🛑 ትሽዓተ ታንኪ ኣብ ሓደ መዓልቲ _ ትግራይ እናበለ ተሰዊኡ - ተ/ጋ ክብሮም ሓድሽ
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 29 ก.ย. 2024
- ንተጋዳላይ ክብሮም ሓድሽ እትደልዪ በዚ ስልኪ ቑ.ፅ 0914033780 ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም
ጀጋኑ ተጋደልትና ንሕና ንኽንነብር ንስኹም መስዋዕቲ ከፊልኩም ኣካልኩም ቆሲልኩምን ኢኹም እሞ ዓብይ ክብሪ ይግበእኩም "
ክንዲ ዝከፈሉልና ዋጋ እኳ እንተዘይከፈልናዮም ተሸጊሮም ከይነብሩ ግን ኣድላዪ ሓገዝን ክብርን ክንገበረሎም ይግባእ !!
ንመዳለውቲ ገድሊ Plus ዘለኩም ርኢቶ ንምሃብ ብ0933263830//0987216972 ይደውሉ።
#gedliplus #GedliPlus #GEDLI_PLUS #TDF #ገድሊ_Plus #Tigrigna #gedli_plus
© Copyright: ገድሊ Plus
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
/ gedli.plu
t.me/Gedli_plus
/ gedli_plus
ንተጋዳላይ ክብሮም ሓድሽ እትደልዪ በዚ ስልኪ ቑ.ፅ 0914033780 ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም
ኣጀኻ ናይ ግድን ሃገረ ትግራይ ክተመፃኢ እያ ሳላኹም TDFይ ክብሪ ይግበኣኹም❤😘🙏
Waw ane eritrawit ye gn jigna kire keleku bitame yu des zibleni🎉 so bitame fatyeyo zi Wadi👈♥️🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺
ጀግና TDF❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
ድሌት ፀላእቲውን ንሱእዩ ሞራል ሰራዊት ምድቃስ እዩ
ከምአኻ ጀግና ሐውና ትግራይ ክንደይ ጀጋኑ ስአነት?
TDF TDF TDF ምእንተ ህዝብኹም ምእንተ ዓድኹም ተፀውዩ ዘይውዳእ ጀግንነትን ታሪኹም ዝፈፀምኩም ናይ ጀጋኑ ጀጋኑ ኢኹም እሞ ክብርን ሞጎስን ናኹም።።
ሓቁ እዩ ጀጋኑና እዙይ ኣይግቦኦሙን😢😢 ክብርን ሞጎስን ንቶም ዝተሰውኡን ንዘለኩሙን😘🙏
ክብርን ሞገስን ንሰማእታትና ዕድመን ጥዕናን ብሰላም ንተመለሱና ❤️💛
ናይ ብሓቂ ሓወይ ተጋዳላይ መራሉ ወዲቁ እዩ ሐደ ዓውዪ ሓወይ ተስዊኡ ንኡሽተይ ሓወይ ተስፋ ቆሪፁ ገዲፍዎ መፅዩ 😢😢😢😢
ኣቀራርባኺ ብጣዕሚ ንፍዕቲ ኢኺ ኩሉሻዕ ይከታተለኪ እየ ግን ቢያንስ እትብልያ ቃል ብውሕዱ ብዝብል እንተትክእዮ ፅቡቕ ኔሩ
ገሊፅዎ ብደምቢ😢
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጅግና ሓውና ❤❤💛✊
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጅግና ሓወይ❤
አጆኻ ጀግና ሐውና እሞ መንይሰምካ እዞም ፀማማት ደህዝቢ ከይኾነስ ኒስልጣኖም ጥራሕ እዩ ዛጨንቆም።
እዚ ምድያ እዚ ናይ TDF ጅግንነት ዘጉልህ ድዩስ ዝወደቀ ሞራል ሰራዊት ዘቃልዕ? አብዝኾነ ዓለም አብወሽጢ ሰራዊት ዘለው ሕመቃት ዝርኢ አካል አሎ ዝኾነ አብ ሚድያ ይሰርሕ እየ ዝብል ምሽጥራት ሰራዊት ክብትን አይፍቀድን።ዘሎ ፀገም ብዘከሕ መልክዕ ዘለዎ ሰለ ዝኾነ ኩውንን ዘይኩውንን ኩሉ ኢዱ እንዳአእተወ ዘብክዖ ክኸውን የብሉን።መንግስቲ ትግራይ ንሰራዊት ዘድሊ ኹሉ ናይ ምቅራብ ዓቅሚ ከምዘይብሉን ክገብሮ ዝግባእ ዝጎድል ከምዝህሉን ይፍለጥ ንቲ ሰራዊት ከምዘይደልዮን ኮነ ኢሉ ይጎድኦ ከምዘሎ አምሲልካ አብ ሚድያ ምቅራብ ግን ናይዚ ሚድያ ሓላፍነት ምጉዳል ይመስለኒ።አብ ውሽጢ ሰራዊት ዘለው ሽግራት ንዝምልከቶም ምቅራብ እምበር አብ ሚድያ እንዳወፃኻ ምቅዳድ ትክክል አይኮነን። ወታደር ብመንግስቲ ክዛረብ አብ ዝተፈቀዶ መድረኽ እዩ ብደፍረት ዝዛረብ።
