ela tv - Tesfealem Arefaine - Korchach & Ephrem Amare - Yteale - ይተኣለ - ( Official Music Video )

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 29 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 2.6K

  • @Wediteages1
    @Wediteages1 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +905

    እንቋዕ ብሰላም መጻኹም ኤፋር &ቆርጫጭ ንቡዙሕ ተጸቢና ኩላትካ ንሰላም ትዝምር ላይክ ግበር ኣደይ ማርያም ኣብ ዘለናዮ ትሓልወና!!!

    • @TemesgenHadush-t2r
      @TemesgenHadush-t2r 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

      Amen

    • @መሰረትሲስ
      @መሰረትሲስ 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      Amen🎉🎉🎉❤

    • @shewiteyob2717
      @shewiteyob2717 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      Amen

    • @HdG-ul8ur
      @HdG-ul8ur 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      አሜን🙏

    • @BanaTekle-by6yc
      @BanaTekle-by6yc 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      Amen 🙏

  • @tekiebereket710
    @tekiebereket710 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +315

    ናይ ሓባር ሕልሚ እዩ ዘለና ንሱ ድማ ፍቅሪ ሰላም ደቂ ሓደ ህዝቢ 💪

    • @sarajoh313
      @sarajoh313 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

      We are from Eritrea 🇪🇷🇪🇷❤️

    • @Erey647-l9p
      @Erey647-l9p 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

      Gis qomal hade hzbi men elka agame ybleyen 7 alietey guhaf kemey ile msaka 1 hzbi.

    • @tekiebereket710
      @tekiebereket710 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ሕልፉ ኤርትራዊ 😃

    • @MusluyAykonkun
      @MusluyAykonkun 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

      ዓጢነ ሕርርርርር በል - ኪድ ንጎይታካ ምምላክን ምግልጋልን ጥራይ ቀጽል እንበር ሕውነትናስ 2018 ሪኢካዮ ኢካ

    • @ተንሃግ
      @ተንሃግ 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@Erey647-l9p😝

  • @MahariGrmay-g7k
    @MahariGrmay-g7k 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +235

    ብሓደ ቃንቃ ዶ ወደይ ክስብ ክንድዚ ምርድዳኣ ትስእን ኢኻ❤😢

    • @zowdi810
      @zowdi810 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +11

      We are not tegray we are erteraweyn 9behr we are not akusum ⛪️🙏🕌⛪️🕌🇪🇷🙏👍

    • @filmonberhe1784
      @filmonberhe1784 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +8

      ​@zowdi810 zowdi you are tgraweyti. just accept it. don't hide from reality 😮😮😮

    • @Viral_inspection
      @Viral_inspection 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Zewdi is tigrigna 😂 , anyways dehan ​@@zowdi810

    • @genetbrhane7433
      @genetbrhane7433 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Temehar tarik atsinie hasas​@@zowdi810

    • @aron5023
      @aron5023 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ​@@zowdi810ዓኴር

  • @RedwanHagos-x3d
    @RedwanHagos-x3d 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +170

    ነዛ ሰላም እዚኣ ዘጥፍኡልና ንዘልኣለም የጥፍኣልና ፈጣሪ ። 💙🌿🍀💊💊💊

    • @xxsweetblossomxx451
      @xxsweetblossomxx451 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

      Amen amen

    • @kokebPictures
      @kokebPictures 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      Amen ❤❤

    • @meazakahsay9335
      @meazakahsay9335 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      አሜንንንንንን

    • @ተንሃግ
      @ተንሃግ 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

      @@RedwanHagos-x3d ሬድዋን ዕደ ሕጋዊት ባንዴራ ዘይትገብር ሰነፍ ብዝኮነ ዩናትድ ደመይ ዋንጫ ተወሲዳ ሰላም ግበሩ ኣይትግበሩ ጉዳየይ ኣይኮነን 😁😁

    • @osmanmoha-u4q
      @osmanmoha-u4q 6 นาทีที่ผ่านมา +1

      @@ተንሃግyess bro 👍

  • @SiemRezene-he8qm
    @SiemRezene-he8qm 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +65

    ኩሉና ንሰላም ንዘምር የህዋተይ ዝሃለቀ ህዝብና ዪኣክለና ተጋሩ የህዋተይ ካብ ኤርትራዊ ሃዉኩም

    • @eritrealovely3638
      @eritrealovely3638 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      🙏🙏🙏 ማቴዎስ 5:9፤ ገበርቲ ሰላም፡ ውሉድ ኣምላኽ ኪበሀሉ እዮም እሞ፡ ብጹኣን እዮም።

    • @Mafi954
      @Mafi954 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

      Amiinn yiwatey marey be seniki politicagatat dekii hade hezibi tefalaliyu terefu😢hijis yiklo hezbey🇻🇳❤🇪🇷❤🙏🙏

  • @Abiakal3rd
    @Abiakal3rd 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +195

    🕊️🕊️ሰላም 🕊️🕊️
    Eri 🇪🇷❤❤$💛💛Tig🇨🇳
    2 0 2 5 ትምነ👍👍👍 ❤❤❤🎉🎉🎉

    • @HiwanQueen
      @HiwanQueen 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

      yqrta zia 🇨🇳nay Chianese iya nay tigray 🟨🟥

    • @Mafi954
      @Mafi954 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      Amiinn marey😢🤲🇻🇳❤🇪🇷🇪🇹🎉🎉🎉🙏🙏

    • @ERIHOMEDATACHANNEL
      @ERIHOMEDATACHANNEL ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      😅😅😅😅​@@HiwanQueen

    • @osmanmoha-u4q
      @osmanmoha-u4q 5 นาทีที่ผ่านมา +1

      The Chinese flag is so funny, my brother, Woyane has no place here. It means the flag.😂😂

  • @fevenfeven-dv7xc
    @fevenfeven-dv7xc 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +179

    ዘንተ እለት ኩናት ዘይፈለየና ብኪናት ዝሰካሕና ብዙሑ ወለዶ ዝጥፈአልና ሎምስ ይኣኸለኩም እባ ይብለና ይከውን
    ፈጣረ ሰላም ይግበረልና ፁቡቅ ስራሕ ክልተ ሓደ ዝድነቀኩም❤ 💛❤

    • @giovanni7859
      @giovanni7859 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      Amen kbrti habti 🙏🙏🙏

    • @Santos-cv7xo
      @Santos-cv7xo 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ❤️❤️❤️🫶🏾

    • @adhanetzerehannes6937
      @adhanetzerehannes6937 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      Amen!!!

