ela tv - Yohannes Habteab - ( Wedi Kerin ) - Aleku Ela | ኣለኹ ኢላ - New Eritrean Music 2019

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 5 ก.พ. 2025
  • " New Eritrean Music 2019 "
    Produced by ela tv - Yohannes Habteab - Wedi Kerin - Aleku Ela | ኣለኹ ኢላ - New Eritrean Music 2019 ( Official Music Video )
    Salina Production
    Subscribe today: goo.gl/7936J7
    ℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳዉሎድ ምግባር ን ኣርቲስ ብዙሕ ጉዳት ሲለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ነዚ ቪዲዮ ዳዉሎድ ምግባር ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
    ℗ © Copyright: Ella Records. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    Facebook : goo.gl/Xf2BNl
    Instagram -goo.gl/2Ek4Jb
    Twitter @ goo.gl/p46zo
    Snapchat @ Ella_records
    Best Music TH-cam Playlist - goo.gl/X9vGA5L

ความคิดเห็น •

  • @ኣንጻርህግደፍህግደፍንዘል
    @ኣንጻርህግደፍህግደፍንዘል 5 ปีที่แล้ว +130

    ወዲ ቀሪን መክሰብ እንቛዕ ብሰላም መጻእካ i lave you እስከ ንወድቀሪን ድፈቱ
    ስደትና ከኣ የሕጽረልና ፈጣሪ።

  • @Hinfo10
    @Hinfo10 5 ปีที่แล้ว +87

    ዝፈትወኩም ኤረትራዊያን ሰላም ነዓኩም ሓውኩም ትግራዋይ

  • @wehazit21
    @wehazit21 5 ปีที่แล้ว +274

    ንወዲ ቀሪን ዝገልጽ ቃል የብለይን! ንሕልንኡ ዝነብር ስነጥበባዊ! 💛❤️

    • @adeyayaalemey89
      @adeyayaalemey89 2 ปีที่แล้ว +5

      Natu derfi ab you tubu alatki seb alewa tbl wedi hager ayu wedi qerin iliki aytganyo ok

    • @hanihani5160
      @hanihani5160 2 ปีที่แล้ว

      Halaw

    • @RobelMukur
      @RobelMukur 6 หลายเดือนก่อน

      ​@a😢deyayaalemey89

    • @RobelMukur
      @RobelMukur 6 หลายเดือนก่อน

      😂

    • @RobelMukur
      @RobelMukur 6 หลายเดือนก่อน

      😂

  • @Mstirfkri
    @Mstirfkri 5 ปีที่แล้ว +134

    ቃላት ክልተ ገጻት ኣርእስቲ ኣብ ሓንቲ ደርፊ /ልዋመይ/ቁዋመይ !!!🇪🇷🇪🇷ነስተዉዕል!ኣንበሳ

  • @ሰላምኤርትራ
    @ሰላምኤርትራ 5 ปีที่แล้ว +267

    ሓርነትና ናይ ግድን ኢዩ
    እስኸ ብስም ዚ ጅግና ኣጋራጫው

  • @GANNERS1
    @GANNERS1 5 ปีที่แล้ว +40

    ኣላ 🇪🇷🇪🇷 እወ ምስቲ ጉሒላ
    ወዲ ቀሪነይ ኣጆካ አስከ ቅጽሎ ኣብ ጎድንኻ 💪💪🏁🏁

  • @eriartentertainment4543
    @eriartentertainment4543 5 ปีที่แล้ว +275

    " ኣለኹ ኢላ ሉዋመይ ድምጺ ሂባ "
    " ኣለኹ ኢላ ኣለኹ ኣብቲ ሩባ "
    " ኣለኹ ኢላ ሉዋመይ ኣለኹ ኢላ "
    " ከይደ በሉ ከይደ ክፋለ መላ "
    " ኣለኹ ኢላ ኣለኹ ምስቲ ሺላ "
    " ኣለኹ ኢላ ኣለኹ ኣብቲ ሁጉም "
    " ኣለኹ ኢላ ኣለኹ ምስቲ ሩጉም " ❤️❤️❤️

    • @mebrahtomgaim7410
      @mebrahtomgaim7410 5 ปีที่แล้ว

      Xbuk srah wedi nebsi

    • @tesfaymelake8972
      @tesfaymelake8972 5 ปีที่แล้ว

      MD CY n2 kibret yhabelna shigrna zgelx kemakum ybzhu 🙏

    • @michaelteweldebrhan8050
      @michaelteweldebrhan8050 5 ปีที่แล้ว +1

      Wedi kerin shikor God bless well done keep going ahead

    • @RobelMukur
      @RobelMukur 6 หลายเดือนก่อน

      ​@michaeltewe😢ldebrhan8050

  • @jackypepegunner8737
    @jackypepegunner8737 5 ปีที่แล้ว +6

    ቆንቃው ባይገባኝም ወድጄዋለሁ ድምፅ በጣም ምረጥ ነው በረታ በል ወንድም አለም እወዳቸዋለሁ ሁላችሁንም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹

  • @redseapawerentertainment3118
    @redseapawerentertainment3118 5 ปีที่แล้ว +871

    Deleyti Fithi Like xiqetu
    Natna u zi derfi

    • @metkelabedoem2907
      @metkelabedoem2907 5 ปีที่แล้ว +1

      Aebty aln

    • @ibrahimadem8039
      @ibrahimadem8039 5 ปีที่แล้ว +4

      Kkkkkk deleyti fthi
      Fthi delika dika wala fitfit delika bahari sahran bahrin segirka

    • @redseapawerentertainment3118
      @redseapawerentertainment3118 5 ปีที่แล้ว +2

      @@ibrahimadem8039 bnatka atkido nkulu seb

    • @peacepeace2999
      @peacepeace2999 5 ปีที่แล้ว +2

      Merhaba wedi hzbi

    • @senaytewlde4543
      @senaytewlde4543 5 ปีที่แล้ว +8

      @@ibrahimadem8039 kulu kemaka aymselka fitfit delyu dmexe 😥😥😥

  • @yonietifekaradam5864
    @yonietifekaradam5864 5 ปีที่แล้ว +55

    *ኣባይካ ኤርትራዊ ሓወይ😓*
    *ኣበይኪ ኤርትራዊት ሓፍተይ😓*
    *ኣጆና ድሕሪ ጸላም‘ዩ ብርሃን*
    *ወዲ ቀሪን ዓቢ ሰብ ይቐንየልና🙏*

  • @mikiyatlove9608
    @mikiyatlove9608 5 ปีที่แล้ว +89

    ቀዳማይ የስ ንፈለማ ግዜ ይጽሕፍ ኣለኩ ጽቡቕ ደርፊ ወድቀሪን ነብሲ

  • @hazomotv1561
    @hazomotv1561 5 ปีที่แล้ว +6

    ሰላም ኩሉኹም ደቂ Erey
    ወዲ ቐሪም ሽኮርርርርርር ከኣኣ ጹቡቅ ስራሕ
    ኣብ ጸገም ዘለዉ ኣሕዋትና ከኣ መዋጽኦ ይፍጠረሎም ኣሜን

  • @naxnetasmerom4188
    @naxnetasmerom4188 5 ปีที่แล้ว +1392

    ሉዋም ኤርትራና ምስቲ በላዒ ህግደፍ ኣላ ኢሎማ አሞ ከይድና ነውጻያ በዘኢይ ዝሰማማእ ላይክ ይግበር ወዲ ቐሪን ናይ በሓቒ ደስ ትብል ደርፊ ቐጽሎ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤💔💔💔💔

  • @selamnekulu1731
    @selamnekulu1731 5 ปีที่แล้ว +11

    Well said ንዝርድኦ ጥራይ👍🏽👍🏽wish me happy Mother’s Day 🇪🇷ደቂ ኤረይ

  • @ኤረር
    @ኤረር 5 ปีที่แล้ว +20

    100% mezkerta nay winta abera sebuk serah ገብረሂወት ፀሃየ

    • @tesfitwelldu3976
      @tesfitwelldu3976 5 ปีที่แล้ว +1

      Nay behaki nay wenitay ey ezia 🎶🎶🎼

  • @negasi2123
    @negasi2123 5 ปีที่แล้ว +1

    ኣለኹ ኢላ,,,,,,,,,,, ኣጆኺ ንሕና ውን ኣለናልኪ ኤረይ ☝️☝️☝️☝️Good job ወዲ ቀሪን ጅግና

  • @ሄሪብሪቤተሰባንፍቅሪ
    @ሄሪብሪቤተሰባንፍቅሪ 5 ปีที่แล้ว +420

    ባጃኩም ስለ ስነ ጥበብ like ሃቡለይ ነዚ ኣብነታዊ artist

  • @ወዲስዩምጻዕዳ
    @ወዲስዩምጻዕዳ 5 ปีที่แล้ว +71

    ነዚ ዕዉት ስነ ጥበበኛ አስከ ላይክ ኣጽግቡልአይ ያላ ያላ 30.000 ነብጽሓሉ ።ወዲ ቀሪን ጅግና ናይ ጀጋኑ ኣጆካ ኣብ ጎንካ ኣለና we love you።

  • @EriZaraTech
    @EriZaraTech 5 ปีที่แล้ว +60

    ብጣዕሚ ትድነቅን ብልጽትን ስራሕ፣ ግዜዊት ደርፊ ሽግር ኤርትራዊ ትገልጽ ወዲ ቀሪም፣ ሰላም ንኩሉ ደላዪ ሰናይ ብሩክ ቀዳመ ሰንበት ይግበረልና።

