Neshnesh Tesfalem selamey ሰላመይ New Eritrea music Neshnesh Tv

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 3 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น •

  • @neshnesh_show
    @neshnesh_show  5 ปีที่แล้ว +1004

    ሰላም ኣሕዋተይ ፡ እዛ ደርፊ ልክዕ ቅድሚ 4 ዓመት ኣብ ኤርትራ ዝሰራሕክዋ ያ ፡ ምስዚ ሕጂ ዘሎ ደርፍታት ክትወዳደር ተዘይከኣለት ግን ካብ ውሽጠይ ተቐንዝየ ዝሰራሕክዋ ስለ ዝኮነ ፍሉይ ስምዒት ያ ትፈጥረለይ ፡ ሰናይ ምስትምቓር

    • @fiorinatu5117
      @fiorinatu5117 5 ปีที่แล้ว +5

      💕💖💕💖💕💖💕💖💕💖💕💖💕💖

    • @ሕልናስቆሪራያ
      @ሕልናስቆሪራያ 5 ปีที่แล้ว +30

      ጽብቅቲ ነሹ ሓወይ ! ግን ንኽልተና ሓደ ኣይነት ሽግር እዩ ኣጋጢምና ነዓይ ውን ተንኪፋትኒ ዝፈትዋ ኣፍቃሪተይ ሰላም ሙኻና ነዓይ ኢልካ ዘውጻኻያ ኮይኑ ተሰሚዕኒ Thanks ነሹ ሓወይ ኣሕ

    • @mikemalickyoutubechannel1101
      @mikemalickyoutubechannel1101 5 ปีที่แล้ว

      @@ሕልናስቆሪራያ kezabbbb

    • @ሕልናስቆሪራያ
      @ሕልናስቆሪራያ 5 ปีที่แล้ว +1

      @@mikemalickyoutubechannel1101 ብሕቂ ሕጂ ደሞ ክመልሶ ኾይነ ዝነባዕክዋ ዘያኽለኒ

    • @samsomsamsom5731
      @samsomsamsom5731 5 ปีที่แล้ว +6

      ነሹ ሓወይ ኣብ ታሕቲ እኮ ኮመንት ጽሒፈ ኣለኩ ' ግን ንምንታይ ክሊፕ ዘይትገብረላ ምክንያቱ ቅድሚ ሕጂ ኣብ ዪቲብ ኔራ እያ ግን ክሊፕ ክትገብሮ ኢልካ ኢካ ስሒብካዮ ኔርካ መስለኒ እሞ ንምንታይ ዳኣ ብዘይ ክሊፕ ከም ዝነበረቶ ፈኒካያ ነሹ ? ብዝኮነ በዛ ደርፊ ዝክሪ ኣለኒ ክጨርም ከለኩ ኩሉ ግዜ እየ ዝሰምዓ ኔረ ኣዝየ እየ ዘመስግነካ ኣጆካ ሕጂ ውን ክሊፕ ጌርካ ክትደግማ ተስፋ ይገብር

  • @ቀስተደበናፍቕሪዋጋለዎ
    @ቀስተደበናፍቕሪዋጋለዎ 5 ปีที่แล้ว +124

    ኣነ እዛ ደርፊ ብጣዕሚ ኢየ ዝፈትዋ ካብ ኩሉ ግጥምታታ ማራ ሓያል 'ዩ
    ብልጽቲ ስራሕ 'ያ! ኑፉዕ ኢኻ ቀጽሎ ነሹ ሓዉና ኣጆኻ!