    • @Sunwhite-entertainment
      @Sunwhite-entertainment 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

      ለባም፡ወትሩ ብርርርርር ክትብሊ ተሓጎሲ

  • @medhaniemehari7225
    @medhaniemehari7225 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +146

    ነዛ ሰላም እዚኣ ዘጥፍኡልና ንዘልኣለም የጥፍኣልና ፈጣሪ።

    • @መሰረትሲስ
      @መሰረትሲስ 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

      ኣሜን❤🎉ኣብዚኣ ፕሮፋይለይ ኣቲካ ሳብስክራይብ ግበረለይ🎉❤

    • @africapress5784
      @africapress5784 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      Amennn

    • @UmerEfendi-e2c
      @UmerEfendi-e2c 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      Nab lbom eba ymleselna ❤❤

    • @filmonberhe1784
      @filmonberhe1784 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Amen

    • @mu-ue1gs
      @mu-ue1gs 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ​@@UmerEfendi-e2cልቢ ዘለዎ ኣብ ኲናትን ጽልእን 30 ዓመት ኣየሕልፍን ዩ ልቦም ኣውጺና ኢና ጠቢስና ክንበልዖ ህግደፍን ህውሓትን ንሸይጣን ብ 20 ዓመት ይዓብይዎ ሳክት ለባም ለባም ኣይትጻወቱ

  • @Elsakidanu
    @Elsakidanu 30 นาทีที่ผ่านมา +7

    በቃ ይተኣለ☝️ ብጣዕሚ ኣዝዩ ብሉፅ ስራሕ።

  • @weovertheworld7411
    @weovertheworld7411 35 นาทีที่ผ่านมา +9

    Whoever has a wrong statement about this loving, peaceful song, is not on the right state of mind 🙏
    Very beautiful and at the same time very emotional 💖
    May God brings these people his everlasting peace and love 🙏

  • @DaveEntertainment.
    @DaveEntertainment. 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +192

    ኡፍ እንዴት ነው እሚያምረው ድምፃቸው እባካችሁ ለነዚህ ምርጦች እባካች 1000 ላይክ

  • @hiritizeru3975
    @hiritizeru3975 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +20

    እዚ እዩ ዝጽብቅልና አምላኽ ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም ፈጣሪ ዝምሕዋተይ

  • @Fish.G
    @Fish.G 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +143

    መን ኣሎ ከምዚ ከማይ መቐለ-ኣስመራ ምዝዋር ዝናፈቆ😥 ግን ደሓን ሓንቲ መዓልቲ ኣላ 👌👌👌

    • @abigaltigray-x5w
      @abigaltigray-x5w 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      😢😢😢😢

    • @eseyaswerede6052
      @eseyaswerede6052 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      😂😂😂😂

    • @ማሩ
      @ማሩ 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      😅😅😅😅 aykownn eyu hawey enberks be tigray zetawe welfetate bezhu eyu

    • @SaymonBerihu-f7s
      @SaymonBerihu-f7s 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

      Gesret ​@@ማሩ

    • @ማሩ
      @ማሩ 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      @@SaymonBerihu-f7s ehi haqe aykonn dyu? Welas afelto yeblkan xerfe gen turgum yeblun

  • @fhyytt7050
    @fhyytt7050 16 นาทีที่ผ่านมา +6

    ነዛ ሰላም እዚኣ ዘይደልዩ ኣምላኽ ካብ ስሮም የጥፍኣልና ኣሜን🙏💙💛❤️

    • @hewan1183
      @hewan1183 5 นาทีที่ผ่านมา

      Amen 🙏🏾

  • @sababerhe7945
    @sababerhe7945 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +21

    ከምዚ ከማይ ብኽልቲኡ ወገን ስድራ ዘለውኹም ብንብዓት😢😢😢 ዝሰማዕኹማ እስኪ ላይክ ግበሩለይ💔😢😢

    • @Mafi954
      @Mafi954 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      me to😢😢❤❤🙏

    • @banarahwa5346
      @banarahwa5346 12 นาทีที่ผ่านมา +1

      ኣባይክን ኣሕዋተይ ኣጆክን ኩሉ ሰናይ ክከውን ኢዩ

  • @99yordi
    @99yordi 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +103

    ፍቕርን ሰላምን ንህዝቢ ትግርኛ❤️💙🫶🏽 ስነጠበባዊ ክበሃል ከሎ ከምዚ እዩ🎉❤

    • @eriboy62833
      @eriboy62833 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

      ጸረ ሰላም ኮለኹም እሞ ከመይ ኢልካ እዩ ሰላም ክኸውን ናይ ትግራይኩም ወላ እንተዘይፈለጥና ኣብ ኤርትራ ግን 9 ዘይፈላለያ ብሄራት እየን ዘለዋ ትግርኛ ጥራይ ኣይኮነን። ወይ ጻዕዳን ነባርን ሰላም ምስ ኤርትራ ምሉእ ምረጹ ወይ ተንኮልኩም ሒዝኹም ጸግዕኩም ሕዙልና ሰላም ንህዝቢ ኤርትራን ኢትዮጲያን (ተጋሩ ሓዊስካ)።

    • @99yordi
      @99yordi 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@eriboy62833ኣነ ከኣ ሰላም ናይ ህዝቢ ትግርኛ እዩ ዘገድሰኒ እብለካ ኣለኩ ተደሊኻ ገደልካ እቶ መቸም ህዝቢ ትግርኛ ክበሃል ከሎ ደምኩም እዩ ዝፈልሕ ሕጂ ኳ ተፈሊጥኩም ኢኩም መን ፀላኢ መን ፈታዊ ኣብዘን ዝሓለፈ ዓመታት ኲናት ኣፀቢቕና ፈሊጥናኩም ኢና። ትግርኛ ህዝቢ ትግርኛ forever ንብል ኣለና።።

