Yonas Maynas - WEDI GUISH | ወዲ ጉዕሽ (Full Movie) - Eritrean Comedy

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 25 เม.ย. 2024
  • Eritrean Comedy: ወዲ ጉዕሽ / WEDI GUISH
    Writer & Director: Yonas Mihretab (Maynas)
    Editing: Meley Abraham
    Cinematography: Siemawi Jerry
    Sound: Fimon Mekonnen (38 HRS)
    Costume: Asmelash Asfahaley
    Makeup and prosthetics: John Asmelash
    © 2024 Yonas Maynas Entertainment. All rights reserved.
    #yonasmaynas #eritreancomedy #maynas #eritrean #eritrea #wediguish
  • บันเทิง

ความคิดเห็น • 2.1K

  • @dawitdawa8774
    @dawitdawa8774 18 วันที่ผ่านมา +668

    ከምዚ ከማይ ንማይናስ ብሃንቆውታ ዝጽበዮ ጽቡቅ ስራሕ ክኣ ሕዝልና ይመጽእ ምሳይ ትሳማምዑ ክኣ 👍 like ❤

    • @mussiegideon4746
      @mussiegideon4746 18 วันที่ผ่านมา +22

      Kem ztexebekwo aykonen hatewkotew koynu ndhrit temelisu msti nay kedem srahatu zerakb yeblun he was great comedian but now .....

    • @filimonmilash8775
      @filimonmilash8775 18 วันที่ผ่านมา +14

      ማይናስ ካብ መኣስ ጥዑይ ስራሕ ሰሪሑ ይፈልጥ ብነብስካ ሕልኩስ ከንካ እበር

    • @kidantekle2443
      @kidantekle2443 18 วันที่ผ่านมา

      ​@@filimonmilash8775if you don't want to watch this video get out from this media, do not criticize him please

    • @N.at.79
      @N.at.79 18 วันที่ผ่านมา

      ​​@@filimonmilash8775ብማይናስ አይትምጻኒ ዓርኩ

    • @ShamGoytom
      @ShamGoytom 17 วันที่ผ่านมา

      Kemey dui koyenui eti teoy serha wa 😂

  • @wediteages9391
    @wediteages9391 18 วันที่ผ่านมา +616

    ናብ ብርሃነ ትንሳኤኡ ብሰላም የብጽሓና እግዚኣብሔር ኣሕዋት!

    • @user-dy4bq2it8k
      @user-dy4bq2it8k 18 วันที่ผ่านมา +9

      Siqlet kitbil dikha?? Qidm siqlet shuu fasiga,mesqel zibehal audeamet hiji yelen,hawey

    • @robielgebrehiwet8712
      @robielgebrehiwet8712 18 วันที่ผ่านมา

      nab brhane tnasaiehu ktbl dika

    • @Bin0922
      @Bin0922 17 วันที่ผ่านมา +1

      😂😂😂😂 ድሒርካ ኣለኻ ትንሳኤ ኢና ዘለና

    • @FevenHabtemariam-bv8nd
      @FevenHabtemariam-bv8nd 17 วันที่ผ่านมา

      😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊

    • @user-rs5in5hx8b
      @user-rs5in5hx8b 17 วันที่ผ่านมา +2

      Amen bro

  • @Eri-Mama2Entertainment
    @Eri-Mama2Entertainment 14 วันที่ผ่านมา +60

    Great job ኣብ ዓድና ተመሊስና ምስ ስድራና ንስሕቀሉ ግዜ የምጽኣልና ፈጣሪ። ኣብ ሊብያ ዘለና ድማ መዋጽኦ ይፍጠረልና 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

    • @biriktihaile5499
      @biriktihaile5499 10 วันที่ผ่านมา +1

      ኣጆኻ ክሓልፍ እዩ ተስፋ ዘይምቑራጽ

    • @elenzere8nv253
      @elenzere8nv253 9 วันที่ผ่านมา +1

      Amen entay yseano goyta ktwexu ekum kulu nsenay eu

  • @Berhane1980
    @Berhane1980 12 วันที่ผ่านมา +31

    ይበል ድራማ ማይናስ ሓወይ ፡ዘይተሓስበ እዞም ብነብሰ ምትሓት ዝሳቀዩ ዘለዉ ጊረቤት ንዓና ትወቅስ እያ እሎም ከብዶም ምስ ተቀርጹ ዝተሰማዓኒ ሓጎስ ክፈልጸልካ ኣይኽእልን እየ ፡ቀጽሎ ኣጆኻ 😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅

    • @ertrawikuburmenenet5629
      @ertrawikuburmenenet5629 11 วันที่ผ่านมา +3

      ነዘ ምስ ሰምዓት ማዓት ዕሰለ ካብዞም ጎረቤታችን ነዛ ፊልም ክትርኢ መጺአ ። ክክክክ። ከይተፈለጣ ንማይናስ ሓጊዛቶ። 400 ሽሕ ተዓዘብቲ በጺሐ

    • @yosuffarah9304
      @yosuffarah9304 10 วันที่ผ่านมา +1

      🎉🎉🎉

  • @zeromhabtemariam9587
    @zeromhabtemariam9587 18 วันที่ผ่านมา +352

    ብሰላም ጾመ ልጓምና ይፍትሓልና የሕዋተይ 🎉🇪🇷

  • @user-xt9ky4qo8f
    @user-xt9ky4qo8f 18 วันที่ผ่านมา +224

    Great job ኣብ ዓድና ተመሊስና ምስ ስድራና ንስሕቀሉ ግዜ የምጽኣልና ፈጣሪ። ኣብ ሊብያ ዘለና ድማ መዋጽኦ ይፍጠረልና ❤

    • @slmti5827
      @slmti5827 18 วันที่ผ่านมา +5

      ብሰላም የውጽእኩም!