  • @atakltiyrgalem6792
    @atakltiyrgalem6792 5 ปีที่แล้ว +1

    ዮውሃንስ ሃወይ ናይ ብሃቂ ሽኮር ሰብ ኢካ ። ኣምላክ( save )ይሓልካ ፍቱው ሓወይ ኣጆካ ክሓልፍ ዩ ኩሉ ።

  • @kgkg-ub1bw
    @kgkg-ub1bw 5 ปีที่แล้ว +863

    ወዲ ቀሪን ነብሲ 3 ከፍል ትብሉ ላይክ ግደፉ ርሕስ ቀዳመ ሰንበት ንህዝቢ ሃበሻ ።

    • @ማማይእያኩሉሙለይዓለመይ
      @ማማይእያኩሉሙለይዓለመይ 5 ปีที่แล้ว +17

      ኣበይ እሞ ሳልሳይ ክፋል እንተ ዝሰደልና ጽቡቕ ኔሩ እዛ ደርፊ ዓይቢ መልእኽቲ እዩ ዘለዋ ወላ ኣብቲ ክሊፕ ኣብቲ ናይታ ጋል ጥራይ ዘይኮነስ ኣብቲ ንሱ ዝራኣየሉ ቦታ ወላ

    • @sebletadesse1485
      @sebletadesse1485 5 ปีที่แล้ว +7

      Ewe ni Eritrea win tgelix koyna tsmeani eti bdihriu ziwinchef kalashinat mechem nab Libya aykonen.

    • @merafangesom6587
      @merafangesom6587 5 ปีที่แล้ว +2

      Yes ala i hop

    • @merhawigermazion7545
      @merhawigermazion7545 5 ปีที่แล้ว +2

      Ap

    • @sebkulukubur918
      @sebkulukubur918 5 ปีที่แล้ว +5

      I am not habesha ! I am tigringna

  • @kubromgrmay3203
    @kubromgrmay3203 5 ปีที่แล้ว +3

    ኣላእሎማ ኣይመተት ዋው ወዲ ቀሪም ኣንበሳ ኣጆካ ኣለና ኣብ ቀረባ ግዜ ክበር አወዩ Good job ንወዲ ቀሪም ዝፈቱ ላይ ኣጋርጭው

  • @fanusmahri4825
    @fanusmahri4825 5 ปีที่แล้ว +16

    ኣታ መንእሰይ ዝሕልካ ተባራበር ኣጀካ ዝሕልካና
    ❤❤❤🌷❤🌷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @eritreanbodybuilderbodybui7380
    @eritreanbodybuilderbodybui7380 5 ปีที่แล้ว +4

    Thank you..you preach million messages of ours in one historical song ever! Eritrawi hji gerem!

  • @Abizzy26
    @Abizzy26 5 ปีที่แล้ว +511

    *ኣድነቅቲ ወዲ ቀሪን እስከ ✍ፊርማኩም ኣንቢርኩም ሕለፉ ልዋም ክኣ እንቆዕ ደሃያኪ ተረክበ✌*

    • @kibram6805
      @kibram6805 5 ปีที่แล้ว +6

      Ewe Eritreana mis hzban meretan bahran ala kthlu ya nzentelet 🙏🙏🙏

    • @ድምጺልቢ
      @ድምጺልቢ 5 ปีที่แล้ว +6

      ኣላ ምስቲ ሩጉም ። ወዲቀሪን ኣይተካኣልካን

    • @filientertainment1639
      @filientertainment1639 5 ปีที่แล้ว +2

      Wedi kerin shkorr ajoka good job bor Eske like like like tewko Ja jemea

    • @berihukinfe8247
      @berihukinfe8247 5 ปีที่แล้ว +2

      Abizzγ Habzzγ meqisen

    • @lwamlulu2283
      @lwamlulu2283 5 ปีที่แล้ว +5

      Ahhh btami adniqeka hawey aleni abe libya mszom rugumat xolot ngberelim yhwatey

  • @txmedia8164
    @txmedia8164 5 ปีที่แล้ว +1

    ወድ ቐሪም ጹቡቅ ስራሕ ናይ ብሓቂ ተባዕ ኢካ ኣጆካ ቐሪባ እያ ሉዋም ኡፍ ኢላ ምስ ስድርኣ ተዕርፈሉ

  • @adamtekeste4912
    @adamtekeste4912 5 ปีที่แล้ว +7

    ምሕጎሰ ናይ በሓቂ ንሳኮ ዘላቶ. ...!!!
    Nic job meteabiti !!!