    • @WedikerenGezabila
      @WedikerenGezabila 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ​@@eriboy62833nay behaqi bro nehzbi tigerna teray selam Abel aten 8 zeterfu ke Eri 9 behr eya

    • @adeytube6750
      @adeytube6750 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ሰላም ንኽልቲኡ ህዝብታት ኤርትራን ኢትዮጵያን‼️

    • @Eri_Bella
      @Eri_Bella 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      Geldam nkulu aytmneyin wahda

  • @Caffetube1962
    @Caffetube1962 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +146

    ናይ ሓባር ሕልሚ ኣለና ንሱ ክኣ ሰላም፡ፍቕሪ፡ ኢዩ ሓቀይ እንድየ'ታ ሓላሚ ሰላም፧

    • @Tesfaxbah1234
      @Tesfaxbah1234 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      Suq bel qomal agame tekan tigraway teref dron 😁 nay tigrayka gber nhna eritrawian mes tegaru selam aydlyenan eu

    • @HappyHappy-x4u
      @HappyHappy-x4u 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

      ​@@Tesfaxbah1234 bro ድሒርካ ኣለኻ

    • @ወዲየማነ
      @ወዲየማነ 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ንፈልጥ ኢና ከም በዓል ንስኻ ሓርኢ-እኽሊ ከም ዘለኹም ውሑዳት ኢኹም ከነጽርየኹም ሓንቲ ንግሆ ኢያ ትኣኽለና ↗​@@Tesfaxbah1234

    • @Burie22
      @Burie22 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

      ​@@Tesfaxbah1234 nay nebska wekilka tezareb hzbi ertra kulu gzie selam ms deleye eyu hji kea selam ina ndeli. Ahwatna mewaelom ab dfae knebru ayndelyin ina.

    • @umBerhe
      @umBerhe 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ​@@Tesfaxbah1234ደንቆሮ ተሐዝን

  • @NatiAtela
    @NatiAtela 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +44

    መን ኣሎ ከምዚ ከማይ ክጽበያ ዝቀነየ❤፡ ሰላም ናፊቅና ኣቱም ህዝቢ😢😢፡ሰላም ንምድረ ሓበሻ ብሓፈሻ😢😢፡ ጽቡቅ ስራሕ ኤፋር ምስ ቆርጫጭ።❤❤❤

  • @ሳንካራDc
    @ሳንካራDc 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +26

    እዛ ዓመት እዚኣ ዓመተ ፍቅሪ ዓመተ ምትእኽኻብ ምስ ስድራና ምስ ፈተውትና 🇪🇷 +💊 +💙ይግበረልና ኣሕዋተይ 🧡🙏🏼🧡

    • @Wedinebri
      @Wedinebri 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Nay helen meles kustmo share aytbel habibi.

    • @terhasberhan
      @terhasberhan ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      Amen Amen Amen ❤❤

    • @MikiNago
      @MikiNago 7 นาทีที่ผ่านมา

      Amen🙏🙏🙏

  • @SarahSarah-n5f9m
    @SarahSarah-n5f9m ชั่วโมงที่ผ่านมา +10

    ኣምላኽ ሙሉእ ሰላም ይግበረልና from 🇪🇷

  • @Jossi_Mashi.
    @Jossi_Mashi. 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +152

    ስነ-ጥበባዊ ማለት መሪሕ እዩ'ሞ ከምዚ ንጽቡቅ ሓቢርካ ምስራሕ ክልመድ ኣለዎ።ይተኣለ 100%👌💙💙💙💙💙

    • @ሻዕብያ-ህዝቢዩ
      @ሻዕብያ-ህዝቢዩ 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ሕራይ... ሰላም ዝጸልእ ኣካል የለን. እቲ ዝእለ... መንዩ?

    • @adeytube6750
      @adeytube6750 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

      @@ሻዕብያ-ህዝቢዩእቶም ደርበይቲ እምኒ ጸላእቲ ህዝቦም‼️

    • @Eri_Bella
      @Eri_Bella 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ​@@ሻዕብያ-ህዝቢዩ weyin and nsom zefreywom hamed. Zenti elet selam zeydelyu nsatomyom

    • @yohannstekeste3287
      @yohannstekeste3287 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Tibeb zimelio comment

    • @ሻዕብያ-ህዝቢዩ
      @ሻዕብያ-ህዝቢዩ 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      @adeytube6750 ኣገናዕ... ቅኑዕ መልሲ 100%

  • @ቢንያምነጋሲ
    @ቢንያምነጋሲ 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +71

    ዋውውው ይበል ስራሕ ክልተ ቡሉጻት ከዋኽብቲ ኣለኹም ትጽቢት ከፊኡኩም ዝጸነሐ ሙሉእ ዘመን ሰላም የውርደልና ፈታሪ 2025 ናይ ፍቕሪ ያ ትመስል ❤❤

  • @NaelAbay
    @NaelAbay 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +55

    ናዓናይ መቀለ ናዓናይ ኣብ ዝኽሪ ሕሉፍ ፍቅሪ ምቅናይ
    ናዓነይ ኣስመራ ናዓናይ ኣብ ዝኽሪ ሑሉፍ ፍቅሪ ምቅናይ ።❤️❤️❤️👈
    ኤፋር & ተስፌ ። ❤️🎧🎧🎧🎼

    • @maazaberhane9741
      @maazaberhane9741 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      Well done ❤❤❤❤❤

  • @johndough5365
    @johndough5365 ชั่วโมงที่ผ่านมา +25

    2025 is the year of peace between 🇪🇷 and 🇻🇳. No more war, no more death, no more crying. We must build and achieve together ✌️✌️

    • @osmanmoha-u4q
      @osmanmoha-u4q 9 นาทีที่ผ่านมา +1

      The Chinese flag is so funny, my brother, Woyane has no place here. It means the flag.😂😂

  • @WediGirmay-o3n
    @WediGirmay-o3n 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +16