    • @user-hg2yr5un9z
      @user-hg2yr5un9z 17 วันที่ผ่านมา +1

      Amen(3)❤❤❤🙏🙏🙏

    • @user-xt9ky4qo8f
      @user-xt9ky4qo8f 17 วันที่ผ่านมา

      @@slmti5827 ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክቡር ሰብ

    • @HabenHadgu-dc5bs
      @HabenHadgu-dc5bs 17 วันที่ผ่านมา +1

      amen (((3)))❤

    • @Tickeymielu
      @Tickeymielu 17 วันที่ผ่านมา +1

      Amen 🙏

  • @saraasmerom9050
    @saraasmerom9050 12 วันที่ผ่านมา +28

    Best Eritrean comedian Maynas great job. Ignore for the negative people having identity crisis. N Eritreawi zetenkfe weyelu🇪🇷❤️

  • @fithisayas
    @fithisayas 12 วันที่ผ่านมา +11

    Yonas is the best comedian of our country ..Yoni you did good job keep it up, we are proud of you . Best art of ever ! 🇪🇷

  • @Batu-4
    @Batu-4 18 วันที่ผ่านมา +419

    ትጭነቅ ዘለካ ክኣ ኣምላክ ጭንቀትካ ናብ ዓቢ ሓጎስ ይቀይረልካ ፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓሳብ ልብካ የስምረልካ ሕሰም ኣይትርከብ መንገድካ ጥጡሕ ይኩነልካ ፡፡ኣብዛ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ክኣ ሳብስክራይብ ሓግዙኒ ፡፡የቀንየለይ😊🙏

    • @alenalkieritrea3862
      @alenalkieritrea3862 18 วันที่ผ่านมา +5

      Amen amen

    • @bineybiney3221
      @bineybiney3221 18 วันที่ผ่านมา +10

      Fluyat lementi NY TH-cam 😅😂😂

    • @alenalkieritrea3862
      @alenalkieritrea3862 18 วันที่ผ่านมา +4

      @@bineybiney3221 አሜን ግዳ ዘይትብል ሕማቅ ካብትዛረብ

    • @bineybiney3221
      @bineybiney3221 18 วันที่ผ่านมา

      ​@@alenalkieritrea3862xelot dyu zi lmena 🤌?????

    • @michaelbeyene271
      @michaelbeyene271 18 วันที่ผ่านมา

      @@alenalkieritrea3862amen emo haku eyu gn 😂😂😂

  • @giromkidane2994
    @giromkidane2994 13 วันที่ผ่านมา +24

    እዚ አስ ንኹሎም ሓመማ ፍሊት ኮይናቶም ዘገርም እዩ እቲ ንሳቶም ዝብልዎ ምዓልቲ ምዓልቲ ኹፉእ አታሓሳስባን ብድዐ ሓሶት ዘይ የለ ታሪኽና ኽሰርቑን መርዚ ኽዝርግሑ ትውዕሉስ ባዚ አ ባይደን አብ ምባል ዝበጽሓኹም ትመስሉ ስለዚ ርስሓትኩም ሕጸቡ ቫይናስ ሓውና ቐጽሎ እንተ ተረድኡም🤜🤜🤜🤜🤜💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💎

  • @sahleamanuel9435
    @sahleamanuel9435 13 วันที่ผ่านมา +19

    Kkkkkkkkk ኣይገደፈሎምን ማይናስ ያሆ .ኣብዚ ኣለካ ጥበብ ዝባሃል ።❤❤❤❤❤❤❤

  • @godisgood6498
    @godisgood6498 15 วันที่ผ่านมา +17

    I got the meaning of it 😂well done ደቂ ኤሬይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😂ወዲ ጎዖሽ is ብርጌድ ንሓመዱ ( ብርጌድ ስዩም መስፍን)😂😂😂😂

  • @simonnguse-kn9
    @simonnguse-kn9 18 วันที่ผ่านมา +138

    ኣያ ስዩም ድኣ
    ኣይ ብዕራይ እንዱ ወጊእዎ ጸዲፉ ዝመተ😂😂😂
    I MISS & LOVE MY 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 from USA 🫶🫶🙏🙏🙏

    • @solomonmehari5976
      @solomonmehari5976 17 วันที่ผ่านมา +2

      😂😂😂😂🙆

    • @YonasDesbele-fy7vy
      @YonasDesbele-fy7vy 17 วันที่ผ่านมา +2

      😂😂😂😂

    • @yisakaly8365
      @yisakaly8365 16 วันที่ผ่านมา +3

      ንዓይ'ውን ኣስሒቓትኒ 😂😂😂

    • @Mdeme0
      @Mdeme0 16 วันที่ผ่านมา +3

      ነያይ ሲዩም ዲካ ኣንታ፧
      ክክክክክ

    • @EritreaOnly
      @EritreaOnly 15 วันที่ผ่านมา +1

      😂😂😂😂

  • @nohisack7796
    @nohisack7796 14 วันที่ผ่านมา +20

    አያ ሰዩም ብዕራይ ወጊእዋ ጸዲፈ መይቱ ክክክክ ቤላ ውሰጠዘ እያ ንጎሮቤታችን የሕሚማቶም

  • @user-pf1ls8fh3y
    @user-pf1ls8fh3y 15 วันที่ผ่านมา +38

    ዮናስ ሓውና ከምታ ዝሓሰብናያ ቶኮይና ብጣዕሚ መጠኖም ኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪👊👊👊👊👊👊👊💪💪💪💪💪

  • @filmontekle976
    @filmontekle976 16 วันที่ผ่านมา +23

    ውድእቲ ድራማ ከምቲ ልሙድ ጽቡቅ ስራሕ
    ብልሓትካን ፈጠራካን ልዑል ኢዩ ።
    ካብ ትጅምር ክሳብ ትውድእ ብስሓቅ ኣይክኣልኩን ።
    የማን ኣምሲልካ ጸጋም ጸጋም ኣምሲልካ የማን 😂
    ኩላትኩም፡ ንፍዓት ደቂ ሹቆይ

  • @Hanuna_2023
    @Hanuna_2023 17 วันที่ผ่านมา +43

    ስለምንታይ ግን ምሉእ ፊልም ወይ ከኣ ሓጺር ፊልም፡ ዕትብ ዝበለ ዘይትሰርሕ ኣዚዩ ኬፍ ዘለዎ ኣቀራርባ ኣለካ❤

  • @tigistikeshi4062
    @tigistikeshi4062 16 วันที่ผ่านมา +25

    ናይ በሓቂ ስሒቅና ደስ ትብል ኮሜዲ ቀጽልዎ ደቂ ኤረይ ሽኮር❤❤❤❤

  • @mt.8.familymuler624
    @mt.8.familymuler624 17 วันที่ผ่านมา +18

    ብጣዕሚ ዘዘናግዕን 😂😂መሃርን ድራማ እያ ብጣዕሚ ሕጉስ እየ💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾

  • @qaxaniyarde1380
    @qaxaniyarde1380 16 วันที่ผ่านมา +24

    ንዝተረደአቶ ዓባይ መልሲ ኢያ ንዓዲ ገሊኦም ብሉጽ ስራሕ ማይናስ

    • @maymemont
      @maymemont 13 วันที่ผ่านมา +1

      Minas is a genius !