  • @Seni12-y
    @Seni12-y ปีที่แล้ว +2

    ሓቀኛ ዛንታ እያ ምስ በልካስ 10 ግዜ ደጋጊመ ይሰምዓ ኣለኹ 😢 🥰🥰🥰🥰 ነሹ ኩሉ ትክእለሉ 🥰🥰💙💙💙

  • @ተመስገንሊሊጋልትግራይ
    @ተመስገንሊሊጋልትግራይ ปีที่แล้ว +1

    ተደጋጋሚ እየ ዝሰማዓ ነሹየ ገቡዚ አብ ዝላዓለ ቦታ ክትበጺሒ (ድንግል ማሪያም) ታሓግዚካ ሓወይ ናተይ
    (ሓፊቲካ ካብ ንትግራይ)

  • @ጓልትግራይዕባይሶሎዳዓድዋ
    @ጓልትግራይዕባይሶሎዳዓድዋ 5 ปีที่แล้ว +159

    ነሹ መቅሰን ገለ ዓይነት music ኣቤት ግጥሚ ዜማ 100% 💗👈 Keep it up Bro ንነሹ ዝፈቱ Like ገጭዩ ይሕለፍ 👍👏

    • @bibifeqar23
      @bibifeqar23 5 ปีที่แล้ว +2

      Lwina gual tgray wa anti dumu

    • @ወዲኣፈወርቂነብሲ
      @ወዲኣፈወርቂነብሲ 5 ปีที่แล้ว +2

      ተዛራቢት ትግርኛ ዶ ኣይኮንክን እዝስ ደርፊ እዩ ሓጥያት ከይኮነኪ

    • @bibifeqar23
      @bibifeqar23 5 ปีที่แล้ว +2

      @@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ ja nay behaqi bor

    • @alexsandro4532
      @alexsandro4532 5 ปีที่แล้ว +1

      Like like like

  • @eyobovaovitey2316
    @eyobovaovitey2316 5 ปีที่แล้ว +86

    ነሸነሽ ተስፋ ዘይቆርጽ መንእሰይ ኣጆካ ብርትዕ ሓቢቢ

    • @bibifeqar23
      @bibifeqar23 5 ปีที่แล้ว +1

      Hagerey zbel teuekiru ynebr
      Wa anta
      Menesey endiy entay koynu tesfa kqorx

  • @ጓልቶምሓርበኛታትጀጋኑህዝ
    @ጓልቶምሓርበኛታትጀጋኑህዝ 5 ปีที่แล้ว +11

    ትማሊ ብጥልመት ሎሚ ብድንጋፀ 2ተ ሻዕ ዘንባዕክኒ፤ሰላም 'የ ዝምነ ከምታ ስምኪ ሰላም ኣይትስኣኒ😢💔👌 ብሓቂ ኣብዚኣስ ንብዓት ጢብ ኣቢለ ስመይ ከኣ ሰላም ብምኳኑ ተሰሚዑኒ እና ነሹዬ ኣዮኳ በርትዕ 💓

  • @ሪችነኝየእናቴቀበጥ
    @ሪችነኝየእናቴቀበጥ 5 ปีที่แล้ว +4

    ነሹ ቆንጆ ፍትውትው ኩሉ ምድላውካ ኩሉ ግዜ 'የ ዝካታትሎ ስለ ዚ ኩሉ ግዜ ኣብ ልበይ ነሹየ ኣጆካ ኩሉ ግዜ ኣብ ልበይ ሓፍትካ ካብ ትግራይ😍😍😍

  • @dearmam4952
    @dearmam4952 5 ปีที่แล้ว +1

    ኣሕ ነሹ ከኣ ተበዲልካ ኢካ ከምዛ ናተይ ረኪባትካ በል ኣጆካ ኣነ ለኩ ካላኣይካ ወላ ንዓይ ኢካ ደርፍካለይ thankyou ነሹ ሓወይ፡።

  • @gtgrowtogether8096
    @gtgrowtogether8096 4 ปีที่แล้ว

    ነሽነሽ ጻዕራም ሰብ ባታዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ቀጽሎ ተስፋ ኣይትቑረጽ ኣጆካ ኣታ ወዲ ኣብነታዊ ወዲ ኤረይ ክትከውን ኢኻ።
    Ich stolz auf dich Neshu