  • @danizanjese9041
    @danizanjese9041 5 ปีที่แล้ว +4

    እዛ ወዲ ኣድኒቀ ኣይጸግበካን እየ ግልህልህ ኣቢልካዮ በል!
    ይሓልወካ ፈጣሪ ከኣ ንዓኻ ወዲ ቀሪን ጅግና!

  • @purewater5720
    @purewater5720 5 ปีที่แล้ว +45

    ብሩክ ቀዳመ ሰንበት ይግበረልና ደቂ አረይ ንወዲ ቀሪን ትፈትዉ እስከ ገጭ ኣቡሊኒ

  • @habenhabtom3083
    @habenhabtom3083 5 ปีที่แล้ว +2

    ቡሉጽ ስራሕ ሕጂ ግርም ህዝበይ ነቂሑ ወዲ ቀሪን ዕድመን ጥዕናን ያሃበካ

  • @robitete3838
    @robitete3838 5 ปีที่แล้ว +8

    ብሩኽ ቀዳመ ሰንበት ይግበረልና
    ደቂ ኤረይ ሽኮራት🇪🇷🇪🇷🇪🇷☕☕☕

  • @silenceofsky4875
    @silenceofsky4875 5 ปีที่แล้ว +4

    Ybel ybel wedi kerin.... to all Eritrean people wherever you are have faith and trust in your heart and soul to be a good one in this world once we had everything will be going through the best and best of our lives please. Remember next year we don't know what will happen even next week..... month peace and love for all Eritrean people

  • @Nathan_2025
    @Nathan_2025 5 ปีที่แล้ว +30

    ኣንታ ኣነስ ብምንታይ እየ ክጎልጾ ነዚ ኮኾብ፥
    ወዲ ቀሪነይ ኾኾብ ኢለካ ኣለኩ።
    ከይ ውሕደካ ድኣ እምበር።
    ኣንቱም ተከታተልቲ እዛ ቻነል ኻ በጃኹም¡
    like ከይገበርኹም ከይ ትሃልፉ።
    ወዲ ቐሪን keep it up 💯💯💯%%%
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @heriheri7514
    @heriheri7514 5 ปีที่แล้ว +1

    ልዋም ኤረይ ኣላ ኢሎማ ኣላ ወዲ ቀሪን፡ ገብሪሂወት ጸሃየ ፡ ኤርምያ ክፍለዝጊ፡ዳኒኤል ኣብራሃም ናይ ሓባር ስራሕ100% ንጹሩን ገላጺትን ኣናብስ ደቂ ኤረይ ኣብ ዉሽጢ ሃገር ኮይኑም ድምጺ ህዝቦም ዘስሚዑ ብትብዓት ክብሪ ይሃብኩም ተመስገን

  • @yohannesgebasekih6657
    @yohannesgebasekih6657 5 ปีที่แล้ว +247

    ነዛ ኮመንት ተንብቡ ዘለኩም ርሑስ ቀዳም ይግበረልኩም
    ኣድነቅቲ ወዲ ከሪን like ኣግጭው ኣብሉለይ

  • @wedimom
    @wedimom หลายเดือนก่อน +1

    I don't forget music 2018 stel 2024 ❤❤❤ where are you 20118 guys

  • @Saimonkbrom-m4j
    @Saimonkbrom-m4j ปีที่แล้ว +1

    Tebatay derfiii mexelelll

  • @ወዲኮሪዕዳ
    @ወዲኮሪዕዳ 5 ปีที่แล้ว +13

    ገብርህወት ጽሃየ ተራኽብና ትብለና ትኸውን ኣብ ሳልሳይ ክፋል ጽቡቅ ስራሕ

  • @kibromzeweldi1196
    @kibromzeweldi1196 5 ปีที่แล้ว +3

    ኣርሓ ውልድ ስነጥበብ
    ወዲ ቀሪን ምእንቲ ኣሓቱ ዘሓንንን ዝጠንንን
    ዓይኒ ሓሳድ ይድፈነልካ ኢድ ሓያል ይሓዘልካ
    ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናንን ይሃብካ

  • @adhanomefrem6080
    @adhanomefrem6080 5 ปีที่แล้ว +25

    ብሩኽ ቀዳመ ሰምበት ይግበረልና

  • @abetybaye1950
    @abetybaye1950 5 ปีที่แล้ว

    እው ኣለኻ ምስ ትሩጉም ኣቤት ትብዓት ኣነ ብሓፈሻ ነዛ ስራሕ ኣድኒቐያ መጀመርታ ወዲ ቀሪን ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ከጺለ ድይረክተርን ኢደትርን ናይዛ ስራሕ ብጣዕሚ ፈትየኩም ምኽንያቱ ን ሕና እንዳ ወጻእና ብ ድሕሬና ደኣ እንበር ብ ቕድመናስ -----------

  • @samueilgirmay4800
    @samueilgirmay4800 5 ปีที่แล้ว +11

    እንቋዕ ብሰላም መጻካ ወዲ ቀሪነይ ጽቡቅ ስራሕ ብጣዕሚ መሳጢት ደርፊ ኢያ i am product of you !!