    • @maymemont
      @maymemont 13 วันที่ผ่านมา +1

      Minas is a genius, i met him in Keren , we stayed in the same hotel and I am so glad I met him in person

  • @user-py5sc2dg7h
    @user-py5sc2dg7h 17 วันที่ผ่านมา +28

    ኩሉ ግዜ ብሉጽ ❤❤
    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
    ማይናስ ሓወይ ❤❤🎉 congratulations 🎉

  • @happyfamily35425
    @happyfamily35425 13 วันที่ผ่านมา +9

    Moyte moyte hibe tehadekuwes ane yehabit mynasey ya I love you bro from uk England 🏴󠁧󠁢󠁥󠁮󠁧󠁿 Nottingham ❤

  • @user-ph8ht6rk7x
    @user-ph8ht6rk7x 17 วันที่ผ่านมา +13

    ዋው ብጣዕሚ ገለዓይነት ስራሕ ማይናስ ሓውና ❤🇪🇷 ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኩሉኹም ደቂ ኤረይ 🇪🇷❤ ብሰላም ዓድናን አዴናን የርኤና 🇪🇷❤

  • @danieltsegay1413
    @danieltsegay1413 14 วันที่ผ่านมา +14

    ማይናስ መቅሰን ❤❤❤❤ ክክክክ እስኪ በሉ ኣሕዋት ጾመ ልጋምና ብሰላም ይፍትሓልና ሕጉስ ብርሃነ ትንሳኤ ይምጽአና ❤❤❤❤ ማይናስ ጅግና በሎም ጥራይ ከምዚ ጌርካ ልበን ጥፍአለን እዛ ኩርኩር ውድብ ክክክ

    • @user-xt1hb9wq2p
      @user-xt1hb9wq2p 6 วันที่ผ่านมา

      ኣላ ወዲ ከበሳ ፣ ትርጉም ኣርትዖ፡ ተምሳሌት ሓደ ስርሓት ይርሰት ኣተኣላልያኡን ትፈልጥ ኣይትመስልን ።
      እዛ ቪድዮ ብምልእታ ን ደቒ ከበሳ እተናሹ፡ ተሰይጥን፡ እያ ።

  • @wediking695
    @wediking695 17 วันที่ผ่านมา +102

    ካብ tiktok ዝመጸና ኢድና ንላዕሊ 😜 Good job 👏

  • @user-si9nc8lv6t
    @user-si9nc8lv6t 18 วันที่ผ่านมา +84

    ነዛ ድራማ ትርጉማ ዝፈለጣ ላይክ ይግበር

    • @user-kc5kv3ou2t
      @user-kc5kv3ou2t 18 วันที่ผ่านมา +3

      ወዲ ጉዑሽ። ንጎዶበታት ዝርብሽ፡ በዓል ባህላዊ....😂😂😂 ብዙሕ ሰብ ኣየስተብሃለላን ኣሎ 😂😂😂😂

    • @SsSs-ig4rb
      @SsSs-ig4rb 18 วันที่ผ่านมา +3

      Hidden message 😂😂 ane getmya alku

    • @mihreteabsyum1780
      @mihreteabsyum1780 18 วันที่ผ่านมา +3

      ወዲ ጉዕሽ ኣብ ባህላዊ ባእሲ ጅግና ዘመናዊ ዜሮ😂😂

    • @Itsme-vn5iy
      @Itsme-vn5iy 13 วันที่ผ่านมา +2

      ተደኪርኩም ኢኹም ኢልዎም ማይናስ ንሕውሓት😂😂😂

    • @khalfeyukulu1221
      @khalfeyukulu1221 13 วันที่ผ่านมา +1

      ካልእ ደዳኣ ከይትፋላሰፉ ፅልኢ ንምስባክ ዳኣ ቀዳሞት እንዲኩም እዙይ ኣይኮነንን ፅሓይ ዝወቅዖ ፅልእኩም ካሊእ ኣይጠፍአናን

  • @ghenetmedhane9515
    @ghenetmedhane9515 15 วันที่ผ่านมา +8

    እዋይ ወዲ ጉዕሽ 🇪🇷💖ኩልኹም ከዋኽብቲ ኤረና 🇪🇷💖🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🇪🇷🌹

  • @AarefFnan-mp3li
    @AarefFnan-mp3li 16 วันที่ผ่านมา +17

    ሆሳኣና ብ ኣርያም ሰላም ን ደቂ ስብ ኣብ ምድሪ❤❤❤❤

  • @user-ci3zp1lt6g
    @user-ci3zp1lt6g 18 วันที่ผ่านมา +154

    ክኽክክክክክ ባራክዮ 🤣🤣🤣🤣🤣 ንስኻ ዘለኻዮ ድራማ 😂😂😂 ኣብ ሽቃቅ ኮይነ የ ዝርእዮ ኣብ ዘለኽዎ ብስሐቅ ሽንት ስለዝሞልቆኒ 😂😂😂😂 ዕድመን ጥዕናን ባባ ባራክይ ❤️❤️❤️❤️🇪🇷❤️ we love you ❤️🇪🇷❤️

    • @legendfranklampard3225
      @legendfranklampard3225 18 วันที่ผ่านมา +3

      Mara eu kafe zelewo😂😂

    • @ihopeonedey1195
      @ihopeonedey1195 18 วันที่ผ่านมา +2

      Ata zeytgedfo ezi film

    • @user-ci3zp1lt6g
      @user-ci3zp1lt6g 18 วันที่ผ่านมา +6

      @@legendfranklampard3225 ማራ ስከ ዝላበሶ ገጸ ባሕሪ እዉይይ ብስሐቅ ዩ ዝቀትለኒ 😂 ብዕራይ ኣጽድፍዎ ዝሞተ ክክክክክ i like it 😂

    • @legendfranklampard3225
      @legendfranklampard3225 18 วันที่ผ่านมา +6

      @@user-ci3zp1lt6g kkkkkkkkk kemzi nay gorebt kzareb kelo ke 😅 bflay filmi xneat or teraray

    • @user-ci3zp1lt6g
      @user-ci3zp1lt6g 17 วันที่ผ่านมา +5

      @@legendfranklampard3225 ክክክክክ ኣስመራ ብልኣተና ኻፍቱ እንዳ ኺራ ቢላ ኻፍቶም ናይ ሻዕውያ ላንኹረዘር ክንበሃብ ኢና 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣

  • @HPENTERTAINMENT-vu8id
    @HPENTERTAINMENT-vu8id 17 วันที่ผ่านมา +25

    ኣብዚኣ እሞ ነቀፌታ ትህቡ ዘለኹም ሰባት ሲ ከምዚ ንፊልም ሃግርና ተተባብዑ ትመስሉ ? ደየለ እስከ ኣይንዛረብ ፈቆዶ ክንደይ መቀምጫ ጥራይ ዘለዎ ፊልም ክትርእዩ እንዳ ኣምሰኹም ክትነቅፉ ከለኹም ማራ የ ዝግረም !! 2ይ ከኣ ኣብ app ክንጽዕኖ ደሊና ከፊልኩም ረኣዩ ክትበሃሉ ከለኹም ንፊልም ትግርኛ ከፊልና ክንርኢ ዶ ገለ ዶ ትብሉ ሰባት ኢኹም እኮ ። ስለዚ ካብ ምንቃፍ ጥራይ ናትና ጉድለት ምርኣይ ዝያዳ ጽቡቅ ኔሩ !!