    ኩሉ ዓይነት ፅልእ ፈትናዮ ኣይ ኣርበሐናን ካኣ ሕጂ ግን ይኣክል ሰላም ንህብና

  • @ፍቕሪ-8
    @ፍቕሪ-8 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +85

    ኩልና ንሰላም ነዘምር ካብ ጽልኢ ኪሳራምበር መኽሰብ ኣይርከብንሞ ሰላም የሐሸና ንሕና ኣብ ኩናት ንሕና ኣብ ሰደት ንጠፍእ 😢

    • @WeldegergsBerhane
      @WeldegergsBerhane 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    • @BTIAI
      @BTIAI 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ❤🎉💙

    • @nahomteweldebrhan1200
      @nahomteweldebrhan1200 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ❤❤❤❤❤

  • @MisgnaSamuel
    @MisgnaSamuel 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +29

    ጽቡቕ ስራሕ ክንጽበያ ቀኒና ሕዝብና ሰላም ናፍቁ ኣሎ ሓውኩም ኤርትራዊ ❤❤❤

  • @ErmiasGhide-l1s
    @ErmiasGhide-l1s 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +45

    ስነጥበብ ማለት መጋረጃ ጽሊኢ ቀንጢጡ ንሰላም መገዲ ዝጸርግ እዩ'ሞ ብጣዕሚ ብሉጽ ስራሕ ኣሪኩሙና❤❤❤ያላ ኩላኻ ላይክ ግበር!!

  • @ወዲሃይሉ
    @ወዲሃይሉ 52 นาทีที่ผ่านมา +4

    ዋውው ሰላምኩም ይብዛሕ ከማኹም ይብዙሑ 🎉🎉
    እስኪ እቶም ካሎኦት ስነጥበባዊያን ካብዚኦም ተምሃሩ ትብዓት በጃኹም ከምዚ ዓይነት ደርፊ ክበዝሕ ነታባብዓዮም እቶም ሃየስቲ ዉን ከምዚ ከፍርዩ ከለዉ ጽቡቅ ስራሕ በሉ እዚ ሕብረተሰብና ሰላሙ ክምለሰሉ 😢

  • @rdfffegfr6136
    @rdfffegfr6136 21 นาทีที่ผ่านมา +1

    ዋው ብጣዕሚ ደስ ይብል ፅቡቅ ጅማሮ እስኪ ይግበሮ ደቂ መለይ መፈፀምትኡ ያሪኤና ፈጣሪ ❤❤❤❤

  • @asmeromgebremariam
    @asmeromgebremariam 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +41

    ሰላምና ይምጸኣልና ሞት ወዲ ሞት ይኣኽለና ድስ ዝብል ስራሕ❤❤

  • @tesfom3016
    @tesfom3016 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +49

    ሓድ ከለኻ ክልተ ኣይከውንን ኢዩ ይሕዋት ኢና ንጺሊኢ ንስዓር ተኸባቢርና ንንበር 🇪🇷🇪🇷💊 From Eritrean 🇪🇷

    • @eriboy62833
      @eriboy62833 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

      ​@@soligualagameኣብ ሓዊ እተዊ መን ከ የሕዋት ኢና ኢሉ ሻዕብያ ማለት ህዝቢ ኤርትራ ማለት እዩ ምስ እዛ 💙 ልቢ ኢሞጂ ፍቅሪ ተለኪ ኪዲ ናብኣ ንህዝቢ ኤርትራ እንታይ ግበር ትብልዮ ኣለኺ ዓጋመ ዋሒድ።

    • @AlekEmbaye
      @AlekEmbaye 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ​@@soligualagame ወንጫር ቆማል ሳሕሳሕ ቶጋር ጨናዊት ፍንፍንቲ መራት ከልቢ ቆንዳፍ ሬሳ

    • @soligualagame
      @soligualagame 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@eriboy62833 ሻዓብያ ማለት ህዝቢ ኤርትራ እንተኮይኑ ንምንታይ ኣብ ገዛእ ሃገሩ ምንባር ከሊእዎ ፍቃዶ ይንከራተት ኣሎ እቲ ኣብ ውሽጢ ዘሎከ ንምንታይ ብዘይኢንተሬንት ድምፁ ኣብዘይስማዕ ዓፊንዎ ኣሎ

    • @amanibushra5543
      @amanibushra5543 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ብሉፅ ሓሳብ ሰኣን ሰላም ብዙሕ ከሲርና።መፃኢ ይብዘሕ ይዓቢ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

    • @Yohanasenafe12
      @Yohanasenafe12 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ​@@soligualagamemani adiki selam iliki anciwa shabiya malet hizibi Eritrea iyu

  • @yonas400
    @yonas400 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +46

    ስነ ጥበብ ማለት THANK YOU ቆርጫጭ & ኤፋር
    ደም ንለጋገስ እምበር ደም ኣይንፋሰስን ፍቅሪን ሰላምን ነዚ ለዋህ 2 ህዝቢ 💙

  • @Sunwhite-entertainment
    @Sunwhite-entertainment 56 นาทีที่ผ่านมา +9

    Peace is the best option❤

  • @SaronHabshawit
    @SaronHabshawit ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ኣምላክ ሰላም። ናፍቅና ሰላም ፍጠረልና😥💪💪👑💙💙💙❤💛❤

  • @mulawgebrewahid8523
    @mulawgebrewahid8523 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +36

    ዋው ዝገርም ስራሕ ቆርጫጭ ን እፍሬምን የቐንየልና።
    ፍቅርን ሓድነት ን ንህዝብና ፣እወ እቲ ዝተዘርኣ ፅልኢ ክንኣልዮ ኢና።
    ሰላምን ስኒትን ፍቅርን ምስ ብፃዩ ምስ ጎረቤቱ ክምስርት ዘይከኣለ
    ፅልኢ ሒዙ ካባና ይተኣለ፣
    ኻብ ሱሩ ይተኣለ
    ይተኣለ ሓዲሩ ኸይወዓለ።

    • @Tesfaxbah1234
      @Tesfaxbah1234 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Mes amharu oromo selte selam zeygberka mes eritrawian aythasu qomal agame qdem mes amharu oromo ahwatka selam gber ghaf tigraway teref dron

    • @Semirajeyjey
      @Semirajeyjey 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      D​@@Tesfaxbah1234drbay😢