ጀጋኑ ክብሪ ስኢንኩም የሕዝን .ኣታ ኣሓትና ይኣክለኩም ውፁ ንዑ ገዛኩም ተበልናዮም እኮ ተስፋ ምቁራፅ እዩ ይመስለኒ ከምዙይ ዓይነት ሕቶ ከይትሓቱና ኢሎምና መወዳእተኦም ጨኒቁኒ የሕዝን ሕቶ ሰራዊትናን ሕቶ ህዝብናን ዘይምልስ ሉሙስ ኣመራራሓ ትግራይ ተሸኪማ ቃንዝኡ ከቢድ እዩ.
ጅግና ተጋዳላይ ናይ ብሓቁ እዩ ህዝብና ብጥሜት ይውዳአ ኣሎ😢😢😢😢😢
እነኳዕ መስቶሞ በጅበጃባጃታት ፊት ንፊት ተራኸብኩም አንቱም ጃጋኑ ውላዳት ጅግንነት እንኳዕ ረታኽምዎም ወገዕኹምመሳጢ ዩ ተግባርክሙን ልዕሊ ቃልኩም መኳኑ ግልፂ ዩ ንበሩ እንኳዕ ተረፋካን ተጋደልካ ሐንቲ ነገር ከረጋግፀልካ ብመሪርን ከቢድን ከነታት ዝሐለፈ ብዝኾነ ሽግር አይብርከኽን ።
ጅግና ሐወይ አጆካ ኩሉ ብተስፋ ክስተካከል አዩ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️የቀንየልና ዝከፈልኩምልና ዋጋ አብይ አዩ
ካብ ራያ ወጀራትን ኣቅርብልና ንምንታይ ነፃነቶም ይዕፈኑ ሕልፍ ዚገበሩ🤔🤔
ሰውኣት ሀገረ እግዛብሄ ትግራይ ብሰላም አረፉ ❤❤❤
ጅግና ተጋዳላይ :ጽቡቅ ኣጋላልጻ እቱ ዝድለ ንሱ እዩ:ህጻናት ኣሕዋትና ስኢና ንሰላም እዩ :
ኣርብስ መድህን ትግራይ ኢክምም እሟ ኣምላክ ሙሉእ ሰላም ቅሳነት የውርደልና ኣምላክ ይኣክል የውርደልና ኣናብስ ህዝቢ ትግራይ
TDF Ambesa Bereka 🐅 🐅 🐅 🐅 🐅 🐅 🐅 🐅 🐅 🐅 🐅 🐅 🐅 🐅 🐅 🐅 🐅 🐅 🐅 🐅 🐅 🐅
እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጅግና ሓወይ❤❤❤❤❤❤
It’s very sad that so many TDF died to “free” their country and the leaders don’t give a hoop but to fill their pockets.!! I just came back from central Tigray. I cannot even remember how many IDP centers are there!!! Children half naked, empty stomach, mothers and fathers asking for help to go back where they came from before the war! Why is the Pretoria agreement not reinforced???? Why only Tigray has to abide by the agreement?? Are our leader a sellout?? Three years ago today, fifteen hundred tegaru died in Axum gun down by Eritrean soldiers for no reason!! Leaders, Are you forgetting this and the other multiple atrocities ?? Wake up, do what you’re called to do as leaders!! Tegaru are not gullible, they have undying spirit, and all I want to say is, govern the country well or get the hell out!! Join the demons in Eritrea and Amhara..