  • @ግዜእታይግዱ
    @ግዜእታይግዱ 5 ปีที่แล้ว +3

    ጎበዝ ጎበዝ ጎበዝ ነሹ በርትዕ ብቻ

  • @saraftwi4167
    @saraftwi4167 5 ปีที่แล้ว +54

    ከመይ ዋዕልኩም ኩሉኹም ደቂ አዳም ከምቲ ብሰላም ዘውዓለና ልዑል ፈጣሪ ብሰላም የሕድረና ንኩላትና።❤❤❤ ነሹ ሓወይ ቀጽሎ ጽቡቅ አለካ ዝያዳይ ሰጉም ንቅድማት አንበሳ አናብስ ኢኻ 😍😍😍😍😍😍

  • @ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ
    @ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ 5 หลายเดือนก่อน +1

    ነሹ ሓውና ፅሓይ ገፁ ሰላም ንዓኻ ብዘለኻዮ 😍😍😍💙💙💙🙏🙏💙💙😍😍

  • @kuwajabahtakuwajabahta9670
    @kuwajabahtakuwajabahta9670 5 ปีที่แล้ว

    ኣዚኻ ንፉዕ ኢኻ ነሽነሽ ሓወና ብጣዕሚ ድስ ዝብል ፡ልዕሊ ኩሉ ግን ኣብ ሂዎት ብዙሓት መናእሰይ ዘሎ ዘሎ ምግላፅኻ like ....

  • @zemenshow996
    @zemenshow996 4 ปีที่แล้ว

    ዋውውውውው ነሹ ሃወይ ብጥዓሚ ብልጽቲ ስራሕ ኢካ ሰርህካ ድሕሪ 1ሰሙን ኣብ tiktok ክትጸንሃካ ኢያ

  • @kedawitsehay8273
    @kedawitsehay8273 5 ปีที่แล้ว

    ነሹ ዝብልዋ ወዲ ከሕመኒ ኢዩ ንዓይ ፡ ጥዑም ቃል ኣየ ሓስባት ለውሃት ዝመልኦ ቃላት ኣጆኻ ነሹ ሓወይ በርቲዕ

  • @zebibgebreslase9338
    @zebibgebreslase9338 5 ปีที่แล้ว +1

    Neschu mar mara eka Eko kem gele 👌👌👌👍👍👍👍👍👍

  • @ሶሊታፈቃርሂዋን
    @ሶሊታፈቃርሂዋን 5 ปีที่แล้ว +4

    ነሹ ዓይነይ😍😘😘
    እውይ በዛ ደርፊ100% ከም ገለምበር ኮይነ😢😢
    ኣጆኻ ነሹ ሓወይ ተስፋ ጽባሕ!

  • @ክወግሕዶይኮንእቲሕማቅግዜ
    @ክወግሕዶይኮንእቲሕማቅግዜ 4 ปีที่แล้ว

    ነሽነሽ ልባም ሰብ። ክፈትወካ ማዓት እየ ፅብቅ ሙዚቃ እየ ቀፅለሉ💞💞💞💞

  • @ሂወትደስታጓልትግራይ
    @ሂወትደስታጓልትግራይ 5 ปีที่แล้ว +2

    ዋዉዉዉዉዉ ደስ ዝብል ሙዚቃ ቀፅለሉ ሓፍትካ ካብ ትግራይ

  • @HaniGualFikrHani
    @HaniGualFikrHani 5 ปีที่แล้ว +5

    ነሽነሽዬ ሓወይ ደስ ባሃሊት ደርፊ እያ ናይ ባሓቂ!!!ቀፀለሉ

  • @begemdr502
    @begemdr502 4 ปีที่แล้ว

    ዋው ነሹ ዓይነይ ገለ ዓይነት ደርፊ ቀጽሎ ኩሉ 100% ካብ 100% ነሹ ወዲ ብፍላይ እዛ ደርፊ መልእኽታ ምሳይ ዝተኣሳሰር እዩ ብሓቂ ድማ ኣድኒቀዮ ስራሕካ ቀጽለሉ ክቡር ሓው።