    • @emahabeshawi9276
      @emahabeshawi9276 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ​@@Tesfaxbah1234 ውፃእ ኣንታ ነጅስ ድቓላ ባርያ

    • @mulawgebrewahid8523
      @mulawgebrewahid8523 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @tesfaxbah1234
      እግዚአብሔር ምሕረት የውርደልካ፣ንሕና ከም ህዝቢ ምስ ማንም ብፍቅርን ሰላምን ኢና ክንነብር ንደሊ።

  • @muliesolo8175
    @muliesolo8175 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +98

    I wish be peace to Eritrea and Tigray ❤😢

    • @RgatLeake
      @RgatLeake 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

      ኣምላክ ንመን ኢልዎ🙏🙏🙏

    • @habibimovies
      @habibimovies 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

      እወ ይዓኽ ባይ ሰልችይይናኮ ሐዝስ

    • @melodimezmur
      @melodimezmur 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      Wala ms amharu

    • @praise8413
      @praise8413 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

      Ms Ethiopias meas tsubuk halina Selam ms Ethiopia and kulom gorebabtnan yesfnelna fetari 🕊️🕊️🕊️🇪🇷 &🇪🇹🕊️🕊️🕊️

    • @kasela6897
      @kasela6897 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

      ጽቡቅ ሓሳብ ምኽንያቱ ክልቲኡ እዩ ናይዚ ዝሓለፈ 70ዓመት በሰላ ዘሎዎ

  • @Hntsay
    @Hntsay 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +40

    ይታኣለ እወ ኲናት፥ ጽልኢ፥ ሕሰም !
    ቆርጫጭ & ኤፋር ጽቡቕ ስራሕ ከምዚ ጌርኩም ነዞም መናእሰያት መሃሩና ደኣ 👏👏👏

  • @ኤሪinfo
    @ኤሪinfo ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ብጣዕሚ ብሉጽ ስራሕ ካብ ብሉጻት ስነ-ጥበበኛታት ትግርኛ እግዚአብሔር ሰላም የውርደሉዱ ነዚ ኣብ ክልተ ሃገር ዝነብር ግን ድማ ሓደ ህዝቢ🇪🇷😘

  • @Mafi954
    @Mafi954 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    ሓወየ ምእንታን ከምለሰ ፈቅሪ ናይትማሊ ናዓ ነፀሊ❤️❤️✅👍
    ከምዚ እልና ንሰላም ንዘምር 🫰💌🩵💃💃💃💃💃💃🙏🙏🙏kelet buluxat nay bahakii Afe&korichahe🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @OMO0-y8g
    @OMO0-y8g 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +38

    ሰላም ንህዝቢ ንተዛራቢ ትግርኛ ሰላም ተዘይ ገርካ ክጥፍኡካ እዮም እና ሓወይ ሓፍተይ ንባሃል የሕዋት ኢና የክናይ ጋነት ❤️💙💛🕊🕊🕊

    • @TefahiwetOkbagergs
      @TefahiwetOkbagergs 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ካባኹም ዝቅድሙ 8 ብሄራት እስልምና ኣለውና ምሳይ 9 ኣኸለ። ቆንዳፋት

  • @4764-g3d
    @4764-g3d 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +23

    ኣምላኽ መፃኢና ብሩህ ይግበሮ ደስ ድብል ጥዑም ንፋስ ንሰምዕ ኣለና

    • @hewan1183
      @hewan1183 4 นาทีที่ผ่านมา

      Amen 🙏🏾

  • @SharpBeta
    @SharpBeta 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +24

    እዛ ስራሕ እዚኣ እቲ ዝለዓለ ሽልማት ይኹን ኦስካር ዝግበኣ ስራሕ እያ። ላይክ ግበሩ ደቂ ዓበይቲ 💕💙

    • @HailegoitomHaile-rr4fb
      @HailegoitomHaile-rr4fb 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      እዋይ ግዕቶ

    • @SharpBeta
      @SharpBeta 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      @HailegoitomHaile-rr4fb #
      ኢሂ ደኣ ቅንኢ መቸም መሊኣ እያ። መልእኽቱ ይኹን ዜማኡ፣ ውህደቱ ይኹን ቅኒቱ እንታይ ክተውጽኣሉ ደሊኻ። ቅንእኻን ጽልእኻን ስዓሮም እሞ ነብስኻ ክትረኽባ ኢኻ።

    • @ተንሃግ
      @ተንሃግ 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @SharpBeta ክብረተይ ዘይከውን ባ ኣይትከልም ንሰላም ደሪፎም ኢልካስ ሓንቲ ዝቆምሰለት ደርፊ ኣብ ኦስካር ክትሽልም ደሊካ
      እዚ ደርፊ ስለ ዝሞተት ኦስካር ዘይኮነ ተስካር ዩ ዝግብኣ፡😂😂😎

  • @taflat9364
    @taflat9364 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +7

    Well done! More top artists from both countries should take this path and promote peace and unity. It’s time to end the hatred between the two peoples.

  • @kisanettumuzghi6615
    @kisanettumuzghi6615 42 นาทีที่ผ่านมา +1

    2025 Eritrean &Tigray ናይ ፋቅርን ስላምን ይግበረልና ፈጣሪ❤❤🥹🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @Alemabadi5891
    @Alemabadi5891 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +19

    ዝገርም ስራሕ ክጽበያ ቀንየ ግን ካብ ትጽቢተይ ወጻኢ ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ የቀንየልና ኤፊ & ቆርጫጭ ሰላምን ፍቅርን ነዚ ሓደ ህዝቢ ኣብ ክልተ ሃገር ዝነብር ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @dawitbereket5513
    @dawitbereket5513 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +58

    ዘይነጽፋ ባሕሪ እንዳወነነ ዋሃቢ እምበር ተጸባዪ ዶ ምኾነ 😢 ኑዑናይ ናብ ኣስመራ ❤❤❤

    • @Asmeraweymot
      @Asmeraweymot 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

      asmara abey adeka tfelta

    • @Jee_Px
      @Jee_Px 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ​@@Asmeraweymot ታይከ ክፈልጠላ ጥሙይ🤧

    • @Erey647-l9p
      @Erey647-l9p 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Entadieka aleka qondaf abta adi anbetaka kuentkan kof bel