    • @TesEritrean
      @TesEritrean 10 วันที่ผ่านมา

      Tefalitna en .suk elum eyom shyutat

    • @user-uq6jo8sg6m
      @user-uq6jo8sg6m 10 วันที่ผ่านมา +1

      ናይ ማይናስ ስራሕ ስራሕና ኣይግበሮ። ከምቲ ስሙ ጎዶሎ እዩ። ንባህሊ ዘበላሹ፡ ንቋንቋ ዝጽይቕ፡ ባህላውያንን ሃይማኖታውያንን ኣስማትና ዘናሹ፡ ዘጽርፍን ከም ዝጽላእ ኣብ ምግባር ዓቢ ተራ ተጻዊቱ እዩ። ኮታስ ዝሰርሓቱ ቅጭ ዘምጽእ ስራሕ ቆልዓ እዩ። ምስኪን ዝረኸቦ ዝርኢ እምበር ዘይወቅስ ተዓዛቢ ረኺቡ ከም ድሌቱ ይጻወተሉ ኣሎ።

  • @elsazehaye7823
    @elsazehaye7823 13 วันที่ผ่านมา +7

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ማይናስ ሓወይ 🇪🇷🌹🌹🌹

  • @alloniabhadish3063
    @alloniabhadish3063 17 วันที่ผ่านมา +13

    This means art. ❤❤❤ a word with thousands meaning.

  • @user-gz5bn3js3g
    @user-gz5bn3js3g 13 วันที่ผ่านมา +45

    ብርጌድ ንሓመዱ ተዋሪዶም😂😂😂 ማይናስ ዝበለጸ ስራሕ ናይዚ ዓመት: ኣብ ውሽጢ ውሱን መዓልታት ልዕሊ 367000 views

  • @shida2004
    @shida2004 13 วันที่ผ่านมา +5

    Comedy of the season with meaning 🤣love it, thank you Minyan and all Deki Ere.🇪🇷 ❤️

  • @NatnaelTesfalem-uf8ec
    @NatnaelTesfalem-uf8ec 16 วันที่ผ่านมา +34

    ጹቡቕ ስራሕ ማይናስ ሓውና ንዝርዶኦ ዓቢ መልኽቲ ዩ ❤❤❤

    • @HaraGhirmai
      @HaraGhirmai 14 วันที่ผ่านมา

      እንታ'ዩ እቲ መልእክቲ ምገለጽካለይ ዶ?

    • @Mekonnen-cw4tc
      @Mekonnen-cw4tc 13 วันที่ผ่านมา

      እንታይ ተረዲኡካ🫢🫢🫢

    • @abrahamtesfai6597
      @abrahamtesfai6597 13 วันที่ผ่านมา +3

      @@HaraGhirmai ኣነ ሓያል ኢየ፣ ኣነ ዝኽእለኒ የለን፣ ኢሉ ንዝምካሕ ዝጸፍዖ ኣይሳኣንን። ወያነ ከማይ የለን ቲብል ኔራ፣ ሻዕብያ መጽዩ ሕቆኣ ሴሩ ዓዲ ዊዕል ጌሩዋ።

  • @brapapi4565
    @brapapi4565 17 วันที่ผ่านมา +103

    ኤርትራውያን እዴት እደምወዳቹህ 😊❤😊

    • @SaraMokonnen
      @SaraMokonnen 17 วันที่ผ่านมา +3

      ❤❤❤❤❤

    • @Sositube.
      @Sositube. 16 วันที่ผ่านมา +2

      ❤🥰🥰🥰

    • @akbbbbbhhb
      @akbbbbbhhb 15 วันที่ผ่านมา +4

      ሲክ በልል ከርናፍ ኣምሓራይ

    • @titirezene7445
      @titirezene7445 15 วันที่ผ่านมา

      🤮​@@akbbbbbhhb

    • @helenberhane7113
      @helenberhane7113 13 วันที่ผ่านมา +6

      ​@@akbbbbbhhbአጋሜ ፍቅር እና ሰላም የሚጠላ ፍጥረት እርር አልክ 😂 ድብን በል 😂

  • @HenokHenok123
    @HenokHenok123 17 วันที่ผ่านมา +31

    ካብ ጢቅ ጦቅ ዝመጸ ከምዚ ከማይ 👍 ርገጽ ኣታ ወዱ 😂😂😂😂😂😂 ማይናስ ብሉጽ😂😂

  • @user-il7ei6ul8n
    @user-il7ei6ul8n 13 วันที่ผ่านมา +11

    ሓይለይ ኣነስ ኣብ ኮሞንቲ እዩ ከንብብ መጽየ ማይናስ መትከኽ ክክ😅😂😂😂❤🎉🎉

  • @pegasister7712
    @pegasister7712 12 วันที่ผ่านมา +5

    This guys are exceptional. Well done Mainas ! God bless you guys 🙏🇪🇷🌹🥰

  • @senaitsenait5666
    @senaitsenait5666 13 วันที่ผ่านมา +24

    እዋይ ደቂ ኤረይ ማዓረይ መቅሰን ኢኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጓሮቤትና ካአ ተቀሪጾም አለው
    🇪🇷👍❤️🙏❤️👍🇪🇷

    • @AmanualHumera
      @AmanualHumera 12 วันที่ผ่านมา

      ጉዳይ ስደትካ ዘይትገብር ሕሙም

    • @er126er
      @er126er 12 วันที่ผ่านมา +2

      ​@AmanualHumera ዋይዋይ አታዮ ልአርሳትካማ ላይ ስደትኻ ለይትገብር እንታማ አግኒካ ትሀስስ! ሀሳስ

    • @GirmayGidey-vn2hk
      @GirmayGidey-vn2hk 11 วันที่ผ่านมา

      ጨናዊ ኢካ

    • @tesfayhabtemariam1831
      @tesfayhabtemariam1831 10 วันที่ผ่านมา +1

      Hahahahaha❤❤❤❤ Dki ERI

    • @user-oo3gh7vg8p
      @user-oo3gh7vg8p 10 วันที่ผ่านมา

      ረሳሕ ስደተኛ ናይ ስደትካ ዘይትገብር ተጋሩ ስራሕ ሲኢኖም ብኣኩም ክቁረፁ መራታት

  • @eriboy62833
    @eriboy62833 17 วันที่ผ่านมา +24

    Wow ማይናስ ከም ኩሉ ግዜ ብሉጽ and funny 😂😂😂😂

  • @ciedmohammed5775
    @ciedmohammed5775 17 วันที่ผ่านมา +42

    i understand somthing beyond the comedy..... I ❤ 🇪🇷

    • @yasminebelay2353
      @yasminebelay2353 16 วันที่ผ่านมา +7

      I agree with your level of understanding.

