • @forsatv3905
    @forsatv3905 8 หลายเดือนก่อน

    Dankschon brother

  • @TemesgenTreberket
    @TemesgenTreberket 8 หลายเดือนก่อน

    ኣነ ዝገርመኒ ናይቶም ኢርትራውያን ኢዩ ኽትምለሱ እተሰሚዕም ዛኣትውዎ ኢዩ ዝጠፍኦም ብዓቢኡ ኻብ ሃገርና ተሰጊግና ኣለና ኻብዘይ ሃገርና ምስጋግና ንምንታይ ንፈርሕ? ትምጻእ ጥራሕ ናይ ሓባር ይግበርዋ

    • @tsegayweldeghebriel7461
      @tsegayweldeghebriel7461 8 หลายเดือนก่อน

      ባርነት ዝተቀበለ ህዝቢ ኢዩ ዘሎ ዋላ ሎሚ ዘይጥርንፍና. ዓዶም ኢዩ ኸኣ በሓቂ. ድላዮም ክገብሩ .

  • @joelhabtetsion
    @joelhabtetsion 8 หลายเดือนก่อน

    Tebarek shkorrr ftret❤❤❤

  • @abdelaibrahim3554
    @abdelaibrahim3554 8 หลายเดือนก่อน

    Xbuq neru gin abe umo

  • @rahaserehase1097
    @rahaserehase1097 8 หลายเดือนก่อน

    Ezgyo meharena krstos seb elemo

  • @OsmanJamie
    @OsmanJamie 8 หลายเดือนก่อน

    tefikana ko

  • @luwamfishaye4467
    @luwamfishaye4467 8 หลายเดือนก่อน

    Thanks heway

  • @ibrrahims801
    @ibrrahims801 8 หลายเดือนก่อน

    Abey emo xibuk neru

  • @yodittseggai4428
    @yodittseggai4428 8 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ዜና ተባረኽ ብሩኽ ሐውና

    • @teameema9832
      @teameema9832 8 หลายเดือนก่อน

      😂😂malet

  • @betty5338
    @betty5338 8 หลายเดือนก่อน

    🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤

  • @berekethaile4779
    @berekethaile4779 8 หลายเดือนก่อน

    Danke deine information Herr dendan ❤❤

  • @semeregebrehiwet6372
    @semeregebrehiwet6372 8 หลายเดือนก่อน

    Nejaws Ysgogu

  • @neganews5667
    @neganews5667 8 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