ብመንገዲ ውሽጢ ኢትዮጵያ ዝገሃድ ዘሎ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 52

  • @militegebrenegus6390
    @militegebrenegus6390 2 หลายเดือนก่อน +5

    Selam. Deki.erey. ertrawinet. Kubur.mininet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷

  • @grapega4114
    @grapega4114 2 หลายเดือนก่อน +2

    Nice analysis wedi Ali. Thanks AAN Media.

  • @Barry-m3w
    @Barry-m3w 2 หลายเดือนก่อน +5

    ERITREANS, TO BE AWARE, PLEASE FOLLOW THIS MEDIA.

  • @eritreaalandofpromise971
    @eritreaalandofpromise971 2 หลายเดือนก่อน +3

    ትምህርቲ ብናይ ኣደ ቋንቋ ነውሪ የብኩን፡ ኣብ ኤርትራ ህንጸት ሃገር እዩ ዝዕብልል ካብ ብሄር ኣብዚ ደገ ግን ናይ ወያነ ኣጀንዳ እንዳረኣዩ ብሄራት ዘሳስዩ ብዙሓት እዮም። እሞ ጌጋ ኣይትዛረብ

  • @lettetecle4258
    @lettetecle4258 2 หลายเดือนก่อน +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏

  • @miniasghid6386
    @miniasghid6386 2 หลายเดือนก่อน +2

    ♥️🇪🇷♥️♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷

  • @edenkidane1625
    @edenkidane1625 2 หลายเดือนก่อน +6

    ጀሚሮም ዓሰብ ይብሉ አለው ድሮን እዚኦም ስጋብ መወዳእታ ዓለም አይገድፍዎን እዮም ግን ሕልሚን ጋህድን በበይኑ እዩ ክፍታሕ ከሎ አይትኸውንን እያ

  • @Merhba234
    @Merhba234 2 หลายเดือนก่อน +4

    ❤❤❤❤ 1st coment

  • @jddbxx4445
    @jddbxx4445 2 หลายเดือนก่อน +4

    ❤️🇪🇷❤️🇪🇷🐪🇪🇷❤️🐪🇪🇷❤️🇪🇷🐪❤️🇪🇷🐪

  • @alganeshkelati9124
    @alganeshkelati9124 2 หลายเดือนก่อน +2

    Welcome AAN MEDIA

  • @angeln9985
    @angeln9985 2 หลายเดือนก่อน +4

    ኣብይ ብተንኮልን ዘይርጉእ መንፈስን ክኸዶ ዝጸንሐ መንገዲ ሓንኲሉ ከውድቖ ኢዩ።

  • @AmeliakTemesgen-ec1mt
    @AmeliakTemesgen-ec1mt 2 หลายเดือนก่อน +2

    Ajoka habibiy

  • @sarajoh313
    @sarajoh313 2 หลายเดือนก่อน +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🙏🙏

  • @fessehaiesolomon9094
    @fessehaiesolomon9094 2 หลายเดือนก่อน

    ጽቡቕ ትንታነ

  • @selamab76
    @selamab76 2 หลายเดือนก่อน +6

    አብዚኣሰ ተጋጊኹም፣ እቲ መባእታ ትምህርቲ ብቋንቋ አደ እንተኾነ ነቲ ዜጋ ቋንቁኡን ባህሉን ሒዙ ንኽምዕብል ይሕግዝ: እቲ ኤርትራዉነት አብ ማእቶትን፡ ሳዋን ይህነጽ። ኤርትራ ኩላህና ንዕምብበላ ሀገር እምበር ናይ ሓደ ብሄር ወይ ቋንቋ አየኮነትን። ደቂ ሳዋ ብኤርትራውነቶም እምበር ብብሄሮም አይጽወዑን እዬም። እዛ መፈላለይት ዘረባ ኔው በልዋ፡ አብ ኤርትራ ሓደ ቋንቋ ጥራይ ክህልው አለዎ ኢልካ ዘረባ ኤርትራዉነት አይኮነን።

    • @KT-tm8yu
      @KT-tm8yu 2 หลายเดือนก่อน

      አንዳ AAN ደቂ ተምቤንን ደምቢያን ስለዝኾኑ ኣይገርመናን አዩ. ናይ ዕባይ ትግራይ ባህጊ አዮም በጨቕ ዘብሉ ዘለዉ።

  • @yebieyoosman3748
    @yebieyoosman3748 2 หลายเดือนก่อน +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Adonayzeger0705
    @Adonayzeger0705 2 หลายเดือนก่อน +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @abuahmed9307
    @abuahmed9307 2 หลายเดือนก่อน +1