    • @peace8789
      @peace8789 16 วันที่ผ่านมา +2

      @@yasminebelay2353😂😂😂

    • @CoG30
      @CoG30 16 วันที่ผ่านมา +3

      Me too

    • @user-yr2dg2uf8q
      @user-yr2dg2uf8q 14 วันที่ผ่านมา +3

      Me too❤eritria for ever

    • @MerziEDF
      @MerziEDF 14 วันที่ผ่านมา +3

      I see it aswell ❤ great others understand

  • @osmanomer2715
    @osmanomer2715 13 วันที่ผ่านมา +13

    ማይናስ ሓውና ናይ ብሓቂ ንፉዕ። ብኣካ ኩሩዓት ኢና።👍❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @asmaraeritrea29
      @asmaraeritrea29 12 วันที่ผ่านมา

      Yesssssss 🇪🇷💪👍

  • @Hannibal-uv9vw
    @Hannibal-uv9vw 12 วันที่ผ่านมา +4

    Thank you for highlighting our rich culture and heritage. Recently, our rich culture has slowly eroded by so many factors. All Eritrean artists have moral grounds and obligations to safeguard and preserve our rich culture.

  • @mussieEyob
    @mussieEyob 17 วันที่ผ่านมา +23

    Barakyo zfetwo artist ❤🇪🇷✌️

  • @user-cr6ir8nz2w
    @user-cr6ir8nz2w 16 วันที่ผ่านมา +28

    እንቋዕ ናብ በዓል ሆሳዕና ኣብጽሓና☦️🇪🇷🌿

  • @edengebreselasie5291
    @edengebreselasie5291 13 วันที่ผ่านมา +9

    ነዙም ጎረቤትና ተሃሪሞም ኢሎም ዘግርዑ እኩባት እምኒ ከም ባዓል መንከሽከሽ የጉርዑ አለዎ እሞ የቀነልና አብታ ተሕምሞ ስለ ዝረከብካልና ወዲ ሪመይ ባዓላቶም ትርጎም ክህብወ ካብጀመሩ ኤዞም እኩባት እምኒ ክፉኡእ ክሐስቡን ዘረባ ክመጥጡ ዝውዑሎ ቆምሽቲ ዝኩኑ ዑሱባት

    • @user-up2bn3zb7o
      @user-up2bn3zb7o 10 วันที่ผ่านมา

      ከልቢ ሻዕብያ

    • @edengebreselasie5291
      @edengebreselasie5291 10 วันที่ผ่านมา +1

      @@user-up2bn3zb7o ወዲ ርሹናት እንካዕ ከማካ ቁምሽቲ ወያነ አይኩንኩ እምበ ከልቢ ሻዕብያ ምካነይ ሕብንቲ እየ ሻዕብያ ካእዮ ነቦታትካ እንዳረአዮ አብ ብጎቦ አጽዲፍወም loser💊🦫🦟

  • @harounekubal8436
    @harounekubal8436 12 วันที่ผ่านมา +4

    ዮሀና : ማይናስ : ምስመሳርሕቶትኻ !!!
    ❤ 🇪🇷 🎉 !!!

  • @ggmm2340
    @ggmm2340 11 วันที่ผ่านมา +3

    If this isn't Eritrean political satire at it's finest, don't know what is!
    Hats off to Yonas Minas and coworkers.

  • @danielfishaye2729
    @danielfishaye2729 15 วันที่ผ่านมา +15

    A Whole New Era of Video Production started in Eritrea. Thank you Yonas Maynas. Probably takes months to make it as legendary as we saw.❤❤❤❤❤❤😊😊😊😊😊😊🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🇨🇦🇨🇦🇨🇦🇨🇦🇨🇦🇨🇦🇨🇦🇨🇦🇨🇦🇨🇦🇨🇦 Continue deki Erey.

  • @liyashikor9097
    @liyashikor9097 13 วันที่ผ่านมา +17

    Thanks mynas shikor we love you from united kingdom 🇬🇧 London I watched with my colleagues with subtitles .and we appreciated your talent with your team

  • @warsai9429
    @warsai9429 17 วันที่ผ่านมา +8

    ክክክክ ጃህራ ድራሩ ወዲ ጉዕሽ በዓል 💊 ማልያ፥ ብበዓል 🇪🇷 ማልያ ብይኣኽለኒ ተዘሪሩ😂

  • @kebromberhan7781
    @kebromberhan7781 17 วันที่ผ่านมา +28

    Xbuk srah kemza shabya n weyane zgebera eya zteredo yredayo zeyteredo dma hangolkum hxebu bflay etom txarefu ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷 deki eri xada

    • @graceofgod5187
      @graceofgod5187 15 วันที่ผ่านมา

      I was thinking same 😂😂😂

  • @tesfanatube
    @tesfanatube 12 วันที่ผ่านมา +3

    Minus, great as always. I didn’t see the colors others are speaking about but the reality it speaks of unparalleled powers.

  • @daniealmajor6293
    @daniealmajor6293 16 วันที่ผ่านมา +7

    ብሰላም ናብ ብረሃነ ትንሳኤኡ የብጸሓና ህዝበ ክርስትያን 🙏🙏🙏

  • @yosanbiniamjosi8055
    @yosanbiniamjosi8055 17 วันที่ผ่านมา +6

    ኣታ ላይክ ባ ሃቡ ካብ ክልተ ሚእቲ ሽሕ ቪውስ ሲ ትሽዓተ ሽሕ ጥራይ pls ላይክ ግበሩሎም ዓባይ ሓገዝያ እንታይ ትወስደልኩም ዲያ