  • @natites1273
    @natites1273 5 ปีที่แล้ว +4

    ቀሪን ማለት፡
    ብጣዕሚ ጥበብ ዝሰርነቖ ስራሕ። መሃሪ ድፍረት እዩ።ዓይኒ ኣባይካ ጥራይ ይደፈን።

  • @alexgerie2862
    @alexgerie2862 5 ปีที่แล้ว +6

    ልዋም ኤርትራ እያ ኣድሕኑኒ ትብል ኣላ ፡ ወዲ ቀሪን ሽኮር nic job

  • @wedisuraye6611
    @wedisuraye6611 5 ปีที่แล้ว

    ዓረብ እኳ ረጊጾሙና እንድዮም ንኣምላኽ ንገድፎ ኣይኮነን ካብዞም ኣፍንጫና ዘለው ምጅማሩ ዘይተርፍዩ ዮውሃንስ ኣጆኻ

  • @በጃኣስመራ-ፈ6ዀ
    @በጃኣስመራ-ፈ6ዀ 5 ปีที่แล้ว +5

    ወዲ ቀሪነይ ነብሲ ልዋመይ ኢንቃዕ ሃለወት ንልዋመይ መሓዙታ ከኣ ብሰላም የሃልዋ ወደደይ ።

  • @robelyem954
    @robelyem954 5 ปีที่แล้ว

    ከም ናይ ልዋም ዘጋተመን ብዙሃት የን ኣምላክ መዋጸኦ ይፍተረለን wedi kerin ka ክብረት ይሃበልና!!!!

  • @mediadekiere3867
    @mediadekiere3867 5 ปีที่แล้ว +308

    ኤረትራ ክከይድ ስለ ሃገር ስለ ህዝቢ ክውፈ ዝደሊ እንተ ሃሊዩ እስከ like ኣጋጭው የብል እሞ ዓቅሚ ህዝብና ክንፈልጥ ደቂ ኤረ ናተይ ኣጆካ ወዲ ቀሪን ነብሲ ኣለኩ ኢላ ምስቲ ሽላ ።

    • @yonasgebrezgabiher7012
      @yonasgebrezgabiher7012 5 ปีที่แล้ว +1

      Xebuk hasab

    • @wegahtagebrehiwet9751
      @wegahtagebrehiwet9751 5 ปีที่แล้ว +3

      Bhji hager zihants enber ziwfe ayedlenan eyou zifesis dem aykinreyn ena

    • @ማርያምብየእዝምራለውእንዳ
      @ማርያምብየእዝምራለውእንዳ 5 ปีที่แล้ว

      @@wegahtagebrehiwet9751 malet

    • @ማርያምብየእዝምራለውእንዳ
      @ማርያምብየእዝምራለውእንዳ 5 ปีที่แล้ว

      Kemey malet

    • @mediadekiere3867
      @mediadekiere3867 5 ปีที่แล้ว +4

      ብርግጽ ዝፈስስ ደም ኣየድልየናን ኢዩ እንተ ኾነ ግን ተወፋይነት ክሓተና ኢዩ ካልእ ይትረፍ ነዚ ኣብ ውሽጢ ሃገር ዘሎ ህዝቢ ምንቅቃሕን ተንሲኡ ሰለማዊ ሰልፊ ንክገብር ማራሕቲ ኬና ክንከይድ ምስኡ ክንጎይ ይግብኣና ኢዪ ደቂ ኤረ ክሳብ መዓስ ኣፍና ክዕበስ ።

  • @millimeter1030
    @millimeter1030 5 ปีที่แล้ว +2

    ወዲ ቀሪን i have no words to express my filling. You are only the really artist of your people.

  • @FifiGalShumejana
    @FifiGalShumejana 5 ปีที่แล้ว +11

    Aseyyy niskas eti dhalefe xegemna trdalna habibi ana thank you so much 🙏🏻🙏🏻🙏🏻 kexilo kea

  • @simonhaileab2211
    @simonhaileab2211 5 ปีที่แล้ว +2

    Nice job as always wedi kerin arkey🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @kij435
    @kij435 5 ปีที่แล้ว +103

    ወዲ ቀሪን ፡ ሕጂ ንብቅዓትካ ትፍትሽ ደርፊ ረኺብካ እስከ በየን ኣለኹን ፡ ደገፍቲ ወዲ ቀሪን ።
    ኣላ ኢሎማ' ሉዋመይ ኣላ ኢሎማ '
    ኣላ ኢሎማ ምስ እቲ ርጉም ምስ ወሊድ፡ ድዩ ኣብዱሰላም ። እስከ ምስ እቲ ርጉም ስርዓት ኣላ ትብሉ ኣብዚ ጠዊቅኩም ሕለፉ ።