  • @ሰነድ4V
    @ሰነድ4V 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +20

    መናእሰይ ግን ንምንታይ ኢና ኩሉ ገዲፉና ሰላም ዘይንዝመር ሰላም ንኩሉ ሰብ🙌💝

  • @BerihuGebreegziabher
    @BerihuGebreegziabher 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ብታሓጓስ ነቢዐ። ❤️
    ይመልኣዮ ፈጣሪ ይኣኽለኩም ይበለና።❤️🙏❤
    ሰላም ራህዋ ዕብየት ንክልቲኡ ሓው ህዝቢ ❤️🙏❤️🙏❤️🙏❤️

  • @MikiNago
    @MikiNago 2 นาทีที่ผ่านมา

    ከምዚ ከማይ ኣብ ክልተ ዝተወለደ ዶ ኣሎ ማራ ሰላም ዝናፈቀ😢😢😢 ኣምላኽ ሕጂስ ይኣኺል ይበለና ኩሉና ንስላም ንዘምር🙏🙏🙏🙏

  • @ጎልዞምጀጋኑፈረ
    @ጎልዞምጀጋኑፈረ 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +21

    ዞም ናተይ እንኳዕ ብስላም መፃእኹም ስላምና እዮ ለሐሽና ኣምላኸይ ስላም ኣውርደልና😢🙏❤🙏❤

  • @biniamtesfamichael3749
    @biniamtesfamichael3749 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +34

    ኣጆኩም እስከታ ሃየ ንደማመጽ ንብሃሃል. ንሰማማዕ ነስመሮ ዉሁብቶና. ናይ 3000 ዓመታት ታሪክና ንፈትሾ ኣብኡ ኣሎ ቡዙሕ ሓፍስካ ዘይውዳእ ሽሻይ. ጽጋብ. ሰላም. ምትሕልላይ💙💙💙💙ንዘሸገረና ብሓባር ኾንና ንእለዮ

  • @banatadese7874
    @banatadese7874 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +19

    ይታኣለ ቱ ዘይደላዪ ጽቡቅና
    ጸባ ካይሰቲ በቱ ጸበባ ሕሰምና
    ንሕና ንለብም ንጉራሕ ዎሎደይ
    ኣብ ጸልማት ካይንነብር መዘናይ
    ፍቅሪ ሰላም እዩ ዘጸብቀልና
    ፍቅሪ እዩ መልክዕና
    ንፋቀር ክጽብቅ መጻኢና
    ክንናጋገድ ኣስመራ ኣክሱም እንዳ በልና። ❤❤❤። ሰላም የውርድ ንኩሉ ዓለም

    • @rahelasmerinabelalifestyle5566
      @rahelasmerinabelalifestyle5566 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      አሜን ይበሎ ብርክተይ ❤

    • @semharkahsay1946
      @semharkahsay1946 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ይተኣለ√√√√ ይታለ×××××

  • @maryasefa-sy4dp
    @maryasefa-sy4dp 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +14

    እግዚአብሔር የልባችን ይስማ ሰላምና ፍቅር ለወደው ሁሉም ትግራይና ኤርትራ ሰላማ ይብዛልን

  • @raheltesfai9373
    @raheltesfai9373 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ዋው ፈጣሪ ፈትይልኩም ኣብዝሎሚ እዋእ ናይ እምነት ኣቦታት ከማን ብጽልኢ መንደቕ ሰሪቶም ቐብጽናዮም! ኢንተ ንስኹም ብሓቂ ፈተውቲ ህዝብኹም ኢኹም ::የቐንየልና 🙏🏻🙏🏻🙏🏻❤❤❤️‍🩹❤️‍🩹😇😇🕊️🕊️

  • @0changed
    @0changed 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +12

    ሰላምካ ኣውርደልና ኣምላኽ ኣቦይ ❤❤❤
    ካብ ኩናት ዝመጽእ ረብሓ የለን እንድዒ 2025 ሲ ናይ ሰላም ግዜ ይኮነልና ይከውን የኣኽለኩም ይበለና

  • @ablelkahsay-ep7dh
    @ablelkahsay-ep7dh 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +12

    ፅቡቕ ስራሕ ደስባሃሊ። ሰላም ሓደ እንከሎ ኣብ ክልተ ሃገር ፋሕንዝበለ ህዝብና❤

  • @LemlemTeklu-z4b
    @LemlemTeklu-z4b 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +17

    አሰይ ዘምአሐወተይ ሰላም የውርደል ንኩሊቱዑ ህዝበይ❤❤❤

  • @gulbet8081
    @gulbet8081 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    Love is winning💙🌿💛❤️. No to hatred, no to war and no to division between our people. Enough is enough. Our people deserve to live in peace and prosperity 🙏🏽🙏🏽

  • @teweldezewde5742
    @teweldezewde5742 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    እንቋዕ ብሰላም መጻእኩም ክቡራት
    ደቂህዝቢ ተስፋኣለምን & ኢፍረምን
    ብተካይድዎ ጻዕሪ ንሰላም ታሪኽ ኢኹም
    ሰሪሕኩም!!ህዝብኹም ኣብጎድንኹም'ዩ
    በርትትዒ።❤❤💙💙❤❤💙💙

  • @SHAMBAKOMUSIC-ሻምባቆሙዚቃ
    @SHAMBAKOMUSIC-ሻምባቆሙዚቃ 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +23

    እዛ ኮመንት ተንብብ ዘለካ ምስ ቤተሰብካ ደስስስስስ ዝብል ሂወት ንበር

    • @abitifili3597
      @abitifili3597 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ኣሜን ዕጽፊ ንዓኻ'ኺ ❤❤❤

    • @Gezanamedi
      @Gezanamedi 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ​@@abitifili3597amen 🤝🤝🤝

  • @mebrhitm5810
    @mebrhitm5810 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +10

    ስነጥበባውያን ኢልካ ኣፍካ መሊእካ ክትፅወዖም ትክእል ንፉዓት ናይዙ ንኡስ ወለዶ😍 ይተኣለዩ እወ ይኣክለና

  • @Miki-x3s3n
    @Miki-x3s3n 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +132