  • @AbelSamuel-je5ru
    @AbelSamuel-je5ru 18 วันที่ผ่านมา +44

    Nice work maynas jegna ንዝርዶ ዓቢ መልእክቲ ፡ ኣጆኻ በርትዕ ❤🇪🇷💪🏽ኤሪትራዊ ኣይሳዓርን እዩ።

    • @user-ts5eo2nl4b
      @user-ts5eo2nl4b 18 วันที่ผ่านมา +4

      ሓንቲ መልእክቲ የብላን እዚኣ just for fun እያ ስቅ ኢልካ ዓጀውጀው ኣይትበል😂😂

    • @danielt4329
      @danielt4329 18 วันที่ผ่านมา

      ​@@user-ts5eo2nl4b Stop and think for second, then u will get the message

    • @brged885
      @brged885 18 วันที่ผ่านมา

      😂😂😂😂😂

    • @AbelSamuel-je5ru
      @AbelSamuel-je5ru 17 วันที่ผ่านมา

      @@user-ts5eo2nl4b ኣታ ገጽ ዓጀውጀው ሸንካ እስኪ ደቐስ

    • @Eritrawiaslawi
      @Eritrawiaslawi 17 วันที่ผ่านมา

      @@Jusesmyking6625emo aredeana endo

  • @kikki5502
    @kikki5502 17 วันที่ผ่านมา +25

    Fetwti maynas eski eza film 10k like Tesfa ❤

  • @bereketkibrom9716
    @bereketkibrom9716 16 วันที่ผ่านมา +22

    ብናፍቖት ክንጽበየካ ጸኒሕና ዕጽፍን ድርብን ጌርካ ኪሒስካና ማይናስ። ብሳሓቕ ክስብ ዘምልስ ጌርካና ማይናስ እከይ ግናሕ። You are genius. ንበረልና። ዓይኒ ሓሳድ ይድፈነልካ። ወርቂ ናይ ኤርትራ።❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @naliru6096
      @naliru6096 14 วันที่ผ่านมา +4

      እሞ ናይ ኣእምሮ ጸገም ኣለካ ማለትዩ ሓኪም ገጽካ ተዛወር በዚ ቆሎ ጥጥቖ ትስሕቕ እንተኾንካ እሞ ኸኣ ክሳብ ተምላስ ዝመጻካ ? መስተ ኣብዚሕኻ ዲኻ ኔርካ

    • @shewitshewit5800
      @shewitshewit5800 14 วันที่ผ่านมา +1

      Aygermekan qolo tetko nay qolu

    • @radyaesmael-ex7vk
      @radyaesmael-ex7vk 14 วันที่ผ่านมา +2

      Amen wedi eri mainas kemem Eritrea euo 🇪🇷🇪🇷♥️♥️😍😍😍😍

    • @yosefahferom6893
      @yosefahferom6893 13 วันที่ผ่านมา +2

      @@naliru6096
      ቀጨጭ ኢላትካ ዶ እሞ ምክአል ጥራይ ኢዮ አንተ ንሕናስ ብስሐቅ ቀቲሉና እዮ።

  • @woalesk2432
    @woalesk2432 13 วันที่ผ่านมา +3

    Grazie mille Eritrea gegena mienas 👍💯❤🌹🇪🇷

  • @jesusislord409
    @jesusislord409 18 วันที่ผ่านมา +12

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ አስሒቅካና❤

  • @billusemere3163
    @billusemere3163 17 วันที่ผ่านมา +9

    Welcome back Deqi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️thank you guys

  • @paulosatsebeha510
    @paulosatsebeha510 15 วันที่ผ่านมา +6

    Its brilliant message Minas.

  • @regatyeman4031
    @regatyeman4031 12 วันที่ผ่านมา +2

    መርሓባ ደቂ ኤረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @etfforever7081
    @etfforever7081 17 วันที่ผ่านมา +53

    እዛ ኮሜዲ ከምዘላታ እንተወሲድኩማ ንስኻትኩም ውን ደቂ ጉዕሽ ኢኹም። ንማይናስ ኣይፈለጥኩሞን ማለትዩ። መጓስጥቲ ወዲ ጉዕሽ ለቢስዎ ዘሎ ስረ ባንዴራ ኤረይ ምዃኑ ምስ ረኣኹም ትርጉማ ክትርደኣኩም ኢያ። 😅😅😅😅😅😅

    • @mariameymezmurey
      @mariameymezmurey 17 วันที่ผ่านมา +3

      ትክክል 😂😂😂😂

    • @user-ft6wd9wx4q
      @user-ft6wd9wx4q 17 วันที่ผ่านมา +6

      ።መንድዩ ስረ ናይ ኤርትራ ለቢሱ ዘሎ?​ኤርትራውያን እሞ ሰዓርቲ እንዲና ብተግባር።ምግበይ ወዲግዑሽ። ተግጋሩ በዚ ኲናት የእምሮኹም ተዛናቢሉ እዩ ።ኣይርድኣኩምንዩ። ሓንጎልኩም መኺኑ እዩ።ጥምየት ድሮን መድፍዕ ክክክክክ ኣደንዚዝኩም ዩ​@@mariameymezmurey

    • @Senicho
      @Senicho 17 วันที่ผ่านมา +2

      WA nea eba chama ab af libu zelo bandera nay wedi guesh ke ayrieyon dika zeleka sakt zeykewen aytetasaser

    • @user-ft6wd9wx4q
      @user-ft6wd9wx4q 17 วันที่ผ่านมา +5

      @@Senicho ሱቅ በል ኣንታ ዉዒጊን ወድዞም ፍቱሓት ስረ

    • @Senicho
      @Senicho 17 วันที่ผ่านมา +1

      @@user-ft6wd9wx4q sekt wedi weag Drbay ane hbun eritrawi eye bhagerey. snetibeb Eritrea endatebalashewe sq ele ayrien eye dehar Ka zeyemesasel aytemasasilu denakur aytkunu snetbeb hagerna yeanbib awet nhafash

  • @LidiaSolomonYemane
    @LidiaSolomonYemane 14 วันที่ผ่านมา +5

    እውይ እዋይ😂😂😂deqi Erey xbuqat wetru ab lbey ❤🥺✍🏾🫀🧠🫁💍

  • @hermonrobel4451
    @hermonrobel4451 13 วันที่ผ่านมา +3

    Maynu shikor adegi nehamedun agametat asenbidakayom❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @medhanieghirmay858
    @medhanieghirmay858 17 วันที่ผ่านมา +10

    እንቋዕ ሰላም መጻእካ ማይናስ ሞይተ ሳሓቂ 😂😂😂😂😂 ሹሽ ዝኾነ ለይቲ 😅

  • @rahelnigisty8215
    @rahelnigisty8215 17 วันที่ผ่านมา +9

    Aseyyyyyy every thing art is good which is made in asmera love it ❤

  • @user-hv9fo2tv3i
    @user-hv9fo2tv3i 17 วันที่ผ่านมา +5

    Welcome back maynas shkor kulatkum deki tewahedo ka bselam xomna afeximu brhane tensaeu yebxhana 🙏 🙏 🙏

  • @user-bx6pr3pb8i
    @user-bx6pr3pb8i 11 วันที่ผ่านมา +3

    ማይናሲ ኡኑቃዕ ኤትራዊ ኮንካ 🇪🇷❤

  • @mercynew6741
    @mercynew6741 15 วันที่ผ่านมา +4

    ዝዓበየ ፋሉል ዝዓበየ ወዲ ጉዑሸይ ፋሉል ዝዓበየ.....😂😂😂😂😂😂

  • @awetmisgina9664
    @awetmisgina9664 18 วันที่ผ่านมา +35

    🇪🇷 ፍሪያት ሃገርና ብሉጻትን ምሩጻትን ድራማታት 🇪🇷

  • @Temesgen291
    @Temesgen291 17 วันที่ผ่านมา +4

    🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 for ever, one love. Good job maynas .