  • @ኣደይያዓለመይ-ጀ3መ
    @ኣደይያዓለመይ-ጀ3መ 5 ปีที่แล้ว

    መፍቲሒኣ ኣባላሽካያ ዶ ኮንካ ጸኒሕካ ቀልቲፋ ተፋቲሓ ግጥሚ ገለ ኣይነት ጎሮሮ ገለ ኣይነት neshnesh ze great love u

  • @ghidetewelday7601
    @ghidetewelday7601 5 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ ነሽነሽ ሓወይ ብጣሚ ጽብቅቲ ቀጽሎ ኣጆካ። ምቅርቲ ኢያ ኣመና።

  • @peaceandlove2603
    @peaceandlove2603 5 ปีที่แล้ว +1

    Yekel yekel yekel nesh nesh 😀😀😀😀😀😀😀😀😀😀😳🇪🇷👍

  • @zeromtadese8172
    @zeromtadese8172 5 ปีที่แล้ว +57

    ዋውውው ላይክ እስከ ሃቡለይ💓💓💓

  • @maedinghirmay1329
    @maedinghirmay1329 5 ปีที่แล้ว +2

    Wawwwww ብጣዕሚ ኣዝያ ጥዕምቲ ትሕዝቶ ግጥሚ ዋውውው. ዛረባ ይብሉን ብጣዕሚ ድስ ዘብል ስራሕ ነሽነሽ ሓቢቢ

  • @berie6325
    @berie6325 5 ปีที่แล้ว

    #ሰላም'የ ዝምነ ከምታ ስምኪ ሰላም ኣይትስኣኒ። ዋውውውውውው ነሹ ኣበሳው ወይለይ ደራፋይ ዲኻ ካኣ ነይርካ? ናይ ባሓቂ ንፉዕ። ጥዕምቲ ደርፊ ካኣ።

  • @mnasemillyon1355
    @mnasemillyon1355 5 ปีที่แล้ว +1

    Neshu btami xebuk serah ajuka ab konka alena

  • @kokobfkr1482
    @kokobfkr1482 5 ปีที่แล้ว

    ነሹ ኑፉዕ ብሓቂ እታይ ክዎፆ ጊን ልበይ ተኪፍካኒ ኣዘየ ካኣ ኣስተማቂረያ ቀፅለሉ ነሹ መቅሰን ሶ ፍትውትው😍😍😍😍😍😍😍😍💔💔💓💓💓💓

  • @yemanegoitom3387
    @yemanegoitom3387 5 ปีที่แล้ว

    ነሽነሽ ዓርከይ ናይ ባሓቂ እካ ስባኣይ እካ ቆጽሎ

  • @xtqmxuxm5958
    @xtqmxuxm5958 5 ปีที่แล้ว +8

    ዋውውው ነሹ ሽኮር ማራ ንፊዕ ኣነ ጓል ትግራይ እየ ግን ማራ እየ ዘድንቀካ ለባም ሰብ ኢካ እሞ በርትዕ

  • @ሰደተኛኮይኑሹመይ
    @ሰደተኛኮይኑሹመይ 5 ปีที่แล้ว

    ዋውውውው ነሽነሽይ ነይ ሙደይ
    ግጥሚ 100%
    ድምፂ 100%
    ኮቶታሰ ኩሉ 100%እያ ጀግና ተሰፍ ዘይቆርፅ

  • @natleforce6328
    @natleforce6328 5 ปีที่แล้ว +1

    Wow Nesh Nesh.

  • @hayelomkidane1321
    @hayelomkidane1321 5 ปีที่แล้ว

    Neshnesh darfetatkan kulu eti nska tegebro waza yesamo eye nera ka xbuk gn si seb zgedselo koyenu aysemanen iu mknyato nska mashaky sela zkonka seb adhibo aygebrolen iu zkwen👍👍👍👏👏👏

  • @solomontekle
    @solomontekle 5 ปีที่แล้ว +1

    Niccc song neshnesh bro

  • @ኩሉንፅቡቀይእዩአይጭነቅን
    @ኩሉንፅቡቀይእዩአይጭነቅን 5 ปีที่แล้ว

    Wawwwwwww ነሺ ኣስሊ ያሆ ኣታ ወዲ ኣይተካእልካን ኣንበሳ ቡሉጽ ኢካ ኣጆካ ሰጉመለይ ንቅድሚት Thanks ኢልካ ካዓ ጻሓፈለይ ኣብ ripley