    ካብ ኤርትራን ትግራይን ዚውለድ like👍👍👍 ይርገጽ ግን ዘኩሮዕ ትራሕ ብኩሉ ዚስሞዕ ቱፍ ተበለ ናብ ጭሕሙ ዝኮነኒ ፉቱር አየ ❤❤❤❤ ኤሪትግ good Job qorchach efrem ❤❤❤❤

    • @Yesheger_Lij
      @Yesheger_Lij 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

      ኣለና 😇

    • @rozar227
      @rozar227 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ኣለና 💛❤️💙

    • @Jossi10
      @Jossi10 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      😂😂that’s great I love it

  • @ሳላሰ
    @ሳላሰ ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ኣታ ናይ ሎሚ መንእሰይ ናይ ጽባሕ ኣቦ ካብ እዝን ዝሓለፋ ዓመታት ብዝሕ ተማሂርና ኢና እሞ ።ን ሰላም ን ጸሊ

  • @HuruyTukle
    @HuruyTukle ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Eri and tgr ዝፈላልየና የለን ደቂ ሓንቲ ኣደ ኢና 🎉❤🎉🎉❤🎉❤

  • @halnb
    @halnb 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +9

    this is exactly what we need ,thank you for playing your part 🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @rodaeritreanmedia2141
    @rodaeritreanmedia2141 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +28

    ነቶም ንንግስነቶም ክጥዕሞም ዓሰርተታት ዓመታት ኣህዛብ ዘናቑቱ ዘለዉ መራሕቲ ህግደፎም ይኹኑ ህወሓቶም ሕጂ ውን ይተኣለዩ ! ሰላም ይንገስ ! ይተኣለ ! ❤❤💙💙💙ብልጽቲ ስራሕ

  • @Kokob-ym6hf
    @Kokob-ym6hf 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +35

    ናይ ሰላም ዓመት ትግበረልና ንህዝቢ ትግርኛ 💙💙💙💪💪💪

    • @JohnHabte-fs9td
      @JohnHabte-fs9td 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

      Kembeal nskum blash meliekum nkulu selam zeytbl gohaf

    • @fishfish5507
      @fishfish5507 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

      ጊስ ወዲ ሸርሙጣ ታዴኻ ኣለና ምሳኻ ሰላም ባርያ ​@@JohnHabte-fs9td

    • @Capital1224
      @Capital1224 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      N kulu selam zeytbel n hizbi Tigrinya eilka ke amel.ayfilen eyu n kulu seb selam.yewrdilu

    • @semharkahsay1946
      @semharkahsay1946 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

    • @WedikerenGezabila
      @WedikerenGezabila 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      Selam tedeli ayetemeseleln aka ehi Abe Eritrea tigerna teray diyu zelo

  • @SaronHabshawit
    @SaronHabshawit 59 นาทีที่ผ่านมา +1

    ፅብቅ ሰራሕ🙏🙏

  • @YohannesOkubazghi
    @YohannesOkubazghi 33 นาทีที่ผ่านมา

    ነዛ ደርፊ ክሰምዕ ወላ ጸማማት ክሰምዑ እዮም ነዛ ሓጻር ግዜ ዓሻ ድየ ንውሽጠይ ዝመልኣ ቅርሕንታ😢😢

  • @heri3588
    @heri3588 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +7

    ትኩእ ኣለም" ኣቤት ጥበብ ለካ ራኢኻስ መወዳእታ የብሉን ❤❤ መቸም ንትኩእ ዘይፈልጥ የለን ሓቀይ😊

  • @KweghEyu
    @KweghEyu 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    ☝☝☝☝ ጽቡቕ ስራሕ ቆርጫጭ ምስ ኤፋር ።
    እወ ወሃብቲ ምኾንና፡ ሰላም እንተንሓሪ
    ❤💙❤💙❤💙

  • @IssackBerhane-dq1zx
    @IssackBerhane-dq1zx 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    ሕጂ ግርም💙💙💙 ኣብ ጽልኢ ዝነብር ሕብረተሰብ የብልናን💙💙💙

  • @yibrsh
    @yibrsh 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ከምዚ ከማይ ናይ ክልትኡ ህዝቢ ፍቅሪ ዝደሊ❤❤❤❤❤

  • @warrihabesha
    @warrihabesha 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    በዞም ኣርካናት ድምጻውያን መራሕቲ ሰላም ዝተሓጎሰ፣ ከምዚኣ👍 ርገጸለይ እስከ❤

  • @Rut-Tube
    @Rut-Tube ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    እዞም ክልተ ፀረ ሰላም ኣጥፊኡ ሰላም ይግበረልና ኣሜን❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @michaletesfay63
    @michaletesfay63 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    ትግራይዋይ እትደሊ ኤርትራዊት ሀይ ትበለኒ ....ፍቅሪን ሰላምን ንክሊቲኡ ህዝቢ ❤

    • @Erey647-l9p
      @Erey647-l9p 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Gis qondaf eritrawi neritrawi

    • @michaletesfay63
      @michaletesfay63 50 นาทีที่ผ่านมา

      @@Erey647-l9p nay 21 kefle zebne reasi dorho

  • @Jonask20
    @Jonask20 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +14

    ሕጂ ውን ንፋቐር እሞ ! ግን በቢያትና ። 😊✌🏾❤

    • @filey1927
      @filey1927 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

      Kkkk funny, but that's the truth .