  • @edenasfaw9409
    @edenasfaw9409 12 วันที่ผ่านมา +2

    👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽😂😂😂😂… I love the visual winks… the red and yellow attire of the boxer… nicely done! 😆😆😆… አብላእሊ አርብእንድዩ took me out

  • @betimussie4343
    @betimussie4343 16 วันที่ผ่านมา +4

    Ane zharemkwos ane yhabt maynas shkor 🤣😂 good job guys keep it going ❤❤🇪🇷❤️❤️

  • @user-ij2ku5gk7j
    @user-ij2ku5gk7j 18 วันที่ผ่านมา +56

    ማይናስ ዓርከይ ኢዚኣስ ኣይ ዓገብኩላን ካብዚ ንላዕሊ ክትሰርሕ ክንጽበየካ ኢና

    • @user-vj7hb9ly6k
      @user-vj7hb9ly6k 17 วันที่ผ่านมา +2

      Kemey kekewn delka zehawe

    • @user-ij2ku5gk7j
      @user-ij2ku5gk7j 16 วันที่ผ่านมา

      @@user-vj7hb9ly6k
      ከመይ ከምዝከውን ማይናስ ፈሊጥዎ ኣሎ

    • @YONATANANDEMESKEL
      @YONATANANDEMESKEL 14 วันที่ผ่านมา +1

      Wela ane abeza hasab yesamame eye.. .menas kabze-nelale kenixibeyka ena

    • @selam.291
      @selam.291 14 วันที่ผ่านมา +6

      ደሓን ዝዓጎቡላ ጎሮቤት ኣለውና😂😂😂😂😂

    • @user-vu3zf3fb4k
      @user-vu3zf3fb4k 14 วันที่ผ่านมา +1

      ​@@user-ij2ku5gk7j
      ፈሊትውስ ሰረሂዋ ኣሎ

  • @Lovedc92
    @Lovedc92 17 วันที่ผ่านมา +39

    እዛ ፊልም ገለ መልእኽቲ ኣለዋ ሓባይብ ጥዑይ ጌርኩም ኣስተብህሉላ ፕለቲካ ከይኮነት ኣትተርፍን እያ

    • @CoG30
      @CoG30 16 วันที่ผ่านมา

      Kemu ms belkas ane keman shiwya astebhilela aleku

    • @habtomtekle7963
      @habtomtekle7963 16 วันที่ผ่านมา +4

      ኣብ ሞንጎ ኤርትራውነት ዝውለድ ተወልደን ኣብ ሞንጎ ኣቲ ኣቢ ሕዝቢ ትግርኛ ወድ ጉዕሽ(ዓይነት ስዋ) ዘሎ ሰ ዓርን ተሰዓርን የመልክት

    • @Selemawitv
      @Selemawitv 15 วันที่ผ่านมา +1

      ያ ሓመድ ጌርና ንፈለማ ጊዚኡ ናይ ባህሊ ሰሪሑ ግን ከኣ ከኣ ብሕጽር ዝበለ ሓሳቡ ኔግርና ምስ ህዝቢ ትግርኛ ጽልኢ ኣለዎ

    • @hopelovefaith91
      @hopelovefaith91 15 วันที่ผ่านมา +1

      @@Selemawitv way hawey essu nbaelu kab hzbi tigrigna eyu...gn kea atehasasbaka haxirn xebibn aytgbero asfihka temt

    • @azmarina
      @azmarina 14 วันที่ผ่านมา

      😂😂😂 hlmi kem zfetehakyo eyu hmak thalm ente kenka hmak tfeth......sle zi new nebelo yehwat dehar kea maynas ko.kab.kedemu.eyu.nay.hagereseb comedi.zserh entay nebse mthat eyu

  • @ibuArsenal99
    @ibuArsenal99 10 วันที่ผ่านมา +1

    Kkkkk Wow it's very funny and educational comedy ኣቺ ወዲ 😂😂😂😂😂.
    Keep it maynas wedi💯🔥 I'm proud of you wedi erey meqsen 🇪🇷♥️✌️👏🦁.

  • @user-qg3nk5nw7f
    @user-qg3nk5nw7f 10 วันที่ผ่านมา +2

    ኣጆኩም ደቂ ኤረይ ሓላላት።🙏🙏🙏❤🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪😘😘😘😘😘🎉🎉🎉🎉🎉😘❤

  • @YonasDesbele-fy7vy
    @YonasDesbele-fy7vy 17 วันที่ผ่านมา +17

    ከም ወትሩ ቡሉጽ ዮኒ እቲ መልእቲ ንጹር ዩ ሳሓቅ ትዋሕ ኢልና ሰላም ንመላእ ህዝቢ ዓለም ፡ብፍላይ ከኣ ንህዝቢ ኤርትራ ምስቲ ጅግና ሓበን ሃገር ሰራዊትና ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤።

  • @filamostech
    @filamostech 12 วันที่ผ่านมา +3

    ብዓይኒ ፖሎቲካ እናረኣኻ ከይሰሓቅካ እንተሓሊፍካያ, bro ዓለም ራሕሪሓትካ ዕዝር ኢላ ኣላ። ብዓይኒ ቁምነገርን ነብሰ ግትኣትን ዓቅምኻ ምፍላጥን ንዝኾነ ሰብ ኣብ ዝኮነ ዓቲ ትምልከትን ምዃና ኣሚንካ ተተዓዚብካያ ግን ❤🎉

    • @user-xt1hb9wq2p
      @user-xt1hb9wq2p 10 วันที่ผ่านมา

      እንታይ ድዩ እዚ ናትካ ዘረባ ፡ ነ ሰበይቱ እንዳዘረፍዋ፡ ደይ ጎረቤትና እዮም ዝብል ሰብኣይ 🤣

  • @yared7831
    @yared7831 12 วันที่ผ่านมา +2

    Minas is the one and only. Go on bro

  • @user-vi1qd5ej3i
    @user-vi1qd5ej3i 17 วันที่ผ่านมา +11

    Please part two😂😂😂

    • @fahadmahfuz8399
      @fahadmahfuz8399 16 วันที่ผ่านมา

      Ab natey channel texebeya 😅😅😅😅

    • @user-jl5mt6ms2p
      @user-jl5mt6ms2p 15 วันที่ผ่านมา

      Aytenbbn dika Full ekau zbleka zelo ❤❤❤❤

    • @naliru6096
      @naliru6096 14 วันที่ผ่านมา

      ዶ?