  • @ሓንሳብተጸበይኒ
    @ሓንሳብተጸበይኒ 5 ปีที่แล้ว

    ነሽነሽ ያሆ ዉዱእ ኬፍ ኣለዋ ዝዓርከይ

  • @semirsalh3885
    @semirsalh3885 5 ปีที่แล้ว

    ፎርሳ ነሹ ሽኮር ከማኻ ገርሂ ፋራ ማራ እየ ዝፈቱ 10000like ንበይንኻ ውሰዶ

  • @berihutadesse9549
    @berihutadesse9549 5 ปีที่แล้ว +1

    Bitaemi nifue Neshu hawey qexilo

  • @ማሚየዓለመይሰመረሓወይሂወ
    @ማሚየዓለመይሰመረሓወይሂወ 5 ปีที่แล้ว

    Bsm neshu like habuni bejakum nebse xur eye

  • @admasawi9006
    @admasawi9006 5 ปีที่แล้ว +1

    ነሹ ሓወይ ይበል
    ቀጽሎ፡ ብጣዕሚ ከብድኻ ትበልዕ
    ቦኹሪ ኣፍቃሪተይ ኣዛኻኺራትኒ፡ ድሕሪ (9) ዓመት ኣሕሕሕሕሕሕሕ ዓለም፡ ኔቸ

  • @AmanTedros
    @AmanTedros 9 วันที่ผ่านมา

    Ich weiß, dass sie in Deutschland ist und ich habe sie in der Stadt gesehen, in der ich gelebt habe, und bin einfach vorbeigekommen, um ihr zu sagen, dass wir uns nicht besonders gut kennen und sie in einem anderen Land gelebt hat und ich nicht weiß, wann sie herkam UNS.Ich wünsche Ihnen Frieden und Gesundheit und ein frohes neues Jahr zweitausendfünfundzwanzig.🎉🎉

  • @samria5260
    @samria5260 4 ปีที่แล้ว

    ዋውውውውው ነሽነሽ ኣድናቂትካ እየ ከብደይ በሊዕካኒ

  • @asefaselamawit2952
    @asefaselamawit2952 5 ปีที่แล้ว

    ነሽነሽ ሸቓጣይ ብዕድል ደቒ ሰባት ካርታ ትጣላዕ ግን ኣምላኽ ጎደሉታትካ ደምሲሱ ይቕረ ይበለልካ ደቒ ሰባት ዓራት ምስ ሓዝና ኢና ናብ ኣምላኽ ነእዊ

  • @filimonsolomon5764
    @filimonsolomon5764 5 ปีที่แล้ว

    Wawwwwwww great job neshuuu (G.B.U)

  • @lulasied172
    @lulasied172 5 ปีที่แล้ว +1

    Eza derfi ktexelleni delya 😍
    Btaemi xbkti derfi qexlo neshnesh hawey

  • @shushayadane4242
    @shushayadane4242 5 ปีที่แล้ว

    ዋው ነሽነሽ ደስ ትብል ዘፈን እያ በል እንዶ ግዳ ሓፍ በል በርትዕ sisay hawka eye kab jeddah😍😍😘😘😘😘😘😘😘😍😍😘😘😍😍😍😍😍😘😘😘😘😘😘😘💋💋🌷🍀🍀🍀🍀🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷

  • @dawitesak3539
    @dawitesak3539 5 ปีที่แล้ว

    Wawwwwwww qexilo neshu hanti getmi alatni btami zfetwa msay ala bkemey Eka trkeb neshu so qexilo ajoka 🤝🤝🤝

  • @samsomsamsom5731
    @samsomsamsom5731 5 ปีที่แล้ว +23

    """ሰላመይ ምቅርቲ ''
    ሕጻብኪ ዝስተ
    ተመሊስክኒ ዶ
    ብዝሞተ ፍቅሪ ክንዛተ "