  • @AbrahamGoitom-r1o
    @AbrahamGoitom-r1o 34 นาทีที่ผ่านมา

    ባእሲ ጽልኢ ኣብ መንጎና ከይነግስ ጋግና ንዕጾ ፈጣሪ ድማ ባዕሉ ይሓግዘና❤ወዲ ሓላል ህዝቢ❤

  • @Azmarinos
    @Azmarinos 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    መንደቅ ጽልኢ ብፍቅሪ ሃደሽደሽ ይበል። ጽቡቅ ስራሕ ቖርጫጭ ወ ኤፋር ❤

  • @yonaseyhalaley6878
    @yonaseyhalaley6878 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    ሰላስተ ሰዓት ሓልፋትኒ ኢዳተጸበኽዋ በሉስከ ኢንካዕ ነስለም መጻኹ ናይሰላም ሃዋርያት ኢስከ ከምዛናየይ ዝፈተኽማ ላይክ ሃብኒ ጽብቓት።

  • @SadiUsman-h4y
    @SadiUsman-h4y 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +12

    Abey alekum tigrigna deleyti selam like habuna amlak elwo selam kmxelna ykewun

  • @HKChannelHk
    @HKChannelHk 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +9

    I am from Afghanistan, but i ❤ Tigrna musik😊💙

  • @freweinitesfagaber3513
    @freweinitesfagaber3513 52 นาทีที่ผ่านมา

    Selsm zedeli Asbi aysenin
    Kemakum yebzah goyta
    Lisankum yebarek 🙏🙏🌸

  • @michaelh599
    @michaelh599 5 นาทีที่ผ่านมา

    ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ኣጆኩም ቐጽልዎ:💙💙💙💪🏿💪🏿👍👍👍💚💚👌👌

  • @tibletsmelake
    @tibletsmelake 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ብጣዓሚ ጽቡቕ ስራሕ ንፍቅሪ ሰላም ምዝማር❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Halamadr146
    @Halamadr146 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    ገለ ዓይነት ደርፊ!
    --- ----
    - “ኣኽሱማዊ፡ ዘይሃስስ ስልጣነ - ሰሪቱ ንዓለም ዘሀነነ፡
    ዘይ-ነጽፍ ባሕሪ ና’ወነነ - ምሃበ ‘ምበር ተጸባይ ዶ ምዀነ፧!” . . .
    . . . ሰላም፡ ስኒትን ፍቕርን ምስ . . . ጐረቤቱ - ክምስርት ዘይከኣለ፡
    ጽልኡ ሒዙ ካባና ይተኣለ! ይተኣለ! ይተኣለ! ይተኣለ! ይተኣለ! ይተኣለ! . . .”
    - ይተኣለ'ወ!💙💙

  • @محرتوعامبوري
    @محرتوعامبوري 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +8

    እንኳዕ ሓቢርና መዝሙር ሰላም እንዝምረሉ እዋን ኣብቃዕና 💙💙 we love you both!💙💙

    • @mariyamawitgualadisogot1389
      @mariyamawitgualadisogot1389 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ቝርጫጭ እኮ ናትኩም እዮ ናትኩምን ካባኩምን ናባኩምን። እዮ

  • @KbromRussom
    @KbromRussom 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ደስ ትብል ዓቢ መልእኽቲ ዘለዋ ደርፊ።ብኽልቲኡ ወገን ዘለና ህዝብታት ከኣ ልቢ ንግበር ጽልኢ ንእለዮ።ብፍላይ መንእሰያት።እዞም ኣሕዋትና ከኣ ቀጽልዎ ሓንቲ ደሪፍኩም ስቕ ከይትብሉ ካልዕት ወስኽኩም ቅነ ጽልዎ።

  • @NabilaYousif-u4h
    @NabilaYousif-u4h ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    🕌❤️⛪️ The habesh
    people always love each other, whether Muslim or Christian.eritrean and Ethiopian

  • @SirajEbrahim-x2k
    @SirajEbrahim-x2k 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +15

    ምርጥ ስራነዉ ትርጉሙ ባላቅም እርቅ ይመስለኛል

    • @yonasberhe6284
      @yonasberhe6284 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      That what it meant

    • @semharkahsay1946
      @semharkahsay1946 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ግእዝ ኮ ነው ኣይከብድም።

    • @MisgnaSamuel
      @MisgnaSamuel 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ኣዉ ልክ ንህ

    • @Orthodoxawi12
      @Orthodoxawi12 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      እውነት ነው

  • @Selu123.
    @Selu123. 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    This is 💯 exactly what our people are still praying for. i hope it will come true soon❤❤❤❤🥰🥰🥰

  • @Nkied
    @Nkied 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +25

    Nhamedu abey alekum, adkumn adyekum znafeqkum💙🌿

    • @helenzerayfishasion2342
      @helenzerayfishasion2342 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Kulu hzbi eritrean adu nafiqeyu zelo😊

    • @Nkied
      @Nkied 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@helenzerayfishasion2342emo haye nkied 🫶🏾

  • @lemlemlemlem2264
    @lemlemlemlem2264 26 นาทีที่ผ่านมา

    ብሓቂ ደስ ዝብል ስራሕ ኩልና ሓቢርና ንፍቅሪ ንዘምር ኣምላክ ሰላም የውርደልና ወገናተይ
    💙➕💛❤️=💗✅

  • @Simongebrezgabiher
    @Simongebrezgabiher 47 นาทีที่ผ่านมา

    ማርያም ኣስመረየቲ ሰላም ተውረደልና...amen bel ata wedi

  • @Hogon-16
    @Hogon-16 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +10

    ንሰላም ንዘምር 🥰🕊️🕊️🕊️❣️❣️❣️
    ጎይታ ሰላምን ፍቕርን የውርደልና 😌
    ዝፈሰሰ ደም፡ ውሑጅ ይውሰዶ 🌿
    በረኸት እ/ሄር ይሕደረና 🌻🌻🌻

  • @muzeyaradom
    @muzeyaradom 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +11

    ኩሉ ግዜ ንሰላም ዝዘመረ ይዕወት ካብ ፈጣሪ እውን ዓስቢ ይረክብ

    • @eritrealovely3638
      @eritrealovely3638 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      🙏🙏🙏ማቴዎስ 5:9፤ ገበርቲ ሰላም፡ ውሉድ ኣምላኽ ኪበሀሉ እዮም እሞ፡ ብጹኣን እዮም።

  • @Enbokye
    @Enbokye 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    መን ኣሎ እስኪ ከማይ ክንደይ ግዝየ ከም ዝበጽሐት ክርኢ ነንግዜ ናብዛ ደርፊ ዝመጽእ😅

  • @lov3888
    @lov3888 35 นาทีที่ผ่านมา +1

    Legends 🐐🐐

  • @furtunahaile-vp4cb
    @furtunahaile-vp4cb 55 นาทีที่ผ่านมา

    🎉🎉🎉🎉❤❤❤ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ሰላም የውርደልና🎉🎉🎉