  • @girmayteckle6091
    @girmayteckle6091 5 ปีที่แล้ว +3

    ዋውውው ከምዚ ኣይነት ስራሕ ብሉጽ ስራሕ አዩ ዘድሊዮ ነዚ ሕዝቢ ንፉዕ

  • @amlakfkrieu1190
    @amlakfkrieu1190 5 ปีที่แล้ว +46

    Hadnet ndeleyti fthi deki Eri 😍💪
    Wedi kerin zfetu kea ezia 👍 agrchuw

    • @saganasmara2097
      @saganasmara2097 5 ปีที่แล้ว

      Yes

    • @michealezerehaymanot8268
      @michealezerehaymanot8268 5 ปีที่แล้ว

      Esak Solomon tekamerti eyom zelew delyti fthi zbhalu ke alwue dyom ezom wdkate eray mraye mulake condom nay malelite temeshom zeydreru hmake zeri

    • @amlakfkrieu1190
      @amlakfkrieu1190 5 ปีที่แล้ว

      @@saganasmara2097 abue regex achi wedi 💪

    • @amlakfkrieu1190
      @amlakfkrieu1190 5 ปีที่แล้ว

      @@michealezerehaymanot8268 ygdef dika arku?😭

  • @biniyo2549
    @biniyo2549 5 ปีที่แล้ว +1

    Mstir nayza derfi zfeleto tray like yhabeni 👍

  • @helen99084
    @helen99084 5 ปีที่แล้ว +6

    Yes Ala ewe ne zelaalem ketnaber eya! 💪💪💪 thanks wedi kerin!

  • @HoOrRoOzZ
    @HoOrRoOzZ 5 ปีที่แล้ว +13

    greets from Germany ❤️❤️❤️👍🏻👍🏻

  • @RBLTVEntertainment
    @RBLTVEntertainment 5 ปีที่แล้ว +622

    *ኣብዚ ንሀልካ ጥበብ*
    *ጸገም ህዝቢ ዝገልጽ*

    • @NayDelytiFthiAmet
      @NayDelytiFthiAmet 5 ปีที่แล้ว +5

      robi

    • @mossitube817
      @mossitube817 5 ปีที่แล้ว +5

      Robi yak kemakas kulu seb entezkewn ezi zanta natka btami ye zhbyo

    • @msgnanguse6069
      @msgnanguse6069 5 ปีที่แล้ว +6

      Robi nska wn kabtom xegem hzbom zsmom ika

    • @wedijohn5139
      @wedijohn5139 5 ปีที่แล้ว

      I

    • @wedijohn5139
      @wedijohn5139 5 ปีที่แล้ว

      @@mossitube817 44

  • @merafangesom6587
    @merafangesom6587 5 ปีที่แล้ว +1

    Eza derfiii netom ab bet mesrtiii zelewu jegnu eritrean abotatna ab lebya zelew yehwtana tegelx thanks

  • @eriforum9493
    @eriforum9493 5 ปีที่แล้ว +4

    Ane risy nay za tihzto nab Hager u melkita .kifalemela deki Erey 🇪🇷🇪🇷❤🙏🙏🙏

  • @fala116
    @fala116 5 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ባሓቂ ምስጢር ዊ መልእኽቲ ትህብ ኣለካ ናብ ህዝቢ ሕጂውን ዳሃይ ሂባ

  • @estifanosamanzgi7200
    @estifanosamanzgi7200 5 ปีที่แล้ว +17

    ወዲ ቀሪን ኣንበሳ
    ኣጆካ🤛
    🇪🇷❤️👍🍀♥️

  • @solianaweldu7322
    @solianaweldu7322 5 ปีที่แล้ว +3

    Wowuuuu btaemi xbkti srah metaeibti wedi gajeretey gaji wedi khern hawey kabzi nlali kea nxbe 🇪🇷🙏♥️

  • @simuyeerilijnevergiveup2987
    @simuyeerilijnevergiveup2987 5 ปีที่แล้ว +8

    Wedi keriney teamir zkonet derfi ms Clip aleku ela luwamey aleku ela omg Iove you forever & GBU ❤️💪

  • @mamalibe1653
    @mamalibe1653 5 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ ገጣሚ ገብርሂወት ጸሃይ ኣድኒቀካ ብሓቂ ንፉዕ ከምኡ እውን ወዲ ቀሪን ጽቡቅ ስራሕ