ብጣዕሚ ብሉጽ መንእሰይ በዓል ዓቢ ራኢ፡ ትግራይ ከማኻ ዝበሉ እዮም ዘድልዩዋ ዝነኣድ ሓሳብ 👍
እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ማዓረይ❤❤❤
ጀጋኑና ድርብ ክብሪ ንዓኹም ንዓኹም ዝገልፅ ቃላት የለን🙏❤💛
ጀጋኑና አይዞኩም የቀንየልና
ከፍቲ ኪዱ ከደጋ እተው ህዝቢ ትግራይ አጥፊእኩም ንጥሜት ንሃንጊ ስርቅን ዘይ ቁጸር ጸገም ሂብክሞ ፎእ ትምህርቲ ነቶም ዝተረፍኩም
ጅግና ተጋዳላይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Love My TDF Thanks Love♥️♥️♥️😍😍🌹🌹🌹
♥️♥️♥️♥️♥️♥️❤❤ጅግና ሓዉና ግልፂ ኣገላልፃ
Tigray people died for what ? Can any body answer it I don’t think so because there is no reason haw ever you look at it
heroway ጻሓይ ገጹ ዕድመ ይሃብካ❤❤
🎉Enquae E/r awxeaka jegna hawna❤❤❤
*_ተጋሩዋይ ፍሉያት ፍጥረት_*
ጅግና❤ መግለፂ ኣልቦ ጅግንነትTDF ❤💪💛❤
ዋው ለገርም ሐለና ለገር ምጅግነት ፀጋበይ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
እዚ ሃሳስ ፡ላይ እማኑ ልዩ ልጸዊ ለሎ ።🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጀግና ሓወይ❤❤ግን ሄሉየ ንምንታይኪ ካብ እንደርታ ዘይተቅርቢ ኩሉ ግዜ የካታተለኪሞ እንደርታ ካብ ራያ ካብ ወጀራት ዘይተቅርብልና ምሰ ይቅሬታ እየ❤❤
ዘረኛ ነገረ ኩሉ ኣፅቢ ዴስኣ ፅራእ ዘሎ ጅግና ኣተቅርብን እያ
ብሓቂ እንደርታ ወጀራት ራያ ንጥቅም ጥራሕ እዮም ዚዶሉዩና ፍትሕ ዚስኣነ ህዝብ😢
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤️💛❤️💛❤️💛❤️
❤❤❤🐅🐅🐅🐅🙏🙏🙏🙏💎💎💎💎💎💎💎
Hji tdfn hzbn knekh alowo
TDF jgna men kemakum ❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰
አጆካ ትግራይ ዐዲ ክትከውን እያ ዐባይ ትግራይ።
Hasot bahlkum yu 9 tanki 😂😂
ክብርን ምገሰን ንሰማእታትና ዕድመን ጥዕናን ብሰላም ንተመለሱና❤💛
❤❤❤❤ God bless you our hero and heroic!