    👌🇪🇷🌹🇪🇷💜💜🌹🌹🌹👌👌👌🌹💜

  • @ابراهيممحمد-غ7و8ل
    @ابراهيممحمد-غ7و8ل 2 หลายเดือนก่อน +1

    Well come bro

  • @edenpawlos6066
    @edenpawlos6066 2 หลายเดือนก่อน

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌺⚘️🌺🌺🌹🌹🌺🌺

  • @esaiasmehari7409
    @esaiasmehari7409 2 หลายเดือนก่อน

    🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @WeiniOkbagabir
    @WeiniOkbagabir 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @asmerethaile3545
    @asmerethaile3545 2 หลายเดือนก่อน +3

    ድሮን ነቶም ዘጋፋት ግዜ ረኺብካሎም ዶ? ።

    • @WeerWwer-pc5ix
      @WeerWwer-pc5ix 2 หลายเดือนก่อน

      ሩጋ ሒዞም ኣለዉ ጽባሕ ክጅምር እዩ ካብኦም እንተኾንካ ምሳና ሪጋ ሓዝ 🤣🤣🤣

  • @zekariasbahlibi2890
    @zekariasbahlibi2890 2 หลายเดือนก่อน +3

    ኢትዮጵያ ከም ትበታተን ቀዳማይ ኣንፈት ዝሃበ ኣቶ ወልድኣብ ወክደማርያም እዩ።ድሒሩ ስፍሓት ኤፍሬም ምብትታን ኢትዮጵያ ብንጹር ቃላት ገሊጽዎ ኣሎ። ቀጺሉ መምህር ተስፋጽዮን በርሀ ብጭብጥን ምኽንያታውነትን፡ብንጹር፡ነቲ መሪር ሓቂ ብትብዓት ገሊጽዎ ኣሎ። ሕጂ ዝርአ ዘሎ ሽገር ገና መጀመርያ እምበር ኣብዛ ግዕዘይ ናይ ሓሶት ሃገር ንሓድሕዱ ዝራጸም፡ባህሊ ዘይቃዶ መንነት፡ቛንቛ፡ዘይዕረ ናይ ጂኦግራፍ ጸገም፡ክሊማዊ ለውጢ፡ጽበት መርየት፡ቀቢላውነት፡እዛ ናይ ብሓሶት ሃገር ፍጹም ድሕነታ ክረጋገጽ ኣይክእልን እዩ።ብመሰረት ሕገ መንግስቶም በብቛንቑኦም ሃገራት ኮይኖም ጥራይ እዮም ሰላም ዝረኽቡ።እንተ ዘይኮይኑ ሎሚ ንኦሮሞ ብሓይሊ ንዓ ኣምሓራይ ኩን ኢልካ ቛንቛኻ ጉሓፎ ኢልካ ብሓይሊ ተስገድዶ ፍጡር የለን።ሕጊ ተፈጥሮ ስለ ዘይቅየር ንዑኡ ተቀቢልካ ሰብ ከምታ ፈጣሪ ዝፈጠሮ ቛንቑኡ መንነቱ ኣኽቢርካ ጥራይ ኢኻ ክትነብር ትኽእል። ዘየለ ዘይተፈጥረ ኢትዮጵያዊ መንነት ክትሰርሕ ምፍታን ነቲ ዘሎ መንነት ብኽሳዱ ምሕናቕ ስለ ዝኸውን ሰብ ክኣ ምስ ሓነቕካዮ ብሓይሊ ምስ ኣስገደድካዮ እቲ ሓደጋ ናባኻ እዩ ዝግምጠል።ብሓጺሩ እዛ ናይ እንዳን ቀቢላን ሃገር ምፍራሳ ኣብ ቀረባ እዩ።

    • @michaeltesfay4615
      @michaeltesfay4615 2 หลายเดือนก่อน

      Kabe zegrmka Abyi qadmu ni eritrea kafrsa eu.