  • @atchanel6181
    @atchanel6181 5 ปีที่แล้ว +123

    በጃኹም ልዋም ኣላ ትብሉ like ኣብሩለይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @eri-lovetv2245
    @eri-lovetv2245 5 ปีที่แล้ว +1

    Wedi keriney jigna tibeb Gelaxit nzrdeo. So keep it up my hero ❤🇪🇷 like eske rgexuna yhwat deki hala hanti 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @biniteame259
    @biniteame259 5 ปีที่แล้ว +14

    ኣለኹ ኢላ ኤሬና great wedi kerin

  • @KISANETGALERI
    @KISANETGALERI 5 ปีที่แล้ว +8

    ኣቱም ኣሕዋት ቅዋመይ ኣላ ኢሎማ ቅዋመይ ቅዋመይ ቅዋመይ😭😭😭😭

  • @tesfites4215
    @tesfites4215 5 ปีที่แล้ว +11

    Wawww ybel tbeb ab 6:28 deqiq kulu hiwet eritawi xemiquka aqribkayo. Tanken

  • @simonwedikebid8078
    @simonwedikebid8078 5 ปีที่แล้ว +8

    Kaliayti zeybla tebae eleka aleku ❤️ like n wedi kerin👊👊

  • @filmonteklu2246
    @filmonteklu2246 5 ปีที่แล้ว +24

    ኣይወ ንሃለካ ጥበብ ማለት ያኸ ጸገም ህዝቡ ዝርዳአ ብደርፊ ገሩ ዝዝርግሖ ኣጆኻ ቀጽሎ ወዲ ቀሪን ሓወይ

  • @yonatanmehari5560
    @yonatanmehari5560 5 ปีที่แล้ว +5

    artist malet kemzi ente kone eyu xegem hzbu zrdea ❤️🙏🇪🇷 god bless us

  • @hlnatv6724
    @hlnatv6724 5 ปีที่แล้ว +4

    ጽቡቕ ስራሕ ወዲ ቀሪን መትዓልምተይ ከምዚ እንዳ በልና ኢና ኣብ ፈቖዶ ኣመሪካ ኤውሮጳ ፋሕ ኢልና ዘለና

  • @issaiasgrmay9328
    @issaiasgrmay9328 5 ปีที่แล้ว

    Wawwwwww wedi kerin jigna btemi des zebel trgum zelwa gtmi aleku ela aleku ela kithlu eya ajoka erena da nimen kinhba kinhalfela ena deki erey tseadu like nhabo nezi Anbesa🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ሓቡወዲኤረይ
    @ሓቡወዲኤረይ 5 ปีที่แล้ว +13

    fluy klp beqa fluy meglexi sienelka wedi qerin
    please like aynbqeqelu ab eritrea koynu giziyawi yiderf alo. you are the best bro.

  • @desalegebreyohanes8616
    @desalegebreyohanes8616 4 ปีที่แล้ว +2

    ግጥሚ ገብሪሂወት ጸሃየ ዜማ ኤርምያ ክፍለዝጊ ድምጺ ወዲ ቀሪን ይበል ስራሕ ወዲ ቀሪን ናይ በሓቂ ብቑዕ ድምጻዊ ይበል

  • @LymL-yv8we
    @LymL-yv8we 5 ปีที่แล้ว +21

    Ich habe kein Wort für dich wedi qerin asli einfach woww!!! 💪🖒👂👂🎶🎵

    • @makelezeru356
      @makelezeru356 5 ปีที่แล้ว

      Ich such einfach wawwaw wie du

  • @mouroilmerbab4098
    @mouroilmerbab4098 5 ปีที่แล้ว +3

    برغم ان لم أفهم شياء من هذه اللغة الجميلة!
    ولكن التعبير واضحا من خلال الأداء! في الحقيقة تأثر كثيرا من هذا الأغاني 😢😢😢

  • @filmonmehari776
    @filmonmehari776 5 ปีที่แล้ว +5

    Wellcome wedi keriney❤️ bihankewta eye kixbeyeka kenye

  • @fithawifithi3111
    @fithawifithi3111 5 ปีที่แล้ว +1

    B tesfa yxbe rekibeya luwamey tbl derfi ktserh 👍👍👍

  • @yonijunior5192
    @yonijunior5192 5 ปีที่แล้ว +8

    welcome back brother and please like it

  • @jordanyordanojames6224
    @jordanyordanojames6224 3 ปีที่แล้ว +2

    Nice song, God bless you Wedi Keren 🇪🇷🇪🇷

  • @fkriiuemnteymikiki5316
    @fkriiuemnteymikiki5316 5 ปีที่แล้ว +5

    Wawwww bhanqwta kxbya zwerahku music So Thanks wedi kerin Nice job

  • @hagoshappy7895
    @hagoshappy7895 5 ปีที่แล้ว +2

    ህያብ ኣምላክ ናተይ ክንሳ
    ታዝከማይ ኣልዒሉ ክወስዳ
    ሓደ ሱስዕ ደላዪ ዘይናቱ
    ሒዝዋ ሎ ኣብ ደምበ ክፍኣቱ
    እዋናዊ ቡሉጽ ስራሕ ወዲ ቀሪን 👍👍👍