Hwahat negaday eyu. Tdf genzebomn hiwetomn akibu hji khidom wskyn vodkan medekesiaomn dapl frnach 5+gzie balanced food. Nhzbin Tdfn khidomo eyom
ጅግናና እንኳዕ ደሓንመፃእካ ክብሪ ንዓኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤
💔💔💔💔💔💔💔❤️💛❤️
❤❤❤ 😢😢😢
tedi 😢😢😢😢😢😢
ኣይዘኻ ዝሓወይ:: ብሓሳብካ ይስማማዕይአ ❤
ጀግና ተጋዳላይ My TDF 💛💛❤️❤️
Tbf😍😍😍😍😍
ተጋዳላይ ወርቂ ክብሪ ንዓኹም🥰🙏
Hakeka edemen tenan yehabeka jegena hawena❤❤💛💛
ጀግና ሃውና 💪💪💪💪💪💪💪💪💪
Thank you so much ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤
😘😘😘
❤❤❤❤❤❤
No tigray can not country tigray is ethiopia amhararic will be official language in tigray unity amhara and tigray people and ethiopia people. From tigrayns USA 🇺🇸 ethiopia forward
❤❤❤❤
❤❤❤❤
❤❤
❤❤
ጀጋኑ።
ጅግና ኩሉ ትብሎ ትኽክል መራሕቲ ትግራይ ሕድሪ ስዋኣትና አይተግበሩን ንስልጣን ይናኽሱ ኣለው 😢😢😢
Interestingly that explanation of our clever and smart young man!
ጀግና ሓወና አንኳዓ ብሂወት ተረፍካ ክብርን ሞጎስን ጀጋኑንስማአታትና ዕድመነሰ ጥዓናን ያሃብኩም ፈጣሪ 🙏🙏🙏❤🧡❤🧡
አምላኽ ከም ትምንትካ ይሀብካ አሜን ❤️🙏🏾💛
አጆኹም ጀጋኑና አብ ጎንኹም ኢና❤❤❤
ጀጋኑና
ጅግና ተጋዳላይ❤❤❤
ንምንታይ ደኣ ስልኪ ቁፅሪ ወይ ኣድራሻ ናይዚ ጀግና ዘየቅመጥክሙልና?,ብመንታይ ንረኽቦ
ኣነ ግን ሕቶ ኣለኒ ተጋዳላይ ታይ ማለት እዩ ታይ ክፍጠር ከሎኸ ይጋደል
እቲ ፀገፍ ዝፈትሕ እንኮ ተጋዳላይ ዶ ኣይኮነን ?
❤❤❤❤❤❤❤❤jegna
ጀግናና ኣጆና❤️❤️❤️
Enka eska kabzi wexka marey ❤❤❤❤
ክብሪ ንሰማዕታትናን ንዘለኩምን ።❤❤❤❤ ክብሮም የቀንየልና። አጆካ
ልTDF ዝገልፅ ቃል እሞ ኣበይ ክርከብ 😭ንስኹም ዶ ትብደሉ ብፈጣሪ ርኸብዎ ውዕለታኹም ምእናታና ዝሓለፍኩምለ ክብርን ሞጎስን ንዘለዓለም ለኣኹም🙏
Tdf ❤ you!
❤️❤️❤️💪💪💪
❤❤❤❤❤
ቅድሜኩም ድአ ጀጋኑ እግዚአብሔር ይሃልኩም
👌🐅
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤
Dahn nay mengsti zerba yeblun bedem menesy kofe eilom seltanom meshazu demxi atfeom hji
❤❤❤❤ አይዞኻ ጅግና ሓዉና ሓሳብኩምን ሓሳብናን ክሰምረልና ተስፋ ንገብር ምስ ፈጣሪ
❤❤
ክብሪ ንዓኩም ጀጋኑና ኣጆኩም ኣበይሞ ጥዑያት መራሕቲ ኢዶ ስኢንና