  • @romedansuleman8501
    @romedansuleman8501 5 ปีที่แล้ว +2

    Nay kedem derfi mukana fulut eyu
    Gin kab nay lomi derfitat 200% natka tehayish
    Neshnesh malet ❤️❤️
    Keep up

  • @mebimebi749
    @mebimebi749 5 ปีที่แล้ว

    ፅቡቅ ቀፅሎ ነሹ ሰበይ

  • @rahwagebrihiwet4662
    @rahwagebrihiwet4662 5 ปีที่แล้ว

    Neshu nezi abzi hji gze zelo derfi dia xeblel elato ember tiwexie entay kiwexa kulu 100%

  • @ሚካኤልኣቦይሓደራካ
    @ሚካኤልኣቦይሓደራካ 5 ปีที่แล้ว +2

    ዑድለኛ ኢካ ነሹ ሽኮር ከምዚ ከመካ የብዘሐልና ኣብዛ ዓለም

  • @adhanomteame1276
    @adhanomteame1276 5 ปีที่แล้ว +16

    እዚኣ ከማን ትበልጽ ብኣይ ወገን ድኣ ብሓቂ ጽብቅቲ ደርፊ

  • @rtrt9276
    @rtrt9276 2 ปีที่แล้ว

    ለከስ ደራፊ ኻ ገለ ዓይነት ጎቦዝ 😍😍😍

  • @tadekala65
    @tadekala65 5 ปีที่แล้ว +2

    ነሽነሽ ብጣዕሚ ጎቦዝ ቀጽለሉ ብዝበለጸ ከዓ ጠንኪርካ ምጻእ

  • @ambesajirlegese5680
    @ambesajirlegese5680 5 ปีที่แล้ว +2

    ነሹ ጅግና እንካዕ ብድሓን መጻእካ ! ጽቡቅ ስራሕ ።

  • @እንተሰሓኩብስነይበሰላሎዎ
    @እንተሰሓኩብስነይበሰላሎዎ 5 ปีที่แล้ว +1

    ዋውው ነሹ ኣንበሳ ገለ ዓይነት music ብፍላይ ኣብ ድርብ ማራ ስሕባትኒ ቀጽሎ

  • @ኤረይኢኪዓለመይ
    @ኤረይኢኪዓለመይ 5 ปีที่แล้ว

    Selamey mqrti
    Hxabki zste
    Temeliskni do
    Bzmote fqri knzti 👏👏👏

  • @hermonguesh3430
    @hermonguesh3430 5 ปีที่แล้ว

    ኣቤት ስራሕ ወሃ ዘብል ዩ ቀጽል ጥራይ ነሹ ዓይነይ

  • @kuflomgere8738
    @kuflomgere8738 5 ปีที่แล้ว +1

    Ajoka ቀጽሎ ክብረተይ ናትና ሓገዝ ka Like and SB

  • @angasomandefrem7639
    @angasomandefrem7639 4 ปีที่แล้ว

    Wawwww abet ግጥሚ ስሹ ሓና ከመይ ድካ

  • @KavonSukram
    @KavonSukram 4 หลายเดือนก่อน +1

    Einfach cool u geil !
    Hammer !
    I luv it !!!
    ❤❤❤❤❤

  • @አግዚአብሔርፍቅሪአዩንፍቀ
    @አግዚአብሔርፍቅሪአዩንፍቀ 10 หลายเดือนก่อน

    ኡፍፍፍ ጥልመት ግን ማዕረ ክንድዚይ ድዩ ዝጎድእ😢😢😢

  • @yafetmerhawi7478
    @yafetmerhawi7478 3 ปีที่แล้ว

    ata neshnesh hawey eza derfi ko dem awxikaya selamey degifka hadas derfi zerghalna ewa ezi kulu tum dmxi keloka bruk kedame senbet ka ygberelna amen ❤🙏