  • @IsmailSheabya-km9wx
    @IsmailSheabya-km9wx 17 วันที่ผ่านมา +6

    😂😂eway maynas shkor 1000Amet nberelna❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-ut3mz1ov4y
    @user-ut3mz1ov4y 17 วันที่ผ่านมา +6

    ስላም የመፃልና አስመራ መፅይ ክሪኢካ ነይረ❤❤❤❤

    • @Asmara-oneEri
      @Asmara-oneEri 14 วันที่ผ่านมา

      Ajoki Hanti mealti ala❤❤❤

    • @keyreayezeamenebxueeyu6316
      @keyreayezeamenebxueeyu6316 วันที่ผ่านมา

      Tegaru asmera teatyom dea srki hzom endyom keatwuna 😂😂😂😂

  • @pjmasks2402
    @pjmasks2402 12 วันที่ผ่านมา +2

    "ኣብኡ ዓርቢ እንድዩ ኣብዚ ዩ ረቡዕ እምበር"😂😂😂😂

    • @user-xt1hb9wq2p
      @user-xt1hb9wq2p 6 วันที่ผ่านมา

      ማለቱ ፣
      ኣብ ረቡዕ ዝጽመወሉ እዋን እዩ ኣብ ደቒ ከበሳ፣ ዓርቢ ከኣ ኣብ ሱዳን ዓርቢ ዕረፍቲ እዩ ።

  • @senaitbereket9301
    @senaitbereket9301 12 วันที่ผ่านมา +1

    Good job Younas maynas 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾💕🥰❤️❤️

  • @user-lm4yc3ud3b
    @user-lm4yc3ud3b 17 วันที่ผ่านมา +3

    Mengedi suedi dea hamus ala dyu like rugoxula😂😂😂😂😂😂😂😂xubuk srah deki erey🎉❤❤❤😊

  • @robelkahsay243
    @robelkahsay243 18 วันที่ผ่านมา +35

    ፖውው ማይናስ ዓርከይ ናብ ባህሉ ተመሊሱ
    ኣጆኻ ከዝሎ 🤙❤️

    • @Brtue
      @Brtue 17 วันที่ผ่านมา

      Ata nay hakika dika kexilo tbl zeleka dos Amel eyu koynka, nezi kikxilo delikayo nay hakika dika? Kndi kalie zbeletse srah mbal diu

    • @Zaideyeyaalemey-ch4pb
      @Zaideyeyaalemey-ch4pb 17 วันที่ผ่านมา +2

      ata ybaye bahli entay yrdeaka du kulu kab bahli zrehake eti lbasom tray eyu xeyaqi bahli eyu ezi😊

  • @Broadcastigrait
    @Broadcastigrait 9 วันที่ผ่านมา +1

    مايناس
    افضل ممثل كوميدي في إريتريا ❤

  • @user-jk4zl7sz9q
    @user-jk4zl7sz9q 14 วันที่ผ่านมา +2

    ናይ ባሃቂ ሞትኩም ሕጂ አሪኡኹምና!
    ኮሜዲያን ሓውናውን ግብአተ መሬትካ አዊጅካ! ግርም!!

  • @BERARITCHANNEL
    @BERARITCHANNEL 18 วันที่ผ่านมา +19

    እዛ ኮሜዲ'ስ ካብ 47:00 እንተ ትጅምር ምሓሼ 😂😂፡ እንተ እቲ ብቅድሚት ዘሎ ሃለውለው ግን ፍረ ሲኢንናሉ ኣብ መወዳእታ ግን ሲሒቕና 😂😂

    • @simonmussie86
      @simonmussie86 17 วันที่ผ่านมา

      Zeytklya astamelka

    • @user-ib7en2tf9d
      @user-ib7en2tf9d 13 วันที่ผ่านมา

      ካብ ፍልጠት ናጻ ስለ ዝኮንካ አበይ ክርዳአካ 😂😂😂

  • @kidanerezene2778
    @kidanerezene2778 18 วันที่ผ่านมา +3

    Gelaynet srah wedi shuq ab stress xenihe
    Ashqkani thank you keep up

  • @fthawitmengstab7906
    @fthawitmengstab7906 6 วันที่ผ่านมา

    ከምኡ ኢዩ ዝገብር ወዲ ሹቕ ከይተገጠመ ዓጠቕ 😅😅😅😅😅ማይናስ መሐጎስ ድግም ድግም ኣብለን ጽቡቕ ጌሩ ክፍለጠን🤴ኮሜዲ❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹

  • @ammanberrhaai6912
    @ammanberrhaai6912 13 วันที่ผ่านมา +1

    ንዝርዶኦምስ ጽብቅቲ መልእኽቲ ኢይ ንስብ ኩሉ ናይና

  • @user-wi2ph3sx9j
    @user-wi2ph3sx9j 16 วันที่ผ่านมา +4

    ክንማሃር ኣይንደልን ትምርቲ ተደሊኹም ኪዱ ተማሃሩ ንሕና ምዝንጋዕዩ ዘድሊየና

  • @Awet-1234
    @Awet-1234 18 วันที่ผ่านมา +40

    ማይናስ ሽኮር እንቋዕ ዳሓን መጻእካ ንጉስ ኮሜዲ ሃገርና🇪🇷🇪🇷❤

    • @Eritreaforever737
      @Eritreaforever737 11 วันที่ผ่านมา

      I agree 💯, well said 🇪🇷King Of Comedy 🇪🇷🇪🇷💚💜🌺💎💎🇪🇷

  • @teweldesirak2174
    @teweldesirak2174 7 วันที่ผ่านมา

    ደቂ ኤርአይ አብ ዘለንኣይኦ ዕድመን ጥዕናን ኣምላኣኽ ሓሳብልብና የስምርአልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @kedijaabdurahman1802
    @kedijaabdurahman1802 12 วันที่ผ่านมา +1

    ኣየ ኤሪትራ ሕጂ ውን ድሕሪ ዝኹሉ መንከራ ሓሊፍናኩም ትኸይድ እያ ትግራይ ።