    • @zekariasbahlibi2890
      @zekariasbahlibi2890 2 หลายเดือนก่อน

      @@michaeltesfay4615 ብኸመይ

    • @electric6383
      @electric6383 2 หลายเดือนก่อน

      @@michaeltesfay4615😂😂😂 dream 🛌

    • @zekariasbahlibi2890
      @zekariasbahlibi2890 2 หลายเดือนก่อน

      @@michaeltesfay4615 ብኸመይ፧

    • @RedSeaAndAsebforeritrean
      @RedSeaAndAsebforeritrean 2 หลายเดือนก่อน

      ​@@michaeltesfay4615keep dreaming Ethiopia is failed state and landlock

  • @fesshaieyohannes8139
    @fesshaieyohannes8139 2 หลายเดือนก่อน +1

    ጉጅለ ጌታቸው ረዳ መጀመርያ መጥቃዕቲ ከይጀመረ ኣይተርፍን እዩ: ቀንዲ ዓውዲ ኹናት መቀለ ፤፤

  • @fesshaieyohannes8139
    @fesshaieyohannes8139 2 หลายเดือนก่อน

    So when is going ውግእ ሕድሕድ between ወያኔ & ህወሓት . September October November maybe October 1,2024

  • @Salh-wr5dq
    @Salh-wr5dq 2 หลายเดือนก่อน +1

    ግደፍ ዳኣ ትግራይን ኣምሓራን ክነጽቱ ኣለዎም

  • @fatumaabdalla4588
    @fatumaabdalla4588 2 หลายเดือนก่อน

    Bella medeb

  • @bisratghoitom7155
    @bisratghoitom7155 2 หลายเดือนก่อน

    ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብቀሊሉ ዝረግእ ዞባ ኣይኮነን ። ዓለማዊ እስትራተጅን ዞባዊ እስትራተጅን ተቃርኖ ኣብተን ብቀንደን ኣብቲ ዞባ ዝርከባ ሃገራትን ስለዘሎ።

  • @AliBabaAfar-vz4ew
    @AliBabaAfar-vz4ew 2 หลายเดือนก่อน +1

    hilmom qdmi10 amet kemzifeshele gena iyemenun resahat weyane

  • @Afewerki-di9md
    @Afewerki-di9md 2 หลายเดือนก่อน

    ግደፈና ሓሳዊ ደርጊ ተደምሰስና ዒሉ ተሪፍካና ኣለካ።

  • @yosiefmhretab4617
    @yosiefmhretab4617 2 หลายเดือนก่อน +1

    Egypt knsedelu ena nezi dembar wedi beshsha 😂

  • @Salh-wr5dq
    @Salh-wr5dq 2 หลายเดือนก่อน

    የሕዝን ኢሳያስ ከም ንብረት ገዛኡ ከምድላዩ መንእሰይ ኤርትራዊን የጥፍእ ኣሎ

  • @soloman9025
    @soloman9025 2 หลายเดือนก่อน +1

    Bdngla comie mati nebsi🎉🎉🎉🎉

  • @nugusemengestabe5974
    @nugusemengestabe5974 2 หลายเดือนก่อน

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉😢😢😢😮😅😅😅😅😅

  • @goly9965
    @goly9965 2 หลายเดือนก่อน

    ሻዕብያ አብ ውድቀት ደርጊ ሻዕብያ ግደ አይነበሮን ናዳ

  • @samw8045
    @samw8045 2 หลายเดือนก่อน

    Typical Mukhtar Ali style analysis. As boring and sleep inducing as usual. Even Said’s vibrant voice and delivery becomes dull as a result.

  • @-justicewithtruth
    @-justicewithtruth 2 หลายเดือนก่อน

    Good analysis

  • @KT-tm8yu
    @KT-tm8yu 2 หลายเดือนก่อน

    አታ ናይ መጨረሻ ግምጋሜኻ ( ኢራን) ዝተጋገየ ሚዛን አዩ።ኢራን ሓደ ሰምበት ዝተረፋ ሃገር አያ መሲላ ዘላ።ከምታ ንሶርያን ልብያን ንኸፍርስወን ዝገበርዎ ጽፍዒት ኢያ ዘላ ዝተረፋ የብላን ኣይኮነን ንቐይሕ ባሕሪ ተጽዕኖ ክትፈጥር።አንዳ ህግደፍ ግን ድሒሩ ስለዝርድኦም ኣይገርምን አዩ።ምዕራባውያን ሶማል ፋሕብትን ክትብል ኢትዮጲያ ድማ ሓንቲ ሃገር ኮይና ንኽትነብር ዘይገብርዎ ሽርሒ የለን ዋላ ከልቢ ይምርሓያ።

  • @thanksgod8398
    @thanksgod8398 2 หลายเดือนก่อน +1

    ፖሎትካ ቐርኒ ፋሪቃ ናይ ናይ ምርጫ ኣሚሪካ ለካኪሚ ከዕርፍ ኢዩ

  • @thanksgod8398
    @thanksgod8398 2 หลายเดือนก่อน

    ኢራን ፍሽልቲ ሃገር ሞስድ ጥራሕ በል