  • @hmmedia5301
    @hmmedia5301 5 ปีที่แล้ว +2

    Ane Da Nebaku
    Zeymsul kmesl
    Below Melski
    Enda tebahle alll
    Ybel gtmi neshu meksen 👌👌👌👌👌👌👌

  • @messilove1449
    @messilove1449 5 ปีที่แล้ว

    ዋውውው ነሹ መማረሪ ኣጆኻ ካብ ህግደፋዊ ኣድናቕኻ ላይክ እስከ ሃቡኒ

  • @yonashashe1423
    @yonashashe1423 5 ปีที่แล้ว +1

    Habibi ata sebay kif zalwa darfi eska mural habulay n neshnesh good job

  • @kalabbrhane2850
    @kalabbrhane2850 5 ปีที่แล้ว +3

    Nice nehsu shokorrrt👍🏽 we love you so much😍😍😍😍

  • @nahomgbremariam268
    @nahomgbremariam268 5 ปีที่แล้ว +3

    ነሽነሽ ሓውና ኣጆካ ጥራሕ
    ጥዑም ግጥሚ
    " " " " ዜማ ሰሚዕና
    ብራዎ።

  • @ርግአትየፍቅርስው
    @ርግአትየፍቅርስው 5 ปีที่แล้ว

    ስላም ተስፋይ ድያ ነሹየ ሶ ብጣዓሚ መሳጢ ዝኮነ ግጥሚ እዩ

  • @sebsebeb8585
    @sebsebeb8585 3 ปีที่แล้ว

    Bravo Neshu be continue bro.

  • @mosobfikri6761
    @mosobfikri6761 5 ปีที่แล้ว

    Everything Nashy bro
    Everything 💯💯💯✔ Nashy bro keep hardwork

  • @samiesu1924
    @samiesu1924 5 ปีที่แล้ว +1

    Ich hoffe eine Videoclip wird erscheinen

  • @ጓልትግራይ-ፐ1መ
    @ጓልትግራይ-ፐ1መ ปีที่แล้ว

    ኣሰይ ነሽነሸይ ለባም♥️♥️♥️🥰

  • @dawitmengsteab3949
    @dawitmengsteab3949 5 ปีที่แล้ว +6

    ጽቡቅ ጌርካ ነሹ ሽኮር ሲኢነያ እንድየ ኔረ

  • @naibwedibelewu2087
    @naibwedibelewu2087 5 ปีที่แล้ว

    Good job neshu habibi kef zelewa derfi

  • @dadaweda9841
    @dadaweda9841 5 ปีที่แล้ว +2

    Neshu hawey nay behaqi nice song ybaye ajoka abnetawi meneasey abkulu teqrbo Abshr ybaye degafi natka eye

  • @eyobadgoy1252
    @eyobadgoy1252 5 ปีที่แล้ว

    neshu nay bhakii des zbl music tanks habibi god bless u

  • @m_and_y-u2l
    @m_and_y-u2l 4 ปีที่แล้ว

    ሰላም ነሽነሽ ሓወይ ኣጅጋ ጥዓምt ደርፍ ኣጆጋ ዝሓወይ

  • @andugebru7223
    @andugebru7223 5 ปีที่แล้ว

    Neshu mara wdeti derfi 100% so keep it up bro

  • @ArabsaSemit
    @ArabsaSemit 5 หลายเดือนก่อน

    Neshnesh yekaetit lij btaemi eka ko hayal leli kulu nuxuh lbi aleka berte gn neshuyeee

  • @ምስሰብካዪጡዑም
    @ምስሰብካዪጡዑም 5 ปีที่แล้ว +2

    ጽቡቕ ስራሕ ነሹ ሽኮር
    ሪእክያ ዶ ዛ ዓለም እዚኣ'ሞ
    ዝበደለ ከምዘይጥዕሞ
    ጠሊምክኒ ምሽ ስድራኪ ክትሰምዒ
    ታይ ደኣ ሕጂ ዝርንዛሕ ትነብዒ
    ደስ ትብል ደርፊ like እስከ ሃቡለይ