  • @atumsebatkemkemeyeyaezagud2914
    @atumsebatkemkemeyeyaezagud2914 5 ปีที่แล้ว +7

    Wedi kerin jegna welcome kbreteyyyy natey 👌👌❤❤❤👍👍👍👍🤟🤟🤟🤟

  • @abrhimolove8673
    @abrhimolove8673 5 ปีที่แล้ว +1

    Wadi karein adenikaka eti zelnayo & zehlfnayo hewat abe Eritrea konaka meglxka thank you so much good job abe kexli yerlbna👍

  • @nopainnogain3581
    @nopainnogain3581 5 ปีที่แล้ว +4

    Well done yohannes habteab👍. All my respect to you🙏.

  • @filmonmicheal1741
    @filmonmicheal1741 5 ปีที่แล้ว

    ወዲ ቀሪን ብጣዓሚ ዝንኣድ ስራሕ ዩ ነታ ኣውጹኡኒ ካብዚ ሩጉም ስርዓት ትብል ዘላ ሃገርና ጸገማ ፈሊጥካ ክትፋላመላ ምብጋስካ ብጣዕሚ ጽቡቅ እዩ ከማኻ ይብዙሑ

  • @bizubuzy
    @bizubuzy 5 ปีที่แล้ว +19

    *May God bless and listen to the prayers of those brothers and sisters who are mishandling and spending a misery life in libiya*

  • @meronmeri3355
    @meronmeri3355 3 ปีที่แล้ว +1

    Ala lewameyy ne lewam zeftu like yergxe

  • @abifetawinebsu4353
    @abifetawinebsu4353 5 ปีที่แล้ว +352

    ኣነስ ምስኪን ወደይ ከምዞም ኩሉ ግዜ like ሃቡኒ ዝብሉ ለሚነ ዘይፈልጥ ሕልና ዘለዎ ሎሚ ረጊጽኒ ይሕለፍ ✍️😜

  • @amantheman91
    @amantheman91 5 ปีที่แล้ว +1

    Btaemy Blixty derfy Wedi kerin bro lieli kulu klip 1000 meliekty zhazele 🥰🥰🥰

  • @ምንባርምንባር
    @ምንባርምንባር 5 ปีที่แล้ว +4

    ብሉጽ መንእሰይ ምስ ጥዑም ድምጺ ዘይርብሽ ጎሮሮ ወዲ ቀሪን ተባዕታይ!!!

  • @አንታይጉዳይኣለካካብህዝቢ
    @አንታይጉዳይኣለካካብህዝቢ 5 ปีที่แล้ว +1

    Wintey bselam yimleski ዓድና ጥራሕ ሰላም ይኩነልና አምበር ሕነኪ ኣብ ኤርትራ ዘለዉ ራሻድያ ኩሎም ክሳዶም ክንቆርጾም ኢና wintey ፍርይቲ ዓይኒ ኣምላክ ዪሓልውኪ

    • @justlive6396
      @justlive6396 5 ปีที่แล้ว

      Zeykewn xnxway eske gdefo
      Men lwam dia

    • @yikalokidane4544
      @yikalokidane4544 5 ปีที่แล้ว

      @@justlive6396 nsika eka xenxway tezareb zelka rashada dia kukrex alwo ember entay delka nsika keman kabtom zharedu tkwen dkala

  • @onelove7554
    @onelove7554 5 ปีที่แล้ว +5

    ዋውው ብልጽቲ ናይዚ ዓመት ደርፊ
    ኣለኩ ምስቲ ርጉም እወ ምስቲ ርጉም (ኢሱ)

  • @fretewahdo9182
    @fretewahdo9182 5 ปีที่แล้ว +1

    Hakka Eka lwamna Chewina selem keyebelna lwam leyti kemzey nhadr gerna Good Job wedi kerin ajoka tray lwamna ktmles Eya kesina lwam zelewo leyti nhadreka gize keriba Eya

  • @samigoatmindset
    @samigoatmindset 5 ปีที่แล้ว +9

    Wadi kerin meszi geza tekayed belexti serah ajoka ab goneka alena 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yenealove93
    @yenealove93 5 ปีที่แล้ว +3

    አዝያ መሕዘኒትን ደስ በሃሊትን ደርፊ እያ ቀፅለሉ ወዲ ቀሪን

  • @abel8399
    @abel8399 5 ปีที่แล้ว +3

    zgoyela siana ember nsa dea ala. thanks bro