  • @እጸ
    @እጸ 4 ปีที่แล้ว

    ነሹየ ዓይነይ ንዓይ እውን ቁሰለይ ቀስቂሳትለይ 💔😔

  • @nggaisking68
    @nggaisking68 5 ปีที่แล้ว

    ነሽነሽ ሽኮርርርርር ገላዓይነት ደርፊ ኣጀካ ቀጽሎ ✌✌✌😍😍😍😍like

  • @AdyamYohanis
    @AdyamYohanis 10 หลายเดือนก่อน

    ኣነ እዛ ደርፈ ብጣዕማ ኢየ ዝፈትዋ ካብ ኩሉ ግጥምታታ

  • @berekethabte940
    @berekethabte940 5 ปีที่แล้ว +1

    ነሽነሽ ጥዕምቲ ሙዚክ ብፍላይ ጎረሮኻ ርጉድ እንተ ዝቢልስ

  • @merateame2779
    @merateame2779 5 ปีที่แล้ว +1

    ኣዝያ ጥዕምቲ'ያ ነሹ ዓርከይ እንተኾነ ድገማ ምኽንያቱ ግጥሚ ተባዕታይ'ዩ ዜማ ውን ኣይሓመቐን ግዳ ክተሐድሳ ደስ ምበለኒ ንዕቤትካ ዝሕግዝ'ዩ ወዲ'ነይ መዓረይ

  • @سميرهعسيري-ط9ك
    @سميرهعسيري-ط9ك ปีที่แล้ว

    ዉዉዉዉዉዉ ባሓቂ 🍀🍀🍀🍀🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹💔👈💔💔💔💔💔 ስደት ሕስም ባኣ😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥

  • @robelyemane174
    @robelyemane174 5 ปีที่แล้ว

    www neshnesh hawey btami des tbl derfi eya btaami xbuq srah qexlo nesh shkorr

  • @vraivienatu4765
    @vraivienatu4765 5 ปีที่แล้ว +2

    Neshu bro eza derfi ezia Abi tezekro Eyu zeleni nsu kea ab Sahara ms nay wedi jermen niska bxegam Ane byeman che chafa tnkif tnkif abilkaley nerka so nice job proud of you good continuation bro

  • @geni3064
    @geni3064 5 ปีที่แล้ว +25

    *ነሹ ዓይነይ ኣሰይይይ ኣንታ መቅሰን ገለ ዓይነት ቀጽሎ ግን ክሊፕ ተትገብረላ ብዝበለጸ ጭቡቅ ነይሩ ብዝኮነ ጥዕምቲ ሙዚቃ ብሓቂ ሰላመይ ዝተመቸየትኩም ላይክ*

  • @filimuluebrhan8230
    @filimuluebrhan8230 5 ปีที่แล้ว

    neshnesh bro Nic song Ajoka kbretey

  • @kedantaher1847
    @kedantaher1847 2 ปีที่แล้ว

    ዋውውውው ገለ ዓይነት ስራሕ

  • @fithawiberhane1088
    @fithawiberhane1088 5 ปีที่แล้ว +1

    ዋው ነሽነሽ ብጣዕሚ ዝፈትዋ ደርፊ ኣብ ኤርትራ ሰሚዐ ምጽጋብ ሲኢነያ ኔረ ኣጆካ ኣይትሕመቅ

  • @michaelmeharena9964
    @michaelmeharena9964 5 ปีที่แล้ว

    ኣየ ነሹ ኣንበሳ ደስ ትብል ደርፊ

  • @Abrahamkiflu
    @Abrahamkiflu 5 ปีที่แล้ว +2

    neshneshhhhhh nay lbey semiA teqlala kixegba aykeAlkun thank you god bless u

  • @awetberihkdb17
    @awetberihkdb17 5 ปีที่แล้ว +1

    Neshu Bela music Abey gerkaya Xenihka 👍💯👈

  • @natnaelgebrengus3351
    @natnaelgebrengus3351 5 ปีที่แล้ว

    Nesh nesh bhaki ezia nay elka eka derifkaya nay bhaki lbey harimkani also nice bro